ደቆምን ፍሉጣት ኣርቲስታትን መበል 35 ዓመቶም ብድምቀት ኣኽቢሮምሎም። ድቆምን ኣርቲስታትን ዝተዛረብዎ ልቢ ዝትንክፍ ዝርባ። ሰናይ ትምኒትኩም ግለጽሎም። ንወልድኹምን ባዕልኹምን ክትኽብሩ ትደልዩ ኣብ #comment ጠቁምና። ስናይ ምክትታል
11 окт 2024