Тёмный

ቤቲ ሃይላይ ( ብቁልቲ ) - ተዋሳኢት ሄለን ገብረዮሃንስ ኣብ ቀዛሕታ 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 120 тыс.
Просмотров 574 тыс.
50% 1

#ቀዛሕታ Kezahta: ቀዛሕታ ኣብ DW TV ዝቀርብ መደብ እንትከውን ኩልግዘ ንምክትታል ላይክ_ሸር_ሰብስክራይብ_ብምግባር ይከታተሉ
ቀዛሕታ ኣብ DW ቲቪ ዝቀርብ መደብ እንትኸውን ባህልናን ፣ ቋንቋናን መንነትናን ንእቕበሉን ነዕብየሉን መደብ እዩ፥ ነዛ ዩትዩብ ቻነል ሰብስክራይብ ብምግባር ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ስነጥበባውያን ንኽትከታተሉ ንዕድም። ስለዝመረፅኩምና የቐንየልና፤ . SUBSCRIBE NOW

Развлечения

Опубликовано:

 

6 сен 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,3 тыс.   
@musiehabte6960
@musiehabte6960 4 года назад
Ata እዚ ጋዘጠኛ ደስ ክብለካ like ሃቡለይ በጃኩም:: ኣቤት ክዳን ኣቦታትና ደስ ክብለካ
@GeezEntertainment
@GeezEntertainment 3 года назад
ru-vid.com/show-UCdPYBzMs_NGIzfz_zqdgosg
@merihthomas5318
@merihthomas5318 4 года назад
በቲ ሃይላይ ምቅርቲ መከፋፈሊት ውዑይ ብቁልቲ ::/ተኸታታሊትኪ ኤርትራዊት ሓፍትኺ እየ 🇪🇷🇪🇷😍😍😍
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 4 года назад
ሄለን ጓለይ ኤርትራዊት ኣድናቒትኪ እየ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ጸጋን ጥዕናን ይሃብኪ ዛጓለይ 💞💞💞💞💞💞
@daniwedieri741
@daniwedieri741 4 года назад
Mama zayd neay ka merqni bejaki mrqa nafiqeyo kab neshtey wedki wedi Eri.
@daniwedieri741
@daniwedieri741 4 года назад
@@eritreamnbar8872 Amen amen amen yhbiru.
@sarafessehazion2724
@sarafessehazion2724 4 года назад
@@daniwedieri741 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@daniwedieri741
@daniwedieri741 4 года назад
@@sarafessehazion2724 Aseyyy Amen amen amen yhbiru nkulatna blibi endamesgenku eye.
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 4 года назад
@@daniwedieri741 ኣሰይ ዳኒ ወደይ ትምኒትካ ይሃብካ ኣብ ዝኸድካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቐለም ብር እንዳበልካ ተሓጎስ ዓይነይ ናተይ ፈታው ዓዱ መኽበር ሰቡ ክብሪ ይሃብካ እዛ ጊዜ ንዓኹም ትበል ጸጋን ጥዕናን ይሃብኩም ዞም ደቐይ ብሩኻት 💓💓💓💓💓💓💓💓🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. 4 года назад
ቤቲ ሃይላይ ኣጆኪ ቀጽልዮ ሓውኪ ካብ ኤርትራ።👍🏿👍🏿❤❤🇪🇷
@romaabraham178
@romaabraham178 Год назад
1........
@user-os3ot4de2r
@user-os3ot4de2r 4 года назад
ኣበይ ኣለኩም ናይ ቤቲ ኣድነቅቲ ንዑ ላይክ ወቅጡላ ደሓርስ እካ ፈሊጠአዋ
@henyemu6044
@henyemu6044 4 года назад
ክክልል
@nervesofsteel548
@nervesofsteel548 4 года назад
ሰክት ለማኒ ቁም ነገር ዶ ከይትገብር ንዓና ከማን ለኪምኩምና ንዓኩም ግደፉ ክንብል ረብሪብና ኣነስ ይግረም'የ ነቶም ሰብ Channel ሂብኩም ዶ ትኮኑ
@betternegash3743
@betternegash3743 4 года назад
good advance
@blinawerenaentertainment1514
@blinawerenaentertainment1514 4 года назад
Alena ✌️✋🤞☝️
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 4 года назад
ያልተፈታ ህልም 😂😂😂😂
@user-md9ti2nu9l
@user-md9ti2nu9l 4 года назад
ሄሉየ ሽኮር ከም ሰላም ተስፋየ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ በፂሕኪ ክሪኤኪ ይምነ ።
@henyemu6044
@henyemu6044 4 года назад
ኣሜን
@filmonafewerkiabraha7204
@filmonafewerkiabraha7204 4 года назад
beiti hailay nay behaqi blxti tewasaet.
@roozkiros6065
@roozkiros6065 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mizanhagos425
@mizanhagos425 4 года назад
አሜን
@teamo8913
@teamo8913 4 года назад
ጽቡቅ እንድዩ ትብሎ ዘለካ ሰላም ግን ቓንቓኪ ኣሀብትሚ ትግረወይቲ ምሰሊ በሉለይ ኣነ'ስ እንድዒ ብዓዳ ትኮርዕ ኮይና ዘይትስማዓኒ!!
@tesfittekle8871
@tesfittekle8871 4 года назад
ሞዴሊስት መካፋፈሊት ብቁልቲ፡ ቤቲ ሃይላይ። i love you ካብ ኤርትራ 🇪🇷+🇪🇹=❤
@sologrande2521
@sologrande2521 4 года назад
ሃውኩም ኤርትራዊ ክብርን መጎስን ነዓኩም ይኩን ።ኤርትራ and ትግራይ ሰላምን ቅሳነትን ይዉርደና ፈታሪ ኣሜን🙏🙏🇪🇷❤🇪🇹
@medigalltigray9742
@medigalltigray9742 4 года назад
Amennnnn
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 21 день назад
ኣሜንንን❤❤❤❤🎉🎉🎉
@kbromgrmay19santi30
@kbromgrmay19santi30 4 года назад
ንቤቲ ሃይላይ ዝፈቱ እስከ ክንደይ ከ ክትሽኩር ኢያ ቤትዋየ መቀረት ሚስስ ዩ መርቁኒ ጀምዓ ድሕሪ 10 ዓመት ምስ ማዘረይ ይራከብ ኣለኩ ለከ እንዶ ድኣ ሸኩራ ጋል ኤረይ ጻዕዳ
@mlat9280
@mlat9280 4 года назад
ጋል ማማ ሩት naaaka yemslena amen
@user-ie5ew3il9i
@user-ie5ew3il9i 4 года назад
እንዃዕ ደስ በለኪይ
@angesomberihu4450
@angesomberihu4450 4 года назад
Hawey natey enkua hagoseka bel emo ade malet ab tihti fetari zefeteretika nisa eya emo pleasss keyitekeyima yilawebeka hweka ade albo
@abadieri8870
@abadieri8870 4 года назад
ሓሳዊት ኩሉ ግዜ እያ ከሙ ትብል
@tefs9353
@tefs9353 4 года назад
ብሰላም የራክበካ
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 4 года назад
ብቤቲ ሞት ላይክ በሉኒ ማራ እየ ዝሕብያ
@henyemu6044
@henyemu6044 4 года назад
ዳሓር ስካ ፈሊጠያዋ
@mizanhagos425
@mizanhagos425 4 года назад
ያያያያ እዛ መቅሰንንንን 💞💞💞💞💖💘💖
@nervesofsteel548
@nervesofsteel548 4 года назад
ወይ ጉድ ሎምስ ሞት ዶካ ኢልኩም ኣታ ምልማን ግደፉዎ ኢልና ረብሪብና ኣት ኣፍና ደም ኣውጺእና ስማዕ ኣታ ለማኒ ወይ ንገረና እንታይ'ዩ እቲ ምስጢር ።
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 4 года назад
@@nervesofsteel548 እቲ ሚስጥር ድኣ ፍቅሪ እዩ
@nervesofsteel548
@nervesofsteel548 4 года назад
@@fikirabrham6191 😏🙄 ፍቅሪ'ዶ በልካ ኣነ እቲ like ትልምኖ እንታይ'ዩ ክኮነካ የ ኢለካ ብሓቂ like ኣይሃብካዮም ነቶም ሰብ channel።
@unfuckyourself9081
@unfuckyourself9081 4 года назад
ኣንታ ክንደይ like ትልምኑ ኢኹም ባእ በሉ በጃኹም ብስም ቤቲ ንመጀነርታ መዓልቲ like ተንክፉለይ
@abadieri8870
@abadieri8870 4 года назад
ዋይ ኣመል ኣመል ኣለካ ኮይኑ እበር
@unfuckyourself9081
@unfuckyourself9081 4 года назад
@@abadieri8870 😗🤔 ከመይ ልምዲ ዘለኒ መሲለ ድየ
@user-ty9cp8kf1l
@user-ty9cp8kf1l 4 года назад
በጃኹም ተጋሩ ቃንቃ ኣምሓርኛ ያዓ በልዋ ሕድሪ ስውኣትኩም ኣንጻር ባህልን ቃንቃን ኣምሓራ እዩ ነይሩ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ።
@awetayneta5640
@awetayneta5640 4 года назад
ሄለን ሽኮር ብአኺ ብጣዕሚ እየ ዘና ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓር።
@Hana-sb5ws
@Hana-sb5ws 4 года назад
ዳሓርስኻ ፈሊጠኺ ዋኢይ ቤትየ ሽኮር ሞዴል ብቁልቲ መካፋፈሊት ♥♥ በረከተይ እስቲ ሓሞካዋ ል ማህሊት አቅርበልና
@habshaevents9822
@habshaevents9822 4 года назад
ኣብ ዳይስ ጸወታ ክርእየካ ከለኹ ትግራዋይ ኣይትመስለንን ኢኻ ኔራካ - በረኸት እረ ኣነ ትግራዋይ እየ -ቤቲ ዳሓርስ ኳ ፈሊጠ ዋ ክክክክክክ love u beti 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌eritreawyan wela ina nehbyeki
@user-sc1gf2gl3w
@user-sc1gf2gl3w 4 года назад
ቢቲየ የኔ ፍቅር ንቢቲ ትፈትዉ ላይክ ግበሩለይ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ሽኮራት
@iloveyoumom1568
@iloveyoumom1568 4 года назад
ብጣዕሚ ፅብቅቲ ዛያዳይ ቀፅልሉ በረከት ሓወይ ንሰሎሚን ሃይለ ኣምፀእልና
@user-os3ot4de2r
@user-os3ot4de2r 4 года назад
ጋል ዓዳ ንቤቲ የ ጋል ዛለንበሳ ብሽም ቤቲ ላይክ ይደሊ ኣለኩ
@zemennabey1290
@zemennabey1290 4 года назад
Like hibeki aleku gn mara fetiya aleku eba telifon tehababerna sister
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 4 года назад
እንታይ ኣምጾኦ ሕጂ ጓል ዓዳ የ ገለመለ
@ashenafibeyenegebregzi781
@ashenafibeyenegebregzi781 4 года назад
ጓል ዛሌ ድያ ክክ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 года назад
Nehena Nehaftena Betty Beshem Tigraweti Ena Neshelem Gal Adey Glemele Ayserhen betegaru. Fashenu zehalefe Eyou.
@user-os3ot4de2r
@user-os3ot4de2r 4 года назад
@@ashenafibeyenegebregzi781 ewe gal fatsi beti natna kkk
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh 3 года назад
ካብ ሓዉኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኢየ,, ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ሙቁራት ቤቲ ሽኮር ብሓፈሻ ኩልኹም ኣብ ገሬ እሙን ትዋስኡ ፈትየኩም ክመዉት ደልየ ቀጽልዎ ጆኹም ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
@user-pt9mx4hv2r
@user-pt9mx4hv2r 11 месяцев назад
ንሕናም ኢ/ያን ኮይንና ትግርኛና ካብ ምፍታው ዝመፀ ድራማ ኤርትራውያን ብጣዕሚ ኢናአንፈትዎን አንከታተሎ ሓውና በተለይ በቲ ደባት ዘሎው ዝሰራሕ ድራማ ዘበለፀ ቱኩረት ይህበኒይ
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 10 месяцев назад
@@user-pt9mx4hv2rሱቕ ጥዑም: ልኽብጥና ረብሓ የብሉን…
@nahomek3889
@nahomek3889 4 года назад
ጅብዕቲ ቢቲ ኣድናቅኪ ካብ ኤርትራ so nic job
@grmawit1902
@grmawit1902 4 года назад
ፅቡቕ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና/ክም ዝሓመመ ዝድሕነሉ ፣ዝተፃለአ ዝትዓረቐሉ ህዝብና ፍትሒ ሰላም ፍቕራ ራህዋ ዘግንየሉ ይግበረልና ዓመት ላዓመቱ የፅንሐና 🙏🙏 🙏 ቤቲ ሽኮር ድማ ጎቦዝ ኢኪ ቀፅልሉ ፅብቕቲ😍😍
@user-cv3cz2zm4i
@user-cv3cz2zm4i 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@freweinifisseha4657
@freweinifisseha4657 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@whahidh6530
@whahidh6530 4 года назад
እንቋዕ ንሓዱሽ ዓመት ኣብፀሓኩም ቤቲ ሽኮር ምስ ቤኪ ከምኡ ውን ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ፈተውቲ ተጋሩን ናይ ሓጎስን ሰላምን ዓወትን ዓመት ይግበረልና
@tsegahaftiashu9549
@tsegahaftiashu9549 4 года назад
Amen
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 года назад
Amen amen amen mar
@ha-nu9ne
@ha-nu9ne 4 года назад
አሜን 3 ማዓረይ
@user-cv3cz2zm4i
@user-cv3cz2zm4i 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@smartmuuz3950
@smartmuuz3950 4 года назад
Amen
@kibromabrha8737
@kibromabrha8737 4 года назад
ዋውውው ቤቲ ሽኮር እንኮዕእ ብሰላም መፃኪ ብሩክ ሰንበት ይግበረርና እሞ ንሶሎሙን ሃይለ ዳኣ ኣቅርበልና pliss ኣብዝኣ ዝሳማማእ ካኣ ላይክ
@awetaweldy4600
@awetaweldy4600 4 года назад
ሰላም ቀዛሕታ እንኳን ናብ ሓድሽ አመት 2012 አብጸሀና. አድናቂ ናይ በቲ ሃይላይ ሽኮር ሓበን ትግራይ ከምት ኾኒ ተስፋ ይገብር አጆኪ ቀጽልሉ 8160
@user-hp7lf5us8f
@user-hp7lf5us8f 4 года назад
ናይ ቤቲ ሃይላይ ኣድነቅቲ ስኪ ሃየ ላይክ ሃቡኒ
@rahel6463
@rahel6463 4 года назад
አዮኩም ናይና አታዮ ናይና ዝኮንኩም በጃኩምባ ላይክ ግበሩኒ
@emams4098
@emams4098 4 года назад
I can from Eritrea but I love you betuhaylay comedy long life for you😘
@user-wv2dr1tf3j
@user-wv2dr1tf3j 4 года назад
ቤቲ ሃይላይ መቐለ መጺየ 2020 ኣበይ ክረክበኪ ይኽእል ? ካሊእ ይትረፍ ከም ዝፈትወኪ ክገልጸልኪ ? ተጋሩ ሰስኑ ዓይኒ ጸላኢኹም ይፍሰስ ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዎ
@user-eh6yy3qj4q
@user-eh6yy3qj4q 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩከይ
@user-ff6gl2ix3b
@user-ff6gl2ix3b 4 года назад
ኣሜን ክብረተይ ንቤኪ ስልካ ሃበኒ በሎ ክክ
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 4 года назад
ኣብኣ ኣብታ መቐለ ባዕላ እትረክባ ኢካ 😋
@meseretkasa8800
@meseretkasa8800 4 года назад
ኣብ ቀዛሕታ ርከባ
@amanerilove
@amanerilove 4 года назад
ዋይዋይ ቡቑልቲ ክትሹንቁጥ ኣብ መቐለ ክተግንያ ኢካ
@user-yk5fp9of6l
@user-yk5fp9of6l 4 года назад
ንቤቲ ሃይላይ ዝፈቱ ላይክ ይሃበኒ🙏🙏
@hiwetgeebrezgabher297
@hiwetgeebrezgabher297 4 года назад
ሽኮር. ቲግራወቲ. በቲ
@user-wi9ye5sj3w
@user-wi9ye5sj3w 4 года назад
ቤቲየ ንስኪ ምካንኪ ደሓርስኳ ፈሊጠዋ ክክክክክ ፍትውውው ምቅርተይ
@regatangesomo9403
@regatangesomo9403 4 года назад
🤣🤣🤣🤣👍🙏
@tiegstigebreyesus4541
@tiegstigebreyesus4541 4 года назад
🤣🤣🤣🤣
@tsegaygt292
@tsegaygt292 4 года назад
ክክክክክክክክክ መይተ ሰሓቕ
@mizanhagos425
@mizanhagos425 4 года назад
👍👍👍👍👍ክክክክክ
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 4 года назад
Nay bhaki ashewkani
@weiniberihu225
@weiniberihu225 4 года назад
Kab tegray mulu deblxet tewasiet beti hily degftki kab Eritrea🇪🇷 please keep it up. 💔💔👍👍👍👍
@samuelmeles3559
@samuelmeles3559 4 года назад
እስኹምሲ እንቃዕ የሕዋትና ኮንኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 4 года назад
ቤቲ የኔ ቆንጆ thank You ቤኪ ጅግና ብሩክ ሰንባት መሐጎሲና ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና🙏🙏💗 ቤኪ pls ንሰለሙን ሃይለ ኣቅርበልና ቀፃሊ ሰሙን ሰለ ሓዱሽ ዓመት 👍
@tsegahaftiashu9549
@tsegahaftiashu9549 4 года назад
Amen mkrtey
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 4 года назад
😜😜
@user-zk1vb5dn9w
@user-zk1vb5dn9w 4 года назад
ዋዊተይ ጽቡቅ ኣለኪ ንሰሌ ኣምጸኣልና
@user-zk1vb5dn9w
@user-zk1vb5dn9w 4 года назад
@@zaydgalltigray8825 ገያጽ ንዋዊተይ እስከ ኣይትስሓቅያ ክክክ
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 4 года назад
@@user-zk1vb5dn9w ክክክ ታይካ እያከ😜
@ghgtet154
@ghgtet154 4 года назад
ናይ ቤቲ ሞዴል ሽያጢት ቡቁልቲ ኣድነቅቲ እስቲ ላይክ
@user-yg8fo4ts5x
@user-yg8fo4ts5x 4 года назад
ቤቲየይ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ኣሜን እነኳን ሓቢሩ ኣብፀሐና ናይ ሰላም ና ፍቅሪ ባዓል ይግበረልና
@TekilaWedidermas
@TekilaWedidermas 4 года назад
ቤቲ ጋል ዓዲ ሕሞይ ጽብቅ ስራሕ ቆጽልዮ #ላይክ ስከ ሃኒ ዓዲ ሕሞይ ሰብኣይ ጋልኩ ካብ ኤሪ ኢየ
@rahwameksen3107
@rahwameksen3107 4 года назад
Kkkkkkkkkkkkkk
@user-wl6zn3hk9q
@user-wl6zn3hk9q 4 года назад
ቤትዬ ከመይ ፍትውትው ከምዝብለኪ መግለጺ እይብለይን 👍👍👍👍👍❤️❤️❤️
@samiteame195
@samiteame195 4 года назад
Ni Betty haylay Zifetu Like Agirichiw, Deki Eri Shikorinatat
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 4 года назад
ቤቴ ሽኮርርርርርርር
@sooqusabya5921
@sooqusabya5921 4 года назад
ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሐና በረክተይ ቤቲ ሽኮር
@rozaroz6871
@rozaroz6871 4 года назад
በይቲየ ኣንቲ ጅግና ከመይ ዲኪ ትፍተውኒ በተለይ ብልፅቲ ትግራወይቲ ኣርስቲ ክበሃል ይደሊእየ ዝበልክዮ ንኩላትና ተጋሩ ዘሕብን እዩ ብልፅቲ አርቲስት ከምትኮኒ ድማ ጥርጥር የብሉን
@kinghero5346
@kinghero5346 4 года назад
I am From Eritrea Asmerino, but I love Beti I hope you long live carry on a great job
@user-ho9px3nv8c
@user-ho9px3nv8c 4 года назад
ዋዉዉዉ ቤቲ ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ምቅርቲ ዓለም ❤😍😍👌❤❤🌲🌳🌹 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 🌹🌹🌹🌳🌲🌳🌹
@ttyegaltigraymareywellagri20
@ttyegaltigraymareywellagri20 4 года назад
Wow wow wow wow shikorrrnatat deki Tigerey marey E dman tienan yhabki fietari congratulations ❤❤❤❤❤❤❤❤
@efi889
@efi889 4 года назад
ሽኮሪና ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@user-xn8jp9tg8g
@user-xn8jp9tg8g 4 года назад
ዳሓርስኻ ፈሊጠኺ ዋኢይ ቤት ድማ #ጋል ሞንጎያ ካብ ትግራይን ኤርትራን ናይ መጻኢ #ኾኾብ ክትከውን ትምነይ #LIKE
@jemilaseid3565
@jemilaseid3565 4 года назад
እሰይ ቤቲ ሽኮር የቀንየልና ቀዛሕታ ጋዘጠኛ እውን ኬፍ ኣለካ ናይ ቤቲ ትፈትው ላይክ ኣግርጭው ዝፈልጦ ትኣምር የብለይ
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 4 года назад
ርሑስ ቅንያት ሓዱሽ ዓመትን በዓል ቅዲስ ዮሃንስን ይግበረልና 🙇😘😘
@user-hp7lf5us8f
@user-hp7lf5us8f 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን የሕቢሩ ከኣ
@tsegahaftiashu9549
@tsegahaftiashu9549 4 года назад
Amen mearey
@adilihamid3527
@adilihamid3527 4 года назад
Wwwwww xbqti ftrett
@mizanhagos425
@mizanhagos425 4 года назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏
@user-og6cm2pp4g
@user-og6cm2pp4g 4 года назад
kulu gzie lebam hade gzie eba asha kuni kkkk ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@banamulle836
@banamulle836 4 года назад
ቤቲ ኣፍቃሪተይ ሙካንክስ ድሓርስ ፈሊጠዋ 😂🤜🤛💗love from 👉 🇪🇷
@DaywithHabu5258
@DaywithHabu5258 4 года назад
Bettyeeeeee we love you so much keep it up sweetyyyy from Eritrea🇪🇷❤️😘😘
@hagosdesta7238
@hagosdesta7238 4 года назад
ቤኪ ቤቲ እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐኩም ሓንቲ ሕቶ ዝሓተኩም ኣብ ደገ ዘሎ ተጋሩ ብምንታይ ንልእክ ሐበሬታ ንገረና
@mam2261
@mam2261 4 года назад
ቤቲ ምቅርቲ ናይ ብሓቂ ምእዝዝቲ ምቅልልቲ ይመልኣልኪ G.B.U እዚ ጋዜጤኛ ደኣ ዋላ ኣነ ኣምሓራይ ይመስለኒ ኔሩ ብፈላይ ኣብ ንጨዋወት ገለ ዝብል መደብ ንኣዱ ኣትሪፍዋ እለ ሓሪቀ ኔሬ ተራእኻስ ትግርኛ ይትብትቦ።
@luulgebremichael9149
@luulgebremichael9149 4 года назад
Kkkkkkkkkk wala ane keman amharay ymesleni neyru
@user-cw7sp3wl9x
@user-cw7sp3wl9x 4 года назад
ዋላ ኣነ
@afewekigere6395
@afewekigere6395 4 года назад
ያጀምዓ ንበቲ ሃይላይ ኩሉኹም ዓዓሰርተ ኮመንትን ላይክን ሃቡዋ መልኻዓ ሽኮር ስራሓ ሽኮር ።
@kidstaraya4281
@kidstaraya4281 2 года назад
ተጋሩ ወርቂ😍😍😍❤❤❤❤🙏
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 4 года назад
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሓና!! HAPPY NEW YEAR!! HE HAS MADE EVERYTHING BETIUFUL IN ITS TIME! ሓዱሹ ዓመት /// ዘመን ሰላም/// ////ዘመነ ፍቅሪ/// ///ዘመነ ደስታ/// ///ዘመነ ብልፅግና/// ካብ ቂምን በቀልን፡እንርሕቀሉ ንዝሓመመ ዝፀገሞን እንረድአሉ ካብ ነንሕድሕድና ምብላዕ እንድሕነሉ ኣርዮስ ቦታ ዝስእነሉ ሃገርና ሰላም ዝረክበሉ ኣሰየ ደስ ክብል"20012 ዓ/ም እንብለሉ ዘመን፡ይግበረልና ፈጣሪ!! ሞድሌስት ብቁልቲ መከፋፈሊት ቤቲ ሃይላይ ደስ በሃሊት እቲ ራኣይኪ ከማን ዘሐብን እምበር ትግራወቲ ሄሉየ!!
@luulgebremichael9149
@luulgebremichael9149 4 года назад
Wala nski habibti shkor tgraweyti eki comentki kea bzkedkwo kulu gze eye znbbo keslulu kea
@hawiliyatekila1153
@hawiliyatekila1153 4 года назад
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! Ata do kebel wala ati dehan ata keblek eya mera eka Lebam eka 𝐤𝐮𝐥𝐮 𝐠𝐞𝐳𝐚 𝐞𝐲𝐚 𝐳𝐞𝐧𝐛𝐛𝐨 𝐭𝐞𝐱𝐡𝐟𝐨 𝐜𝐨𝐦𝐞𝐧𝐭𝐞 𝐤𝐮𝐥𝐮 𝐠𝐞𝐳𝐚 𝐱𝐮𝐛𝐮𝐤 𝐞𝐤𝐚 𝐭𝐞𝐱𝐡𝐟 𝐡𝐚𝐦𝐞𝐤 𝐞𝐲𝐭𝐞𝐱𝐡𝐟𝐞𝐧 𝐞𝐤𝐚 𝐚𝐝𝐧𝐢𝐤𝐤𝐚 𝐛𝐫𝐨
@user-zd9xr6us4r
@user-zd9xr6us4r 4 года назад
እንካዓ አብፀሐኩም ደቂ ትግራይ
@tigraimedia3711
@tigraimedia3711 4 года назад
ጋዜተኛ ሓውና እቲ ትክክለኛ ሂወቶም ስርሖም ኣታዓባብዮኦም ሕተቶም ኣቃራርባ ብጣዕሚ ይተርፈካ እዩ ። እቲ ጅማሮካ ብጣሚ ፅቡቅ
@dhfhfrdtdhdf914
@dhfhfrdtdhdf914 4 года назад
ቤቲየ ፅሪተይ
@eyerusaraya8656
@eyerusaraya8656 4 года назад
ሄለን ምቅርቲ (ቤቲ ሃይላይ)ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ይግበረልኩም
@user-gb6kx2ns7q
@user-gb6kx2ns7q 4 года назад
እንካዕ አብፀሓኩም አብፀሐና ንሓዱሽ ዓመት
@noramohammed497
@noramohammed497 4 года назад
yes ክፅበይ እየ ውዔለ ኣብ ደገ ዘለና ግዜ ስለ ዘይበልና እብ you tube ኤና ንርእይ እም ቅልጥፍ ኣቤልካ ልቀቃልና
@habteabkiflay890
@habteabkiflay890 4 года назад
Bety i wish you all the best and bright future in rest of your life .from eritrea we love you go a head.
@user-jh7pj1um6k
@user-jh7pj1um6k 4 года назад
ቢቲ ዓይኒ ትግራይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበርልና ንኩሉና ኣመንቲ ክርስትና
@adhanetkahsu5317
@adhanetkahsu5317 4 года назад
Beti Hailay aty shikor ketsilyo eki kemey kem zfetweki 😘😘😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-nw3qg6vq3c
@user-nw3qg6vq3c 4 года назад
ጋዜጤኛ ውን ብሓቂ ጹቡቕ ኢኻ ቀጽልልልልል ጥራይ ኢየ ክብለካ ዝኽእል ኩሉ ዪ ካኣ ዘምሕረልካ
@changeisgonnacome9326
@changeisgonnacome9326 4 года назад
I have a lot of respect from Eritrea bettyyyy and I wish you all the best for the future and don't give a shit for the haters
@user-gu3pn5ky9k
@user-gu3pn5ky9k 4 года назад
ቋንቋ ትግርኛ ንምዕባይ ሓያል ትግራወይቲ ተዋሳኢት ኮይነ ኣብ ዓለም ክፍለጥ የ ዝደሊ ቤቲ ሃይላይ ሓበን ተጋሩ 💪👍😍
@user-uj2qh8sf1n
@user-uj2qh8sf1n 4 года назад
ዋዋዋዋዋዋዋዋዋ ቤቲ ሽኮር ደሓርስ ኳ ፈልጠዊ ኣነ ከዓ ካብ ቀደምክስ ፎትየኪዊ❤❤❤😍😍❤
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
Welcome ቤቲ ሽኮር መቐረት ገሬ እሙን
@user-tu6uf3os1k
@user-tu6uf3os1k 4 года назад
ቤቲ ሃይላይ ኣድናቂትኪ እየ ቀፅልሉ ኣነ እውን በረከት ትግራዋይ ኣትመስለንን ነይርካ ዳሕራይ ካ ፈሊጠዋይ
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 4 года назад
ዳሓርስ እኳ ፈሊጠ ዊ ቤቲ ሃይላይ ምኳንኪ ።😃 ሄሉ ሽኮር ብጣዕሚ ኢኺ ኣስሕቕ ተብልኒ ቀፅሉሉ ዛምበይተይ እንዳ ገሬ እሙን ብሙልእኹም ብጣዕሚ ንፉዓትን መስሓቕትን ተናፈቕትን ኢኹም እሞ ከይተቋርፅዎ ከይዓብደኩም ። ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ድማ ይግበረልና ኣሜን በሉ ዝፈልጦ ታኣምር የብለይን ዋ ።
@brti3667
@brti3667 4 года назад
የኔ ማረ ቤቲየ ለቤቲ ላይክ
@hermiellaisaac2285
@hermiellaisaac2285 4 года назад
God I love beti ኤረትራዊት ኣድናቂኪ 🇪🇷
@user-ou9mj8cu5j
@user-ou9mj8cu5j 4 года назад
ጽቡቅ መደብ እዩ፡ስለ ኩሉ ነገር የቀንየልና፡ግን ኩሉ ግዜ ድምጺ ብጣዕሚ ትሑት፡ ስለዚ ዳርጋ ገለ ንሰምዖ የለናን፡
@sammygebre8177
@sammygebre8177 4 года назад
ቀዛሕታ ይቀኔልና ንቤቲ ሃይላይ ስለ ዘቅረብካልና ቢቲ ካባኪ ብዙሕ ኢና ንጽበ በርትዒ you get be strong Lady !🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@linidesbele380
@linidesbele380 4 года назад
ዋውውውው ሄሉየ ጎበዝ ተዋሳኢት ኢኪ ቀፅልሉ ዕድመን ጥዕናን ሃብኪ
@umelsaqueen7462
@umelsaqueen7462 4 года назад
WOW Gal Adki dya mish liniye
@linidesbele380
@linidesbele380 4 года назад
@@umelsaqueen7462 እወ ጋል ፋፂ እያ ማዓረይይይይ
@lloveyoutigrai4476
@lloveyoutigrai4476 4 года назад
እንካዕ ንብዓል ሓድሽ ዓመት ኣብፅሐኩም ቤትየ ምቅርተይ እይዞኪ ኣብዝልዓለ ደረጃ ክምትበፅሒ ተስፈ ይገብር
@pinkven4537
@pinkven4537 3 года назад
በረከት ጵሩይ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
@halangabrasy3203
@halangabrasy3203 4 года назад
Amen bti shkor ahburu enqae abxehena kexlyo ati jegna
@user-ot8xz9vy3j
@user-ot8xz9vy3j 4 года назад
ሓቅኺ ቢኪ እማ ኩላትና ትግራዋይ ኣይመስለናን ነይሩ
@kbgeshji9385
@kbgeshji9385 4 года назад
ewae eza gaul tgrayna ember axelilatni ,,love u guys Northern Tigrian.
@edenkidanesev5657
@edenkidanesev5657 4 года назад
Yene konjo lvu so much!!❤& Thank u Berket 👌
@fisahafutwi6291
@fisahafutwi6291 4 года назад
Nice interview and God bless you both 🙏🙏
@wediblata5643
@wediblata5643 4 года назад
Beti naye Mudey ati abee love embr zae abilkni 👍💯💯
@simretgebre9200
@simretgebre9200 4 года назад
Happy new year my lovely Tigrayan Brothers !!!
@Meley07
@Meley07 4 года назад
I love how she stayed in characters!!
@thomasaraya6691
@thomasaraya6691 4 года назад
Betiye HUB Tezerirelki Gele Gberni ❣👏👍❣QEZAHTA STUDIO Kea Blbi Ena Nemesgn 🙏
@teagesanday3302
@teagesanday3302 4 года назад
Helu shkor edmen tienan yhabki From Eritrea
@user-un8lg8ms6o
@user-un8lg8ms6o 4 года назад
ቤቲ ሽኮር ኣጆኪ ቀፅሉሉ ጥራሕ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፅሒ ኢኪ
@mulugetaweldetnsa7214
@mulugetaweldetnsa7214 4 года назад
ብጠዓሚ ደስ በሃሊት ኣጆኪ ቀጽልዮ በርትኢ ቢቲ ሃላይ
@safiqsajab8520
@safiqsajab8520 4 года назад
ያቐንየልና ብሬ
@kedijahussein4811
@kedijahussein4811 4 года назад
She is so beautiful 😍
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 4 года назад
ደሓርስካ ፈሊጠዋ ቤቲ ምኳንኪ ቤቲየ መፃኢ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ በፂሕኪ ክሪአኪ ዓብይ ተስፋ ኣለኒ ኣድነቅቲ ቤቲ Like me
@alemtsehaynekere1849
@alemtsehaynekere1849 4 года назад
Bereket weldu amtsealna
@mylove-zu7it
@mylove-zu7it 4 года назад
Thanks more habibti enqae bselam mexaki i from Eritrea
@jolyanna5404
@jolyanna5404 4 года назад
የትግራይ ልጆች ማዓረይ እንኳን ለአዲሱ ዓመት በሰላም አደረሳችሁ አደረሰን እናለ ቀዛህታ ፕሮግራም አዘጋጆች ሁላችሁ እንኳን ለአዲሱ ዓመት በሰላም አደረሳችሁእሜን🙏💛💛💛♥️♥️🇪🇹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😘😘
@samerabrhan9528
@samerabrhan9528 4 года назад
አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሓና
@destadesta3038
@destadesta3038 4 года назад
ዋው ቢቲ ቀፅልሉ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ።
@naniyedegelleje1330
@naniyedegelleje1330 4 года назад
Wow please Betty endene yemtewdu like asdestuge enkan 2012 addis zemen adederachu 😘😘
@user-qn5cj3vt2y
@user-qn5cj3vt2y 4 года назад
ቤቲ ሽኮር ክፈትየኪ OLL of you እንካን ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፅሐኩም
@luciatsegay4294
@luciatsegay4294 4 года назад
Beti sckorina rbraemi eye zferweki ysbe nere natkii enterviw thx dear 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Год назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም እግዚአብሔር አምላክ
@user-ky5or4sn2s
@user-ky5or4sn2s 4 года назад
ቤቲ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ዝፈትወኪ ቆንጆ ትግራይ
Далее
🛎️ሀይሚ በድንገት መጣች😱😳
22:04
Gere emun Part 17
32:12
Просмотров 1,2 млн
Продаю тачку из гаража мечты :(
52:18
gere emun beti hailay
16:48
Просмотров 46 тыс.
Кто прав?🤔
0:46
Просмотров 2,5 млн