Тёмный

ብናይ ሓንቲ መዓልቲ ጌጋ ካብ ዓርኪ ሰብኣየይ ወሊደ! ወይ ወደይ ሃብኒ ወይ ንሰብኣይኪ ክነግሮ እናበለ የጨንቕኒ ኣሎ - 2024- New Eritrean Video 

Paradise Media
Подписаться 174 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 174   
@ParadiseMediaEri
@ParadiseMediaEri 8 дней назад
ክቡራት ተኸታተልትና፡ በዛ ትስዕብ ናይ ዋትስኣብ ሕሳብና ክትረኽቡና ትኽእሉ! 00251901229774 Paradise Media
@AbelAndemichael-r6e
@AbelAndemichael-r6e 14 дней назад
ኣጆኺ ሓፍተይ ናተይ ፡ ሂወት ብክልተ ገጻት ዝቆመት እያ ከምቲ ሓጎስ ዘሎ ሓዘን ኣሎ ፡ ከምቲ ጭንቀት ዘሎ ቅሳነት ኣሎ ፡ ከምቲ ፍርሒ ዘሎ ትብዓት ኣሎ ፡ ከምቲ ቅድስና ዘሎ ርኽሰት ኣሎ ፡ ከምቲ ውድቀት ዘሎ ምትንሳእ ኣሎ ፡ ከምቲ ምግጋይ ዘሎ ምእራም ኣሎ ፡ ከምቲ ስክፍታ ዘሎ ድፍረት ኣሎ ፡ ጌጋ ሃንደብት'ዩ ፡ ነዓይ ዝገርመኒ ግን ካብቲ ጌጋ ንላዕሊ ብሰንኪ ጌጋ ዝመጽእ ሳዕቤን እዩ ዝዓቢ ፡ ንእሽቶይ ጌጋ እያ ዓቢ ሓድጋ ተስዕብ ፡ እዚ ናትኪ ጌጋ ብኣኺ ዝተጀመረ ኣይኮነን እኳ ደኣ ክብዚ ዝዓቢ ጌጋ ኣሎ ፡ ብዙሕ'ውን ተፈጺሙ እዩ ፡ እንተኾነ ግን ኣነ ከማኽሮ ዝኽእል ነገር እንተሃልዩ ሰብ ፈሪሕካ መቅርብ ፈሪሕካ ዝምለስ ነገር የለን ምኽንያቱ ክዉን ስለ ዝኾነ ፡ ንሰብኣይኪ ይኹን ንመቅርብኪ ናይ ሓንቲ መዓልቲ ስንባደን ናይ ሓንቲ ዓመት ሕሜታን እዩ ፡ ብድሕሪኡ ክለምድዎን ክቅበልዎን እዮም ፡ ንዓኺ ግን ክሳብ ዘለኺ ዕረፍትን እዩ ፡ ካብ ጌጋኺ ተኣረሚ ኣይብለክን እየ ምኽንያቱ ብመግረፍቲ ጣዕሳ ስለ ዝተገርፍኪ ፡ እተኾነ ግን ነዐኦም ነጊርኪ ጉዳይኪ ዓጺኺ ንሰሓኺ ወሲድኪ ቆነናኺ ፈጺምኪ ምስ ፈጣሪኺ ተዓሪቅኪ ፡ ልክዕ ከምዛ ሕጂ ንሰብ ትፈርሕዮን ትስከፍዮን ዘለኺ ፡ ንፈጣሪኺ እንዳ ፈራሕኪ ኩሉ እትገብርዮ ኣብ ቅድሚ ዕይኒ ፈጣሪኺ ምዃኑ ኣሚንኪ ብሰላም ንበሪ ፡ ምኽንያቱ ጎይታ ባዕሉ ኣብ ወንጌል ማቴዎስ ምዕራፍ 10፥26 “እምበኣር ዘይግለጽ ክዱን ዘይፍለጥ ድማ ስዉር የልቦን እሞ ኣይትፍርሕዎም” ፡ ብምባል ኣስተምሂሩና ኣሎ ስለዚ ምፍላጡ ኣይተርፎን እዩ ድሮ ከማን ኣቦ ህጻን ይርብሽ ኣሎ ፡ መዓልታት ስቅያትኪ ካብ ተናውሒ ግን ነጊርኪ ተገላገሊ ፡ ልዑል ፈጣሪ ትብዓት ይሃብኪ ፡ ሓይሉን ጥበቡን ከኣ ይዓደልና ኣሜን 🙏 ኣጆኺ በርትዒ ፡ ውንቀት ናይ ፍጡር እዩ ዘይወድቅ ፍጡር የልቦን ካብ ውድቀት ዘይምትሳእ ግን ናይ ሰይጣን እዩ ፡ ሰይጣን ጥራይ እዩ ካብ ውድቀቱ ዘይትስእ እሞ ብድድ በሊ ከም ኣንበሳ 🦁 ነገራት ከኣ ኣብ ሕልናኻ ከም ዝቀረጽካዮም እዮም እሞ ኣይተካብድዮ ኣይኮነን ነፍስኺ ከተጥፍኢ ክሳብ ሕጂ ከማን ከተጽንሕዮ ኣይግበኣክን እዩ ኔሩ ፡ ስለዚ ወደሓንኪ መንገዲ የማን ይምራሕኪ በርትዒ ዋዕሮ ጅግና ኣደ ከማኽን ይብዝሓ ኣዴታትና ብሩኻት I love our mothers so much and you're not bad ❤❤❤❤❤❤❤
@mmsaed4630
@mmsaed4630 5 дней назад
@@AbelAndemichael-r6e ብመሰረቱ ኢቲ ዓርኪ ረአሲ ዘባሃል ባህሊ ዘይተሪፍ፡ አቲ ሰበብ ናይ ሓጥያት ታሓኺኹ ከደርበ ኣሎው። መርዓዊ መርዓቱ ሒዙ በይኑ ናብ ዲላዩ ይኺድ።
@solomonghere3693
@solomonghere3693 3 дня назад
MSUGUN AWADADKA KALTKA ETI LEHTET ZEBLE GORORKA BTAMI DES ZEBL EYU BRAVO BEST FAN NATKA EYE
@SelinaMahari
@SelinaMahari 13 дней назад
ሰኑ ሓብትና ኣነ ዝብለኪ ተሎ ምንጋር ይሕሸኪ ንስኪ ናተሳቀኪ ኣይትነብርን ብዓቢኡ ከኣ ንውላድኪ ካብ ምስ ዓበየ ፈሊጡ ዓቢ ሞራሎዊ ሓስያ ካብ ዝኮኖ ብንእሽቱኡ ከሎ ይሕሽኪ.ኣጆኪ ክፉእ ሓሳባት ከኣ ኣይትሕሰቢ ኩሉ ሰብ ብምሕረት ኣምላክ እዩ ዝነብር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን።
@genet3442
@genet3442 17 дней назад
እቲ ሓቂ ይፈለጥ ሓፍተይ ሰብ ኮይኑ ዝይጋገ የለን ኣጀኪ ግን ሓቂ ንገርዮ ዝሓፈተይ ማዓረይ ኣጀኪ ተጣዕሰካ ዝምለሰ ነገር የለይ😢❤ ጠንካራ ኩኒ ኣጀኪ❤ በቃ ንገርዮ
@msganahabtom4141
@msganahabtom4141 12 дней назад
ክብርቲ ሓፍትና ንገርዬ ካብ ዕድሜኺ ሙሉእ ትሳቀይ
@yanetissac5141
@yanetissac5141 17 дней назад
ሰላም አምላክ ምስ ኩላትና ይኩን። ሰናይት ሓፍተይ እግዚአብሔር ሓጥያተኛ ዘይኮነ ሓጥያት እዩ ዝጸልእ። እግዚአብሔር አምላክ ሓይሊ ክህበኪ ቅድም ጸልዩ። ሽዑ እቲ ሓቂ ንኩሎም ነጊርኪ ሓራ ውጺ። እግዚአብሔር ንኩሉ ዝመጽእ ባዕሉ ከሓልፈልኪ እዩ፣ ንስኪ ጥራሕ ነቲ ቅኑዕ መገዲ ሓዚ።
@freweiniweldeslasie2765
@freweiniweldeslasie2765 17 дней назад
Selam senayt haftey amlak mskuluna ykun. Eti zfeter aychknn eu slezi aytcheneqi seb koynu zey gage yele eski tegagiki welad eiki amxiki wlad kea hyab fetari eu slezi qdmieki kone eilu zzewere esu eu gn Nay gal neger koynu eski welidki slezi kea eski kone eilki zgeberkyo aykone ane bwegeney Nay nsha abo entelewki nsha etewi shueu nkltiom eti haqi ngeryo weyka etom aboli knegrlki temehaxenyom
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 11 дней назад
ፅዎዮ ባዕልኽ ተይኾነይ ብኣባት ነብስኽ ገብርኽ
@SelamTadese-n7m
@SelamTadese-n7m 14 дней назад
ኣምላክ ይሓግዝኪሓፍተይ ምንጋር ይሕሸኪ ምክንያቱ ወድኪ አውን ከይጎበዚ ከሎ ምፍላጥ ይሃይሽ ንስኪ ኢውን ተኢርፊ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@FuFg-me2eo
@FuFg-me2eo 17 часов назад
ንገርዮም ትሓቂ እሶምን ኣምላክን የቀረ ክበልሉኪ ምእታን ንንናቶም ኣፍልጥዮም ዝሓፈተይ ኣዘኪ ትበዕ በሊ ኣባኪ ኣተጀመረን ስለዚ ንገረይም ሕልናኪ ክዓረፍልኪ ዝሓፈተይ ትሓቂ ንገረዮም ሓደረኪ እቲ ቆልዓ ኣዐረዩ ከይቅየመኪ ንገረዮም😢😢❤❤❤❤❤
@Muna-um3gt
@Muna-um3gt 10 дней назад
Ajoki haftey ngeriyom. Selam ktrekbi❤
@Galtigray8
@Galtigray8 17 дней назад
ንገርዎ ወዱ ከምዝኸነ ካብ ኩሉ ግዜ ጭንቀት ሓደ ግዜ ፅምም ኢልኩም ንገርዎ ፈጣሪ ይሓግዝኩም🙏ሓደራኺ ሓደራኺ ክብለኪ ግን እዚ ነብስኻ ምጥፋእ ዝበልክዮ እንኳን ክትገብርዮ ከይትሓስብዮ እውን ሓደራ ንደቅኺ ርኣይ❤
@FreweymiGoit
@FreweymiGoit 11 дней назад
ሓፍተይ ሓቂ ነጋርኪ ተናስሕኪ ምስ ኣምላክኪ ተዓረቂ
@selamhaile8324
@selamhaile8324 12 дней назад
ሰኑ ሐፍትና ንአባት ነብስኺ ተናሲሕኪ ንገርዮ ካብ ጭንቀት ዝኸፍእ የለን ጌጋ ናይ ወዲ ሰብ እዩ እግዚኣብሔር ምሳኺ ይኹን
@mihretsolomon1696
@mihretsolomon1696 17 дней назад
Senu Habtey kelil eka tezey kone gin niseb kegatmmo zikel shgir agatimuki, Abot nebsi teleki Amakriyo, Egziabher misaki ykun.❤❤❤❤.
@dngleywahseydngleywahsey4351
@dngleywahseydngleywahsey4351 17 дней назад
ሰኑ ሓፍተይ ስብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ሕጂ ኣጆኪ እቲ ሓቂ ንገርዮ ንስኪ እውን ካብ ስቃይ ትድሕኒ ንኣባት ነብስኪ ንገርዮም እሞ ምሳኪ ኮንኩም ባሓደ ንገርዎ ሰብ ኮይኑ ሕጥያት ዘይሰርሕ የለን ፈጣሪ ያሓግዝኪ ሓፍተይ
@henoktesfay3549
@henoktesfay3549 7 дней назад
Nice drset brother
@mikitewelde4133
@mikitewelde4133 12 дней назад
Great saying bro ❤
@akberetweldaie2220
@akberetweldaie2220 11 дней назад
አጆኪ ሐፍተይ አይትሳቀዪ ሰብ ዘይገብሮአይገበርክን አይትጨነቂ ሰላም ሃብያ ሂወትኪ ደቅኪ ሕቆፊ
@adhanomteklu-e9v
@adhanomteklu-e9v 8 дней назад
Selam
@MmMm-zd3vu
@MmMm-zd3vu 11 дней назад
አጆኪ ብርክቲ ሐፍተይ ዋላኻ ከቢድ እንተኮነ ተፋላሊኩም ሐዳሩ ጌሩ ስለዘሎ ካፍቲ ከቢድ ቅልል ዝበለ ይገብሮ እዩ ጠባይ ብአቦ ደቅኪ ህድእ ዝበለ እንተኮይኑ ብዝቀርብዎ ሰባት ምንጋር እዩ ስለምንታይ ስቃይ ዝካአል አይኮነን ክትነግርዮ ይሐይሽ
@merhawitweldemhret103
@merhawitweldemhret103 17 дней назад
ጌጋ መናብርትና እዩ ሰናይት ሓፍተይ ምስ ኣባት ነብስኪ ተማኪርኪ ንገርዮ ! ነብስካ ምጥፋእ ንዘልኣለም ስቅያት እዩ ፍታሕ ኣይኮነን ንደቅክ ረኣይ ሓደራ እግዝኣብሄር ንኩሉ ሽግራትኪ ይሕለፈልክ::
@Afrh2222Ssaa
@Afrh2222Ssaa 13 дней назад
Weweladome.hapyome.haftey
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh 10 дней назад
welcome ❤❤
@-se9hk
@-se9hk 17 дней назад
Welcom ሓወይ ❤
@kasay67
@kasay67 12 дней назад
ካብ ግዝያዊ ሽግርን ጭንቀትን መታን ክትድሕኒ ዓበይትን ኣባት ነብስክን ነጊርኪ እቲ ሓቂ ንገርዮም። ከቢድ ሕማም ካብ ሞት ነይሓልፍ እዩ🎉❤
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 13 дней назад
አጆኽ ምንጋራ ይሕሽኺ እዛ ሓፋትይ🙏🙏🙏አምላኽ ምሳኽ ይኹን
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 9 дней назад
አጆኺ ሐፊተይ ገጋ ምስ ደቂ ሰባት ዩ ተፈጢሩ። ገዜ አይትሀብዬ ነቲ ስቃይኪ ቅልጢፍ ኢልኪ ነገሪዬ ክትቀሲኒ። በበይኑኹም ማለት እንቃዕ ተፋታሕኩም ንሱ ውን ሐደ ፊታሕ ዩ። አምላኽ ምሳኺ ይኹን። ነቲ ቆልዓ ውን ትሕቲ ዕዲመ ኮሎ ይሕሽኪ ። መጺሐፍ ቁድስ ምባብ ውን ንዓኺ እንታይ ግትገብሪ ክሕግዘኪ ዩ ደጊመ አጆኺ። ❤️🙏🏾
@fevensolomon-b2z
@fevensolomon-b2z 11 дней назад
Ajoki senu haftey ngeryo negirki mirafi yhsheki 😢😢
@haragozana3340
@haragozana3340 10 дней назад
ክብርት ሐፋትና ሐጥያት ተሸክምካ ምንባር ዶአ እዮ ዝከፍእ እምበረ ሐጥያትካ ተነሰካ ሰላምን ዕርፍን ክትረክቡ ወሰኒ ውዕሉ ሐድሩ ክዎፅእ እዮ ብዝበለፀ ግን ንሰሃ አቦክ እንተትነግርዮም
@selamkidane8066
@selamkidane8066 17 дней назад
N Geryo senu ajoki
@YoelDebesay-q4y
@YoelDebesay-q4y 17 дней назад
Senay haftey wala wn hawna tsemana ente alekum mejemerta egiziabiher ykre ybelelna nab gudayakum kneatu qes gerki kltikum konkum ngeryo nski tierfi behafesha kulukum neti sebayki never wn tbdlyo iki zeleki
@ffanuscom2699
@ffanuscom2699 13 дней назад
ሰናይት ሓፍትና ኣጆኺ ጌጋ መናብርቲ ወድሰብ እዩሞ ብኣኺ ኣይተጀመረን ሕማቕ ኣይትሕሰቢ ንደቅኺ ረኣይ 🙏ናተይ ሓሳብ ግን ምስ ሰብኣይኪ እንተተፋትሕክ ምስቲ ዓርኩ ሓዳር ኢንተትገብሪ ምሳኡ ኮይንኪ ደቅኺ መዕበኽ ምስ ጊዜ ከኣ ምነገርክዮ ቁሩብ ምፈኮሰኪ ካብ ጭንቀት ናተይ ሓሳብ እዩ ኣጆኺ ግን ኹሉ ክሓልፍ እዩ ምስ ጊዜ ኣምላኽ ይሓግዝክ ዝሓፍተይ 🙏🙏🙏
@hevenlove2255
@hevenlove2255 17 дней назад
ሰላም ሰናይት ሓብተይ አዚ ጌጋ ንከጋጥም ብጀካ አቲ ብዘይፍኻዱ ዝተወልደ ውላድኪ ኩሉኹም ማለት ሰለስተኩም ነናትኩም ጉድለት ፈጺምኩም ኢኩም. ግን ክኣ ሰብ ዝፍጽሞ ጌጋ ኢኹም ገርኹም.ሕጂ ድማ ኣቦ ወድኺ ዝብሎ ዘሎ ሓቁ አዮ. ኣብዚ ጉዳይ ሕጂ ቀንዲ ተሃሲኪ ዘለኺ ንስኺ ኢኪ ግዝየ አንዳነውሐ ምስ ከደ ኽኣ ጸገምኪ አንዳከፋአ አዮ ክኸይድ. ምክንያቱ አቲ ከርተት አልኪ ተኤብይዮ ዘለኺ ወድኺ ምስ ኣበየ ብካልእ ሰብ ኤንተስሚእዎ ከቢድ ክኸውን ይክእል አዮ. ኣብዚ ሕጂ ዘለዎ ግዜ ወዲ 10 ዓመት ግን ከተረዴዮ ቀሊል አዮ. በዓል በትኪ ነበር እዉን መጀመርታ ክከብዶ አዮ ዳሕራይ ግን ኽርደኣኪ አዮ, ዝነበሮ ታሪኽን ሕጂ ዘለዎ ኩነታትን ኣብግምት ብምአታው. ስለዚ ኩሉኹም ሰላም ክትረኽቡ ዉላድኺ ድማ ብእዋኑ ሐቀኛ ታሪኩ ክፈልጥ ምስ ኣቦ ወድኺ ኮንኩም አቲ ሓቂ ምጀመርታ ንበዓል በትኪ ነበር ድሓር ድማ ንውላድኩም ንገሩዎ ኣምላኽ ይሓግዝኩም. Good luck.
@RoraRora456
@RoraRora456 16 дней назад
ሰላም ሰናይት ሓፍትና ተሓቢኡ ዝተርፍ ሚስጥር የለን ንዓኺ ጸውራኪ ይቀለልኪ ብዓብዩ ነቲ ውላድኩም ጋና ጽቡቅ ገሩ ልቢ ከይገበረ ሚስጥሩ ምፍላጥ ይሓይሽ ምስ ዓበየ አንተ ነግርክዮ ይቅረ ኣይብለልክን እዩ ክብደቱ ባዕለይ ክነግረኪ ከም ወድኺ ውጽኢት ነውራማት ስለ ዝኾንኩ 💔💔💔
@Siory-h9v
@Siory-h9v 13 дней назад
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ኣጆኪ አዚ ኣብ በይንኪ ኣይኮንክን ያክለኪ ዝተጨነቅክዮ። ንገርዮ . ናትኪ ካብ ካልአ ቁሩብ ኣቅልል ዘብሎ ሓደ ነገር ኣሎ ንሱ ከኣ ብሓደ ስለ ዘየለኩም ዩ ስለዚ ካብ አንዳተሳቀኪ ንውሽጥክን ንደቅክን ቅሳነት ትከልኢ ነጊርኪ የዕርፊ ኣጆኪ ኣምላክ ምሳኪ ዩ ዝሓብተይ
@Siory-h9v
@Siory-h9v 13 дней назад
ክትነግርዮ ከለኪ ግን ደጊምኪ ጉቡአ መርመራ ግበርሉ ምስቲ ዓርኪ ሰባይኪ
@adhanomteklu-e9v
@adhanomteklu-e9v 8 дней назад
Dehankun wedi zomay
@yesabhabteab1680
@yesabhabteab1680 16 дней назад
Senu hafteyy Btaemi keman dengiki .seraqi mas ymexe nab bietka aytfelton eika.amlak mas yxwaka aytfelton eiki kulu gize duluwat kunu eyu zblena. Hiji zbleki ab zhaxere gize xubuq ketesmena ylaboweki. Hade etom deqi hleylom nebska mtfae amlak ayqbolon .nsu zdeli nsha eyu wedhanki Ajokii ❤❤❤
@aynalemabrham1790
@aynalemabrham1790 5 дней назад
Agake kehaftey kabseb gegatat aysanen eyo emaneg kabhege nesbayke nbere negerke nete kolan neɓou Habeny. Egzabher netekolawen ketehesewy kelekey Kalaye hatet eyuo Egzabher naykerta amlake eyou emoney nesha etewe egoke❤
@ማሂ-tgray
@ማሂ-tgray 15 дней назад
ዘይጋገ ሰብ የለይ አና ተቀቢሩ ዝቀሪ ሓቂ ከዓ የለይ ንውላዳ ክትብል ትሓቂ ተናገሪ ምክንያቱ ወድኪ ወላ ንስኪ ሞይትኪ ድሕረኪ ትሓቂ ተፈሊጥዎ ንኡ ኢልኪ ዝኸፈልክዮ መስዋአቲ ከንቱ ክኸውን አዩ ክኸሰኪ ከዓ ክነብር አዩ በቲ በለ በቲ ልዕሊ አቲ ህፃን ዝጉዳአ ሰብ የለይ ካልአ ሰብ ኣቦይ ናበለ ኔሩስ ንሱ የኮነይ ኣቦኻ ተታባሂሉ ምስ ዓበየ ካብ ሰብ አውን ክንፀል አዩ ባዕሉ ንመንነቱ ክፀልኦ አዩ ንውላድኪ ክትብሊ ትብዒ 💛
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 10 дней назад
ኣጀክ ሓፊተይ ሰብ ከዩኑ ዘይጋገ የለን መጀመሪያ ንወለዲክ ንገሪዮም ወለዳክ ምስተራጋገኡ ክኣ ምስኦም ተማኽሪክ ንገሪዮ ኣብዝባንክ ከዩኑ ንከይትነግሪዮ ብጣዓሳን ጋህን ዘንቦረክ ዘሎ ሰይጣን ፀላእ. ሰናይ ሰይጤን ግሕፊክ ደብሪይዮ ካቡኡ ዕሪፍ ትብል የኾ ኣግዝኣብሀር እግዝኣብሀር ኣምላኽ ባዕኻ ሓልየና😢
@habtemariamgebremichael6280
@habtemariamgebremichael6280 17 дней назад
Shalom Bro doesn't matter tell him the Truth my Sister, unless others undermath God that is the right Sloution. ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ostirch
@Ostirch 17 дней назад
Ngeryo senu haftey 😢
@SeamGoitom
@SeamGoitom 11 дней назад
መጀመርያ ሰላም ሰናይት ሓፍተይ ከምኡዉን ንኣዳለውቲ ነቡኡ ሂብኪ ንስሓ እተዊ እዚ ክገብሪ እግዝኣብሄር ይሓግዝኪ ሓፍተይ
@Selemawit278
@Selemawit278 17 дней назад
ሓፍተይ ብመጀመርታ እቲ ጌጋ ተፈጺሙ እንዲዩ 😢 መዓልቲ ሞትና ውን መዓስ ከም ትመጻና ስለ ዘይንፈልጥ ገና ብሂወትን ብጥዕናን ብንእስነትን ከለኺ ንኹሎም ነጊርኪ ኣዕርፊ ንዝተረፈ ዕድሜኺ ውን ብሰላምን ጥዕናን ኣሕልፍየን ክብለኪ ይፈቱ ሓፍትኪ እንተኽኢልኪ ኣባት ነብሲ ሒዝኪ ንኽሕግዙኽን ን በዓል ቤትኪ ዝነበረ ንኸረድኡልኪ ግበሪ ነቦ ውላድ ውን ብሂወት ከሎ ውልዱ ኣይትኽልእዮ ሓፍተይ አምላክ ይሓግዝኪ❤❤❤❤❤❤ በርትዒ❤
@BabyBaysBays
@BabyBaysBays 12 дней назад
❤❤❤❤
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 8 дней назад
Hi Hakey mis merom wedi hawebey kem hawebau do keynka tiyatir serhka
@mibrakteclemichael750
@mibrakteclemichael750 10 дней назад
ሰላም ኣምላኽ ንዓኪ ይኩን ሰንይት ሓፍተይ! ኣጆኪ ወዲ ሰብ ጎደሎ ዩ ፍጹም ኣምላኽ እምበር ፍጹም ሰብ የለን፡ ስለዚ ኣነ ከም ሓፍትኪ ክብለኪ ዝደሊ እቲ ወትሩ ኣብ ሂወትኪ ዘሳቅየኪ ከተዕርፊ እንተኮንኪ ንሰባይኪ ምንጋር ዩ ። ንሓዳርኪ ሺግር ከይመጸኪ እካ ከይቲፈርሒ ተፋቲሕኩም ኣለኩም ስለዚ እግዚኣብሔር ዕላማ ኣለዉ ንዝኮነ ሂወትና በዓስ ትከይድ ካብዚ ዓለም ንሓልፍ ንፈልጦ ነገር የለን ። ስለዝኮነ ንዓክን ንውላድክን ንኩሉ ዕረፍቲ ክትረክቡ ተኮይኑ ነጊርኪ ንሕልናኪ ዕረፍቲ ምርካብ ይሕሸኪ ። ድሕርዚ ውን ናይ ሕልና ነብሲ ውን ከጨንቐኪ ስለ ዝክእል ክርስቲያን እንተኮንኪ ነባት ነብስኪ ተወኪስኪ ምስ ኣምላኺ ንስሓ ኣቲኪ ናይ ዘላለም ዕረፍቲ ክትረክቢ ይምነየልኪ ዝሓፍተይ ።
@BeyeneAndeBayu
@BeyeneAndeBayu 16 дней назад
Kibrti haftey gega menabirtina eqa entekone eti ziabeye gega gin gegaka abitika ousur nay hilina miqan eyu silezi eti haki nigeriyom nihina deki sebat dihir dekik entay kemzikewun zeynifelit dukumat fitret ena emo gize keleki gize aytiwusedi bereke lomi eya natina xibah gin nay fetari eya sesenayu niaki ❤❤❤❤❤❤
@OneLove-sh3wf
@OneLove-sh3wf 6 дней назад
ሰላም ሓፍተይ ዝተኻዕወ ኣይሕፈስን ዩ።ከም ሓንቲ ኣማራጺ ዝብላ ኣነ፡ነቲ ዓርኩ በባት ነብስኺ ጌርኪ ለምንዮ።በቃ ምስኡ ክትጥርነፊ ኣለኺ።ዝግበር የለን።
@TsagayTEKEA-f1g
@TsagayTEKEA-f1g 16 дней назад
Humble your self be for God Dose it for you Sister Tell Him✌️👍🌍💬💯🙏🙏😁🙏
@HermonMehariTekie
@HermonMehariTekie 16 дней назад
Ta zela Aba Ala wladu ngeriyo Nesiki ka teba Kuni ❤
@simonbrhane2231
@simonbrhane2231 15 дней назад
Haqi merar eya frea gen mequr eu trerrr elki neti beal betki neber negriyo ❤
@ainbesajrtesfazge9981
@ainbesajrtesfazge9981 12 дней назад
Very sad 😢
@elenmesfun1079
@elenmesfun1079 17 дней назад
Shekorina hafty entay du wedi da keyhsiki ember nay aboame aytsteneki wedki gene gena hegi mengar alki brgaki stelot gerki negeryo eti weladki keyhseyki haku eyu kulukum nesta kunu tebarki
@miracilousemma1790
@miracilousemma1790 11 дней назад
Anabiba gin aygidinin, akedimka tedalika eto. Mesatinet nay xihuf ab anabiba wesani eyu. Ajoka bravo
@MokaMoka-nv8ls
@MokaMoka-nv8ls 14 дней назад
Yeah ngeryo haftey kalie mefthi yelen ajoki
@መሰልየብልናንክንዛረብ
መን ኢኺ ኸምኡ ትገብሪ ስዲ ኢኺ ስምኺ ኣበይ ኣቢኺ ኹሉ ታሪኽ ሂወትኺ ንገርና ::ታሓነቒ በሊ ባዓለገ ሻርሙጣ 😭😭😭😭😭😭
@BiratTesfaye
@BiratTesfaye 15 дней назад
Waaa tefatihki diki ke. Ngeryo narki sebayki ykfayo. Nebski ftewi naxa kuni. Abat nebsi hazi tenashi. Aytekabdyo kelil u arefti ktrekbi eki haftey.
@Zenawikidanu
@Zenawikidanu 11 дней назад
ንቲ ዝወለድኩሉ ተመርዐዊ
@tekieteame114
@tekieteame114 11 дней назад
ዝኸበርኪ ሰናይት ንገጋ ብገጋ ኣይፍትሕን አዩ አሞ፡ካብ ዝሃቁ ኣይሕልፍን አዩ ስለዚ አቲ ሓቂ ነጊርኪ ምዕራፍ ትራይ አዩ መፍትሒኡ ስለዚ፡ኣጆኺ አቶም ኣሕዋት፡ኩሉ ጊዜ ኣሕዋት፡አዮም ከላአ፡ትሳቀዮ
@MisganaHaile-rv6vb
@MisganaHaile-rv6vb 14 дней назад
ጌጋ መናብርቲ ደቒ ሰባት ዩ' ምንጋር ዩ ፍታሕ ዝምጻልኩም
@Hope1921Future
@Hope1921Future 12 дней назад
Wladu habyo,zeywladka natka elka miebay geben eu.
@AwAw-p4d
@AwAw-p4d 11 дней назад
Kibrit. Haltina tetsemimki. Ngeryo mknyatu hiwet. Mas. Kemteqaritsi .sle zeyle
@adhanomteklu-e9v
@adhanomteklu-e9v 8 дней назад
Kemey qenika msugun wedi zomay
@almaztewelde1605
@almaztewelde1605 16 дней назад
🙏🏾💔💔🙏🏾
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 17 дней назад
ሓፍተይ እቲ ዝኮነ ኮይኑ እዩ, ንሰብ እምበር ንኣምላኽ ትፈርሒ የለዋን. በዓል ቤትኪ ነበር ናብርኡ ይመርሕ ኣሎ ስለዚ ግዜ ከማን ወሲድኪ ንኽልቲኦም ኮፍ ኣቢልኪ ንገርዮም. እንተተኻኢሉ ውን ብሓንሳብ ትጠራነፋ ምኽንያቱ ናይ ሓባር ውላድ ኣለኩም. ንሱ ውን እዚ ኩሉ ዓመታት ተሳቅዩ እዩ. ነጊርኩም በሓንሳብ ኬንኩም ውላድኩም የዕብዩ❤
@ngsitiabraham240
@ngsitiabraham240 14 дней назад
Mengar yhshki 😢😢
@askaluangesom8131
@askaluangesom8131 16 дней назад
Ajoki zhaftey ❤❤❤❤
@helentesfay7541
@helentesfay7541 15 дней назад
Ms abat nebski tezrarbki eti haki negryio haftay .mesterki negrki meraif yehshaki
@elsatesfazgi5400
@elsatesfazgi5400 14 дней назад
Selam egizabher mesik ykuan Selam haftey ms abat nebski tezarbki eti haki negryio sho meraif yeshaki egizabher amlke ke mesik yakun ajoki gega menaberti nay wedi seb ey mhari amlke kmhreki eu ❤❤❤❤
@naya6232
@naya6232 17 дней назад
Ahoki ngeryo Egziabhier Amlak khgzeki eyu selam wun kwerdeki eyu . Wesini aytfrhi ❤❤❤
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 17 дней назад
Selam haftey natey gega menabrti wedi seb'yu slezi Senu haftey kab qedamay gega kalay gega aytfexmi itinéraire haqi negiki nnebski selam awrdla mknyatu teqebiru zterf haqi slezeyele lebamat xewieki itinéraire haqi ngeryo hadera
@Amorawedigash
@Amorawedigash 8 дней назад
ክብሪቲ ሓፍተይ ንገርዮ እዚ ክሓባኣ ዘይክእል ምሲጢር ኢዩ
@hasansaid2059
@hasansaid2059 6 дней назад
ንገርዮ ካብ ሓቅነቱ ዝሓልፍ የለን
@HiwetHiwet-z1x
@HiwetHiwet-z1x 17 дней назад
Hafteyyy amlak misakie yekun 😢
@SamiZayd-j1h
@SamiZayd-j1h 17 дней назад
Selam kubrat yehwat kab mule hiwetki tsaqey xmm elki ngeryo
@SemharSemu-b2g
@SemharSemu-b2g 7 дней назад
Ngeriyom senayt haftey negirki terif tmi eyu hmaki
@LemlemAdhanom-uv8xg
@LemlemAdhanom-uv8xg 11 дней назад
Agzabiher tbat yhabki ms abat nebski koynki ngeriyo amlak msaki ykun 😢
@abrahamsebhatu3747
@abrahamsebhatu3747 16 дней назад
ወዲ ኣብርሃ ኣቦ ጥበብ ብጣሚ ደስ ዝብል ዛንታ አዩ ምክናቱ ኣብዝ ዓለም ክንደይ ሕቡኡ ምስጥሪ አዩ ዘሎ ብዝኮነ ግን ንአሽቶይ ሪአቶ ክህበካ ክብዝ ኣብ ናይ ዓለም ብዝነስ ዝክድካ ኮይኑ ይስማዓን ኣሎ ምክናቱ ንፉዑ ድራሳይን ዳይርክተርን ተዋሳኣይን አካ ግን ካብ ፍሊም ካብ ዘይረአካ ነውሕ ኮይኑ ግን ብ ነገትቭ ኣይትራኣዪ ስለዘድንቀካ አየ ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕባን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ንስናይት ካኣ ዝይጋገ ፍጡር ስለዘየለ ትንጎሮ ኩሎም ይቀስኑ🇪🇷⛪🕍❤
@habtemariamgebremichael6280
@habtemariamgebremichael6280 17 дней назад
Senait Sister
@munarussomaman
@munarussomaman 17 дней назад
ሐፍተይ ዓለም ብማዓር ዝተኸበት ቃንዛ'ያ መወከሲን፥ሐይልን ክህበኪ መጽሓፍ ቁዱስ መዝሙር-ዳዊት አምብሪ እግዚአብሔር ድማ ክረደኪዩ። እቲ ቀዳምነት ክትሓስብዮ፡ ካሓስቦን ዘሎዎ እቲ አቦኡ'የ ዝብል እቲ ቆላዓ ስነአእሙራዊ ካይጉዳእ ሕሰቡ። እምበር ሐቂ ብርእሳ እንተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ። ብዛዕባ ጥዕናኽን ደቕኽን ሕሰቢ.። ካላይ በደል አይትበድልያ ነብስኺ ምጥፋእ አይትሕሰቢ ። ስብአይኪ ድማ ሓዳሩ ዝመርሕ ዘሎሰብ'ዩ። አጆኪ ምስ ደርጋሕኩዮ ክትቀስኒ'ኢኺ አምላኽ ምሳኺ ይኹን🙏🙏🙏
@NebyatAsmeromAsmerom-l7j
@NebyatAsmeromAsmerom-l7j 5 дней назад
Selam habtey wala ksab zmewt entebelkus abo wedki wn apyxbeyekn eu baelu knegro ykel eu slezi tefellallikum wn sle zelekum keyhalbaleki kulu ngeryo
@elsatesfazgi5400
@elsatesfazgi5400 14 дней назад
Selam haftey gega menabarti wedi seb yu slezi senu haftay mesi abat nbisaki kenki negereyo sho mhret kterakib eki ajoki amlke tetasi lebi ey zefatu
@FthawithTewl
@FthawithTewl 17 дней назад
Senu haftey Amlak zefetewo nweladki abou negreyo dehiare mes gobeze shiger keygebrelki zahiftey ab neues edmieu meflati yihisho
@Akiteylove
@Akiteylove 15 дней назад
ቲ ጌጋ ካብ ወዓልኩሞ ቲ ሓቂ ክትነግርዮም ኣለኪ፡ ኣብ ምንትምንታይ ከ ነብስኪ ተጥፍኢ ነብስኪ እንተ ኣጥፊእኪ ብክልተ ነጥቢ ኢኪ ክትፍረዲ
@SelamYemane-ll5du
@SelamYemane-ll5du 17 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@saba5749
@saba5749 17 дней назад
Jgatm ij ngery gze ajtsedi 🎉🎉🎉🎉🎉
@ghirmaytesfaselassie8743
@ghirmaytesfaselassie8743 9 дней назад
Tell him the truth ask to our God forgive
@yordanosmogos8456
@yordanosmogos8456 16 дней назад
Senu haftey negeriyo ajoki ab buzih zegatim eyu kab kulu gizea michinak negirki miraf yehisheki inkua sebeyiki misaki ayholewe normal eyu ezi natiki kabzi zekefea good eyu zelo ajoki .
@ArbeitHandy-i6l
@ArbeitHandy-i6l 5 дней назад
Ezen eritrawiyan ko rekusat kemey elka kab Arki asebay yeweled ?
@eseyaskesete8785
@eseyaskesete8785 11 дней назад
Wedu aflitiyo zeyterif eu gin biabeyty
@user-pr7ty7eu7h
@user-pr7ty7eu7h 14 дней назад
Senu haftey gega menabrtna eyu gn tsmm elki ngeryo keteefi gzie aytenwhi. Tefatihki eki wdlidu kea sle zkone dehan eyu nski kea hiwetki tgebri
@mussiemehari5482
@mussiemehari5482 13 дней назад
ሓፍትና ሰናይት፡ሎምስ ፈሪሕኪ ጽባሕ ከ እንታይ ፍታሕ ኣሎኪ።ስለዚ ሎሚ ይኹን ጽባሕ ተቐቢሩ ዝነብር ምስጢር ስለዘየለ ብግዜኺ ኣይትጻወቲ።ንጥዕናኺ ውን ጽቡቕ ኣይኮነን።ስለዚ ሎሚ ሎሚ ንገርዮ።ኣይትደንጉዪ
@cbffhf1567
@cbffhf1567 17 дней назад
ዋይ ሓፍተይ ሕማቅ ረኽብኪ😥🥺
@betty_your_girl
@betty_your_girl 13 дней назад
Negaryo makenatu geza kaywasada kalo mekenatu edaabya sela zekayede zalo ete kola wene kaygoraha kalo nagerkyo merafe yehshake sanu haftena
@loveislifeweditemya3290
@loveislifeweditemya3290 17 дней назад
ሰላም ኣነስ ሓንቲ ሓሳብ ጥራይ ያ ዘላትኒ፥ ንሳ ኻኣ ምስ ዓርኪ ሰባኣይኪ ነበር ሂወት ዘይትቕጽሊ ማለት ውላድ ሰለ ዘለኩም ኣብ መንጎኹም ንሱ ውን ክሳብ ካልእ ሂወት ዘይምስረተ እቲ ጉዳይ ምቐለለ ብምርድዳእ ይብል ይቕረታ ናይ ውልቀይ ሓሳብን ርዲኢትን ዩ።
@hevenlove2255
@hevenlove2255 17 дней назад
ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ! ፍቅሪ ተደኣሃልይዎም ሓቢሮም ክነብሩ ጹቡቅ እዮ. ምስጢሮም ክሽፍኑ ኢሎም ክጠራነፉ ግን ካብ ጥቅሙ ሳእበኑ/ ጸገሙ ክከፍአ አዩ. ምክንያቱ ብሸለልትነትን ስምዒትን ዘጋጠመ ጌጋ ክትሺፍን ኣብ ገበን ምአታው አዩ ክኸዉን. አቲ ቆልዓ ሐቀኛ ታሪኩ አቲ ወደይ አሉ ዘይውላዱ ዘእቢ ዘሎ ድማ አቲ ሓቂ ክፈልጡ ጉቡኦም አዮ. ሰናይትን ኣቦ ወዳን አዉን ሓቂ ተዛሪቦም ነባሪ ሰላም ክረኽቡ አምበር ንካልኣይ ግዜ ስሕተት ክሰርሑ የብለሙን ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ ስለዝበዝሕ.
@loveislifeweditemya3290
@loveislifeweditemya3290 16 дней назад
ሂወት ሓደ ሓደ ግዘ ዕጫ ያ ስለዚ ከም ምርጫኻ ዘይኮነ ንዕጫኻ ተቐቢልካ ክትነብር ውን ግድን ዝኾነሉ ኩነታት ኣሎ ስለዚ ዝኸፍእ ዘሎ ኮይኑ ኣይስማዓንን
@hevenlove2255
@hevenlove2255 16 дней назад
​​@@loveislifeweditemya3290 ንዓይ ዝርደኣኒ.እዛ ኣበሃህላ / ቢሂል ጌጋ ኣብ ርእሲ ሙካና ማለት ካብ ከም መሕብኢ ዌይ መሸፈኒ ጌጋኻ ምጥቃም ወጻኢ ሓቂ የብላን.ምስዛ ታሪክ ክኣሞ ምንም ዘራኽብ ነገር የብላን.ሰናይት ሓብትና ኹሉ ዝገበረቶን ገና ትቅጽሎ ዘላን ዝሓሸ ኮኢኑ ስለዝረኸበቶ አዮ አምበር ኣማራጺ ሲኢና ኣይኮነትን, ብተወሳኺ ኣማራጺ ተዘይሑሉዋ ኣማሩጹኒ ኣይምበለትናን . ኣብ ሂወት ብጀካ አታ ክንውለድ ከለና ማለት ወለድና እና ክንመርጽ ዘይንኽእል, ዓቅሚ ኣዳምን ሂዋንን ምስበፃሕና ምርጫ ዘይብሉ ነገር የለን. ነቲ ጌጋ ምርጫ ከም እጫ ምርኣይ ግን ካብ ሓቂ ምህዳም አዩ.
@yesabhabteab1680
@yesabhabteab1680 16 дней назад
@@loveislifeweditemya3290 ane wn ms hasabka ysamamae eye. Xubuq hasab eyu.
@ErmiasBerhe-bp4iu
@ErmiasBerhe-bp4iu 17 дней назад
ሰኑ ሓፍተይ ስብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ሕጂ ኣጆኪ እቲ ሓቂ ንገርዮ ንስኪ እውን ካብ ስቃይ ትድሕኒ ንኣባት ነብስኪ ንገርዮም እሞ ምሳኪ ኮንኩም ባሓደ ንገርዎ ሰብ ኮይኑ ሕጥያት ዘይሰርሕ የለን ፈጣሪ ያሓግዝኪ ሓፍተይ🙏🙏🙏
@yonashaile4524
@yonashaile4524 8 дней назад
bkemey krekbo ykeal nezi wedi please haguzni
@selamzaid8539
@selamzaid8539 17 дней назад
Way xegem
@tsehayneahefrem3637
@tsehayneahefrem3637 12 дней назад
Atfrhe gega megbare mes deke sebat nebor entkone nbor akonne neshke wesdke afltyo nebue ageke atfrhe egzabher mesake yekon
@hds5987
@hds5987 17 дней назад
"ኣነ ከይፈለጥኩ DNA ገይሩ" ኣይተረድኣንን!
@eru5343
@eru5343 17 дней назад
ብሕቡእ ጾግሪ ርእሲ ወሲዱ ዲኤነአ ጌሩ ማለታ ኢዩ ብጾግሪ ኢዩ ዝፍለጥ
@hds5987
@hds5987 17 дней назад
@@eru5343 oh! Thank you! ኣይፈልጥን ነይረ ብጸጉሪ ምዃኑ
Далее
Кольцо Всевластия от Samsung
01:00
Просмотров 428 тыс.