Тёмный

🛑 ኣብ 13 ዓመታ መድፈርቲ | ስቓይ ብሰራዊት ሻዕብያ | ድሙቕ ሰሓቓ ተ/ጋ እየሩሳሌም ሃፍቶም 

ገድሊ Plus
Подписаться 55 тыс.
Просмотров 25 тыс.
50% 1

ንተጋዳሊት እየሩሳሌም ሃፍቶም ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0975557258 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
t.me/Gedli_plus
/ gedli.plu
/ gedli_plus

Развлечения

Опубликовано:

 

27 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 287   
@Gedli_plus
@Gedli_plus 2 дня назад
ንተጋዳሊት እየሩሳሌም ሃፍቶም ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0975557258 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@AlemMichael-pg5md
@AlemMichael-pg5md 12 часов назад
😮...... ... B w AQ
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 2 дня назад
እዚ ወዲ.ብሕጊ ክሲ ተመስሪትሉ ክታሓዝ ኣለዎ ወይም ጉቡኡ ክረክብ ኣለዎ😢😢😢😢😢
@jfs1957
@jfs1957 2 дня назад
እወ ሓቂ ኣለኪ ብሕጊ ክሕተት ኣለዉ
@zufanbeshir4098
@zufanbeshir4098 День назад
ብትኽክል ተኣሊሹ ብሕጊ ክተሓዝ ኣለዎ😢 ዋዕሮና እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ❤
@LiAa400
@LiAa400 День назад
Tkikil wala hazi fthi ktrekb alewa waerona tezeykonu nkalot wun ayhadgin
@user-vw7qx1fr6v
@user-vw7qx1fr6v 2 дня назад
ጓል ዝቀተለን ዝዓመጸን ክርሸን ነይርዎ ሰላም ምረከባ እዘን ሓላላት ኣሕዋትና
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 21 час назад
ደምርኒ ብሸም ዋዕሮና❤
@ManJohson
@ManJohson 10 часов назад
ሄለን የማነ ንስራሕኪ ኣሳልጦ ዕድመን ጥዕናን ንዓኪ ጅግና ዋዕሮ ተጋዳሊት እየሩሳሌም ኣጆኪ
@habentesfay5951
@habentesfay5951 День назад
ብጣዕሚ እዩ ልቢ ልሰብር 😢💔 ሕዚ ዙ ጉዳይ እዚ ከምብሓዱሽ ተታሒዙ ናብ ሕጊ ክቐርብ እኒኤዎ . ድልየት ተሃልይዋ ናብ ሕጊ ክቐርብ እንኤዋ ✊ ዋይ 😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 21 час назад
ደምርኒ ብሸም ዋዕሮና❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 дня назад
ሰብ ዘይብለ ኾይነ ስብ አብ ዓድኻ እውን ድዮ አብ ስደት ጥራሕ ይመስለኒ ነይሩ ጅግና እኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ውላድኪ ፅባሕ ካሓሲኺ ክኸውን እዩ
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx День назад
ዋላ ሐዚ ብግቡእ ክቅፃዕ ኣለዎ ንመን ኣንቢዕ ሐዚ ክምርዖ ብሕጊ ይተሓተት😢😢
@ForGgat
@ForGgat 20 часов назад
ኢሞ እንተልይዋ እባ ተሓባበሩና ነዛ ጀግና ዋዕሮ መግለፂ ቃላት ስኢነላ ብቃለይ ከገልፀላ ደልየ ኣለኩ ጀግና🎉❤❤❤❤
@gsgs5577
@gsgs5577 2 дня назад
እዚ ወዲ ክታሓዝ ኣለዎ😢
@fortune8949
@fortune8949 День назад
ክንደይ ከ ትፅብቅ..😢😢😢ፍትህ ዝብሀል መአዝ እዩ ንርእይ😢😢አብትግራይ😢😢😢😢 ደቅ እንስትዩ ትግራይ ግን ከህዝና😢😢😢እግዚአብሄር ይብርትእኪ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv День назад
ደቂ ኣነስትዮ ተወዲብክን ክትሕግዛኣ ይግባእ ንሕና እውን ኣብ ጎንኽን ኣለና ተስፋ ቀሪ ፃ እያ ዝኒሃ
@ForGgat
@ForGgat 20 часов назад
ብጣዕሚ ጀግና ሓፋተይ ዕደመን ጢዕናን ይሃብኪ ነዚ ዝወለደልኪ ወዲ ግን አቲ ዝዓበየ ፀገም ንውላድ ምንም ነገር እንተዘይ ገይሩ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ንሲ እግን ጀግና ጓል ህዝቢ ብሂወት ምህላውኪ እቲ ዝዓበየ ፀገ እዩ እዚ ወዲ እግን እታ ጋዜጠኛ ከተቅርበላ ንደሊ በሕጊ ደማ ክሕተት ኣለዎ ብጣዕሚ ጀግና ኢክ ኣዶ ትግራይ ወሊደ ትበል😢❤❤❤
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 День назад
አይዛኺ ማዓረይ ወልድ ፀጋ ዩኡ ውላድኺ እግዚአብሔር አምላክ በጥበብ ይዕብይልኺ ተስፋ ከይትቆርፅ ቃፁሉሉ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 21 час назад
ደምርኒ❤❤❤
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j 2 дня назад
እንካዕ ብሰላም ትመለስኽ ናብ ዓለም ንመፅ ተለና ናብ ፈተና ንመፅእ ከምዘለና ንኣምን ኣጀኽ ዋዕሮና ጋልነይ ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 21 час назад
ደምርኒ ብሽም ዋዕሮና❤
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 2 дня назад
የኔ ማር እፍፍ ኣጀኪ ጅግና ኢኪ ወድኪ ብጥበብ የዕብየልኪ ወድኪ ክክሕሰኪ እዩ እመንኒ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ❤❤
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x День назад
_የኔ ጅግና ሙሉእቲ ሰበይቲ ቃላት የብለይ ዛምበይተይ ኣጆኺ ጥራሕ_
@fereyheyelom8898
@fereyheyelom8898 День назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ🙏😢
@Mebratselemun
@Mebratselemun 2 дня назад
ብሓቂ ጓል ዝደፍርን ዘጋፍዕን ዘይዳግም ፍርዲ ክዋሃብ ኣለዎ ከሐመም ዛሓፍተይ ጅግና 💘💘💘💘💘👍👍👍👍👍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 21 час назад
ደምርኒ ሜሪተይ🎉🎉
@Africawit
@Africawit День назад
ሙሉእ ፅንዓት ዝወነነት ፍሊቲ ዋዕሮ እንዃዕ ብሂወት ሃለክልና👸❤️💛💞
@biniam5322
@biniam5322 7 часов назад
ንምንታይ ትግራዋይ ሓዋ ዓሚጽዋ እንኮሎ ሻዕብያ ትብሉ ኩሉ ትገብርዎ ሓሶት ጸለመን ምኻኑ ነጊርኩምና ንሳውን ክብረት የሃባ ሓቂ ዝተናቀረት
@eritrea6062
@eritrea6062 6 часов назад
Ezoom Hasad
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 2 дня назад
መዓረይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ዋዕሮና ኣጆኪ ሰብ ዘየብለይ ኣይትበሊ ናይ ጓል ፀገም ብዝሕ እዩ ኣጆኪ ፅንዕቲ ኢኪ 🙏🥰🥰💪
@Kalkihabeshawit
@Kalkihabeshawit День назад
በትክቶክ ላይ ፖሰቱቱ መረዳት አለባት እደተረዳሁት ለህዝብ በላ ነው እድህ የሆነች ደሞ ስታምር የወርድን ትመስላለች የሆነገርዋ😍😍😍
@MamMule
@MamMule 6 часов назад
ንከምዚኦም ዓይነት ኣወዳት ብሕጊ ዘይኮነ ባዕልካ ክትፋረዶም ኣለካ ኣጆኪ ዋዕሮና
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 9 часов назад
ብእወነት ቃላት የብለይን ንዓኪ ዝገልጽ ጅግና ኢኪ ሰጋለይ ዋዕሮ 👌💪ዙኩሉ ፈተና ኣሕሊፍኪ ናብ ገድሊ መውፃእኪ ዘገርም ጀግነንት እዩ ኣጆኪ የኔ ጠንካራ ዋዕሮ ንዙ ወዲ ግና ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ ምኪንያቱ ዋላ ይቅረታ ኢሉ ካብ ጌጉኡ ተትእረም ፅቡቅ እዩ 😢
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 18 часов назад
ማዓረይ ኣጆኪ ዝያዳይ♥️💛✊
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu 2 дня назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣጆኪ ዋዕሮና እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ❤❤❤ 😢😢
@mesfinaregahegn7054
@mesfinaregahegn7054 19 часов назад
You’re a real Hero so proud of you 👏 👍✊ Shame on the big losers! Justice must be served. It’s doesn’t matter how long.
@user-me6eo5kp6q
@user-me6eo5kp6q 23 часа назад
❤ አምላክ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝያዳይ ብወላዲኪ ተከሓሲ ዋዕሮና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 20 часов назад
ኤዞም ተጋሩ ኣወዳት ምሕዘንቲ ፍጥረት ኤዮም ኤቶም ጎበዛት ብ ዝገደፍካ ከመይ ኤዩ ኤቲ ስነ ልቦንኦም chekanat ኣጆኪ ምቀረተይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@salam-cq3td
@salam-cq3td 4 часа назад
ተጋሩ አይትብል ባራያ ሕማቅ ስብ ዘይብላ ሃገር የላን Wifi,አብ ኤርትራ ስለዘይሎ እዩ ምንም ዘይተስምዑን ዘይትሩኡን😢
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 Час назад
ዶ ካፍቶም ባራዩ ኤኮ ኣይኮንኩን ግን ደሓን ይኹነልካ 🙏
@WediMhrey-tk3yn
@WediMhrey-tk3yn День назад
ጅግና ዋዕሮና እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ኣጆኪ ብውላድኪ ትካሓሲ ኢኪ ክሓል እዩ ኩሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Beserat
@Beserat 3 часа назад
ደቀንስትዮ ትግራይ ፍትሒ ይፍጠረልክን አብ ደቡብ አፍርቃ ከምዚ ናይ ትግራይ የጋጥመን
@almazkahsay153
@almazkahsay153 Час назад
❤መዓረይ ጠንካራ ሰብ ኢኪ እግዛቢሄር ምሕረት ይልኣከልኪ ኣጆኪ
@user-tk5dz7gp9o
@user-tk5dz7gp9o 2 дня назад
ጀግና ዋዕሮ አጀኪ አምላኽ ቅዱሳን አይፈለየኪ
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 2 дня назад
ኣሰይይይ ጅግና ኢኪ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ቆልዓ ሰጣት ናይ እግዚአብሔር እየ ፅባሕ ክከሓሰኪ እየ ወላዲኪ ጥንከሬ 😍
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei День назад
ኣጆኪ ማዓረይ ወድኪ ክክሕሰኪ አዩ ናጋ ንጉሆ ታይ በለት ትብልኒ❤❤❤ ንሱ ንባዕሉ ኣይበል እንበር ካብኡ ካዓ ከሲስኪ ኣእሰርዮ ዙረሳሕ ወዲ 😢
@user-fn9ng8gm3p
@user-fn9ng8gm3p 23 часа назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ እጆኪ ዋዕሮና እንካዕ ብሂወት ተረፋኪ❤❤❤❤❤❤❤♥️♥️❤❤❤❤❤❤❤
@FycgXhu
@FycgXhu 21 час назад
ጠንኻራ ኢኺ ተጋዳሊት የርሱዋይ ኣጀኺ ካብ ሐዝዉን ጠንኻራ ኹኒ ካብ ቲ ዝሓለፍኽዮ ኣይገደኽን ጠንኻራ ጋል ሔዋን❤
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r День назад
ኣጆኪ ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወት ተረፈኪ 💪 ❤ወድኪ ክንዲ ኩሉ ክኮነልኪ እዩ ዛምበይተይ🥰😇
@AaAa-ve3cw
@AaAa-ve3cw 15 часов назад
ጅግና ኢክሞ ❤❤ ኣይዞኪ ብፂት
@Kokob-ym6hf
@Kokob-ym6hf День назад
ትግራይ ተቀይርክኒ ሕጊ ጠፊኡ ሂወት ሓፍትና ኣጸልሚቱ ሂወት ሰብ ኣጥፊኡ ሲ ኣብ ትግራይ ብሰላም ይነብር ኣሎ ኣሕሕሕሕ😢😢😢😢
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k День назад
ዉይ ከሕመም ኣጆኺ እምቤተዋይ ኩሉ ሓላፊ እዩ ዋዕሮ ሓፍተይ 🙏💜 ኣለና ኣብ ጎንኺ🥺✊
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 23 часа назад
ሓፍተይ ብልፅቲ ፣ፅፍፍቲ ጂግና፣ ቆንጆ ብርትዕቲ ጋል ኣንሰተይቲ ኢኪ እሞ ኣጆኪ እካ ከዓ ብሰላም ተመለስኪ 🙏👸 እቲ ሂወትኪ ዘባለሸወ ወዲ ደሞ ብሕጊ ክሕተት ንሓትት ብሰም ደቂ ኣነስትዬ ትግራይ 😭😭
@user-bn3ig9te1r
@user-bn3ig9te1r 2 дня назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@fdg761
@fdg761 2 дня назад
እግዚአብሔር ምሕረት ያውርደልኺ ወለላዋይ ❤❤❤❤❤
@tigraySebalwa16
@tigraySebalwa16 21 час назад
Your strengths, your resilience your determination is a testament to the true nature of women. How mature, defiant , and resilient you are at this young age is beyond. When I listen to your interview, my heart help so much sorrow and and pain that yet I felt so proud of you. Thank you for your service and I hope to see you walking and living your life freely. That’s my wish to God for you
@Hayat-sg3ui
@Hayat-sg3ui 15 часов назад
Fetar mhret yewrdelki🙏🙏🙏❤❤❤
@user-gh8yo3hv2p
@user-gh8yo3hv2p День назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኪ🙏❤💛 ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ 🙏ኣጅኪ ኣነስ ኣብ ሰደት ጥራይ እዩ ሰብ ከመዘይብለ ይስመዐኒ ነይሩ ግን ሰብ ሐይሊ ይቡሉን ፈጣሪ እምበር🙏🥺🤲
@user-ug4kk2xv2z
@user-ug4kk2xv2z 19 часов назад
ምሕረት ይዉርደልኪ ፈጣሪ
@ManJohson
@ManJohson 11 часов назад
ናይ ገድሊ plus ፕሮግራም ኣሰናዳእትን ኣቅረብት ከመይ ኣለኩም ሰላም ናዓኩም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ነክብረኩም ነምስግነኩም ሰላም ቅሳነት ራህዋ ንህዝቢ ትግራይ።
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 22 часа назад
ኣጆኺ ሓፍተይ አዝጋብሄር ኣሎ ኩሉ ናቱ እዩ ❤❤❤
@user-nb4nl3me4l
@user-nb4nl3me4l 2 дня назад
ኣይዞሽ የኔ ቆንጆ ሁሉም ለበጎ ነው
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j 2 дня назад
ኣብ ትግራይ ይደፍሩ እሞ ከይእሰሩ ምእንታ ብዕርቂ ክጥቅልላ ይብሉ ካብኡ ኣጥኒሶም ወይ ልተወስነ ኣዋርሕ ምስኣ ፀኒሖም ፍትሕ ሓቲቶም ብኣ ሙልቅ ኢሎም ዕዝርርርር
@melataskal9201
@melataskal9201 3 часа назад
ብጣዓሚ እዩ ልቢ ዝሰብር ኣሕ ኣጆኹን እስኪ😭😭😭😭😭
@user-yy1ev6hl6h
@user-yy1ev6hl6h День назад
ውይይይ ፅብቅቲን ምቅርትን እያ ድማ ። አዮኺ
@WeyanayTV
@WeyanayTV 2 дня назад
waero💛❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 дня назад
ዋዕሮ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ
@NegasiteklemuzMebrahtu
@NegasiteklemuzMebrahtu 4 часа назад
ብጣዕሚ እዩ ልቢ ዝሰብር😂 ሀዚ ውን ከጥየቕ ኣለዎ ዝወዲ ብሕጊ ኣጀኺ ጅግና ወዓሮና ኣብ ጎንኺ ኣለና
@HvbjGjjh
@HvbjGjjh День назад
ጅግና ኢኺ::❤😢
@BrahnDesta
@BrahnDesta День назад
ድምፂ ኣሕዋትና ይሰማዓ ከም ብሓዱሸ ደቂ ኣነሰትዮ ኣብ ዓዲ ዘለዋ ይኩና ኣብ በረካ ዘለና ተሓባቢርና ድምፀን የሰማዓ ናብ ሕጊ ክቀርብ ኣለው አዙ ወዲ ኣጆኪ ጅግና
@HritZeru
@HritZeru День назад
ፈጣሪ ይሓግዝኪ ጠንካራ ዋዕሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-tx3qt3pg4z
@user-tx3qt3pg4z 17 часов назад
Des behalit jegna tegadalit 💛♥️💪
@user-qt9wp1lt3c
@user-qt9wp1lt3c День назад
እንኳዕ ብሰላም ተመለስኺ ዛሓፍተይ አጆኻ ጠንካራ ኢኺ ብሓቂ 😢
@Amen499
@Amen499 23 часа назад
Bewenet segar! TDF FOREVER AND I LOVE YOU MY BEAUTIFUL PEOPLE 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️😘😘😘😘
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 День назад
Egzabher mhret yewrdelki ❤🙏❤️
@rahmamami3581
@rahmamami3581 День назад
አየ ንሐፍቱ ጋል አደ ንዚአ ትመስል ሹከር ሰናይ ዘበን አይመርኦ ፉጉር አዚ ምቅጥቃጡ አረመኔ ድማ ተመርኢኡ ፍገጉር አጆኪ ዛጋለይ ዋእሮይ ሰጋረይ
@user-ph7vc7td8b
@user-ph7vc7td8b 20 часов назад
ጓል ትረኽቦ ጸገም ዘይውዳእ😒 ሕሹኪ ኣብ ጽቡቅ ኩነታት ክሪአኪ ተስፋ ይገብር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሰጋረይ🙏
@senaytgebretsadkan952
@senaytgebretsadkan952 3 часа назад
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኑዑ ንሓግዛ ኣሕዋተይ
@user-lk2tk3bp5w
@user-lk2tk3bp5w День назад
ኣጀኪ ዋዕሮ ሓፍትይ❤❤❤
@user-gs7ss7ie1b
@user-gs7ss7ie1b День назад
ብሕጊ ክጥየቅ ይግባእ እንተ ንስኺ ግን ፀገም ዘይብድሃ ዋዕሮ ጅግና ኢኺ ወድኺ ካኣ ከሐጉሰኪ እዩ
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh День назад
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ 🎉🎉
@hdhdgg1106
@hdhdgg1106 8 часов назад
ኣጆኪ ማዓረይ ፅብቅተይ 😢😢❤❤❤
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 2 дня назад
ናይ ብሓቂ ሰብ ወይ ገንዘብ ተዘይ ይብልካ ቦዶ ኢካ ትከውን😢😢
@rshanamare4692
@rshanamare4692 2 дня назад
❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 дня назад
ኣጆኪ ጅግናዋይ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ🥰🥰
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 День назад
ማዓረይ❤❤❤
@-GereEmun
@-GereEmun 2 дня назад
shkor
@user-tk7yc5mb5z
@user-tk7yc5mb5z День назад
ማዓረይ ኣጀኪ
@sarasa1683
@sarasa1683 День назад
አጀኪ ዝሓፍተይ ብሕጊ ይተሓዝ 😢
@romanatsimu9460
@romanatsimu9460 15 часов назад
ግንናይሕጊ ትፍልጡሰባት ግንከትሕግዝዋመኩሩ ተማሊ ክምዚኢሎም ዘመልጡ ሂወት ኣሕዋትና ዘቐዝፍልናዘለዉ
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx День назад
እስኪ ግን ኣጆኪ ጎብዚ ጀግናን. ፅብቅትን ኢኪ❤
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei 2 дня назад
Kolia tgray💛❤
@merrygere6497
@merrygere6497 День назад
ኣጀኪ ጅግና ኢኪ ብወድኪ ክትካሕስዮ ኢኪ
@sarayan525
@sarayan525 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮ❤❤❤❤
@mmmmm2701
@mmmmm2701 14 часов назад
ሓቂ ኣለኪ እግዚኣብሔር ኣለኪ ኣጆኪ😢
@user-pp5em3bf5q
@user-pp5em3bf5q 49 секунд назад
❤❤❤❤
@user-pc4li2ko8h
@user-pc4li2ko8h 2 дня назад
ኣጆኺ ጀግና ዋዕሮ እኳዕ ብሂውት ተረፍኺ ❤❤❤
@WintaGrmay
@WintaGrmay День назад
Shaebya ember ab demkum atiyu bzaeba fthi Eytzarebu
@fortune8949
@fortune8949 День назад
❤❤
@user-gl3gd3rz6t
@user-gl3gd3rz6t 5 часов назад
ዋዕሮ❤❤❤❤
@AlhamAlham-xb6mr
@AlhamAlham-xb6mr 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤
@tgadosamri3947
@tgadosamri3947 21 час назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-vw5cj4ec7g
@user-vw5cj4ec7g 6 часов назад
አይተረደእንን ብሻዕብያ ድያ ተደፊራ ብትግራዋይ
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 15 часов назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@LiAa400
@LiAa400 День назад
Yehone aytbeli tsbkti❤❤
@brizafzerau8868
@brizafzerau8868 День назад
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን😢
@user-fn9ng8gm3p
@user-fn9ng8gm3p 23 часа назад
💪💪💪
@brhanhaylu1015
@brhanhaylu1015 День назад
❤❤❤❤❤
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 2 дня назад
ሽኳርና
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 2 дня назад
ኣጆኪ ዋዕሮና እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ😢❤❤
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray День назад
l❤U ጋዜጠኛ
Далее
Gere emun part 183 | ገሬ እሙን ክፋል 183
42:23
skibidi toilet multiverse 039 (part 1)
05:29
Просмотров 5 млн
Он сильно об этом пожалел...
0:25
Respect 🤯💯 || Look This 👰🏻#shorts
0:29
Просмотров 19 млн