ሰላም ኩቡራት ተኸታተልቲ Unique Show ኣብዚ ቪድዮዮ ሒዝናልኩም ዝመፃና ጋሻ ኣካል ጉድእ ሃይልሽ ይብሃል ተወሊዱ ዝዓበየሉ ኣብ ከተማ ሃገረ ሰላም እንትኸውን ገና ክውለድ ከሎ ኣትሒዙ ኣካል ጉዱእ እንትኸውን በዚ ከይተሰኮነ ገና ብቆልዕነቱ እዩ ኹሉ ነገር ከምዝክኣል እምነት ዘሕደረ ሳይክል እናፀገነ ሳይክል የካሪ ዓርሱ ንዓርሱ ከመሓድር ዝጀመረ እዚ ኸምዚ እነሃለወ እቲ መደመሚ ነገር ግን ሙሉእ ኢድን እግርን ከይሓዘ ሳይክል ምዝዋርን መኪና ምዝዋርን ምኽአሉ ብተወሳኺውን ፅገና ምኽኣሉን እዩ።
▶ / @uniqueshow.
#Unique show
#ዩኒክ ሾው
Contact us
+251921588398
hanielsami.d@gmail.com
10 авг 2023