Тёмный

ብፀጉረይ ምክንያት ዕቡድ ኢሉ ሰብ ናሃደመኒ - ድምፃውን ሎተሪ ኣዛርን - ድምፃዊ ሙሉጌታ ፍቃደ (ወዲ ፍቃደ) / Desta show 

Desta ደስታ Show
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
#DestaShow #tigrignamusic #tdf
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ብፀጉረይ ምክንያት ዕቡድ ኢሉ ሰብ ናሃደመኒ - ድምፃውን ሎተሪ ኣዛርን - ድምፃዊ ሙሉጌታ ፍቃደ (ወዲ ፍቃደ) - Desta Show
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Развлечения

Опубликовано:

 

2 сен 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 92   
@fnfnfnfndnd4117
@fnfnfnfndnd4117 8 месяцев назад
ን ወዲ ፍቃደን ኣነ ቆልዓ ከለኩ እየ ዝፈልጦ ምስ ዓቡዪ ሓወይ ኣዕርክቲ ብሓደ ክራር ይወቅዑ ነይሮም ኣብ ገዛና ምውዓሎም ምሕዳሮም እንተ ንዓይ እሞ ዝኮነ ነገር ከይሓዙለይ ቡሽክቲ ገለ እንተመፂኦም ይኩሪ ነይረ ብደንቢ የስታውስ ወዲ ፍቃደን ዓቡዪ ሰብ ሕጂ ጎቢዘ ኣነ ከማን ወቃዒ ክራር ኮይነ ዛሌ ዓደይ ጉለምኻዳ ስለ ዝረኣኩካ ደስ ኢሉኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሙሌ ሓወይ
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 5 месяцев назад
ብሓቂ 1ኛ ደራፊ እዩ ካብ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nr5lo5oc2f
@user-nr5lo5oc2f 6 месяцев назад
ዋውውውው ደስ ዝብል ወዲ ፍቃደን ናይ ብቆላዓትና ኣዘክርካና
@gzanaentertainmenttv3384
@gzanaentertainmenttv3384 7 месяцев назад
ብሽም ወዲ ፍቃደን ሳብስክራይብ ገረልካ ኣለኩ ካሊእ ደርፍታቱ ተሃልዩካ ናብ ይትብካ ፀዓነልና ❤❤❤❤
@user-fe1zv9tt1n
@user-fe1zv9tt1n 4 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ፍቃደን
@user-gj2eh8yy4j
@user-gj2eh8yy4j 8 месяцев назад
ደስታ ሸዉ ኣብ ምእታዉ ሰሞምን ዓዶምን ንክገልፁ ዕድል ሃቦም ❤❤❤❤ምክንያቱ እቲ ደርፊ ጥራሕ ፈሊጥና ስሞምን ዓዶምን ዘይንፈልጦም ደረፋቲ ስለዘለዉ ። ብዝተረፈ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ue3wv8pg2z
@user-ue3wv8pg2z 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ማዓርግ ጉሎምካዳ
@tigraylove9361
@tigraylove9361 8 месяцев назад
ኣብ መራዓይ ንወዲ ፍቃደን ከምጽአ eye ብዚ ኣጋጣሚ ታዓደምቲ ኢኩም ደቂ rimey🥰🤩
@mebrahtomabraha504
@mebrahtomabraha504 8 месяцев назад
Abey yu emo knmexe
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 4 месяца назад
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ወዲ ፍቃደን♥️♥️♥️
@Dawitey
@Dawitey 6 месяцев назад
ወዲ ፈቃደን ሰለ ዝረኣኩካ ደስ ኢሉኒ እቲ ንናፍቆ ድምፅካን ደርፍታትካን እንካዕ ሰማዕክዎ
@FahadFahad-xb2hp
@FahadFahad-xb2hp 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ግርማ ጉሎመኸዳ ❤ ዓጋመና ✌️
@Mona-xq9jj
@Mona-xq9jj 5 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ሽኮር ❤ l am so happy foor u
@merybaraki2217
@merybaraki2217 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዘድንቆ ወዲ ፍቃደን እንቃዕ ከምዚ ኢልካ መርኣይና ደስ ኢሉና ደስትሽ ካዓ ጅግና ቀፅለሉ
@user-kg6ys6dt4n
@user-kg6ys6dt4n 3 месяца назад
ጡዑም ድምፂ ወዲ ፍቃደን::
@user-wz8mj5fx6o
@user-wz8mj5fx6o 7 месяцев назад
ዕቡድ ኢሎም ህግደፍ ዮም ሃዲማም ዝኮኑ ማርያምን😂😂ትጋሩዋኒ አይትሳኣኒ❤
@Hareg675
@Hareg675 8 месяцев назад
ሰላም ደስትሽ እንቋዕ ሰላም መፃእኹም ወዲ ፍቃደን ወዲ ዓደይ ኣለካ😢 ይህሉ ዶ ናበልኹ ነይረ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ደርፍካ ሰሚዕናዮ ከምዘይሓል ሸዊት ጎደና ዛላንበሳ ዓደይ ሓዲሲ እንደገና ኣበይሞ ዓንያ እንዶ መሊሶም😢😢
@samimihretab3939
@samimihretab3939 5 месяцев назад
wedi fkaden hawey mearey ❤❤❤
@wediwelday7862
@wediwelday7862 4 месяца назад
ወዲ ፋቅደን❤💛🙏
@Tglove--
@Tglove-- 8 месяцев назад
ዓይነይ ድዩ ዋላ ልኣንበሳ ተክለ ይመስል ደቂዓደይ 🥺🥰🥰🥰ዝሮዝር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ🥰🥰
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j 8 месяцев назад
የሕዋት ግዲኦም ❤❤❤❤
@Br2190user
@Br2190user 2 месяца назад
Ewe
@Non-nb3pi
@Non-nb3pi 6 месяцев назад
በክርስትና ሀይማኖት ወንድ ልጅ ፀጉር አያሳድግም በትግራይ በሀልም የለም በግሌም ያስጠላል ግን መብትህ ነው ወጣቶች አንተን አይተው እንዳይከተሉህ ፀሎቴ ነው
@fishayemebrahtom
@fishayemebrahtom 7 месяцев назад
desta hawey ketslelu
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 5 месяцев назад
Wow zfetwo deraf❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samriteame8718
@samriteame8718 8 месяцев назад
ኩሉ ግዜ ይሓስቦ ነይረ 😍😍😍ወዲ ፍቓደን እንቃዕ ረኣኩካ 🙏🙏
@ambessaab8522
@ambessaab8522 8 месяцев назад
waww wedi fkaden 1994 yzkr enkuae reanaka wenab artist 🎉🎉
@maergmlessis1299
@maergmlessis1299 8 месяцев назад
ኣብ ትግራይ ከም ወዲ ፍቃደን ናይ መርዓ ባንዲ የለን
@agamawit
@agamawit 8 месяцев назад
Desta show ካብ ልቢ ኢና እነመስግን 🙏😢 ወዲ ፍቓደን ዛላንበሳ ዓደይ 🥺
@murutsbuluts9271
@murutsbuluts9271 8 месяцев назад
Wedi fkaden jegna aytetefena ajoka alna ab gonka
@zedigidey-qm8xu
@zedigidey-qm8xu 8 месяцев назад
ሙሌዋ ደርፍካ ናሰማዕኩ እየ ዓብየ እንኳዕ ገፅካ ራኣኩካ ዳርጋ ብኣካል ዝረከቡኩኳ ኣይፈልጠካን ነይረ ጎይታ ጥበብ❤❤❤❤❤
@awetabraha-yp4ry
@awetabraha-yp4ry 8 месяцев назад
ዝፈትዎን ዘድንቆን 😍😍 እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ደስቱሽ ሓውና ከዓ ምስ ካልኦት ኣርቲስታት ትግራይ ንኽሰርሕ ብዓቅምኻ ሓግዞ
@user-fk9cy4gh6b
@user-fk9cy4gh6b 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ❤
@Gezawit
@Gezawit 7 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ወዲ ዓደይ ድምፂ መረዋ😢❤️ እንኳዕ ሰላም ሃለካልና እስኪ🙏😢 ዛላምበሳ ዓደይ😢 ድካ ድካ ናበሉ😢 ሰሚዐ ወይፀግበን ደርፍታትካ😢❤❤ ደቂ ጉሎሙካዳ አበይ አለኩም ዚቅድሚት ኔሩ ድሕሪት ዝተረፈ ሓዉና ንሓግዞ🙏😢❤
@angesomsisay6344
@angesomsisay6344 8 месяцев назад
ያ ዉዲ ፍቃደን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኻ ❤❤❤ ካብ ጉሎምኻዳ
@Azebkiros-nv7cl
@Azebkiros-nv7cl 8 месяцев назад
እንካዕ ሰላም መፃኣካ ወዲ ፍቃዱ ዘድንቆ ፈትወካን ❤❤❤❤
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 5 месяцев назад
አብ መርዓይ ክዕድመካ እየ ድሕር 2 ዓመት
@frnussteferi607
@frnussteferi607 7 месяцев назад
Waw kirar❤❤
@muna9911
@muna9911 8 месяцев назад
እዋይ ወዲ ፍቓደን ናበይ እባ ኬዱ ኢልና እናልዓልናዮ ምስ ሓንቲ ሓፈተይ ሰለ ዝረኣናካ ደስስ ኢሉና 🥰
@yordinabito3422
@yordinabito3422 8 месяцев назад
ውይ ወዲ ፍቓደን😢 ጎይላካ ናፊቕናዮ ዓኽኽኽኽ😢😢😢
@fryattsegay
@fryattsegay 7 месяцев назад
ዝፈትወካን ዘድንቀካን ሙሉ ጌታ ጥዑም ድምፂ🙏👍
@Hareg675
@Hareg675 8 месяцев назад
በረኻ ዓደየ ናፊቐዮም ማሓዙተየ😢 ኣየ እወ ናፊቅና😢 ስደትና ኣሕፅረልና ኣታ ኣምላክ ማዓረይ🙏
@ggbdhdjdjdndn1496
@ggbdhdjdjdndn1496 8 месяцев назад
❤❤❤ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ፍቃደን ጎይታ ምካዳ
@allbaad5345
@allbaad5345 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mubengggg
@mubengggg 8 месяцев назад
❤❤❤ወዲ ፍቃደን ብጣዕሚ ዘይርሳዕ ተዘክሮታት አብ ሜዳ ዓጋመና ዘሕለፈ ሙቁር ሂወት❤❤❤❤
@samimihretab3939
@samimihretab3939 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 8 месяцев назад
❤❤ዝፈትወካ❤ወዲ ፍቓደን❤ ኣምላኽ ኣቦይ ትግራይና ናብ ንቡር ምለሰልና❤
@amanhaysh123
@amanhaysh123 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ፈታዊ ባህሉ
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ጥዑም ድምፅ❤❤❤❤❤❤❤
@hadushhaftay4923
@hadushhaftay4923 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ጅግና ድምፃዊ ንፈትዎን ነክብሮን ኣጆኻ በርትዕ❤❤❤❤
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ባንዲ ❤❤❤❤❤
@mebrahtomabraha504
@mebrahtomabraha504 8 месяцев назад
ወኢ ፍቃዱ ደስ ኢሉኒ ምስ ረኣኩካ ካብ ሰንዓፈ የ ዛላንበሳ ዓደይ ትብል ደርፊካ ይዝክራ አንዳ ኣልገዳ ትብል አውን ኣላትካ ይመስለኒ
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 8 месяцев назад
ሰላም አዳላዊ ደስታ መድያ ሸዉ ,,ምስ ብዙሕ ይቅሬታ🙏 ። ንኹሉና ክሕሸና ድማ ተቅርቦ ኩሉ ጽቡቅ ዩ ግን ተክስት ምንባብ ይልመድካ ኣጋይሽ ኣቅሪብካ ሕቶ ሓቲትካ ከይወድኡ ተወሳኺ ሕቶታት ትዉስኽ እዚ ኣይጽቡቅን ብፍላይ ኣብ ናይ ዮርዳኖስ ኣብርሃ ትገብሮ ዝነበርካ ብጣዕሚ ገሪሙና ዩ ሞ ንምንታይ ዓዲምዎ ኢሎም ብዙሓት የሕዋት ኣቃሪጾሞ ከይዶም ኣነ ክጽሕፈሉ እምበር ኣየቃርጾን ኢለ ኩሉ ሰሚዔዮ ማለት ብጉሩፕ ንከታተሎ ስለ ዝነበርና ሞ ክገርመካስ ኩሎም ዝነበሩ ግሩፖና ክንደይ ትዕግስቲ ኣለዎ ዮርዳኖስ ኢሎም ሞ ከም ሓፍትኻ የ ሊንክ ሰንዲኻ ምኻድ ደይኮነስ ርእዩቶ ሳብስክራይበልካ ዉን ምክትታል ድንቂ ዩ ሰላም ዎሰና ናብ ምምጻእና ኢና ክንራኸብ ተስፋ ይገብር ብሩኽ ሰንበተኪዳን
@samigereziher
@samigereziher Месяц назад
❤❤❤
@frnussteferi607
@frnussteferi607 7 месяцев назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@frnussteferi607
@frnussteferi607 7 месяцев назад
👍👍👍👍👍👍👍
@user-qb3ry6wd1b
@user-qb3ry6wd1b 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ኣርማ ጉሎ ምኻዳ
@mesfinabay906
@mesfinabay906 6 месяцев назад
Desta do you know whY you do when ask you have what they seay
@Elyasjelu
@Elyasjelu 8 месяцев назад
ኤልያሰ ጀሉ እባ ኣምፀኣልና
@fanueldori9718
@fanueldori9718 8 месяцев назад
ወዲ ፈቃደን ጀግና ከመይ ኣሎካ
@AimerHigos-ck6jb
@AimerHigos-ck6jb 8 месяцев назад
❤ጡዑም ድምፂ ወዲ ፍቃደን👍👍
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 8 месяцев назад
ልክዕ አለኻ ክብሪ ተወንዘፍ ክቡር ሰብ
@zenigalhaylat3984
@zenigalhaylat3984 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን እንኳዕ ረኣናካ
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg 8 месяцев назад
ወዲ ፋቃዳን marey❤❤❤❤😢
@amanuelgebre8995
@amanuelgebre8995 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ❤❤❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 8 месяцев назад
Welcome ❤❤🎉🎉❤
@fybftgddyhg5916
@fybftgddyhg5916 8 месяцев назад
ዝፈትወ ደራፊ
@HayelomAlem
@HayelomAlem 8 месяцев назад
Enkae dahna metsaka mule ereeeeeeee hadish Srah srhalna
@alefumekele3184
@alefumekele3184 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤ይበል ፅቡቅ መደብ
@Hareg675
@Hareg675 8 месяцев назад
ኣፍኺ ማዓር እዩ አጋጣሚ ረእናዮ🥰🥰🥰
@alefumekele3184
@alefumekele3184 8 месяцев назад
@@Hareg675 😘😘🤔
@ruftatekilay8874
@ruftatekilay8874 8 месяцев назад
❤❤❤❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 8 месяцев назад
ሰላም ደሰታ ሸው እንዃዕ ዳሓን መፃኪም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤ደሰታ ሾው ሪኢቶ ይፃሓፈካ ኣሎ ተገደሰሉ ።ምሰሰናይ ይቅርታ
@tigraweti6377
@tigraweti6377 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤
@dxcgc-db4qw
@dxcgc-db4qw 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@foyri
@foyri 8 месяцев назад
❤❤
@mrymmrym9126
@mrymmrym9126 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ksanettewele8578
@ksanettewele8578 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛🎉🎉🎉
@ArsuMan-sz7uk
@ArsuMan-sz7uk 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን ታይደኣ ጠፊእኻ ደርፊ ሒዝካልና ነዓ ንፅበ ኣለና ድምፂ ግን የለን በጃካ
@hshshhwhe71
@hshshhwhe71 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 7 месяцев назад
ቕንጭብ ታይ ማለት'ዩ
@TheCritic101
@TheCritic101 8 месяцев назад
እስኪ እስቲ እስኪ😂😂😂😂ትግርኛ ኣፅሪ ጋዜጠ...
@ds3zs9
@ds3zs9 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃድን ሽኮር እንቋዕ ረኣኩካ ይህሉ ዶ ይብል ነይረ ሄኖክ ኣረጋዊ ከ ይህሉ ዶ
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 8 месяцев назад
መልዑል..ከዛብ "ዊዒጊን😂😂..ኤርትራዊ ብናትካ ደርፊ ክምርዖ...???? መርዑዑ ክጽይቕ ባዕሉ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 8 месяцев назад
ኣቱም ሰባት ታይ ኣምፀኦ ፀርፊ ሕጂ
@fikadu1994
@fikadu1994 8 месяцев назад
ባርያ
@yordinabito3422
@yordinabito3422 8 месяцев назад
ባርያ ተረፍ ዓሳ
@agamawit
@agamawit 8 месяцев назад
ፎቲኻ ፀሊእኻ ሓቂ እዩ 😊 ሰንዓፈ ስመጃናን ካልኦት ከባብን የፃውት ነይሩ 'ዩ ኪድ ሕተት❤
@haimigere2032
@haimigere2032 8 месяцев назад
ዱሑራት ትግሪኛ እዩ እኮ ዝደርፍ ፎፎ እንታይ ዓይነት ርእሲ እዩ ሂብኩም ነገሩ ብትምህርቲ ኢኹም ተበዲልኩም😢😢😢😢😢😢😢😢
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 8 месяцев назад
👌👌👌👌👌👌👌👌👌 ፁብቕ ገበሩ ሓቆም እንታይ ጉበሩና እዩ። ራስተፈርያን ናይ ጃንሆይ መምለኽቲ ምልክት እዩ
@haimitigray3636
@haimitigray3636 8 месяцев назад
ወዲ ፍቃደን❤
Далее
Самое хитрое животное.
00:57
Просмотров 317 тыс.
How many pencils can hold me up?
00:40
Просмотров 5 млн
Тёмная сторона Кореи @sorrykatana
00:54
🛑ንምንታይ ግን  ?
11:25
Просмотров 29 тыс.
ሕላገት - ሙዚቃዊ ድራማ
16:47
Просмотров 75 тыс.