Тёмный

ቤተክርስትያንን መላእ ቤተሰብን ዘገረመ ታሪክ ፍቕርን ሓዳርን very surprising love story 

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Просмотров 34 тыс.
50% 1

ኣደይ ሞይቱ ኢላ ቀቢፃትኒ ነይራ ፈጣሪ ግን ካብ ሕማቕ ዓለም ዘፍቅራ ጋል ኣብ ገዝኡ ቀሪቡ ሂዎተይ ናብ ሙሉእ ታሕጋስ ለዊጡለይ፡፡ ቤተክርስትያንን መላእ ቤተሰብን ዘገረመ ታሪክ ፍቕርን ሓዳርን very surprising love story ሙሉእ ትሕዝትኡ ረኣይዎ ክትፈትዎ ኢኹም፡፡#like #share #subscribe ብምግባር ድማ ነዓና እውን ኣበረታትዑና፡፡ ሰናይ ምክትታል

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@ተዋህዶሃይማኖተለዘልኣለም
ይቱብ ይኽፈቱ ትብሉ👍
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 4 месяца назад
ደምርኒ ሲስ❤
@Hareg675
@Hareg675 4 месяца назад
ብሓቂ ክኸፍቱ ይግበኦም ቡዙሕ ከምህሩ ይክእሉ ብፍላይ እቲ ወዲ❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ኩሉ ግዘ ከመዚ ኣቅርቡልና እትቡሉ አሕዋተይ💖
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ክነቕርብ ድሉዋት ኢና ነመስግን ❤️❤️❤️
@yfr5w232
@yfr5w232 4 месяца назад
ነሓግዞም ተጋሩ አሕዋተይ መርአያ ንመንእሰያት እዮም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@SlamAgh
@SlamAgh 4 месяца назад
ከምዚኦም ዝበሉ መንፈሳዉያን ሰብ ሓዳር ኣቅርቡልና ንክንማሃረሎም እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
እሺ ጥራይ ንስኹም ኣብ ጎንና ኹኑ ❤️❤️❤️
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 4 месяца назад
​@@fkrientertainmentኣለና ኣብ ጎንኹም ቀፅልሉ❤🎉
@SemratAraya
@SemratAraya 4 месяца назад
አለናአብጎንኩም
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 4 месяца назад
​@@ኣዙጋልትግራይደምርኒ ሲስ❤
@Genet398
@Genet398 4 месяца назад
ኣለና ድስ ናበለና ❤❤❤🎉
@SamsungA-xe4sq
@SamsungA-xe4sq 4 месяца назад
ናትካ ሂወት ዝቀየረ ኣምልኽ ናተይ ዉን ይቀይረለይ ኦ ኣምላከይ ኩሉ ከም ፍቃዲካ ይኩነለይ 🙏🥺😥
@ajibajib7989
@ajibajib7989 4 месяца назад
Amen 3❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 4 месяца назад
ይቱብ ይክፈቱ ትብሉ ላይክ 🎉ምኻንኮ ተጋሩ ሓሳደት የኹም ኣብ ሰብኩም በእውነት ኣብ ኣማሓሩን ከለኦትን እኹም ታጨብጭቡ ክንደይ ሸገታት ይትቦሮች ናሃለዩ ተጋሩ ናይ ከለኦት ይትቦሮች ፕሮፋይ ይገብሩ😮
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ይስማዕማዕ እየ እዛ ኣረኣእያ ግን ክንልውጦ ኣለና።ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@medhin8187
@medhin8187 Месяц назад
ብጣዕሚ ትኽክል ❤👍
@SemratAraya
@SemratAraya 4 месяца назад
ዩቴብ ይክፍቱ ትብሉ ላይክ በሉ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 4 месяца назад
ደምርኒ ሲስ❤
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 4 месяца назад
ዮትበራት ግን ደይሰራሕኻ ቁርሽ ምቕባል ማለት ብጣዕም ዎኡ ። ቶዓይነት ሰብ ዎኡ ድኻፍሎሙሎ ምፍላጥ ያድልዎኡ።
@SafsDadd
@SafsDadd 4 месяца назад
ዳምርኒ ናተይ ❤️❤️
@MmN-vi1yy
@MmN-vi1yy 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SemratAraya
@SemratAraya 4 месяца назад
@@AbushEtanbetL-vemeእሽኒ
@reemal1725
@reemal1725 4 месяца назад
ታ ናብ መንግስቲ ስማያት መሪሓ ተእትወካ ስበይቲ ቀድምካ ምረፃ ቅዱስ ዮሃንስ አፍወርቂ ፈፀምቲ ይግበርኩም አሕዋተይ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@SalamheAldshre
@SalamheAldshre 4 месяца назад
ናተኻ ሂወት ዘቃየር አምላክ ናተይ ሂወት እዉን ይቃየርለይ😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@Hareg675
@Hareg675 4 месяца назад
ኣሜን ዝሓፍተይ ኣጆኺ ክሓልፍ እዩ🤲
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
ኣሜን❤
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 4 месяца назад
ኣሜን😢😢😢
@አምላክይኩሉከምፈቃድካይኩ
አሜንንን (3) ንኩለና(
@heriheri369
@heriheri369 4 месяца назад
ዩቶብ ናይ ባዕሎም ይከፈቶም ትብሉ ግጨይኒ❤❤❤🎉🎉🎉ፁሩያት ማራ ደስ ትብሉ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@SHSHAYHAGOS
@SHSHAYHAGOS 4 месяца назад
ብሓጎስ ወዲኤያ ዛቪድዮ ከምዚ ዝበለ መምሃሪ መጠንከሪ ቪድዮ ኢና ንደሊ ዘለና❤️🥰 ኣሕዋተይ አምላክ አብ ቃል ኪዳንኩም የጽንዕኩም እስካብ መወዳእታ💚
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
የቐንየልና ክንቅፅለሉ ኢና ❤️❤️❤️
@SlamAgh
@SlamAgh 4 месяца назад
ዩቱብ ክፈቱ ክሕግዘኩም እዩ ፅርያት ደስ ክበትብሉ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ፅቡቕ እሺ ግን ሐዚ ነዛ መፅሓፍ መሐተሚት እዮም ሓገዝ ደልዮም
@SesenMenasbo
@SesenMenasbo 4 месяца назад
እወ ነታ መፅሓፍ ተሓጋጊዝና ነሐትመሎም
@dnglmaryamadey
@dnglmaryamadey 4 месяца назад
ፍቅርኩም ይሰስን ባሓቂ ለባም ሰበይቲ ቤታ ትሃንፅ ዓሻ ግን ገዛአ ተዑኑ ይብለና ምሳሌ ለባም ኢኪ እግዚአብሔር ባአኪ ክንደይ ይሕጎስ መጨረሻና የፀብቀልና ንኩልና🥰😍
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 4 месяца назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ክብሪን ምሰጋናን ይኹን ንዓካ ዝቀይር ንዓይ እዉን የቀይርኒ 😢 ክደይ ከ ደሰሰ ትብሉ ቃል ኪዳንኩም ሓዳርኩም ዝተባርከ ይግበረልኩም ንዘለኣለም ፍቁራት አሕዋተይ ከምዚኦም ዓይነት መንፈሰዊያን ማሃርቲ ዝኮነና ኣምፀእልና ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን ❤❤❤
@GaEh-ir9zq
@GaEh-ir9zq 4 месяца назад
ትምንተይ ዝሓለፈ ህይወተይ ኩሉ ሓለፉ ካብ ሕጂ ከሙዚ እየ ዝምነ ኣምላክይ ሓግዘኒ👏😥
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ፈጣሪ ትምኒትኪ የስምሮ። ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@GaEh-ir9zq
@GaEh-ir9zq 4 месяца назад
@@fkrientertainment ኣሜን(3) ማዓረይ👏❤💜
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ 4 месяца назад
እሰይ ኣታ ክንደይ ደሰ ይብል ተመሰገን አምላክ ሰለ ኹሉ ነገር እዞም ኣሕዋተይ ሓዳርኩም ከም አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም🙏🥰🥰🥰🥰
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ይኩነኒበከመትብለኒ
@ይኩነኒበከመትብለኒ 4 месяца назад
ናይ ሓፍትና መርሃዊት ትሕትናኣን ፀጋኣን ፍሉይ እዩ ኣብዚሑ ይባርካ❤❤❤❤❤ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@ይኩነኒበከመትብለኒ
@ይኩነኒበከመትብለኒ 4 месяца назад
ናትካ ህይወት ዝቃየረ ናተይ ዉን ይቃይረለይ🤲❤❤❤
@hadastekle2644
@hadastekle2644 4 месяца назад
Egziabiher zsaano neger yelen betchristian azewtr kale Egziabiher temshar kitkiyer Eka Egziabiher tarika ykeyro Amen
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
ኣሜን❤ ኣሜን❤ ኣሜን❤
@حزامحزامحزام
@حزامحزامحزام 4 месяца назад
👏👏me to
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 4 месяца назад
ኡፍፍፍፍፍፍ ትዕድልት እዩኮ እግዝያብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባርኮ ዉለዱ ዘሙዱ 👏ድስትደት ድናኣናለ ብሰላም ብጥዕና ናብዛ ንፈትያ ዓድና ቤተክርስትያንና የብቀዐና♥️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ 4 месяца назад
ኣብ ትግራይና ከምዚ መንፈሳዊ ቻይናል መፃምዲ ሰብ ሓዳር ኣቕርቡልና❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
እሺ በዚ እውን ነሰርሕ ኢና ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 4 месяца назад
እወ የዲልዩና እዮም ካብ ኣቶም ት/ቲ ክንወሱድ❤❤❤
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
የቀኒየልና ንዚኦም ዘቅሮብኩምልና እግዚኣብሄር ቃያሪ ሂወተይ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣዚና ነመስግን ❤️❤️❤️
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 4 месяца назад
ኣቤት ትዕድልቲ ልቦና ዝመልኦ ኣብ ሓደርኩም እግዚኣብሔር ይንበር ኣሕዋተይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@selamselam3599
@selamselam3599 4 месяца назад
በቃ ከምዚ ምሃሪ አምፅኡልና ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
እሺ ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 4 месяца назад
ናትካ ህይወት ዝቀየረ እግዚአብሔር ናትና ህይወት ይቀይረልና ።ሙሉእ ዘቅንእ መርዓ ፍቅሪ። ብሓቂ ንመንእሰይ መምህሪ ዝኾኑ መንእሰይ። እዞም መናእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና እግዚአብሔር ካልእ ታኣምር ክንሪኢ እና።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@zaydtgraweyti1047
@zaydtgraweyti1047 4 месяца назад
ደስ ክብሉ ቁዱስ ቅንኢ ይፈፅመልኩም❤️❤️🙏ዞምሓተይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef 4 месяца назад
ላኣኻትኽም የምስለና አሕዋተይ-🕊❤ሓዳርኽም ይባረኽ💥❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
@ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ 4 месяца назад
አሰይ ደስ ክብሉ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርኽ ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️ ንስኻትኩም እውን ደስ ኢኹም ትብሉ ክንሰርሐልኩም ዶ?
@SELAMATAKILTI
@SELAMATAKILTI 4 месяца назад
ኣሰይ ደስ ክብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ ይቱብ ይክፈቱ ደስ ዝብል ት/ቲ ኸምፅኡልና ተስፋ ይገብር
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 4 месяца назад
ሕቶ አለኒ ድንግል ዝኮኑ ድዮም ከምዚ ገይሮም ዝምረዕዩ ዋላ ማንም ሰብ ክምሩዐ ይክእል ዱዩ
@EyerusalemAbreha-mc6kk
@EyerusalemAbreha-mc6kk 4 месяца назад
ነኖ ይከኣል እዩ ቁርባን ይፍቀድ እዩ ኣክሊል ግን ኣይፍቀድን
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 4 месяца назад
@@EyerusalemAbreha-mc6kk እሺ ሰለዘይፎልጦ እየ የቀንየለይ
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 4 месяца назад
ናሓግዞም ንዘሙ መመህር ፍቅር ዝኾኑ ቡተለይ ኣዳኣ ናይ እዳ ወርቅ ንምሻጥ ኣብ ገዘኦም ፀገም ከምዘሎ ያርእይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ብትክክል ኣለኹልኩም ንበሎም
@selamburuk
@selamburuk 4 месяца назад
ዉይ ደስ ክብሉ በእዉነት እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዘሐልኩም ከምቲ ኣጀማምራኩም ድማ መፈጸምታኩም የጸብቀልኩም ዞም ኣሕዋተይ ማኣረይ🎉❤ በጃኩም እንደገና 2ይ ክፋል ኣቅርቡልና ብመንፈሳዊ ሕቶታትን ምክርን ኣምጹኡልና ትብሉ👍 ኣጆካ መጽሓፍካ ደሞ አምላክ አብ ዝፈቀዶ ሰኣት ክተሐትማ ኢካ ብሩክ ሓወይ😍🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@medhin8187
@medhin8187 Месяц назад
እንኳዕ ካብ ሕማቕ ፈተና መከራ ኣዉጺኡ ናብዚ ኣብቅዐኩም ❤ ለባም ሰበይቲ ብፈጣሪ እያ ትርከብ ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@God-db9vp
@God-db9vp 4 месяца назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ፡ እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርኽ። ኣድራሽኡ ወይ ስልኩ ስደዱልና ዓቕምና ክንሕግዞ ንመጽሓፍ መሕተሚ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️ +251902031359 ናይ አሸናፊ ደውለሉ ሓሳብ ልቡ ነስምረሉ
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab Месяц назад
ብጣዓሚ ዘሕጎስ መርዓ ኣነ ኤረትራዊ አየ ክማኪ ደቂ ኣንስትዮ የብዝሓልና ክሙኡ ወን ቃል ኪዳን ኣብራሃም ሳራን ዝባረኪ አግዚኣብሄር ይባረኩም❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ጓልተዋህዶ-ዘ3መ
@ጓልተዋህዶ-ዘ3መ 4 месяца назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባርኽ ኣብ ቃልኪዳንኹም የፅንዕኹም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ እዩ ከምኡ ልኹሉ ኣብ ወልፊ ዘሎ ሰብ ይመልሰልና እግዚኣብሔር ኣምላክ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 4 месяца назад
በሓቂ ተምሳል ፍቅሪ ኢኪም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@HdjbHxjbih
@HdjbHxjbih 4 месяца назад
ክብሪ ናዓካ ይኩን ኣምላከይ ኩሉ ዘይሳኣካ❤❤❤❤👏👏👏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ይመስገን ❤️❤️❤️
@dfghhhdfgghh6981
@dfghhhdfgghh6981 4 месяца назад
ከምዚ ዝበለት ሓማት ይሃብና ይሃኩም እዩ😊ክብሪ ዝግበኦን እኖ እየን ብምቅፃል ንመራሃዊት ለ ብጣዓሚ የድንቃ እየ ኣብነታዊት ጋል ሄዋን ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፉቅሩኩም ይባርከልኩም ኣሹዋይ ሜሪዋይ ❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣዚና ነመስግነኪ ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@LwamGebrekidan
@LwamGebrekidan 4 месяца назад
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ለባማት ፈጣሪ ታይ ይሰኣኖ ኣይፈላልይኹም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@RayaTigray
@RayaTigray 4 месяца назад
በውነት መርአያ ድዓድና ኾንሎዉ ሓዳርኹም ይባረክ ሓዳር ኣቦና ኣብርሃም ኣደዋና ሳራ ይግቦረሉኹም❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@KDSanተመስገንመድሓኒዓለም
አስይይይ ደስ ክብሉ ካብ ዘቅነአኒ ዓይነት💝❤ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን እንኻዕ ደስ ብለኹም ሓዳርኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርክ 💞
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ፈጣሪ ይመስገን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@SmilingDominoes-sx1dh
@SmilingDominoes-sx1dh 2 дня назад
ምቁራት ደስ ትብሉ ፈጣሪ ንሮኩም ይባርከልኩም ❤ ግን ተባእስናስ ተዓጥቀ እየ ከይደ ነይረ ግን ምስ ተራኸብና ግን ክቆርፅ ኣይከኣልኩን ምስ በለት ግን ናብ ነብሰይ ተመሊሰ ፈሪሐ. የዋህ ተኮይንኻ ወይ. ብተፈጥሮ ንዝኾነ ዝተፈጠረ ነገር. ቅንይ ኢልካ ርስዕ ምባል ከቢድ ነገር ዋላ ንሽዑ እምበር ንደሓር ብደምቢ እየ ዝርስዕ.. እዚ ድማ. ይጉዳእ እምበር ይጥቀም ከም ዘይኮንኩ እናፈለጥኩ እየ ቆራፅ ዘይኮን ንኹሉ ነገር 😢ብዝኾነ ግን ፈጣሪ. ቆራፅን ጠንካራን.. ክኾን ሓቀኛ ሰብ ክፈጥረለይ 🤲🤲ጎይታይ ሓግዘኒ.. ገንዘብ ኣየንብርን ሓቂ. ምርድዳእን. ተንኮል ዘይብሉ ሂወትን ክትህበኒ እልምነካ 🤲🤲
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 дня назад
ሓሳብ ልብኺ ይስመረልኪ 🙏🙏🙏❤❤❤
@lemlem4809
@lemlem4809 4 месяца назад
ተመሰገን ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ ዞሞ ሓተይይ❤❤❤🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ኣሰይይይይይይይ መቅራተይ ቃል ክዳነኩም የበርከልኩም እንታይ እዩም ፍቅራታት ኣነስ ደስ ክቡሉካ ኣነ መንፈሳዊ ቅንአሉኩም ኣነስ ሪአዩም የፍለጢ ከዚ እየ ንመጀመሪያ አየ ዘረአም ዘለኩ እግዚአብሔር አምላክ ከም ናትኩም ዘበለ መርዓ የሃበልና ፈጣሪ ሰደትና አሕፅሩ ደቂ መደመይ ከምዚ ይፍጠረልና አብ እግዚአብሔር አምላክ ዘውከል❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበለና ❤️❤️❤️
@ajibajib7989
@ajibajib7989 4 месяца назад
Amen 3❤
@ዛይድየማርያምልጅማርያመይ
ኣሰይይይይይ ክንደይ ደስ ትብሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ንዓካ ዝቀይረ ኣምላክ ኣብ ወልፊ ዘለው ዘለና ኣምላክ ታርክና ይቃይረልና❤😘
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 4 месяца назад
ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ቃል ኪዳን አብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፍቁራተይ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ህንፃባርያእመብርሃንየ
ኣሰይይይ ምቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሓዳር አብርሃም ዝባረከ ይባርኩም ❤❤❤ ፍሽኽታኹም ይብዛሕ😂
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 4 месяца назад
❤❤❤❤ትዕድልቲ እዩ እንኮዕ ካብዚ ዉልፊ ወፂካ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ቤቱ አእተወካ ፈጣሪ ታይ ይሳአኖ ብሓቂ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@mrhafytu5944
@mrhafytu5944 4 месяца назад
አስይይይይይይይ አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ጨቱ ፈጣር❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@norahabashi6554
@norahabashi6554 4 месяца назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብ ሔር ይመስገን ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም አሕዋተይ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@SelamGebreslassie-w7l
@SelamGebreslassie-w7l 4 месяца назад
ፈለማ እግዝኣብሄር ፍፃመኩም የፀብቆ ብምቅፃል ግን ዛ መፅሓፍ ተወዲኣ ከንብባ ሃፂፀ ሜሪ ለ ነዓይ ዓብዩ ትምርቲ ኢኪ ህብኪኒ ብውላድ ይባርኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@hagushhaftu4875
@hagushhaftu4875 4 месяца назад
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርክ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 4 месяца назад
ደስ ክቡሉ ትዓዲሎም ብሓቂ😊❤ ሓዳርኩም ይባረኽ😊 እግዚአብሔር ይመስገን ናትካ ሂወት ልቀየረ ሂወትና ይቀይረልና ብሓቂ😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
የቐንየልና ❤️❤️❤️
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
አሜን አሜን አሜን 😊
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 4 месяца назад
እግዚአብሔር አምላክ ወልዱኹም ንምስዓም የብቅዕኹም ደስ ክብሉ ሓዳርኹም ይባረክ😍
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@ሃዉልቲጓልትግራይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ 4 месяца назад
ዋዉ ብስማም ባሓቂ ደስ ክብላ አምላክ አይፈለይኩም ሓዳሩኩም የባረክ ፍረ ሓዳሩክም ብዉላድ የባረክ አንሕናዉን አምላክ ህይወትና ይቅይርና ናብ ቤቱ ይምረሕና🙏🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን። ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@RrRr-ku5sk
@RrRr-ku5sk 4 месяца назад
Qትዕድልቲ እዩ ኣምላ ክ ሓዳርኩም ባሪኹ ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም❤❤❤❤❤
@AXUM13
@AXUM13 4 месяца назад
እሰይ ደስ ክብሉ ሓደርኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኩም 🙏🙏🙏 ብyou tube ክትመፁና ተስፋ ንገብር 😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@buucsbb8535
@buucsbb8535 4 месяца назад
እስይ ደስ ክብሉ ፈጣር ምጨረሻኹም ያጸብቐልኩም ❤❤🥰🥰🤲🤲🤲🤲🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
ተመሰገን ኣምላክ እስራኤል❤ደቂ ዓባይ ትግራይ ናይ እግዚአብሔር ድንቃ ስራሕ ኣብ ምሰክርንት ናብ ኩሉ ክበፅሕ ሸረ ኣብ ምግባር ኣይንሕመቅ ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ክብረት ይሃበልና የቐንየልና ❤❤❤
@HelenKalay
@HelenKalay 4 месяца назад
እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚኣብሔር ትዕድልቲ እዮ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓዳርኹም ይባርኸልኹም ውለዱ ኽበዱ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@ሰደተይልሂወትኮይንለይ
የእግዝአብሔር ሰራ ድንቅ ነው ይባረክ በጣም ደሰሰሰሰ ትላላቹህ ተባረኩ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ❤❤❤
@Samsunga14-jz1pr
@Samsunga14-jz1pr 4 месяца назад
ከንደይ ደስስስ ዝብል ነገር እዩ አምላክ ይመስገን በእውነት ታሪክ ቀያሪ ፍፃሜኩም የፀብቆ አሕዋተይ ዝተባረኸ ሓዳር ይግበረልኩም❤❤❤🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@MohammedAhmed-gk8ym
@MohammedAhmed-gk8ym 4 месяца назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባረክ የሕዋተይ ማኣረይይይይይ ኣሰይይይ ደስስ ክትብሉ 👏🌿🍃🍃🍃🍃🎋❤❤❤💥🌷🌷🍃🍃🍃
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@ፎትየንጓልተዋህዶ
@ፎትየንጓልተዋህዶ 4 месяца назад
እሰይይይይ ደስ ክብሉኻ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ቃለ ክዳንኹም ያፅንዕኹም ኣሕዋተይ ማዓረይ ብሓቂ ናይ ፍቅር መስዋእት ኣብዝ ኣሎ🎉🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 4 месяца назад
እስመ አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለእግዚአብሄር🙏❤️❤️❤️ሓዳርኩም ከም ናይ ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
ብሓቂ ቃል ሰናይ የሰመዓልና እግዚአብሔር አምላክ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 4 месяца назад
እግዚኣብሄር ቀያሪ ታሪክ ❤ ናትካ ታሪክ ዝቀየረ መድሃኒኣለም ታሪከይ ይቀይረለይ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 4 месяца назад
ሓዳርኹም ይባረክ ብሩኻተይ ኣጆኻ ብኡ ቀጽለሉ እግዚአብሔር ቀያሪ ታሪክ እዩ☦️❤🕊
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@saramm8772
@saramm8772 4 месяца назад
ንዓካ ዝቀየረ ልዑል ፈጣሪ ንኩሉና ይቀይረና መዓረይ ርሑስ ጋማ ድማ ይግበረልኩም❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 4 месяца назад
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ብጥዓሚ ደስ ዝብል ፍቅሪ ታርክ እዩ ብእዉነት ካባኹም ብዝሕ ተማህረ ካብ ሓፍትና እዉን ካብ ሓዉና እዉን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሐልኩም ናይ አግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣብ ቤቱ ይንብርኩም ሓዳርኩም ይባልክ እግዚአብሔር አምላክ እዞም ኣሕዋተይ ማዓረይ 🥰 ከምዝይ ዓይነት መንፈሳዊ ህይወት ትግራይ ክምዕብል ኣለዎ ❤
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
እወ ብሓቂ ደሰ ክበልከ
@KDSanተመስገንመድሓኒዓለም
ብሓቂ ✅💝
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
@ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ 2 месяца назад
ኣስይይይይ መራዓ ኣብራሃምን ሳራን የግብርልኩም ሓዳር ሩክም የባርከሉኩም😢❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi 4 месяца назад
ተመስገንንን ኣምላክ ቀያሪ ታሪክዩ
@FshaArega-gp9zl
@FshaArega-gp9zl 4 месяца назад
ብጣዕሚ ዝገርምን ዘደስት እዩ እግዚኣብሔር ፍፁም ሓዳር ይግበረልኹም ❤❤❤ 🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 4 месяца назад
እሰይ ዕልልልልልል ሩሑሰ ጋማ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን መጨረስኡውን የፀብቀልኩም ብሓቂ ብተግባር ዓብይ ትምህር ዝወደቐ ዘተንስእ ፍጡሩ ዘይርስዕ ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 4 месяца назад
ኣሰይይ ሙቁራተይ ኩሉ ግዚ ከምዝይ ኣቅርቡልና
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
Okay ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
ኣሰይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅሩኩም የብዛሓዮ 😍😘ፅሩያተይ ደስ ክብሉ ክብሪ ለእግዚአብሔር ብሓቂ 😍
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@asoalasoal7642
@asoalasoal7642 4 месяца назад
ለባም ሴት ንሰብአያ ዘዉዱ እያ🙏❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ብትክክል ❤️❤️❤️
@Winta984
@Winta984 4 месяца назад
Arakibni bejakum
@user-zc1id2hb4cሰላማዊት
@user-zc1id2hb4cሰላማዊት 4 месяца назад
መርአያ ናይዚ ወለዶ መንእሰያት እኹም ብሓቂ ለባም ሰብአይን ለባም ሰበይቲን❤❤❤ ሓቀኛ ፍቕርን ምትሕልላይን ካብኩሉ ይበልጽ ገንዘብ ሓዳር አይከውንን፣ ብሓባር እናሰራሕኻ አብ ሓዳር ይንበር እዩ። ፍቕር ተሃልዩ ኩሉ ቀልል እዩ❤❤❤ ሓዳር አብርሀምን ሳራን ይግበረልኩም ❤❤❤ ሓዳርኹም ይባረኽ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@xhv5054
@xhv5054 4 месяца назад
አስይይ ተመስገን❤ብሓቂ እስመ አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለአግዚአብሔር በእዉነት ደስ ክቡሉካ ከምዚ እዩ ሓዳር ብሓቂ ንፍዓት ቤተክርስትያን አጥቢቆም ፈሊጠምዋ አለዉ አምላክ ዘፍቀሮ " ህይወቱ ዝቀየሮ "አነ መንየ ዝነበረ ህይወቱ ዝጽብጽብ አቤት እምበር ትድነቅ እያ🫶 _ታሪኽ ቀያሪ አምላከይ ተመስገን ሰለ ኩሉ ነገር ኣይይ ስራሕ እግዚአብሔር አምላኽ እኮ ድንቂ እዩ ተመስገን ብሓቂ መጨረሻና የፀብቀልና ፍቁራተይ 🤲_
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@Hareg675
@Hareg675 4 месяца назад
እግዚአብሔር ይመስገን ካብዚ ሕማቅ ወልፊ ዘውፀአኻ ደስስስ ክትብሉ መወዳእታኹም የፀብቆ ኣብ ቤቱ የንብርኹም ዞም ኣሕዋተይ❤🤲 ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ🤲
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@ወጋሕታ
@ወጋሕታ 4 месяца назад
ከምዙይ እዩ ዘጥዕመልና ተጋሩ ብዙሓት ኣለና እዚ ህይወት እዙይ ዘድሊየና .....መልክዕስ ካብ እንታይ ይረክቦ ለባም ሰበይቲ ሃበኒ ድዩ ዝበሃል❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ምስ እግዚኣብሄር ኩሉ ይከኣል እዩ ነመስግን ❤❤❤
@SesenMenasbo
@SesenMenasbo 4 месяца назад
ና ፈጣሪ ስራሕ ተኣምር እዩ የፈፅምኩም ንተሓጋገዝ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@mediwukro6662
@mediwukro6662 4 месяца назад
ብሓቂ ናይ እግዚአብሔር ምሕረት መግለጺ የብሉን ፍጻሜኹም የፀብቆ ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@flfu5333
@flfu5333 4 месяца назад
እስይይይይይ ተመስገን ፈጣረ ታይ ይስእኖ ናይ ጌታ ሓይለይ ፍቅርኩም ይብዝሕ እሕዋተይ ማዓረይ ተዕድልት እዪ ካብ ስድት ተመልስና ናብዘ ክብረ ይብቅዓና❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 4 месяца назад
ብሓቂ ገሪሙኒ ደስ ክአ ኢሉኒ መንፈሳዊ ቅንኢ ቀኒኤ እግዚአብሔር አምላክ ዝተረፈ ሂወትኩም ይባርክ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 4 месяца назад
ንዚ ገዛ ሓዳሽ እየ Sb ገይረ አለኹ ቀፅሉ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን ኣይትፈለይና ❤️❤️❤️
@kasay67
@kasay67 4 месяца назад
ቃለ ሕይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ፍጻሜኹም የጸብቆ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@TesakalgBerihu
@TesakalgBerihu 4 месяца назад
ዝወዲ ግን ሓስየን ድዩ ዓዱ ከምዙዝፈልጦ ይመስለንሎ❤💛👏
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
ኣስይይ ክንደይ ደስ ይብሉ ሓዳርኹም እግዚአብሔር ይባረኽ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 4 месяца назад
ኣሰይ ደስ ክብሉ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ኩቡራተይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
_ሰላም ነዚ ገዛ ይኹን💐💜_
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ነመስግን ❤️❤️❤️
@robielabsadi
@robielabsadi 4 месяца назад
ለባማት መርዑ እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርክ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti 4 месяца назад
ኣሰይ እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርኽ ናዓኻ ዝቐየረ ኣምላኽ ናዓይ እዉን ይቐይረኒ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@حياةبراه
@حياةبراه 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣቤቱ የንብርኩም ፍቅርኩም የብዞሖዮ ምቁራተይ⛪️🙏🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@FihbHhjj
@FihbHhjj 3 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 месяца назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏
@GjhG-d8u
@GjhG-d8u 4 месяца назад
ሓዳርኩም ይባረክክክክክ ፅሩያተይ ኣሽየ ፈጣሪ ከማካ ናብ ቤቱ የቅርበኒ ኣነ ሓጣየተኛ🙏🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@እየሩሳሌም-የ9ጸ
@እየሩሳሌም-የ9ጸ 4 месяца назад
እግዚአብሔር አምላክ ሓድርኹም ይብረክ ኣሕዋተይ ❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 4 месяца назад
ደምርኒ ሲስ❤
@majedmousa
@majedmousa 4 месяца назад
ኣሰይይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርኩ ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ መራኣያታትና ኢኩም ተመስገን ኣምላከ ቁዱሳን ናብዚ ዘብቀዐኩም 🤲❤❤❤❤❤💐💐💐💐
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi 4 месяца назад
ሰይይይይይይይ ሙቁራት እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርክ መፈጸምታኩም የጸብቀልኩም ኣቤቱ የንበርኩም መድህናኣለም 🙏🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
@AmugalHagos
@AmugalHagos 4 месяца назад
ኣሰይይ ፁሩያት ሓዳርኩም ይባርኸልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ
@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ 4 месяца назад
እሰይ ፍቅርኩም ይብዛሕ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 месяца назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤️❤️❤️
Далее
А Вы за пластику?
00:31
Просмотров 11 тыс.
Это ваши Патрики ?
00:33
Просмотров 28 тыс.
ፈኪ ሁሉም ያልፋል😌😌
12:40
Просмотров 6 тыс.