Тёмный

ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧ 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 131 тыс.
50% 1

ባህልታትና ንፈልጦም ዲና፧
Subscribe
/ mahderproduction
Follow on Facebook
/ mahderproduction
Instagram
/ mahder_production
@ዳኒ ወዲ-መምህር
/ 100008694858215

Опубликовано:

 

5 май 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,8 тыс.   
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 4 года назад
እዛ ወዲ ጥይት እያ ምሳይ ትሰማምዑ like#
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 года назад
እዚ ወዲ ጥይት እዩ ። ካብ ኣዘራርባና ንተኣረም ፡ እዛ ናይ ጓል እዩ ሓወይ ናተይ ።
@fnanteame7629
@fnanteame7629 4 года назад
Kabzom ab medya wexiom felata Ena enabelu kxarefu zwelu aykonen Bela medeb eyu zeqrb Vorbild nbuzhat ykewn eyu just Respect
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 4 года назад
ከይትምንቁሰካ ግን ተጠንቀቀላ
@eseyasgrmay5102
@eseyasgrmay5102 4 года назад
ናይብሓቂ ጥይት
@honorscore629
@honorscore629 4 года назад
Nay bhaki fenji dkone menesey anes kem beal izi belih nay hmamey mhlawna hugus ye keygeremeni gn ayterefen bro keep going I'm your security👏🏾💪🏾💎👑👈🏽
@siku9753
@siku9753 4 года назад
እዚ ወዲ ናይ ብሓቂ ጥይት ኢዩ ምሳይ ዝሳማማዕ እስከ #like
@hbtube247
@hbtube247 4 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-DKY3k2cMGYU.html ሓደ ሓደ ግዜ: ኣሰንበድትን: ኣሰቀቕትን ነገራት : ንጥዑያት ሰባት ኢዮም ዝገጥሙዋም:: ሓደ ሓደ ግዜ: ሂወት ርትዓዊት ኣይኮነትን: ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን:: ጎዳኢት ልቢ: ኣሕዛኒት ልቢ: ክትከውን ትኽእል ኢያ:: እዛ ማዓልቲ እዚኣ ኣጋጢመትኹም ምስ ትህሉ? ኣይትረበሹ: ኣይትጨነቁ :: ምክንያቱ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ::ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-DKY3k2cMGYU.html
@koala10ish
@koala10ish 4 года назад
ሙሽሙሻት ኤርትራውያን፣ ገና ኣብርሃም ኢሳያስ ንሓምሳ ዓምት ክገዝኣክን እዩ!!! ኤርትራ ኩሉ ጊዜ ብነገስታት ጀጋኑ ተጋሩ እያ ትግዛእ!!! ኢሳያስ ሓውና ንትግራይ ሃገሩን ህዝቡን እምበር ንጋዕጋዓት ኤርትራውያን እይሰርሕን!! ሓደ ጂግና ትግራዋይ ከም ኣባጊዕ ከምድላዩ እንዳእላኸዓ ይገዝኣክን ኣሎ ደም ስጋብ ዝጥዕመክን!! ሙሹሙሻት፣ ህውሓት እዩ ኤርትራ ነጻ ኣውጺኡልክን። ጀጋኑ እንተ ትኾና ከምትብልኦ፣ ሓደ ቴምቤናይ አምብሳ አብ ርእስኽን ኣይምሸነልክንን!! ኣብ ትበጽሕኦ የብልክንን!! ኢሱ ቴምቤናይ ሓውና ኽዓ ልዓመታ ቀይሕ ባሕርና ከረክበና እዩ። ዕልልልልልል!!!
@fiimon554
@fiimon554 4 года назад
ባህልና ዝፈቱን ን ዳኒ ዝፈቱን ኣብዛ ታሕቲ ላይክ ኣዲኑ ደቂ Eri
@betromnegassi9270
@betromnegassi9270 4 года назад
ንባህለይን ንዳኒን ምፍታወይ፡ ምስ ንዓኻ like ምግባረይን እንታይ የተሓሕዞ?
@missymusa6443
@missymusa6443 4 года назад
bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye. nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-aFd7NKMG4ZY.html&feature=share
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 4 года назад
ንዳኒ ኣይጸልኦን እየ፣ እንተ እዛ ቪድዮ ግን ኣይግድን
@samuelberhane8737
@samuelberhane8737 4 года назад
Amazing analysis. He is too young and gave us a good wake up call that we never thought before. God bless you young brother.
@missymusa6443
@missymusa6443 4 года назад
bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye. nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-aFd7NKMG4ZY.html&feature=share
@bemifnn9770
@bemifnn9770 4 года назад
ዳኒ ብጣዕሚ ክትታባባዕ ዝግባካ መንአሰይ ኢካ ኣቦ ባህሊ ትግርኛ ኣጆካ ቀጽሎ አዝጋቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ
@nasirjemal311
@nasirjemal311 4 года назад
Yekreta bkemey mengedi eyu ktebabae zelewo bezi bahli tigrigna elki kulu bherat zkonenkyo.endhr teredieki eti melekti wegen zeynebero nay mulu hzbi eritrea eyu neru ember.dani hzbi wekilu eyu zzareb zelo malet eritrawnet endhr astewelki semikiya kbrti hafti.ember wela ane tigrigna eye kalie kanka yebleyn begekiu.eta kendi melektey neaki gn b kulu hbrete seb eritrea hbnti nktkoni ye.tetegagie degime yekreta haftey yehwat
@filimonembrza5376
@filimonembrza5376 4 года назад
ብርሃን ገጹ ተሻቂለ ቀንየ ጠፊእካ፡ ብዕድመ መዘናይ ኢካ ግን ሓቂ ንምዝራብ መምህረይ ኢካ፡ መንእሰይ ብሙልኡ ኣብ ጎንካ ኢዩ ዘሎ ቀጽል ኣጆካ ።
@berekettewelde9688
@berekettewelde9688 4 года назад
100% ሓቂ
@filimonembrza5376
@filimonembrza5376 4 года назад
@@berekettewelde9688 thank u bro
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 года назад
ናይ ብሓቂ ፊሊ ሓወይ ኣነ ከምዚ ናትካ ሓሳብ እዩ ዘለኒ።
@filimonembrza5376
@filimonembrza5376 4 года назад
@@user-xj2jd2gn1g ነዚ መንእሰይ ካብ ቖሎ ጥጥቆ ናይ ባዕል ነሽነሽን ኣድሓነትን ከድሕንዎ እዮም ባዓል ዳኒ ንፉዓት
@yonaswem3473
@yonaswem3473 4 года назад
Nay behaqi bro
@michaelasefaw8865
@michaelasefaw8865 4 года назад
"ሸያብ ዓቢ ኢልካ ኣይትጸውዕ፡ለባም ጸውዕ" ዝብልዎስ ከም'ዚ ከማኻ ኢዩ። ጽቡቕ ስራሕ፡ቀጽሎ በርትዕ ኣጆኻ።
@salmsalh6668
@salmsalh6668 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።Bravo
@joegr5323
@joegr5323 4 года назад
ዳኒ ሓውና ትምህርትካ ብጣዕሚ ዓሚዩቕ፡ ብሱል፡ ሓቀኛ፡ ቅቡል፡ ገሳጺ፡ መሃሪ፡ ሓላፍነታዊ ኢዩ። መጽናዕቲ ዝሓለፎ ይመስል። እንተኮነ ከምዚ ናተይ ገይሩ ኩሉ ሰብ ክርዳኣካ ተስፋ ይገብር። ብፍላይ እዘን ገለገለ ኣሕዋትና ግርምም ኣደብ ዘግብረን ይደልያ ኣለዋ ፡ ክንደይ ግዜ ክንሓፍረለን ክክክክ
@daveking3696
@daveking3696 4 года назад
ኣሻቂልካኒ ቀኒካ መምህረይ ጠፊእካ፡ ከምዚ ናተይ ዳኒ ብምድንጋዩ ዝተሻቀለ እስከ like ይግበር።
@hbtube247
@hbtube247 4 года назад
dave king ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-DKY3k2cMGYU.html ሓደ ሓደ ግዜ: ኣሰንበድትን: ኣሰቀቕትን ነገራት : ንጥዑያት ሰባት ኢዮም ዝገጥሙዋም:: ሓደ ሓደ ግዜ: ሂወት ርትዓዊት ኣይኮነትን: ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን:: ጎዳኢት ልቢ: ኣሕዛኒት ልቢ: ክትከውን ትኽእል ኢያ:: እዛ ማዓልቲ እዚኣ ኣጋጢመትኹም ምስ ትህሉ? ኣይትረበሹ: ኣይትጨነቁ :: ምክንያቱ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ::ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-DKY3k2cMGYU.html
@geduldnur2574
@geduldnur2574 4 года назад
እድመ ይሃብኪ መራር ከም ሽርባ እስክ መጽሓፍ ክሕትም ሞራል ንሃቦ ክንሕግዞ ትብሉ like
@alemghezehey7025
@alemghezehey7025 3 года назад
I will contribute my part
@adudumekseb6656
@adudumekseb6656 4 года назад
You are very genius keep it up! We need people like you to give education to this young generation. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jonejoni256
@jonejoni256 4 года назад
ቀዳማይ ኣነ ጽሒፈ ሎማዓንቲ እታይ እዩ ቱርጉሙ ግን ቀዳማይ ምጽሓፍ ላይክ ግበርለይ ከም ሰበይ
@firiyatyemane
@firiyatyemane 4 года назад
ዘሓወይ ንተሓጋገዝ subscribe ክገብረልካ ሞ subscribe ትገብረልይ ዶ?
@samisami6513
@samisami6513 4 года назад
@@firiyatyemane bhaqi zerebaka des iluni ane subscribe aydeln eye neaka gn gierelka aleku
@dejendejen2276
@dejendejen2276 4 года назад
Anbibka do xhifka welas ms xehafka xihfka hawey kkkk
@firiyatyemane
@firiyatyemane 4 года назад
@@samisami6513 Betami Thanks Zhawey
@deaconshumamdi6463
@deaconshumamdi6463 4 года назад
ቡሩኽ ኩን ጥበብ ዝመልኦ ልቦና ኣሎካ ልዑል ኣምላኽ የዕቢኻ።
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 4 года назад
We are really really proud of you. A very smart young 🇪🇷 Eritrean. Keep going. 👏 Bravo
@tedyaron5885
@tedyaron5885 4 года назад
ኣንቱ ሰባት ንዑ ኣብዛ chanelle ኩቡር ሂያብ ብነጻ ተጋበዙ!! ከላ ዋእ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@filibronl561
@filibronl561 4 года назад
ብትግርኛ ትሕበንን like ንወዲ መምህር ሃብለይ ደቂ ኤረይ
@rustomgebremedhn701
@rustomgebremedhn701 4 года назад
ዳኒ ሓውና ግዜ እንተ ሃሉይካ፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ትምህርቲ ተትህበና ደስ ምበለና ፡ በቲ ሓድ ወገን ድማ ተምህርቲ ምቐሰምና። ብዝኮነ ብታዕሚ ዝነኣድ ስራሕ'ዩ!
@ELNAR93
@ELNAR93 4 года назад
ዳኒ ሃወይ ብሓቂ ተባረኽ ዕድመን ጥዕናን ዝህበካ ጽቡቕ ትምህርቲ ደጋግማ እዚኣስ ኣገዳሲት ኣርእስቲያ የዕምቇ
@faresomer1011
@faresomer1011 4 года назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ፡ ካብቶብ ኣብ live ወጺኦም ምሉእ ምዓልቲ ነዚ መንእሰይ ባህልኻ ተወሪርካ፡ተዘሚትካ፡ እንዳበሉ ክጭድሩ ዝውዕሉ ከምዚ ጌሮም ባህሉ ብሉጽ ሙኻኑ ክምህርዎ እንተትውዕሉ እንዳተሓጎሰ ንባህሉ መኽበረ። ብሉጽ ስራሕ ወዲ መምህር።
@zementmt6700
@zementmt6700 4 года назад
እዛ ጉዳይ ከነዕሙቓ እና። ብሓቂ እዝኣ እያ ክትዓሙቕ ደለዋ እሞ ዳኒ ብቐዳምነት ትምህርትኻን ፍልጠትካን ንምዕባይ ከይቲ ሕለል ናይ ትምህርትኻን ትማሃረሉ ግዜን ብምኽባር ኣብ ትርፊ ግዜኻ ግን ቡዙሓት ተማሃሮ ንጽበየካ ኣለና እሞ ቀጽሎን ቀጻጽሎን
@abiiilove7993
@abiiilove7993 4 года назад
በዚ ሕጂ ሳዓት ከምዚ ዓይነት ለባምን መስተውዓልን ቆልዓ ምርካብ ከቢድ እዩ ብሓቂ ኑፉዕ
@missymusa6443
@missymusa6443 4 года назад
bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye. nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-aFd7NKMG4ZY.html&feature=share
@kubromfsahatsion4270
@kubromfsahatsion4270 4 года назад
You are coming with apoint after amonth or aweek , i am proud of u The other chanell are coming every day with out apoint and they disturb our society. So thanks bro
@weditseguboy3799
@weditseguboy3799 4 года назад
ናይ በሐቂ ብሱል ዘረባ እንታይ ክወጾ ዳን በዓል በልሕ አእምሮ👍👍 አብ ሂወትካ ዓወትን አሳልጦን ይምነየልካ::
@fnanmicheal3156
@fnanmicheal3156 4 года назад
ክንዲ 1000 ኤርትራውያን ካብ ኣብ ሜድያታት ወጽዮም ዝዛረቡ ሰባት ኢኻ ንስኻ። እትሃንጾም ሓሳባትን እትዛረበሎም ኩሎም ኩርንዓት መካትዒ ዘይብሎም ኢዮም ። ብናተይ ኣረኣእያ ከኣ ፡ ካብቶም ለባማት ኣብ ማስትሜድያ ዘይነበረ ግን ከኣ ብዙሕ ሕማቅ ምስ ረኣኻ ክትእርም ኢልካ ዝመጻኻ ኢኻ ።ቀጽሎ ግን ኣብ ሰሙን ክልተ ወይ ሓደ ቪድዮ እንተትዝርግሕ ጽቡቅ ኔይሩ። ብዙሕ ምስ ተማሃርና ።
@user-ng6et1en7r
@user-ng6et1en7r 4 года назад
Kndi 100,000 belo ember jgna yu bejaka i love him ❤
@user-tu3ox5mt9r
@user-tu3ox5mt9r 4 года назад
ናይ በሓቂ ጂግና መንእሰይ ❤❤❤❤🇪🇷❤😘✌️
@Rahel248
@Rahel248 4 года назад
ብራቮ ዳኒ ሓውና ተባረክ ፅጋ ኣምላኽ ይብዘሓልካ, 💓💓💓💓💓💓💓💓👍👍👍👍👍💓💓👍💓👍💓👍💓💓
@hbtube247
@hbtube247 4 года назад
ጋል ሰንዓፈ ወርቂ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-DKY3k2cMGYU.html ሓደ ሓደ ግዜ: ኣሰንበድትን: ኣሰቀቕትን ነገራት : ንጥዑያት ሰባት ኢዮም ዝገጥሙዋም:: ሓደ ሓደ ግዜ: ሂወት ርትዓዊት ኣይኮነትን: ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን:: ጎዳኢት ልቢ: ኣሕዛኒት ልቢ: ክትከውን ትኽእል ኢያ:: እዛ ማዓልቲ እዚኣ ኣጋጢመትኹም ምስ ትህሉ? ኣይትረበሹ: ኣይትጨነቁ :: ምክንያቱ እዚ ውን ክሓልፍ ኢዩ::ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-DKY3k2cMGYU.html
@wintamebrahtu2505
@wintamebrahtu2505 4 года назад
ናይ በሓቂ ነጸላይ ሲ ሎሚ ተመስኪሩልኪ።ተመስገን
@auntieyoutube5375
@auntieyoutube5375 3 года назад
Daniel , you are absolutely wise. Keep teaching our youngsters generations Eritreans,Pleas ur speech is excellent if our society could understand them. May God bless you for ever.
@malhabib357
@malhabib357 4 года назад
ኣድነቅቲ_ዳኒ _እስከ_ ላይክ_ ዳኒ ኣስላዊ እስካ ብጣዓሚ ሓያል መንእሰይ_ኢካπ€Samrt boy really you are right boy Thanks you keep going👍🏿
@user-tx9su8hq6g
@user-tx9su8hq6g 4 года назад
ናትካ ክሳብ ህጂ ዘቅረብካዮ ቅቡልን ምጽናዕቲ ዝሓለፎን ዩ ብሮ 100% ሕንቲ ጸገም ኣለትካ ንሳ ክኣ ግዜ ዘይትህበና ሙካንካ እዩ ማለት ኣብ ወርሒ ልዕሊ ወርሒ ተጸቢና ኢካ ትመጸና ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግዜ ክህልወካ ይክእል ይከውን ዩ ምስ እዚ ዘሎ ሕማም ስለዝስ ኣብዚ እዝንና ካብ ፍልጠትን ካብ ጽቡቅን ምስማዕ ብቃንቃ ኣዴና ባህልና ኮታስ ኩሉ ደው ኢልሉ ዘሎ ግዜ ሓሳብካ ክም መድሃኒት ወይ መጽረይ ነቲ ዘዘርከበ ዝዕንድርሉ ዘለዉ ኣኣዛና ክትፍዉስ ሲ ትዱንጉየና ኣለካ ዘየለና ከንጸንሓካ መክንያቱ መድሃኒት ኣብ ግዚኡ ዩ ክውሰድ ዘለዎ ሓሳበይ ረረዲካ ይከውን ምሳኻ ኣለና ሞ ምሳና ምህላውካ ንምርግጋጽ ኣብ ጎንና ደው ኢልካ ፈውሰና ኣብነት ፍናን ኣፕ በቲ ብዙሕ ፍልጠትካ ነቶም ዘይፈልጡ ደው ኣብለልና ።
@missymusa6443
@missymusa6443 4 года назад
bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye. nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-aFd7NKMG4ZY.html&feature=share
@rezene7448
@rezene7448 4 года назад
ቋንቋ*
@fanifani9577
@fanifani9577 4 года назад
Omg You are genius Dani hawey keep going! We are learning a lots of things from you.
@Ibrahimsalh.
@Ibrahimsalh. 4 года назад
ብራቮ ዳኒ ቀጽል ብጣዕሚ ገላጺ ዝኮነ መደብ።ጊን ሓንቲ ኣላ ኣስተዉዕለላ ኢካ ብዛዕባ ትግራይ ጎሮበትና ኣይትዛረብ ምክንያቱ ንሶም ተደልዮም ክዛረቡ ይክእሉ ኢዮም መሰል ኣለዎም ባዕሎም ክሳብ ዘይ ተዛረቡ ምግዳፍ ትሕሸካ።ካሊእ ቀጽል ኣብ ስሚዒት ከይ ኣተካ ከምዛ ናይ ሎሚ ኣብ ስራሕ ኣሳልጦ ይምነ።
@user-qd1fu1ih7k
@user-qd1fu1ih7k 4 года назад
ዳኒ ጅግና ኣነ ነዓኻ ኪርኤካ ከለኹ ጥራይ እየ ትግርኛ ምዃነይ ዝኮርዕ ። THANK YOU DEAR BRO
@abelabi6782
@abelabi6782 4 года назад
neay ke bro hhh
@merihsolo4025
@merihsolo4025 4 года назад
ኣነስ ባህሊ ትግሪኛ ከሕፍረኒ ማዓት'ዩ ኔሩ፡ ካብዛ ናይ ዳኔኤል ዘረባ ሰሚዐ ግን ብምሉአ ርአሰ ትኣማናንነት ጌረ ልዕሊ ማንም ፈተዪ። ደጊም ኣነን ባህለይን።
@gazella2867
@gazella2867 4 года назад
ተፈቃሪ ሙኻን ጥዑም ሰብ ይነብርካን ህጂ ግን ሰብ ኮንካ ማለት ዪ congrats zearkey sorry ካብ ሃሊዮት ዪ ኣይተሳረፍኩን ኪቡር hawey.
@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327
@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327 4 года назад
Congra
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 года назад
እንቃዕ ደስ በለካ፡ ብባህልኻ ምኩራዕ እቲ ኣብ ዓለም ምስቶም ቀዳሞት ዝስርዑ ዝበለጸ እዩ።
@helen99084
@helen99084 4 года назад
ተፈቃሪ ሙኻን ጥዑም Ane kab zefeter abe hiwet be nebsey wey be bahley hafire ayfeleten. Nebseka mes tetheta tray eyu zekone neger tesele. Example, sebat, haymanot, alet, etc.
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 года назад
@@helen99084 ናይ ብሓቂ ኣነ ከማን ብባህለይ ሓፊረ ኣይፈልጥን ሞንያቱ ባህልና ናይ ኣቦታትና እምበር ናይ ባዕዳውያን ኣይኮነን።
@yobiz3370
@yobiz3370 4 года назад
ብሓቂ ብሱልን መሃርን ፣ ብጣዓሚ ነመስህነካ ዳኒ ሓወይ በርትዕ ።
@user-mw2cj7sj9l
@user-mw2cj7sj9l 4 года назад
ናይ ባሓቂ ኣበሳ ዳኒ ናዛ ናይ ባህልና እሞ ወጺና ኢና ዘለና ብፍላይ ንሕና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፍልማ ባፍናይ ናይ ኤርትራ ክንደይ ግዜ ተዛሪብናየን ኣይሰምዓን ኢየን
@user-vk8hh4ib4t
@user-vk8hh4ib4t 4 года назад
እምባእ ከማኻ ኣየጋጠመንን። ኣደ ወሊዳ ትምከን። በል እስከ ከማኻ የብዝሓልና ፈጣሪ።
@wwicxxcx805
@wwicxxcx805 4 года назад
Wala ane
@RemHanKidsShow
@RemHanKidsShow 4 года назад
What a revelation. God bless you more and more dear.(Fiyori)
@efbiwaltahaqi429
@efbiwaltahaqi429 4 года назад
ናይ ባሓቂ ንፉዕ ሰብ ኢካ ጽፉፍ ኣቃራርባ ኢካ ትክተል ንዕብየት ቃንቃ ብፍላይ ጽቡቅ ሰብ ዝሕግዝ እዩ መደብካ
@hilinat1769
@hilinat1769 4 года назад
Wow you are amazing! Keep up the good work! We want ppl like you. God bless!💕💕💕👏 👏 👏 💪 💪 💪
@nohnoh4127
@nohnoh4127 4 года назад
ትግርኛ ምካንካ እትሕበንን ፡ንሕና ክንህሉ ማለት ከም ህዝቢ ትግርኛ ዝተከፈለ ዋጋን ዘፈለጥ ፡ብትግርኛ እንተተወዲብና ጥራይ ሃገርና ከምእንድሕን ዘኣምን ሰብ እንተሃልዩ ዓሸራኡ ኣብዚኣ ይግደፍ ።
@hermonghebremichael7635
@hermonghebremichael7635 4 года назад
አዚ ሰሪሕካዮ ደለኻ ዕትሮ ጺቡቅ አንዲዩ፥ ከም በሃሓዲሽ ሰባቢሪና, ተሃጋጊዚና ሚስ ካሎት ዕትሮ ዲሰርሑ ቢሄራት ኒሓዊሶ, ኣዚዩ ጹቡቁን ሙቹእን ኺኾነሊና አዩ.
@nohnoh4127
@nohnoh4127 4 года назад
@@hermonghebremichael7635 ኣባሃሃላይ ግድን ንሕና ጥራይ ክንውደብ ኣሎና ማለት ኣይኮነን፡ኣብቲ መነነት ግን ሕቶን ርእይቶን ዘይብላ ናይ ትግርኝ ኢያ።
@hermonghebremichael7635
@hermonghebremichael7635 4 года назад
@@nohnoh4127 Eritrea መኒነት እዩ. ቲግሪኞ ከኣ ቢሄር አዩ፥ እዚ ኣይቲቅበሎን እካ ማለት ዲዩ፧
@mikigoldenboy
@mikigoldenboy 4 года назад
ዓለም'ኒ ፉቁራት ቲኹን Eritrea meninet aykonen” n’abinet anen hade rashayda wey kunama bsaesiet bQuanQa hade aykonan slezi Eritrawnet meninet zeykone Ziegnet eyu!!!
@hermonghebremichael7635
@hermonghebremichael7635 4 года назад
@@mikigoldenboy Eritrea ዤጊነት. ቲግሪኛ፣ ኹናማ፥ ቲግረ, kea ቢሄር or meninet እዩ. is this acceptable now
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 4 года назад
*ንየማን ዝመርሕ መምህር ወሎዶ*
@samuelzeremariam7028
@samuelzeremariam7028 4 года назад
That is Ture Bro, I apperciate your work keep it up. We are proud to have young brother like you.
@f.tesfay7076
@f.tesfay7076 4 года назад
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ክንደይ ኣብ ልሳንካ ኮይኑ ክንደይ ሰናይን ጽቡቕን ኣዛረበካ። ጅግና ኢካ ናይ ብሓቂ ። ነዕሙቃ እወ ደኣ ነዛ ጉዳይ ። ባህልና እወ እዚ ክቡር ካብ ክቡራት ኣቦታትናን ካብታ ክብርቲ መሪትና ኤርትናን ዝተዋሃብናዮ ክንዕቅቦ ኢዩ ዘለና። ነዚ ክንገብር ከኣ ክንንተሓጋገዝ ኢና ዘለና።። ብሓቂ ክቡር ባህሊ።
@sadorer586
@sadorer586 4 года назад
My goodness this guy is genius, love him🤍💛
@nohnoh4127
@nohnoh4127 4 года назад
ላይክን ኮምንት ሼርን ብምግባር ነታባባዓዮም ነዞም ጅጋኑ መንእሰያት ትግርኛ ።
@luwamgebrab8712
@luwamgebrab8712 4 года назад
Proud of you brother, you are smart .God bless you and Keep it's up ❤️❤️❤️❤️
@Herimon514
@Herimon514 4 года назад
ኣነስ ዘረባ ክትጅምር ከለካ ስቅ ኢለ ይሰምዐካ ማራ እካ ለባም መስተዋዓሊ ደጊመ ከመስግነካ ይደሊ *ባህልና ክብሩ እዩ*
@aemabest1264
@aemabest1264 4 года назад
ጅግና ወዲ ትግሪኛ ጋል ኣንሰይቲ ምሉአ ክዳን ትሽፈን ተኾይና ታሓራፍት አያ ትኮውን ብፍላይ ሰበይትኻ ኣትሞንዋን ኢኻ he's smart boy ❤❤❤
@darsamussa44
@darsamussa44 4 года назад
You are so wise person I am very happy when I listening like this great idea. If I have amharic or Tigrigna kyboard it was very easy for me but I don't have it. Lebam ikha qaxil tray jobsite brtue ikha.
@luliya11gebremariam46
@luliya11gebremariam46 4 года назад
Dani jigna natey ksab medebka btami eyu mahari. Ksabi 2013 ab Eritrean keleku bzey adere aynwexni neyrna kemti tfelto bflay ab geter gali ksada wey riesa adere ktgebr alewa sle zblna weldna. Gin ab tmhrti memharan yhdguna neyrom bzh yeshegruna neyrom awxa wejabat endabelu slemntay kemeu ygebru neyrom ksab hji eyu zetahasbeni .
@robielbrhane3544
@robielbrhane3544 4 года назад
ዳኒ ወዲ ሩባይ proud of you ምስ ሓንቲ ገፍላው መሓዛይ፡ ኣብ ዝተራኸብናሉ ሓደ ካብቶም ኣርእቲ ዕላልና ኢኻ፡ እዚ ማለት፡ ብልሕካ፡ ርእሰ-ምትእምማንካ፡ ጽፈት ኣቀራርባኻ፡ ወዘተ ካብቲ ኣዝዩ ዝምስጠና ኢዩ፡ ብፍላያ ገፍላው መሓዛይ። ኣብ ሂወተይ እቲ ክገብሮ ዝሓልሞ ዝነበርኩ፡ ህየሳ ክሊፕን፡ ምንቃሕ መንእሰያትን ባኣኻ፡ ብንእሽቶ ሓወይ ምቅዳመይ ቁርብ ቂር ኢሉኒ፡ ሓውሲ ቅንኢ ተሰሚዑኒ፡ ግን ዓጊበልካ። ኣጆኻ በርትዕ ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ብሓገዝካ፡ ኣሰርካ ክስዕብ። ሓውኻ Robiel brhane
@adiam7060
@adiam7060 4 года назад
Robiel Brhane ጋፍላው ድኣ ናይ ፍቅሪ ድያ🤔 gda zterefe rietotatka tesemamielu eye.
@judithjudithna5254
@judithjudithna5254 4 года назад
Geflaw bruh you so funny 🤣🤣🤣
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 4 года назад
እዚኣ ሕማቕ ወዲ ሩባይ እንታይ ንማለት እዩ
@adiam7060
@adiam7060 4 года назад
B B wedi Rubay malet dea wedi kebabiyey meteabitey.. Welhade xegem yeblan wedi gezawtey kem malet endialu
@robielbrhane3544
@robielbrhane3544 4 года назад
@@adiam7060 ገፍላው ናይ ፍቅሪ ኢያ ኣዱ ሓፍተይ ክክክክክ ከም መስሓቅ ማስያ ንጥቀመላ ኢያ
@africaafrica3915
@africaafrica3915 4 года назад
ባህልና ክምለሰልና ኣለዎ ኣቱም ሰባት
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 года назад
africa africa ንምንታይ?
@africaafrica3915
@africaafrica3915 4 года назад
@@pastorfred2048 ጉዕ ባህልካ ዘይዓቀብካ ደኣ ናይ መን ባሃሊ ትዕቅብ ትሓስብ ኣለካ
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 года назад
africa africa እኮ ንምንታይ?
@tirhasabraha1300
@tirhasabraha1300 4 года назад
እዋይ! ከመይ ዝበልካ ጅግና ኢካ ፡ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ቀጽሎ ዝሓወይ
@johngidey8977
@johngidey8977 4 года назад
ናይብሐቂ ኑፋዑ ሐወይ ክብረት ይሀብካ አይ ትፋአና ጥራይ
@tekieweldegabr2730
@tekieweldegabr2730 4 года назад
ብሱል ዘረባ እዩ ኣብ ልብና የሕድሮ ድሕሪ ኣቦካ ሞት ጊደካ እዩ ተከባቢርና ባልና ንዓቅብ እዞም የሕዋተይ ናይ ሕማመይ ምባል ንግደፎ ብመትከል ምእንሰያትና 2020 ንበል ከምቲ መንሰያት ናይ 70ታት 90ታት ለውጢ ከምዘይብሉ ፍሉጥ ነገር እዩ
@missymusa6443
@missymusa6443 4 года назад
bmejemerta mahder hawey btaemi adnakitka eye. nmktsal bzahba nay marta beznes ktfeltwo tdelyu ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-aFd7NKMG4ZY.html&feature=share
@abrahamadhanom7117
@abrahamadhanom7117 4 года назад
ኣነ ከምዚ በሊሕ እዚ መንእሰይ ኣይራኣኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ።
@simontekali2738
@simontekali2738 4 года назад
እዛ ኮመንት ብ ኢንግሊሽ ከይገብራ ስ ባህሊ ከይብርዝ ኢለ እየ:: ብዓቢኡ ከኣ ምስቲ ትምህሮ ከይጻረር ብ ትግርኛ ፊደል ይጽሕፋ ኣሎኩ:: ኣብዚ ሓናጺ ሓሳብ ዘውጻሉ የብለይን: የግዳ ኣብ ገለ ገለ ትሕቶ ኮመንት ትግራይ ዘሎ ኣይትንቀፍ ዝብል ርእየ: የግዳ ክሳብ ሓደ ቃንቃን ትሕዝቶ ኣነባብራን ዝሃለወና ክንተኣራረም ኣሎና!!! ቀጽሎክቡር ሓው!!!
@abrhamnetsereab7800
@abrhamnetsereab7800 4 года назад
It's really wise decision and concept for us and our Ladies thanks my brother!
@mikael6188
@mikael6188 4 года назад
Ata eza Wedi kief delewa like giber bahli Tigrinya zikorae
@user-mi5tj7gb3e
@user-mi5tj7gb3e 4 года назад
You are smart tooo go ahead dani i have never seen such unique young man
@tedrosberhane8361
@tedrosberhane8361 4 года назад
What a nice topic is you nailed it !! Anbesa xebok gelixkayo thx I can’t wait to hear more
@awet2111
@awet2111 4 года назад
You are really smart ... I always do like your point of view and your resources. I am proud of your man ❤
@filialem2917
@filialem2917 4 года назад
ዳኒን ፡ ፍናንን ካብቶም ብሉጻት ብባህሎምን ሕብረተሰቦምን ተሓቢኖም ዘሐብኑኻ ፡ ኮሪዖም ዘኽሩዑኻ ብርግጽ ንህዝቢ ኤርትራ ወይ ንህዝቢ ትግሪኛ ዝውኩሉና ኮይኖም ሕብረተሰብና ዘፍረዮም ኩላትና ነተባብዓዮም፡፡
@ghirmajtekie5187
@ghirmajtekie5187 4 года назад
& Joci (Jstudio) 👍
@goytomteklemaryam8166
@goytomteklemaryam8166 4 года назад
ዘመደይ ምስ መን ተወዳድሮ ኣለኻ ተኪኢልካ ደምስሳ እዛ ኮመንት በዴኻ ኢለካ ኣለኹ
@filialem2917
@filialem2917 4 года назад
@@goytomteklemaryam8166 ደምስሳ ቅድሚ ምባልካ ዘለካ ሪኢቶ ተተቕርብ ቅቡል ምኾነ እቲ ምኽርኻ ፡ ሕጂ ውን ተስፋ ይገብር ኣወንታዊ ዝኾነ ርኢቶ ከተቕርበለይ ?
@semharokba1875
@semharokba1875 4 года назад
@@filialem2917 ፍናን ማሌት ዳዲ ድዩ ዝኸውን ዘሎ
@filialem2917
@filialem2917 4 года назад
@@semharokba1875 ዳኒ እዚ ዋና Mahder production eyu, ፍናን ክኣ Fnan App infotech.
@tesfahagerey5625
@tesfahagerey5625 4 года назад
ወዲ 20 ኣልበርት ኣነስታይን፡ እንተበልክዏስ ይውሕዶ ዶ።
@selameyodletey5681
@selameyodletey5681 4 года назад
Blke natu hibkayo nay bhaki
@iknowwhatislove8974
@iknowwhatislove8974 4 года назад
Ayenay nay nucleur formula kifetih riekayo bahlina eyu zitintin zelo enber. Philosophy&kadir felalyo please
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg 4 года назад
Ashefarey keybl bzuh aytdenqwo,
@iknowwhatislove8974
@iknowwhatislove8974 4 года назад
@@Starlove-fl2yg you are right
@samemekseb5650
@samemekseb5650 4 года назад
ብራቮ ናይ ሕማመይ ከምኡ ጌርካ ደኣ ናብ ንቡር ምለሰና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓወኒ
@torreiraarsenalawi9204
@torreiraarsenalawi9204 4 года назад
He deserves some credit. Keep it up bro! I will be by your side.
@God-db9vp
@God-db9vp 4 года назад
ጎበዝ ዝሓወይ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ።
@MrEphily
@MrEphily 4 года назад
Welcome dani the smartest young man
@robelmekonnen2328
@robelmekonnen2328 4 года назад
Welcome dani the smart young man
@michaelmengsteab
@michaelmengsteab 4 года назад
ናይ ብሓቂ ጎቦዝ (ብሉጽ) ቀጽሎ ጽቡቅ ትምህርቲ ሓውና።
@fre_tesfa95
@fre_tesfa95 4 года назад
Appreciate you፣ Bravo 👏🏽
@freweynighebremeskel2219
@freweynighebremeskel2219 4 года назад
እዚ ወዲ ንዓይ ከጸልለኒ እዩ ብጣዕሚ ብሱል ስነ ሓሳብ ዘለካ መንእሰይ ኢካ ቀጽሎ ኣቱም የሕዋትና ከኣ ኣይትጽረፉና ተኪእልኩም ምሃሩናን ገስጹናን።
@robatejohn2352
@robatejohn2352 4 года назад
ዳኒ ሓቢቢ ጠፊእካና ቀኒኻ ብዕምቆት ፍልጠትካ ብጣዕሚ ኢየ ዝግረም መምህር ናይዚኣ እዋን ኢኻ ቀጽሎ
@manutdred7062
@manutdred7062 4 года назад
Thank you Daniel!
@binimela
@binimela 4 года назад
I always like your performanc & videos 👍 God Bless you bro 🙏 Kemaqa ybzhayom 👏
@successproduction38
@successproduction38 4 года назад
*ኣድነቅቲ ዳኒ ደቂ ትግርኛ ኣብዛ ናተይ ይቱብ ሳብስክራይብ ውቅጥ ኣብሉለይ እቶም ፈተውቲ መንነትኩም ዝከንኩም ።*
@shaebiya6291
@shaebiya6291 4 года назад
Tegetimka b xhfetka like yele subscribe yele መላኽዕቲ ሌባ
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 4 года назад
@@shaebiya6291 ata kid gahaf eshi gerna alena zhaftey wey zhawey
@shaebiya6291
@shaebiya6291 4 года назад
@@ImproudbTigrinya ክኽኽኽኽ enena ዝብል ካብዘይሃለወና ኣይግደሰልካን የ ቆማል ጓሓፍ
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 4 года назад
@@shaebiya6291 ok ata dyablos sheytan
@successproduction38
@successproduction38 4 года назад
@@shaebiya6291 እንታይ ከፊኡካ ላሃጃ ትግርኛ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ይፈላለ ዩ ስለዚ ጸርፊ ግደፍ ።
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 4 года назад
ዳኒ ሓወይ ኣዝዩ ብሉጽ መደብ ኣምጺእካ ናይ በሓቂ ከየድንቁኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ግን ኣብዚ ምስ ባህሊ መንነት ሃይማኖት ብናይ ክልተ ሃይማኖታት ንምባልዩ ብፍላይ ንባህሊ ትግሪኛ ተሓለቅቲ ኢና በሃልቲ ስንኩፍ ግን ካኣ ሓደገኛ ዝኸነ ስነ ሓሳብ ኣብዚ social media ይጋዋሕ ኣሎ ሞ ምስ ምዕማቅ ኣብ ዝመጽእ 2ክፋል ክንጽበየካ ኢና ሰናይ ቅነ
@samsonfissehaye7807
@samsonfissehaye7807 4 года назад
I salute you Man!!! Eloquent Brave and outspoken. Well done.
@livewithhope9586
@livewithhope9586 4 года назад
Wawwwww anesi entay kem zbil keman tefieni..1000 amet nberelna edme yhabka. Bruk hawey always proud!!!!!!!!
@hafar3844
@hafar3844 4 года назад
For me, you are an articulate young intellect and I like to let you know that I have learned a lot from your concise and informative contents. Please keep sharing us your deep inlightment on various issues. You are also among a few young people who are capable of influencing others with a rational and thoughtful ideas. Thanks!
@user-kf5fb5kt2h
@user-kf5fb5kt2h 4 года назад
ኣታ ንስካስ እንቃዕ ተወለድካ በጃካ !!! ኣጆካ በሎም ግዜ እንተ ረኪብካስ ኣይትሕመቅ ዳኣ ፡ ህዝብና ይጠፍእ ኣሎ።
@user-ii6kx4ko1g
@user-ii6kx4ko1g 4 года назад
ባሓቂ ቡሉጽ መንእሰይ ኣጆካ በርትዕ ከምዞም መወዳእታ ናብ ሃለዉሎው ዝኮዱ መናእስይ ከይትከይድ ኣበርቲዕካ ስራሕ ንሕና ድማ ኣብ ጎድንካ ኣለና ካባካ ቡዙሕ ኢና ንማሃር ብሕጂ ቡዙሕ ራኢ ዘለካ መንእሰይ ኢካ
@Fagi-24
@Fagi-24 4 года назад
ብጣዕሚ ንፉዕ ቆልዓ 🙏🙏🙏 እንዳደንጎየና ድኣ እምበር። ኣጆኻ ኣምበሳ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ብዝኾነ መዔቀኒ ዝግመት ኣይኮነን ለባም👍
@user-ow4xg6mb8j
@user-ow4xg6mb8j 4 года назад
ብሓቂ ለባም መንእሰይ ንእንጀራ ዓለም ብላዕ
@tedrosasafa4077
@tedrosasafa4077 4 года назад
God bless you Dani jigna ኣታ ወዲ ተስፋ ኣለኒ ንስካ ኤሪትራ ፕረዝደንት ኮይንስ ኪትምርርሓ በሊሕ ሰብ ኣጀኯ ቀጺሎ ሓወይ ናተይ
@tedrosasafa4077
@tedrosasafa4077 4 года назад
Mechem ሓበሻ ሕንባሻ ተስፋ ንሰብ ምሃብ ኣይናትኩሙን ኢያ ኢስከ በል ነዚ ወዲ ተስፋ ተሃብኩዎስ ኢንታይ ኢዩ ጠራዕራዕ ዘቢለካ ዘሎ ክክክ
@fabs7161
@fabs7161 4 года назад
Ketslo zehawy 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽 more advice for the young Eritrean to get educated and use the opportunity
@Elias-vr9vz
@Elias-vr9vz 4 года назад
I love you. You did it well. Keep it up the good work as always.
@esu.111
@esu.111 4 года назад
እንካዕ ብደሓን መጻእካ ዳኒ በሊሕ መንእሰይ ካባካ ቡዝሕ ናይ ሂወተይ ለውጢ ክገብር ሓጊዝካኒ ብጣዕሚ የመስግነካ።
@natnael75
@natnael75 4 года назад
እስኪ ብዘይ ሕብእብእ ብዕድመ ትዓጽፍዎ ከምዚ ኸማይ ንሱ ግን ብፍልጠትን ልቦናን ዝዓጽፈኩም like ግበሩሉ ::
@godislove6491
@godislove6491 4 года назад
I really appreciate you.He smart so keep it up!!♡
@mussiegebrengus1319
@mussiegebrengus1319 4 года назад
ብጣሚ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ"ን ኣብሪሂካዮ"ን ትመስል ፡ብወገነይ ከምዚ ኣቀዲምካ ዝገለጽካና ኣከዳድናና መሓርስ ኮታስ ኩሉ ናይ ገጠር ነገር በሃልና ገረ ይዎስዶ ነረ ግን ንሱ ኣኮነን እቲ ሓቂ። ካብ ሓሳበይ እቲ በሓልና ኢለ ዘኣምነሉ"ን ዝሕበነሉን ኣብ መኣዲ ከቢባካ ምብላዕ ኣብ አዋን ሽግር ምትሕጋዝ ንጎሮበትካ ወይከርባ ፈለጥካ ምግሳጽ ከሙኡ ውን ሰላምታ ምልውዋጥ ክብሎ ይክእል ።
@nemarasli2290
@nemarasli2290 4 года назад
ናይ ብሓኪ ንፉዕ ዝኮነ ወዲ ከጽሎ መታን ናብ ባህልና ክንምለስ
@eliltaredae5200
@eliltaredae5200 4 года назад
I'm so proud of you 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@seidmahbub1562
@seidmahbub1562 4 года назад
Great job man God bless you.
@Mera.habeshawi
@Mera.habeshawi 4 года назад
ዳኒ እቲ ኩሉ ናይ ባህልና ኣፍልጦ ብምፍላጥካ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ባዓል ሙሉእ ተስፋ። √
@heri2068
@heri2068 4 года назад
ያ" ወዲ መምህረይ ትጠፍኣና ኣለኻ። ምጥፋእኻ ከይኣክል ከኣ ናይ 18 ደቒቕ ሒዝካ መጺኻና። እዚ ግን ክንድቲ ዝተጸበናዮ ኣይከውንን'ዩ። ስለዚ ንሎሚ ብሉጽ ኣርእስቲ ምስ ብሉጽ ኣቀራርባ። ግን ኣብ'ዚ ውሽጢ ሰሙን ብኻልእ ትሕዝቶ ምልስ በለና። ጽቡቕ ጌሩ ክወሓጠልና።
@gnnmntay4938
@gnnmntay4938 4 года назад
"ለቢምኩም ኣትበሉና ግዜ ኢዩ ኣለቢምና" ማይ_________ናስ ንገረልና እስከ ዳኒ ነዚኣ ክትሪኡ ኢልኩም ዝመጻኩም 👍
@SamrayTech
@SamrayTech 4 года назад
ዳኒ the Great! ብሉጽ👌ስራሕ as always ⭐️Top ኮኾብ መንእሰይ🇪🇷⭐️ 🔹Your content 100% 👌 🔹your Explanation 100%👌 🔹your editing 100%,👌 Keep it up 👏
@sevhilkuku181
@sevhilkuku181 2 года назад
ጎቦዝ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ
@user-pf3ed3kr3y
@user-pf3ed3kr3y 4 года назад
ኣንታ ኣብዚ ይቱፕ ካብ ዓሰርተ ደቂቅ ንሎሊ ክሳምዕ ኣይደልን እንዲየ እዛ ናትካ ብሮግራም ንምክትታል ግን ዋላ ኣዛ ይቱብ ተጠቂዐ ምወዓልኩ ።
Далее
ህየሳ/ትንተና ደርፊ 'ምዕራፍ' ...
23:01
ህየሳ ደርፊ 'ፕላኔት'
21:00
Просмотров 89 тыс.
Stray Kids "Chk Chk Boom" M/V
03:26
Просмотров 27 млн
ፋራነት ማለት...!
17:01
Просмотров 138 тыс.
ጥበብ ኣብ ደርፊ
2:45:10
Просмотров 81 тыс.