Тёмный

Gere emun Part 17 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 327 тыс.
Просмотров 1,3 млн
50% 1

ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና

Приколы

Опубликовано:

 

24 авг 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,7 тыс.   
@neshnesh_show
@neshnesh_show 4 года назад
ኩሉ ግዜ ሰንበት ኣብ ዕረፍተይ ናይ ሃገርና ርእየ ወዲኤ፡ ሽዑ ኣምሓሬኛ ይርኢ ኔረ ፡ ሳላ ንስኩም ግን ትግሪኛ ክርኢ ክዘናጋዕ ጀሚረ ። ምስ ብቕዓትኩም ብኣምሓሬኛ ተዓብሊልኩም ኔርኩም ፡ቐጽልዎ ሕጂ ንፉዓት
@user-wi9ye5sj3w
@user-wi9ye5sj3w 4 года назад
Neshnesh Tv ነሹየ አነ ድማ ንዓካ ክከታተል ጦቅ ኢለልካ
@user-mp2sj4rc6f
@user-mp2sj4rc6f 4 года назад
ነሹ ሹኵረ ለባም ዓብየ ሰብ የቀንየልና
@yohannesmokennen5281
@yohannesmokennen5281 4 года назад
ናይ በሐቂ ነሸነሸ ሐወይ
@loveeri3168
@loveeri3168 4 года назад
Neshnesh Tv ኣየ ነሽነሽ ትግራይ ትግርኚ ምካንካ ከይተርፍ ድዩ ትግራይ ትግራይ እንዳበልኩም ብዓል ንስኹም ብዛዕብኦም ጥራይ ክትጉስጉስ ህዝብና ናቱ ገዲፋ ብትግራይ ክዛረብ ከምዝውዕል ትገብሩ ኣለኹም ግዜኻ ጥራይ ተጸበ ትግራዋይ
@heyabeye3947
@heyabeye3947 4 года назад
@@loveeri3168 terewa
@amanailhagos5745
@amanailhagos5745 4 года назад
ዝተቀደሰን ዝተባረክን ሰንበት ይግበረልና ኣሜን(3) ንገሬየ ብጣዕሚ ዘድንቃ ክእ like ዱቡ ዱብ ምባል ኣይትሕመቁ
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 4 года назад
AMEN AB HMAK SDET DAYNAMBER SENBET ZYFELTU AHZAB
@user-xw8jg5cr4v
@user-xw8jg5cr4v 4 года назад
ቅቅቅቅቅ ሽኮሪናታት ደቂ ትግራይ ኣጆኹም ቀጽልዎ ሓውኩም አየ ካብ አሪትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-zf3mr3ry6m
@user-zf3mr3ry6m 4 года назад
💞💝💞💞💞 ሓፍት ካ ካብ ትግርይ ወደ ፃዕዳ💝
@ababaababaababa6762
@ababaababaababa6762 2 года назад
ወዲ ዐቤቲ
@akebrtgaletewhedogalesehul5135
ምስ ኩሉ ስኒት እዩ ጥዑም
@user-xs7zi6ll6j
@user-xs7zi6ll6j 4 года назад
እንኮዕ ሰላም መጻኣኩም ተጋሩ የሕዋትና ጽቡቅ ስራሕ ሓወኩም ካብ ኤርትራ ።
@AbCd-lh1in
@AbCd-lh1in 4 года назад
እንሳ
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 4 года назад
ኃያሉ መልኣክ ቅዱስ ገብርኤል ደስታን ሓጎስን የበስርኩም! ካብ ክፉእ ነገር ኩሉ ይሓልውኩም! እንዳ ጌሬ እሙን መቅሰናት እዉይ ደስ ክትብሉ ብሓቂ ሓደን ክልተን ዘይበሃለሉ ኩላትኩም ንፉዓት!!
@amarechzenebe3497
@amarechzenebe3497 4 года назад
አሜን (፫) እንካዕ አሕቢሩ አብፀሓና ማዓረይ
@saraarayi4542
@saraarayi4542 4 года назад
ብትኽክል ናይባሀቂ
@tsegayteklu7395
@tsegayteklu7395 4 года назад
*ኣሜን*
@smartmuuz3950
@smartmuuz3950 4 года назад
Amen
@richyewkroljrichyewkrolj3294
@richyewkroljrichyewkrolj3294 4 года назад
Amen amen amen mamaye
@delinalovemili3942
@delinalovemili3942 4 года назад
ነዛ ፊልሚ ትካታተሉ ዘሎኹም ፍቅርን :ሰላም :ሲኒትን ኣብ ሂወትኹም ይምነየልኹም ኣብ ስደት ንርከብ ስደትና የሕጽረልና ኣነ ንቤቲ እየ ዘደንቅ!!
@wezefabraha8965
@wezefabraha8965 4 года назад
Amen Amen Amen
@lovetolove7853
@lovetolove7853 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ልኹላትና
@saron6314
@saron6314 4 года назад
Amen Amen Amen.
@mmivnjkbh2591
@mmivnjkbh2591 4 года назад
Amen (3)
@user-xb1lq2gd3u
@user-xb1lq2gd3u 4 года назад
አነዉን
@merihthomas5318
@merihthomas5318 4 года назад
ኣነስ ኤርትራዊት እየ ናይ አቶጵያ ድማ ብዙሕ ይዕዘብ እየ ከምዞም ሰባት እዚኦም ጌረ ድፈተኽዎም ድራማታት የለን .ኣጆኹም በርትዑ ምቁራት,ናይ ብሓቂ .ወላ እቲ ገጸ ባህርያቶም እኮ እዩ ናይ ባዕሉ ፍሉይ ክእለት ከም ደለዎም ይሕብረካ
@user-cg1kg2pj7f
@user-cg1kg2pj7f 4 года назад
ዓጋመ ካኣ ትብሎም ጽባሕ ኢሰያስ ዝተጋሰሶ ርእስካ
@okbamichaelminet1322
@okbamichaelminet1322 4 года назад
Btami ka amber abzi godenetat youtube kelel kbl ye zwal awridom do ykonu kbl
@godsaves8457
@godsaves8457 4 года назад
No, you're from tigray. Sorry, you're not Eritrean.
@merihthomas5318
@merihthomas5318 4 года назад
@@godsaves8457 Gaul segen xaeda wlad aba tmer anta hawey /haftey loms wela mebekol adey dya tgray koyna
@user-dh7sr9xx4m
@user-dh7sr9xx4m 4 года назад
ኣታ ክንደይ ትጥዕሙ ተገዲስኩም ኢኹም ትሰርሑ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከምኡ'ውን ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም ተጋሩ የሕዋትና
@efi889
@efi889 4 года назад
ተዛረብቲ ትግሪኛ ዝኾንካ ዝፈልጦ ተኣምራት የብለይን ወዲ ቀሺ ዋ ፍስሃ ወሰላም ዝዓሰሎ ሰንበት ይግበረና ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ቡሩኽ ቅነ
@user-wv7yn8pq8t
@user-wv7yn8pq8t 4 года назад
Amen marey 😍😍😍😍
@muluymaryamlji9323
@muluymaryamlji9323 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@mashogerye532
@mashogerye532 4 года назад
ኣሜን
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 года назад
Amen amen amen zyaday
@tsehaytv584
@tsehaytv584 4 года назад
amen ahwatey neza hadash chanalna eba subscribe bmgbar beteseb kununa
@habeshahealth8495
@habeshahealth8495 4 года назад
ትንሳኤ ትግርኛ ዘበስረኩም ብሉፃት ደቂ ዓዲ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ቀፅልሉ!!!
@gerami9435
@gerami9435 4 года назад
እንካእ ብሰላም መፃእኩም መልኣከ ቁዱስ ገብርኤል ካብ ኩፍእ ጭንቂ ዘበለ ይሃልወና ጹሩያተይ ጹፉፋት ስራሕኩም መኽሰናት ኣጀኹም ደስ ክትብሉ 💪💪💪
@teamemedia
@teamemedia 4 года назад
ኣጆኩም ብጥዓሚ ኑፉዓት ቐጽልዎ።ሓዉኩም ካብ ኤርትራ
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 года назад
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም እንዳ ገሬን በቲን ብሩኽ ሰንበት ንኩልና አኣብ ዘለናዮ ኣጆኩም ደቂ ዓበይቲ ብፍላይ ቤትዋ ክትተባባዕ ዘለዋ ንፍዕቲ ናይ መጻኢት ተዋሳኢት ክትከውን ዓቢ ተስፋ ዘለዋ እዩ። ገሬን ካልኦትን ውን ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም።
@user-bk4dx1oi9z
@user-bk4dx1oi9z 4 года назад
እዋይ ማሓረኒ ኣበይ ትፀኑሕ ጌሬ ሹኮር ቤቲ ፋራ ኣቦይ ዘብራቡሩክ ጡሙይ ለመለም ዓይነይ ማዘረይ እሰይ ቃፅሉሉ ሙቅራታይ
@abelmehari7583
@abelmehari7583 4 года назад
ዋውውውው ኣታ እንታይ ዓይነት ፍሉያት ፍጥረት ዮም ወደይ ብሳሓቅ ቆሲለ የ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ።ኣቤል ዕባይ ኣስመራ።keep going
@user-bj1qr6by6o
@user-bj1qr6by6o 4 года назад
ተጋሩ ሰስኑ ዓይኒ ጸላኢኹም ይፍሰስ ፣ ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዎ !
@user-ri4xf3rd6o
@user-ri4xf3rd6o 4 года назад
ንቤትን ንገርየን ዝፈቱ ስከ ላይክ ይጽቀጠለይ እንቃዕ ዳሓን መጻኹም ደቂ ትግርኛ ዝፈልጦ ታኣምር የብለይን ዊ
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 4 года назад
ብሓቂ መዘናገዒ እዩ እወን መምህሪውን እዩ የቀንየልና ቀፅልሉ ትግርኛ ቛንቛና ናይ ብሓቂ ምቅርቲ ምቅርቲን ኢያ ግን ክሳብ ሐዚ እወን ተዘንግዓ ነይራ ኣጀኩም በርትዑ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ኣሕዋት ሰላምን ፍቅርን ይሃበና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣሜን
@messiallabout4671
@messiallabout4671 4 года назад
እንዳ ዘርኣብሩክ እታ ሕሳስ ልደ ቆልዓ ሰላም ድያ ሽማ ፡ካብ ኢርትራ እየ ኤርትራዊ እየ like ሃቡለይ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
ሰማሃል እያ ሽማ
@tesfana
@tesfana 4 года назад
ኣብዚ ንገብሮ ዘለና ቓልሲ ምምላስ መንነትና ከምዚ ዓይነት ደስ ዝብል ድራማታትን ወግዕታትን ካብ ትግራይ ምጂማሩ ነቲ ኣብ ኣስመራ ዝጸንሐ ጽቡቅ ስራሕ ሕጂ ግን ብፕሮፖጋንዳን ምትእትታው ዓረብን ክሽርሽር ገሚሩ ዘሎ ቃንቃና ሓይሊ ኪኮኖ አዩ። ስለዚ ኣጆኩም በርትዑ ደቂ ዓበይቲ። ንሕና ኣብ ሰሜን ዘለና ተጋሩ ነቲ ካብ ትግራዋይነቱ ኮብሊሉ ዘሎ ህዝብና ናብ ልቡ ኪመልሶ ኣብ ሓያል ቃልሲ ኣለና 60% ብገምጋም ከኣ ንዕወት ኣለና። ስነ ጥበብ ወሳኒ ተራ ስለዘለዎ ግን ኩልኩም ስነ ጥበባውያን ውን ኪትሰርሕሉ ይላቦ። love you guys
@user-ff6gl2ix3b
@user-ff6gl2ix3b 4 года назад
ደቂ ቅዱስ ገብሪኣል ዝኮንኩም ጥዕም ብስራት ይስምዕኩም ፍቅርን ስኒትን ዝመሎኦ ምሽት ይኩናልኩም ፀበል ኣለኒ ንዑ ተቀደሱ ረዲኤቱን በረከቱን ኣብከላትና ይኩን ኣሜንንንን እንዳ ገሬዋኒ ትፈልጡ ዶ እታ ዝብለፀትን ማሃሪትን መሳጢትን ናትኩም ምካና ቀፅልሉ ብቻ እምበር ኣነስ ፈትየኩም ክሞት ኢለ 😘😘😘❤❤
@user-yd7io8zi6e
@user-yd7io8zi6e 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓያቲ
@user-qz9sb1sy5s
@user-qz9sb1sy5s 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብተራዳእነቱ ኣይፈለኻ/ኺ
@wegmar8557
@wegmar8557 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ማዓረይ
@weierey8838
@weierey8838 4 года назад
ትግርኛ/ትግራዋይ ገይርካ ዝፈጠርካኒ ኣምላኽ ክበር ተመስገን። ጽቡቕ ስራሕ ጽቡቓተይ።
@abrsh7484
@abrsh7484 4 года назад
ደራሲ ፍስሃ(ፍሽ) ይበል ይበል ናይ ብሓቂ ኣምበሳ ኢለካ ኣለኹ ጆከር ጅግና!
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 4 года назад
ኣረ ገሬ ሽኮር 💕ቤቲ ሽኮር 💕 ስጋ ኣቦይ ደስስስ ክትብሉ ቀጽልሉ ኣጀኹም 💕💕💕
@jdhdhdxhddjdjxh9419
@jdhdhdxhddjdjxh9419 3 года назад
Wwwwwww
@samiabraham6201
@samiabraham6201 4 года назад
ኣድነቅቲ ገሬ እስከ like ርገጽኒ ኣምላክ ስደትና የሕጽረልና
@mizanberihu8936
@mizanberihu8936 4 года назад
sami Abraham amennnn
@yedengelmareyamlijnegnyema4555
@yedengelmareyamlijnegnyema4555 4 года назад
amen
@wedimaso3486
@wedimaso3486 4 года назад
.
@user-dr7bt6oh8k
@user-dr7bt6oh8k 3 года назад
አረ ተሸገሩለይ ሰላምኩም ይጥዓም ንዓና አዉን እባ ኣተባብዑና ገዛና እባ ንዕድመኩም እተዉልና ብሰሓቕ ፍትሕ በሉ ናይ ዓፈና ዜናታትን ዓፈና ጎስጓስ መረጻን ኣለና Subscribe 🙈🙈🙈🙂! ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-8XcDVAp8SCQ.html
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh 3 года назад
I am from 🇪🇷🇪🇷,,, ኬፍ ኣለኩም የኣክ ብጣዕሚ ኢያ ሰሓቅ ትቀትለኒ እዛ ኮሜዲ ኣጆኹም ቀጽልዎ በርትዑ ደቂ ትግራይ
@zerasenaygebrekidan8782
@zerasenaygebrekidan8782 4 года назад
I love you deki tigray continuer from eri 🇪🇷🇻🇳
@henoktesfalem5644
@henoktesfalem5644 4 года назад
ኣታ ብስሩ እዚ ገረዋይ ኣብ ትግራይ ምሉእ ዓብላልነት ሒዙ። ካራክተርካ ኣይትቀይር ገረዋይ ወላ ኣብ ዝመጽእ ፍልም ትሰርሖ
@imissmama3978
@imissmama3978 4 года назад
ደቂ ዓበይቲ ኩሉኹም ፈተውቲ ዛፊልሚ ብሽም ገሬ እሙን like ጽፍዑኒ ሓሳብ ልብኹም ይስመረልኩም።
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 4 года назад
ኣሜንንን like እውን ሂብና ኢና ማዓረይ
@tigrayforever9256
@tigrayforever9256 4 года назад
ኣሜን ነኩለና
@tsehaytv584
@tsehaytv584 4 года назад
ahwatey mearey neza hadash channalna bzeykakum hagez aytabyn emo hagezkum ayfleyena subscribe bmgbar tehababeruna
@aml1213
@aml1213 4 года назад
Amen amen amen
@user-dr7bt6oh8k
@user-dr7bt6oh8k 3 года назад
አረ ተሸገሩለይ ሰላምኩም ይጥዓም ንዓና አዉን እባ ኣተባብዑና ገዛና እባ ንዕድመኩም እተዉልና ብሰሓቕ ፍትሕ በሉ ናይ ዓፈና ዜናታትን ዓፈና ጎስጓስ መረጻን ኣለና Subscribe 🙈🙈🙈🙂! ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-8XcDVAp8SCQ.html
@mgychannel
@mgychannel 4 года назад
ዋው እንቃዕ ትግራዋይ ኮንኩ እዩ ዘብል :ኣጆኽም እስከ ትግርኛና ይዓምብብ
@godsaves8457
@godsaves8457 4 года назад
No, you're from tigray. Sorry, you're not Eritrean.
@mgychannel
@mgychannel 4 года назад
God saves ክክክክ did I say I am ethiopean , I said I am Tigrigna that means tigraway ,
@user-dr7bt6oh8k
@user-dr7bt6oh8k 3 года назад
አረ ተሸገሩለይ ሰላምኩም ይጥዓም ንዓና አዉን እባ ኣተባብዑና ገዛና እባ ንዕድመኩም እተዉልና ብሰሓቕ ፍትሕ በሉ ናይ ዓፈና ዜናታትን ዓፈና ጎስጓስ መረጻን ኣለና Subscribe 🙈🙈🙈🙂! ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-8XcDVAp8SCQ.html
@user-vi5il6pu2q
@user-vi5il6pu2q 4 года назад
ክክክክክክክክክክክክ ሞይተ ሳሓቕ ማርያምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እንዳ ገሬ እሙን።
@kudusannguse2418
@kudusannguse2418 4 года назад
ርግኣት ገፀባህሪ ሒዛ ትዋሳእ ጓል ብጣዕሚ ደስትብለካ ትኽክለኛ ስማ ዝፈልጣ ሰብ እንተሃልዩ ይንገረኒ
@fkrshow3896
@fkrshow3896 4 года назад
ኣታ መዓዝ ደኣ ቀዲምኩምኒ እዚ ኩሉ ኮመንት ናይ ወዲ ቀሺ like ሃብኒ
@sadorghebrihiwet6423
@sadorghebrihiwet6423 4 года назад
ዝፈልጦ ታምራት የብለይን ዋ ናይ ገሬ ደገፍቲ like ረጊጽኩም ሕለፉ
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 года назад
እዛ ድራማ ዝሰርሕዋ ዘለዉ ተመቸዮምኒ ምኽንያቱ እቲ ደራማ ምድራዉን ነባራዉን ባህላዊን ሓቃዉን ከይና መዘናገዒት ደስ ትብለካ ማዓት
@user-hc1vc7fv9i
@user-hc1vc7fv9i 4 года назад
ናይ ብሓቂ ሞይተ ሞይተ ስሓቕ ኩላትኩም ተዋሳ አቲ ማራ ኣድንቀኩም ደቂ ተጋሩ ሓላላት ሓፍትኹም ጋል ትግሬ ነባሪት ኣብ ስደት አዛ ድራማ ክረኢ ግን ስርሐይ ረስአ
@user-zq7te8wq8x
@user-zq7te8wq8x 4 года назад
ገሬዋይ ቤቲ እዳቕንአትኒ ከመይ ድየ ዝሕብየካ❤😘😄😍
@ruftanaentertainment
@ruftanaentertainment 4 года назад
ሰላም ነዛ Comment ተንብብ ዘለካ/ኺ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ኣሕዋተይ ኣሓተይ ኣብ መላእ ሂወትኩም ሰላም ቅሳነት ራህዋ ይምነየልኩም ብሹም ሓድነትና ሰብስክራይብ ሃቡኒ I miss you deki tigraye.
@assertegaru
@assertegaru 4 года назад
ሰብስክራይብ ሒብናክ ኣለና ኩልና ንተሓጋገዝ
@user-ij3le9ou4w
@user-ij3le9ou4w 4 года назад
Ertrawiyan ke nedlyeka dina maletey deki BAHRI negesti
@muluymaryamlji9323
@muluymaryamlji9323 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@merilove7421
@merilove7421 4 года назад
amen amen amen ቅዱስ ገብሪኤል በብዘለናዬ ይሓልወና
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 4 года назад
I did!
@yonatanhabte3188
@yonatanhabte3188 4 года назад
Welcome ገረ እሙን ንዘረኣብሩኣኽ ዝፈቱ ናይ መደንገጺ ሸንደሑኒ ደስ ክብለኒ ውይለይ ዝፈልጦ ተኣምር የብለይን ክክክክ
@user-lc9ub8ix9q
@user-lc9ub8ix9q 4 года назад
ውይይይይ ቤቲ ሃይላይ ተምቸወኒ ማዓት ቹቹ የ ቹቹ ምስ ቤቲ ሃይላይ ጫወታ ክሙቹ ሓራም ኣነለ ሃምሰበይ ብስም ቤቲየ like ..... ዳልለኹ
@mulumeresa7542
@mulumeresa7542 4 года назад
ለምለም፡ አይኔይ፡እና፡ዘራአብሩክ፡ ደስ፡ ስትሉ፡ እንኳን፡ አደረሳሁ፡ሰምሀል፡ አራዳ፡
@angdaw3829
@angdaw3829 4 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ እሙን ብሩክ ሰንበተ ይግበረልና
@user-ji5yq2qp4f
@user-ji5yq2qp4f 4 года назад
ኣይትሳኣኑ ብሓቂ ቅቅቅቅ ገሬ ብና ሃበኒ ቡና የለ ዕጣን የለ ክክክ እውይ ገሬ መቅስን ፍቅሪ ሑሱም ክክክክ
@1.5mio31
@1.5mio31 4 года назад
Tegaru shikorinatat btami ye zbefwekum. Hawkum Eritrawi 🇪🇷 kab Germen 🇩🇪
@filimonkesete2728
@filimonkesete2728 4 года назад
እንካዕ ብደሓን መጻኩምና ደቂ ትግራይ ጽዕዳ ከጽበየኩም አየ ከንየ ካብ አርትራ አየ
@user-sw5cr8ul6r
@user-sw5cr8ul6r 4 года назад
ቤቲ ዘሕቢ like
@madesign21
@madesign21 4 года назад
❤️❤️❤️እኔ የምታወሩትን ቋምቋን ባልችለው ምችት ብላችሁኛል ዋው ማርይ ማርይ
@user-uj2qh8sf1n
@user-uj2qh8sf1n 4 года назад
Wellcome ገሬ ኡሙን ሰሙን እኮ ዓመት ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ ናፍቆት ሓይሉኒ❤❤❤❤❤
@user-og6cm2pp4g
@user-og6cm2pp4g 4 года назад
ዝፈልጦ ታምራት የብለይን ወዲ ቀሺ ዋይ ዋይ ቤቲን ገሬ እሙን ዝሕቢ ላይክ ንዓይ ዘይኮነ ንዖኦም ይሃበለይ am Eritrea
@monalizagirma306
@monalizagirma306 4 года назад
ሙቁራት ከመይ ዲኩም ናይ ልበይ ቀፅልሉ 😘🇻🇳ገሬ ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወካ ከማይ ንገሬ ትፈትዉ እስከ like
@cdc2391
@cdc2391 4 года назад
i am Eritrean.but i like ur commedies ገሬ እሙን።best character and best action.go head.ኣምላኽ ንትግርኛ ይባርኽ
@tekihaile4351
@tekihaile4351 4 года назад
*Wellcom deki Tgray ngeriye zfetu eske👍👍 from 🇪🇷🇪🇷*
@godsaves8457
@godsaves8457 4 года назад
No, you're from tigray. Sorry, you're not Eritrean.
@user-do7gy1fu6z
@user-do7gy1fu6z 4 года назад
ሰላማት ደቂ ዓባይ ትግራይይይ ሩሑስ ቅነ ኣሸንዳ ቡሩኽ ሰንበት እንካዕ ንበዓል ቁዱስ ገብርኤር ብሰላም ብጥዕና ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@netsiknfe4081
@netsiknfe4081 4 года назад
ፈተውቲ እዛ ፊልሚ ብስም ቢቲ ሃይላይ like ግጨዉኒ
@user-sw5qw3lg4y
@user-sw5qw3lg4y 4 года назад
ትግርኛ ቋንቋው ባይገባኝም ሄለንየን በጣም ስለምወዳት ሁሌ አየዋለሁ ቤቲ ሃይለይ ሞዴሊት ብቅልቲ መከፋፋሊት🤣😂❤
@user-ki9lg2zn4t
@user-ki9lg2zn4t 4 года назад
ባጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ሓውኹም ኤርትራዊ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 4 года назад
Welcome ደቂ ትግራይ መዓረይ ቤቲየ ጓል ኣሸንዳ ዝፈቱ ምስ ገሬ Like ኣጥዕሙኒ
@wedimazu8018
@wedimazu8018 4 года назад
ላይክ ሂበኪ ኣለኩ ንስኪ ለ ኣጥምኒ ምጣም ካብ ኣምጻኪ ኢለ ኢየ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 4 года назад
@@wedimazu8018 ወድያው ሕጂ እምበር
@tsehaytv584
@tsehaytv584 4 года назад
ahwatey mearey neza hadash channalna bzeykakum hagez aytabyn emo hagezkum ayfleyena subscribe bmgbar tehababeruna
@user-xh8um3vm9s
@user-xh8um3vm9s 4 года назад
ኣብታ ንብረትኪ ዶ ከነጥዕመልኪ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 4 года назад
@@user-xh8um3vm9s HAHHHHHHH ኦይ ንሳስ ወናኒኣ ኣለዋ እዩ ሰበይ
@hggg9894
@hggg9894 4 года назад
ንኹልኹም እንድየ ዘድንቐኩም ብፍሉይ ግን ንዘርኣብሩኽ ክክክክ ዘርየ ሽኮር ፍሉይ ክእለት ኣድነቕቲ ዘር ኣብሩኽ
@user-yk5fp9of6l
@user-yk5fp9of6l 4 года назад
ውይይይ ሰሓቅ ሞይተ በቃ ከማይ ዝሰሓቀባ😍❤😍 ላይክ ይሃበኒ
@user-zf3mr3ry6m
@user-zf3mr3ry6m 4 года назад
💔💝💝💝💝
@malhabib357
@malhabib357 4 года назад
እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ብርሃን ገጾም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ሓዉኩም ኤርትራዊ እየ ንኩላትኩ ይፍትዎኩ እየ ግን ኣይከም #ቤቲን ግን
@user-ul9lp9xt4g
@user-ul9lp9xt4g 4 года назад
እንካዕ ንቤቲ ብቻ ሓበካ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 года назад
Thenkyou Brother we love you to. ❤❤❤🌹🌹🌹🌹👍
@user-ig9xo1xj3e
@user-ig9xo1xj3e 4 года назад
ኣንሕና ከኣ ንፈትወካ ንፈትወኩም ኢና ኤርትራውያን ፍንጫሕ መሰንገልና miss u
@merygaleri5133
@merygaleri5133 4 года назад
@@user-ig9xo1xj3e miss u too
@tajedinyenus8670
@tajedinyenus8670 4 года назад
Ay tegray nenehidkum temogagesu beshem eritrawi mishikat bemeninetkum dey tekrooo
@titi-wi6fe
@titi-wi6fe 4 года назад
ንመኒኩም ገዲፈ ንመኒኩም ከድንቅ ንኩሉኩም ብሓበራ ፍትውውውው ክክክክክክክ
@russomtesfalem678
@russomtesfalem678 4 года назад
ኣሰይ ደኣ እንዳ ገርየ ጥዑማት ላዛ ከማኩም ዝብለስ የለን እኮ ኣጀኩም እስከ ቀጽልዎ ንሕና ከኣ ላይክ ኮምርንት ኣይንሓምቅን ኢና በርትዑ ግን ተጋሩ መቃቅር from eri
@g.crestos1562
@g.crestos1562 4 года назад
Russom Tesfalem u Z📮✈0⃣👗🎃🎃🎃🎃💝💝🌻
@g.crestos1562
@g.crestos1562 4 года назад
Russom Tesfalem uhgtnmjmju5
@weditigray3513
@weditigray3513 4 года назад
ርኮራት! ቀፅሉሉ ትግርኛና ኣማዕሉ። ተጋሩ ድማ ካልእ ዘይናትና ገዲፍና ንዛ ትግርኛና ነማዕብል ንደግፍ።
@user-wq8mk2xh7t
@user-wq8mk2xh7t 4 года назад
ኣችውዲ ን ቤቲ ዝሕቢ ላይክ ሃቡኒ
@heleneri425
@heleneri425 4 года назад
Ane aleku zfetwa
@meleymeley8215
@meleymeley8215 4 года назад
Nateys were nay bhaki fkri eu
@teumboy2456
@teumboy2456 4 года назад
Ab zkedkwo dkia txenheni Sdi sdi
@abadieri8870
@abadieri8870 4 года назад
ስዲ ኣብቲ እዳ ዩቱብ ዲካ ትሰርሕ እካዕ በል ባዓል ሓዳር ኣይኮካ
@wedimemhr4124
@wedimemhr4124 4 года назад
ኣነዉን ኩሉሻዕ እዩ ዝገርመኒ ኣዉ እዩ ዝሰርሕ ግን ኣይትሕመቅ ጽቡቅ ኣለካ ቀጽሎ
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 года назад
ዋይ ዛ በላሕ ቆልዓ ደስ ክትብለካ ሰምሃል ሽኮሪና ከመይ ደስ ከምትብልኒ
@user-pq1kv8ml7s
@user-pq1kv8ml7s 4 года назад
እወ!! ዓለም ብፋራሩ ተመሪሓ ሰላም ክወርደላ እዩ፡ ሕጂ ድማ ርግኣት ናይ ለምለም ዓይነይ ምኽሪ ተቀቢልኪ ንገ/ሂወት ወድ ቀሺ ሂይወቱን ንብረቱን ኣብ ቁፅፅርኪ ኣእትውዮ፡ ብጣዕሚ ተናፈቅቲ ኢኹም ቀፅልሉ።
@selomemamu2394
@selomemamu2394 3 года назад
Uyghj
@angesommekseb67
@angesommekseb67 4 года назад
ቤቲ ኣፍቅረያ ገሬ ግደፍ በሉለይ ኣይተቅናኣኒ በጃኻ, ዋው ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኹም 👉♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@mussietn1966
@mussietn1966 4 года назад
*ቤቲ ሽኮር* መልክዕ 100% ኮምፌ 100% ኩሉ 100%
@tsegaykahsay7379
@tsegaykahsay7379 4 года назад
ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ
@user-nf9wk2fw4s
@user-nf9wk2fw4s 4 года назад
የኔ ፀባየ ሰናይ ክፈትወካ ኩሉ ግዜ ናይ ሠናይ ኢካ ትፅሕፍ ፈቃር ሰብ ኢካ ብሓቂ ናይ ኪሮሰይ ወሲድካያ 44።
@user-nf9wk2fw4s
@user-nf9wk2fw4s 4 года назад
መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም ምንም ማለት ኣይኮነን ምቃለይ
@wedihappyybhalkemedmennkdm6447
@wedihappyybhalkemedmennkdm6447 4 года назад
መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም *ehi ata adka si reayom eka*
@uae5477
@uae5477 4 года назад
ቤቲ ሽካር ቐፆልሉ
@filimon781
@filimon781 4 года назад
ያጃምዓ ኬፍ ኣለኩም እንካዕ ካኣ ብሰላም መጻኹም ሓውኹም የ ወዲ እረይ ግብሬ ሄወት ክክክክቅቅቅቅቃ ቆጽሎ ፋራ
@PoOR-zs5nq
@PoOR-zs5nq 4 года назад
*ብዘይ ሕሶት ኣርባዕተ(4) ግዜ ደጋጊመ ርኤያ እንተበልኩኹምሲ ትኣምኑኒ'ዶ?????እስቲ ናይ ኤርትራ ድራማን ናይ ትግራይ ድራማን ዝፎቱ ብመንነቱ ዝሕበን በትግርኛ ዝኾርዕ ላይክ👍👀💗ይግበር።**
@user-od5xr4id1e
@user-od5xr4id1e 4 года назад
Kkkk wala Ane degagme reya bti shikr kemey dya kife thbeka ,.
@user-hj8ud2ep2t
@user-hj8ud2ep2t 4 года назад
ኩሉ ወዮ 😍😍
@user-dr7bt6oh8k
@user-dr7bt6oh8k 3 года назад
አረ ተሸገሩለይ ሰላምኩም ይጥዓም ንዓና አዉን እባ ኣተባብዑና ገዛና እባ ንዕድመኩም እተዉልና ብሰሓቕ ፍትሕ በሉ ናይ ዓፈና ዜናታትን ዓፈና ጎስጓስ መረጻን ኣለና Subscribe 🙈🙈🙈🙂! ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-8XcDVAp8SCQ.html
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 3 года назад
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html%%
@mashoaregawi5237
@mashoaregawi5237 4 года назад
ብናይ ካልኦት ባህልን ቋንቋን ዝተኸየነ ፊልሚን ድራማን ሪአ ዝቐንእ ዝነበርኩ ሰብ ሎሚ ብናይ ባዕለይ ባህልን ቋንቋን ፅብቕቲ ተኸታታሊት ድራማ ንምርኣይ ብምቅዐይ ዝተሰማዓኒ ባህታ ኣልቦ ዓቐን እዩ ፡፡ ንኹለኹም ተዋሳእቲ ዘለኒ ክብርን ናእዳን ከኣ ዕዙዝ ምኳኑ ክገልጸልኩም እፈቱ ፡፡ ሺሕ ኩኑ
@biniambooss1296
@biniambooss1296 4 года назад
ናይዛ ፊልም አድናቅቲ እስኪ Like ጥውቅ አበሉለይ 😘✌
@user-vi5il6pu2q
@user-vi5il6pu2q 4 года назад
ተጋሩ #ላይክ #ኮሜንት #ሼር ኣይተስተዋሕዱ ሓቦኛታት ኩኑ ሃየ። እስከ ናይ ሎሚ ኸ ከመይ ትኸውን ክሪኣ ክሻቡ ኮሜንት ክህብ ኢለ እየ እምበር።
@luelazere6661
@luelazere6661 4 года назад
ኣሰይ ደቂ ትክግራይ ሽኮሪናታት ቀጽልዎ ሓፍቱኩም ጋል ኤረ እየ
@user-zf3mr3ry6m
@user-zf3mr3ry6m 4 года назад
ጋልኤር ሓፍትኺ ካብ ትግርይ 💔💔💔💔💞
@menkemwufuytebai3474
@menkemwufuytebai3474 4 года назад
የኣከይ ንስኩም ኣበይ ኔርኩም ክሳብ ሕጂ ኩሉ ነገርኩም ብጣዕሚ ደስ ዘብል
@user-mh8no7vt9r
@user-mh8no7vt9r 4 года назад
welcome deqi tigray kemz kemey be haqnwta zexbya zexnhe neza film #like ይጽቀጥ
@elsitube6281
@elsitube6281 4 года назад
ከይራኣክሞ ኮሜንት ትዉቅጡ 😁ዌል እንዳ ገሬ እሙን ተናፈቅቲ ብሩክ ሰንበት ተጋሩዋኒ ኣድነቅቲ ቤቲን ገሬን ኣበይ ኣለኩም👈
@user-sc7fe4pu2r
@user-sc7fe4pu2r 4 года назад
ሰላምን ማቻን ንደቂ ዓባይ ትግራይ ሰላሙኩም ይብዛሕ ደቅዞም ጀጋኑ So I love You Tigray Adey
@user-hh6ow5bl3v
@user-hh6ow5bl3v 4 года назад
ያ ጃምዓ ኣነስ ንቤቲ ሓቤያ እንበር እንታይ ተማክሮኒ ገለ እስከ በሉና ሓባይብ፡So nice ✌
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 года назад
እንኳዕ አብፀሐኩም ደቂ ትግራይ ወርቅ ፅራይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ቀፅልዎ
@abebasibhato7694
@abebasibhato7694 4 года назад
ብሃንቀውታ ካብ ልፅበዮ ድራማ ንዓይ ፩ይ ገሬ እሙን።በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና ንዓኹም ልመስል የለይ ገሬ_እሙን ልመስል የለይ ዘርኣብሩኽ ልመስል የለይ ~~~~~~~~~~~~~~ My favorite actor ዘርኣብሩኽ
@edenhagos9995
@edenhagos9995 4 года назад
ቅፅልሉ በጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ሽኮርንታት በትለይ ናይ ሕጂ ቦታ ፀብቅ ነይሩ
@bahtimegabit8702
@bahtimegabit8702 4 года назад
አትርርን .....ከይትደናገጹ ...እዚአ ናተይ እያ....ሃሃሃ ሃሃሃሃ ሐወይ መዕንጣ ሰቲ ብዘይ ብአካ አይበልዕ አይሰቲ """"ድስቅ አቢለን መጽየንስ.... ሃሃሃሃ ሃሃ ሞይተልኩም ስሐቅ ።።።።።።
@abiteynatey280
@abiteynatey280 4 года назад
Ata bejaku key wedekumo riekum comenti aytxehafi enda gerey eumn blux srah betaemi nfuat I love you tegaru yehwatna kab hawukum wedi ERe
@Ellia-ih7ux
@Ellia-ih7ux 4 года назад
Good bless you all tigray and tigrigna people. I am proud of you
@brktizeray2378
@brktizeray2378 4 года назад
ቤቱ ሽኮር ኣነስ ማራ ኢየ ዝፈትወኪ ቀጽልዊ ገረ ከማን ኑፉዕ ኢካ
@user-li9bu5gt2h
@user-li9bu5gt2h 4 года назад
ደስ ክትብሉ ደቂ ትግራይ ሽካራት ብቛንቋኡ ዝሕብን ላይክ ይግበረሎም
@ashenafihailekiros16
@ashenafihailekiros16 4 года назад
ኣታ ኣነስ ንሰምሃል ጓል ኣያ ዘርኣብሩኽ ፍቱይይይይይይ ኣቢልያ ክሞት ስጥሕ ያብለኒ ብሉኪ ወሉለይ ወዲ ራያ ይአ
@adyamgualmekelle1380
@adyamgualmekelle1380 4 года назад
ንቤቲ ዝፎቲ እስቲ ላይክ ደቂ ዓደይ ቡሩክ ሰንበት🙏🙏
@user-wh2up2mj9h
@user-wh2up2mj9h 4 года назад
áđýăm Ğûåļ mêķèllĕ ን ርግኣት ሰበይተይ ዝፈቱ ላይክ እስኪ😁
@ichliebedichmeinemuttermam1701
@ichliebedichmeinemuttermam1701 4 года назад
Amen
@user-zg3ff7cb1z
@user-zg3ff7cb1z 4 года назад
ኣቱም ሰባት ክንደይከ ደስ ትብሉ ሰላምን ቅሳነትን ናኻትኩም ይኹን። ሙቅራት ደቂ ትግራይ ዓደይ
@medagame
@medagame 4 года назад
ናይ ወዲ ተባዕታይ ቅንኢ ከፍ ኣቢሉዋ ገሬ። ቤቲ እውን ፍቕሪ ምዃኑ ብሳይኮሎጂ በሊዓቶ
@yonatanaraya7059
@yonatanaraya7059 4 года назад
ተጋሩ ቡሩካት ኣይትሳኣኑ ብፍላይ ካኣ በቲ ሽኮር ሃውኩም አርትራዊ ካብ Englamd
@kuwajabahtakuwajabahta9670
@kuwajabahtakuwajabahta9670 4 года назад
ብሰላም ናብ ትፎትዎም ወለድኽን የሕዋትካን ይምለሰካ ዮኒ ሓወና
@kaizenmediasport8462
@kaizenmediasport8462 4 года назад
Ab England endaneberkas England misthaf abyatika. mot kedani!
@zeniwedimera6857
@zeniwedimera6857 3 года назад
Didat halaw
@user-dr7bt6oh8k
@user-dr7bt6oh8k 3 года назад
አረ ተሸገሩለይ ሰላምኩም ይጥዓም ንዓና አዉን እባ ኣተባብዑና ገዛና እባ ንዕድመኩም እተዉልና ብሰሓቕ ፍትሕ በሉ ናይ ዓፈና ዜናታትን ዓፈና ጎስጓስ መረጻን ኣለና Subscribe 🙈🙈🙈🙂! ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-8XcDVAp8SCQ.html
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 3 года назад
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና, ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html
@tedroshagos6297
@tedroshagos6297 4 года назад
ቤቲ ሽኮር ማራ እየ ዝድንቅክ እስክ ንቤቲ ዝፈቱ ላይክ ሃቡኒ
@theeverlastingfather1111
@theeverlastingfather1111 4 года назад
ገሬ ወዲ እሙን ኣታ ሞሕጎል,,,,ብጣዕሚ ይበል ዘብል ኣክቲንግ ምስናይ ጥዑም ላህጃ ናይ መቐለ ኣጆኩም እስከ ቀጽልዎ
@MmmNnn-jf6ww
@MmmNnn-jf6ww 4 года назад
ኣጀኩም ጽቡቅ ፊልም ከትረዩና ጀሚርኩ አርትራዊ ሃውኩም አየ
@user-qn6xj9uj8q
@user-qn6xj9uj8q 4 года назад
ሰላም ኣቶ ዘርኣብሩኽ ምስ ስድራበትካ ገሬ ቤቲ ጆኬር ብሓፈሻ ከሉኹም ካብ ብልቢ ዘፍቅረኩም ሓውኹም ካብ ሰንዓፈ
@kuwajabahtakuwajabahta9670
@kuwajabahtakuwajabahta9670 4 года назад
ክቡር ሓወና ብልቢ ኢና ንፎትወካን ንናፍቀካን ካብ ሸረእንዳሰላሴ
@KS-zn8ch
@KS-zn8ch 4 года назад
ሰነዓፈ ደቂ ስመ ኢዛና ዳኣ ፅሩያት ሳባውያን ተጋሩ እንዲኹም ንሕና እውን ኣዚና ኢና ነኽብረኩምን ንፈትወኩምን ኢና !!
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 4 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ደቂ አሸንዳ ልዓመታለ ብሕቡርና ብስሙርና ይዕቆረና ጎይታ አሜን፫ በላ ደቂ ዓደይ
@tigrayforever9256
@tigrayforever9256 4 года назад
ኣሜን
@faresstifanos3374
@faresstifanos3374 4 года назад
The best comedy series in tigrinya...bravo deqi tigray 🤗🤗
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 4 года назад
ዋውውውውውው ቤቲ ሽካር ፍትውትው እንካዕ ዳሓን መፃኩም ገሬ እሙን። እንካዕ አብፀሐክን ንባዕል እሽንዳ
@salams503
@salams503 4 года назад
ገሬ ዓይንይ ስላም ነዓኩም ደቂ ትግራይ ፀዕዳ we'll come
@emteemte3985
@emteemte3985 4 года назад
telegram numberki sdediley deleki aleku shikorina
@salams503
@salams503 4 года назад
@@emteemte3985 ነይ ስላም
@emteemte3985
@emteemte3985 4 года назад
@@salams503 no no nay selam eyu kilaleyeki delye eye aytfrhi sdediley tray
Далее
Gere emun part 18
33:45
Просмотров 698 тыс.
Asus  VivoBook Винда за 8 часов!
01:00
Просмотров 316 тыс.
ЭКСПРЕСС разбор стиралки
00:39
Просмотров 1,3 млн
Gere emun part 42
27:49
Просмотров 372 тыс.
Gere emun part 183 | ገሬ እሙን ክፋል 183
14:10
Нищая спасла собаку🥺❤️
0:59
Просмотров 4,4 млн
Hài một chút thôi
0:43
Просмотров 17 млн