Тёмный

ገጽ ንገጽ ( ቀጥታ Live ) ምስ ተክለማርያም ተኸታሊ ፕሮቴስታንት 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 133 тыс.
50% 1

ዝርርብ

Развлечения

Опубликовано:

 

6 авг 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,3 тыс.   
@zufanalem3873
@zufanalem3873 3 года назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዛላኣለም ትንበሪ🙏💛❤
@Mera_fetawi_yorda_11
@Mera_fetawi_yorda_11 3 года назад
Amen amen amen Nay bahaqi tnberelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Jenifer.amanuel
@Jenifer.amanuel 3 года назад
Amen 🙏
@mmm0mmmm125
@mmm0mmmm125 3 года назад
ኣሜን
@dc8625
@dc8625 3 года назад
Amen amen amen 🙏
@sagalaney4676
@sagalaney4676 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@wediyatu
@wediyatu 3 года назад
Godolyas Tube መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፀጉኡ የብዘሐልካ ዓቅሊ ትዕግስቲ ኮ 100%✅✅🥰🥰
@user-cq9hp7sz5e
@user-cq9hp7sz5e 2 года назад
ስልጣንየ ሓላል ከምቲ መልክዕካ ከለ ግብርካ📚😍😍😍😍
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@saragee8428
@saragee8428 2 года назад
ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ኽርስቶስ ብደሙ ሰሪትዋዩ ሓንቲ እያ ተዋህዶ ኣይትሕደስን ኽብሬ ምስጋና ኣምልኾት ውዳሴ ንጎይታ አጋስተ ኣለም ስላሴ ❤️😥 ኣደጎይታይ ዘኽበሩኪ ኹቡራት እዮም ዘሕሸሩኺ ሑሱራት እዩም 😥 ናይ ምድሓነይ ምኽንያት ጎይታይ ዘሃበኒ መገዲ ሰማይ ካብ ድፍረሀድፍረት ሓጥያት ይማሓረና 😭💔
@danayttamr402
@danayttamr402 Год назад
🙏💒💒💒ኣሜንዞምኣሕዋተይ🙏🙏🙏
@hadsharaya1116
@hadsharaya1116 3 года назад
ኦርቶረክስ ተዋሃዶ ኣይትናወጽን እያ ንዘላለም ትንበር 💯💯💯🤲🤲🤲🙌🙌🙌!!!
@Million92
@Million92 2 года назад
Gohaf
@tomikesete9528
@tomikesete9528 Год назад
Amen amen amen
@mhretmh4698
@mhretmh4698 Год назад
ጅግናአስይይይ💊💊💊💖💖💊💊💊
@filmonkifle4119
@filmonkifle4119 Год назад
Orthodox nzalemmm tnber,
@ngsti8856
@ngsti8856 3 года назад
አግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ትዕግስትኻ ደስስስስ ክብል በሓቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበርርርርር አሜን አሜን አሜን
@weinitekle2709
@weinitekle2709 3 года назад
Tsgu ybzhalka hawey
@brikityrustu9780
@brikityrustu9780 3 года назад
Teklemarya bkalka teretieka aloka abta zeebeyetka bet temeles wesletlet aytbel
@rahwaangosom6608
@rahwaangosom6608 2 года назад
Amen amen amen
@rahwaangosom6608
@rahwaangosom6608 2 года назад
Tagu ybzhalka hawey amelk eidaman tenan yehbak
@temesgengoyta1198
@temesgengoyta1198 2 года назад
Ktnebrn zeyktnebrn hade amlak iyu zkelo tewahdo zeykonea krstna ktnebr iyu krstos slea zelewa
@user-vf6io8ws5g
@user-vf6io8ws5g 2 года назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላአለም ትንብር አሜን ፫ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ብሓቂ መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና አምላክ ተክለ ማርያም ሓዉና እዉን ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብካ ይክፈተልካ አምላክ🤲🤲🤲
@desalemengistu2784
@desalemengistu2784 2 года назад
ብስም ኣቦን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ብሓደ ኣምላኽ እኣምን ኣሜን። ሓውና ስልጣን ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡ እግዚኣብሄር ከተገልግሎ ሓይሊ ይሃብካ። ካብ ናብ ጥፍኣት ዝወስድ ፍልጠት ፡ ናብ ሂወት ዝወስድ ድንቁርና ይሓይሽ። ንኹሎም ቕዱሳን ብድፍረት ጣኦት እዮም እንዳበለ ፡ ንዓይ ትጸርፈኒ ኣለኻ ኢሉ ንነብሱ ክጣበቐላ ክትርኢ ከለኻ ፡ እቶም ቅዱሳ ግን ብስጋ ኣብዚ ምድሪ ዘይኮኑ ብነፍስን ብመንፈስን ኣብ ሰማያት ፡ ብጸለቶም ጥራይ ዘይኮኑስ በቲ ዘለውዎ ቦታ ውን ካባና ኣዝዮም ናብ እግዚኣብሄር ዝቐረቡ ክንሶም ብትዕግስቲ ስቕ ኢሎም ክሰምዑና እንከለዉ ካብቲ ሰባኻይ ዘረድኣካ ንላዕሊ ብትዕግስቶም ናይብሓቒ ቅዱሳን ምዃኖም ትርዳእ። ( ህልውና እግዚኣብሄር ቦታ ዘይውስኖ ኣብኩሉ ምሉእ እኳ እንተኾነ ፡ ብፍሉይ ባዕሉ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝምሃረና ግን ፡ ኣብ "ሰማያት" እትነብር ኣቦና ፡ ስምካ ይቀደስ መንግስትኻ ትምጻእ ፡ ፍቓድካ ከምቲ ኣብ "ሰማይ" ዝኾነ ከምኡ ከኣ ኣብ ምድሪ ይኹን እንዳበልና ክንጽሊ እዩ። ትርጉም ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና ዝብል ጸሎት ብዙሕ እኳ እንተኾነ ፡ ምስ እዚ ንሰምዖ ዘለና ዝኸይድ ግን ሓደ ቃል እስከ ንርአ። ፍቓድካ ከምቲ ኣብ ሰማይ ዝኾነ ከምኡ ከኣ ኣብ ምድሪ ይኹን ማለት እንታይ ማለት እዩ። ፍቓድ እግዚኣብሄር ኩሉ ጽቡቕን ሰናይን ምዃኑ ኩላትና ንፈልጦ እዩ። እሞ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ዝምህረና ዘሎ እዚ ሰናይ ዝኾነ ፍቓድ እግዚኣብሄር ኣብ ሰማያት ኣሎ ፡ ንምድሪ ግን ከምቲ ናይ ሰማይ ጽቡቕ ዝኾነ ፍቓድ እግዚኣብሄር ምእንቲ ክትረክብ ጸልዩላ እዩ ዝብለና ዘሎ። እዚ ማለት ከኣ ፥ ከምቲ ኣብ ሰማያት ንዘለዉ ኣገልገልትኻ ብዘይ ጥምየትን ጽምእን ሞትን ሕማምን ድኻምን ፡ ብዘይ ብኣስን ዂናትን ፡ ብዘይ ፈተነ ናይ ሰይጣን ብፍጹም ቅድስና ከም እተንብሮም ፡ ነዛ ምድርን ነዞም ኣብዛ ምድሪ ንነብር ዘለናን ከምቲ ናይ ሰማይ ግበረልና ኢልኩም ጸልዩ ማለት እዩ። ( ቅዱሳን ዘለዉዎ ዶ ሰማያት ይብሃል እዩ ዶ ትብሉ ኣለኹም? በሉ ሓዙ ካብቲ ብዙሕ ቁሩብ ከብርሃልኩም እየ። 2ይ መጽሓፍ ነገስታት ምዕራፍ 2፡ ኤልያስ ድማ ብህቦቡላ ንፋስ ናብ ሰማይ ዓረገ ይብል። ናበይ? ናብ ሰማት። ራ፡ዮ 13፥6 ንምጽራፍ ኣምላኽን ንስሙን ንማሕደሩን ነቶም ኣብ ሰማይ ዚነብሩውን ኪጸርፎም ኣፉ ኸፈተ። ኣበይ ዝነብሩ? ኣብ ሰማይ። ራ፥ዮ 14፥1 እንሆ ድማ፡ እቲ ገንሸል ኣብ ደብረ ጽዮን ደው ኢሉ፡ ስሙን ስም ኣቦኡን ኣብ ግምባሮም እተጻሕፎም ሚእትን ኣርብዓን ኣርባዕተን ሽሕ ከኣ ምስኡ ርኤኹ። ካልእ ብዙሕ ይቕጽል... ) ንምዃኑ ኸ ጣኦት ማለት እንታይ ማለት እዩ? ጣኦት ማለት እኮ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከም እንምሃሮ ንኣምላኽ ክሒዱ ፡ ኣብ ቦታ ኣምላኽ ኮይኑ ኣነ ኣምላኽ እየ ካልእ ኣምላኽ የለን ንዓይ ኣምልኹኒ ዝብል እዩ። ጣኦት ብዘይካ ንሱ ባዕሉ ኣምላኽ ከምዝኾነ እምበር ፡ ካልእ ኣምላኽ ከምዘሎ ኣይዛረብን እዩ። እቲ ዝገርም ግን፥ ስም ኣምላኽ ንዓለም ዝነገሩ ፡ እምነት እንታይ ማለት እዩ ፡ መን እዩ ኸ እቲ ዝእመን ዝምሃሩ ንቕዱሳን ሃዋርያትስ ጣኦት እዮም ይብሃል። እቶም ብዝተዋህቦም ጸጋ እኳ ዘይተመክሑ ፡ ጎይታ ኣጋንንቲ ከተውጽኡ ሕሙማት ከተሕውዩ ምዉታት ከተተንስኡ ስልጣን ሂበኩም ኣለኹ ዝበሎም ፡ ንሳቶም ግና ኣብ ኩሉ ጉዕዞኦም ብስም ኢየሱስ ናዝራዊ ካብ ሕማምካ ሕወ ተፈወስ ዝብሉ ዝነበሩ ትሑታት መምሃራነ ጽድቅስ ብድፍረት ጣኦታት እዮም። ካልእ ፡ ኣቦና ኣብርሃም ኣብ ሲኦል ብነውየ ተለሚኑን ተሰጊድዎን እዩ። ስለዚ ኣቦና ኣብርሃም ከ ጣኦት ድዩ ፡ ጣኦት እንተዝነብር ደኣ ከመይ ጌሩ ነዚ ዓብዪ ክብሪ ረኸቦ ፡ ጣኦታት ከ ናብ ገነት ይኣትዉ ድዩም ፡ እግዚኣብሄር ከ ንጣኦታት ይሕጎሰሎም ድዩ። ዝሕጎሰሎም እንተዝኸውን ኔሩ ፡ ግብሪ ጽድቂ ክንገብር ኣብክንዲ ንጽዕር ኩላትና ጣኦታት ክንከውን ምቐለለና ፡ ግን ኣይኮነን። እቲ ዝዓበየ ውድቀት ትዛረቦ ከይፈለጥካ ንኣምላኽ ምጽራፍን ምኽሓድን እዩ። ንድንግል ማርያም ስእላን መጽሓፍተ ውዳሴኣን ይረግጾ ምኽንያቱ ንሳ ጣኦት እያ ፡ ድየ ዝሰማዕኹ! ነቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢዱ ሒዝዎ ኣሎ ፡ ግን ኣይተረድኦን። ኣርባዕቲኦም ወንጌላውያን ፡ ንቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣደ ኣምልኽ ርህርህተ ሕልና ፡ ( ኣደ ኢየሱስ ፡ ኣዲኡ ፡ ማርያም ከኣ ንኢየሱስ ወለደቶ ፡ ኣብ መብልዒ ማል ውን ኣደቀሰቶ... ብዝብል ኣጸዋውዓ ጸዊዖማ ኣለዉ።) እሞ ድንግል ማርያም ንኢየሱስ ክርስቶስ ኣዲኡ እተኾይና ፡ እንደገና ውን ጣኦት እንተተባሂላ ፡ ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ጣኦት ዝኾነት ማርያም ይውለድ ኣሎ ማለት እዩ ኣበሃህልኡ። ስለዚ ነስተውዕል ኣሕዋት። ( ካብ ሕጂ ኩሎም ወለዶ ብጽእቲ ክብሉኒ እዮም ፡ ከምዝብለና መጽሓፍ ቅዱስ ገና ርብዒ ወለዶ ህዝቢ ዓለም እኳ ብጽእቲ ዘይበልናያ ዘለና። ) ሓውና ስልጣ ብድጋሜ ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡ ብዙሕ ጥንቓቐ ከድልየካ እዩ ፡ ምስ ከምዚኦም ሰባት ወንጌል ብሻላ ኣይትርኣዮ። ምኽንያቱ ምኻን ስለዝኣበዮም እዩ እምበር ንዓኻ ክስዕሩኻ ሓሶት ከዳልዉ ከይደቀሱ ከምዝሓድሩ ኣይትዘንግዕ። ድፍረትን ትሃዋኽን ውን ኣየድልን እዩ። መን ብዙሕ ተዛሪቡ ዘይኮነ ፡ መን ቅኑዕ ወንጌል ኣመሓላሊፉ እዩ እቲ ሓቒ። ምሕረት ናይ እግዚኣብሄር ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስ ድንግል ማርያም ተራድኣነት ናይ ቅዱሳን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።
@helengebrehiwet882
@helengebrehiwet882 3 года назад
ቃለ ሂወት የስምኣልና ስልጣን ሓወይ ናይ አገልጉለትካ ዘበን ይባረክ ተመስገን ኣምላከይ ተዋህዶ መልሲ አለዋ እቶም መናፋቃን ድማ አምላክ ናብ ልብኩም ይምለስኩም🙏❤
@user-bt9gi4hq3j
@user-bt9gi4hq3j 2 года назад
amen amen amen maeray❤🌹
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@weditefade675
@weditefade675 2 года назад
Dumm dkonka ftur Sltan
@brtukantube7096
@brtukantube7096 2 года назад
ኣደና ቅድስት ቅድሳን ንጵህት ንጵሃን ርህርህት ወላዲት ኣምላኽ ክብርን ውድሴን ይኹና♥️♥️♥️ ኣይይይይይይ ዳያብሎስ ስማ ክስምዕ ኮሎ ይሓርርርርርር ይበል
@meronaman7842
@meronaman7842 2 года назад
Selam neaki haftey Kibrin widasen neti Luuk Amlak Fetari kulu tiray yikun, diyablos yikasel amen
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 2 года назад
ኦርቶማርያም🙄🙄
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-wu7wb2ic9v
@user-wu7wb2ic9v 2 года назад
ሰልጣን ሓዉና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸገኡን በረከቱን የብዘሓልካ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ የባረክ የቀደሰልካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር
@mashoaxusumawit2349
@mashoaxusumawit2349 3 года назад
ስልጣን ሓወይ ትዕግስተኛ ናይ ኣግልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ
@danisolomon3750
@danisolomon3750 2 года назад
ከመይ ኢዩ ትዕግስቲ ብትዕቢት ዝተወጠረስ እንበኣር ትዕግስቲ ይገብር ኢዩ
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fitsumsolomon1746
@fitsumsolomon1746 2 года назад
Bkemey??
@mashoaxusumawit2349
@mashoaxusumawit2349 2 года назад
@@danisolomon3750 ኩሉ ነገር ብመፃሓፍ ቅዱሱ እዩ ዝካታዓ ኣነ ደማ ከሙኡ ክኮነ ደስ ይብለና ስቁ ኢሉ ባኣፉ ኣይዛረብን ብመፃሓፍ እዩ
@tesfaldetyitbarek7708
@tesfaldetyitbarek7708 2 года назад
Abey alo tgsti ewae
@dhdehhe2254
@dhdehhe2254 3 года назад
አብ ቤቱ የንብርካ ዝሓወይ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ በረከትካ የካፍለና አሜን(፫)::
@luwamsamule9693
@luwamsamule9693 2 года назад
Sltan Haweyy Amelak edeman Tenan yehabka fetari edmaka ybarkalka for exemple
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@user-ml2nr2vb9d
@user-ml2nr2vb9d Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና መምህር ስልጣን ፀጉኡን የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ አብ ቤቱ የፅንዕኻ እግዚአብሔር አምላክ 🙏❤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘልኣለም ትንበር ⛪🙏
@abadralbadr6370
@abadralbadr6370 Год назад
ስልጣነይ ሓላልል ቡሓቂ ተባረክ 🙏🙏🙏🙏ቡሓቂ ንዓካ ዝወለደት ስበይቲ ክቡሪ ይግባኣ ባዓል ፁሩይ ኣእምሮ 👌 ፈጣሪ ባዕሉ ጥበቡ ኣቡ ልዕሊ ጥበቡ ይዓዱልካ 👏👏👏👏🙏
@lhh7ft694
@lhh7ft694 3 года назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣፍታ ቅንዕቲ ዝኩነት ኣርቶድክስ ተዋህዶ ሃይማኖት የፅንዐና ካብ ኣምልኮ ጣኦት ይሰውረና🤲🤲🤲
@user-ie9go4yi5w
@user-ie9go4yi5w 3 года назад
ኣሜን
@ngsti8856
@ngsti8856 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 3 года назад
አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲
@selamweldemichael7163
@selamweldemichael7163 3 года назад
Amen amen amen
@user-hg9kc4hu3h
@user-hg9kc4hu3h 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@fjdffrtyy213
@fjdffrtyy213 3 года назад
ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር ተመስገን ኣብታ ቅንዕትን ሓቀኛ ሃይማኖት ዝፈጠርካኒ ስልጣን ሓዉና ከዓ ናይ ኣገልግለት ዘመንካ ይባረክ ቃል ሂወት የስምዐልና
@user-sg7ps6kk3z
@user-sg7ps6kk3z 2 года назад
እታ ስልጣን ሓወይ ክንደይ ታዓዊትካ ብጣዕሚ ቀኒኤልካ ተባዕ ወታሃደር ናይ እግዚኣብሄር ኢካ ኣጆካ ብከምዝን ክንድዝን ከይትዕንቀፍ ትባዕ እግዚኣብሄሪ ሓይሉ ክህበካ እዩ
@user-sh9if5ol2v
@user-sh9if5ol2v 2 года назад
ስልጣነ ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣሜንን🙏🙏❤❤ቀፅለሉ ኣፅርዮም ኣጋስናዉን ኣብዝንከታቶሎም ብድዮ ላስተዉዓልና ንኪድ🙏🙏❤❤❤
@user-wh6nw6gr3b
@user-wh6nw6gr3b 3 года назад
ኦርተደኩስ ተዋህዶ እምነትና ልዘልኣለም ንበርልና ✝️🤲🤲🤲
@user-lo8lg5jd1f
@user-lo8lg5jd1f 3 года назад
ክብር ይኩን ንስላሴ ክብር ይኩን ንስላሴ ክቡር ይኩን ንስላሴ ይክብር ይመስገን አምላኬ ሙሴ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ይስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን መምህርና ብሓቂ ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክና አሜን አሜን አሜን ስልጣን ሓውይይ አብ ስደት ዘለና ደካማታት አሕዋትካ አብ ፀሎትካ ዘኪረና ክቡር ሓውይይይ አሜን አሜን አሜን 👋👋👋👋
@mmhuawei5036
@mmhuawei5036 2 года назад
ተመሰገንኻ ፈጣሪ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝገበርካኒ ክብርን ምስጋና ኑሱ ጥራይ ይኹን እግዚአብሔር ይመሰገን በሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓውና አሜን አሜን አሜን
@a.m.k5967
@a.m.k5967 2 года назад
Hawey/haftey, Amlakh Orthodox ayfeteren, n Christos zsiib Christian ybehal. Kab qedem kea kab Abraham jemirki Abraham Orthodox ayneberen, Mussie Orthodox ayneberen, ab hadish kidan kea hawarya Paulos Orthodox ayneberen, petros, Johannes Mathiwos kulom ane Orthodox eye n Orthodox seabu zbele yelen. Kulom Christos eyom sebikhom, hawarya Paulos zbelo ab frdi mis aqrebwo, bjeka beza menafiqinet tiblwa zelekhum Kali zkseselu yelen elu, wala n Hawarya Paulos eyom menafiq elomo kemzi hiji nskhum tblwo zelekhum. Slezi baelkum amezazinkum neti haqi fletwo.
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሥመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና መምህር ስልጣን እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልበና ይከፈተለም
@user-fv3fj2fk3n
@user-fv3fj2fk3n 3 года назад
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና መምህረይ ፀጉኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ መምህረይ ዓቃል 🙏🙏🙏❣️❣️ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የፅንዕካ መምህረይ ❣️🙏❣️
@user-ui6pd3yc3o
@user-ui6pd3yc3o 3 года назад
ብርቱዕ ከም ሃዋርያት ስልጣነይ አብነተ ብአብነት ገብርካዮ🥰
@rurhf8024
@rurhf8024 3 года назад
ብሓቂ 💒💒💒
@Lewhat143
@Lewhat143 3 года назад
ናይ በሓቂ🥰
@user-eu5ii4pf5w
@user-eu5ii4pf5w 3 года назад
Bhaki zgerm eu seltene hawey kbri yhabka fetari
@user-wg6xz9ig9n
@user-wg6xz9ig9n 2 года назад
ብሓቂ ትዕግስትካን ስ ትምህርቲ ካን መስጥኒ ትዕግስትካ ክገልፆ ፃ ኣይኩእሎን ኣብ ፆሎትኩም ዘኩረኒ ትዕግስቲ ንክህልወኒ ኣሕዋተይ
@jmylove5318
@jmylove5318 2 года назад
እግዛብሄር አምላክ ይጠብቃችሁ ውድ የተዋህዶ እቁወች እወዳችሁ አለሁ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር አሜን አሜን አሜን ተባረኩ እርሜ ጤና ይስጣችሁ ልዑል አምላካችን💕
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 2 года назад
እዋይ ስልጣን ሓወይ እቱ ዓቅልካ ትዓዱልካ እግዚአብርሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ ❤❤✝️✝️✝️🤲🤲🤲🤲🤲
@hiwet252
@hiwet252 3 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሓልኻ እመ ብርሃን አንደበት ትኹንኻ 🙏
@user-ud2zs8qm7m
@user-ud2zs8qm7m 3 года назад
ካብ ኔረ ይሰውረና ኣሕዋተይ !
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 года назад
አሜን አሜን አሜን 😥💔ብሓቂ መሕዘኒ
@mlatngus5078
@mlatngus5078 3 года назад
አሜን፫
@marrymerha8747
@marrymerha8747 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-fx5dd5ff6v
@user-fx5dd5ff6v 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@kisanetkisanet6779
@kisanetkisanet6779 2 года назад
Ameennn ayew yfrhaka entay u hzla nza nbsu
@halekkiros4758
@halekkiros4758 2 года назад
ብሓቂ ቃለሂወት የስምዐልና ክቡር ዲ/ን ሓውና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ ንተክለ ማርያም ድማ ንየማን ይምለሶ
@user-bo7rq5qe6s
@user-bo7rq5qe6s Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ሰልጣን ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ይሓልወልና
@sirakadam738
@sirakadam738 3 года назад
ኣደየ! ኣቲ ለዋህ ማርያመይ ማርያም ደብረ ሲና ኣብ ትሕቲ ፍቁር ወድኺ ኣብዛ ቅድስቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ትዋህዶ ንዘልኣለም ኣጽንዕና:: ነዚ #ተኽለማርያም ብዝብል #ብስምኪ ንዝተሰምየ ሓውና ናብ ልቡ ምለስዮ🙏 የሕዋተይ ኣብዛ ቅድስቲ እምነት ንጽና ንሓውና ክኣ ብጸሎት ንዘክሮ
@user-ow5kl5ds1d
@user-ow5kl5ds1d 3 года назад
ናይ ብሓቂ እመብርሃን ሉቡ ትክፍተሉ ናዓና እውን ኣብት ቅንዓቲ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ይፅነዐና አሜን አሜን አሜን
@tsegaanday2089
@tsegaanday2089 3 года назад
ኣሜን ኣማን ኣሜን🙏🏽
@sirakadam738
@sirakadam738 3 года назад
@@user-ow5kl5ds1d ኣሜን ዝሓወይ/ተይ እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ/ኪ
@sirakadam738
@sirakadam738 3 года назад
@@tsegaanday2089 ኣሜን ትበልኪ ታ ማርያም
@Nataniya22
@Nataniya22 3 года назад
Amen Amen Amen
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 3 года назад
ዋይ ብኮለል ጦቅ ኢልካ መምህረይ ትዕግስቱ ይሃብካ ፀግኡ የብዘሓልካ 🙏 ዝገረመንስ ማርያም የኣምኒይ ኢሉስ ተክለማርያም ስመይ ይብል 😏
@Lewhat143
@Lewhat143 3 года назад
ይገርም እዩ☺️
@dawitokbay9321
@dawitokbay9321 2 года назад
😂😂
@user-zl9ud8dz7c
@user-zl9ud8dz7c 2 года назад
ይገረመኪ አዩ😂😂😂😂😂
@user-uu5wj3fo5y
@user-uu5wj3fo5y 2 года назад
ብሓቂ እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና ትዕግስትካ ካብ ምንም ንላዕሊ ዝድነቅ እዩ 💓 ካቦሮ ውሽጣ ባዶ እንዳሃለወት ብደገኣ ከም እትዕምር ተክለ ማርያም ድማ ከምኡ እየ ብዓውዓው ንሓቂ ክሽፍና እዩ ድልየቱ እና ዓይነ ልመንኡ የብረሀሉ 👏
@tomassamuel4922
@tomassamuel4922 2 года назад
እዝግዮ ምሓረና ክርስቶስ( 12) ብሓቂ ሰልጠነ ሃውና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ንኹልና ህዝበ ክርስትያን ከኣ ናይ ምስትውዓል የእምሮ ይዓድለና ብጣዕሚ ዝገርም ዩ
@hanilove5389
@hanilove5389 3 года назад
መምሕረይ ናይ ባሕቂ አግዝአብሄር ይባርካ ኣማን ብአማን ተዋሃዶ ንዘልአለም ትንበር
@user-yr6wj7pi8y
@user-yr6wj7pi8y 3 года назад
እዚግኦ ትእግስት በእውነት ቃለ ህይወት ያስመዐልና ስልጣን ሓወና ኣምላኽ ፀጋኡ ያብዛሐልኻ
@madesign21
@madesign21 2 года назад
በጣም ነው የማደንቅህ ኤርትራዊው ወንድሜ ይህ ሰውየ ሆን ብሎ ነው ለብር የሚያጭበርበር ::ቋንቋቹን ባልሰማው በጣም ደስ ብሎኛል በርታ ❤️
@hdy5707
@hdy5707 2 года назад
ኣሰይ ጅግና ሓወይ ስልጣነይ ፈጣሪ ይባርኽኻ❤❤❤🙏🙏🙏
@membarpti5612
@membarpti5612 3 года назад
አድናቂት ዳይቆን እየ ቃል ሂወት ይስመዐና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍
@user-ud2zs8qm7m
@user-ud2zs8qm7m 3 года назад
ገጽ ንገጽ እሰይ ገበርካ ውይ እዙ ጴንጤ እዚ ልቦና ይሃቦ እንበር ከናድደኒ ነበረ ! ብጣዕሚ ጎበዝ ጸገኡ በረከቱ የብዝሐልካ ሓውና ስልጣነይ !
@efremkesete6305
@efremkesete6305 3 года назад
ክቡር ሓው/ሓብቲ ዛ ጴንጠ ትብል ግን ንመምህራን ሕተትላ ኢኪ/ካ እንታይ ማለት ሙኻና ንምርዳኣ ዝኣክል ማልት ዩ ኮሙ ኢልና ክንጽውዖም ከ ግቡእ ዲዩ ወይ ኣይግቡን ማለት
@hdhjdb2845
@hdhjdb2845 2 года назад
ቃለ ሂወተ የስመዐልና ክቡር ሓወይ ሰለጣን እግዚአብሔር አምላክ ምሳካ ይኩን ፀጋ ብረኩቱ የበዘሐልካ ሰለጣን ሓወይይ
@buucsbb8535
@buucsbb8535 2 года назад
እግዚኣበሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስሊጣን ሓወይ ናባሓቂ እግዚኣበሔር አምላክ ዕድመን ፅዕናን ያሃበካ ብእውነት ካብ ዞም ሓሰውት ነብያት ያሓሊወና 🌸🤲
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q 3 года назад
ስልጣነይ ብኣኻ ፀጊብና ኾሪዕና ብኣኻ 💐💐💐💛💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Peace-zv4ej
@Peace-zv4ej 2 года назад
Naybhaki 🙏
@user-fs2qz9zp2f
@user-fs2qz9zp2f 3 года назад
ተመስገን አምላኬ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ሃማኖትይ ዝገበርካኔ አምላኬ
@user-zl9ud8dz7c
@user-zl9ud8dz7c 2 года назад
me too
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 2 года назад
ናይ ሎሚ መንፍቅ ኣፍ አንበር እዝኒ ይብሎምን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላለም ትንበር አሜን።
@carsojudy3343
@carsojudy3343 2 года назад
“ንጽዮን ዚጸልኡ ዅላቶም ይሕፈሩ፣ ንድሕሪትውን ይመለሱ።” - መዝሙር ዳዊት 129፥5“ብክርስቶስ የሱስ እቲ ሓድሽ ፍጥረት ደኣ እዩ እምበር፡ ግዝረት ኰነ ወይስ ዘይግዝረት ሓደ ግዛዕ የብሉን እሞ፡ በቲ መስቀል ጐይታና የሱስ ክርስቶስ፡ ዓለም ብእኡ ንኣይ እተሰቕለት ኣነውን ንዓለም እተሰቐልኩ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ትምክሕቲ ዘበለ ካባይ ይርሐቕ።” - ገላትያ 6፥14-15“ጥበብ ጠቢባን ከጥፍእ እየ፡ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቲውን ከፍርስ እየ፡ ዚብል ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ።” - 1ይ ቆረንቶስ 1፥18-19“ሙሴ ኸኣ ካብ ኣስራዚ ተመን ገበረ፡ ኣብ ባላውን ሰቐሎ። ኰነ ኸኣ፡ ገለ ተመን ንሰብ እንተ ነኸሰ፡ ናብቲ ተመን ኣስራዚ ምስ ዚጥምት ይሐዊ ነበረ።” - ኦሪት ዘህልቍ 21፥9“እቲ መልኣኽ ከኣ መሊሱ በሎ፡ ኣነ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዝቐውም ገብርኤል እየ፡ ክዛረበካን እዚ ድማ ከብስረካን እየ ናባኻ እተለኣኽኩ።” - ወንጌል ሉቃስ 1፥19“እቲ መልኣኽ ናብኣ ኣትዩ፥ ኣቲ ምልእቲ ጸጋ፡ እግዚኣብሄር ምሳኺ እዩ እሞ፡ ባህ ይበልኪ፡ ካብ ኣንስቲ ብርኽቲ ኢኺ፡ በላ።” - ወንጌል ሉቃስ 1፥28“እምብኣርሲ ነቲ ዝርኤኻዮን ነዚ ዘሎን ነቲ ድሕርዚ ዚኸውንን ጽሐፎ።” - ራእይ ዮሃንስ 1፥19“ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸኣ፡ ዎ ቅዱስን ሓቀኛን ጐይታ፡ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘይትፈርድ፧ ነቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉኻ ኽሳእ መኣዝ ኢኻ ሕነ ደምና ዘይትፈድዮም፧ እናበሉ ጠርዑ።” - ራእይ ዮሃንስ 6፥10“ኣብርሃም ድማ፥ ሙሴን ነብያትን ኣለውዎም፡ ንኣታቶም ይስምዑ፡ በሎ።” - ወንጌል ሉቃስ 16፥29
@betelbmnegash9777
@betelbmnegash9777 2 года назад
@@carsojudy3343 kal hiwetu yesmealna kubur hawna
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@loveyouerenaerena1300
@loveyouerenaerena1300 Год назад
Haram ezni yeblun menafk
@selamgal7097
@selamgal7097 2 года назад
ተዋህዶ ሃይማኖቴ ካብ ኔረ ይሰውረና 👏⛪️⛪️❤️
@trrt6832
@trrt6832 3 года назад
በሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ድያቆን ሓወይ ከመይ ዝበለ ትዕግስቲ ዓዲልካ ድያቆነይ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ማርያም ዝበሃል አይሰብኽን ያ መናፍቅ ❌
@mashoaxusumawit2349
@mashoaxusumawit2349 3 года назад
ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖቴ ለዛላኣለም ትንበሪ🙏💖
@user-ie9go4yi5w
@user-ie9go4yi5w 3 года назад
ኣሜን
@mlatngus5078
@mlatngus5078 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-bn8th8qp3p
@user-bn8th8qp3p 3 года назад
ኣሜን🙏
@rutamehari6080
@rutamehari6080 3 года назад
Amen amen Amen
@mqrtihaftifurti9288
@mqrtihaftifurti9288 3 года назад
Amen 🙏🏼
@user-kh1eu4je4j
@user-kh1eu4je4j 2 года назад
ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓዉና እግዛብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልካ 💠🙏 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበርርር💠🙏💠🙏💠🙏 ኣሜን።♥💠♥💠♥💠
@fanuelghidey2012
@fanuelghidey2012 2 года назад
ሓንቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ትንበረልና ንዘልኣለም ኣሜን 🙏🙏🙏
@user-ob9bh7qh7c
@user-ob9bh7qh7c 3 года назад
ዋይ እንኳዕ ጓል ተዋህዶ ኮንኹ መ/ስልጣኑ ጅግና ፅረ መናፈቅ
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 3 года назад
ኣውን ምሳኪ ኣለኩ ግን ግብሪ ክይገድለና
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን እወ ግን ትእዛዙ ጥሕሰ😥💔😥 ናብ ንስሓ ሞት የብቂዓና ንኩልና
@user-jl9wr3zo7v
@user-jl9wr3zo7v 3 года назад
ብሓቂ ኣብዛ ቅንዕቲ ሃይማነትና የፅነዐና
@user-et2zs2ic2m
@user-et2zs2ic2m 3 года назад
እየሱስ ክርስቶስ ምስ መስቀል ጉዳይ የብሉን ዝበል ዘሎ ኣነ ኣብ ናይ ግብጺ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ዘጋጠመኒ ክነግረኩም ስምዑኒ ሓንቲ ፕሮቴስታንት መስቀል ዕንጨይቲ እዩ ኣቦታት መነኮሳት ዉን ምምንካሶም ጥቅሚ የብሉን ትብለኒ ኣነ ግን ተሰሚዕኒ ኣይተቐበልኩዋን ብሎክ ኢለያ ብድሕሪኡ ጥምቀት ነበረ እሞ ነቲ ዓቢ መስቀል ሒዞም ብጥቃይ ሒዞሞ ይሓልፉ ኔሮም ነገር ግን ገና ካብ ርሑቅ ክመጽእ ምስ ርኣኽዎ ደፊረ ክጥምቶ ኣይክኣልኩን ልክዕ ኣብ ጥቓይ ምስ በጽሐ ካብ ሓይሊ ናይቲ መስቀል ዝተልዓለ ሰውነተይ ተወጢሩ ነቲ መስቀል ክጥምቶ ኣይክኣልኩን እዚ ነገር እዚ ንሰለስተ ምዓልቲ ኣጋጢምኒ ስለዚ ይሕዋተይ መስቀል ሓይሊ ጎይታ ዓሪፍዎ እዩ ።
@ye-q-yiorgis23-lij
@ye-q-yiorgis23-lij 3 года назад
Nay bhaqi Ermyas hawey abta haymanotena tray nxnae trgun emnetnawen nfelt.
@user-em8dy3hz3l
@user-em8dy3hz3l 2 года назад
ተመሰገን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ዝገብርካኒ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓውና
@abitigraweyti8930
@abitigraweyti8930 2 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@alukonjo7033
@alukonjo7033 3 года назад
መምህር ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ኢና ኮሪዕና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ናይ መናፍቅ ነገር ርእስና ኣሕሚሙና ዓጀው ጀው እናበለ ዝፈልጦ ተአምር ዘይብሉ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ኦ ደቂ ተዋህዶ አብ እምነትና የፅንዐና እግዚአብሄር አምላክ አሜን ። ካብ ነይረ ይምሓረና ጀመርቲ ዘይኮንናስ ፈፀምቲ ይግበረና እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን።
@user-br8lw5no4q
@user-br8lw5no4q 3 года назад
ውይይይ ምስ መምህር ስልጣን ዘሎ ትዕግስቲ ጸግኡ የብዝሓልካ ብሓቂ ዝጠፍኡ ከዓ አምላክ ይመልሶም
@user-fi9pl4mm4q
@user-fi9pl4mm4q 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝገርም እዩ
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 3 года назад
ትዕግስትስ እምባር ከምዚኣ እያ
@user-ks9nm1dm8m
@user-ks9nm1dm8m 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣኑ መምህር ናይ ተዋህዶ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ድንግል ማሪያም ትሓላዉካ🤲🤲🤲❤ ❤❤ {ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ለዘንኣለም ትኑር ❤❤} ንመናፍቅ ተክለ ማሪያም እግዚአብሔር ኣምላክ መስተዉዐል ልቦና ይዓድሎ
@dtft5616
@dtft5616 2 года назад
ስልጣን ሓወይ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@shfarehailu6051
@shfarehailu6051 3 года назад
እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ንስልጣን ሓውናዉን ቃለ ህይወት የስመዐልና
@gjgh1202
@gjgh1202 3 года назад
ስልጣነይ ብሓቂ ለባም መስተውዐሊ ሰብ ኢካ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ
@filmonhadgu994
@filmonhadgu994 3 года назад
Amen
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-my2xb7hh3c
@user-my2xb7hh3c 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-jl9wr3zo7v
@user-jl9wr3zo7v 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hhhhu5345
@hhhhu5345 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰምዐና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ እግዛብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ ሰልጣን ሓዉና ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ልዘላኣለም ትንበር 🙏🙏🙏
@wedimehari8321
@wedimehari8321 2 года назад
ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ስልጣን ሓውና ናይ አጎልጉለት ዕድሜኻ ይባርኸልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤
@almaz2138
@almaz2138 3 года назад
ኣማን ብኣማን ኦርቶዶክስ እምነት ሓቅን ቅንዕትንያ ተመስገን ኣምላኸይ ስለ ኩሉ ውዕለታትካ ተመስገን ስለ ዘይጎድል ምሕረትካ ኦርቶዶክስ ንኹሉ ሕቶታት ምላሽ ኣለዋ ❤♥️❤♥️♥️❤መ.ስልጣን ሓውና ካብ ውዳሴ ከንቱ ደኣ ይሰውርካ እምበር ብሓቂ ኣንበሳ ናይ ኦርቶዶክስ ጸጋኻ የብዝሓዮ ❤♥️
@abaditmahari1225
@abaditmahari1225 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ⛪️
@wedikeshi3447
@wedikeshi3447 3 года назад
Amen aybhaki ✝️✝️✝️✝️🙏🙏
@natsinetshishay9344
@natsinetshishay9344 3 года назад
ኣረ በጃካ ስምካ ቀይር በሎ ድንግል ማርያም እንዳ ጸልአስ ተክለማርያም ኢዩ ስመይ ከኣ ይብል ደሓር ከኣ ዝተሓተቶ ዘይምልስ ጸግኡ የብዝሓልካ መምህር ሓውና
@user-jh5xg8nq1r
@user-jh5xg8nq1r 3 года назад
ጥራሕ ኢልኪ ብእነት ዝገርም እዩ ካብዚኦም የድሕነና
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 года назад
ካብዝኦም ይሰውረና ምሓረና ክርስቶስ
@asmertasmert783
@asmertasmert783 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ኦርቶዶክስ ብሓንቲ ቅድስት ቤተ ክርስትያን ንኣምን ሓጥያት ንምስትስራይ ድማ ብሓንቲ ጥምቀት ንኣምን ኣሜን።
@alugoltigray1533
@alugoltigray1533 2 года назад
ኣበ ቤቱ የንብርካ ሰልጣኑ ሓወይ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ኣግዚኣብሔር ኣምላክ በረከትካ ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@carsojudy3343
@carsojudy3343 3 года назад
“ንዅሎም ከኣ፥ ደድሕረይ ኪስዕብ ዚደሊ፡ ነፍሱ ይቕበጽ፡ መስቀሉ ኣብ ጸጽባሕ የልዕል እሞ ይስዓበኒ።” - ወንጌል ሉቃስ 9፥23
@user-ug2xm1pl4v
@user-ug2xm1pl4v 3 года назад
ተመስገን ኣምላከይ ኣብዛ ቅንዕትን ሓቅን ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘቆምካኒ ክብሪ ነዓካ ኣምላከይ መ/ር ሰልጣን ሓወይ በሓቂ ጀግና ሰብ ኢካ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባረክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ፣ምስጥሩ ይግለፀልካ ፣ዘሓወይ።መልሲ ሲኢኖም ኮለል ክሳብ ዝብሉ ገርካዮም እዞም መናፍቃን😂
@helenkfle334
@helenkfle334 2 года назад
Ewayy ertodkos see amlakyentkum ykftetlkum
@saragaltigray2532
@saragaltigray2532 2 года назад
ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና መምህር ስልጣንሓዉና ናይኣገልግሎት ዘመንካ ይቢረኽ ኣቤት ትዕግስቲ ኦርቶዶክ ተዋህዶ ንዘለእኣለም ትንበር
@user-ui7sr1nv9y
@user-ui7sr1nv9y 2 года назад
ተመስገን አምላክ ልኣካ ለምርካበይ እመቤቴ ማርያም ዓስብካ ትክፈልካ ሰልጣን ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ
@mashomasho3777
@mashomasho3777 3 года назад
እንታይ እዩ እማ ተክለማርያም ስሙ እዚኣ ሕተተልና ስልጥን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልኻ ዛሓወይ ኣጀኻ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኩን ክብረተይ👏👏👏❤❤
@delinahalefom6730
@delinahalefom6730 2 года назад
ኣስተዉዓሊት እይኪ እወ ንምንታይ ድኣ ተክለማርያም ይበሃል ማርያም ኣይኣምናን እናበለስ
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
አሜን አሜን አሜን አሜን
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z 3 года назад
ማርያም ኣደይ ይቅር ተበበለለካ እምበር ይረግፀ እየ ማርያም ኣደ ጎይታ ዘይኣመንካ ከመይ ገይርካ ንጎይታ ትሰብክ
@sabaamanuel6448
@sabaamanuel6448 3 года назад
አንታ በጃኻ እቲ ኪዳን ናይ መን እዩ
@sabaamanuel6448
@sabaamanuel6448 3 года назад
ቶችላ ኢኻ በሎ ኣትፍራሕ ኣጀካ ስልጣን
@user-zl9ud8dz7c
@user-zl9ud8dz7c 2 года назад
እወይ ዓንዘረዘር ዘኽና ዘረባ እዝግዮ😥ሓንቲ ቆልዓ አላ ምሳይ ተንበር ልክዕ ከምዚ አዩ ተገበረኒ በዛዕባ ሃይማኖተ እንተሊዒለለ ብቃ ተዕግሰትካ ይወድኦ እፍፍፍ 😥ተመሰግን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘገበረካኒ ✝️✝️✝️🤲🤲🤲❤❤❤ሰልጣነይ ፀጉኡ ይብዝሕለካ እግዚብሄር እምላክ ❤❤❤✝️✝️✝️🤲🤲🤲❤❤❤
@banaasratgebreab3451
@banaasratgebreab3451 2 года назад
Amlak Aboy temsgen tewdo gerka Fetrkni selouten hawena kel hiwet yesmilna 🙏🙏🙏
@user-jm1bc7fp3r
@user-jm1bc7fp3r 3 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብር ሓውና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክብር ሓውና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መሆን መታደል ነው ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑርርርርርርርር አሜን አሜን አሜን
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 3 года назад
መምህር ስልጣን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኮ ኣቤት ትዕግስት ስልጣን ተባረክ ኦርቶደክስ ተዋህዶ ሃይማኖቴ ለዘላለም ትንበር ክብሪ ንወላዲት ቅድስት ድንግል ማርያም ይኹን
@dehajoen3198
@dehajoen3198 2 года назад
እግዝኣብሄር ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባርኽ ሰልጠነ ሓዉና ።
@user-jl9wr3zo7v
@user-jl9wr3zo7v 3 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረኸቱን የብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@betigalhageretigray5487
@betigalhageretigray5487 3 года назад
ኣብ ተዋህዶ ኦርቶዶኩስ ዘሎ ትዕግስትን ኣብቲ መናፍቃን ዘሎ ትዕግስቲ ሰማይና መርየት ዘይራኸብ እዋይ ተዋህዶ ዝገበርካኒ ክብሪ ምስጋና ናዓኻ ይኹን ኣምላኬ ድንግል ማርያም ፀላአኺ ይሕረር ይቃፀል ኣደዊተይ መዳሓኒት ሂወተይክበሪ
@danieltesfay2830
@danieltesfay2830 2 года назад
ስልጣን ሓወይ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልካ ቃለ ሂወት የስማዓልና መንፈሳውነትካ ትዕግትኻን ክፍትንኻን እዮም ተጠንቐሎም ምስ መን ይራከብ ስለ ንፈልምልጠም
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
ሓወይ ማዓረይ እግዚአብሔር ዕድሙን ጥዕናን ይሃብኪ 💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@nebyatgaltigray9868
@nebyatgaltigray9868 3 года назад
ወይ ጉድ ኦ ጎይታ ልቦና ሃብና ስልጥነ ሓውና ዕደመ ጥዕና ይሃብካ ኣብ ሓንቲ ሕቶ ዕንክሊል ክብልካ ውዕሉ እግዝዮ ካብ ክሕድት ቅድስት ድንግል ማርያም ማሓርና 😢😢እንግብሮ ኣይንፍልጥን እሞ ይቅር ብልና ጎይታይ 👏👏👏😢😢😢ቃል ሂውት ይስመዕልና 👏👏👏
@user-kn7wy6ib9q
@user-kn7wy6ib9q 3 года назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር ብሓቂ ክቡር መምህር ሰልጣን ሓዉና ቃል ህይወት የሰመዐልና አቤት ትእግሰት ዕድም ጥዕና ይሃበልና ወይ መናፊቃን መሰተዋዓል ልቦና ይሃቦም ያሳዝናል 🤲
@mesgenamesgena5791
@mesgenamesgena5791 2 года назад
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ስልጣን ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዉና
@tegtaref473
@tegtaref473 2 года назад
እግዚአብሔር ከዚህም በላይ ፀጋውን ያብዛል መምህራችን ቃለ ህይወትን ያሠማልን አሜን😍⛪⛪⛪🌺🌺🌺🌹🌹
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 года назад
እሰይይይ መምህረይ ስልጣን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርኸልካ ክብር ይኹን ን ስላሴ ፪ ይኽበር ይመስገን አምላክ ሙሴ ፪ ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አማን ብ አማነ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር ን ኩሉ መልስ አለዋ። ንኣብነት ንኣብነት ኮ ኣብልካዮ ዙ ከሓዲ መናፍቅ ግን እቲ #ሽሙ_እንታይ_ይብል_ከም_ዘሎ_ኣይተረድኦን ድዩ ኮይኑ እስቲ ሕተቶ 🤔
@user-vz8ov4sv7j
@user-vz8ov4sv7j 3 года назад
በእውነት ቃለ ህይወት ያስመዐልና ዲያቆን ስሉጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርከልኻ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@zewdituorthodox7256
@zewdituorthodox7256 2 года назад
ከዚህ ጋር ማውራትህ ራሱ ትግስት 😥እግዚአብሔር ይጠብቅህ መምህር😍😍የአባቶቹ ልጅ ስልጣንዬ
@nenenenejejeew3551
@nenenenejejeew3551 2 года назад
እግዚአብሔር አምላኽ አርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለዓለም ተንበር ፀጉኡ የብዘሕልካ ድይቆን ሓወይ
@user-vr9gj2ff7t
@user-vr9gj2ff7t 3 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ሰልጣነይ መምህረይ ኦርተደኩስ ንዘንኣለም ትንበር💒💒💒✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@filmonabraha6489
@filmonabraha6489 2 года назад
Eti kdan aytdngrelu nay Abotatna maergom ey nska mtalelie eik
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
አሜን አሜን አሜን 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@abosaud3659
@abosaud3659 3 года назад
መምህርና ብሓቂ አግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልካ ዓጉባት ኢና ባኣካ ንበረልና ብሩከይ አመ ኣዶናይ ትባርካ
@gee1849
@gee1849 2 года назад
እመቤቴ ድንግል ማርያም ሆይ ካብ ከምዝ ዓይነት ምንፈቅና ማሓርና።😀❤❤❤❤
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 2 года назад
ሰልጣነይ ጀግና እግዚአብሔር አምላክ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ
@carsojudy3343
@carsojudy3343 3 года назад
“የሱስ ግና፡ ስዐበኒ ደኣ፡ ንምዉታትሲ ምዉታቶም ይቕበርዎም ሕደጎም፡ በሎ።” - ወንጌል ማቴዎስ 8፥22“መስቀሉ ኣልዒሉ ደድሕረይ ዘይስዕብ ንኣይ ኣይበቅዕን።” - ወንጌል ማቴዎስ 10፥38
@hiru8331
@hiru8331 2 года назад
ስልጣን ሓዉና አንየካ ትዐግስትይ ዓንጀዉጀዉ ይብል ኣሎ ዝብሎ ጥፊኢዎ አዞም መናፍቃን ዝበሃሎ ፎ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዛላለም ትንበር ❤❤🙏🙏🙏🙏አዝይ ካብ ኣንዲቢቱ ይፍለጥ ኣሎ ሓቀጕን ከምዘይ ኮነ ዝብሎ ጥፊኢዎ ይጥውይ ኣሎ ዘረባ
@yyychfcucy8899
@yyychfcucy8899 Год назад
እዋይ እየሱስ ክርስቶስ አቦይ ሓደረካ በታ ዘይትቀያየር ቅንዕቲ መንገድካ ምርሓና በሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ኦርቶዶክስ ንዘልአለም ትምበር🙏🙏🙏
@user-hn2ei6nx5j
@user-hn2ei6nx5j 3 года назад
ሰይይይይይይይ ስልጣን ሓወይ ተባረክ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ርእሲ ፀጋ ኣብዝሑ ይዓድልካ ብሩኮይ
@user-yk7eh2fv5h
@user-yk7eh2fv5h 3 года назад
ክቡር ድያቆን ሓውና ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ተዋህዶ ሃይማኖት ንቅድሚት
@user-tx4ex6nj5g
@user-tx4ex6nj5g 3 года назад
ድያቆን ኣይኮነን ክብርተይ መምህርና እዩ ምምበር
@user-yk7eh2fv5h
@user-yk7eh2fv5h 3 года назад
@@user-tx4ex6nj5g ካመይ ማለት እዩ
@rigatasfaha2294
@rigatasfaha2294 3 года назад
@@user-tx4ex6nj5g ቀ
@Ruta0922
@Ruta0922 3 года назад
@@user-yk7eh2fv5h wellahanti yeblun ab Europa mexieu tmhrti senbet koynu RU-vid awxieu ymhr alo hxr bzbele
@user-cn4bh3ew6i
@user-cn4bh3ew6i 2 года назад
ሰላምህ ይብዛልን መምህራችን ቃለ ቃለ ህይወት ያሰማልን ፀጋውን ያብዛልህ አሜን በዕድሜና በጤና ይጠብቅልን አሜን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ለዘላለም ትኑርልን 🙏
@user-jo7uy9id4b
@user-jo7uy9id4b 2 года назад
ተዋህዶ ለዘላለም ትንበር ድንግል ማርያም ኣደይ ❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍
Далее
ዮአዳን (ክፍል 17)
35:16
Просмотров 179 тыс.
Моя Жена Босс!
0:40
Просмотров 8 млн