Лучшее на RU-vid
Кино
Авто/Мото
Видеоклипы
Животные
Спорт
Игры
Приколы
Развлечения
Хобби
Наука
Авторизоваться
Зарегистрироваться
መሪር ሓዘን / ውላድ እምበር ሬሳኣ ኣይተፀበናን😭/ዝክሪ ሊድያ ምስ ቤተሰብን ፈተውታን ትካይዱ/ፍትሒ ይብሉ ኣለው ቤተሰብ ሊድያ ኣለም #rlp
15:11
ምሳሕ ጥሕሎ ጋቢዛትና ኣይጥዕምን ኢልና ፕራንክ ጌርናያ
17:44
АМИНА СТАЛА КВАДРОБЕРОМ? БРОСИЛА ПОДРУГУ 😱 КАМИЛЬ СПАСАЕТ СЕСТРУ! ПОЛУЧИЛ ОТ ЗВЕРЕЙ…
14:26
Невероятный НОКАУТ В ИСПОЛНЕНИИ ПИРАТА #мма
00:29
一把传统手工线锯的制作,简单易学,极致性价比 #woodworking
01:01
Хочу клип с Димой Биланом или как я познакомилась с таксистом! #машмилаш #димабилан
00:59
ብምክንያት መዓልቲ ፉቁራት ዝተዳለወ መደረክ ሌላ ሸው 1ይ ክፋል (Vallentine day program
GZ Habesha Media
Подписаться 34 тыс.
Просмотров 51 тыс.
50%
1
Видео
Поделиться
Скачать
Добавить в
Опубликовано:
28 окт 2024
Поделиться:
Ссылка:
Скачать:
Готовим ссылку...
Добавить в:
Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии :
873
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Leka tegaru enthabru kemzi ekum tedenikelkum enqae natkum konku deki rimey korialkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Selamkum ybzeheley dekime nere atenkirkumni ekum thank u Bshm selam tsegay zmetsakum deki rimey kbret yhabeley nselam taegay ewn kab lbi amesgunley tsriti tgraweyti eya bshmkum kbret yhabeley 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@FilimonTemesgen
8 месяцев назад
Kubr haw tanks bejakum qexlwo eikum medebkum ahwatey tegaruway❤
@SelamSelan-o4q
8 месяцев назад
ኣብ ጎንካ ኣለና ዛሓወይ ጥራሕ ቀፅለሉ እጀካ 💞💞❤
@genetberhechanal
8 месяцев назад
ፅቡቅ ናይ ስራሕ ዘመን ይኩነልካ ወድነዋ ደስ ዝብል ፕሮግራም እዩ ቀፅሎ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሕካ ክሪእካ ትምኒተይን ባህገይን ኣብ ጎንካ ኣለኩ❤❤🎉🎉
@DbvgChvj
8 месяцев назад
ደስ ባሃለ ፕሮግራም እዩ ቀፅለሉ ብፍላይ ናይ ፍቁራት ምድያ ተዝከውን ከምዚ ኣቅርቡልና ከም እንታዋወቃለን ፕሮግራም ኩሉ ጊዜ እና ተመዝገብካ ቁፅራ ስልኪ ኣቅሚጥካ❤❤❤❤❤❤
@HaftushTuemay
7 месяцев назад
ደስ በሃሊ እዩ more dema ቴድን ሰሉን እቲ ፕሮግራም ኣድሚቕኩምዎ። ዘፅልእ ከዓ ኣጀማምራ እቲ ፕሮግራም ጌጋ ኣልዎ። ዝኽሪ ******ኣሎ።
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
8 месяцев назад
ንሰላምን ምስ ቴዲ ሪኡ ዝመፀ ላይክ ግበሩ👍😅
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Well come deki rimey thank u 🙏🙏
@AaAa-ke9zt
8 месяцев назад
😂😂😂
@netsi2127
8 месяцев назад
ኣብ fb ሪኤዮም ክጎይይ ተደፊኤ ነይረ 😂😂😂
@Rora112
8 месяцев назад
ኣለኩ 😂
@mmaz6241
8 месяцев назад
😅😅
@HaymiTubሃይሚይቱብ
8 месяцев назад
ናይ ሰላም ተካታተልትይ ዝመፃኩም ላይኪ👍
@ethiopiaislovelove9620
8 месяцев назад
❤❤❤Aleku😅😅😅😅
@ShamS-hp3vn
8 месяцев назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ናይ ሰላም
@merhawitkide7839
8 месяцев назад
ዋይ ደስ ክትብሎ ኣቱም ህዝቢ ዝመደብ ትቀጺል ትብሎ ላይክ ላይክ ላይክ ግበሩ 😄
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Yekenyeley deki rimey
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Amenn kberu ahwatey🙏🙏🙏
@GxHbbx-rm5qj
8 месяцев назад
ክረኽበካ ደልየ ነይረ@@gzedhabesha
@ፀዲነኝየኬቢታናሽ
8 месяцев назад
ዝመደብ ትቅፅል ትብሉ ለይክ ላይክ ላይክ ግበሩ ተጋሩዋይ❤️🙏
@tig-ds3iq
8 месяцев назад
ንስላም እና ንቴዲ ሪእ መፀየ😁👌💙
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Yekenyekey thank u well come
@sabiyasook8395
8 месяцев назад
ኣነ ውን❤❤❤❤
@tigreweyti
8 месяцев назад
ዋላ ኣነ
@LEMI-l3e
8 месяцев назад
እኔምበእውነት❤❤❤❤❤
@akberettsegay7712
8 месяцев назад
ኣነ ለ😂❤❤❤
@mt8589
8 месяцев назад
ሰላምና እትብላ ኣበይ አለኽን ናስደት ሓፍትና 👌👌👌👌👌👌❤
@yodahe-jl1cs
8 месяцев назад
ኣለና❤❤❤❤❤❤ ሰሊተይ
@ብሪሓፍቲማህደር
8 месяцев назад
ስዕድዋያን ሕብረትና ድስ ክንብል 😂 ሰላም &ቴዴ ❤
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
8 месяцев назад
ቴድይ&ሰላመይ ዝፈትውኩም❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
@ShamS-hp3vn
8 месяцев назад
የቀንየለይ❤❤❤🎉🎉
@temesagenamalaka4511
8 месяцев назад
ሰላም &ቴዲ ሩኡ ላጎየየ ልመፀ ታሃሊዩ👍
@aduyoutube1897
8 месяцев назад
ንሰሉን ቴድን ሪአ መፅየ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፅሉሉ ❤❤❤❤❤
@ጋልማርያምኪሓ
8 месяцев назад
ኣነውን ምስ ፍቅረኛይ ምስተራከብኩ ክንመፀኩም ኢና ደቂ መዳም ኣበይ ኣለክን ድሕሪ ስደት ንዓናውን ከምዚኦም ይግበረልና❤😊
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Respect 🙏🙏🙏
@Seluselam-h1h
8 месяцев назад
በሓቂ ዋለ አና ከምእ ይመኑ አብ ውቅሮ አዩ ዝሎ ሰብእየይ አነ ደሞ ስድት 🙏🕊🥀♥️
@ጋልማርያምኪሓ
8 месяцев назад
@@Seluselam-h1h ኣጆና ጋል ዓደይ ኣነውን ከምኡ ኣነ ኣብ ስደት ንሱእውን ኣብ ዓዲ እዩ ዘሎ እና እንተክኢልና ብሓንሳብ ክንከዶም ኢና 🙏🤗
@Seluselam-h1h
8 месяцев назад
@@ጋልማርያምኪሓ እሺ በሓድ ከንክይድ እና ጓል ሪመይ ማዓርይ እግዚአብሔር ኣምላክ በሰላም ይእከክብና ዝያደይ 🥀🕊♥️
@netsi2127
8 месяцев назад
ነዓይ ጥራሕ ድዮም ቴዲ &ሰላም በሊፆም ዝተረአዩኒ ሓደሽቲ መርዑት 🤴👸🎉❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Kulom des behalti eyom 🙏🙏🙏🙏
@LEMI-l3e
8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤😘😍😍😍😍😍
@መብራትጓልእመብርሃን
8 месяцев назад
ኩሎም ፅቡቃት እዮም ታይ ይወፆም❤❤
@SeluKiros-lu9cv
8 месяцев назад
ኣይባላለፁን ኩሎም ጥዑማት እዩም❤
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
8 месяцев назад
ኩሎምብሉፃት ዝወፆም የብሎምን❤❤❤❤❤
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
8 месяцев назад
ናዓይ እዉን ንዓመታ ምስ ፍቅረይ ክትቅረበና እካ ግን ደስ ክትብሎ ኣቱም ህዝቢ ዝመደብ ትቀጺል ላይክ ላይክ 😘😘
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Wedyaw Thank u hawey🙏🙏🙏
@ትግራወይትወጀረተይት
8 месяцев назад
ንሰሉ ሪእየ መፅኤ❤❤❤ሰሉ ሱዑዳዉት❤
@SamraGebru
7 месяцев назад
#tigray
@HayhMa
8 месяцев назад
ቀፅልሉ ክንደይ ግዜ ኣማርኛ ጥራይ ክንርኡ ኣነ ካዓ ሓደ ማዓልቲ ክመፅእ እየ ድሕት ስደት ❤
@hhfhfhj4432
8 месяцев назад
Bahki ayegarmkiye😅
@HayhMa
8 месяцев назад
@user-rq7hz1gv2p 😂😂
@amam5408
8 месяцев назад
ኣታ ደስስ ምባሎም♥️ ዛመደብ ንዕብያ ተጋሩዋይ♥️
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Tnx you yekenyeley 🙏🙏🙏
@Kanal0809
8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@RomanSmur-g3p
8 месяцев назад
ቴድዋይ ከቢርካ ንበር ክብረይ እያ ድካ ዝበልካ🙏💘🌹
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Respect👌👌👌👌
@MuryAh-kb8zq
8 месяцев назад
🙏🙏🙏🙏❤💋💋♥️♥️
@ShamS-hp3vn
8 месяцев назад
ለባመይ ቴድዋይ❤❤❤❤❤❤
@kalkidan555
8 месяцев назад
ኣረ ትግርኛ ግብርዎ ታሓዋውስናኮ ኣምሓርኛ በዝሑ ቴድየ እንበተዋይ ትብል ከለካ ትክክለኛ ትግራዋይ❤❤❤
@weynigaltegray8987
8 месяцев назад
ንሰሉ እና ቴዲ ሪአ እየ መፂአ ደስ ዝብል መደብ እዩ
@ZeabAtsbha
8 месяцев назад
❤❤❤❤❤ ዋውውውውውውውውው. ካብ ቃል ን ላዕሊ 1 .ኣብ ዉቅሮና ከምዚ ዓይነት ጅማሮ ምህላዉ ኣዝዩ ደስ ይብለካ 2. ከዓ. መምሀሪ ፍቅሪ ን ካሊኦት ክኮን ይኪእል ይኮን እዩ ኢልኩም እዚ መደብ ምቅራብኩም. ምስጋና ይግብኣኩም 3 . ተጋሩ ን ተጋሩ ካምዚ ንተሓጋገዝ ናይ ባዕልን ናይ ኣህዋትና ቻነላት ዬዕበ ❤ 4 . ኮታስ ካብ ቃል ንላዕሉ እዩ ኩላትና ተጋሩ ዛ ቻናል ነበራታታዓያ. ፁቡቅ ጅማሮ ደቂ ዓደይ ❤❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Yekenyeley kbret yhabeley
@mesi-ug5di
8 месяцев назад
ድሕሪ ስደት ክመፀኩምየ ደቃ ሪመይ
@Mama22Tmesgen
8 месяцев назад
እረ ቅፅልዎ ከይተቃርፁ ❤❤❤❤ስሉዬ @ቴዲዬ ብጣዓሚ እየ ዝፎትዎኩም ❤❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Tnx kktsl eyu respect
@jojololo9407
8 месяцев назад
ትግርኛ ኣቀድሙ ብዝተረፈ ብጣዕማ ደሰ ይበል ❤❤❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Merhaba tnx 🙏🙏🙏
@KalabHagos-ue6wo
8 месяцев назад
ብሓቂ
@assass8589
7 месяцев назад
ብሓቂ
@ኣቢቲ
8 месяцев назад
ክለኹም ድምቃትን ምዕርጋትን ኢኹም ደቂ ዓደይ❤ ቀፅለሉ ባዓል ምድያ ሓወይ ኣጆኹም ጠንኩር ንሕኔዉን ብዝተኽኣለ ነተባበዐዮም ኣይኽፈሎን ንሰብ ኣጆኻ እንተልካዮ ካብ ዘለዎ ብላዕሊ እዩ ዝጥንክር እሞ ኣጆና ተጋሩ ናይ ባዓልና ምድያታት ነዐቢ❤❤
@samerhmahlet
8 месяцев назад
ናይሰላምተካታተልትይዝመ ፃኩምላይኪ💗👌
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Well come respect
@ጓልተምቤንንግስቲሳባ
8 месяцев назад
ቴዲ ኢና ስላም ሓፊሮም እምበር😂 ብጣዕሚ እዮም ደስ ዝበሉ❤❤❤
@assass8589
8 месяцев назад
እነስ ርእ ምምናይ ስእኖዮም ተጋርዋይ ከምዝዪ እልክም ንበርለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሓጎሰይ መግለፂ የብልዪ ብሓቂ ፍቅር ፅብቅ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@GalTegray8047
8 месяцев назад
ሰሉየ ክትሓፍሪ ምቅርተይ ❤❤ ከማይ ንሰሉ ሪኡ ዝመፀ ኣሎ ዶ
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Kberlna haftna well come 👌🙏🙏🙏
@WoyniGebrekidan
8 месяцев назад
ደስ ባሃሊ እዩ ፕሮግራምኩም ብዕድመ ዕብይ ዝበሉ ወለድና ኣብ ፍቅሪ ብዙሕ ሓመት ዝፀንሑ ኣቅርብሉና ካብኣቶም ብዙሕ ክንምሃር ምእንታን።እተኪኢልኩም ናይ ኣምሓርኛ ቃላት ምጥቃም ግደፍዎ ።
@liyatTigraweyti
8 месяцев назад
ብጣዓሚ ፅብቕ መደብ እዩ ቀፅልሉ ግን ትግርኛ ተዛረቡ ኣሕዋተይ❤💛
@habu207
8 месяцев назад
በሓቂ ደስ ዝበል መደብ ቀፅሉሉ ❤️💛😘ዝጎዶሎ ነገር ኣብ ቀፃሊ ኣማሕሽዎ ድምፂ & ኣማሕርኛ
@ማሂቃባፅጋልትግራይ
8 месяцев назад
ኣነስ ንሰሉየና ንቴዲ ሪኤ እየ መፂአ ብሓቂ ዉቅባት ኢኹም ትፍለዩ ኢኹም ከምዚ ኢልኩም ስለ ዝረአኩኩም ደስ ኢልኒ እዩ ብጠቅላላ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ ❤💛❤💛🙏🙏🙏
@ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
8 месяцев назад
ዋው ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ንፋቀር ንባዛሕ 🙏💝
@L.Nuguse
8 месяцев назад
nay shetan maati bzbl ystekakel ab tigray hsur bahli aytemtseulna
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Mfkar hsum bahli koynu ayfelti asfih
@gualabaytigray
8 месяцев назад
ኣብዚ ዘለኻ ኩልኻ single ዕደ ዳብል ኩን ይሕለፈልካ ካብኡለ እዚ ናይ በዓልና ናይ ተጋሩ ቻነል ነዕብዮ so love you allllll ❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Thank u for promote me 🙏🙏🙏🙏wedino
@Kanal0809
8 месяцев назад
✅✅✅✅
@Yaredtube23
8 месяцев назад
ንዝኣ ተንቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ከይቲሓልፉኒ ደምሩኒ💙🙏ንቲሓጋገዝ ፕልስ ሓብርና ንዕበ💙
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Respect u bro
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
8 месяцев назад
መደብኩም ጽቡቅ ከሎስ ድምጺ ግን ረብሺ ነይሩ ኣብ ካልእ ግዜ ይዕርይዮ ኢኩም❤🎉
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Ab part 2 kstekakel eyu thank u
@محمداحمد-ث7ه
8 месяцев назад
ሕቶ አንትብሉ ፅቡቁ ነይሩ ትግርኛ ይጠፍአሎ ❤❤
@gsas4971
8 месяцев назад
ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሊ ፍቅሩኩም የብዛሓዮ ተጋሩዋይ ህያባተይ❤🎉🎉🎉😊
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Thanks more 🙏🙏🙏🙏
@gsas4971
8 месяцев назад
😍🍎@@gzedhabesha
@genetberhechanal
8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ገዙ ሓወይ ቀፅሎ ኣብ ዓቢዪ ደረጃ በፂሕካ ክርኢ ሙሉእ ተስፋ ኣለኒ ደስ በሃልቲ ሰሉ መሓዛይ ❤❤❤🎉🎉🎉
@tsegahaylemichael1399
8 месяцев назад
ጽብቕተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤ ሰሰናዩ ናባኹም
@aster3809
8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ልብል ፕሮግራም እዩ የሕዋተይ ቐፅልዎ 🥰❤
@titiyemulutalak6220
8 месяцев назад
ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ ተጋሩዋይ ፍቕርን ሰላምን የብዘሐልኩም ንእሽተይ ድምፂ ኣነፅር ኣቡሉልና thank You ❤❤
@mamaayaalemey1112
8 месяцев назад
ዛመደብ ነዕብያ ተጋሩዋይ እሰይ በርቱዑ ተጋሩዋይይይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Thank u btaemi 🙏🙏
@mebrihitkidanu16
8 месяцев назад
ቀዳማኹም ደሰ ክብልካ ሓዳርኹም ይባረክ ብሩካተይ🙏🙏🙏
@Meazi-u7z
8 месяцев назад
ኣጆኹም ቀፅልዎ ኩሉ ጊዜ ዓደይ መፅየ ክሰርሖ ዝሓስብ እንፋለጥ ዶ ኢለ ከምዚ ከዘጋጅው እዩ❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Des behali tnx.🙏🙏🙏
@GhGh-sr8hv
8 месяцев назад
ኣሰይ ፍቅሩኩም ብዝሕ ይበል ተጋሩ ፁሩያት ገሬዋኒ ዉን ወዲ ሓትነይ ቀፅለሉ ሓበነይ ካብ ሓፈትካ መዲሂን ካልኣዩ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Haftey mearey kbretey tnx🙏🙏🙏🙏
@genihabesawit
8 месяцев назад
ቀፅልዎ ፅቡቅ መደብ እዩ ግን ጥያቄ ዝብል ግደፍዎ ደስ ይብል ብተረፈ ግን ድምፂ ለ ንኡሽተይ ኣስትክክል ኣብልዎ ኣብ ጎደና ዉቅሮ ለ ሕቶታት ሕተቱ ክዓብየልካ እዩ ምድያካ ❤
@BrhanBrhan-wc4zu
8 месяцев назад
ከማካቱም ፍቃር ወዲ ኣዶም ይፍጠረና ኣምላክ❤
@LamlmLamlm-hn4cf
8 месяцев назад
አሰይ ተጋሩዋይ ፍቅርኩም የብዛሐዮ❤❤ሰሉየይ ቶዲየይ ጉን ሓፋሪት እያም ሰሉየይ ጓል ስዕዲ ንቅዲሙት❤❤❤
@Hiyab-Ng
8 месяцев назад
ደስ ዝብል ፖሮግራም እዩ ቐጽሊሉ ሰሉ ዓይነይ ሪአ እየ መጽየ😂❤
@Galwekromisyoutdif12
8 месяцев назад
ከፈትወኩም ማዓት እየ ፅቡቃተይ ፈቅርኩም ብዝሕ ትርፍ የበለለኩም💙✌️
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Amennn👌🙏🙏🙏
@heran5269
8 месяцев назад
ደጊመ ሪአያ ደስ ክትብሉ ማርያምን እና ተጋሩ ምስ ተጋሩ ብቻ ብሙሉእ ልብኹም ተፋቐሩ❤❤❤ውቕሮ ዓደይ ፍቕርን ስላምን የብዝሐላ ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉
@assass8589
8 месяцев назад
ብሓቂ ❤❤❤
@jesitsabu
8 месяцев назад
ተጋሩዋይ ሽኮራት ፍቅሩኩም ይብዛሕ❤❤❤❤
@ሜሪጓልሱሑለይ
8 месяцев назад
ተጋሩዋይ ደመይ ሰላምኩም ይብዘሐለይ ብጣዓሚ እየ ዝሰሰዐልኩም ዓይኒ አባይኩም ይደፈን 💚💖 ፍቅርኩም የብዛሓዮ ለለ ናተፋቀርና ሰደት ግን😢
@ፍቅርከፃሃይ
8 месяцев назад
ካብ እንዳ ሰላም መፅና ናይስደት ሓፍትና ምቅርት ሕማቕ ለይወፃ
@TDfደመይ-h3e
7 месяцев назад
ተጋሩዋይ ሙቁራት ደቂ ውቅሮ ዓደይ ደስ ክትብሉ ሰሉዋይ ቲዲየ ክሎኩም ሙቁራት ደስ ባሃልቲ❤❤
@SalsmaQ-i4q
8 месяцев назад
ሓዳርኩም ይባረክ ዘይራአክሞ ሸሻይ ይፉጠረሉኩም አነዝገረመኒ ግን ካብአ ተፈልያ ምግቢ አበልዕንያ ቅዲምአ ካዓ ይግበረኒ አትን ደቂ መዳም ይስማዓ ዶ ኣሎ ዋ ጌታይ ማዓረይ ኸምዚ ዝበለ ፍቅሪ ዝዓሶሎ ሰብአይ ይፉጠረልና ደቂ መዳመይ ♥️♥️😘😘🙏
@rahwa4187
8 месяцев назад
ኣሜን💓🤭
@MahletDawitAregay
2 месяца назад
The voice of jose 🙏🙏
@ሕልናዊት
8 месяцев назад
ደስ ብሃልቲ ተጋሩዋይ ጋሻ እየ ብስም ሰላምን ቴድን ሳብስክራይብ ገይረልኩም❤❤❤❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Tnx haftey🙏🙏🙏
@Samsunga535G-we2pr
8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ቀፅልሉ ብስብ ፀጋ ዕድመ ወለድናውን ተትቅርቡልና ደስ ይብል
@wtfgvbb803
8 месяцев назад
ተገርዋይ ፅርያት እሰይ ደስ ክትቡሉ ከዚ ኣክርዕክምኒ ብዝሕ ሰብ ሪእውም ❤❤ከምዚ ገይርና ነበርተዐዮም ዞምኣሕተይ ❤❤ንስክም ውን ፅብቅ መደብ ቀፅልሉ ኣይትቀርፅዎ ❤❤❤
@qsfdderr4927
8 месяцев назад
ሱሉዋይ ቴድዋይ ክፎትወኩም❤💙
@HeranKbrom-wf3ss
8 месяцев назад
ደስ ባሃልቲ ኢኩም ግን ጥያቄ ዝብል ሕቶ ዘይትብሉ ሰለ ምንታይ ክልኹም ከምኡ ትብሉ😏💗❤❤
@ሜሪትግራዊቲ
8 месяцев назад
ቀፅልሉ ተጋሩዋኒ ግን ኣማርኛ ብይዛኩም ኣይተስምዕና😢
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Eshi haftey kstekakel eyu yekenyelna
@Tigraweyti231
8 месяцев назад
በሓቂ።😢😢
@ፅዮንፅዮን-ገ6ቀ
8 месяцев назад
አማርኛ ድራማ ነርእኩም ናዋዕልኩምስ አማርኛ አይትሕወስሉ ቱብሉ አምሰልቲ እይትኩን አቱም ሰብ ኩይን ተፅሕፉ😮
@zxx8888
8 месяцев назад
ኣሰየይይ ፅርያተይፍቅርኩም የብዘሐዮ ደስ ክትብሉ ብሓቂይ❤❤❤
@gullala4624
8 месяцев назад
ሰላም አካዳድና ደስ ክብል ❤❤❤
@ghhshsmxkjjj4993
8 месяцев назад
ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም እታ መድብኩም ቀፅልሉ እዛ ብዓል ግን ንሓበሻ ኣትምልከተናን ኣብ ሮማ ንጣኦት ደቂ ኣንስትዮ ምስ ደቂ ተባዕትዮ ብዛዕለት እዚኣ ድንግልንኦም ዘቅርብሉ እዩ እቲ ቀይሕ ክዳን ድማ ምክንያት ድማ ደም ተምሳሌት ዝጥቀምሉ እዩ
@samer-wh6rk
8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ መደብ እዩ ቀፅልሉ ኣሕዋተይ ኣብ ፍቅሪ ዘለኩም ድማ ፍቅርኩም የብዛሕዮ ኣሕዋተይ❤❤❤
@GhirmayKidaneSkuf
8 месяцев назад
ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ ደስ ዝብል መደብ ደስ ትብሉ ፍቑራት ጎበዛት መራሕቲ መደብ Gzd Habesha እንቋዕ ደስ በለካ ክቡር ሓወይ እዚ ኩሉ ፈተና ሓሊፍካ ኣብዚ ብምብፃሕኻ ብጣዕሚ ሕጉስ እየ።
@juntaweyane254
8 месяцев назад
አረ ይመችኩም መደብኩም ፈቲናዮ ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤❤❤❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Thank u
@KbKa-ir6go
8 месяцев назад
ፅቡቅ ፕሮግራም
@SaraMicheale
7 месяцев назад
Keep it up Gz habesha nay bereka jigna hji dma b tsbuk showw👏👌
@gzedhabesha
7 месяцев назад
Thank u btsitey 🙏🙏🙏
@SeifeBerhane
8 месяцев назад
ኣማሕርኛ ቃላት ምሕዋስ ኣወግዱ
@Sara-f4z3k
8 месяцев назад
ዋዉ ደስ ዝብል መደብ ፍቕርኹም የብዘሓዮ🙏❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tigraytube8615
8 месяцев назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ እዩ ግን ብደምቢ ተዳሊኹም ስርሕዎ ትግርኛ አቐድሙ ትግርኛ ሙዚቓ ተጠቐሙ !! ትግራዋይነት ይዓምብብ !! ብፍላይ ሓተቲ ትጥቐምዎም ቃላት ሙሉእ ትግርኛ ይኹን ብዝተረፈ ቐፅልሉ !
@fhfgtyyyurt8958
8 месяцев назад
ሰላመይ ቴድዋይ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mom0450
8 месяцев назад
ኣንላያይም ❤❤❤
@FanaYBRah-hq8cw
8 месяцев назад
ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ደመይ ሰሱኑለይ ነተባበዐዮም እስከ ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤
@mahilovely8632
8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ፕሮግራም ቀፅልሉ ብዓበይቲ ወለድናን እውን ተትቅርቡልና ፅቡቅ ነይሩ ብዝተረፈ የመችኩም ኩሎኩም ፉቁራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Des lbl coment nktsl ena haftey thank u
@ቲቲሓላል188h
8 месяцев назад
ሰላመይ ቴዲዋይ❤❤❤❤
@ሸገመቀለና
8 месяцев назад
ሰሉየይ ቴዱዬ ሓፋራት ናተይ❤
@SameraAbn
8 месяцев назад
ሰለም &ተዲ❤
@shewitgeremedhin6058
8 месяцев назад
❤❤ብጣዓሚ ፅቡቅ ድሙቃት ኮዋኽብቲ እዛ መደብ ዓብያ ክሪኢ ተስፋ ኣለኒ ልማዓት ዓዲ ብወዲ ዓዲ ኣጆኻ ቀፅለሉ ኩቡር ሓዉ❤❤❤❤❤❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Kbret yhabely 🙏🙏🙏
@GeeDfgr
8 месяцев назад
Efuuuuu des kibl abi wukor kamuzuy elikamo gebuzu selam yene konjo ❤
@BrhanBrhan-wc4zu
8 месяцев назад
ሰላመይ ተደየይ ሓፋራት❤❤
@fevenfeven-dv7xc
8 месяцев назад
ቲ ደራፊ ግን ንደዊት ባና ይመስል ድምፁ ፁቡቅ ስራሕ ድማ ቀፅሉሉ ሰላምኪ እዩ ባህገይ ትግራይ ❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Tnx 1nmehemerya nayzu derafi tsbuk comemt tnx 🙏🙏🙏🙏🙏
@SofiTkabo
8 месяцев назад
ስለ ነቲ ድምፀይ ዝሃብክኒ ሪኢቶ የመስግን
@csedffswr6595
8 месяцев назад
Mahiye tsbuk mjmar srah ygberelkum ketsllu❤😊
@brhanberihu
8 месяцев назад
ብጣዒሚ ፅቡቅ ካምዙይ ዓይነት ላምፃኣኩም መምሃርቲ ፍቅሪ ኩኑ ❤❤❤❤❤
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Respect
@ርመይ
8 месяцев назад
ሚልየ የኔ ጣፍጭ
@letush1282
8 месяцев назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🎉🎉🎉🎉 ሚሊ ❤❤❤
@titiaregawi3795
8 месяцев назад
fkurkum yebzeheyo ahwatey marey❤❤❤❤ des bahalti
@MiliLove-y4x
8 месяцев назад
ሰላመይ ቴዲዋይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም ምቁራተይ❤❤❤❤
@beyenekebede4726
8 месяцев назад
ኣምሕሪኛ በዚሓ
@hiwothiwot2113
8 месяцев назад
አስይይይይይ ፅሩያት ፍቅሩኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤
@edgwd3138
8 месяцев назад
❤❤
@SalamSalam-ex1fr
8 месяцев назад
ሳፕ ገይረ ኣለኩ ብስም ተጋሩዋይ ❤💛love you all tegaru peoples❤ኣንሕና ውን ንዓኩም የማስለና ስደት ፈልዩና ልዕሊ 4 ዓመት ገይርና ኣለና ሓደ ማዓልቲ ምርካብና ኣይተርፍን ዝኮን ከምዚ ከማይ ማዕዶ ማዕዶ ዘለክን ኣሕዋተይ ለለ ብሰላም የራክብክን የራክበና ስደት ስዲ እዩ መቸም መሊኡ ዘይመልእ መሪርና እኻ ከዝስ ዝሮዝሮ ግን ኣጆና እየ ክብል ልደሊ ✊big respect you tegaruwani love forever♥✌
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Thank u somuch abzelekiyo selam ybzah haftey
@SalamSalam-ex1fr
8 месяцев назад
@@gzedhabesha amen zhawey bztekalena share kngebrelka eni be strong✊💛❤
@AshenafiKahsu
8 месяцев назад
Gz arkey👌👌👌👌👌👌👌forward .....
@gzedhabesha
8 месяцев назад
Ashuye respect 🙏🙏🙏
@haymitube-l8w
8 месяцев назад
ተጋሩዋይ ቡሉፃት❤
@Senicho21
8 месяцев назад
😘😘😘😘😘wawww des ktblu deki tgray
Далее
15:11
መሪር ሓዘን / ውላድ እምበር ሬሳኣ ኣይተፀበናን😭/ዝክሪ ሊድያ ምስ ቤተሰብን ፈተውታን ትካይዱ/ፍትሒ ይብሉ ኣለው ቤተሰብ ሊድያ ኣለም #rlp
Просмотров 28 тыс.
17:44
ምሳሕ ጥሕሎ ጋቢዛትና ኣይጥዕምን ኢልና ፕራንክ ጌርናያ
Просмотров 31 тыс.
14:26
АМИНА СТАЛА КВАДРОБЕРОМ? БРОСИЛА ПОДРУГУ 😱 КАМИЛЬ СПАСАЕТ СЕСТРУ! ПОЛУЧИЛ ОТ ЗВЕРЕЙ…
Просмотров 911 тыс.
00:29
Невероятный НОКАУТ В ИСПОЛНЕНИИ ПИРАТА #мма
Просмотров 917 тыс.
01:01
一把传统手工线锯的制作,简单易学,极致性价比 #woodworking
Просмотров 1,5 млн
00:59
Хочу клип с Димой Биланом или как я познакомилась с таксистом! #машмилаш #димабилан
Просмотров 1,8 млн
46:46
ጥበብ ፍቕሪ መስዋእቲ መሳጢ ዛንታ ክልተ ፍቑራት ከየንቲ ተጋደልቲ ንሳ ተፈልያቶ ብመስዋእቲ። Gz habesha media #መደብ ናይ ትማሊ 1ይ ክፋል
Просмотров 31 тыс.
6:11
Solomon yikunoamlak-yeneta Akalu (የኔታ ኣካሉ) ሰለሞን ይኩኖኣምላክ- NewTigrigna music 2024 official video.
Просмотров 135 тыс.
5:16
**ኣዜብ ቆራፅ **ብተ/ጋ ሓጋዚ ሰይፈ ን ተ/ሊት ሳራን ንኣዜብ ክ/ሰ ዝተሰርሐ መዝሙር
Просмотров 1,2 тыс.
21:29
ሕቶታት ብዛዕባ ፍልልያት ኣወዳትን ኣዋልድን!
Просмотров 25 тыс.
8:14
ዲያና ጥፋኣት የብላይ።ኣቡኡ ንዳዊት ሞይቱ እዩ
Просмотров 183
17:22
ዮርዳ እና ኣፈወርቂ ተባኢሶም 💔ካብ ሰበይተይ ረሓቅ💔 ኣይተቸግራ💔ስብኣይ ዮርዳ ክቀትለካ እየ ኢልዎ😡😭
Просмотров 21 тыс.
25:41
መተዓዛዘቢ ሕቶ አሕዋት ነሕወት መበአስን 😱መስሓቅን😁
Просмотров 18 тыс.
37:37
9ተ ደቅና ወሊድና ሎሚ ዝመርሓና ስኢና ንብል ዝነበርና ዋጋ ደቅና ረኺባና ወለደይ መዓረይ #ፉሉይ_ብሕትውና #gedam-media
Просмотров 15 тыс.
25:00
ምስ ኣደይ ኣራኹቡኒ /ኣደይ ኣብ ጎጃም ኣላ ተባሂለ /ከቢድ ፈተና ንእስቲ ፅጌ /#motherslove #mother @maggyshow @seifuonebs
Просмотров 45 тыс.
8:04
“ዶ/ር ጌዲዮን ለውጭ ጉዳይ ሚኒስትርነት ብቁ አይደሉም ”| ዶ/ር ደሳለኝ ጫኔ በምክርቤቱ ያደረጉት የተቃውሞ ንግግር | Ethiopia | Addis Abeba
Просмотров 29 тыс.
14:26
АМИНА СТАЛА КВАДРОБЕРОМ? БРОСИЛА ПОДРУГУ 😱 КАМИЛЬ СПАСАЕТ СЕСТРУ! ПОЛУЧИЛ ОТ ЗВЕРЕЙ…
Просмотров 911 тыс.