እዘን ተመሳሳሊ ኣካላዊ መጉዳእቲ ዘለወን 2 ኣዴታት ልዕሊ እቲ ሙሉእ ኩለመዳይ ጥዒና ዘለዎ ሰብ ኮይነን ብሙሉእ ተስፋን ፅንዓትን ህይወት ባዕለንን ስድራአንን ክመርሓ ክትርኢ ከለኻ ንነብስኻ ትወቅስ። ትምህርቲ ወሲድካ እውን ናብ ነብስኻ ክትምለስ ይገብር!! Ethiopia Orphan & Family Assistance ዝተበሃለ ኣብ ኣሜሪካ ኣፍልጦ ዘለዎ ኢትዮጵያዊ ትካል ውሻጠና ሚድያ ስፖንሰር ስለዝገበረልና ካብ ልቢ ነመስግን።
2 окт 2024