Тёмный

ከም ድያቆን ተመርዕየ ካህን ክኸውን እዩ ሕልመይ! ኣፍቃሪተይ ግን ድንግል ኣይኮነትን - 2024 - New Eritrean Video 

Paradise Media
Подписаться 174 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 171   
@ParadiseMediaEri
@ParadiseMediaEri 8 дней назад
ክቡራት ተኸታተልትና፡ በዛ ትስዕብ ናይ ዋትስኣብ ሕሳብና ክትረኽቡና ትኽእሉ! 00251901229774 Paradise Media
@adamjossi6765
@adamjossi6765 19 дней назад
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩሉ ዓለም ይኹን ።ኣሜን ኩቡር ሓውና ዲያቆን ንመጀመርያይ ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ፡ ምኽንያቱ ከም ናትካ ሕልሚ ነይርኒ ግን ኣይሰመረለይን ሕጂ ከኣ ዝጥዓሶ ዘለኩ ባዕለይ ይፈልጦ። ኣነ ድያቆን ኢየ ነይረ ብሰንኪ ሸለልትነትን ፍቅርን ዲቁናይ ሰይረ፡ምስታ ዘፍቅራ ዝነበርኩ ውን ድሕሪ ናይ 4 ዓመት ፍቅሪ ሓዳር ኣይገበርናን። ምስ ክልእ ሰብ ሓዳር ገይራ ፡ ዘጣዕሰኒ ዘሎ ግን ብፍቅሪ ዘይኮነ ብድቁናይ ኢዩ። ፍቅሪ ክትካእ ከም ዝኽእል ማንም ዝምስክሮ ሓቂ ኢዩ ።ዲቁና ግን ከም እንቃቕሖ ወዲቓ ዘይትምለስ ኢያ።ስለዚ ሰሌ ሓወይ ብሕልና ይኩን ብተግባር ዝበደልካዮ የብልካን ።እዛ ሓፍትና ከኣ ኣምላኽ ከም ዝድግፋ ዘማትእ ኣይኮነን ።ምክንያቱ ክብሪ ናትካ ጥራይ ዘይኮነ ክብሪ ኣምላኽ ኢያ ሓልያ።ስለዚ ንዘለካ ፍቕሪ ተጻዊርካ ፡ ንኣፍቃሪትካ ንምድባስ ንሓፍታ ተመርዖ ።ማለት ብሓፍታ ውን ትኮነኒ ኢያ እንተ ኢልካ።እምበር ከም ሓፍተይ ኢየ ዝርእያ ምባል ቕቡል ምክንያት ኣይኮነን። ፍቕሪ ብምልምማድን ምክብባርን ክምጽእ ኢዩ ዘጸገም ኣይኮነን።እቲ ከቢድካ ዘሎ ብዘያካ ምስ ኣፍቃሪትካ ምስ ካልእ ዝንበር ኮይኑ ኣይመሰለካን። ኩሉ ዝፋቀር ብሓደ ይነብር ማለት እይኮነን። ስለዚ ዲያቆን ሓውይ ንሎሚ ዝከበደካ ጽባሕ ክትሕጎስ ኢካ። ብዝዕባ ናይ ሰባት ንንፋስ ዝበልካዮ ድማ ድንግል ዘይሙካና ካብ መርዓን ሓዳርን ኣይትርፋን ኢዩ።ንስድራቤት ድማ ዓመጽ ከም ዘጋጠማ ብወግዒ ትነግርዎም።ብፍላይ ንሓፍታ እንተ ተመርዒኻ ነቶም ስድራ ደቢስካዮማለካ ።ንስድራካ ከኣ ድርብ ሓጎስ ይኮኖሎም። ኣጆኻ በርትዕ የቀንየለይ !!!
@aziebnebi
@aziebnebi 19 дней назад
Anewen kemzi nay hawey hasab you zeleni mikinyatu kulu eluwo eyo eti kabay ablix nedu nsebeytu zefker near aybkiean neyou emblem Kal amlakina Lili Amlak tefikra tekonka eka kitmrawa tikeal malet eyou. Zhawey kedamnet nAmlak hab subae eto. Egthabiher dma kulu kekinealka eyou.kemzebletka we nta sister hafta temerawa mkinyatu yrdea eyou neaia.
@SemiraHaftu
@SemiraHaftu 19 дней назад
ፅብቅ ምክሪ
@nebiatmussie8798
@nebiatmussie8798 18 дней назад
Xbuk hasab u
@MartaMartina-v5c
@MartaMartina-v5c 17 дней назад
No nhaftama kmurio yeblun kabkalie zeytflet yemtsiember beyemealti abzkoneyukun program naterakebu nibiat kkon kelebom kalie yimerio rihiku kea hiwetu ymrah yiresasieu zimecha temeritsu maletey eye ember nkigedfa ayimekron ane
@MaruTekle-v9u
@MaruTekle-v9u 13 дней назад
@adamjossi6765 ምስናይ ክብረቱ ዩ ሓውና፡እታ ድንግልና ጥራይ ድያ ዲቁና ተውህብን ተቐጽልን፡ክሳብ ክንድዚ ንጸቕጠላ ዘለና፡እንታይ ዋጋ ለዋ ታ ጓል ልባ ምስ ድያቆን እንተዘየሎ፡ክንደይ ድያቆናት ፈቲሐንኦም ዝኸዳ ዘለዋ፡ካብዚ ዝኸፍእ እንታይ ኣሎ።ምስ ፍቕሪ ብዘይ ድንግልና ምምርዓዋ፡ወይስ ምስ ድንግልንኣ ብዘይ ፍቕሪ፡ኣየናይ ዩ ኣብ ሓዳር ዘቐጽል።እዚ ድያቆን በጃኹም ምስታ ዘፍቅራን ተፍቅሮን ክምርዖ ኣተባብዕዎ፡ኣምላኽ ክኣ ጥራያ ስለ ዝጸንሐት ዲቁኑኡ ኣይክልክሎን ዩ።ኩሎም ድያቆናት ዝኾኑ ደናግል ድዮም፡እሂ ክንደይ ብንእስነቶም ዝዝምዉ ዝነበሩ ኮ ዮም፡ብዘይካ ኣምላኽ ግብርናን ልብናን ዝፈልጦ የለን።ሓንቲ ጓል ወላ ድንግል ኮይና፡ብምስዕዓም ወይ ካልእ መንገዲ ትዝሙ ዝነበረት እንተኾይናስ ብምንታይ ዶ ክፈልጣ ዩ ቲ ድያቆን።ስለዚ ካብዚ ድሑር ልምድታት ንውጻእ በጃኹም።
@rozaoppo828
@rozaoppo828 12 дней назад
ክብር ሓዉና ዳቅየን ኣነ ብዝመስለን ንሓፍታ ተመረዐ ሓፍታ ተመሪዒካ ማለት ናዓዓ ተመሪዒካ ማለት እዩ ፈጣሪ ምሳካ ይዂን ዝሓወይ ኣፍቃሪትካ ከይ ኣምስገንኪዋ ኣይሓሊፍን ነት ሓቂነታ❤❤
@jdygsr871
@jdygsr871 9 дней назад
ኩቡርሓው መጀመርታ እግዛአብሔር ይመስገን እሳ ለባም አግዛኣብሄር ይሃባ እናሰብ መፍትሒ የብሉን መፍቲሒ ካብ እግዛኣብሔር እዩሞ ብስዋኤ ንእግዛኣብሔር ሕተት
@Ymaryam
@Ymaryam 19 дней назад
ሰላም ኩቡር ዲያቆን ሓውና ብስባኤ ንአግዚአብሔር ሕተት መልሲ ክትረክብ ኢካ ❤❤❤
@temesgen8340
@temesgen8340 19 дней назад
ሓደራካ ድንግል ተመርዒካ ካህን ሙኳን ይሕሸካ 🙏 ዋለኳ ከቢድ እንተ ኮነ ካህን ሙኳን ኣዝዩ ዓቢ ጸጋ ናይ ቤተክርስቲያን እዩ። ስለዚ ከይወዓልካ ከይሓደርካ ጠቅሊልካ ምስኣ ዘለካ ርክብ ኣቋርጽ። እቲ ዉሑዳት ጥራይ ዝረክብዎ ዓቢ ጸጋ ናይ እግዚአብሔር ይሕሸካ። ሓደራካ ንድሕሪት ገጽካ ግልጽ ኣይትበል።
@YewhanaZer
@YewhanaZer 3 дня назад
ንዓና ዝጥዕመና ልዕሌና እግዚኣቢሄር ይፈልጦ ድቁና ኻ ሓሉ ካብ ኢዱ ዝተቀበልኻዮ ማዕርግ ብሻላ ኣይትርኣዮ ሓወየ
@rbfhftcj1649
@rbfhftcj1649 18 дней назад
ባሓቂ ከቢድ እዩ😢 ኣነ ዝመክረካ ንእግዚአብሔር ኣምላክ ብስባኢ ኣቲካ ብጸሎት ሕተቶ ከሙእ እወን ምስ ኣቦታትካ ተማከር ዲያቆን ሓወይ ኣጆካ
@FebuTube-k7k
@FebuTube-k7k 4 дня назад
ደምርኒ
@yordanosbruk8328
@yordanosbruk8328 19 дней назад
እግዛብሄር ኣፈቆዶን ሓወይ ናተይ፡ምስ ካልእ ክትምርዖ ኣለካ፡ምክንያቱ ካብ ንእግዛብሄር ምግልጋል ዝዓቢ የለን፡ንሓፍትና እግዛብሄር ሒዚላ ኣሎ።ኣጆካ ድያቆን ሓወይ።
@A2030OMAR
@A2030OMAR 11 дней назад
ኢዚ ኣምላኩም ዓማጺ ኢዩ ንድያቆን ድንግል ንካልእ ከኣ ኣመዚራታት ኢንታይ ዓነት ሃማኖት ኢዩ ሓጥያት ኢንተኮይኑ ኩሉ ሓጥያት ኢዩ ኣቅሽሽቲ ንዑኦም ክጥዕሞም ኢሎም ዘምጸአዎ ሕጊ ኢዩ ካብ ፍረዖን ኢንታይ ፊሊልይ ኣለዎም
@እመብርሃነይዋሕስሂወ-ደ5ከ
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ብሓቂ ከቢድ እዩ ግን እግዚኣብሔር ሒዝካ ቀሊል እዩ ብዙሕ ዝብለካ የብለይ ነፍቃሪትካዶ ተቀድም ንእግዚኣብሔር ኣባካ ይሙርከስ ኣድራሻካ እባ ሃበኒ ክቡር ሓዉ
@SelamTadese-n7m
@SelamTadese-n7m 19 дней назад
ኩቡር ሓወይ ድያቆን ዋላካ ፍቅሪ ልእሊ ኩሉ ይኩን ግን ካብቲ ንእግዛቢሒር ቃል ዛተካሉ ኣይ ኣብን ስለዚ በቲ ዘልካ ማኣርግ ንኣምላክ ኣገልግሎ ነታ ክብርቲ ሃፍትና ካኣ ከም ሓዋን ማሓዛኣን ኣብ ጎና ደው በል ልእሊ ነብሱኩም ንኣምላክ ኣፍቅርዎ ኩሉ ንሰናይኩም ዩ ስለዚ በጃኩም የሕዋት ኩኑ ካብ ገዝኦም ንንእሽተይ ሓፍታ ተመራኦ ንሕፍትና ኣምላክ ዝሓዘላ ኣለዋ ስለዚ በጃካ ድቁናካ ሓሊካ ኣብ ክህነትካ በጺሕካ ኣቦን ኣገልጋልን ኩኒ ሓደራካ ድያቆን ሓወይ!!!!😇😇😇😇😇😇❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏👑👑👑
@Worlmind
@Worlmind 18 дней назад
ዲያቆን ሓወይ ህይወት ብዙሕ ፈተና እዩ ዘለዋ ከም ሰብ እቲ ሓሳብካ ልክዕ እኳ እንተኮነ ናይ ሰብ ፍቅሪ ደኣ እምበር ናይ እግዚአብሔር አምላክ ፍቅሪ ብፍፁም ክትከስር የብልካን ሓደራ፣ ፅባሕ ምህላውና ርግፀኛ ስለዘይኮና አብቲ ናይ ዘለአለም ህይወት ዝህብ ክትፅጋዕ ይበልፅ፣ "ሞት ወላዲት እኳ ዝርሳዕ" ንሓፂር ግዜ እምበር ብጣዕሚ ከም ዘሕጉሰካ አይጠራጠርን ምእንታን ቀልጢፍካ ክትርስዓ ቀልጢፍካ ምስ ካሊእ ክትሙርዖ ይመክረካ፣ እግዚአብሔር አብ ቤቱ አገልጋሊ ኮይንካ ቐዳስን ወዳስን ክትከውን ይሓግዝካ፣ አጆካ በርትዕ !
@SemiraHaftu
@SemiraHaftu 19 дней назад
ምስ ሰማዕክዎ ማራ እየ ልበይ ተሰይረ ሰለሙን ሓውና ኣጆካ ብፍቅሪ መቸም ዘይተጎደአ የለን ወላድኣ ይኩን እምበር እስካ ኣብዩ ሓላፍነትክ ክብርን ኢካ ተሸኪምኻ ዘለካ ምስ ተፍቅሮ ሰብ ክትፉላለ ማራ እዩ ከቢድ ግን ክቢሪ ኣምላክ ይዓቢ ንኩሉ ሕልፉካ ረሲዕካ ንሓፍታ ተመረዐ ንኣፍቃሪትካ ከም ሓፍትካ ረአያ እናፈለጥካ ፍቅሪ ይዓቢ ኢካ ድይቁናኻ ከይተፍርስ ሓደራኻ ፅባሕ ንጉሆ ተጣዒስካ ኣይትዎፆን👏❤️
@ጓልትግራይ-ፐ1መ
@ጓልትግራይ-ፐ1መ 15 дней назад
ክብር ሓወይ ፍቅርኮ ዓብዪ ተከነ ግን ክህንትካ ትሕሸካ🙏😔🙏 ነታ ሓፍታ ተወረዐዋ🙏🙏🙏
@saraberhe2567
@saraberhe2567 14 дней назад
Kishnetka yhisheka hawey ❤❤
@ZebibAmaniel-be6es
@ZebibAmaniel-be6es 16 дней назад
Selam Dyaqon hawey anes mis liqawnt betekirstan tetzareb mhashe
@Meronteklia-rm9mg
@Meronteklia-rm9mg 16 дней назад
ኣምላኽ ሓደ ዓቢ ፈታና ኣዳሊልካ ኣሎ ናዓይ ዘፈቅረኒ መስቀሉ ሒዙ ይሳዓብኒ ዝብል ልዕሌና ንስካ ትፈልጦ ንዕኣ ቅበጻ ድቁናኻ ይዓቢ ይብል ብናተይ ምኽሪ ፍቅሪ ከኣ ካብ ኣምላኽ እዩ ንሳ ናትካ ኣይኮነትን ስለዚ ነዛ ፈተና እንተሰጊርካያ ንስካ ብዓል ጸጋ ኢኻ ።
@selambirhane
@selambirhane 12 дней назад
ድያቆን ሓወይ መጀመርያ ናይ ክርትያን ዓስቢ መከራ እቲ መከራ እተሰጊርካዮ ዓቢ ዓወት ዩ እንታይ ክብለካ ኢለየ ድያቆን ሓወይ ኣጋጢሙ ዘሎ ከቢድ እተኾነ ግን ፈተና ኣብ ሂወት እንተሎ እዚ ፈተና ከኣ እግዚአብሔር ገለ ነገር ስለ ዘዳለወልና ዩ ፈተና ዘብዘሓልና ስለዚስ ኣጆኻ ንሱ ዘዳለወልካ ስለ ዘሎ ኣትጨነቅ ኩሉ ንዕኡ ንገሮ ንሱ ክምልሰልካዮ
@genet3442
@genet3442 19 дней назад
ፉፁም ዝይከዉን እዩ ግደታ እካ ድንግል ጋል እካ ትምርዐ ዝለካ ዝሓወይ ሰለዚ ኣጀካ ደያቆን ግደን እዩ ድንግል ጋል እካ ኪትምረዐ ሰለዚ ምሰ ሓፍታ ተመርዐ እምበር ዝይከዉን ሃይማነት እዩ ዝዓቢ ሰለዚ ሓወይ ሓደራ ካልእ ተመርዐ ዝሓወይ ሓደራ እምነትካ ክይትክሕድ ዝሓወይ ኣምላክ ይሓግዝካ ዝሓወይ ሓደራ ሃይማነት እዩ ዝዓቢ እምነትካ ከይትኪሕድ😢ሓደራ❤❤❤❤ ኣምላክ ይሓግዝካ
@haragozana3340
@haragozana3340 19 дней назад
ሃይማኖት በሰነ ሰርዓት እምበር በፍቅሪ አብ ዋጋን ዕዳጋን አይአቱን አምላክ ዝሃበካ ክህነት ክትከሰሮ የብልካን ክህነትካ ከብ ትከሰር ንአፍቃርትካ ምክሳር ይሕሸካ ምክንያቱ እቲ ናዓዘፍቅር ንአብኡ ንአድኡ ንሰበይቱ ሐድጉ ይከተለኒ እዮ ዝብል ምናልሽ አምላክ ንፅብቅ ነገር ሐሰቡልካ ይከውን ኩሎም ፋቁራት አብ ሐዳር ምሰ አተው ሕጉሳት አይኮኑን እዮም
@finhassaron2183
@finhassaron2183 17 дней назад
ሆሴእ 1:2፤ እግዚኣብሄር ብሆሴእ ኪዛረብ ምስ ጀመረ፣ እግዚኣብሄር ንሆሴእ፣ እታ ሃገር ካብ እግዚኣብሄር ርሒቓ ዓብዪ ምንዝርና ትምንዝር ኣላ እሞ፣ ኪድ፣ ውሉድ ምንዝርና ዘለውዋ ሰበይቲ ምንዝርና ኣእቱ፣ በሎ።
@MaruTekle-v9u
@MaruTekle-v9u 13 дней назад
እዛ ቻነል ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደባት ዘለዋ ዘለዋ ያ ሞ፡ቀጽልዎ፡ ንሕና ውን ነተባብዓዮም። ናይ ድያቆን ፈተን ብጣዕሚ ከቢድ ዩ፡እዚ ግዝየ ኣዝዩ ፈታኒ ዩ፡ዓለም ንኽትነብራ እሾኽን ኣሸጋሪትን እናኾነት ያ ትኸይድ ዘላ፡ካብዚ ናይ ድያቆን ሓውና ዝኸፍእ ውን ብዙሕ ንሰምዕ ኢና፡ኣምላኽ ሰላም የውርደልና። ኣን ዝብል እቲ ኣብ ግዜ ነቢይ ሙሲ ዝወጹ ስርዓታት ቤተክርስትያን ከም ሓሰማን ካልኦትን ኣይትብላዕ፡ካብ ሰንበት ወጻኢ ዘለዉ ብዓላት ኣይትስራሕ፡ድንግል ጓል ጥራይ እንተተመርዒኻ ኢኻ ድያቆን ትኸውን ዝብሉን መሰልቶምን ክእለዩ ዘለዎም እዮም ዝብል እምነት ዩ ዘለኒ፡ኣነ ንባዕለት ኣኽራሪ ኦርቶዶክስ የ፡መሰረታውያን ዶግማና ከም ኣገልግሎት 7 ምስጢራትን ቅዳሰን ብፍጹም ክቕየሩ ዘይብሎም ዮም።ኩላትና ሓትያተኛታት ኢና፡ኣምላኽ ከማን ምዚ ኹሉ ክፍኣታናን ርኽሰትናን ጸይሩና ይኸይድ ኣሎ።ኣፍቃሪትና ወይ ብዓልቲ ቤትና ሓንቲ ግዝየ ስሒታ፡ዘምያ ወይ ድንግልንኣ ኣጥፊኣ ኢልና ክንኩንና ኣይግብኣናን ዩ፡ልቢ ኢና ክንርኢ ዝግብኣና።ንስሓ ንኹሉ ናብ ድንግልና ዝመልስ ኣምላኽ ዝሃበና መዋጽኦ ዩ። ኣለዉ ኮ ሓዲኦም ምስ ዘመወ ኣብ ቤተክርስትያን ብንስሓን ቅዱስ ቁርባንን ተመሊሶም ሓዳሮም ዝቕጽሉ።በጃኹም ምሓርቲ ንኹን።"መሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ ዮም'ሞ ብጹኣን ዮም" እዩ ዝብለና። እቲ ዝተጋገየ ሰብና ካብ ልቡ እንተተመሊሱን ነቲ ግብሩ እንተዘይደገሞን፡ ሽለል ንበሎ።ድያቆናት ኣብዚ ዘመን ድንግል ጓል እንተዘይረኺቦም ከ ምስ ድሌቶምን ድሉውነቶምን ክኽልከሉ ማለት ድዩ፡ኩሎም ቶም ኣብ ቤተክርስትያን ዘገልግሉ ዘለዉ ኸ ብጹኣንን ንጹሃንን ድዮም ማለት ድዩ። ሕጂ ውን ኣምላኽ ልቢ ዩ ዝርኢ፡ኣብ ኤርትራን ኢትዮን( ሐበሻና) ግን ልቢ ክንዲ ነንጽህን ንርእን፡ከምቶም ኣይሁድ ደጋዊ ነገር ኢና ከነጽሪ ንፍትን፡በዚ ዩ ኽኣ ምድረ ቅዱሳን ክነሰን ሃገራትና፡ኣብ ኲናትን ውድቀትን እንነብር። ሚክያስ 6( ኣን እ/ሄር ኣምላኽ ንስኹም ምሕረት ክትፈትዉ፡ብቕንዕና ኽኣ ክትነብሩ፡ኣብ ቅድመይ ውን ብትሕትና ክትመላለሱ እንተዘይኮይኑ፡ካባኹም ዝደልዮ ሓንቲ'ኳ የለን" ዩ ዝብለና።ብተፈጥሮ ድንግልና ዘይብለን ዝውለዳ ኣለዋ፡ብንኣሽቱአን ብስራሕን ምንቅስቓስን ዝጠፍአን ኣለዋ።ስለዚ ድያቆን ተነሲሕኩም ሓዳርኩም ግበሩ፡መራሓቲ ሃይማኖትና ኣይክቕበሉኻን ዮም፡ከምዚ ናይ ግብጺ ብስነ ፍልጠት ውን ስለ ዘይበሰሉ፡ወላ ነዚ ብኦርቶዶክስ ግብጺ ዝጸደቐ መከላኸሊ ጥንሲ ከም ኮንዶም፡መርፍእን ምምካንን ኣይቅበልዎን ዮም፡ኣብ ስራሕ ኣምላኽ ትኣቱ ለኻ ይብሉኻ፡ንስኻ ሰብ ኣይትቕተል ማለት ናይ ክልቲዮም መጻምዲ ዘርኢ ምስ ተራኸቡ ኣይተፍርሶ(ሰብ ምቕታል ስለ ዝኾነ) ምበር ኮንዶም ምስ ሰበይትኻ እንታይ ሓጥያት ኣለዎ እንተበልካዮም ኣይሰምዑን ዮም፡ምኽንያቱ ኣፈጣጥራ ሰብ ኣብ ማሕጸን ስለ ዘይርዶም፡ምበር ዘርኢ ወዲ ወይ ጓል ድኣ ኩሉ ግዝየ ይጠፍእ እንድዩ፡እንተብሕልሚ ወይ ተፈጥሮ። ወድሓንኩም።
@TemesgenHadgu
@TemesgenHadgu 18 дней назад
ኣምላክ ምስክ ይኽን ክብር ሓወይ
@robz4696
@robz4696 19 дней назад
ክቡር ሓውና ድያቆን እዚ ነገር ብሓቂ ከቢድ ኢዩ። ሕጊ ሃይማኖት ክህነቱ ክቅጽል እንተ ኾይኑ ድንግል ክምርዖ ኣለዎ ዝብል እንተ ኾይኑ ንሓዲኡ ክትመርጽ ከኣ ክትግደድ ኢካ ስለዚ ኣነ ዝመኽረካ ጾምን ጸሎትን ጌርካ ካብ ማዕርግካ ትኸስር ሕውነትኩም መታን ከይብተኽ ንሓፍታ እንተ ትምርዖ ምሓሸ ይብል ምክንያቱ ድሕሪ ግዜ ነገር ክህነት ተጣዒስካ ዘይትመልሶ ስለ ዝኾነ ፍቅሪ ግና ንግዚኡ ክጎድኣካ ይኽእል ኢዩ ምስ ግዜ ግን ሱባኤ ብምእታው ወይ ውን ካልእ ሜላ ምጥቃም ክወጸልካ ይኽእል ኢዩ።
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 19 дней назад
❤❤❤❤ንአምላካ አገልግል ከብድ እዩ ብሓቂ ከም ሓዋ ከንካ አብ ጎና ክና አይ ሓወይ
@DAYMTV-ደኣይምቲቪ
@DAYMTV-ደኣይምቲቪ 18 дней назад
ክቡር ሓው ዳቆን ሰሌ❤ካብ ካህን ኮንካ ንኣምላካ ምግልካል ዝዓቢ ጸጋ የለን ምስ ሓብታ ተመርዕኻ ክህነትካ ምቅጻል ይሕሸካ። ንሕጽትካ ከኣ ኣምላኽ ዝሓሸ ሕዝላ ኣሎ።
@trhesadamadam6739
@trhesadamadam6739 19 дней назад
Zhewey dngl temereika ንግዛአቢሄርካ አገልግል አምላኽ አብ ቢቱ የንብርካ
@munarussomaman
@munarussomaman 19 дней назад
ደስ ደብል መደም ፡ብዚያዳ ድማ ንስካ ቁምነገርኛ ስነጥበባዊ ኢኻ❤ ዲ/ሐውና ድማ ንዘጋጠመካ ጸገም፡ ዋላውን ንሓፍትና ዘሕዝን'ዩ፡ እዚ ድማ ናይ ሸይጣን ፈተነ'ዩ። ቢሂወት ክሳብ ደለና ዕንቕፋት ዞሎዩ። ሐወይ ግን አብ መንፈሳዊ ሂወት ቁሩብ ፍልይ ድበለ'ዩ ስጋን፥ነፍስን ወይ ዓለማውን፥መንፈሳውን። ምስ ተመርዓካያ ፡ አብ ጣዕሳ አቲኻ ድነበረ ፍቕርካ አብ ጽልኢ ተቀዩሩ ካልእ ናይ ሂወት ገልጠምጠም ከይትአቱ ናትና ሕብረተሰብ አይጠፈካን'ዩ። ነዛ ናይ ናይ ሎሚ ሕጺትኻ ናይ ጽባሕ ብልጽቲ ሓፍትካ እንተትኾነልካ ምሐሸ፡ አይግበሮ ብሞት ተፈሊያትካ እንተትኾውን'ከ፡ ዊዒልካ ሓዲርካ ካልእ ምምርዓው አይምተረፈካን። ማለተይ ንእግዚአብሔር ምግልጋል፡ ናይ ቡዙሓት መ/ም ክትኮውን ኢኻ። ብዚያዳ ድማ ውሽጥኻ ዝብለካ ወስን ፡ ንሸይጣን አይትሃቦ ዕድል ። ምስ ይቅረታ ናተይ ሪኢቶ'ዩ። ሰሰናዩ ናዓኹም።
@Selam-zi8qy
@Selam-zi8qy 17 дней назад
ዋይ ደያቆን ሓውና በይዛካ ክህነትካ ከይትከስር ፆሎት ግበር 😢
@assa2115
@assa2115 19 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መጸአኻ ❤❤❤❤
@kisanetkisanet-c1p
@kisanetkisanet-c1p 13 дней назад
ሰላም ኣምላክ ምስኩላትና ይኩን ከም ፍቃዱ ኩሉ እኮ ኢሎሞ እዮም ድያቆን ሓወይ ቀዳምነት ንእግዚኣብሄር ክነቀድም ኣለና ኩሉ ከኣ ንሰናይካ እዩ ኣምላኽ ዝመደቦ እዩ ዝከውን ምስዛ ሓፍትና ከኣ መናብርቲ ክትከኑ ኣምላኽ ከብ ዘይ ፈቆዶ ንሓፍትና ኣምላኽ ንልባ ዝድብስ ሰብ ይፍጠረላ ንድያቆን ሓውና ከኣ ንዓካ ትመስለካ ተመርዖ ማለት ወይ ሓፍታ ወይ ካልእ ከም ፍቃዱ ንቲ ሒማቅ ዝገበረ ሓውና ከኣ ኣምላኽ ብሓቂ ይቂረ ይበለሉ ንኩላትና ኣምላኽ ሰላሙ የውርደልና
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 18 дней назад
Ajoka Diakon Selemun, eza hxytka azya tmsgen seb eya, kunetat dnglneA bglxi sledhaberetka, slezi msa mnbar yhsheka, nbetekrstian dma bkalE ketegelgla tkEl eka, wedhanka, Egzabher msaka ykun🙏
@ሳምራዊህይወተይ
@ሳምራዊህይወተይ 19 дней назад
ኣሕ እንታይ ኢዩ ወደይ እዚ ህይወትስ😢ባህግን ክውንነትን በበይኑ እንዳኮነ እኮ ሰብ ተቛሲሉ😢 ተጸሚምካ ዲቁናካ ዓቂብካ ቀጽል እግዚኣብሔር ሓይሊ ይሃብኩም ንክልቴኩም።ብሓፈሻ ንኩሉ ኣብ ከምዚ ሽግር ዘሎ❤
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 19 дней назад
ብጣዕሚ ከቢድ አዩ ድቁናካ ይዓቢ ከመይሲ ንፈጣሪ ንፅብቅ ነገር ስለ ዝኮነ ፈጣሪ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ🙏
@MhretKahsay
@MhretKahsay 14 дней назад
ኽቡር ሓውና ድያቆን ንሳ እኮ ከይ ሓብአት ዘጋጠማ ነጊራትካ ፍረሒ እግዚኣብሔር ስለ ዘለዋ እምበር ትም ምባል ኣይጠፍኣን ስለዚ ምሕዝነትኩም ኽዓቢ ንሓብታ ተመርዖ ፍቅሪ ቀስ ብቀስ ኽትለማመድዶ ኢካ ነዓኣ ከኣ ተስፋ ከይ ትቆርጽ ኣጆኪ እናበልካ ተርግኣ ኩሉ ግዜ ሂወት ፈተነ እያ ከም ዝኮነልካ እምበር ንምንታይ ኣጋጢምኒ ኣይብሃልን እዩ ካብ ወረደ ተመስገን ኢልኩም ሓድሽ ሂወት ትፈትኑ በብዘለኽሞ ድቁና ብጣዕሚ ገቢድ እዩ ሕጊ ሃይማኖት ስለ ዝኮነ ከኣ ግድን ኢካ ሕጊ ኽተኽብር ኣምላኽ ሽግርኩም ይፍታሓልኩም ባዕሉ።
@YordanosGebredngel
@YordanosGebredngel 19 дней назад
ኦ ብጣዕሚ ከቢዱ ልብኻ ስማዕ ድያቆን ሓወይ 🙏
@MaruTekle-v9u
@MaruTekle-v9u 13 дней назад
ምስ ሓብታ ተመርዖስ ንብሎ ለና፡እታ ሓብታ ከም ድንግል ማርያም ድያብካብ ሰማይ ዝወደረድት፡መን ዶ ይፈልጣ ዩ፡ድንግል ክትከውን ወይ ዘይክትከውን ትኽእል ያ፡ብዓቢኡ ግን ልባ ድንግል እንተዘይኮይኑ፡ንድያቆን ትበቅዕ እንተዘይኮነት ከ፡ኣብ ልባ ንኣምላኽ ቦታ ዘይትህብን ካልእን።በጃኹም ምስ ዝፈልጣን ዝፈትዋን ይሕሾ።ኣነ ዝፈልጦም ብዙሓት ድያቆናት፡ድሕሪ ህጽኖት ዘይተመልስኦም ብዙሓት የን፡ብኡ ጌረን ይጠፍኣ።ጉድ ዩ። እንታይ ሒዙ ይተርፍ ቲ ድያቆን ሽዑ።
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 19 дней назад
ሰላም ክቡር ሓዉና ድያቆን ንኣቦታትና ካህናት ክትዉከስ ፅቡቅ ይመስለኒ ንምንታይ ሲ ገለ ፍትሒ ክትረኽቡ ኢኹም ንስካን ንሳን ምስ ኣቦታትና ተራኸቡ ዞም የሕዋተይ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኹን 🙏🙏🙏
@tsehayneshyemane-fm9ip
@tsehayneshyemane-fm9ip 18 дней назад
Selam dyakon hawena sube eto hetoka kemlese eiu
@-se9hk
@-se9hk 18 дней назад
ጌጋ ተመራዋ ኣምላኽ ይክረ ይበል eyou ❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼ykiberela
@DejenAmanuel-l8l
@DejenAmanuel-l8l 11 дней назад
@@-se9hk wela eko amlak yqre ybl eko tekone ab mstir diquna gn aymlesn u nestebhlelu eti nblo zereba
@SabrinaEfrem
@SabrinaEfrem 14 дней назад
ኣምላክ ምሳኩም ይክን 🎉🎉🎉🎉🎉
@RutaFssehation
@RutaFssehation 19 дней назад
ብስም ስላሴ ሰላም እግዝኣብሔር ምስ ኩልኻትኩም ይኩን። ከም ፍቓድ እግዚኣብሔር ኣምላክና ኦ ዲያቆን ሓወይ ከመይ ከ ንፍሕሶ ዲያብሎስ ሰመርካዮ ንስካ ናይ መን ምክሪ ኣብ ልብካ ከም ዘሎ ዶ ኣይተስተብህለሉን ዶ ኣለካ። ካብ ሕጊ እግዚኣብሔር ውይ ውን ማሕላኡ ዝተለመን ተእዛዝ ዘይ ተግበረን እንተይ ከም ዝኮነ ዕጫኦም ተፈልጥ ኢካ ተማሂርካን ኢካ ። ፍቅሪ ሰበይቲ ንብዙሓት ከም ዘውዶቆም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሪኢኻ ኢካ ከመይ'ከ ነቲ መንፈስ ቅዱስ ዝሃበካ ክብሪ ብፍቅሪ ሰበይቲ እሞ ከኣ ንዓካ ዘይ ትግባእ እግዚኣብሔር ከም ዘይ ፈቀዶ እና ረኣካ ንእግዚኣብሄርን ንሓይሉን ትጻረሮም። ነዚ ከፉእ ናይ ጥልመት ሓስባት ካባካ ከርሕቀልካ ናብ እግዚኣብሔር ጸሊ ከሙኡ ውን ናብ ኣባት ነፍስካ ነስሓ የድልየካ ኣሎ ምእንቲ እግዚኣብሔር ንጉዳይካ ክርእዮን ክሕግዘካን። ሕጂ ከኣ ጽን ኢልካ ስምዓኒ እዚ'ኣ ጋል ናትካ ኣይኮነትን ንስካ ውን ናታ ኣይኮንካን እግዚኣብሔር ናትካ ዝበላ ኣብ ዙርያካ ዘዳለዋ ንዓካ እትበቕዕ ንስካን ንሳን ሓደ ኣካል ኮይንኩም ንእግዚኣብሔር እና ኣመስገንኩም ብሓጎስ ክትነብር ኢካ። ካብኣን ካብ ሓፍተን ግን ርሓቅ ። ን እግዚኣብሔር ዝሃብካዮ ቃል ድይቁንና እና ተቀባእካ ቢኢደ ኣቦው ብቅብኣ ሜሮን ንእግዚኣብሄር ከተገልግሎ ብቅድስና ዘክር ። ፍቅሪ ማለት እግዚኣብሔር ኢዩ። ንስካ ግና ን እግዚኣብሔር ብሰበቲ ክትልውጦ ከመይ ደፈርካ ካበይ ከ ተማሃርካ እዚ ክፉእ ምክሪ ካብ ድያብሎስ ትቅበሎ ዘሎካ ኣርሕቆ ።
@TsehaybrkiTesfalem
@TsehaybrkiTesfalem 12 дней назад
❤❤❤❤❤
@SimretNuguse-tl5bt
@SimretNuguse-tl5bt 17 дней назад
Selam diyaqon hawey ab haymanotka xena nhafta temro
@Natanem23
@Natanem23 19 дней назад
ሰላም ንዓካ ዲያቆን ሓወይ ቅድም መንግስቱን ጽድቁን ድለዩ ዝተረፈ ኩሉ ክውሃበኩም ዩ ከምዝብል ቃል ቅዱስ ጎይታና ንዲቁናካ ቅድም ምረጽ ንሱ ንኣምላክ ምግልጋል ዩ ቀዳምነት ክኣ ንዕኡ ዩ ዝውሃብ ንሳ ኩሉ ፈሊጣ ተረዲኣ ተቀቢላቶ ያ ስለዚ ንሓፍታ ኣብ ዲያቆን ዘለዋ ርዲኢት ኣብ ፍቅሪ ኣምላክ ዘለዋ ጽንዓት ኣባካ ዘለዋ ክብሪ እንተኣለሊካ ንዕኣ ተመርዖ ፍቅሪ ውህበት እግዚኣብሄር ዩ ባዕሉ ክህበኩም ዩ ሓደራ ዲቁናካ ከይትከስር ፍቅሪ መጻምቲ ቅድሚ ሓዳርን ድሕሪ ሓዳርን ሓደ ኣይኮነን ፍቅሪ ኣምላክ ግን ንዘልኣለም ዩ ❤⛪🙏💐🌾
@fanaazbaha4077
@fanaazbaha4077 19 дней назад
Kubur hawei first ድንግልና ትብው ሓበሻ እፍልጦ የብልናን ብክልቲኡ ወገን ድንግልና ጋለንስተይቲ ብዘይ ርክብ ውዱ ተባዕታይ ይፍታሕ እዩ ብሓካይም ተመስከረ ሓቂ እዩ ::,,,,,,,,,,✅
@-se9hk
@-se9hk 18 дней назад
ደስ ዝበልልል መደብ ክንዳይ ዝሳቀ ሰብብብ ኣሎ 🙏🏼
@Selemawit278
@Selemawit278 19 дней назад
⭕️🔴ሓውና ዲያቆን ከመይ ኣለኻ❤ እዚ በጺሕካ ዘሎ ብጣዕሚ ዓቢ ፈተና ኢዩ ብሓቂ ግን እዛ ምርጫን ውሳኔን ናትካ ጥራሕ ኢያ ምፍቃርካ ጌጋ ኣይኮነን ምኽንያቱ አምላክ ፍቅሪ ስለ ዝኾነ ❤ ኣገልጋሊ እግዚአብሔር ምኻን ውን ጸጋ አምላክ ኢዩ ኩሉ ናቱ ኢዩ ርዱእ ኢዩ ካህን ንኽትከውን ከማኻ ንጽህቲ መጻምድቲ ሄዋን ኢያ ከተድልየካ❤ ኣነስ ንኣፍቃሪተይ ይመርጽ እንድሕር ኢልካ ድማ ካህን ናይ ምኻን ዕድል የብልካን 😢 ስለዚ ሓወይ መዓረይ ቁሩብ ግዜ ከድልየካ ኢዩ ተሃዊኽካ ኣብ ውሳኔ ኣይትብጻሕ ምናልባት ክህነት እንድሕር መሪጽካ ግን ክሳብ ካብ ልብኻ ተውጽኣ ግዜ ከድልየካ ኢዩ ንነብስኻ ውን ብጸሎትን ማጨሎት ብምኻድን ከተእምና ፈትን❤❤❤ ገድሊ ናይ በዓል ቅድስት እምባ መሪና ከኣ ስማዕን ተኸታተልን ምኽንያቱ ንስለ እግዚአብሔር እምበር ንስለ ሰብ ኢልካ ኣይትንበር ሰብ ከይብለኒ ኣይትበል ኢኻ ምርጫ ልብኻ ኣቀድም ንእግዚአብሔር በቲ ኮይኑ በቲ ናይ ንጹህ ልቢ ኣገልጋሊ ኢዩ ዘድልዮ ሓወይ በርትዕ እግዚአብሔር እንቲ ንስኻ ትመርጾ ዘይኮነስ ነዓኻ ዝጠቅም ዝበሎ ክህበካ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን ብህድኣት ተጸበዮ❤❤❤❤ 😢 ኣነ ሓፍትኻ ውን ኣብ ከምዚ ናትካ ዓቢ ፈተና ወዲቀ ኣለኹ 😢 ኣነ በዚ ነዊሕ ስደት ድንግል ኣይኮንኩን እቲ ዘፍቀረኒ ከኣ ድያቆን ኢዩ ሕቶ ፍቅሪ ምስ ኣቅረበለይ መጀመርታ ኩነታተይ ንዕኡ ከምዘይ በቅዕ ኩሉ ነጊረ ብጣዕሚ ኢየ ዝቃወሞ ኔረ ንሱ ግን ካብ ክህነት ነዓኺ ይመርጽ ኢሉ ኣቅቢጽኒ ምስ ግዜ ድማ ኣብ ፍቅሩ ክወድቅ ክኢለ 😢 ንፍቅሪ ሕትኡ ውን ተቀቢለዮ ከም ፍቁራት ብሓደ ኣለና ግን ኣይቀሰንኩን ዘለኹ ክውስን ኣይከኣልኩን ብፍጹም ምውሓጥ ኣቢኒ ንእግዚአብሔር ዝምንጥሎ ዘለኹ ኮይኑ እንዳ ተሰመዓኒ ኣብ ሞንጎ ፍቅርን እግዚአብሔር ተቀርቂረ ብዙሕ ሓዘን ኢዩ ኣብ ውሽጠይ ዘለኒ ደቂ ሰባት ፈርዮም ኣይኮኑን ኣብ ከምዚ ፈተና ዝወዱ😢😢😢 ንሱ ከኣ ምርዳእ ኣቢኒ ንሱ ንነብሱ ኣእሚንዋ ኢዩ ግን ክሳብ ሕጂ ኣገልግሎት ኣየቃረጸን ዘሎ ምኽንያቱ ምፍቃርና ጥራይ እምበር ካልእ ዝበጻሕናዮ የለን ኣነ ግን ቅሳነት ትበሃል የብለይን እንተኾይንለይ ግን ከምዚ ናይ ኣፍቃሪትካ ክልእ ንዕኡ ትበቅ ሄዋን ክረኽበሉዩ ሓሳበይ 😢 ሓወይ ስለዚ ግዜ እንታይ ከምዝወልድ ስለ ዘይፍለጥ ግን ንግዜ ምጽባይ ንእግዚአብሔር ሃዲእካ ምጽባይ ይሓይሽ😢❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 12 дней назад
ኣጆኪ ምዓረይ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ዘይሓልፍ ታሪክ የለን 😢😢😢ድኩማት ስለ ዝኮንና እዩ እንበር❤😢😢
@A2030OMAR
@A2030OMAR 11 дней назад
ክክክክክ ኡሞ ኣብዚ ጊዜ ካህን ዘከወን የለን ማለት ኢዩ ጋል ካበይ ከምጸኣ
@wahazitokbagabr7933
@wahazitokbagabr7933 19 дней назад
Ajeka diyaqen hawey fetiya aykenetn antekalka kulu shefnka teqebela amlak,ntgebro amlak khigzzeka ayu bejaka keytiztelma ❤pls kab gal tewahado haftka aye
@HelenTesfation
@HelenTesfation 17 дней назад
😢😢🙏🙏🙏
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
በቃ ነታ ሓፍታ ተመርዖ ንቃሕ
@MmWerede
@MmWerede 11 дней назад
Eza hxytka gna Emebrhan tbarka bhaqi menfes EgziBhier zelewa ktmsgen zgbaa iyu. Bmoral hagza menfesawi hwnet yeabi. Please be strong
@AbrahamTikabo
@AbrahamTikabo 14 дней назад
ኩቡር ሃወይ bimegemerta likei kemza natka arkey agatimwo gina bisubae tefetihillu subea eto eka .ane zibleka gina zeytidigem dikuna eya .please seb dikum eyu wela temerieka kemtizidelekayo kukonelka aytihiseb fetene seytan eyu niseb kea mulue aytiemen teamixe elatika ber ayreakayan buxelot yu zifitah
@BiniyamTekle-jj1en
@BiniyamTekle-jj1en 12 дней назад
ዲያቆን ሓወይ ኣምላኽ ናትካ ኣይ በላን ነዓኣ ኣምላኽ ኣብ ሂወታ ዘቅስና ወዲ ይሃባ ንሰኻ ከኣ ነዓኻ ትበቅዕ ረአ ንሳ ዉን ነዓኻ ትበቅዕ ማለተይ ኣይ ከንኩን ፈጣሪ ከይ ቅየመልኻ በጃኻ ፍቅሪ መስ ፈጣሪ ኣይ ተዋዳዱሮ ነዉሪ ዝሓወይ ንሳ ሂወታ ትግበረ ነስኻ ዉን ከሙኡ ግበሩ ይበለ ኣነ ሲ ኣንተ ተጋጊየ ግን ይቅረታ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 12 дней назад
❤❤❤
@wahazitokbagabr7933
@wahazitokbagabr7933 19 дней назад
Selam
@DibabEritrea
@DibabEritrea 10 дней назад
ክህነትካ ይሕሸካ ንሐብታ ከይትምርዖ ካብኤን ራሐቕ ካልእ ሽግር ከይምጻአካ ተመልስካ ምስ ነብስካ ተራዳዲኢካ ሃድኢካ ሕሰብ ምስ አምላክ ክትዛረብ ዕድል አለካ ሽዑ አምላኽ ንዓካ ትከውን ከምጻአልካ እዩ ብሃማኖትካ አይትዋላወል ካብኤንራሐቕ ኢካ ድቑናካ ከይተፍርስ ካብ ቅሳነትሕልናካ ሕሰበሉ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 19 дней назад
ሓውና ሰሎሞን ኣጆካ እምበኣር ኣብ ክልተ መንገዲ ጌርና ክንጥምቶ ኢና። እቲ ቀዳማይ ኣብ ሃይማኖትካ ክብሪ ስለዘለካ ነመስግነካ ከምኡ ድማ ኣብ ፍቅሪ ዘለካ እምነት'ውን ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ። ስለዚ ነዛ ሰብ ንስካ ብልቢ ከም ተፍቅራ ምስ ርእስካ ተዛረብ ንሳ'ውን ብልቢ ከም ተፍቅረካ ኣረጋግጽ እዚ ብክልቲኡ ወገን ትፋቀሩ እንተኾንኩም ብሓቂ ደስ ዘብል ስለዝኾነ ንቤተክርስትያን ከኣ ብክህነት ጥራሕ ስለዘይግልገል ማለት መጻሕፍቲ ተማሂርካ ብስብከት ዜማታት ተማሂርካ ብመርጌትነትን ካልእን ይግልገል እዩ ስለዚ ብልቢ ክልቴኩም ትፋቀሩ እንተዂንኩም ምስኣ ወድእ። ግና ንስካ ጥራሕ ተፍቅራ ከይትከውን ኣረጋግጽ ንምንታይ እዚ ወዲ ገዛውትኩም ዝዓመጻ ተባሂሉ ዘሎ ሰብ ካብ ንእስነታ ይፈታተና እንተኔሩ ንሳ ከም ትብሎ ዘይኽኸውን ይኽእል እዩ ቁሩብ ፍቅሪ ንሳ ምስኡ ከይህልዋ እሞ ኣብ ምሉእ ጣዕሳ ብክልቲኡ ከይትኣትው ደጊምካ ኣረጋግጽ። ካልኣይ ንስካ ጥራሕ ተፍቅራ እንተኲንኻ ግና ንፍቅርካ ክትቐትሎ ፈትን ምስዛ ትብለካ ዘላ ሓፍታ ተመርዒካ ብክህነት ንእግዚኣብሔር ክተገልግሎ ይሓይይሽ ኣጆካ ዝግ ኢልኻ ግዜ ወሲድካ ወስን ንብለካ ወደሓንካ
@Ortho662
@Ortho662 16 дней назад
Xbqti comment eya tebarek
@yordanosmogos8456
@yordanosmogos8456 17 дней назад
Selea hawina ezi zegatemeka kebid eko tekona nay amlk yeabi good luck
@selamnealmena5407
@selamnealmena5407 19 дней назад
Kubre diyaqon eta lebka temelalka tefetwa gale hewan haftekan meteabtekan dea temero beti zeganfa shegre aytqexaya beteflalye megedi bet Amlake keteglgelu tekeliu ikum egzabher feqerkum yebzahyo 🙏🙏🙏
@KisanetTekle-xk6uf
@KisanetTekle-xk6uf 10 дней назад
ቀዳምነት ነኣፍቃሪትካ ከየመስገንከዋ ኪሓልፍ ኣይደልን ስለቲ ጉሉጽነታ ቀጺለ ኩሉ ዚፋቀር ቢሓንሳብ ከምዘይ ነብር ኪትፈልጥ ኣለካ ንሲካ ንሓፍታ ተምሪዒካ ፍቅሪክም ፍቅሪ ስድራኩም ዕቁቡ ዲቅናካ መተካኢታ ሲለ ዘይብላ ፊቅሪ ከኣ ቢምልምማድ ኡ
@ብተስፋተሓጎሱብፀበባተዓገ
ካባድ እያ ግን ካብ ንአግዛብሄር ምግልጋል ዝዓቢ የለን እዚ ፀጋ አግዚቤሔር እዩ እሺ ቃል ዛኣተካሉ ንእግዚቤሔር ገዲፍካ ተመርዒኻ ኸ ኣምላክ ዘይብሉ ሂወት ዲኻ ትመርሕ ሓፍትና ካዓ ክቡሪ ይሃባ ምክንያቱ እዚ ከቢድዋ ስቅ ኢላ ተትምርዐየካ ነይራ ታይ ምገበርካ ግድን ምስጢራ ክትነዝሕ ዘይኮነ ምስ ሓፍታ ተላማመዱ ድንግል ስለዘይፀነሐት ሓዳገያ ዘይኮነ ብሓደ ሓደ ነገራት ኣይተሰማዕማዕናን ኢልኩም ናዓቶም ዘአምን ተዛረቡዎም እንድሕር ዝርድኡ ወለዲ እንተኮይኖም ግን 2መማረፂ ንሓፍታ ዘይኮነ ንካልእ ምበልኩ ኩሉ ሰብ ዝተፋቀረ ይምርዐ ኣይኮነን ትዝከውን ንምንታይ ኣብ ሓዳር ምስ በፅሑ ውላድ ምስ ወለዱ ይፋትሑ ስለዚ ኣምላክ ካብ ቃልካ ከትወፅእ ልቦና ዘለዋ ቆልዓ ኣፅሊልካ ድንግል እየ ኢላ ተትምርወዋ ነይርካ ድንግል ተዘይፀኒሓ ታይ ሙኮነ ምስ ይቅርታ ስራሕ ኣምላክ ስለ ዘኮነ እቲ ሓቂ ነጊራትካ ሓውና ልዕሊ ኩሉን ትሕቲ ኩሉን ሕጊ ኣምላክ ኣኽብር ኩለና ኣኪብርና ንኸይድ ኣይኮነን ሓጊ ኣምላኽ ተሚሂሩ ዝፀነሐን ዘይተማሃረን ሓደ ኣይኮነን ❤❤❤❤❤
@msganahabtom4141
@msganahabtom4141 12 дней назад
ኩቡር ሓዉ እዛ ሰብ ሓደጋ እዬ ገጢምዋ ስለዚ ንስኻዉን እዚ ፈሊጥካ መስዋእቲ ክፈለላ ሀይማኖትካ ግድን ድያቆን ኮይንካ ጥራይ አምላኽ ተገልግል እግዚአብሄር ኩሉ ዝርኢ አምላኽ እዬ ❤
@ShewitTesfay-y6o
@ShewitTesfay-y6o 18 дней назад
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@Hillnai
@Hillnai 19 дней назад
Ane nbaeley hatyategna seb eye nseb frdi ayhbn ms semaekwo gna lebey teseru 💔💔💔
@LemlemRezene-p9w
@LemlemRezene-p9w 15 дней назад
Dequinaka yehabka
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 17 дней назад
ንሳ ጸቡቕ ሓሲባ መርቑ ይስደዳ.
@Amleset-yn5ml
@Amleset-yn5ml 12 дней назад
Haymanot diyu bahli bejaka sik elka temero
@aynalemabrham1790
@aynalemabrham1790 14 дней назад
Sederak abnatek hadare aymlktomen eyo. N EGZABHER hboma hadarek gber😊
@EzekielMicheal-qp8eh
@EzekielMicheal-qp8eh 19 дней назад
ሰላም ፍቁር ኃወይ ! ኣነ ዲያቆን እየ ነዚ ወዲ ክሕግዞ ምስኡ ኣራኽበኒ ። ሃይማኖታዊ ግዴታይ ስለ ዝኾነ ። ከተራኽበኒ ይምሕጸነካ ።
@MeraHero-i6p
@MeraHero-i6p 19 дней назад
@@EzekielMicheal-qp8eh nklu mhari kkewun ab media tezareb
@DanaitKiros-w5i
@DanaitKiros-w5i 19 дней назад
Btaemi xbuq zhawey entetrekbo xbuq iyu
@EzekielMicheal-qp8eh
@EzekielMicheal-qp8eh 18 дней назад
@@DanaitKiros-w5i እንተ ኣራኺቡኒ ደኣ ጸገም የለን ።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 12 дней назад
​@@EzekielMicheal-qp8ehጽቡቅ ሓሳብ ድያቆነይ ኣምላክ ይሓግዝካ❤❤❤🙏🙏🙏
@dngleywahseydngleywahsey4351
@dngleywahseydngleywahsey4351 19 дней назад
ዲያቆን ሓወይ ኩሉም ዘጋጥሙና ነገራት ኣብ ሂወትና ንሰናይና ኢዮም ይርዳኣኒ ኣብዛ ሕጂ ዘለኻያ ሳዓት ከቢዱካ ከም ዘሎ ምውሳኑ ግን ካብቲ ምሳካ ዘሎ ጸጋ ዛዓቢ ሰለ ዘየለ ናይ ሎሚ ዲያቆን ናይ ጽባሕ ካህን ኢኻ ሰለዚ ምስ ድንግልናኣ ዘላ ጋል ምምርዓው ይሕሸካ ሃይማኖት ኣብ ድርድር ዛኣቱ ኣይኮነን ንዳሓር ከየጣዕሰካ ናዓኣውን ብሰንክኪ ኢየ እንዳበልካ ኣብ ግርጭት ከይትኣትዉ ፈጣሪ ያሓግዝካ ጾሎት ግበር ምስጢሩ ይግለጸልካ።
@Adulisawi
@Adulisawi 15 дней назад
ፍቅሪ ይውዳእ እዩ ድይቁናኻ ይሕሸካ።
@SemharKebrab-os1ym
@SemharKebrab-os1ym 19 дней назад
ሰላም ነዓኹም ይኩን ክቡራት የሕዋት ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ ከም ናተይ ርእይቶ ድያቆን ሓውና እዚ ኣጋጢምካ ዘሎ ነገር ከቢድ እዩ። 😢 ነቲ ትደልዮ ነገር ንኽትረክብ ብዙሕ ኢኻ ትኸስር ስለዚ ምስኣ ተመርዒኻ ሓዳር ክትገብር ድልየት እኮ እንተ ነበረካ ግን ከኣ ኩሉ ከምቲ ትደልዮ ኣይጸንሓካን 😢 ካብ ድይቁና ናብ ክህነት ክትበጽሕ ዉን ባህግኻን :ድልየትካን: ሕልምኻን እዩ ዘሎ ስለዚ ንዓኣ ገዲፍካ ምስ ኣምላክኻ ዘለካ ርኽብን ትምኒትን ከይ ተቋርጾ ቀጽሎ እየ ክብለካ ዝደሊ ምኽንያቱ ካብ ሰብ ፍቅሪ ከሲርካ ጽባሕ ተመሊስካ ክትረኽቦ ትኽእል ኢካ እቲ ካህን ክትከዉን ዘለካ ሕልምን ድልየትን ግን ተጣዒስካ ኣይትረኽቦን ኢኻ ስለዚ ኣምላክ ኩሉ ዝኽእል እዩ ነዓኻ ዝበላ ሒዝልካ ኣሎ ። ዋላ ንሳ ዉን ጽቡቅ ኣይረኸበትን ንዓኣ ዉን ኣምላኽ ይሓግዛ 🙏 ከም ሓብትኻ ሪኢኻ ዉን ኣብ ኩሉ ጸገማ ክትሕግዛ ትኽእል ኢኻ ኣጆኩም ኣኻእሎ ይሃብኩም ንኩልኹም ኣምላኽ ይሓግዝኩም ብጸሎትን ጾምን ንኹሉ ሰዓርዎ።❤❤❤ ነዚ ይመስል ርእይቶይ ✍️Ⓢ በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ክርስቶስ ንኹሉ ክኽእሎ እየ! ፊሊ ፤ 4፣13✝️🛐🙏 ❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 12 дней назад
❤❤❤
@maryamey99
@maryamey99 19 дней назад
I can feel you that could be hard to be separated from the ones you love gn bejaka Zehawey Diacon mkan yhsheka qexilka Kahn kenka maerigka abo kenka gasa ktkewn abi xega fetari eyu pls Diykunaka keytkesro neti nay zelealemawi hiwet temt haftna kea nea zkewn seb aytsnn eya amlak msakum ykun ❤
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 19 дней назад
ክቡር ሓወይ ድያቆን እዚ ቀገጢሙካ ዘሎ ሽግር ከብድ እኳ እተኮነ ካብ እግዚአብሔር ምግልጋልን ድያቆ ዝተቀባእካ ስለዝኮንካ ካብ ሕጊ እግዚአብሔር ኣይትውጻእ ዕድመካ ሙሉእ ከይትሳቀ ተጠንቅቅ ክቡር ወደይ እዚ ፈተና ልዕሊ ዓቅምካ ስለዝኮነ ከእግዚአብሔር ብሱባኤ ክትገብሮን ክትውኖን ዘለካ ደጋግምካ ሕተቶ መጀመሪያ ግን ሱባኤ ከመይ ከዝእቶን ብደቂቅ ኣብ ዩትብ ይኩን ንዝፈልጡ ኣቦታት ተወከስ ስለዚ እግዚአብሔር ኣብ ሐደጋ ኣየእተወካን ብመገድ ኣፍቃትካ ዘጋጠመ ሓደጋ ይነረካ ንዓዓ ከምይትምርዖ ማለት ዩ ዲቁና ክፈርስ ስለዘይብሉ ክንጽረልካ ግን ብሱባኤ እዩ ከሰትሓትት ዘለካ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ብኤመለይ ጽሓፈለይ ዝያዳ ከነዕልል ዝሓወይ
@meron520
@meron520 18 дней назад
Kali gale temerio Kehnetka halu
@MebreMebre-c8g
@MebreMebre-c8g 15 дней назад
እዚ ጉዳይ ከቢድ እዩ ግን ከኣ መጀመርያ ንፈጣሪ ኣቐድም መክንያቱ ሰበይቲ ‘ውን ካብ ኣምላኽ እያ ትወሃበካ ስለዚ እዚ ድያቆን ምኻን ገዲፈ ክምርዓዋ ዝብል ሓሳብ ካብ ሰይጣን እዩ መኽንያቱ ክንድዚ ዝኣክል ጸጋ ብኾንቱ ኣጥፊእካ ምስ ኣምላኽ ዝነበረካ ርክብ ኢኻ ትቕንስ ዘለኻ ካብ ኣቐባሊ👈ናብ ተቐባሊ 👈 ካብ መራሒ ናብ ተመራሒ ክወርድ እየ ኢኻ ትብል ዘለኻ ኣስተውዕል ወርቂ ብሓዊ እዩ ዝፍተን ንሓፍትና ከኣ ኣምላኽ ናታ ዝበሎ ሒዙላ ኣሎ ኣምላኽ መፈጸምታኻ የጸብቐልካ። እዚ ክጽሕፍ ዘገደደኒ እንታይ ዓይነት ሰብ ኔሩ እንታይ ዓይነት ሰብ ኣለኹ ኣነ እየ ዝፈልጦ (ኔረ ኔረ )ግን ትርጉም የብሉን ስለዚ እቲ ብኣይ ዝሓለፈ ኣባኻ ከይድገም እመነኒ ኣብ ዘይወጽእ ጣዕሳ ከይትኣቱ ተጠንቀቕ ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩላትና ይኹን
@FanuelKahsay-o4p
@FanuelKahsay-o4p 12 дней назад
ሰላም ዲያቆን ሓወይ ምርጀመርታ እግዚኣብሄር ጸጓኡ የብዝሓልካ ናተይ ሪኢቶ ኣብናትካ ቦታ ኣትየ እምልስ ኣለኹ ኣምላኽ ከከም ዘድሊየና ዝፈልትን ዝህብን ኣምላኽ ኢዩ ዘለና ንስኻ እኮ ከማን ከተገልግሎ ዝተመነኻ ንሱ ድማ ዝመረጸካስ ከመይ ዘየድሌካ ዘይ ህበካ እወ ፍቅሪ ዩ ኣጸቢቐ እፈልት ከቢድ ምኻኑ ግን እግዚኣብሄር ዘድሊየና ዝህብ ኣምላኽ ኢዩ ምስ ተመርዓኹም ከ እንተ ዘጋጥማ እንታይ ምስገበርካ እዚ ግዳ ከይተመርዓካ ብሙኻኑን እቲ ቀዳማይ ክኣ እንተዘይ ትነግረካ እንታይ ኮን ሙኾንካ ድሕሪ መርዓ እንተ ትፈልጥ ስለዝስ እዚ ንባዕሉስ ከምዚ ብዘይሙኻኑ ንኣምላኽ ከይዘንጋዕና ምስጋና ይኹኖ ክትገብሮ ዝግብኣካ ንምርሳዕ ጽዓር መኽንያቱ ዲቁና እንተ ኣፍሪስካያ ናይ ሰመይ ዝኣክል ሕቶን ፍርድን ኣለካ ንሓፍትና እንተ ገደፍካያ ዝሓተካ ኣካል የለን እሞ ንኽትርስዓ ጽዓር ሱባኤን ካልእን ኣየድልን ኢዩ እቲ ብዓል ሓደ ምክሊት ብዘይ ምጥቃሙ ኣበይ ከም ዝተደርበየ ሪኢናዮ ኣለና ኣምላከ ዮሴፍ ምሳኻ ይኹን ልዕል ከብለካ ኢዩ እታ ናትካ ድማ ክህበካን ሰሪዕልካ ከም ዘሎን ርግጸኛ ኢየ ዘረባ ከየብዝሓልካ ኣምላኣከ እስራኤል ምስ ኩሉና ይኹን ኣብ ጉዑዞኻ ፍጹም ኣገልግሎት እምነየልካ!!!
@wehazittekle2773
@wehazittekle2773 18 дней назад
ሰላም ሓውና ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ሰላም ይሃብካ ብምቅጻል ኣብ ፍቅርን ኣብ ሃይማኖትካን ዘለካ ርድኢት ከየድነቅኩኳ ክሓልፍ ኣይደልን፡ኣነ ዝመኽረካ ግን ንኣምላኽ ብክህነት ጥራሕ ኣይኮናን ነገልግሎ ብዝተፈላለይ መንገዲ ነገልግሎ ኢና ፡ሕብረተሰብ ብምምሃር ፡ናብ ቤት ኣምላክ ክመጹ ምጉስጓስ ጸሎት ብምጽላይ ፡መዝሙር ብምዝማር ዜማ ብምዝያም ድኻታትን ሕሙማትን እሱራትን ብምብጻሕ ንሰባት ከምነብስካ ብምፍቃር ወዘተ ከነገልግሎ ንክእል ኢና ፡ስለዚ ንኣምላክ በዚታት ከተገልግሎ ይከኣል ኢዩ ነታ ኣፍቃሪትካ ግን ኣይትኽሰራ ኢየ ዝብለካ ድንግል ኮይና ርህርህቲ ፈቃር ፈታዊት ሓዳራ እንተዘይኮይና ትርጉም የብሉን ስለዚ ሕጽይትካ ኣይትኽሰር
@medhaniemeharzghi4394
@medhaniemeharzghi4394 11 дней назад
ሰላም ወሰናይ ኣነ ናይ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ካቶሊካዊ እየ ድያቆን ሓወይ ድንግልና ብንሳሓ ይምለስ እዩ።
@MmWerede
@MmWerede 11 дней назад
Aytgage katolkn tewahdon ab dogman qenonan sle zeyrakeb ezi mkrka nkatolik ember ntewahdo aywklnbsorry
@Awita-w8z
@Awita-w8z 19 дней назад
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩላኹም ይኹን ፡ብምቕጻል ዲያቆን ሓወይ ብዘጋጠመካ ይሓዝን ዝኹሉ ጽቡቕ ነገር ሓሲብካ ናተይ ኣላትኒ ብምባል ብዙሕ ነገራት ተጻዊርካ ከተብቅዕ ሃንደበት ከምዚ ከጋጥመካ ከሎ ከቢድ ኢዩ።ግን ዘጋጥሙና ነገራት ንጽቡቅና ምኳኖም ኣሚንና ምስ ንቅበሎም ኣምላክ ንሰናይና ኢዩ ዝቅይሮ፡ስለዚ ብዘጋጠመካ ነገራት ንስኻ ከይትስነፍ ፡እንታይ ድኣ በርቲዕኻ ስዓሮ ፡ኣነ ከም ድያቆን መጠን ዝብለካ ነገር እንተልዩ ኩሉ ናይ ስጋ ነገር ሓላፊ ኢዩ ፡ስለዚ ንኹሉ ፍትወትካን ስጋዊ ድሌታትካን ተጻዊርካ ዲቁናኻ ኣብ ዝለዓለ ማዕርግ ክተብጽሓ ኢዩ ናተይ ሓሳብ ። ይርድኣኒ እዩ ክኸብድ ይኽእል ኢዩ ፡ግን ኣምላኽ ብሓደ ክትፍጽምዎ ፍቓዱ ኣይኮነን በብመንገድኹም ሂወትኩም ክትመርሑ ይላበወካ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ።
@michaelbrhane4891
@michaelbrhane4891 19 дней назад
Selam hawey ne amlak zesmirwo amenti ember haymanotawaiyan aykonun. Kemti Abe kalu ziblo aytihaz aytitenki aytitam ziblu negerat nay haymanotawaiyan eyu. Silezi amlak fikirn eminent sile zideli neza wiseti afkaritka aytigdefa
@user-pr7ty7eu7h
@user-pr7ty7eu7h 15 дней назад
Kbur hawey ane seyti diakon eye ab sdet ynebr lkie kem natkrm sdetn mfllayn halifna bhansab nnebr alena. Hadarn fqrn gn klte bebeynu hiwet eyu dehar hiwet ms gefhe b diaqunaka kehsbeka kjmr eyu ktguhi eka, anes mrjemerta neti wshtawi selam zhbeka diyqnaka aqb mbelku. Hiwet mlue yeblan msta tefqra mnbar kndey des zebl eyu gn qdmi egziabher aysraen eyu, neaka sle zeytkewn mengedi ztsergelka zelo koynu ysmeani. Medhane alem qnue yehsbka.
@HabenLove-j7e
@HabenLove-j7e 18 дней назад
Kburu hawey n abat nebska tetemakrom btami xbuq nieru nsom tizhaysh mkri khbuka metan
@adhanetteklu9524
@adhanetteklu9524 13 дней назад
Amlak si dngl lbi dea ber dngl sgayelen hewey natey
@BiratTesfaye
@BiratTesfaye 19 дней назад
Namlak kal atika eka ketegelgl .so seb yhasb agzabiher afxm kawa tbelx geru khbeka u Ajoka berta (Dikunaka yhsheka)
@GenatGotom
@GenatGotom 17 дней назад
ሰላም ዲያቆን ሓወና እዚ ኩሉ ወላ ዝከበደ እንተ ኮነ ካብቲ ናይ እግዝኣቢሄር ቃል ኣይ ከብድንኢዩ ሰለዚ ካልእካ ተመርዖ በጃካ ንፍቅሪ ኢልካ ከይትከሰሮ ሓደራካ ዝሓወነይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@thagos5362
@thagos5362 7 дней назад
ንሳ ውን ፍቃደኛ ካብ ኮነት ነቲ ዘይትካእ ምረጽ፡
@senaittesfaye1227
@senaittesfaye1227 19 дней назад
Kubur Daconey hawey zantakm aze ye hazine gn kea egziabher ymesgen eti mintay nska enkea aywedkika.slezi subia eto mo melsi kitrekblu eka kidanemhret msweda misaka tkun.
@Sanirey777
@Sanirey777 17 дней назад
Mearey suba entay malet u dhri kndey ke melsi trekbelu
@Akiteylove
@Akiteylove 15 дней назад
ክንደይ ዩ ዘሎ፡መከራ ዝረክብ ብገለ፡ዘይሓላፍነታውያን ከምቲ፡ዝበለቶ፡ግን ንንእሽተይ ሓብተይ፡ዝበለቶ ዘይክከውን ይክእል ዩ ምክንያቱ፡ሓብታ ውን፡ከምኣ፡ኣገልጋሊ፡ዝመረጸቶ፡ይህልዋ ይከውን፡ኣብ ዝገደደ ሽግር፡ከይትኣቱ
@Habtom-e5y
@Habtom-e5y 19 дней назад
ከም ዝደለናዮ ዘይኮነስ ከም ፍቅድ ኣምላክ ተከድና ተመራጺ አዩ ምውሳን ከገድሰካዩ 1፡ወይ እንዳ ቀደስካ ክትዛዝም ትደሊ እንተ ኮንካ ካልእ ምምርዓው ግድን እዩ 2፡ፍቅራ ወይ ገለ ትብል እንተ ኮንካ ክኣ ክህነት ከም ዘይምልከተካ ንነብስካ ኣእምና ምክናቱ ዳዊት ኩሉ ቤት መቅደስ ክሰርህ ምስ ሓሰበ ስለ ኣብ ዝሙት ዝወደቀ ብወዱ ንጉስ ሰለሙን ክትስራህ ምካኑ ትሓቢሩ ግን ስለ ኩሉ ከም ልበይ ተባሂሉ ስለዚ እስካ ክኣ ኣብ ትውስኖ ንኣምላክ ብምቅዳም ውሳኔ የገድሰካዩ ግን ብፍርሓት ኣምላክ ክከውን ኣለዎ ብድፍረት ዝትሓወሶ ከይከውን ነብስካ ግታእ
@awetasmerom5156
@awetasmerom5156 19 дней назад
Ane wn nayzi hawna qnua melsi eye
@SimonYikunot
@SimonYikunot 19 дней назад
Haymanot mexawetie aykonen diyaqon keleka kemey Elka Gaul ttmet ageb
@yafetamanuel6539
@yafetamanuel6539 19 дней назад
ናይ ሎሚ ካህናት ኣዝዮም ኢዮም ዘሕዝኑ እዞም መናፍቃን ብሃይማኖት ዝሽቅጡ ስሱዓት፡ሃርጓማት፡ኮነ ኢሎም ብጸላእቲ ሰናያት ተላኢኾም ቤተክርስትያን ከራኽሱ ዝተዓጥቁ እዞም ርኹሳት ስድዳት እንደገና ከኣ ነቶም ውሑዳት ቅኑዓት ኣቃሽሽትን ድያቆናትን ከኣ የጸልሙን የነኣእሱን ዘይገበርቲ ግብሪ ብሰንኮም ብዙሕ ሽግር ወሪድናን ዝወርደና ዘሎን እዞም ልኡኻት ጠንቆልቲ
@SimonYikunot
@SimonYikunot 17 дней назад
@@yafetamanuel6539 ata zey nsu eyu manta kebdna zqxerxena zelo
@YewhanaZer
@YewhanaZer 3 дня назад
ካብ ሰብ ተፈሊካ ኽትነብር ትኽእል ኢካ ካብ ኣምላኽ ተፈሊኻ ክትነብር ኣይትኽእል ኢኻ ስለዚ ናታ ይፍጠረላ ንኣኻ ውን
@adhanetteklu9524
@adhanetteklu9524 13 дней назад
Namlak zsaeno yele sbaie eto marey amlak melsi khbeka eyu
@LoveH95
@LoveH95 16 дней назад
ሰላም ድያቆን ሓወይ ብመጀመርታ ብጣዕሚ የ ሓዚነ ኣካእሎ ይሃብካ ፈጣሪ ቀጺለ ድያቆን ድንግል ግድን ክምርዖ ተለካ ተኮነ ኮ ሱባኤ ኣቲካ ንእግዚኣብሄር ክትሓቶ ትክል ኢካ ነዚ ክትገብር ግን ምስ አባድ ነብስካ ክትዘራረብ ኣለካ ነዚ ክትገብር እግዚኣብሄር❤ ይሓግዝካ ኣሜን 🙏
@hfhhikffjg
@hfhhikffjg 7 дней назад
Kbur diakon hawey bmkdam selam amlak Ms kulna ykun bkedamnet ane neta afkaritka blbi kemesgna yfetu mkniatu abzi lomi zelenayo gzye kemza aynet gualensteyti bknena neti natka elam teredia ab elamaka ktkxl mxara btaemi ktmsgen ygbea u diakon hawey ane neaka ktbleka zdeli dikuna malet kemza bkeri u hansb entetesera kalay gzye ktmelso zeykeal u slezi ezia haftna natka slezeykonet ya ezia agatimwa zelo slezi lbka abertieka dikunaka kthlu ymhxeneka amlak kea degena sebeyti neakan hymanotkan thlu sebeyti yfterrlka
@TemesghenTsegai
@TemesghenTsegai 12 дней назад
Kubur haw nfetari gdn aykonkan bkhnet tegelglo tewesaki kab tefakerkum nsa wn tewexia ala msa mhasheka ybl. Nfetari bbuzuh kenegelglo nickel ena.kdey alem ala endo srah fetari tserh nska wn aymhamekkan ye zbl .
@selam-r6y
@selam-r6y 19 дней назад
dyaqon hawey sry kebid eyu but hasabey fetari feqidwo ab marg diquna abxihka nska nfetari ktegelgl thaxika eka slezi dngl gual ktmro natey hasab coz xbah tasa tefetirlka wn lba zsebr qal ktewxe tkel bflay kahn ktkewn nay newih hlmkan dlietkan kab kone nezi agelgulot bqelil kab lbka tewxo aybln goyta fqri eyu balu tefqra khbeka eyu hafta mmraw wn xbuq hasab aymeslenn Ms kale seb.liela fter kab haftna kea bztekaleka enterhaqka nmrsae hadsh hiwet nmftar khgzekum neza haftey xegema yrdani eyu mknyatu kabzi zeyfle tarik aleni gn xelot nageberkum btesfa hadsh hiwet ktjmru reytoy
@SemharKebrab-os1ym
@SemharKebrab-os1ym 19 дней назад
ጽቡቅ ኣለኺ ዘሓፍተይ ኣነ ዉን ምስዚ ናትኪ ሓሳብ ይሰማማዕ እየ ከም ናትኪ ርእይቶ እዩ ዘለኒ።❤❤❤
@MartaMartina-v5c
@MartaMartina-v5c 17 дней назад
Niamlak kneglgln knemesgnn ena tefetirna gdn kahn ktkon yeblkan kndeyinewu wlad abina elomka nkweldu kblu kshiniom afrisom abkalie zweldu ayitgage temeriawu amlakum enamesgenkum kea nberu nhaftagn chrash keytmrio zgedede skyatyu nkltekum bejaka
@Abuki-wk1xh
@Abuki-wk1xh 17 дней назад
Zhawey ajoka kale temera meknyatu fekeri kebid eu meenem zerdeo eu gen egziabher sela zeyfekedelka eu menem seb fekeri yejemer bezetefelaleye mekenyat enda tefateka wela tefelale gen zebleka ane egziebher amlkeka agelegel dengel naka temeseleka rieka zhawey menem mes zefekero zeneber yelen
@simontemesgen1429
@simontemesgen1429 3 дня назад
ETA habta ke dngl ala diya amlak senay zebele yhabka kab fetene wexieka bkhnet tnebr ygberka
Далее
1 Subscriber = 1 Penny
00:17
Просмотров 52 млн