Тёмный

ተማዊትኩም ብ ሂወት ክትህልዉ ጽዓሩ ፥ 

MERON SAT ሜሮን ሳት
Подписаться 49 тыс.
Просмотров 23 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv ‪@meronsat7665‬

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 231   
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 3 месяца назад
ዳኒ ብሱሉን መስተውዓሊን ኤርትራውነት መንፈስ ዘለካ ጂግና ሓውና ከማኻ ይብዝሑልና
@tedrosasghede9919
@tedrosasghede9919 3 месяца назад
እንዳጠፍእካ ድሐን ኣለኻ ጅግና ኤርትራዊ መንፈስ ዘለዎ ዘይኮነስ ንኤርትራ ንምጥፍእ ዝጏዓዝ ዘሎ ግለ ሰብ እዩ::
@issomtube1984
@issomtube1984 3 месяца назад
ካባኹም ህግደፍ ይሓይሸ ለኽባጣት መዴኻ ሓላፍነት ሂብካ ብዛዕባ ህዝቢ ተወኪልካ ክትዛረብ መሰል የብልካን ለክባጥ
@mf4244
@mf4244 3 месяца назад
ሓቃ እንድያ ወርኩ እዝግዮ እዝግዮ ኣይትበሉ እዝጊ ዝፈትዎ ስርሑ ክትብል ኪድ እንዶ ናብ በዓል ናይ ኢትዮጵያ በተክርስትያን ባንዴራ ብ ባንፌራ ሕብሪ ተለክያ መስቀላቶም ብባንዴራ እንታይ ጸገም የምጻሉ ባንዴራ ተሓዘ ንሜሮን መለልይካ ስጋብ ዝኮነ
@Mraramedia1110
@Mraramedia1110 3 месяца назад
Meron htoka aygdnn degafay zhato hto eyu?
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 месяца назад
The question is good the answer is not good
@YG-ib1bi
@YG-ib1bi 3 месяца назад
ሓድሽ ዝሰማዕኽዋ ነገር የለን: ጽላለ ማለት ተመሳሳሊ እንዳሰራሕካ : ፉሉይ ውጺኢት ምጽባይ እዩ ።
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 месяца назад
ዳንኤል ብጣዕሚ ጽቡቕ ካብ ስምዒት ካብ ጽልኢ ናጻ ዝኾነ ሚዛናዊ ትንተና ቀጽሎዎ።
@tesfutesfaytewelde-ey4mv
@tesfutesfaytewelde-ey4mv 3 месяца назад
Meron ezi wedi gn b kolel u wediwa bxay kolel eleyo aleku kab isu wala hade mefley yeblun😂😂😂😂😂
@faligali6690
@faligali6690 3 месяца назад
እናፈለጠ ኮለል ይብል ኣሎ።ኣነስ ነዞም ከምዚ ዓይነት ሰባት ናይ ብ yes or no ዝምለስ ሕቶታት ገርኩም ተትሓትዎም ጽቡቕ ነሩ።ንምሳለ ሰብ 20 ክሳዕ 30 ዓመት ብዘይ ፍርዲ ክእሰር ቁኑዕ ድዩ ወዘተ ኢልካ ምሕታቶም።
@Fagi311
@Fagi311 3 месяца назад
ነያኻ ዳኒኤል ሰሚዕናዮ ግን ሜሮን ንምንታይ ንሰሎሙን ገብረየሱስ ዘይተቅርበልና። ናበየኒኦም ዲኻ ትዘጥጥ ዘለኻ?
@mihrethayelom7979
@mihrethayelom7979 3 месяца назад
Nab 🇪🇷wyannnn b Hagern Hzbi 🇪🇷 zhamun::
@selamawityohannes4608
@selamawityohannes4608 3 месяца назад
Eritrawi tekonka mizrirab xibuk eyu mis zikone mergexi zelewo seb
@hamdan-mf3wz
@hamdan-mf3wz 3 месяца назад
ደስ ዘብል ድንቂ ሓሳብን መብርህን! መሮን ደጋጊምካ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሙሁራትን ሚዛናዊ ሃሳብ ዘለዎም ሰባት ከተምጻልና አጽበ !
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 3 месяца назад
ፈሳዊ ኮይኑ እዪ ዝስመዓኒ እዚ ሰብኣይ እዚ:: ኢድካ ምሀብ ንህግደፍ ስዕረት እዪ:: ክትፈሱ ጀሚርካ ምስ ህግደፍ:: ክሳብ ዝጥቀሙልካ ኡፍ ኡፍ ከብልኻ እዪም: ድሕሪኡ ግን ከምቶም ዝቐደሙ ኣብ ዘይትርከብ ክስውሩካ እዬም ህግደፍ :: መዋፅእቲ ይፍጠረልካ ብሩክ
@IzakBelo
@IzakBelo 3 месяца назад
Mergesu Zeyrdeaka kemzi bered nay Europe shetahtah eyu. Heray eske bkemey eyu lewti kmese? Entay Asekefeka Nhna Nsu Zeytbl
@abrahatewolde5438
@abrahatewolde5438 3 месяца назад
ብዘይ፡ቕዋም፡ሐደ፡ህዝቢ፡ብሰላም፡ኣይነብርን፡ኢዩ።ስለዚ፡ብቅዋም፡ተዛረብ፡
@selamawityohannes4608
@selamawityohannes4608 3 месяца назад
Kiwam zelewom zibiasu yelewun diyom arku
@kibromdebessay5502
@kibromdebessay5502 3 месяца назад
ሑልኩስ ዋሒድ። ትሓቲቱ ሓንቲ ከይመለሰ ኣብ ኮለል አሕሊፍዋ ህበይ ኣጎስማ ማንኪ
@selamawityohannes4608
@selamawityohannes4608 3 месяца назад
He is if not what do you want him to say
@MK-rg1og
@MK-rg1og 3 месяца назад
ሜሮን ሓወይ እቲ ተቐርቦ ሓፈሻዊ ጽቡቕ መንገዲ ቀጽሎ ግን ሕቶ "ሎኒ ንኹሉ ዓለም በጃ ዝኾነት ባዴራ ድያ? ባዴራ ኣብ ክሳድካ ጌጋ? ኣብ ማዕጾ ገዛ ፥ ኣብ ደምበኻ ፡ኣብ መደቀሲኻ ኣብ ፕሮፋይላካ ድላይካ ፡ክሳብ ኣብ ቅዱስ ወንጌል ኣንፈት ዘይገበርካ። በጃ ዓለም መድሕን ዝኾነ ብዕለተ ዓርቢ ኣብ ቀራንዮ መስቀል ዝወዓለ ካብ ማእሰርቲ ዲያብሎስ ናጻ ዝገበረና ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ መስቀሉ ኣብ ክሳድካ ክጸውር ድሕነት ክትረክብ ደኣ ብምድራዊ ባንዴራ መንግስቲ ምውራስ ከምዘየለ ቅዱስ ወንጌሉ ይነግረና እመን ኣይትእመን ድሕነት ብምድራዊ ንጉስ ኣይኮነን ብባንዴራ ኣይኮን ድሕነት ብእግዚአብሔር " ዩ ድሕነት ብቅዱስ ቃሉ"ዩ ድሕነት ብመስቀሉ "ዩ ድሕነት ብፍቅሪ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ።
@tomyteame9909
@tomyteame9909 3 месяца назад
ኣሜን (3) እግዚኣቢሄር ይባርኽካ ዝሓወይ ጽቡቅ ትምህርቲ ሚሂርካና
@Daniel_kah
@Daniel_kah 3 месяца назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ጽቡቅ ማዕዳ!
@mihrethayelom7979
@mihrethayelom7979 3 месяца назад
Xbuk mada eti mkri gn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 gega ??? Ab Resiea ente tblun xbuk xegem yeblun : gn kal E/her endazemeru srah Satnael zgebru mexiomna sle zelews,,, ???
@micaelaradom277
@micaelaradom277 3 месяца назад
ሜሮን እዝወዲ ምስ ዋንነሽን ዝነበረ ሆሞ ወይ ከወል ብዓረብ ንሱ ድዩ ሓቀይ እምብኣር ናብ ከዳዓት ወድቅካ ኣምላኽ ይሓግዝካ ወዲ ኣስመራ ከምዚኦም ሆሞታት ግን መድያኻ ኸትውድቃ ኤኻ
@TesfaeyuSnkey-f3f
@TesfaeyuSnkey-f3f 3 месяца назад
ሜሮን መሽረፈት ግልብጥ ግልብጥ ኣይትበል ንጹር ኮንካ ቶቃወም
@Gezana302
@Gezana302 3 месяца назад
ዳኒ ሐውና ካብቶም ብሱል ሓሳብ ሒዞ ዝመጸ ሕቶ ዘለዎ ኤርትራዊ እዩ :-ሃገሩ ታሪኹ ሕዝቡ 'የኽብር 'ባንዴራ' ቀዳምነት ዝሰርዕ መንእሰይ ኮይኑ ንፍትሒ ብፍትሐዊ መንገዲ ጽሩይ ሐሳብ ስለ ዝውንን የክብሮ ይፋትዎን እየ ከማኻ ክቅየሩ እዞም ኮብ ሕዝቦምን ሃገርን ጽልኢ ዘለዎም ሰባት ንዓኻ ፈላው ጌሮም ልዝብ ክገብሩ ይምነ 🙏 ሜሮን ሐውና የቀኒናልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷 '
@Jonathan-xu1xz
@Jonathan-xu1xz 3 месяца назад
ተዕዊትላክ 2 ሰዓት ዝኣክል ግዜ ኣለካ ኣብ ኢንተርነት ኮፍ ኢልካ ከተዕልል። ዘይተማቅለና ካብቲ ግዜኻ፣ ግን ካልአ ስራሕ ኣለካ ዶ? ብዘይካ አዚ። sorry ተራሕ ገሪሙኒ አዩ።
@ወጊድይሁዳ
@ወጊድይሁዳ 3 месяца назад
እንዳ ህግደፍ ክቐትሉ እምበር ከልምዑ ኣይተውህበኦምን ኢዩ። መንእሰይ ኣስተውዕል ህግደፍ ክጠፍእ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ። ኢዚ ወዲውን ኩርኩር ህግደፍ ኢዩ። ከይተረደኦ ሞሊቛቶ ፡ ""ሓደ ክፋል ኤርትራ ካብ እቲ ካልእ ክፋል ኤርትራ ዘለዉ ከድሕና"" ውሽጡ ብኣውራጃውነት ዝተባዕጠ ምዃኑ ኣግሂዱ።
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 3 месяца назад
ስለምንታይ ብዛዕባ እሱራትን 360 ቤት ማእሰርትን ዘየልዓልካሉ ክማኡ'ውን ብዛዕባ ዝቐትሉ ዘለዉ ህግደፋውያ ዝሓለፈ ሂወት ደለይቲ ፍትሒ ፈላሊኽ ዘየቕረብካሉ፡ ብዣዕባ ሂወት ብውግእ ኣድሕድ ንኸይጠፍእ ብስክፍታ ክዛረብ ከሎ ብዛዕባ ትማሊ ኣብ ትግራይ ብዘይ ድልየቶም ብምኻድ ህልውንኦም ዘይፍለጥ ደቂ ህዝቢ ኣየልዓልካዮን፡ እቲ ንነዊሕ ዕድመ ምንባር ዝበሎ ነቲ ናብ ዓዲ ዘሎ ኤርትራዊ ይምልከቶ ድዩ ?
@simi118
@simi118 3 месяца назад
እዚ ወዲ ግን ኤርትራውያን አብ ስደት ክቃተል አይደለዮን ክነብር ደሊዎ🤔. ኢሉ ህይወት ልዕሊ መሬት እያ ኢሉ. አብ ኤርትራ ግን ኤርትራውያን ንሃገር ክሞቱ ቅቡል ጌርዎ. ንምንታይ ደኣ አብ ደገ ዘሎ ሞት አገዲስዎ( ዳሱ አብ ደገ ዶ አሰኪፋቶ)🤔
@simi118
@simi118 3 месяца назад
አነ ደገፍቲ ህግደፍ ብምሎኦም ናይ ዓልት ጽልኢ ዘለዎም እዮም ( ብጀካ ወያነ ዓጋመ ካልእ ዘረባ ካልእ አይብሉን እዩም). ስለዚ ደገፍቲ ህግደፍ መርዚ እዩም.። ተቃዋማይ ግን ውሑዳት ትግራይ ን ትግሪን ዝብሉ ገዲፍካ.
@Hagos1971
@Hagos1971 3 месяца назад
ደቂ እረይ ንሕና ከም ኤርትራዉያን ተቓዋሚ ኣይንጸልእን እንታይ ደኣ ክትቃወም ከለኻ ግን ኤርትራዊ ኹንዩ ትሕቶ፡ ክትሓስብን ክትሓለይን ከለኻ ግን ስለ ኤርትራ ይኹን። ዳኒ ናይ ብሓቂ ዓቢ መ/ር ኢኻሞ ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
@tedrosasghede9919
@tedrosasghede9919 3 месяца назад
ብምንታይ ዓይኒ ይጥምቶ(ይርእዮ) ኣሎ ፖሎቲካ ኤርትራ ይገርመኒ? ብጣዕሚ ይግረም ካኣ:: እንዳዓነወት ትጥፍእ ዘላ ሃገር ከም ደሐን ዘላ ምቅራብ የጉህየካ::
@hagos-5626
@hagos-5626 3 месяца назад
ኣታ ክንደይ የማኻኒ ፥ ይልምልም ሽለት ። ከም ሸርሙጣ ክምስምስ እንዶ ኣብዚሑ ፥ ኣኺልዎ ድዩ ሰብ ከደናግር ። ኣብ ቢዝነስ ጥራይ ኣድህብ ህዝቢ ጉዳይካ ኣይኮነን ካብ ቃልካ እዩ ።
@ami_su
@ami_su 3 месяца назад
ዝፈትዎ ፖለቲከኛ አምጺእካልና አዝመሪኖ ጀንትል❤
@BerhaneHagos-b2d
@BerhaneHagos-b2d 2 месяца назад
ሜር ብጣዕሚ ኑፉዕ ኢካ ሐደሐደ ጊዜ ግን ኒቅፍ የብለካ ኢየ ከምዚ ጌርካ ዓበይትን ሙኩራትን ከም ዳኒ ዚአመሰሉ ሚስታፍ ቀጽሎ
@bentekle2642
@bentekle2642 3 месяца назад
ዳንኤል ተኽላይ ብቁዕ መምህርን ጽኑዕ ድልድል ኮይኑ ኣብ መንጎ ኤርትራዊ መጻኢ ወለዶን ኣባንብሮን ዘሰጋግር እዩ።
@haileezgihaxera9293
@haileezgihaxera9293 3 месяца назад
እዚ ዳኒኤል ፈሪሱ ካብ ሓሳቡ ፈሪሱ ኣብ ሓሳብ ካልኦት ብዉሽጡ ገበርትን ሓደግትን ዝብሎም ጽግዕተኛ ኮይኑ ኣሎ ።
@abrahatewolde5438
@abrahatewolde5438 3 месяца назад
ከምቲ፡ዝበልካዮ፡ናይ፡ኣቢ፡ኣሕመድ፡ኢሳያስ፡እውን፡ንዓምርሐና፡ክብሎከሎ፡ረሲዕካዮ።
@hamcheg4475
@hamcheg4475 3 месяца назад
100/100 መምህርናን ኣያናን ዳኒ ብጣዕሚ ኣዕሚቁ ንዝሓስብ ሰብ እዚ መግለጺ ናትካ ኢዩ እቲ ሓቂ ቡሉጽ ናይ ብሉጻት ኣገላልጻ :: ኣብ ካልኣየሰቲ ክንጽበየካ ኢና
@Solomon-ok5td
@Solomon-ok5td 3 месяца назад
ሓደ ሰብ ዘይፈልጥ ምዃኑ መኣስ እዩ ዝፈልጥ እዚ ሰብ እዚ ዓመታት ገሩ ሃለውለው ክበል ልክዕ ካልእ ሰራሕ የብሉን ሙያ ኣይተማህረን 2፬ 7 እብዛ መድያ ክዛረብ ጥራይ ወይ ኣይደክ ወይ ኣምንዎ እነስ ስድኡ ሕእሜን ከይኮኑ ብዝዕባ ፖለቲካ ኢርትራ---ክትዛረብ ብቅዓት ይሓትት እቲ ናይ ኢርትራ ፖለቲካ ብቅዓትት ዘለዎም ሰባት ዋናታቱ ኣለውዎ እነስ ሓንቲ ህበይ ኣላ ክምዚ ናቱ ኣፍኝቻ ዘለዋ ዘመዱ ካይትኽውን ሹቅ ኢልካ ጥራይ ትቱቱቱቱቱቱቱ ብዘይ ዕርፍቲ እዚ ኣፍንጫ ግዛዋ ግና እቶም ሰማዕቱ ክብኡ ዝሕሱ ኣይኮኑን እምበር እዚ ሰብ ክምቲ ንሱ ዝብሎ ኢርትራ እንትዝምለስ እብ እንዳ ስዋታት እዩ ምወዓለ---- ብጣዕሚ ደንቆር
@Beserat
@Beserat 3 месяца назад
ጽቡቅ አጋላልጻ እቲ ሐቅውን ንሱ እዩ አብሶልትሊ ትክክል ።
@FisehsyeWeldegergishi
@FisehsyeWeldegergishi 3 месяца назад
ብሱል ሓሳብ ዳኒኤል ተኽላይ ንመንእሰያት ከነቓቅሕ ዝኽእል መልእኽቲ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ዒኒጂላዊ አታሐሳሲባካ ጊዲፎ እስራት ይፊቲሖ በል
@lillyhabte5833
@lillyhabte5833 3 месяца назад
ሓውና ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ❤🇪🇷👌🙏👍
@ساره-ذ1ه
@ساره-ذ1ه 3 месяца назад
Meri the one only hero ብሉፅ ኤርትራዊ ተቃዋሚ ሓወይ .ካብ ህግደፋዊት ሓብትኻ💪🇪🇷😘😘😘
@kidanekilet7570
@kidanekilet7570 3 месяца назад
እዚ ዳኒኤል ዝብሃል ወዲ እንዳ ፈለጠ ሓንጎሉ ኣመልቢስዋ፣ብድላዩ ንሕልንኡ፣ ጸቂጡ ክዛረብ ይፍትን ኣሎ። ብርግጽ ብጥቅሚ ድዩ ወይስ ብሰነኣምራዊ ጸቕጢ፣ ኣብዚ ኣብጺሕዎ ኣሎ፣ ድቃስ ለይቲ ሲኢኑ ከም ዝሓድር ከምዞሎ ይርኣየካ።
@nugusekahsay6845
@nugusekahsay6845 3 месяца назад
ኣየ ንስካ ኣኪሊ ኣሎ መጎጎ ግን የብልናን ኣዩ ነገሩ፥ ሃይስኩል ኣሎ ይንቨርስቲ ግን የለን ።
@hani165
@hani165 3 месяца назад
ኣንታ መሪ ሓወይ ትሕቲ ዕድመ ምዕዳም እኮ ይሕትት እዪ፡ እሞ ድማ ፖለቲካ ከተዛርቦ ድሕሪ ሒጂ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ኣይትዓድም በጃኻ ፡
@henok2826
@henok2826 3 месяца назад
Comment ተንብብ ምኻንካ ጹቡቅ 1ቲ ክብለካ ዝደሊ ትዛረቢ ዘለካ ብሰማይ የኽስሰካ ከይከውን ሕሰበሉ ኢኻ ኣብ 😊
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 3 месяца назад
Hakka eka.n shaebiya,nzebene artificial intelligence nezi 21 kfle zemen nay miebale technology,ybekiun ferekan eluwom
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 3 месяца назад
🤮🤮🤮🤮 KELBI ESEYAS
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ፋኖ ሐደ ህዚቢ ኢና ሚኢኒቲ ኢቲዮፒያ ኺቲዲሒን ኪኒቃሊስ ኢና ዚቢል ስራዐቲካ ቲቃሊስ
@kidanedebesai5999
@kidanedebesai5999 3 месяца назад
ዳኒ ብጣዕሚ ጽቡቕን ብቁዕን መልሲ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ🎉🎉🎉
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ኢሳያሲን ኪሚካ ባሪያን አጢፊኢካዮ ሰላም ዚሚጺኢ ፍ
@almazamanil1055
@almazamanil1055 3 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዳኒ ኣብዚ ብተደጋጋሚ ክትመጽእ ንምነ ምኽንያቱ እዚ መንእሰይ ከምዚ ናትካ ትምህርቲ ስለዘድልዮ👏👏👏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@tesfay402
@tesfay402 3 месяца назад
ትግርኛ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ? ተርጉምለይ -ባ? ባእ ባእ ባእ
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 месяца назад
ተደይ ክኢልካዮ ትገድፎ ጽብቕቲ ኣገላልጻ ፡ ነዚ ፖለቲካ ስለዘከኣልናዮ ንግደፎ መገዲ ንቕይር። ነዚ መንእሰይ ሕይወት ክመርሕ ንክደፎ።
@Matiwos4567
@Matiwos4567 3 месяца назад
Xbuk btaemi ❤💪🏾, nwufy kea admelna bejaka???????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????????
@hauxry9152
@hauxry9152 3 месяца назад
Dehri iseyas daniel zibhal iu mesleni kemerhana. des zibil agalalixa 10q kulu gize amxialna pls❤❤
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ዐኒጃል ናጻኒት ኢሪቲራ ዘይአሚኖ ፋኖ ሒዚካ ኢካ አዲፊሪካያ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 3 месяца назад
ስቅ በል ለክባት ሃሳዊ ደምቢያክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@membaberhe9522
@membaberhe9522 3 месяца назад
Danny, 💯🇪🇷 snelbona alka, keep it up .9🇪🇷❤️💪
@shambko
@shambko 3 месяца назад
This is the kind of dialogue we Eritreans need. The EPLF has proven record of standing for the majority of its people and that is why the west is steadfastly against our freedom - not because we are big and powerful but because our policy, if adopted, will liberate and divorce Africa from the west. Another thing we need to consider is the fact that, before it could pay a living wage to its Fighters, the EPLF paid (Bereket Habteslassie) in US dollars to prepare the Constitution, and, before the second war was declared on us by the tplf - with the support and guidance of its masters - accepted and ratified it. That is why the EPLF transformed itself into EPFDJ as a Party. This indicated that the type of Government was to be a multi-party system! Unfortunately all had to be postponed indefinitely because of the war, the no-war-no-peace situation that we were thrown into and the repeated and sustained sanctions championed by the us and the UN. I say, lets unite and stand against our enemy/ies and lets discuss governance after that; after all our country has a good experience of a multi-party system. Awetna nay G'dn'yu
@Queenbee-501
@Queenbee-501 3 месяца назад
Eway Ata nezi ብመንእሰያት ዝብድዕ ሰብ ኣምጺካዮ 😢
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 3 месяца назад
ኣብ ዓለም ከም ኣንጻር ሕልናኻ ምጉዓዝ ዝኸፍእ ነገር የለን። እሞ ከኣስ ማይካ ዝሰተኻ ናይ ኣቦነት ዕድመ ዝበጻሕካ ሰብ! ኣምላኽ ክትዋረድ ተደሊካ ኣብ ከምዚ እዩ ዘውድቀካ።
@sabinalove7360
@sabinalove7360 3 месяца назад
Ezi do aykonen delay fithi elu Antsar Ezi mengsti zinebere…. Haaaaaa ashabuu dia eyu nekihulnas kigeltselna zifitin zelo! Fetrak gudam! Gilbit gilbit
@okubamikaelhabtom304
@okubamikaelhabtom304 3 месяца назад
Eseyass said it all Meron. This guy and other like him are papers .The country is failed.Factory textile failed,Glas , Factory failed.
@adhanomadhanon9652
@adhanomadhanon9652 3 месяца назад
ስባኣይ ክልት ግዜ ክዝረብ ኮሎ ክመረር እቲ ሓቂ ክብ የዒንትካ ይንበብ ኣሎ
@elilta70
@elilta70 3 месяца назад
ህግደፍ እንዳእሎም እሞ ዓሌታውያን::
@shambko
@shambko 3 месяца назад
The below in now way is meant to say that our younger generation does not have an issue; yes, there are no opportunities for the young, some of our youth maybe tired of the national service, and so on. But the social, economic and political environment we are in as a country, is not our choice but imposed by the west and its local agents. Let's stand together and work for a better future for us and our country. The current movement on multipolarism..., and the recent movements in Africa, are a good indication for a brighter future....
@AliAbdella-of6cb
@AliAbdella-of6cb 3 месяца назад
No no hij wn gnbar iyu selfi aykonenn
@simi118
@simi118 3 месяца назад
I love how you question him how is only you see the future not all of us. I think it is just talking Fantasy not reality. Unless he is just doing a propaganda for the current regime.
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
አታ ኒሲኻስ ቢካ ዲም ኾይኒካ ኺዲኽ ቲኪዊን
@EastAfricalifestyle
@EastAfricalifestyle 3 месяца назад
Such motivational and inspirational interviews. Great man very helpful different sight of politics
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ባሪያ ዖሶብቢካ ደም ኾይኒካ ኪይዲካ ቲኒቢር
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ናቲካ ዚዒኒዊካ ስኢሪዒት ቲቃጂሊፔስ
@pzeonz
@pzeonz 3 месяца назад
Bravo Danny, great discussion Meron keep it up, learn from your senior brothers Let’s all stand for Eritrea above all, evolution will bring change (not revolution)
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ዐኒጃል በሪጊድ ኒሐሚዶ መጺካ አሎ
@peterouswoldeselassie8581
@peterouswoldeselassie8581 3 месяца назад
It is amazing haw two minutes discussion took hours waist off time it is very understood why we are where we are you should focused more haw to bring the dots together unless you breaching the nun believer
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ተሪጊጻ ሲሚያዊት አኒቢሊቢላ
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 3 месяца назад
ከምኡ ምንባሩ ዝፈልጥ እንተ ነይሩ 20 ዓመት እንታይ ክትገብር ኢካ ኮለል ትብል ነይርካ ኣብዚ ደምበ ፍትሒ እዚ ጭሕሚ ሰበይቲ ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ሜሪ ብሮ👍
@gm5215
@gm5215 3 месяца назад
ንጽቡቕ ጽቡቕ ምባልኳ ጽቡቕ እንተኾነ ንሰብ ጉድለት ተሎ ጉድለትም ንጋር ይምረጽ
@biniamhabteslasie2359
@biniamhabteslasie2359 3 месяца назад
Ayetersen chelel ilnaka wninesh gedifcayom ika nehenawen kabe kedmu ayenkebelkum nerna felitenakum
@habtemichaeltewelde2469
@habtemichaeltewelde2469 3 месяца назад
ሰላም ንዘምር ደቅ ኤረይ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
አይቲፊዚዝ ሚሮን በዲሀዮ
@dimmameda7075
@dimmameda7075 3 месяца назад
That is the naked truth Daniel. You nailed it.
@Creativesoulstudio-u5o
@Creativesoulstudio-u5o 3 месяца назад
Bravo Dani.. excellent explaination
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ሀጽ ኢሊን ዚዊጻ ዚዒሚጻ ይቢ ዚሒ
@biniamhabteslasie2359
@biniamhabteslasie2359 3 месяца назад
Meron yehwatena endabelka gudye teleko ika tegber fara delye Meron
@andegebreberhan5089
@andegebreberhan5089 3 месяца назад
ከምዚ ዓይነት ርዱእ እዩ ነይሩ
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 3 месяца назад
Ata wodi ab tareyk zneber yelen niskhan nety eidkha zahabkalu wodeb wodobe Sahile gen abty kedem Gurilla zibelowlo zneberow owan eyiom znebru zelewo kemow slezookoneka wela hanty inch wun tokun meneyk ayebelenan natow woxeyet khaney ezy treyow zeleka neneyhedhed meycheflak malet eyou .
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
በሪጊድ ኒሐሚዶ ይሲዒር
@filmon8997
@filmon8997 3 месяца назад
Danny I really appreciate you❤
@Lemmeyoh4312
@Lemmeyoh4312 3 месяца назад
Danny you are amazing person I hope a lot of people learn from you included meron 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷 🙏 Eeitrea
@okubamikaelhabtom304
@okubamikaelhabtom304 3 месяца назад
I can't get his idea,what he is talking,,his idea can't excuted to practical.
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 месяца назад
😅😅😅😅 ኣነስ ናይ በሓቂ ድዬም ብ ሜሮን ተዓዲሞም ዝመጹ ብዛዕባ ሃገር ክትዛረቡ ወይ ግዜ😮
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 3 месяца назад
ንሜሮን ኒዒቕካዮ ማለት ዲዩ ኣንነት ከምዘውድቐካ ኣይትረስዕ
@mybestisyettocome.5753
@mybestisyettocome.5753 3 месяца назад
0 ኢኺ ዘለኺ ካቡኡ ንላዕሊ ይፈልጥ የ ትብሊ ተኮኒ ወጺኪ ተዛረቢ ህበይ
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 3 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ባራዮ ህጊዲፍ ኢቲዎ
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth 3 месяца назад
Dani kem wetru blux agelalixa
@serewetay
@serewetay 3 месяца назад
ክላ ስቅ በል ኣምሰሉ።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ዘይቲኸይድ ሐሳዊ
@habtemichaelgebreab267
@habtemichaelgebreab267 3 месяца назад
ሕቶ ነታሐንት ህ ትብል ተጠቅምካ ፍደል ህ ሐ ኤ ወልዱ ህ ግ ሐ ኤ ወልዱን ህ ግ ደ ፍ ፍልልይ የብሉኑ ማለትካ ድዩ ። ህዝባዊ ግንባር ዳአ 1987 አኬብኡ ናይ መጻእ ንመጻኢ እንድዩ አብ1994 ናብ ህግደፍ የሕልፉ ሕጅ አይሎው እትም ካብኔ ናይካብኔ አኬባ ከአ ተገሩ አይፈልጥን
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ኦሶራት ፊታሒ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ፋኖ ሒዚካ አቲካ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ሚሮን ፈዚዚኻ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ሐላሚ ባሪያ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ዲኒቆሮ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ዐኒጃል
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ሎሞስ
@samtikokesete180
@samtikokesete180 3 месяца назад
Comment kenbb eye kab belka htoy gle kab mahbere seb Eritrea sm enda tewahbo b tenexlo kabti hagerawnet wexyu nrio alena emo entay tbl
@girmatelk8457
@girmatelk8457 3 месяца назад
Thank you very much Daniel so much respect 💐😍👍 ሜሮን ከምዚኦም ማሃርቲ ስባት ኣምጽእ ንሳዓብቲ ኢልካ ጋዓገልጠም ኣምጺካ ክብርካ ኣይተባካሹ፡Thank you👍
Далее
እቲ ዝኸፈእ ንተቃላሳይ ምቅላስ'ዩ
32:12
Дикий Бармалей разозлил всех!
01:00
ቅዋም ጥቅሚ የብሉን
43:05
Просмотров 6 тыс.