Тёмный

ብዓዲ እንተወዲኡልካ ሕፍረትካ ቀሪፅካ እንተሰደድካሉ እንታይ ፀገም ኣለዎ? ሰብኣይካ እንድዩ?(abi habeshawit tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ 

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ
Просмотров 2,3 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

22 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 125   
@user-ml9co4ie7l
@user-ml9co4ie7l 6 дней назад
ሰላም ኣቢ ሓፍተይ ብእትህብና ምክርን ማዕዳን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ቀፅሉሉ ኣቢየይ ❤ እነ እውን ሓንቲ ማሓዛይ ዘላለየትኒ ኣፍቃሪ ነይሩኒ ብድሕሪ ናይ ክልተ ዓመት ሌላና ክንፋቀርን ክንፋቶን ጀሚርና ብጣዕሚ እየ ዘፍቅሮ ብድሕሪኡ ብዓዲ ክውደአልኪ ኢሉኒ ኣነ ድማ ሰለ ዘፍቅሮ ፀገም የብሉን እሹይ ኢለዮ ብዓዲ ምስ ወዳእና ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ክቅየረኒ ጀሚሩ ደዊሉ ክንራከብ ስራሕ ገዲፍኪ ብቢድዮ ኣውግዕኒ ይብለኒ ብጭራስ እቱ ዘፍቅሮ ሰብ ድዩከ ክስካብ ዝብል እዩ ተቀየሩኒ ኣነ ድማ እንታይ ኢካ ኮይንካ ተቀይርካ ምስ በልክዎ ክንራከብ ኣለና ጉቡአይ ፈፂመልኪ እየ እም ጉቡእኪ ፈፅሚ ኢሉኒ ኣነ ድማ ዎይ እንታይ ማለትካ እዩ ንዒ ኣጃዛ ውፂ ኣይብለክን ኢዶ ኣይበልካንን ምስ በልክዎ ብንኡሽቶን ተኮሪና ንሓደ ሰሙን ከይተዲዋወልና ተዓፃፂና ሱቅ ምስ በልና ብድሕሪኡ ተመሊሱ ደዊሉለይ ኣነ ድማ ኣልዒለዮ ምስ ኣልዓልክዎ ከመይ ኣለኪ ኢሉኒ ሰላም እየ ንስካከ ኢለዮ ሕማቅ ኢሉኒ ታ ኮይንካ ምስ በልክዎ ንራከብ ምስ በልኩኪ ምስ ሓንቲ ቆልዓ ተዳዋዊለ እየ ኢሉኒ እሽዑ ዝተሰመዐኒ ስምዒት ክነግረኪ ኣይክእልን ብጣዕሚ እዩ ተሰሚዑኒ ጀዋለይ ካብ ኢደይ ነጢራ ናብ መርየት ጫሕ ኢላ ወዲቃ ምክንያቱ ብጣዕሚ ሰለ ዘፍቅሮ ከምዙይ ክገብር ኢለ ሓሲበዮ ኣይፈልጥን ብድሕሪኡ ዓምይ መፅያ ታይ ኮይንኪ ኢላ ካፍቲ ዝወደቅክዎ ኣተሲኣ ናብ እቲ ዝድቅሰሉ ቦታ ወሲዳትኒ ጀዋለይ ኣልዒላ ምስ ረአየታ ኣይትብላዕ ኣይትስተ ኮይና ፀኒሓታ ገሪሙዋ እንታይ ዲኪ ሰሚዕኪ ኢላትኒ ኣነድማ በይ ገይረ ክናገራ ኣፈይ ተዓቢሱ ሱቅ ኢለ ጥራሕ እየ ዝጥምታ ዝነበርኩ ብድሕሪ ሓደወርሒ ጀዋለይ ኣዐርየ እቲ ዝበለኒ ሓቂ ምኮኑ ከረጋግፅ ደወለሉ ንሱ ድማ እንታይ ድኣ ኮይንኪ ጠፊእኪ ኢሉኒ ኣነ ድማ ጀዋለይ ሰለ ዝተባላሸወት እየ ኢለዮ ምንም ከይወሰኩ እቲ ዝበልካኒ ሓቂ ድዩ ምስ በልክዎ እወ ግን ካብኣ ክርሕቅ ሓግዝኒ ኢሉኒ ኣነ ድማ ዋይ ንሳዶ መፅያትካ እያ ባዕልካ ኢዶ ኣይኮንካን ከም ተፍቅራ ዝነገርካያ ኢላ በል ፃዕዳ ይፅናሕካ ዝሓወይ ኢለ በል ስማዕ ኣነ ክብለካ ዝደሊ ከምዙ ንዓይ ገይርካኒ ዘለካ አብ ጎል እነካ እንተዝበፅሕ እንታይ ዓይነት ስሚዒት ከም ዝስመዐካ ሕሰበሉ እንተ ኣነ ግን ከምቲ ዘፍቅረካ ብጣዕሚ እየ ፀሊአካ ዘለኩ ሰላም ኩን ዕላማ ሰለ ዘምፀአኒ ንዕላማይ ክፍፅም ድማ ጠንኪረ ክሰርሕ እየ ኢለ ንግዚኡ ብሎክ ዓፅየ ጉዲይ ዕላማይ ክገብር ጠንኪረ ክሰርሕ ጀዋለይ ዓፅየ ንክልተ ወርሒ ምሳኪ ትኩን ከይትብኒ ኢለ ምስ ዓምይ ኣቀሚጠ ንኡ ከርስዕ በቃ ስርሐይን ዕላማይን ጥራሕ ክገብር ተልዒለ እግዚኣብሔር ይመስገን ሐዚ መርየተይ ገዚአ ገዛይ የስርሕ ኣለኩ ወለደይ እውን ይሕግዝ ኣለኩ ንዑ ድማ ከም ዘይነበረ ረሲዐዮ ሐዚ ግን ወዲ ዝብሃል ፀሊአ ክመውት ኢለ በቃ ዋላ ኣሕዋተይ እየ ዘይኣምኖም እም እንታይ ክገብር ኣለኒ ኣቢየይ
@Grma_Tigray
@Grma_Tigray 5 дней назад
ማርያምን ቆራፅ ጅግና ኢኺ ሃማኺ ልበላ ኣጋላት ትርኢ ተለኹ ከመይ ደስ ከም ዝብለኒ❤
@user-zh7qv8oz6h
@user-zh7qv8oz6h 5 дней назад
jgna
@HadasTedros
@HadasTedros 5 дней назад
@@user-ml9co4ie7l ከምዚ ዓይነት ፁሑፍ ክርኢ ሕጉስ ይብል እና ጋልነይ ጅግና ናይ ብሓቂ ጋል ኮይና ጠንካራ ትከዉን ኣለዋ
@SlamhSLMH-ws1sm
@SlamhSLMH-ws1sm 5 дней назад
ጁግና ዝሓፍተይ ገና ተይወለድኪ ግደፍዮ ምብኣስ ለሎ እዩ ኣሽዕኡ ጋል ምጁንጃን ገና ሀዚ እዙይ ዝገበረ ደሓር ሰብ ኣይቆፅረክይ
@Hareg675
@Hareg675 2 дня назад
ጅግና ኢኺ ብሓቂ መብዛሕቲአን ይፃወቱለን እዮም ዘለዉ የሕዝን😥 ኣነ ዝብለኪ ግን ኩሉ ሓደ ኣይኮነን ፆሎት ግበሪ ናይ ስነ ልቦና ምክርታት እውን ስምዒ ፈጣሪ ዝበሎ እዩ ዝኸውን እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን💕🤲
@merimeri278
@merimeri278 7 дней назад
መፅሓፍ ቅዱስ ቅድሚ ቃል ኪዳን ስጋዊ ርክብ ምግባር ዝሙት እዩ ብዓዲ ምውዳእ ከዓ ሕፀ እምበር መርዓ ቃልኪዳን ኣይኮነን
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-su8ub8yq3t
@user-su8ub8yq3t 7 дней назад
ኣንታ ኣምላክ ገለ ክንሰምዕ ኢና ኣየኮነን ንሑፁይካስ ወላ ስብኣይካ ካ ምሳካ እናሃለወ ቀላዕላዕ ኣየድልን ኣትን ኣጋላት ክብሪ ይሃሊክን ስርዓት ገበራ ማርያምን ኣይምባንዶ ሕፁይካስ ስብኣየይ እዉን ወላ በሓደ እናሃለና ክዳነይ ቀይረ ኣይፈልጥን ከመይ ዓይነት ርእሲ ዓዲልክን ኣይርደአንን
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@Shawy-us4hv
@Shawy-us4hv 7 дней назад
ትክክል ማዓረይ😢
@user-lo9hv9we9k
@user-lo9hv9we9k 7 дней назад
ሓቂ መዓረይ😢❤
@user-hw7tz5sq2k
@user-hw7tz5sq2k 7 дней назад
ምጫረን ሑሱራት ፍጥረት
@briefkr
@briefkr 7 дней назад
ብሓቂ
@user-wu2dt3vo5l
@user-wu2dt3vo5l 23 часа назад
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተለኪ ቀፅልሉ ዝያዳይ እና አነ አብ ሰደት እየ ዘለኩ አብ ዓዲ እናሀለኩ ዝፈልጦ ወዲ ነይሩ ካበኦ ናብሰደት ክመፅእ ምሰ ሓሰብኩ ይከይድ አለኩ እለዮ በሊ ጋል እተውለይ እሉኒ ቃል ድማ አትየሉ ንከይጠልም ንሱ እው አትይለይ ቃል ሓንቲ ማዓልቲ እውን ርክብ ፈፂምና እና እናመፃኩ እና አብስደት ሓሙሽተ ዓመት እየ ገይረ እግዛቢሀር ይመስገን ገዛይ እውን ሰርሐ እየ ሐዚ ግን ምክሪ ደልየሉ ዘለኩ በተሰቡ ሰድራኡ እውን አፊሊጡኒ እዮ ንዒ ሓዳርኪ ግበሪ እናበላ ብጣዕሚ እየ ን ደም ዝነብዓ ዝወለደትካ አደካ ከማን ከምዙይ እላ ሀረር አይትብለካን ከይከድ ድማ ፈሪሐ ሰልኪ ብዙሕ አየልዕለንን ንሱ እንታይ ትምኩርኒ ዞመሓተይ ክብርቲ ሓፍተይ ድማ ክትምልስለይ ይፅበ ካሊእ ጠባዩ ናይ እንጀራ ሰብ እዩ ብዛ ስልኪ ዘይምልዓሉ ግን ተጣራጥረኒ😢
@yguygu4625
@yguygu4625 7 дней назад
ዋእኡዙይ ኢልካስ ምክሪ ጎይታይ ማዓረይ ሰብኣይ ተከደ ስብኣይዶ ኣይኮነን ዝመፅእ በጃካትክን ክብረትክን ኣይት ቃንጥጣ ዋእ 😢😢
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 7 дней назад
ብዙሓት እዮምኮ ዝከራኸሩኻ ግርም ዝብለኒ ብዙሓ ኣዋልድ ዋላ እየን ኣቕሊለን ዝሪኡኡ የሕዝን ታይ ዓይነት ዘበን እዩ ወለድና እንኳዕ ኣይሰምዑዎ ዝግበር ዘሎ ጉድ😢😢😢
@HadasTedros
@HadasTedros 7 дней назад
ኣነስ ስቁ ኢለ ይሓረቅ ኣፋቅሪይ ጥራሕ ነብስኪ ስደድለይ ኢልኒ ክብላ ከለዋ ከመይ ድዩ ኮይኑ ፍቅሪ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምራኒ አሕዋተይ❤
@user-bq8xi8zk7d
@user-bq8xi8zk7d 5 дней назад
ኣትን ኣዋልድ ልቢ ግበራ በጃክን ዋላ ዓሰእረተ ጊዜ ዋላ እሞንኡ ተጠንቀቃ በጃክን😢😢
@Hareg675
@Hareg675 3 дня назад
ታይ ይኾን ኣሎ እዚ ወለዶ እዝግዮ ልቦና ይሃበና😢🤲🤲🤲
@SleepyApron-cs2dx
@SleepyApron-cs2dx 7 дней назад
ኣትን ኣዋልድ ተሕርቃኒ ኣለክን☹️በጃኽን ልቢ ግበራ ነብስክን ባዕልኽን ኣይተሕሰራ ባእ🥹
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-jx9jn9uo9b
@user-jx9jn9uo9b 7 дней назад
ዋላ ዓሰርተ ሕፀ ይግበረልኪ ሒፍረትኪ ቃሪፅኪ ስደድለይ ዝብል ወዲ ዝሓሰቦ ነገር ስለ ዘሎ እዩ እና ተጠንቀቂ ዛሓፍተይ👌 ንምንታይ እክን ደቂ አንስትዮ አሕዋተይ ቆራፃት ዘይትኮና
@user-xs3mv7ry6u
@user-xs3mv7ry6u 6 дней назад
ዋይ ኣሕዋተይ ኣይትዓሽዋ ዳሓራይ ዘይ ወፅእ ጣዕሳ እዩ😢ኣቤየ ቀፅልሉ በርትዒ ዛናተይ❤❤❤
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 7 дней назад
ፍልይ ዝበለን ደስስ ዝብልን ምኽሪ እዩ የቐንየልና ኣብ ልበን የሕድሮ ንዘን ከምዙት ዓይነት ኣተሓሳስባ ዘለወን❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@Mebratselemun
@Mebratselemun 7 дней назад
ከትሰዲ ዋላ ይወደአልኪ ወዲ ኣትመኒ ዕላማክን ገዛክን ስርሒ👍👍👍👍
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@genet3442
@genet3442 7 дней назад
ዋይ ማዓረይ ልቢ ግበሪ እና ኣቢየይ ፁቡቅ ምክሪ እዩ ወለላይ❤😢 ከመኡ ኣይግበርይ ማሓረኒ ኪብርኪን ሓልዋ ኣሓዋተይ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝይዳይ❤
@genet3442
@genet3442 7 дней назад
ገይረ ማዓረይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
@@genet3442 የቀንየለይ ክብረተይ❤
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 7 дней назад
ዋይ መርገም ሕሱራት ክብርክን ሓልዋ ብስሩ እንታይ እዩ እንዶ ረብሕኡ ስድታት😢😢😢😭😭😭
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 7 дней назад
አብ ፈተና አይተእትወኒ አምላኬ😢😢ዋ
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 6 дней назад
እዝግዮ ማሓረኒ ክርስቶስ ኣነ ቅድሚ ክልተ ማዓልቲ ሕማቅ ቪድዮ ይስደደኒ ምስ ረአክዎ ብጣዕሚ ርእሰይ ሓሚመ ኣብ ምንታይ ደረጃ ኢና በፂሕና ኣምላኬ ሆይ ይቅር በለልና መጨረሻና የፀብቀልና ኣብ ፈተና ኣይተእትየና
@miliaxmawit1640
@miliaxmawit1640 7 дней назад
ተጠንቂቅና ዘትረፍናዮ ፈሪሕና ዝከሰርናዮ የለን ስለዚ ቆራፃት ኩና ብሰንኪ ሓንቲ መዓልቲ እያ ሂወተይ ፀልሚታ ናበልክን ዕድመ ልክዕክን ከይትፅፀታ ካብዘን ቀሪፀን ሰዲደን ክስካብ ሂወተይ ከጥፍእ እየ ዝበላ ተምሃራ በተለይ ሕፍረትክን ቀሪፅክን ምስዳድ ስጀመር ዘፍቅረካ ሰብ ንሩሕቅ ዝጥምት ከምዚታት ኣይጥይቅን ስለ መፃኢኩም እዩ ዘዋግዕ🥰🥰🥰ዓርሰ እምነት ይሃሊክን ዕላማክን ኣፅንዓ🥰
@user-lo9hv9we9k
@user-lo9hv9we9k 7 дней назад
ብሓቂ 😢❤
@user-wk8vd9zl8n
@user-wk8vd9zl8n 7 дней назад
ዋላ ብገዛ ይወደአልኪ ነብስካ ኣሕልፍካ ምሃብ ዕሽነት እዩ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 6 дней назад
እዝግዮ ማሓረኒ ጥራሕ እየ ኽብል ዝኽእል😢😢😢😢😢😢
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k 7 дней назад
ዋይ አታ አምላክ ገለ ክንስምዕ ኢና😢😢
@Hilfitweldi3833
@Hilfitweldi3833 7 дней назад
ይበል መልሲ ኣቢየ❤❤❤እሰይይይ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዝያዳይ ቀፅልሉ ኣድናቂትኪ እየ ብጣዕሚ እየ ክኣ ዝፈትወኪ ከይትቅየሪ😢 ከምዛ ዘለክያ ኮይንኪ ቀፅሊ ዝያዳይ❤❤❤❤❤❤❤
@selamselam6413
@selamselam6413 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@sarayan525
@sarayan525 6 дней назад
አብ ፈተና አይተእትወኒ አምላኸይ 🙏🙏🙏🙏🙏😢
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 7 дней назад
ማሓረና ክርስቶስ ኣቦይ ታይ ዓይነት ጊዜ ኢና በፂሕና ኡፍፍፍ😢😢ኣቢየይ ምኽርኺ ፅቡቅ እዩ ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@rbfhftcj1649
@rbfhftcj1649 7 дней назад
ኣቢየይ ናተይ ፀቡቅ ገልፅኪዮ እኪ ደስ ዝበል ንሱ እዩ እቲ ሓቂ በዘይ ቃል ኪዲን ኩሉ ዝሞት እዩ ስደነት ይባሃል ፍቅሪ ከሙኡ ኣይኩነን
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@user-qj6te1np7j
@user-qj6te1np7j 7 дней назад
እንዃዕ ብሰላም መፃኪ ኣቢ ሓፍተይ
@wezamdesta6682
@wezamdesta6682 7 дней назад
ክንደይ ዓመት ምስ ሰብኣይ ንርና እሞ እንዶንዶ ሕፍረትናስ ሸለፍናውን ሪኦም ኣይፈልጡን ዋ ሕማቅ ግዜ በፂሕና😢
@briefkr
@briefkr 7 дней назад
ምክሪኪ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኪ ኣቤዋ
@Atsbiii
@Atsbiii 6 дней назад
ኣታ ናበይ ኢና ንከዶ ሓፍተይ ንዓኪ ጥራሕ ኣይኮነን ዘዋርዱ ንክላትና እዮም 😢😢😢
@user-hw9ui3nx2t
@user-hw9ui3nx2t 7 дней назад
አዙይ ኢልካ ስ ሕቶ እግዚኣ 😢አቶም ስባት ታይ ዓይነት ግዜ እዩ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምራኒ ማዓረይ
@galltigray4548
@galltigray4548 7 дней назад
ዋይ ተደልዩ መንገዱ ሒዙ ዘይከይድ ታይ እዩ እዩ ዘይንቡር ስራሕ ታይ ጥቅሙ ቅጭጭጭ ኣ😢😢
@galtsadikjgna7787
@galtsadikjgna7787 7 дней назад
ጋሻ እየ ንገዛኪ ፅብቅተይ የቀንየልና ስለ ምክርኪ❤❤❤🎉🎉🎉
@gsas4971
@gsas4971 7 дней назад
❤እንኳዕ ስላም መፃእኺ አቤየ😊
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r 7 дней назад
ጽቡቅ መልሲ ዛሓፍተይ ክብረና ንሓልው ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ ንጠቀቅ 😢
@tedggfdmm5516
@tedggfdmm5516 7 дней назад
ዋይ ልቦና ይሃበና ላበይ ዶ ነቂልና እዚ ስምዒት እንበር ፍቅሪኣይኮነነንን ፍቅርን ስሚዒትን ክዓ ከምዚ ሰማይን መሬትን ዘይራኸቡ ከምኡ ገይርኪ ሕሰብዮ
@AbcdAbcd-nf1jx
@AbcdAbcd-nf1jx 7 дней назад
ዋው ስለምኽርኺ ብጣዕሚ እየዘድንቐኪ❤ለባመይ❤
@eett1683
@eett1683 7 дней назад
ብጣዕም የሕዝን ኩላትና በፅሑና ዩ ግና ሕደግ ትብሎ አይሰምዕይ እንድሕር ዝብል ከይኑ Block እዩ መድሓኒቱ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-hw7tz5sq2k
@user-hw7tz5sq2k 7 дней назад
ኣትን ኣሕዋተይ ደቂ ኣነስትዮ ክንደይ ትድንቁራ ግን ብጣዕሚ እክን ትገርማ መጀመርያ ክብርክን ነብሰክን ንስክን እንደሕር ሓሊክንኣ ማንም ሰብ የክብረልክን ነብስክን ባዕልክን ጉብእ ክብሪ ዘይ ሃብክንኣ ማንም ከክብራ ኣይክእልን ባዕልኪ ክብርኪ ዘይኣክበርክያስ ሰብ ክክብረልኪ ዘይመስል
@HadasTedros
@HadasTedros 7 дней назад
ትዕግስቲ ሃበኒ ኣምላክ ኣቦይ ከመይ ድዩ ኮይኑ ፍቅሪ ኣፍቃሪየይ ከይገድፈኒ ኢልካስ ጥራሕ ነብስካ ትሰደሉ እንታይ ንከዉን ኣለና ኣቱም ሰባት ነብስና ነክበር እና ብዓዲ ወድእልካ ማለት የፍቅረካ እዩ ማለት ኣይኮነን ልቢ ልግበር ዳሓር ከይንጣዓስ 😢
@MerMeri-vi8ti
@MerMeri-vi8ti 7 дней назад
ኣቢየ እንቃዕ ዳሓን መፃኪ❤🎉
@dhrjfsjirf4437
@dhrjfsjirf4437 7 дней назад
አምላክ ፍሊካ ዉቃዓ😢😢😢
@merimeri278
@merimeri278 7 дней назад
ግርም ባ ናብ መፅሓፍ ቅዱስ ፅግዕ ፅግዕ ሕፍረትኪ ስለዝረኣየ ድዩ ናብ ካሊእ ሰበይቲ ዘይከይድ ከ ስዲ ዝኾነ ወዲ
@Woubnesh
@Woubnesh 7 дней назад
ሳልሰይቲ ባዕለይ እንኳዕ ድሓን መፃእኻ ምዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@mohandasabod8755
@mohandasabod8755 7 дней назад
ኣነለ ተሳቅየ እየ ንምንታይ ኢልካ ኢካ ስብኣይ ትሕዝ ምቅራይ የሐሽ😢😢😢😢 ብጣዕሚ እየ ዝጣዓስ ክንማጎት ከለና እጭ😢😢
@aataat1524
@aataat1524 7 дней назад
ኣነስ ይገርመኒ ነበይ ኣና ንከይድኣለና ኣ😢
@senaytabadi-kf5tx
@senaytabadi-kf5tx 7 дней назад
አጥዕምልኪ ድዩ ተጋሕሽርኪ አልዕልኪ ክትሰድሉ ሓፍተይ ኩሉ ዝተሓፀይ ብሓንሳብ አይነብርን ክዕዘበኪ ለ ደልዩ ይከዉን እዩ አነ ልባዕለይ ክነግረኪ ናተጀናጀንኩ ዝገጠመኒ ሓደ እዉን አብ ስምዕት ዝአተዉ መስሉ የዕልለኒ እንታይ ትከዉን አለካ እለ ስቁ እሎዮ ንሱ ግን አብ ስሚዕት ትአቲ ድያ እሉ እዩ መጨረሻ ቻዉ እልኒ ቻዉ እለዮ እሱ ግን ቻዉ ክብሎ አተፀበየን ድሓር ሓያል ሰብ እኪ ክፍትነኪ እየ ከምኡ ገረ ፈተናኪ ድማ ሓልፍኪ እልኒ ስለዝ ዘክብረኪ ወዲ አይሓተተን ተሰድድክሉ ክደይናይ ርካሽ ምኮንኪ እዩ ክፈልጥ።
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@briefkr
@briefkr 7 дней назад
ብሓቂ ገሊፅክዮ ሓፍተይ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 7 дней назад
እዋይ ናይ ሐዚ ሕቶስ እውይ እዩ ዘብል በጃክን ልቢ ግበራ አሕዋተይ😢😢😢
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh 7 дней назад
ኣሽካይ ንስብኣይ ቀሪፀ ክሰደሉ ንባዕለይ ኣብ ሓማም ሙሉእ ምስትያት ሰዉነተይ ተሪአ ሰብ ዝሪኤንሎ ስለ ዝመስኒ ይሰግእ እና ቪድዮ ስለ ዝሰድድክናሎም ታእዮም ክከስቡ ተደልያ ብኣካል ቲኪዶ🤗🤗
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምራኒ ማዓረይ
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 5 дней назад
Btkkl Ane Lbaeley Kemu eye gn tay eyen zkona zelewa do
@bbc465
@bbc465 7 дней назад
ዋይ ጉድ ካብናይ ሎሚ ፍቅሪ ደው ኢልካ ምቅራይ ይሓይሽ ኣታቅንይ ኢልና ጉድ ንሰምዕ ኢና ኣታ ስነ ስርዓት ገይረን ዘምፀአክን ግበራ ህውከት ኒሕ መምፅኢ
@dhhgh6830
@dhhgh6830 6 дней назад
ሓደሓደ ግዜስ ብጣዕሚ እዩ ዘተሓሳስበኒ ዘሎ ኣነስ😢😢😢😢መን እዩ ክሓፍረልና
@HadasTedros
@HadasTedros 7 дней назад
ኣብየ ቀፀልሉ ናይ ሎሞዓንቲ ምክሪ ደስ ክብል ቀፅልሉ ❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@tamaykndeya1107
@tamaykndeya1107 7 дней назад
መሕዘኒ ዩ ዝወረደ ሕቶ
@mohandasabod8755
@mohandasabod8755 7 дней назад
አረ ጉድ ረኪብና ኣነ ብገዛ ተሓፂና ገዛ ድማ ንሰርሕ ኣለና ንፋለጥ ኢና ግን ቃሪፅኪ ላኣክለይ ብድዮ ደዊሉ ኣሪእኒ ይብለኒ በቃ ብጣዕሚ ኢና ንባኣስ በቃ ኣይሰምዑካን በቃ ጨጎራካ እዮም ዝልሑፅካ😭😭😭
@Shawy-us4hv
@Shawy-us4hv 7 дней назад
ካይትስድሉ ካይተርእዮ ዋላ ይርሓቅ😮
@briefkr
@briefkr 7 дней назад
ክመዝነኪ አዩ ከይትልአኪ ጎበዝ
@AbN-wy6ut
@AbN-wy6ut 7 дней назад
ኣውዳት ስዕዲ ግን ልቢ ግብሪ ብስሩ እንታይ ገብሪና እዩ ኣብ ሓያል ፍቅሪ ኣተያ ምካና ምስ ፈለጥክምስ ሕፍሪትኪ ላኣክለይ ወይ ካዓ ኣትኣምንን እኪ ንስተን ካዓ ከም ዛኣምኖኣ መራጋገፂ ይስዳሎም እናብልክም ዳሓር ኣብ ሓያል ስቃይ ተእትውልና እሕዋትና 😢😢 ኣረ ዓገብ
@tenetgerechal5546
@tenetgerechal5546 7 дней назад
ከምዚ ዝበለ ሕቶ ኣተምጸኣ ቅጭ መምጸእቲ ተሰተራ በይዛክ ዝሕተት ዘይሕተት ጠፊኡክ ድይ ኣተዋርዳና በይዛክን
@user-df7ox8fq8z
@user-df7ox8fq8z 5 дней назад
ሓደሓደ እንየዋ ኣዋልድ ሸነፍ ይመልሳልኪ
@user-hc3py4dn3e
@user-hc3py4dn3e 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 7 дней назад
ፍቅሪ እዩ እኮአየም ዝብልዎ ኣውዳትና ኣጋላተን እቲ ዘሕዝነኒ ክርስቲያን እየን እኮ ከምዚ ኢለን/ኢሎም ዝኸራኸሩ ጠንካራ እና ነብሳ ተክብር ኣብ ዕላማኣ ጽንዕቲ ዝኮነት ጓል እዮም ዝደልዩ ስለዚ ነብስኪ እናሰርኪ ከመይ ኢሉ ከክብረኪ ትጽበይ 😢
@user-ts1xr8xq7n
@user-ts1xr8xq7n День назад
ዕሽናታ ሪኡ እዩ መሕዘኒት
@user-mg9nq3tm1t
@user-mg9nq3tm1t 7 дней назад
ዋይ እዚ ስዲ እዩ ጥዕና ዘለወ የከነይ ሕፈርትካ ትብል ቃል እካስ ብጣዕሚ እዩ ዘናድድ ሸሕ የወደኤልኪ ከትወፅዮ ከትሰድየለ ከምኡ ክብለኪ ከሎሎ ገፅ ከይቲ ህብዮ😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-ww8yn9cd4h
@user-ww8yn9cd4h 7 дней назад
❤❤❤❤❤
@mami-zg5od
@mami-zg5od 4 дня назад
ብጣዕሚ ኢና ካ ንገርም ደቂ ኣነስዮ ንእሽተይ ዘይንማሃር ካፍተን ዝቀደማ ተማሃራ በጃክን ዋ ሕጅስ ብስድራ ሰለ ዝወደአትስ ምንም ኣይባኣሳን ማለት ድዩ ኣይይይይይይይይይይይ ዝሮ ግን መለብምን ኣይግበርካ መለብምን ኣይክላኣካ😊😊😊😊😊
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 7 дней назад
ዌልካም መዓረይ ሰሚዐ ክምልስ እየ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@GooklGookl-hn4ng
@GooklGookl-hn4ng 7 дней назад
ዋይ ታክስማዕ ይኡ ቅንይ ብልኻስ 😥
@adwsdas25
@adwsdas25 7 дней назад
👌👌👌❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hdhhxhx-kq3pc
@hdhhxhx-kq3pc 6 дней назад
ፎኾስቲ ዝኾና ጓላት ለሙዘበን ፎእ ብሰኪ ሓደን ክልተን ባ ለከምክናና እዙይ ሕጂ ሕቶ ዱዩ😎
@user-hw4se4di5r
@user-hw4se4di5r 7 дней назад
ኣቢየይ ኣነ ሓተተኪ የመለስክለይ ❤❤
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 5 дней назад
እሺ❤
@user-ww8yn9cd4h
@user-ww8yn9cd4h 7 дней назад
❤❤❤❤😢
@user-et5dm4bm7m
@user-et5dm4bm7m 7 дней назад
ቃደመቲ ባዕለይ❤
@rahmah1979
@rahmah1979 7 дней назад
❤❤❤❤😍😍😍😍
@Salam-om6uq
@Salam-om6uq 7 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@AbN-wy6ut
@AbN-wy6ut 7 дней назад
ካብ ካምዘይ ዓይነት ፈተነ የድሕነና ኣሕዋተይ ሳብክራይብ ገብሪኒ ደቂ ሪመይ 🤲🤲
@user-ij7bn3zn2y
@user-ij7bn3zn2y 7 дней назад
abi❤
@user-cb2ed3tx1w
@user-cb2ed3tx1w 7 дней назад
እፉፍ 😢
@user-fw1jg7qi3v
@user-fw1jg7qi3v 7 дней назад
እረ ይሕዋተይ ልቢ ግበራ ዘፍቅረኪ ተኾይኑ ብዛዕባ ቀፃሊ ሂወትኩም የማኽርኪ፡፡ ካልኣይ ድማ ንስኺ ይትረፍ ሕፍረት ሰዲድክሉ ናብ ካልእ ሰበይቲ ምኻድ ክገድፍስ ብኣካል ምስ ሰበይቶም ከለው እውን ናብ ካልእ ሰበይቲ ምኻድ ኣይገድፍን ፡፡ ስለዚ ሓፍተይ ንጋል ኣንስተይቲ ክብረታ ሽፍን እንተ ኢላ እዩ ሞ ወዲ ኣይትእመኒ ፅባሕ ንጉሆ ጋሕሻር ኢሉ ከምዝፀርፈኪ እመንኒ ፡፡ ብማዕዶ ፍቅሪ ክብርኺ ኣይተንእሲ ሓፍተይ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-st1hf3xt7q
@user-st1hf3xt7q 7 дней назад
😢🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Atsbiii
@Atsbiii 6 дней назад
ኣደብ ግበር በልዮ ሓፍተይ ናተይ 😢😢
@user-pj2vh1xy2x
@user-pj2vh1xy2x 4 дня назад
ዋይ እዙዩስ ሕቶ ድዩ አረ በጃክን ምስ መፃምድክን ገደብ ግበራሉ ክሳብ ከምኡ ዝብላከ ታይ ኢላ ትሰምዖ ናይ ባዕላ ስንፈት እዩ ሰነፍ
@SlamhSLMH-ws1sm
@SlamhSLMH-ws1sm 7 дней назад
ልኣዘዘኪ እኪ ክትገብሪ መሻርፍ ልኣዘዘኪ ኢኪ ትገብሪ ተኣብኪ ሸር ኢሉ ምስ ካሊእ እዩ ኢሉ ክብትኖ እዩ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 7 дней назад
ደምርኒ ዝያዳይ
@merimeri278
@merimeri278 7 дней назад
ብዓዲ ወዲኡ ኣይኮነን ብመርዓ ዋላ እንተወሰደክስ እንታይ መትሓዚ ኮይኑ
@WeWee-hj8gv
@WeWee-hj8gv 7 дней назад
አረ ናስዕድ ዓረብ ስብኣይ ኣሚንኻስ ቪዶ ክልኣኽ ሞት ይሓይሽ😢😢😢😢😢
@user-zh7qv8oz6h
@user-zh7qv8oz6h 7 дней назад
ab hiwetey zheguseni hfretetry zysedkulu hgsti keyne ynebr aleku temsgen kem grhnetey riauley😢😢😢😢😢 wedi gana aymennn ab tsegemka rahirka eyu zkeyd znahatey
@user-wu2dt3vo5l
@user-wu2dt3vo5l 23 часа назад
ይቅርታ ዝሓፍተይ ተወሳኪ ምንም ዝሓዞ የቡሉን ንዓኪ እዩ ዝፅበ ዞሎ ይብሉኒ ክመፅእዶ እንተ እተዮ ድማ አብታ ዘንቀድክላ ባዕልኪ ንዓ እዩ ዝብለኒ እና ብጭንቂ ህራስ አብዩኒ ተገዲስኪ መለልሰለይ እንታይ ክገብር
@briefkr
@briefkr 7 дней назад
ኣታ ኣምላክ ኣበይ አንታይባ ንኮን ኣለና አዙይስ ምክሪደልያድያ በመጃኪ ምክሪ ስምዒ ለፍቅረካ አንተኮይኑ ከምዙይ አዉን ኣይጥይቅን በስመኣብ በይዛክን ልቢ ግበራ ብስሩከ አንታይ ይኮኑ ኣለዉ ዘሞወዳት ኣሕዋትይ አረ ግደፉ ገፁ ከይትርአዩ ደደብ አዩ አዙይ
@user-fe7hd6mh3t
@user-fe7hd6mh3t 5 дней назад
አረ አይጊነይ ሕፀይ ክብረትካይ ንንበይኑ ዩ ዶሞ ሓተይ ምዓረይ አነ ብዎገነይ የዉዕሎይ ማለት እንካን ልሕፁይካ ንስብአይካ አቦ ደቅካ ዉን አይሰድድይ
Далее
Ummmm We "HAIR" You!
00:59
Просмотров 14 млн
THE POLICE TAKES ME! feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
Stray Kids <ATE> UNVEIL : TRACK "MOUNTAINS"
00:59
ነብስክን ኣትደርብያ
15:12
Просмотров 2,8 тыс.
ሜሜ ብቅንኢ ብፅብፅ ኢሉ
14:44
Просмотров 23 тыс.
ካብ ሓወይ ጠኒሰ ደሙ ስሒቡኒ
30:37
Просмотров 66 тыс.
Ummmm We "HAIR" You!
00:59
Просмотров 14 млн