Тёмный

ቤተ ክርስቲያን ሎሚ ንሻዕብያ ሲዒራቶ 

medlote tsidk መድሎተ ጽድቅ
Подписаться 3 тыс.
Просмотров 841
50% 1

እዚ ቻነል እዚ ንኹሉ ጸጋማትና ኢሂን ምሂን እንበሃለሉ ስለ ዝኾነ ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ sher
ብምባል ከምኡ ውን subscribe (ሳብስክራይብ ) ኢልና ቤተ ሰብ ንኹን
ዝኾነ ነቄፌታ ይኹን ሪኢቶ ምስ ዝህልወኩም ክትጽሕፉልና ኣብዚ መደብ እዚ ክቀርብ ኣለዎ ትብልዎ እንተ ሃልዩ ውን ክትሰዱልና ንምሕጸን።
/ @medlotetsidk
• ካብ ሰልስቲኦም እቲ ጌጋ ኣብ መን ...
• ኢደይ ህንካ
• ካብ ዕርቒ ምስ ደቂ ሰባት ሰይጣን ...
ትምህርቲ ግርናፊክ ብትግርኛ
• ዝበለጸ ናይ edius ትምህርቲ ብ...
ጾሎተ ሕልና
• ጾሎተ ሕልና
እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ኣለና ?
• እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ...
ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ ንኣብ ሊብያ ዘለዉ የሕዋትና
• ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ...
ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ሃገረ እስራኤል
• ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ...

Развлечения

Опубликовано:

 

3 ноя 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 8   
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 8 месяцев назад
እልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ኣርእስቲ ግን ኣይመረጽኩምን ቤተ ክርስትያን ምስ ድያብሎስን ሰዓብቱን እንበር ምስ ውልቀ ሰባት ኣይትቃለስን ኢያ ኣብ ደይ ደረጅኣ ኣይነውርዳ
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 8 месяцев назад
❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤ እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልል አሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና .ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ እንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና .ብፀሎቶም ይምሓረና💐🌿🥀💐🌾🥀🙏🌿🌷🥀🙏🌿🌾💐🥀🙏
@rshanftwi3445
@rshanftwi3445 8 месяцев назад
elllllllllllllll ellllllllllllllll ellllllllllllllll egziabiher ymesgen ellllllllllllll
@Trichytb
@Trichytb 8 месяцев назад
Elllllllllllllll Ellllllllllllllllll Elllllllllllll kndey des ybleka Ayi abey bota Ayi
@teklitkidane8444
@teklitkidane8444 8 месяцев назад
ጸኒሕኹም ገለ እንዲኹም ከተስሙዑና ኣስተፍሻል ክህነት ኣስተፍሻል ዲቁና ሒዝኩም እባ መእመናን ትብጽብጹ ኣለኹም ዎ ህዝበ ክርስትያን ካብ በዓል እፍርዮም ተኹላ ንጠንቀቅ ንኣትዊኦም ከዕብዩ ዘድልል ዘየድልን እንዳ ሰደዱ ምስኦም ተገቲትኩም ኣይትጉዓዙ ዝሳለምዎን ኣይፈልጡ ዘቅርብዎን ኣይፈልጡ ዘጠምቀኦን ኣኡፈልጡ ንኹሉ ሕንፍሽፍሽብእንዳ ኣበሉ ኢዶም ኣብ ክልተ ጻሕሊ ዘእቱዉ ቀተልቲ ነፍሳት ንጠንቀቀሎም ሓደራ
@user-np6gd3su8b
@user-np6gd3su8b 8 месяцев назад
ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ፖለቲካ ኣትዩዋ እንዳ በልኩም ክትዓፍሩ ጸኒሕኩም ሕጂ ከኣ ብእምነት ፈጺምኩም ዘይትራኸቡ ብፖለቲካ ሓደ ኮይንኩም ህዝቢ ተጥፍኡ ኣለኹም። ሕጂ እውን ቤተ ክርስቲያን ካብ እዚ ግዕዙይ ፖለቲካ ነጻ ትኹን። ንሰብ ብፖለቲካ ኣቢልኩም ካብ እምነቱ ተኾብልልዎ ኣለኹም።
@zeamenehabte7690
@zeamenehabte7690 8 месяцев назад
ቅድሚ ሕጂ ከ ሻዕብያ ይስዕራ ኔሩ ማለት ዲዩ ኣንታ እንታይ ኢኩም ትኮኑ ዘለኩም እንታይ ኢዩ ጌርኩም እዚ ህዝቢ ተቀኒናስ ገለ ከተስምዑና ኢኩም
Далее
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
Просмотров 12 млн
#ኣብቲ ቀደም ኣይትንበር#
24:36
Bedenkuane
4:22
Просмотров 356 тыс.
I only teach well, why am I a victim
0:42
Просмотров 6 млн
Утонуть НЕВОЗМОЖНО 😱 #Shorts
0:19
Разговор на Патриках
1:01
Просмотров 3,9 млн
19 июля 2024 г.
0:20
Просмотров 9 млн