Тёмный

''ብሰንኪ ናይ ቀሺ ኪዳኑን ግጉይ ኣገልግሎት፣ በላዕቲ ሰብ ተባሂሎም ብወገኖም ዝቕተሉ ዘለዉ ህዝቢ፣፣'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ) 

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Подписаться 127 тыс.
Просмотров 48 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 557   
@zerayhabtom7645
@zerayhabtom7645 9 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ ትምርቲ ኢዩ እዚ ጉዳይ መበገሲኡ ግን ድንቁርናን ድሕረትን ሕብረተሰብ ኢዩ ንኣብነት ኣብ ኤርትራ ብወግዒ ጌጋ ምዃኑ ኣብ ኣካዳሚ ማአት ኣብ መባእታ ተማሂርናዮ ኢና ህዝቢ ግን ኣይነቅሕን ኢዩ እቲ ጠንቂ ክኣ ድሕረት ኢዩ እምበር እዞም ቀዳማይ ዓለም ከማና ሰባት ዶ ኣይኮኑን ስለምንታይ ኣብዚኦም ዘየለ ተማሂሮም ህዝቦም ነቂሑ። እዚ ናትና ሕብረተሰብ ግን ኣብ ሓደ ኢዩ ጠጠው ኢሉ ዘሎ። ካሳሁን ሓውና ትገብሮ ዘለኻ ኣገልግሎት መግለጺ የብለይን እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኸልካ ኣሜን ብዝተረፈ ዋላ ካብ'ቲ ሃይማኖት ወጻኢ ንሕብረተሰብና ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳብ ማለት ማዕዳ ሒዝካ ክትመጽእ ይላቦ Tack så mycket!❤
@kiflemariam2509
@kiflemariam2509 8 месяцев назад
እዝግኦ ክርስቶ ምሕረትካ ለኣኸልና ብጣዕሚ ተክፈሙኑ ፍትሒ ንውጹዓት ስድራቤት 🙏🙏
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 9 месяцев назад
ኣቤት በእዉነት ብጣዕሚ እዩ ልቢ ዝሰብር ወገናተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና 💔 😢
@arsuarsu321
@arsuarsu321 9 месяцев назад
እዋይ ኣሕዋተይ ከብድካ ይበልዑ ። እግዚኣብሔር ጽላሉ የንብረልኩም እምበር ከምዝስ ኣብዚ ምዕቡል ዘመን ካብ ህዝብን መንግስትን መራሕቲ ሃይማኖትን ፍትሒ ክስእኑ።ማዕረ ክንደይ ድሕረት እዩ እዚ።
@KbriKidane-tu4kt
@KbriKidane-tu4kt 9 месяцев назад
እምላክ ከምቲ ፅቡቅ ፍርድኻ ኣምላክ ፅቡቅ ፍርዲ ይፍረደልካ ሙሁርስ ለካ ሙሁር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@BerhaneKebrom
@BerhaneKebrom 9 месяцев назад
እቲ መን ኣለዎ እግዛኣቤሄር ኣለዎ ዘብሃል ሓቂ ባሓቂ ሕነ ናይ እዞም ሰባት እግዛቢሄር ካብ ነፍሲ ውክፍ ሰብ ክደልዪ እዩ ቅድሚ እዚ ግን ይቅሪታ ንሕትቶም ፡ንቶም ንሓዎም ዘቀትሉ ድማ ይትሓዙ ፈርዶም ይቅበሉ እቲ ሰብ ዘናዓቆ እግዛኣቤሄር ግን ይፍቅሮ እዩ።
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ 9 месяцев назад
ኣይኣይ ህዝበይ ዝረኽቦ ዘሎ ጉድ😭😭 እዛ ሰፋሕን ናይ እግዚአብሔርን መሬትሲ ፀብባትና ብክፍኣት ኡኡኡ😭😭😭 አምላከ ቅዱሳን ልቦና ሃበና እግዚኦ😢
@SamsungA-xe4sq
@SamsungA-xe4sq 9 месяцев назад
ብሓቂ እግዛብህር ልባና ያዓዲለና ልቢካ ዝትንኪፊ 🙏😢
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
አግዚኦ ማሕረና ክርስቶስ😢😢😢 እግዚኦ ማሕረና ክርስቶስ😢😢😢 እግዚኦ ማሕረና ክርስቶስ😢😢😢
@መሲጋልኪዳናምህረት
@መሲጋልኪዳናምህረት 8 месяцев назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና አነ ንባዕለይ አብ ስደት መጺአ እየ ጠቢብ ሰብ የለን ክብል ዝጀመርኩ አብ ብዛሓት አሕዋተይታትና ሓራሳት ኮይነን ተላፈለን ዝሞታ ብዛሓት እየን ጠቢብ ሓኒቅዋ ትዓብድ ተታሒዛ ተላፋሊፈን አብዚ ቦታ እየ ረኺበያ እሉም ይላፈለፊ ባዓይነ ሪኤ እየ ብጣዕሚ እና ንፈርሕ ነይርና እርኩስ መንፈስ ከም ዝኾነ ዝተረደአኒ ግን ደማ ሓደ ዝፈልጦም አቦ ጠቢብ እዮም ዝብሃሉ ዳሓር ግን ባዕሎም እቶም አቦ አነን ምስደቀይን ባዓልቲ ቤተይ ንሰብ ከይንሓንቅ ሚሒልና እና ዝበሉ አለው አብ ዓዲ ጉደም ተዘይጋጊየ ስም ብርሃኑ ለውጠ ዝባሃሉ ዳሓር ግን ምስ ኩሉ ሰብ ሰላም ኮይኖም ይነብሩ
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 9 месяцев назад
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብር መምህርና ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና❤ እዋይ ህዝበይ ኣየ ደቂ ሰባት ኣብ ምንታይ ግዜ በፃሕና😢😢እግዚኣብሔር ኣይጋደፍኩም ጎተተይ ኣጆኹም ሓቅነትኩም ከውፀአኩም እዩ😢
@HabasiKarim-b3c
@HabasiKarim-b3c 9 месяцев назад
ብሓቅ ቃል ህይወት ያሠመዐልና ክብር መምህርና ልብካ ዝትንክፍ በይዘካትክም ዳአነ አሕዋተይ😢😢😢 ሃመክም በሰንክ አዝ ዱሕር ባህል ደይምርዳእ ሰብ ክንደይ እዩ ዝጠፍእ ዘሎ ከምዝ ዝበሉሰ ብዝሓት ክፀንሕ እዮም ተትካእሉሰ ንት ሕብረተሰብ ወንጌል ከም ትሰበከሎም ፅብቅ ነብሩ አዘሙ ሐዝሰ ብጣዕም እዮም ዘሕዝኑ በሰንክ ሰብ ግን መቅመጥ ሰእኖም መገዛ ዓዶም😢😢😢
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 9 месяцев назад
ጽቡቕ ጌርካ መታዓቢቲ ኣብዚ'ዩ ኣብዚ'ዩ ዘሕዝን ወጽዓ ሰሚዕና ኣብ ጥበብ ይብራህ ዝብል ተግራዎይ ሓውና ከብድኻ ይበልዕ !! ከይንምዕብል ዝተሰርሔ ናይ ጸላእትና ስራሕ ኢዩ !!
@ራሄልጓልተዋህዶ
@ራሄልጓልተዋህዶ 9 месяцев назад
ብሓቂ ዘስተውዕል ልቢ ይዓድለና ቃል ሂወት የስምዐልና መምህርና
@kirostesfahans
@kirostesfahans 9 месяцев назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@senniraya9793
@senniraya9793 8 месяцев назад
አነ ከምዝ እናበልኩ ነብረ ግን አብ ስ ደት ምስመፀአኩ ኣብ አባታችን አባ ዮዉሃንስ ተስፍ ማርያም ግሩብ ሚስገበአኩ ቡዙሕ ትምህርት ተማህረ ሐዝግን እግዝአብሄር ይመስገን ሰብ ንሰብ አይበልዕን 😢😢😢😢
@AbeGalEmbrhen
@AbeGalEmbrhen 9 месяцев назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ብምሕረትኻ ጠምተና አምላከይ 😢😢😢
@solomonliza
@solomonliza 9 месяцев назад
ዝገርም ኢዩ!!! ኣብ ሂወተይ ከም'ዚ ዓይነት ልብኻ ዝሰብር ፍጻሜ ሰሚዐ ኣይፈልጥን!!
@AaAa-vi6rg
@AaAa-vi6rg 8 месяцев назад
መምህርና ቃል ህይወት ያሳመዐልና ናይ ባሓቅ 😭😭😭
@samiaha6007
@samiaha6007 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤መምህር ካሳሕን መምህር ዲያቆን አሽመላሽ ካብ ኩሉ ነፀ ኮይኖም ናይ ትምህርት ሃይማኖቶም ብርትዓት መማህርና ኢዮም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@DegiYouTube
@DegiYouTube 9 месяцев назад
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ኦ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ከም በደልና ዘይኮነስ ብምሕረትካ ጠሚትካ ዓይነ ልቦናና ክፈተልና መጨረሻ ዘመን በፂሕና🤲😢😢
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 9 месяцев назад
አሜን መምህርና ቃለ ሂወት የስማዓልና ብሐቂ እዚ ድሑር ባህልን ጥቆላን ከጠፍእ አሎዎ እግዚአቢሄር ክዕረቀና፡ ነዚ ህዝቢ ካብ አምላክ አርሒቆም አብ ጥንቆላ ከም ዝአምን ጌሮሞ: ናይ አገልጉለትካ ዘበን ይባርኸ መምህርና 🙏
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 9 месяцев назад
ብፍላይ ኣብ ዓድና ዳርጋ ኩልና ኣይንተኣማመንን ብሰንኪ ጠንቃሊን ማርያምን ህዝቢ ኣብ ጥንቆላ እዩ ዝኣምን😭😭😭😭😭
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 9 месяцев назад
😭😭
@ndgsr2892
@ndgsr2892 9 месяцев назад
*_ኣነስ መግለፂ ቃላት የብለይን መምህረይ ብፍላይ ኣባናን ኣብ ሕብረተሰብና ዘሎ ኣታሓሳስባናን ኣረአእያናን ኣዝዩ እዩ ዝገርመኒ አምላከ ቅዱሳን ልቦናና ይክፈተልና በእውነት ልቢ ይትንክፍ 💔😢😢😢_*
@እግዚኣቢሄርዋሕስሂወተይዩ
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ቅኑዕ ፈራዲ እዩ ካብ ናብ ሰብ ናብ ፈጣሪ ምጥራዕ ይቀልልን መልሱ ውን ይሰልጥን እሞ ኣንቱም ህዝበይ ትረሩ ኣጆኩም "እግዚኣቢሄር ኣሎ ኣብዝፋኑ ይፈርድ ኣይፈርድን ኣይትበሉ!!!"
@robelyohannes2030
@robelyohannes2030 8 месяцев назад
ቃል ህይወት የስምዓልና ኣዝዩ ኣገዳሲ ትምህርቲዩ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha 9 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዕልና መምህርና ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዘሕልካ እዚ መደብ ተገዲስካ ክተቃልሕ ብምካኣልካ ።
@Sarah-o4z8o
@Sarah-o4z8o 8 месяцев назад
አምላክ አባይ ይቅር በለልና ኩሉ ከም ስራሕና ዝይከነስ ብምሕረትካ ጠምተና ሓጥያትና ኩሉ ግዜ አብ ቅድመና ይኡዋ አበና ቃል ህይወት ያስምዕልና ብጣዕም ያሕዝን❤❤❤❤❤❤❤️✝️✝️✝️✝️✝️💞💞💞💔💔💔💔💘🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰💞💞💞💖💖💖💖❤❤❤❤🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔😭😭😭😭😭😭😭😭ልበና ሃበና ታአምር ይኡዋ ዓለም ከምኡ ይአ
@mebrhatumehari3477
@mebrhatumehari3477 9 месяцев назад
Ewayyyyy tegeray tebhale adi si ware gane kale kenseme ena dehan ajokume tetay amlke alu ❤❤❤❤❤
@መብራህተወለተመድህን
@መብራህተወለተመድህን 9 месяцев назад
ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህርና በእውነት ባጣዕም ያሕዝን 😢😢
@henokhailu3095
@henokhailu3095 9 месяцев назад
እግዚኦ መሀረነ ክርስቶስ አምላክ ምህረት የውርደልና መምህር ቃለ ሂወት የስምዐልና
@girmaynigus5015
@girmaynigus5015 9 месяцев назад
ጥንቆላን ግብረ ፀይቂ ድፍትርናን ጠጠው ይበል ፍትሕን ሰብኣዊ ኽብረን ብኣምሳለ ስላሴ ንዝተፈጠረ ወድ ሰብ
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 9 месяцев назад
የሕዝን እዪ ንሰብ ፍጡርስ ብኣጉል እምነት ምስቓይ ምስዳድ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና 😢
@fyoriTesfay-od9js
@fyoriTesfay-od9js 8 месяцев назад
ተመስገን መድሃኒኣለም ነዞም ውፅዓት ህዝቢ ናብ ኩሉ ዓለም ዝዘርጋሕካ ተመስገን ውሽጣ ውሽጢ ዝፈልጠሎም ሰብ ስኢኖም ነይሮም እዮም ነዞም ሰባት ናብ ሚድያ ቀርፅካ ዝዘርጋሕካ ሓወይ ብጣዕሚ ኣክባርትካ እየ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕፅፊ ገይሩ ይሃብካ
@አነዘ-ክርስቶስ
@አነዘ-ክርስቶስ 9 месяцев назад
እግዚኦ ተሳሃለነ ክርስቶስ 😢😢
@hillyehdooqo
@hillyehdooqo 9 месяцев назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና😢💔
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 9 месяцев назад
ኦ ጎይታ ስራዊት ኩሉ ዝካለካ ከም በደልና 😢😢😢ዘይኮነስ 😢😢ከም ምሕርትካ ይቅር በለልና ብሓቂ ኹቡር መምህርና ምስትውዓሉ ይዓድለና ልዑል ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን 🎉🎉♥️♥️
@meri6992
@meri6992 9 месяцев назад
ኣነ ቡዙሕ ልቢ ልትንክፍ ነገራት ርኤ እንድየ ግን ከምናይዚኦም ወለድና ታሪክ ልበይ ዝተንከፈኒ ነገር የለን ኡፍ ኣሕዋተይ እመኣምላክ ትብፅሐልኩም ድያቆነይ ፀግኡ የብዝሐልኩም ግዝያዊት ጠቃሚትን ኣብሰዓቱ ሒዝክሙልና ስለዝመፃእኩም❤❤❤❤
@sbegge7121
@sbegge7121 9 месяцев назад
እግዝአብሔር ብምሕረት ዓይኑ 😢😢😢የርእየና ቃል ሂወት የሰምዕለና ክብሩ አባና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@awetemba466
@awetemba466 9 месяцев назад
ብዛዕባ ጠቢብ ክርዳእ ዝደሊ :ኩፍእ መንፈስ ኮይኑ ከብ ዓሌት እናተዋራረሰ አብ ሰብ ዝሓድር ናይ አጋንንቲ ኮይኖም፡እንድሕር እቶም ሰባት ንስሃ እንተዘይ አትዮም፡ ሰብ አሕምሙ ቅተሉ እናበሉዮም ዘጨንቅዎም፡፡ኩፍእ መንፈስ ዩ በር ሰብ አይኮነን፡አብሰብ ሓዲሩ ዘሳቂ ዩ፡፡ብፀበል፡ብፆሎት፡ ብፆም፡ብቅዱስቁርባን ይጠፍእ ዩ፡፡እምነት ..........ቃል እግዝአብሔር......ልቢ የንፅህ፡፡
@MariamMariam-tf5fe
@MariamMariam-tf5fe 9 месяцев назад
ብትክክል ግርልፅካዮ እታ እዘኡ እየ 😢😢
@MariamMariam-tf5fe
@MariamMariam-tf5fe 9 месяцев назад
እዘ ክፍኡ መንፈስ እግዚአብሔር ይግስፅ
@KahsuKatidbfo
@KahsuKatidbfo 9 месяцев назад
Sk bel
@aal9580
@aal9580 9 месяцев назад
ብሓቃ ቃልህዉት የስመዒሊና መምህሪና
@ኣፁጋልተዋህዶእመብርሃንዋ
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ፫😢😢😢 አጀኩም እግዚአብሔር አምላክ አሎ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 9 месяцев назад
አቤቱ ምሕረት አብ ኢድካ እዩ ታዓረቀና ሓጥያትና በዚሑ ገንፊሉ 😢😢😢
@samera-v5k
@samera-v5k 9 месяцев назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ብምሕረትካ ላኣከልና ኣምላክይ😢😢😢😢
@mhdmhd-gn2gh
@mhdmhd-gn2gh 9 месяцев назад
በስመአብ አምላኬ ሆይ ብዓይን ምሕረትኻ ጠምተና😢😢😢😢
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 9 месяцев назад
ብጣዕሚ ጒህየ ብጣዕሚ ከኣ ሓዚነ😢 ምክንያቱ ኣብ ዓድና እውን ከምኡ እናበሉ ዘግልልዎም ኣቕሽቲ ኣለው ክሳዕ ክንደይ ክፉእ ነገር ይሓስቡሎም ማራ ኸዓ የሕዝን😢
@natunatna8359
@natunatna8359 9 месяцев назад
ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን😢 ህዝብና ማዓስ ኢዩ ካብ ጥንቆላን ደብተራን ክወጽእ ኣንታኣምላክ ገባርኩፉእ ብዕልካ ኣጥፋኣይዮ
@aniesfamil1
@aniesfamil1 9 месяцев назад
Very sad I broke my heart ድሕረት ድንቁርና ኣሎ ኣብ ሕብረተ ሰብና ካባይ ጀሚርካ ሰሪ ዕሽነት ቁልዕነት ከሙኡ ዝብል ኣረኣእያ ነሩኒ ሎሚ ክርእዮ ኮሎኩ የሕዝን ሰብ ክበልዑ ዝክእሉ ኢንተ ዝኮኑ ስለምንታይ ንጸላኢኦም ዘይ ቆትልዎ ወይ ዘይበልዕዎ ስቂሎም ዝህለሙን ዝሳጎጉን ብጣዕሚ የሕዝን
@abieltadese5467
@abieltadese5467 8 месяцев назад
መምህር ኣዞም ጸማማት ህዝቢ እሞ ኣበይ ክሰሙዑ ኣንበር ክንዲ ዝሰለምዎም ክንዲ ዝሓገዝዎም ድሓን ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ናብ ፈጣሪ ንግደፎ
@abebakinfe6053
@abebakinfe6053 9 месяцев назад
Qale hewet yesmaelna egzabher amlak memher 🙏 egzabher aemlak yqre ybelelna baeyne mheretu yraeyena kemzi lmdi keae yetfelna ❤❤❤❤❤❤
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 9 месяцев назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ አምላኬ ሆይ ንሳቶም ከ መን እዩ ጻድቅ ጌርዎም እዝግዮ ንሰብ ክትቀትል ሕጊ አምላክ ድዩ?
@z-rx6ly
@z-rx6ly 9 месяцев назад
ቃለ ህይወት ያስማልን ብሓቂ እዝ ኩፉእ አባሃህላ ክተርፍ አለዎ ዋይ ህዝበይ 😢😢😢😢
@ganoush3003
@ganoush3003 9 месяцев назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓውና ብጠዓሚ የሐዝ ን እዩ በገዛ ውሕልነቶም ጥበቦምስ በሊዐምና. ክሳብ ሞት ብጠዓሚ ኣፀያፊ ነገር በኡውነት ይቅር ይበለልና እግዚኣብሔር አምላክ አቱም ቀተልቲ ሰብ ንሰብ ኣይበልዕን ይቅርታ ሕተትወም
@amnaslama4484
@amnaslama4484 9 месяцев назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢እግዝዮዮ ማሓረና ኣየ ህዝብና ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ጠፍእሎ ዝበለና ሓቂ እዩዩዩ😢😢😢😢😢😢
@ድንግልማርያምእያዋሕስሂወ
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስኩም ምስክን ይኩን ወገናትና 😢😢😢😢
@yhdegayemane3863
@yhdegayemane3863 9 месяцев назад
ዘገርም ኢዩ ኣብ ኤርትራ ውን ኣሎ ኣብ ገዛና ዓመታዊ ዝክር ክባርኹልና ኣባት ነብሲና ምስ መጹ ኩለን ኣንስቲ ገዛውትና ደቀን ሒዘን አየን ንገዝአን ዝሃድማ 😢😢😢😢😢😢
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 9 месяцев назад
ድንቁርናና ይፍለ እዩ 😢😢😢
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 9 месяцев назад
ከቢድ ኢዩ ዘሕምሙ ግን ኣለው ወላ ዝብኢ ተዘይተቀየሩ ምኽንያቱ ይለፋለፉ ኢዮም ቶም ዝሓመሙ ሰባት
@frewoiniakalu7757
@frewoiniakalu7757 8 месяцев назад
​@@tigrignaculture1555 እንተዳኣ ኪኢሎም ሲ ንዝጸሉኡዎ ደቀትሉዎ ክኸዉን ኣይክእልን ዩ ዱሑር ባሕሊ
@freweyni.....a7976
@freweyni.....a7976 8 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኩም ከሕዝኑካ😢 ምርዳእ ኮ አብዩና አብ ከባቢና ውን ብጣዕም እና ንፈርሖም ዱሑር አትሓሳሲባ እዩ ይመሰለን🤔
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 9 месяцев назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢 እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ህዝበይ ሳኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ካብ ናይ ሸይጣን ስራሕ ይሰውረና ኣነስ ብጣዕሚ ኣሕዚኖምኒ😭💔
@pomg122
@pomg122 9 месяцев назад
ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ !? ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏
@የድንግልማርያምልጁነኝ
@የድንግልማርያምልጁነኝ 9 месяцев назад
ኦ መሓረና ክርስቶስ 😢😢 ብጣዕሚ ዩእ ድሐዝን
@ደካማነኝእኔእርዳኝአምላኬ
እግዚአብሔር ይታዓረቀና ብሓቂ አብ ራያና አለዉ ብዚ ስም እዚ ዝጽዋዑ እኸለ እየ አብዚ ቦታዚ አግንየያ ይብል ግን እቲ ህዝብና የዋህ እዩ ስለ መንፈሳዊ ት/ት አይፍለጥን ስራሕ ርኹስ መንፈስ ምኻኑ ምንም ዝፈልጥ የለን ግን ይባሃሉ እንበር እቲ ህዝብና ባሓደ ት/ትና ብሓደ ዕዳጋና መቸስ ኹሉ ነገር ኸምዚ ናይዛተሙ ዝገልልዎም አንገለምን አምላክ ይመስገን ግን ስደት ተሰድትና ከምዚ ዝበለ ሓሳብ ክነሓድጎ ናዓና ክፋላሊ ዝፈቶሎ ዘቀነበሮ ድያብሎስ ምኻኑ ተረድእና ዋላኳ ስም ናቶም ሰባት ይጥቀስ እንበር ስራሕ ድያብሎስ እዩ መድኃኒአለም ይገስጾ😢😢
@ghffuh4437
@ghffuh4437 9 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና😭😭😭😭😭😭
@banaproducts393
@banaproducts393 9 месяцев назад
እግዚአብሔር ብምሕረት ዓይኑ የርእየና ቃለሂወት የስማዓልና ሓውና።
@swswiy9610
@swswiy9610 9 месяцев назад
ብጣዕሚ የሕዝን እወይ ኣሕወተይ😥
@ተመስገንሰለኩሉነገር
@ተመስገንሰለኩሉነገር 9 месяцев назад
Egzo meharena kirstos btami eyu zehzn😢 Abet dfret sebat kenesadin entay kon eyu kikewn frdna Eti kali kulu tsegi witsat eyesus krstos msakum ykun🙏
@temesgenselekuluneger2868
@temesgenselekuluneger2868 9 месяцев назад
Ezgio meharena kirstos egziabiher amlak ykre belelna🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲 ewayyyyy 😭
@ዕባይወጀራት-ሰ9ጐ
@ዕባይወጀራት-ሰ9ጐ 9 месяцев назад
ዋይ መዳሓኒ ዓለም ኣቦይ ምሕረትኻ ልኣኽልና ብጣዕሚ ልብካ ይሰብር😭💔
@ምስግናይንፈጣሪይኩን
@ምስግናይንፈጣሪይኩን 9 месяцев назад
አቤት ሕስድና ደቂ ሰባት ብጣዕሚ ኢና ነሕዝን 😢እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይዓድለና 🙏
@DhvxyhFhj
@DhvxyhFhj 9 месяцев назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ቃል ሂወት ስምዐልና
@ftaw6221
@ftaw6221 9 месяцев назад
ፈጣሪ ፍትሒ የውጸኣልኩም ኣሕዋትና🙏😥 ኣምላኸይ ንገብሮ ኣይንፈልጥይ ሞ ይቕረ በለልና💔😥🙏
@highlightsest_afro
@highlightsest_afro 9 месяцев назад
ይገርም'ዩ! እግዚኣቢሄር ምሕረቱ የውርደልና !
@سميرهالخنفري
@سميرهالخنفري 9 месяцев назад
እግዛአብሄር ምሕረትካ ሃበና ፈጣረ ይቅረ በለልና
@BerhaneKebrom
@BerhaneKebrom 9 месяцев назад
ብስማኣም ወውልድ ወምንፍስ ቁዱስ እዋይ ኣሕዋትይ እዚ ኩሉ ፍትና ዋላሓንቲ ዘይኣበሱ ስድራ እዚ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ሰባት ኣምላክ ምስ እዞም ስድራ ኩን።
@እግዚኣቢሄርዋሕስሂወተይዩ
እግዚዮ ምሓረና ክርስቶስ እዚኣም ዘቅሽሽትና ደኣ በየን ክሓልፈልና ኣክንዲ ኣይትቅተል ኤሎም ዝምህሩ ቅተልዎም ኤሎም ይምህሩ።
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ 9 месяцев назад
ብጣዕሚ የሕዝን 😢ወሪድና ብስንፍናና ግብሪ ሰይጣን ስኣን ምፍላጥና ዩ ምበር ኣብ ቕድሚ ክርስቶስ እሲ ጠቢብ እባ ባርያ ባ ጭዋ ባ ዝብሃል የለን ፡ፍልልይና ኸጥፍእ ጎይታ መፅዩ ዶ ሎሚ ንስንሳትና ብዓሌተ ዘርኢ ምተፈላለና እህ 😥ማራናታ ጎይታይ!
@TesfazgiGebreegziabiher
@TesfazgiGebreegziabiher 9 месяцев назад
ንሕናስ እንጀራ እንበር ሰብ ኣይንበልዕን ፡ ከማኹም በርኣያ ስላሴ ዝተፈጥርና ኢና ።
@tttfff4025
@tttfff4025 9 месяцев назад
bewshti nerakeb
@እናቴእወድሻለው-ደ9ረ
@እናቴእወድሻለው-ደ9ረ 8 месяцев назад
አብ ገጠር ዝዓበና ንፈጥ ኢና ክንደይ ህፃውንቲ ከምትበልዑ ከምተሕምሙ ከምትቀትሉ ንፉልጥ እና ሓቂ ዘይትዛረቡ
@ትግረይዓደይ
@ትግረይዓደይ 8 месяцев назад
ሓመድ ብለዒ ሓሸወቲ
@ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ
@ጓልሃገረትግራይ-ነ2ገ 9 месяцев назад
ያሳዝናል😢ቃለ ህይወት ያሰማልን ክቡር መምህራችን🙏🙏🙏
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 9 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር መ,ምህር
@Huwetghebreamlak
@Huwetghebreamlak 9 месяцев назад
Egziabher ftah yfterelku dekiney😢😢😢❤❤❤
@سميرهالخنفري
@سميرهالخنفري 9 месяцев назад
ራፋኤል ምሕረቱ ይጠምተና ዓይነ ልቦነና የብርሀልና
@yostinakebede9363
@yostinakebede9363 8 месяцев назад
በጣም ነው ያዘንኩት እንኮንም ትግራይ አልተወለድኩ ነው ያስባለኝ ሊከበር የሚገባው ጥበብ በመሃይሞች ሲዋረድ ያሳዝናል
@saraxxx5046
@saraxxx5046 8 месяцев назад
ዚዎድዚ ኮእዩ ተግባርናኸፊኡ እግዝኣብሄር ኣምላኽኣቀይምና ማዓቱምኽኣል ስእናዮ ዘለና 😢😢😢😢
@rimon1238
@rimon1238 9 месяцев назад
እዋይ ኣሕዋተይ ፈጣሪ ዘመን ሂወትኩም ይቀይር ሩፍታ ይፍጠረልኩም
@AduAdu-y6v
@AduAdu-y6v 9 месяцев назад
Kale hiwet yesmealna kubur memhrna......
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 9 месяцев назад
Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Memharna. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 9 месяцев назад
ቃለህይወት የስመዐልና ብሓቂ መምህረይ
@Mimisyum2813
@Mimisyum2813 9 месяцев назад
እግዚአብሔር ልቦና ይሃቦም ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😭😭😭😭😭
@mihretkidane9222
@mihretkidane9222 9 месяцев назад
Ahhhhhh eway ahwatey 😢 ezargmti mdri enbar bedilatkum. Anes hmak tesemieuni.
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 9 месяцев назад
ኣብየት ጌታሆ ኣታ ዙህዝቢ ማኣዝዮ ኦፋይ ዝብሎ😢 ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
@ማመስገንነውልማዴ
@ማመስገንነውልማዴ 9 месяцев назад
መምህረይ ብጣዕም እየ ዝከታተሎ ቻለንኻ ሓንት ሕቶኣላትን ክትምልሰለይ ተስፋይገብር ብጣዕ ተጨንቀ ን8 ዓመትብሓደ ነይርና ኸዝግን የሕዋት እኹም ተፈላለዩ ተባህልና ብጣዕምእና ንፋቶ አነካዓ ሓጥያት ተኾይኑስይትረፈና እለዮ ንሱግን ተትፋላልና ህወተይ ከጥፍእ እየእናበለ ኣሸግርን አነካዓኣብስደት እየዘለኹ ዘማኽረን ሰብየብለይን ልዕልመጠን ይጭነቅ መምህረይ ከይትሓልፈን ብስምእግዝኣብሄር ይምሕፀነካ ኣሎኹ ሰላምእግዝኣብሄር ምሳኻይኹን ክቡር መምህረይ
@HayluHaylu-qb5uw
@HayluHaylu-qb5uw 9 месяцев назад
ካብታ ኣሕዋት ምዃንኹም ዝተነገረኩ ምዓልቲ ንዳሓ ተተራኺብኹም ሓጥያት እያ
@ማመስገንነውልማዴ
@ማመስገንነውልማዴ 9 месяцев назад
@@HayluHaylu-qb5uw እወ ዋላኸዝ ብሓደእና ዘለና ኣብመፅሓፍ ፍታነገስ ካብ4 ንላዕል ፍቁድ እዩእናበለ አፀግምን
@HayluHaylu-qb5uw
@HayluHaylu-qb5uw 9 месяцев назад
@@ማመስገንነውልማዴ ካብ 7 እዩዋ ኣምላኽ ንእስነት ኹም ሪኡ ይቅር ይበልኹም
@ማመስገንነውልማዴ
@ማመስገንነውልማዴ 9 месяцев назад
@@HayluHaylu-qb5uw ኣሜን ኣሜን ብፆሎትኩም ሓጉዝና ኣሕዋተይ ግንኣብህወቱ ሕማቅ ውሳኔ ተወስኑስ ንዓይኣብሓትያ ከውድቀንድዩ
@HayluHaylu-qb5uw
@HayluHaylu-qb5uw 9 месяцев назад
@@ማመስገንነውልማዴ ቀስ ኣቢልኺ ኣረድእዮ ፍቅሪ ልምርካብ መስዋእቲ ምኽፋል ካብ ሓጥያት ልምድሓንለ ምስዋእቲ ምኽፋል ግድንዩ
@m.t2185
@m.t2185 9 месяцев назад
ትግራይ መዐታ ብዙሕ አዩ ስልጣኔ የለን ገና አዮም አምላክ ማስጣ አዞም ህዝቢ የውርደሎም አቀነዐኩምን አዩ
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 9 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ዳሓን መጸአኩም ኩቡር መምህርና ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና በሓቂ እግዚአብሔር ልቦና ይሃቦም ሰብ ካብ ሰብ ኣፍለይን እዩ በአርአያ ሥላሴ ዝተፈጠረ አብ ሰብ ዝሓድር እርኩስ መንፈስ እምበር ኣቦን ኣዶን ንደቆም ብምስዓም ኮነ ብገለ ይበልዕዎም እዮም እና በላዒ ሰብ አይብሃሉን እዮም ሰብ ሰብ እዩ ዘኢ እንተ ሃለዎ እውን ቡዳ አይብሃልን ☦️🕊🕊🕊
@ድንግልማርያምኣደይተዋሓስ
ኦ ሰማያዊ ንጉሥ ልዑል እግዚአብሔር ንገብሮ ኣይንፈልጥንሞ ይቅር በለና🙏😥
@slamslam4473
@slamslam4473 9 месяцев назад
ብጣዕሚ የሕዝን😢😢😢
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 9 месяцев назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ብምሕረትኻ ጠምተና😭🥺
@selam801
@selam801 9 месяцев назад
ታይ መዓቱ እዩ ብሰሩ ሕብረተሰብና ክሳብ ሐዚ አይነቀሐን ዘሎ ኦ አምላኬ ሆይ ልቦና ሰጠን😢
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi 9 месяцев назад
ኦግዚዮ ማህረና ክርስቴስ ለባና ህብና ፍጣር😢🙏
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 9 месяцев назад
ብታኤሚ ከቢድ አዩ, አቶም አግዚኣብሄር ሓደራ ዝበሎም ናብ ኩፉአ መሳርሒ ጌሮሞ, ይሕዝነካ ሰብ ካ ከይ ፈለጠ ሓሚመ አሉ ሕክምና ይኸይድ መርፌ ተወጊኡ ካ ንዘልኣለም ያርፍ , አቶም ነዚ ዝገብሩ ኣምላኽ ንየማን ይምርሓዮም
@rozaroza7147
@rozaroza7147 9 месяцев назад
ወይ ዓወት ባፂሕኺ ደቂ ዓደይ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
ኣብ ትግራይ ብዝራኣኩዎ ፀገማት ይነብዕ ኢየሞ ኣይከምሎማዓልትን በስመአብ ኣብ ዓድና ካባቢታት ዓጋመ ከማን ኣሎ ኢዩ ግን ንሓምዮም ቡዳታት ኢዮም ኢልና እምበር እንተተሰሚዕና ግን ንእሰር ኢና እንተከሲሰሙና መውፅኢ የብልናን ኣብ ትግራይዶ ዝተፈለየ ሕጊ ኣሎ ድዩ ገሪሙኒ ሰብ በሊዕካ ተባሂሉስ ታኣሲሩ ይብሉ ኣለው ኣነ ንሓደ ሰብ በሊዑኒ ኢለ እንተከሲሰ ንባዕለይ ይእሰር ሰብዶ ንሰብ ይበልዕ ኢዩ ይባሃል ክዛረብ ከማን ኣይካኣልን ብከመይ ማዕረ ክንድዚ ተገሊሎም የሐዝን😢
@Samriye10-10
@Samriye10-10 9 месяцев назад
አረ ናይዚኦም ፍሉይ እዩ ዓድና ምንም እንተይፈለጥና ኢና ዓቢና ብሓደ ንበልዕ ብሓደ ንሰቲ ከመይ ዓይነት ደንቆሮ ህዝቢ እዩ😢😢😢
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@@Samriye10-10 ምግራመይ ወዲአ ብሓቂ
@ghfugtuf7153
@ghfugtuf7153 9 месяцев назад
ብጣዕሚ የሐዘን ዓድና እውን አለዉ ገን መንም አይመስለናን በሓደ ንበልዕ ንሰቲ ንድቅስ ሐዚ አውን ከመዙይ አሎ ዱዩ ???
@kflezionzerazion3369
@kflezionzerazion3369 9 месяцев назад
ጠንቂ ድሕረት ኣይኮነን,ጠንቂ ናይዚ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ስቃይ,እታ ተዋህዶ ትበሃል ናይ ኣምሓራ ትካል ጥንቆልቲ ዝወረደ እዩ.ሃይማኖት ተዋህዶ ዝበሃል ሓንሳብን ንሓዋሩን ተሓኺኹ ከይጠፈአ ህዝብና ሰላም ኣይረክብን እዩ.
@yossiefmer733
@yossiefmer733 9 месяцев назад
ኣእምሮኻ ይኽፈተልካ ፈጣሪ ቤተክርስቲያን ብሓደ ክልተ ጉጉያት ትውከል ኣይኮነትን
Далее
He went ALL in 😭
00:12
Просмотров 1,4 млн