Тёмный

ብፀላኢ ደም ነቢዖም ብህዝቢ ዝተኸሓሱ ስድራ ኮማንደር ኣስገለ 

Wushatena Media
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 72 тыс.
50% 1

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
"ክወግሕ እዩ!" - ብዝብል መደብ ተሰሪሑሉ ናባኹም ዘቕረብናዮ ኮማንደር ኣስገለ ወ/ገርግስን ስድርኡን ካብ ዝነበሮም ጥዒናዊ፣ ሰብኣውን ኢኮኖሚያውን ቅልውላው ብሳላኻትኩም ሰብ ኮይነ ይብለኩም ኣሎ ደስ ይበልኩም።

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 297   
@ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ
አታ አነስ ብታሕጋስ እውንዶ ትነብዕ ኢካ ተመስገን አግዚአብሔር አምላከይ መምህር ሙሉ ሰብ አምሲልካ መልአክ ንዝፈጠርካልና 🙏🙏🙏 100000000000000ዓመት ንበረለይ መምህረይ በቃ ንዓካ ዝከውን ቃላት የብለይን 💓💓💓💓💓💓💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@ELNAR93
@ELNAR93 4 года назад
እዋይ ብሓቂ ከምዚ ክትርእስ ደስታን ፍስሃን ይመልኤካ ብሓቂ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад
ደስ ዝብሉ ስድራ ኣምላክ ምሉእ ጥዕና ይፍጠረሎም ' እቶም ደቆም ክኣ ለባማት ደስ ዝብሉ
@ቅድሳንቅድሳን
@ቅድሳንቅድሳን 4 года назад
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ንኾማደር አብዙይ በጺሑ ክርኢ ዝፈቐድካለይ አምላኽ ኽብርን ምስጋናን ናዓኻ ይኹን አምላኽ ሰለቲ ገሊጽካ ተዛሪብካ ዘይውዳእ ውህብትኡ አምላኽ ኽብርን ምስጋናን ይብጻሓዬ አደና ወላዲተ አምላኽ ክብር ምስጋና ናዓኺ ይኹን አምላኽ ፍጹም ሙሉእ ምሕረት ይልአኸልካ አቦና ኮማደር ሓውና ሙሉ እግዚአብሔር አምላኽ ሰለቲ ትገብሮ ሰናይ ስራሕኻ አብ ሰማይ ይኽፈልካ አምላኽ ብውላድካ ተሓጎስ አቱም ሰናይ ምግባር ትገብሩ አሕዋትናን አሓትናን ደግሞ አምላኽ ብዘውጻኽሞ ዕጽፊ ደሪቡ ይተከአልኩም ሰሰናይ ጠጥዕሙ ጸጽብቑ ኹሉ ይሃብኩም አምላኽ ብዝኸድክሞ መንገድኹም የቕነዐልኩም እግዚአብሔር ሕማቕ አይርከብኩም ህወትኩም ለምለም ሰላም ፍቕሪ ጥዕና ሓጎስ ዝዓሰሎ ይኹን ወለደይ አሕዋተይ አሓተይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘመነ ማቴዎስ ይኹነልና ዘመኑ ናይ ሰላም ናይ ፍቕሪ ናይ ሓድነት ናይ ራህዋ ናይ ንስሀ ንተሓሳሰበሉ ንተሓላለየሉ ዘመን ይኹነልና ንዓድና ሰላምን ፍቕርን ሓድነትን ሰኒትን ይሃበና አምላኽ ኮሪና ድግሞ እግዚአብሔር አምላኽ ብምሕረቱ ብቸርነቱ ሰለ ታ ቅድስቲ አዱኡ ቅድስት ድንግል ማርያም ሰለ ቶም ቅዱሳን ሃዋርያት ነብያት ጻድቃን መላእኽቲ እሉ ካብ ገጸ ምድሪ የጥፍአልና አሜን 👐
@fayroozmomo3835
@fayroozmomo3835 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ እውይ ኣገላልፃኺ ደስ ክብል
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
አሜን አሜን አሜን እቲ ልዑል እግዚአብሔር እንታይ ይሳአኖ ኩሉ አብ ኢዱ ተመስገን ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይሁን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@onelove1272
@onelove1272 4 года назад
Ruhus hadush Amet nkulakum ethiopiawuyan 🇪🇹❤ yehwatey fkrkum yenwehayo from eritrea 🇪🇷❤👈
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ኣሜንንን
@fkerfker9962
@fkerfker9962 4 года назад
ትግራወይንት ከብር መነንት
@yonas9221
@yonas9221 4 года назад
ኣይርከብን ተጋሩዋይ ሓቆፍቲ የሕዋቶም
@ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
ተመስገን ኣምላኽ እግዛብሔር እንታይ ይስኣኖ ታሕጋሰይ ወሰን የብሉን 😘መምህር ሙሉ ከኣ ብኣምላኽ ርከቦ 😘😍😍🙏🙏🙏
@binyam1578
@binyam1578 4 года назад
እሰይ እሰይ 🙏🏼💙🌝🧸👋✝️🌽🌽🌻🗝🏠🏆
@yonas9221
@yonas9221 4 года назад
ገኑ ደላይት ጽቡቅ
@ከትእዛዝህየተነሳአስተዋለ
ተመስገን ምንም በቃ ምንም መግለፂ የብለይ ብሓጎስ ነቢዐ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 4 года назад
ስዑድን ሳብያን ማዓረ እዩ መምህረይ ሳብያ ኣብ ውሽጢ ስዑዲ ትርከብ ከተማ እያ መሊኡ ምሕረት የውርደልካ ኣያና ተመስገን ኣምላኽ መምህረይ ንበረልና
@ኣምላኬሆይሰዉአርገኝ
ተመስገን ኣምላኬ ቃላት የለኝም ኮማንደር ፈጣሪ ጨርሶ ይማርህ እጃቹህን የዘረጋቹ እግዚአብሔር እጁን ይዘርጋላቹ ሙለይ ተባረክ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
ናይ ብሓቂ ታሕጓሲና ወሰን የብሉን ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይእመስገን እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደሉ። መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃካ ሩሕስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ጀጋኑ
@brhananatey2780
@brhananatey2780 4 года назад
Temesgen amlak menem meglexi yebleyn 🇪🇷
@erieritrea6645
@erieritrea6645 4 года назад
so good ደስ ዝብል ነገር ኢዩ ። ሰላምን ራህዋን መባልዕትና ዓመት ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን
@sisayzegeye3878
@sisayzegeye3878 4 года назад
ሙሌ ጅግና።
@እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
በእግሩ ራሱን ችሎ የሚራመድበት አመት ይሁንለት 🎉🎉🌸🌸🌸🌸🌸❤️❤️❤️❤️🌸🌸🌸🌸🌺🌺🌺🌺🙏🏻 ለኮማንደር 💐👏🏻💐💐
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
እንካዕ ሰላም መፃኩም ሰናይ ሓዱሽ ዓመት መምህር ሙሉ ሓወይ
@temesgnamelkeykhan2474
@temesgnamelkeykhan2474 4 года назад
ኣሰይይ እንካዕ ደስበለካ
@znabugebreslassie5745
@znabugebreslassie5745 4 года назад
ኣቱም እትህቡ እግዚአብሔር ክፍእ ኣይትርከቡ መምህር ሙሉ ውን ዕድመ ይሃብካ
@dhery3171
@dhery3171 4 года назад
ተመስገን መምህረይ ከመካስ ሽሕ ይወለድ
@lyufkralenlehagere314
@lyufkralenlehagere314 4 года назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ እዩ ዝብል ኣብዚ ኢድኩም ጉልበትኩም ሓሳብኩም ዝለገስኩም እንቋዕ ንፍረ ጻማኩም ንምርኣይ ኣብቃዓኩም መምህር ሙሉየ ከምቲ ናይ ኩሉ ግዜ ትንቢተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኹን
@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
ዋይ ሕጂ ሪአዮ ተመስገን ኣምላክ ዕልልል
@mielamedia8697
@mielamedia8697 4 года назад
ኣንታ ኣነ ምስ እዛ ጋሉ ፍቕሪ ሒዝኒ ሙሌ እዛ ጉዳይ ናባኻ ገዲፈያ ኣለኹ ኣሳልጠለይ ኢኻ ሓውኻ ኤርትራዊ'የ
@akileakile3263
@akileakile3263 3 года назад
ክላ ኤርትራውያን ከኣ ብዘይካ ናይ ጓል መርዓ ካልእ ሓሳብ ዘይብልኩም ጨናዊ ብማዕዶ ርኢኻ ተፍቕር ደኣ ብእዝንኻ ኢኻ ተፍቅር ብድብድ።
@الوهلا-ر2ب
@الوهلا-ر2ب 4 года назад
ብጣዕሚ ደሰዝብል መምህር ሙሉዋያ ኣምላኻ ምስኻ ይኹኑ ብሩኹ ሓዉና ፡
@galtagru174
@galtagru174 4 года назад
Gaginantika asgle hawena malu mehrat yawrdalika
@ሸዊትኣክሱም
@ሸዊትኣክሱም 4 года назад
እሰይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልል ተመስገንኪ ማርያም ኣክሱም ኩማንዶ እስገለ ኣብዚ ደረጃ በፂሑ ንምርኣየ ዝተሰመዐኒ ታሓጓስ ወሰን የቡሉን ለካስ ብታሓጓስ እውን ንብዓት ትነብዕ እካ ቡእውነት ተመስገን ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘበነ ሰላም ዘበነ ፍቅሪ ዘበነ ጥዕና ይግበረልና 20 13 እፋየ እንብለሉ ዘምን ይኩነልና ወገናታተይይ መምህር ሙሉ ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነምስግን
@Mebrahti
@Mebrahti 4 года назад
ዌልካም ሙሉየ 💓💗 እሰይይይ ንገበርቲ ሰናይ አምላክ ዓዲልኩም አምላክ ብዘዉፃእክምዎ ይተክአልኩም ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ንኩሊኩን ትማልስ ኩሉ አይረአክዎን ናብራ ስደት ሸቃላ ምኳን ፀገም እዩ አማናጉየዮ
@ኡሚያህያየያህያእናትነኝ
መምህር ሙሉ ረቢ ያሓልኻ ሙሩቅ ሰብ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን 🌻🌻🌻🌻🌻
@user-xq3ep3tu1k
@user-xq3ep3tu1k 4 года назад
ተመስገን ኣምለክ ብጣእሚ ዘሐጉስ ስራሕ እዩ ❤
@sisayzegeye3878
@sisayzegeye3878 4 года назад
ከም ሙሌ ዝበሉ ሰባት ብዝሕ እንተዝብሉልና።
@ሰላም-ኰ8ዘ
@ሰላም-ኰ8ዘ 4 года назад
Ane tergna eye
@ሰላም-ኰ8ዘ
@ሰላም-ኰ8ዘ 4 года назад
Ane tergna eye
@sisayzegeye3878
@sisayzegeye3878 4 года назад
@@ሰላም-ኰ8ዘ ፅቡቅ ደስ ይብለና
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
ህዝበይ ለጋስ ሂቡ ዘይውድኦ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እንኳዕ ደስ በለካ ኮማንደር ኣያና እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት መምህረይ ምስ ምሉእ ስድራኻ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
እሰይ ካብዙይ ዝበለፀ ደስታ አበይሎ መምህረይ ኹሉ ግዜ ደስ ይበልካ አቱም ለጋሳትና ዕድመ ይሃብኩም ብልወፀ ይተከእልኩም እቶም ደቁ ውን ትግርኛ ምዝራብ መሊኾምዎ ብጣዕሚ እዮም አሐጒሶምኒ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@Tesfay7862
@Tesfay7862 4 года назад
⛱እግዚአብሔር ንኩላትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። 💡መ/ር ሙሉ ሃይለስላሴ ድማ ኣብ ትግራይ ታሪካዊ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ። ዉዕለታኻ ሰብ ከፊሉ ዝዉድኦ ኣይኮነን እግዚአብሔር ናይ ኢድካ ይኽፈልካ። 🏵ንኩ/ር ኣስገለ ምስ ሙሉእ ቤተሰቡ ድማ ሙሉእ ጥዕናን ስላም ይምነ።
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
እስይይይይ ባባየይ ሙሉእ ጥዕና ይመልሰልካ
@twtgsgsg8789
@twtgsgsg8789 4 года назад
መምህረ ሙሉ ዕደመ ጥዕና የሃብካ ፈጠሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤♥♥♥♥♥♥♥💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@twtgsgsg8789
@twtgsgsg8789 4 года назад
መምህረ ሙሉ ትግራዋካይኑ ባኣካ ዘይሕጋስ ዘይ ኮርዕ የለን💝💝💝💝💝❤❤❤❤♥♥♥♥💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@mazafrish5545
@mazafrish5545 4 года назад
ተመስገን እንካዕ አብፀሐኩም መሉየ መግለፂ የብለን ዓስብካ ካብ እግዛአብሄር ርከቦ
@kibromgoitaom6001
@kibromgoitaom6001 4 года назад
ኣምላኽ ምስጋና ይግበኦ ካብ ምሒር ታሕጋስ ነቢዐ ህዝቢ ትግራይ ሕብረቱን ምትሕግጋዙን ዝድነቕዩ ገና ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና ንሕበር ጥራይ
@kflom5641
@kflom5641 4 года назад
መምህር ሙሉ. ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ!! ነዚቕዱስ ተግባርዚ ስለዝጀመርካን ጀሚርካውን ስለዘቐፀልካን ደጊመ ፀጋን ጥዕናን ምስ ስድራኻ፣ ብምቅፃል ኣንቱም ኣብውሽጢ ዓድን ከምኡውን ኣብስደት ኮይንኩም ኣብዚ ምግባረሰናይዚ ኣለና ኣብጎንኻ ትብሉ ዘለኹም ኩልኹም ብዘይናይሃይማኖትን ዓልየትን ኣፈላላይ ቢሰብኣውነት ጥራሕ ትገብርዎ ዘለኹም ሓገዝ ናይ ክብሪስ ክብሪእዩሞ ክብረት የሃብኩም። ኩላትና ንዝፀገሞ ንሓግዝ!! ትግራይ ንቕድሚት!!
@mass-media6445
@mass-media6445 4 года назад
ክብርን ሰላምን ነዞም ስድራቤት ይኹን ከምኡ ውን ንኮማንደር ምሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ክህልዎ አዚና ንምነየሉ ንራህየላ ድማ ቋንቋ አምሓርኛ ካብ ሱሩ ቦርቂቓ ትጉሓፎ ብቋንቋና ትግርኛ ዳአ ንመካሕ ክብረትና እዩ
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 4 года назад
#ትግራዋይ ምኳን ዕድሎት እዩ እክኳዕካባኩም ተፈጠርና ደስታ እውን የንብዕ እዩ🥰🥰🥰🥰😘❤️
@tegsitiamare8831
@tegsitiamare8831 4 года назад
እንኳዓ ደስ በለኩ ኩሉኩም ነዛ ሓጎሶም ክትርኡ ዝደከምኩም ስባት በእግዚአብሔር ተከፈልዎ እና ናይ ኢ•ያ ቅርሺ ተቀይሩ ዝባሃል ዘረባ ስምዓ በጃኩምባ ትፈልጥዎ ነገር ተለኩም እባ አብሩሁለይ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 года назад
እቲ ነባር ቅርሺ ብሓዱሽ ቅርሺ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ሙሉእ ብሙሉእ ክቅየር እዩ።
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ኮማንደይ ጨርሶ ይማሕርካ መምህረ ሙሉ ሓወይ አዉን ዕድመን ጥዕናን ይህብኩም ምስ መስራሕትካ አሜን አሜን አሜን አንካዕ ሓብሮ አብፀሐና አብፀሐኩም
@embafirash853
@embafirash853 4 года назад
እወወደይ ስቕስ ኢሊ ክበኪ በኽየ ኸዚ ታሓጉሰ ሙሉ ሓጎስ ይምላእ ቤትካ አሜን
@ክብርለእግዚአብሔር
ሓድሸ ዓመት ሓድሸ ልቢ ይፍጣረን እንኳዕ ኣብፀሓና ዶሞ ሙሉ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉእ ምሕረት ንኣቦና
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ 4 года назад
ባዓል አብይብሲባሀቱ ዚበልዒዋ ገንዘብ ከማልሱ አብ ንጻሀን ዘጋታትና ዚወረዲ ግፉዕታት ወሰን የብሉን።
@tazebewmola3395
@tazebewmola3395 4 года назад
ሙሌ እግዚአብሔር ከክፋ ይጠብቅህ የስው ልጅ ጀግንነት መገለጫው ብዙ ነውና እንሆ ያንተ ስራ ያንተ ድካም በከንቱ አልቀረምና በርታ በርታ በርታ ይህ ነው የጀግነት መገለጫ ሀርበኛ ትግራዋይ ሙሌ
@sisayzegeye3878
@sisayzegeye3878 4 года назад
ቁፅሪ ሓደ ኣነ ሪኤያ። I'm the first viewr.
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 4 года назад
ሰብ ይወድቕ ሰብ ይትንስእ እዩ እሞ ወዲቕና ኢሉ ተስፋ ክቆርጽ የብሉን
@frefer7772
@frefer7772 4 года назад
አሰይይ ተመሰገን ኣምላክ 💛❤️💛❤️💛❤️🙏🙏🙏
@frehiwetgebretsadkan9262
@frehiwetgebretsadkan9262 4 года назад
ክብርን ምስጋናን ነቲ ውዕለቱ ዘይውዳእ ንልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን ...መምህር ሙሉእ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ ክቡር ሓወይ.. ..ናብዚ ንኽበቅዕ ብሞራልን ብንዋይን ኢድኩም ዝሓወስኩም ለዋሃት ሰባት ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃብኩም ፀሎት በረኸት ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስኩላትና ይኹን ኣሜን.
@tigistibelay532
@tigistibelay532 4 года назад
👌👌🇪🇷❣❣❣
@hailemariamalemayehu325
@hailemariamalemayehu325 4 года назад
መምህር ሙሉ ሃይለስላሴ ኩሉ እትሰርሖ ዘለኻ ውዕለትካ ብኣምላክ ርኸቦ ከም ሓደ ገበሪ ሰናይ ግን ኮሪዕናልካ ብጣዕሚ ተሓቢናልካ ጠንክር ቀፅለሉ ናይ ኩሉ ሰብ መምህር ፣ መርአያ ፣ ሞዴል ኢኻ ፡፡ በቃ ዕድመ ጥዕና ሂቡ ዝጀመርካዮ ስራሕ የፈፅምካ ይብለካ
@tsegage6935
@tsegage6935 4 года назад
መ/ር ሙሉ እንኳዕ ኣብፀሐካ ኣብፀሐኩም ኣነ ናይ መንግስት ተግራይ ዝገርመኒ ልኣገልገልቱ ዘይሓገዘ ከመይ ኢሉ መንግስት ክበሃል ይክእል መ/ር ሙሉ ንዝኩሉ ፀገም ተዘይቀርፎ ነይሩ እንታይ ምተገበረ ነይሩ
@18lamalo
@18lamalo 4 года назад
የማይታለፍ የሚመሰለው ታለፈ እግዘብሔር ይመሰገን ለሰጡ እግዚአብሔር ይጨምርላቸው እንባቸውን ያበሰ አምላክ ለሁሉም ይድረሰለት
@damatzaxum8
@damatzaxum8 4 года назад
"አነ ዝገርመኒ መንግስቲ ትግራይ እዙይ ኩሉ ማዓት ወረበላ መሬት እናተዘረፈ ንኮማንደር አሰገለ እትኮዉን መሬት ከመይ ኢሉ ይሳአን በጃኩም ዝምልከተኩም አኻላት ሕሰብሉ ይብል ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ዕንወት ንፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ትግራይ ብደቃ ትዕወት
@ዕባይመይዳሽምጣ
@ዕባይመይዳሽምጣ 4 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ብታሕጓስ በኽየ 😥ኣቦና ኮማንደር ኣስገለ እግዚአብሄር ሙሉእ ፍፁም ገብሩ ይምሓርኻ 🙏🙏🙏እንኳዕ ካብዚ ለባም ሩሑሩሕ ህዝቢ ትፈጠሪኹ😍💝💝🙏መምህር ሙሉየ ኣቦ ድኻ ዓይኒ ትግራይና ኽበረልና🙏🙏💓💓💖💖💛💖💛💖
@76gasstation53
@76gasstation53 4 года назад
ለአንተም ሙሉ ጤንነትህን እንደስምህ ሙሉ እድሜህን ያርዝምልህ እንድሁም ያንተን ተከታዯችህን ለሁሉም መልካም አዲስ አመት እንዲሆንላቸው ሙሉ እምነቴ ነው::
@haphtom617
@haphtom617 4 года назад
Asseyyyy እንካዕ መዋጾኦ ፈጠረልካ
@Yy-uw9zd
@Yy-uw9zd 4 года назад
እሰይ እሰይ ደስ ይበል እንኳዕ ኣብፀሓኩሙ 🙏🙏🙏🙏🙏
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
አሰይይ እልልልልልልልተመስገን ኣምላክ ኩሉ ዝካኣላ ኣምላክ አቦይ አብዚ አብፅሓዮም ዝርአና ክብሪ ምስጋና ንልዕል ፈጣሪ ይኩን መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ አትገብሮ ኩሉ ብደቅካ ተሓጎስ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃቦም ኣምላክሩሑስ ሐዱሽ ዓማት ይግበረልና ናይ ፍቅሪ ነይ ሓጎስ ናይሰላም ናይራህዋ ሓድሽ ዓማት ይግብረልና ኣምላክ💐💐💐💐🙏🙏🙏
@rigbetube1077
@rigbetube1077 4 года назад
ኡፍፍፍ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እንኳዕ ከምዚኣ ኢልኩም ረኣኹኹም መምህረየ ንበረልና ብሩኸይ
@hiwetlove2606
@hiwetlove2606 4 года назад
እካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ናይ ሓጎስ ሰላም ዘበን ይግበረልና መ/ር ሙሉ ሓውና እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ምስ ስድራካ እውን እካዕ ናብዚይ ኣብቀዐኩም ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም ኣቱም ለገስቲ ኣሕዋትና ብዝወፀ ይተከአልኩም ግን ንምንታይ መግስቲ ትግራይ ጠመተ ዘይገብረሉ መስርሒ ቦታ እተዝወሃቦ እና መንበሪኦም እተትስርሐሎም ወለድና ንፍትሕን ርትዕን ኢሎም ተቃሊሶምን ኣካሎም ጎዲሎምን ግን ከዓ ፍትሒ ዘረከቡ ኣቦይ ነባር ተጋዳላይ እዩ ኣካል ጉድእ እዩ ሓንቲ እግሩ እናጎተተ እዩ ዝነብር ከምኡ ኢሉ እዉን ኣዕቡና ሐዚይ ግን ደኪሙ ኢሉ እውን ናቱ ሕማም ስቃይን ኣሒሙና ንኡኡ ንምሕጋዝ ኢልና ትምህርትና ሓዲግና ብዕሸልና ምስ ሓፍተይ ናብ ስደት ኣምርሒና ይኩን እበር መጠሻ ሃብዎ እና መዕረፈኡ ክንሰረሐሉ ኢልና ቀቢፅና እና ንምታይ ጠመተ ዘይግበሮሎም ፍትሒ ንጉድኣት ኣካል
@akhbrtmama4237
@akhbrtmama4237 4 года назад
ተጋር🇻🇳🇻🇳🇪🇹🇪🇹 አልልልል
@Tesfay7862
@Tesfay7862 4 года назад
መ/ር ሙሉየ ናይ ኩ/ር ኣስገለ ሰልኪ እባ ተሀባበረኒ
@shssjjs3090
@shssjjs3090 4 года назад
ኣሰይ ተመስገን ፈጣሪ. Ankaa ኣዚ ኣራይና
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 4 года назад
እግዝአብሔር ኣምላክ ንዘልአለም ዝተመስገነ ይኹን ንኹሉ እንታይ ይሳኣኖ እንኳዕ ናብዚ ኣብጻሓኩም ስድራ ኣያ ኮማንደር እዛ ጓሎም ቅድም ክትዛረብ ከላስ ከብደይ'በልኢኣትኒ ነይራ እንኳዕ ናብዚ ሓዱሽ ዓመት ኣብጻሓኩም ሙሉእ ጥዕና ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም እግዝአብሔር ኣምላክ። መምህር ሙሉ ድማ እግዝአብሔር ኣምላክ ንሰናይ ተግባርካ እግዝአብሔር ሙሉእ ሓሳብ ናይ ልብኻ የስምረልካ ዝሓወይ።
@ethiopiawitabraha330
@ethiopiawitabraha330 4 года назад
መምህር ሙሉ መንግሥቲ ትግራይ አይትህግዞምንድያ እንታይ ድዩ ነገሩ ተጋዳላይ እንድዩ ነይሩ?
@mebrhitteklay6720
@mebrhitteklay6720 4 года назад
Yhgezu eyom bmengsetm gen akul aykonenn
@destagebrecherkos5942
@destagebrecherkos5942 4 года назад
ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ተጋዳላይ እንድዩ ከመይ ገይሩ ንኩሉ ክሕግዝ ይክእል
@ተመስገንንኩሉ
@ተመስገንንኩሉ 3 года назад
ምሽ ጦብያዊት ኢኪ ታይ ይግድሰኪ
@firehiwettuaumay5670
@firehiwettuaumay5670 4 года назад
እልልልልልልል ደስ ኢልኒ እንኳዕ ናብዚ ዓብቀዐካ ክቡር ሓወይ ❤❤❤❤
@mee1226
@mee1226 4 года назад
እልልልልልልልል👍👍👍👍👍👍👍
@lilikiros9356
@lilikiros9356 4 года назад
ግን ዲስ ለይክ የምታድሩጉ ስዎች ምን አሰቀናችሁ ውይይይይ የስው ደስታ የማያስቀናው ሰይጣን ብቻ ነው
@ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ
ደስታኩም ይብዛሕ ክቡራተይ
@samraselam1206
@samraselam1206 4 года назад
🌻🌻🌻🌻🌻🙇‍♂️🙇‍♂️
@njeimcelladma6362
@njeimcelladma6362 4 года назад
Temesgne enka abetshkum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ushshshzyshshah2229
@ushshshzyshshah2229 4 года назад
መምህረይ እስቲ ዕንቅፋት ኣይትርከብ ብሳላኻ እዩ እቲ ኹሉ ፅጉም ዝሕገዝ ዘሎ ምኽንያቱ ንስኻ በየ ገጠርን ከተማን እናዘርኻ ናይ ውሽጥና ፀገም ስለ እትዝርገሖ ገበርቲ ሰናይ እውን ፅቡቕ ይገብረለው ተመስገን ንዓኻ ዝወለደት ኣዶ ተዓዲላ ዝተባረኸት ማህፀን. ገበርቲ ሰናይ ድማ ከምቲ ገፆምን ክዳውንቶምን ኣበባ መሲሎም ዘለው ፈጣሪ ኣበባ ይኹን ንሮኹም
@ዛይድሓፍቲቲጂ
@ዛይድሓፍቲቲጂ 4 года назад
ተመሰገን ፈጣሪ እንታይ ይሳአኖ ንዋሃብት እግዚአብሔር ይሃብክም ሙሉዋይ tnx more
@selamselam3986
@selamselam3986 4 года назад
ኣሰይይይይይ እንኳዕ ደስስስስ በለኩም ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና መ/ር ሙሉዋይ ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ
@ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ
@ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ 4 года назад
አሰይይይ ተመስገን አምላክይ
@tekluhailu2413
@tekluhailu2413 4 года назад
ምንም ማለት አልችልም እግዚያብሔር ይመስገን ፡፡
@ሳራየድንግልንማርያምልጅ
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመሰገን
@azmeramohammed4782
@azmeramohammed4782 4 года назад
እሰይ እንካዕ ደስ በለኩም
@faer5702
@faer5702 4 года назад
ተመስገን እልልልልልል❤❤
@tedrosberhane9063
@tedrosberhane9063 4 года назад
Waww Temsgan Amlakiey !!! Xegu yebizhalka Amlaki memher haweyy
@letishgebru1619
@letishgebru1619 4 года назад
Ofte Amlak muluemihret yegbrelka 😍🙏🙏🙏
@mrim222
@mrim222 4 года назад
ሙለረይ ቅዱስ ናይ በትሪ ሙሴ ንኣስራኤላውያን ከብ ፀበባ ምስ እግዚኣብሄር ዘው ፀኦም ዝነበረ ንስካ ድማ ናዓና ብእግዚኣብሄር ዝተሓረካ ኢካ ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ኣቱም ለገስቲ ብዝወፀ ይተከአልኩም ።ሰላምና ወሓዚ ይግበሮ
@ጋልማርያምውቅሮእባስነይት
ኣሜንንንንንንንን መልካም ሓድሽ ዓመት ፈጣሪ መሊኡ ይምሓርካ ክቡር ወላድና መምህረይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን መልካም በዓል 2013 ናይ ፍቅርን ሰላምን የዝንበልና ♥️♥️♥️
@yeshiwarkyeshi9095
@yeshiwarkyeshi9095 4 года назад
Temesgen Muluye amilak yihalwuka BEWUNET 😍😍😍😍
@mebrhiyemane8623
@mebrhiyemane8623 4 года назад
Beguru zkedelu malti dma yereyena fetari
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 4 года назад
ኣሰይ ዕልልልልል ተመስገን
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 4 года назад
መምህር ሙሉ ስጋብ ሺሕ ወለደኻ እግዛብሄር ይባርኽ አያ ተጋሩ ነመስግነካ
@abrashtesfay7893
@abrashtesfay7893 4 года назад
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት አሕዋት...ሕማም ፀገምና ኩሉ ከም ውሕጅ ፀራሪጉ ይውሰደልና :: መ/ር ሙሉ ሽምካ ሙሉ ስራሕካ ሙሉ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ተመንየልካ ክቡር ሓው እኳዕ ናትና ኮንካ
@ጎይቶኦምበርሀ
@ጎይቶኦምበርሀ 4 года назад
ተመስገን እቲ ድዓበየ ጥዕና ኢዩ ሙሉእ ምሕረት ኮማንደር
@muezgezahgn1000
@muezgezahgn1000 4 года назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም እንዳ ኮማንደር መፃኢ ዘበን ናይ ጥዒናን ሓጎስን ይግበረልካ🙏.
@muluokabuy3775
@muluokabuy3775 4 года назад
መምህር ሙሉ ኩሉ እትገብሮ ካብ ኣምላክ ርከቦ ኣምላኽ ካብ ኩፉእ ይሓልውካ ሓወይ
@Letushtigray
@Letushtigray 4 года назад
ተመስገንፈጣሪ ጨሪሹ ይማሐርካ🙏🙏
@ለቱሽወልዱ
@ለቱሽወልዱ 4 года назад
🤲🤲🤲🤲🤲😘😘😘😘😘😘መምህር ሙሉ ኽቡር ሓውና እግዚአብሔር ውዕለትኡ ይኽፈልካ እምበይ ለባም ሰብ
@JusticeforTigraypeople
@JusticeforTigraypeople 4 года назад
ፈጣሪ መሊኡ ክምሕሮን ጠጠው ኢሉ ባዕሉ ኪእሉ ክንቀሳቀስ እና ተመነኩ ናብዙይ ዘብፀሐ አምላክ ይመስገን ንአምላክ ዝስአኖ የለንሞ
@fi7521
@fi7521 4 года назад
ኣስይይይይይ እልልልል ተመስገን አምላክ ነዚ ዘርእየና ክብርና መስጋና ንጎይታና መድሓኒና እዮስስ ክርስቶስ ይኩን ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም መሊኡ ምሕረት የውርደልካ ባባየይ መሉየይይይ እግዚአብሄር ዓስብካ ይሃብካ ፍጣሪ
@tsegazeabmezgebe8884
@tsegazeabmezgebe8884 4 года назад
Btaemi des behali meliue mhret yewrdelka kibur hawna..........temesgen fetari.
@ትግራይዓለመይናፈቅ
ተመስገን አምላክ መሉ ሓወና 🙏🙏🙏🙏❤❤
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
መምህረይ ግርማ ህዝቢ ኣቦ ውፅዕ ህዝቢ እኻም በቃ ናዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ጥራሕ ትልዑል ፈጣሪ ዕድመካ የንዋሓዮ ክፉእ ኣይንካእካ እመቤታችን ዋሕስካ ትኩን ንክማንደር ሓወይ ካኣ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐካ መሊኡ መሕረት የውርደልካ
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 3 года назад
ተመስገን እስመ ኣልቦ ነገር ለይሰኣና ለእግዛብሔር ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም ስድራና ሓውና ሙሉየይይ ደሞ ምሉእ ዕድመካ ፀጋ እግዛብሔር ኣይፈለካ
@ፍቕሪእዩጡዑም
@ፍቕሪእዩጡዑም 4 года назад
Asey enka ahgosekum muquratey temesgen fetari
Далее
Teeth gadget every dentist should have 😬
00:20
Просмотров 940 тыс.
ሕልምህን አትናገር
59:18
Просмотров 1,3 тыс.