Тёмный

ተለመኑና ሓድሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪ ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ ብምኽንያት ቫይረስ ኮረና ኮቪድ-19 ዝወፀት ሓዳሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር 

Aba Gebremedhn zeselama
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 127 тыс.
50% 1

ተለመኑና ሓድሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪ ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ ብምኽንያት ቫይረስ ኮረና ኮቪድ 19 ዝወፀት ሓዳሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር
New Ethiopian Orthodoxs Tewahdo Aba Gebremedhn Zeselama Spritual Tigrigna Mezmur (Telemenuna) Due To The Reason Of Corena Virus --- Covid-19

Опубликовано:

 

20 апр 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 359   
@hareggebrehaweria4937
@hareggebrehaweria4937 4 года назад
ንኣባ ገብረመድህ ከምኡ እውን ኣባላት ማሕበረ ኣቡነ ሰላማ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና፤ ፀጋኹም የብዘሐልኩም፡፡ ብፍላይ ኣባ ገብረመድህን ደኹምኒ ሰልችውኒ ከይበልኹም ህዝቢ ናብ የማይናይ መንገዲ ንክምለስ ለይትን ቀትርን እትገብርዎ ዘለኹም ፃዕሪ ዋጋኹም ካብ እግዚኣቢሄር ስለእትረኽብዎ ቀፅልሉ ክብለኩም ይደሊ
@user-ey7vl1rv1o
@user-ey7vl1rv1o 4 года назад
hareg gebrehaweria amennn
@tesfaybsrat2328
@tesfaybsrat2328 4 года назад
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! 2 days ago አባየ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም ይባርኸልና እስኪ እዛ መዝሙር ደስ ዝበልትኩም Share Subscribe ንግበራ።
@kudushailu5000
@kudushailu5000 4 года назад
ሓዊ ዝወቕዖ ፀብሒ ጥዑም መዓዛ ከም ዘውፅእ ኩሉ ማሕበር ኣባ ሰላማ ኣባላት ድማ ይሀው ናይዚ ዘመን ኣይሁዳውያን ግብሪ ዘለዎም ንሕና እንበር ካልኦት ኣገልገልቲ ኣየድልዩን ብዝብሉ ኣገልገልቲ መሰልቲ ግና ተኩላታት ን 18 ዓመት መከራ ተበፅሖ ይሀው እግዚኣብሔር መዓዝኦም ዝጥዕም ፀግኦም ዝገርም ገይሩ የዕብይዎ ፀግኦም ኣብዚሕሎም እሞ እዚ ንዝገበረ እግዚኣብሔር መን ይቃወሞ በይዛኩም እስቲ መልሱለይ፡፡ ኣይትጠራጠሩ እዚ ማሕበር ናይ እግዚአብሔር ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣባ ሰላማ ማሕበር ምኳኑ እመኑ ብምንታይ እንተይልኩሙኒ እዚ ማሕበር ን18 ዓመታት ካብ ዝምስረተሉ ክሳብ ከዚ ዝሰርሖም ፍረታት ብምምርማር ብሰብ ተደፋፊእኩም ኣይትፍረዱ፡፡ ሳውል ዳሕራይ ቅዱስ ጳውሎስ ብርሃናነ ንቤተክርስቲያን ዝተብሃለ መሲልዎ እዩ ንሃዋርያት ዘሳድዶም ዝነበረ ግን ኣምላክ ብደቁ ስለ ዘየክኣሎ ንሳውል ኣብ መንገዲ ጠጠው ኣቢልዎ መንገዱ ትክክል ከም ዘይኮነ ድማ ሓቢርዎ፡፡ ከዚ ድማ ኣቱም ብፀላእቲ ወረ እትሰክሩ ዘለኩም ኣሕዋተይን ኣሓተይን ካብዚ ወረ ወፂእኩም ኣብ ዘይራእክምዎን ኣብ ዘይመርመርክምዎን ቅዱስ ማሕበር ኣቡነ ሰላማ ኣይትፍረዱ ዳሕራይ ብእገዚአብሔር ከይፍረደኩም፡፡ እግዚአብሔር ምስትውዓሉ ይሃበና ነቦና ኣባ ገብረመድህን ድማ ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ብሰይጣናዊ ቅንኢ ካብ ዝሰከሩ ኣገልገልቲ ኢና በሃልቲ ይሓልወልና መንገዶም ንዝሰሓቱ ድማ ኣምላክ ልቦና ይዓድለልና ንስሃ ዘይብሉ ሞት ኣይሃበና፡፡ ኣሜን፡፡
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ብሓቂ ነዞም ማሕበር ዝፀልእ ናይ ሰይጣን መንፈስ ዘለዎ ዩ
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 4 года назад
አቤቱ አምላኬ ሆይ ከም ሓጥያትና ብዝሓት ዘይ ኮነ ከም ምሕረትካ ብዝሓት ይቅረ በለልና ማርያም ፅዮን ኣዳይ ኣዶ ጎይታ ብኣማላድነትኪ ምስ ህያው ኣምላክና ኣተዓርቅና ኣብየቱ ካብ ቁጠዓካ ኣድሕነና!!! አሜን አሜን አሜን ኣዕጽምቲ ዘለምልም፡ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና!
@user-gp1bp3yt5f
@user-gp1bp3yt5f 4 года назад
ኣቁሑ ከብደይ ግምጥልጥል እኮ በለኒ😓😓😓😓😢😢😢😣💘💖💖 ኣቦታተይ እ/ር ኣምላክ መልእክቱም ይስማዕ ነውሕ ዕድመ ጥዒና ይሃቡም። ፀሎቶም ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏👐👐👐👐 ኦ ኣደይ ምስ ማሓሪ ዉድኪ ማሓርና ኣሜን💕💕💕💒💒💒💐
@orthodoxtewahdo2023
@orthodoxtewahdo2023 4 года назад
ንብዓትካ ጀርበብ እንዳበልካ ትስምዖ መዝሙር እዚ ዝመስል ፀጋ አብ ትግራይ ተቐቢሩ ዝገርም እዩ አብ ትግራይ ሓቂ ተዝህልው እዚኣቶም ዝመስሉ ንተዋህዶ ዝጠቕሙ አይምተሰደዱን::ነዚኦም ስም ዘጥፍእ ፀረ ቤተክርስትያን እዮ። ናይ ሰብ ሰሚዑ ነዞም አቦታትን ነቲ ማሕበር ዝቃወም ብፍረ ዘይኣምንን ንባዕሉ እዩ ዝጉዳእ ካብዞም አለና ዝብሉ ብዘይ ንሕና ካሊእ ፃድቕ የለን ዝብሉ ማሕበረ ቅዱሳን ዕፅፍን ትርፍን እዚኦም ይበልፁ። subscribe ብምግባር ድማ ነበረታታዓዮም
@mulugalabaselamaabaselama5384
@mulugalabaselamaabaselama5384 4 года назад
Neybehk abona egezabehir ideman teane yehabehem 🌺🌺🍁🍁🌸🌸🌷🍀🌹
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ኣባየ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም ይባርኸልና ኣደን ወድን ወድን ተለመኑና ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ደቂ ተዋህዶ subscrib like share እናበልና ነተባብዓዮም ነዞም ክቡር ኣቦናን ኣሕዋቴናን።
@Smerh-eb5hm
@Smerh-eb5hm 16 дней назад
ኦ አምላኸይ ይቅረ በለለይ ብመንገድኻ ምሪሐኒ ❤❤❤❤ቃል ህይወት ይስመዐልና ይቃበለሉኹም
@user-oy7mo5iy9o
@user-oy7mo5iy9o 4 года назад
ልብካ ትነክእ መዝሙር ኣደን ወድን ተለመኑና ዝማሬ መላእክቲ ይሰመዐልና
@user-ou2ly9oo5k
@user-ou2ly9oo5k 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣቦና አባ ገብረመድህን ንኩልኩም ማሕበረ አባ ሰላማ ፀግኡ የብዝሐልኩም አምላክና ከምሓጥያትና ብዝሓት ዘይኮነስ ከም ቸርነትካ ማሓረና ጎይታናን መድሓኒናን እዮሱስ ክርስቶስ ርሑስ ቅንያት ትንሳኤ ይግበረልና ንኩልኩም አመንቲ ኦርቶዶከስ ተዋህዶ
@berihugebru8882
@berihugebru8882 4 года назад
amen amen amen zmare melaekti yesmealna kab kufue zemen amlak yedhenena
@tsegatamene303
@tsegatamene303 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ኣቦና ፀገእም የብዘሐልና ብዕድመን ጥዕናን ንበርልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመነም ይባርከልና ክብር ኣቦና
@konjokonjo8565
@konjokonjo8565 4 года назад
እፍፍፍፍፍፍ ከም ሎሚ ታጉሰ አፍልጥን ኩሉ ግዜ ይደልዮም ነረ አባ ገብረመድህን ዕድመን ጥዒናንን ይሃበልና እግዝአብሔር አብዙሑ ይባሪከልና አጥምቲ የምያለምልም ዝማሬ መልአክት የስመአልና ቆናጁ አሕዋትና እውን እግዝአብሔር አምላክ ይባሪኪን አሕዋተይ ኩሉ ግዜ ፈጣሪ ምሳካትክን ይክን
@netsigalwelday1664
@netsigalwelday1664 4 года назад
Amen amen amen zemare molokot yesmeana
@user-lf9kr1nt8o
@user-lf9kr1nt8o 4 года назад
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ተስፋ መንግስቲ ሰማይ የዉርሰልና
@user-ek8pw7jn8r
@user-ek8pw7jn8r 4 года назад
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና መንግስተ ሰማይ የውርስና ⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@yorstekleab3180
@yorstekleab3180 4 года назад
ኣሜን ኣሜን እሜን ቃሊወት የስማዕልማ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።ኣቦና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና።
@tsehayunom
@tsehayunom 4 года назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ኣቦና፣ ኣብዚ መዝሙር ዝተሳተፍኩም ኣሓት እውን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና እዋናዊን ብቋንቋ ትግርኛ ዝተሓተመ ብምዃኑ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ካብ ዝደቀስናሉ ኣባራቢሩ ናብ የማናይ (ፀባብ) መንገዲ ከምረሐና ዘኽእል መዝሙር እዩ። ኣቦና ፈጣሪ ፀጋኹም የብዘሓዮ።
@bhaftaatakhalti3986
@bhaftaatakhalti3986 4 года назад
ዝማሬ መላእክት ያስማልን አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤💒💒💒💒👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-gc4lv1bv3j
@user-gc4lv1bv3j 4 года назад
ተለመነና እወ ምሓረና ይቅር በሉና መዝሙረ መላእክቲ የስመዐልና እልልልልልልልልልልልልልልልልል
@user-jb9ht7ck1y
@user-jb9ht7ck1y 4 месяца назад
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም ኣባቴ ገረመድሂን ዘሳላማ❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን
@user-il5ee6oi8z
@user-il5ee6oi8z 4 года назад
ዝማረ መላእክቲ የስመዐና ክቡር ኣቦና ምስ ክቡራት ኣሕዋተይ ኣሜን,,ኣሜን ,,ኣሜን
@edenzeray6756
@edenzeray6756 4 года назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 አንትይ ከምዝበል ኣይፍልጥን ግን አዉነት እዩ ሓጣያትና በዚሑ አዬ አሞ ተልምኑና አዶን ወድን ተልመኑና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
@user-hx9it4ev2r
@user-hx9it4ev2r 3 года назад
😭😭😭😭😭😭
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 месяца назад
😢😢😢😭😭😭
@user-nv8ud3jy7c
@user-nv8ud3jy7c 4 года назад
Amen Amen Amen
@CleMobile-ki2mu
@CleMobile-ki2mu 8 месяцев назад
👏👏👏ክብር ኣቦና ዝማሬ መላእክት የሰመዓና💔💔💔
@namihabtom2831
@namihabtom2831 4 года назад
Amen Amen Amen zmarye melakti yesmealna Mhret yewrdelna lueul amlak 🙏🙏🙏😭
@tesfamariam250
@tesfamariam250 4 года назад
Amen Amen Amen zmare malaekt yesmielna Abona
@saraargay8233
@saraargay8233 4 года назад
Amen amen amen Zemare malakti yesmalna amlak xegau yebzhlkum🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@BSF583
@BSF583 4 года назад
Zemare malekte yesemalena
@nebyatkiros6293
@nebyatkiros6293 4 года назад
zmaere melaket ysemealna abona
@AKTG19
@AKTG19 4 года назад
😭😭😭😭😭 ኦ ጎይታይ መኣረይ ከም ምሕረትካ እምበር ከም በደልና ኣይኹን ከም ፍቕርኻ ቸርነትካ እምበር ከም ክፋትና ኣይኹን
@user-hf4dm4ue4d
@user-hf4dm4ue4d 20 дней назад
ኣሜን❤ ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@gebreyesussolomon6357
@gebreyesussolomon6357 3 года назад
Amen amen kal hiwet yeasmalana Abona 🙏🙏🙏💒💒💒
@kirosmariyam7926
@kirosmariyam7926 2 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዕልና አቦና ዕድምና ጥዕና ይሃብኩም ልዑል እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፫
@gebrufsaha5303
@gebrufsaha5303 4 года назад
Amen amen amen zmarye melaiti yesmalna kuburat abotatna abona
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣቦታትናን አሕዋትናን 💒❤️✝️🤲 በታ ጸባብ መንገድ ይምርሓና አበሰና ገድፍካ ተለመነና 😭
@eyerusalemeyerusalem83
@eyerusalemeyerusalem83 4 года назад
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አጥንት የሚያለምልም መዝሙር አባታችን በእድሜና በጤና ይጠብቅልን
@user-ej1yj7iq3u
@user-ej1yj7iq3u 4 года назад
Amen amen amen kbur abona zmarye melakt yesmaelna
@asugalltigray5130
@asugalltigray5130 4 года назад
Zimare melaekt yrsmealna abona nay agelglot zemenkum ybarek amen
@user-jc8qo2xf8u
@user-jc8qo2xf8u 10 месяцев назад
ዝማሬ መልኣኩ የስመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@emunabrhane2198
@emunabrhane2198 4 года назад
Zmare melaekt yesmealna
@user-nh4iv4bq3v
@user-nh4iv4bq3v 4 года назад
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏😥😥😥😥😥😥😥
@berihulatuemay7118
@berihulatuemay7118 4 года назад
amen amen amen hiwey yeasmealna ftuwateyy amlak gexeu ybzehalkum
@simontekle2294
@simontekle2294 4 года назад
AMEN AMEN AMEN
@solomonselama8103
@solomonselama8103 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይልኣኸልና። ናይ ቅገልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልና
@fiorytesfamariam7452
@fiorytesfamariam7452 4 года назад
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna abona
@eteneshyoutub4873
@eteneshyoutub4873 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-fr8ro9po6j
@user-fr8ro9po6j 2 года назад
ኣሜን 🙏🙏🙏 ኣሜን 🙏🙏🙏 ኣሜን 🙏🙏🙏 ዝማሬ መልእክቲ የስመዐና ✝️🤲🤲🤲
@user-he6eh7os7j
@user-he6eh7os7j 6 месяцев назад
Zimary melakit yesimelina elillllllllllllllllll kibr abena abresi tsega tsegakum yebzehelukum egziabher ❤❤❤❤❤❤❤
@tigray1221
@tigray1221 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰምልን🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍✝️🕊✝️🕊🕊✝️🕊💒🕊💒🕊💒🕊💒🤍🤍🤍💒💒✝️🕊🤍💒✝️🕊🤍🤍🕊✝️💒😭😭😭
@user-fm5xl3kr8i
@user-fm5xl3kr8i 2 года назад
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሓልኩም
@lewamabrahaley6763
@lewamabrahaley6763 4 года назад
Amen Amen
@aranshimeles8480
@aranshimeles8480 4 года назад
Zmare melakti yesmealna egziabiher bayine mhretu yitemtena
@emilysuzidani8458
@emilysuzidani8458 4 года назад
amen amen amen abona zmare mealkti yesmalna and amlak tsegu yebzhalkum nay hata galkum kea ab atgebrwo tselot zekurni anate tekailu ata nay mewedaata zela mhlelal aba sdedulna gn btami ygreta sle a ti dfretey
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
እንታይ ማለትዩ ናይ መወዳእታ
@user-tc3sv7jt8j
@user-tc3sv7jt8j 3 года назад
ሰሚዕካዩ ዘይ ፅገብ መዝሙር ዝማሬ መልአክት የስመዐልና አቦና ፀጉኡ የብዘሐለም አሜን አሜን አሜን
@user-xe9cj2ff6z
@user-xe9cj2ff6z 4 года назад
Amean amean amean Zmeare melaekti yesmealna
@tekleageba9071
@tekleageba9071 4 года назад
Amen Amen Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church💒💒💒🙏🙏🙏👉♥️♥️♥️
@fekadufisahaye3795
@fekadufisahaye3795 2 года назад
amen amen amen qala hiwet yesmaelna abey qekishi xega ab resi xega yhabkumu
@salamsal9175
@salamsal9175 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዛብሄር ኣምላክና ምሕረቱ ይላኣከልና
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 4 года назад
Zmare melakt yesmalna aba betami kebdka tbele 👌
@merigebre457
@merigebre457 4 года назад
Amen (3)🙏🙏🙏abona kale hiwet yesmelna
@Jesusmylord345
@Jesusmylord345 8 месяцев назад
Zmare melakt yesmalna emebrhaney haderaki deqki ab gudgad atina biayni mhretu ktmitena nslena ab mesqel zweale wedki lemnlna🙏😭😭😭❤️
@user-tc8er4qw5j
@user-tc8er4qw5j 10 месяцев назад
ኣወት ፅውራና በዝሕ ኣምላኬ😢😢😢ይቅር ወለና ጌታየ😢😢ዝማሬ መልኣክት ያስመዐልና
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmealna egzabiher amlak mhret yewrdelna 😂😂😂😂
@Axumawit21
@Axumawit21 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ሊላእክት የስመዐልና አቦና 😢😢😢
@user-fe9et6mo2b
@user-fe9et6mo2b 3 года назад
ኣባየ ዝማሬ መላእክት ያሰማል ኣቦየይ ኣነ ጋልኩም ሓጥያተኛ እየ ናብ ቤት ኣምላክ ክምለስ ፀሉይለይ ኣብ ፆሎትኩም ዞኪርኒ ኩቡር ኣቦና ሓደራ ኣብ ፆሎቶም ይዘኩርኒ🙏🙏🙏
@user-ey7vl1rv1o
@user-ey7vl1rv1o 4 года назад
Zmare melaekt yesmelna amen amen amen
@davlosduma4767
@davlosduma4767 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር መዝሙርኩምን ጸሎትኩምን ሰሚዑ ምሕረት ይግበረልናን: : ማ/ር ኣባ ሰላም ክንመጽኩም ኢና ኣብ ልብና ኣለኩም ኣብ ትጉዓዝዋ ኣሳልጦ ኣብ እትገብርዎ በረከት ኢኩም ሞ የብዝሐልኩም ቀ ጽ ሉ ምሳኩም ኣለና ካብ ትግራይ ማ/ርና ማ/ር ኣባ ሰለማ ኣይኮነን ኣይንደልዮም ማ/ር ቅዱሳን ቀተልቲ ኣቦታትና እዩ እንበል ተጋሩ ስለ ዝኮነ
@tahgasshimane
@tahgasshimane 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስማልና ክቡር ኣቦና አግዚኣብሄር ኣምላኽ ብምሕርትው ይቅር ይባላልና🙏🙏🙏 😭😭😭
@danielgebreyesus2679
@danielgebreyesus2679 4 года назад
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣቦና ኣደን ወድን ይለመኑና እግዝኣብሔር ይቅር ይበለልና ኣሜን
@rahelgmeskel253
@rahelgmeskel253 4 года назад
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ክቡር አቦና: ብጣዕሚ ከብድካ ትበልዕ መዝሙር: 😭😭😭😭😂😂😂 ተለመኑና አደን ወድን ተለመኑና
@hussainihussaini9064
@hussainihussaini9064 4 года назад
እቤቱ እምላክይ ሆይ ስላም እውርዳና እመቤቴይ ሆይ እናፍለጥና ብድፍርት ከይፍለጥና ብድፍርት ዝግብርናይ ሓጥያትና ይቅር ብለና ሓድራ ሓድራ ዝማሬ ማላእክት ያስማዕና እባታትና እሓዋተና ናይ እገልግሎት ዝምንኩም እግዚአብሔር እመላክና አሜን አሜን አሜን ስላም ስላም ስላም ለዓለምና ይግብርና አሜን አሜን አሜን (3)
@hussainihussaini9064
@hussainihussaini9064 4 года назад
ይቅርታ ከይፍለጥና ብስህተት ክብል እየ
@sikosilo4629
@sikosilo4629 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ፈጣሪ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና
@teweldemichele6793
@teweldemichele6793 4 года назад
ዝማሬ መላኣክት ይስምዓልና ኣሜን ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@advertentertainment1895
@advertentertainment1895 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ንኣቦ ኣባ ገብረመድህን ጸገኦም የብዘሓልና። እስኪ እዛ መዝሙር ደስ ዝበልትኩም Share Subscribe ንግበራ።
@user-jm1yg5ze4e
@user-jm1yg5ze4e 4 года назад
ኣቤቱ ጌታየ ይቅር በለልና እግዚአብሔር ኣምላክ ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወድኺ ኣታዓሪቅና ምሕርት ለምንልና ኣቦና ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
@s90534
@s90534 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአክቲ የስም ዓልና ኣደን ወድን ተለመኑና
@letshgabrahwry5079
@letshgabrahwry5079 2 года назад
አሜን ንን አሜን ንን አሜን ንን ዝማሬ መልእክት የስምዕልና
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 4 года назад
ኦ ኣምላኼ ከም ተግባርና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ይቅረ በለልና 🤲🤲🤲 ዝማሬ መልኣክ የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@mebratsntayehu8843
@mebratsntayehu8843 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስማልን ለሁላችን እግዚአብሔር እድሜና ጤናው ፅጋውን አብዝቶ በፍቅር ያኑርልኝ እግዚአብሔር ያግልግሎት ዘመናችው ይባርክልን ውድ አባ አባታችን
@mhggf5359
@mhggf5359 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና
@user-ck1yj9hk5c
@user-ck1yj9hk5c 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና አባታትና አሕዋትና እግዝአብሔር ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም !! እግዚአብሔር አምላክ ነዙይ ሕማማ ካብ ዓለምና ይጥፋአልና አባታትና ፀለትኩም በረከትኩም የካፉለና!!
@harakharak6044
@harakharak6044 4 года назад
ዝማሬ መላህክት ያሰማቹ አባቴ ኑሩልኝ ዘላለም
@ezanacizana4567
@ezanacizana4567 4 года назад
Zmare melaktea ysmaleana abona newhi edmen tieana yahebkum.
@abrhamteame7641
@abrhamteame7641 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@user-fe1xo9ru2f
@user-fe1xo9ru2f 4 года назад
ዝማረ መላክቲ የስመዓና
@tbletsteame1319
@tbletsteame1319 4 года назад
Amen amen amen zmarye melakiti yesmalna 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 4 года назад
ኣደየ መዓረይ ባዕሊኪ ትገብሪኦ ኣይጠፍኣኪን እዩሞ ኣደየ ሰላማዊት ሓደራኺ ሓደራኺ ከምታ ዘልመድክና ኣይትኽልእና ተዓረቆም በሊልና ንሕያዋይ ወዲኪ ኣቲ ሰላማዊተይ መዓረይ ኣደይ ጸግዒ ጽላለየ ህዝቢኪ ሰዓብትኽን ይልምኑኺ ኣለዉ ገለ በሊ ገለ በሊ :-( :-( :-( :-(
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 года назад
Amen. Amen. Amen. Kale. hiwet. yesmealna. ⛪⛪⛪☝️😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏💝💝🕊️🕊️
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 месяца назад
Ykre belelna amlakey 😭😭😭 weladte amlak hdraki✝️✝️✝️😭😭😭
@user-lf2ft6yv1b
@user-lf2ft6yv1b 4 года назад
Amen amen amen qale hiwet yseana
@21istehiwet
@21istehiwet 4 года назад
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን አባታችን እግዚአብሔር አምላክ የአገልግሎት ዘመንዎትን ይባርክልን
@user-hv1wg6fv9r
@user-hv1wg6fv9r 4 года назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭አሜን አሜን አሜን
@user-ns9cg9uk4x
@user-ns9cg9uk4x 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያሰመዓልና
@user-ik3vx5pq2i
@user-ik3vx5pq2i 4 года назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድሜ ጥዕና ይሓልኩም
@segesege5226
@segesege5226 4 года назад
Amen amen amen zmare melakt yesmalna abona abxolotkum zekuruna,
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 года назад
እዝግዮ ምሓረና ኩሩስትስ ኣብየት 💔💔💔😭😭😭ምሓረና ኩሩስቶስ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና 💔💔💔😭😭
@mulu1475
@mulu1475 4 года назад
አሜን አሜን አሜን አግዛብሄር ይለመነና . ኣቦና ፀሎትኩም ኣይፈለይና
@abbaantoniosaboy2077
@abbaantoniosaboy2077 4 года назад
ኣሜን(3) ኣቦና ዝማረ መላእክት የስመዓልና
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 Год назад
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana kubur Aebona
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 3 года назад
ናይ ማርያም ልመና ዝስመዐ ናትና ደካማታት ባሮቱ ይስመዐና ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ኩሉ አለም ንብዓት ምቁፅፃር ይአብየካ
Далее
Penalty: Portugali - Slloveni
02:03
Просмотров 1,2 млн
Модные мальчишки
00:36
Просмотров 20 тыс.