Тёмный
No video :(

ተስውግዎ (ስጋ ኮነ)፡ የሱስ ክርስቶስ ካብ ማርያም ስጋ ወሲዱ ድዩ? ፕሮፌሰር ተወልደመድህን ሃብቱ፡ ፓስተር ዳንኤል በላይ፡ ፓስተር ዘካርያስ ኣብርሃም 

SElam Show - ሰላም ሾው
Подписаться 4,6 тыс.
Просмотров 2,3 тыс.
50% 1

Well come to 'The Selam Show' one of the Popular show hosted by Selam Sebhat, airing each Saturday & Sunday at 11:00 a.m. in Eritrean/Ethiopia Time on Maezer TV, You tube, Facebook.
The objective of this channel is to Educate, Empowering, Motivate and give awareness to my fellow HABESHA community both in Spiritual and moral aspect of life journey.
Follow me instagram @ / selam_show
Follow me in twitter@ / showselam
Follow me in facebook@ / the-selam-show
" IF YOU WONT TO WALK FAST, WALK ALONE.
IF YOU WONT TO WALK FAR, WALK TOGETHER."
African proverb
Lets walk together!

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 12   
@eladonai2100
@eladonai2100 Год назад
ኽቡራት ኣያታት ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ኣርእስትን መሰረታዊ እምነት ናይ ዳግም ዝተወልዱ ኣመንቲ ክነሱ ብኸምዚ ናይ 10 ደቂ ክትገልጹ ምፍታንኩም ዝናኣድ እኳ እንተኮነ ኣድማዒ ግን ኣይመስለንን ንሰምዕትን ነቲ ሓቂ ክፈልጥ ኢሉ ኮፍ ኢሉ ዝሰምዓኩም ።ን ኣብነት ሓው ዘካርያስ ክዛረብ ከሎ ካብ ማቴ "ኣዲኡ" ትብል ቃል ብምውሳድ ከም ሰጋን ደምን ዝተካፋለ ብቁዕ መልሲ ገይሩ ክህብ ምፍታኑ ነቲ ካልእ ዝንቡዕ ምህሮታት ንክድገፍ ዘለዎ ዓቢ ክፍተት ይኅብዩ ፡ ከሙኡ ተኮይኑ የሱስ ክምልስ ከሎ ኣዴካን ኣሕዋትካን ይደልዮኻ ኣለዉ ክብሎም ከሎ ኣደይን ኣሕዋተይን ሲ ኢሉ ክምለስ ከሎ ንርእዩ ኣብዚ ኪሒድዎ ዲና ክንብል ወይስ ነዲኡ ኣክብሮት ኣይነበሮን ኢና ክንብል? ነቱይ ብዘይ ፡ዘር ኢ ወዲ ተብዓተይ ዝኾነ ነገር ብዘርእይ ጓል ተነስተይቲ ኾይኑ ትብልና ዘለኹም ሲ በየናይ ስነፍልጠት ወይ ድማ ጽሑፍ ቓል ከምዝኾነ ዶ መረዳእኩሙና። ከለኩም ንሓድሕዱ ዝጋጮ ሕሳብ ፡ ትህቡ ኣለኹ ኣብ ሓደ ነጥቢ የሲስ ካብ ማርይም ሰጋን ደምን ነፍስን ተካፊሉ እንተ ኢልኩሙና ከመይ ገቢርኩም እቲ ኣብ መስቀል ዝተሰቅለ ደምን ስጋን ግና ናይ ማርያም ኣይኮነንን ትብሉ ኣለኩም ፧ከመይ ኢሉ ከ ይኸውን፧ ካልእ ሕቶ ድማ ከምቲ ኩላትኩም ተሰማሚዕኩም ዝገልጽኩሞ ወሲዱ እንተኮይኑ ዕዩ እቱይ መንፈስ ቅዱስ ኪወርደኪ ሓይሊ ቲ ልዑል ከጽልለኪ ዝብል ከ እንታይ ንምግባርዩ ወሪዱ ዝነበር ? ከምዚ ዓይነት ዝርርብ ድና ኣብ ሞንጎኩም ካብቶም ኣይወሰደን ዝብል መረዳእታ ዘለዎም ብምዕድም ተዝክውን ተምሳጥ ምሃለዎ
@eladonai2100
@eladonai2100 Год назад
ሓው ፓስተር ዳንኤል፡ የሱስ ክርስቶስ ካብ ማርያም ሰጋን ደምን ስለ ዝወሰደዩ የሱስ ዘርኢ ዳዊትን ኣብራሃምን ተብሂሉ ኢልካና ፡ኣብ ሉቃስ እቲ ሓረግ ናይ የሱስ ብየሴፍ ሕጹይ ማርያምዩ ተሓሪጉ ዘሎ ስለዚ ንዮሴፍ ወዲ ዳዊት ኢልዎ ኣሎ ነዚ ብከመይ ትገልጾ፡ ሕራይ የሱስ ካብ ምርያም ሰጋ ስለዝወሰድ ወዲ ኣብራሃም ተብሂሉ ንሕና ኸ እቲ ኣብ መስቀል ጥራይ ናቱ ዝኾነ ሰጋ የሱስ ድዩ ዘሎና ኾይኑ ደቂ ኣብራሃም ተብሂልና ውይስ ከመይ እዩ?
@yohannesghebray2846
@yohannesghebray2846 Год назад
@abielokbe770
@abielokbe770 Год назад
ኣብዚኣ ሞ!!! ሓጢኣት ብዘርኢ ናብ ኩሉ ሰብ ከም ዝመሓላለፍ ኩሉ ክርስትያን ይሰማማዕ። Romans 5 ትግ - ሮሜ 12: ስለዚ ኸኣ ከምቲ ብሰሪ ሓደ ሰብኣይ ሓጢኣት ናብ ዓለም ዝኣተወ፡ ብሓጢኣትውን ሞት፡ ኲላቶም ስለ ዝበደሉ ድማ፡ ሞት ናብ ኲሉ ሰብ ሐለፈ። ክርስቶስ ኢየሱስ ካብ ዘርኢ ማርያም ደምን ስጋን ወሲዱ እዪ እንተኢልኩምና ኣብ መስቀል ዝሰርሖ ስራሕ ከንቱ ይኸውን ጌና ኣይደሓንናን ኣለና ማለት እዩ። ምኽንያቱ ማርያም ሓጢኣት ካብ ኣቡኣን ኣዲኣን ወሲዳ እያ። ከምኡ ድዮ??? ከምኡ እንተኾይኑ ድማ ደማ ሓጢኣተኗ እዩ ክርስቶስ ኸኣ ሓጢኣተኗ ይኸውን። ወይስ መልስኹም ሓይሊ ኣምላኽ ኣጽሊልዋ ብምባል ኢኹም ንደማ ሓጢኣት ኣልቦ ኽትገብርዎ????? ርድኢተይ ከምዚ ይመስል፡ Matthew 1 ትግ - ማቴዎስ 18: ልደት የሱስ ክርስቶስ ከምዚ እዩ፡ ኣዲኡ ማርያም ንዮሴፍ ተሐጽያ ኸላ፡ ከይተራኸቡ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ጠኒሳ ተረኽበት። ኣብ ባዮሎጂ ከም እንፈልጦ ጥንሲ ካብ ዘርኢ ሰብኣይን እንቛቚሖ ሰበይቲን ይስራሕ። ናይ ጎይታና ግን ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ጥቕሲ እቲ ዘርኢን እንቛቚሖን ካብ መንፈስ ቕዱስ ምዃኑ ዘመልክት እዩ። ኣብ ማህጸን ማርያም ከኣ ተተኺሉ/ተጠኒሱ። ኣብዚ ዘለናዮ ዘበን ዘርኢን እንቛቚሖን ኣብ ላባራቶሪ ተዳቒሉ ኣብ ጥዑይ ማህጸን ተተኺሉ'ሲ ጥዑያት ህጻናት'ዃ ይውለዱኣለው፡፡ ናይ ጎይታ ኢየሱስ ሰብነት ኸኣ ካብ መንፈስ ቕዱስ መጽዩ ኣብ ማህጽን ማርያም ተተኺሉ ምሉእ ሰብ ኾይኑ ድማ ተወሊዱ (ተተኺሉ ማለት ተጠኒሱ ማለት እዩ)። ሰይጣን ንውዕለት መስቐል ኸንቱ ከይገብሮ ምእንቲ ውዲቱ ኣይንስሓቶ። ተባረኹ።
@temesgensibhatu2296
@temesgensibhatu2296 4 месяца назад
I agree
@temesgensibhatu2296
@temesgensibhatu2296 4 месяца назад
Jesus never took blood and flesh from his mother. If so, he could not be a perfect man because there is no perfect man coming from the generation of Adam.
@simdela4785
@simdela4785 Год назад
ካልእ ድኣ ከይትማራመሩ!
@Eri-9n6
@Eri-9n6 Год назад
እንታይ ማላትካ እዩ ? ሕቶኻ ንጹር ኣይኮነን።
@rishangilay6527
@rishangilay6527 Год назад
ሃለውለው ደኣ ይበሃል እዝስ ካብ ሃይማኖትወጽእና ተበልናስ መመሊሶም ክመልሱና ይጽዕሩ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ስጋ ኮነ ን ስጋ ወሰደን ንስኹም ናብ ስጋ ወሲዱ ኢልኩም ክትቅይርዎ ዘሃቀነኩም ከ እንታዩ ካባኹምሲ ዶካትር ናይዛ ዓለም ይሕሹ ቆልዓ ካብ ኣዲኡ ደም ዝበሃል ከንዘይወስድ ይትረፍ የሱስ እቲ ቃል ጥራይ ስጋ ኮይኑ ተባህሉሉስ እቲ ሰብ ካብ ፍትወት ሰባይን ሰበትን ዘርኢ ኣቢሉ ዝጥነስ ከማን ስጋ ኣይካፈል ደም ኣይወስድ እዋእ ኮለል ኣይትበል ሕውስውስ ኣይተበሎ ነታ ዘምጻእካያ ኣርእስቲ ምስ ዘይመስል ጥቕስታት ኣይትጸናብሮ
@rishangilay6527
@rishangilay6527 Год назад
ሃለውለው ደኣ ይበሃል እዝስ ካብ ሃይማኖትወጽእና ተበልናስ መመሊሶም ክመልሱና ይጽዕሩ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ስጋ ኮነ ን ስጋ ወሰደን ንስኹም ናብ ስጋ ወሲዱ ኢልኩም ክትቅይርዎ ዘሃቀነኩም ከ እንታዩ ካባኹምሲ ዶካትር ናይዛ ዓለም ይሕሹ ቆልዓ ካብ ኣዲኡ ደም ዝበሃል ከንዘይወስድ ይትረፍ የሱስ እቲ ቃል ጥራይ ስጋ ኮይኑ ተባህሉሉስ እቲ ሰብ ካብ ፍትወት ሰባይን ሰበትን ዘርኢ ኣቢሉ ዝጥነስ ከማን ስጋ ኣይካፈል ደም ኣይወስድ እዋእ ኮለል ኣይትበል ሕውስውስ ኣይተበሎ ነታ ዘምጻእካያ ኣርእስቲ ምስ ዘይመስል ጥቕስታት ኣይትጸናብሮ
@rishangilay6527
@rishangilay6527 Год назад
ሃለውለው ደኣ ይበሃል እዝስ ካብ ሃይማኖትወጽእና ተበልናስ መመሊሶም ክመልሱና ይጽዕሩ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ስጋ ኮነ ን ስጋ ወሰደን ንስኹም ናብ ስጋ ወሲዱ ኢልኩም ክትቅይርዎ ዘሃቀነኩም ከ እንታዩ ካባኹምሲ ዶካትር ናይዛ ዓለም ይሕሹ ቆልዓ ካብ ኣዲኡ ደም ዝበሃል ከንዘይወስድ ይትረፍ የሱስ እቲ ቃል ጥራይ ስጋ ኮይኑ ተባህሉሉስ እቲ ሰብ ካብ ፍትወት ሰባይን ሰበትን ዘርኢ ኣቢሉ ዝጥነስ ከማን ስጋ ኣይካፈል ደም ኣይወስድ እዋእ ኮለል ኣይትበል ሕውስውስ ኣይተበሎ ነታ ዘምጻእካያ ኣርእስቲ ምስ ዘይመስል ጥቕስታት ኣይትጸናብሮ
@hoop4283
@hoop4283 4 месяца назад
ዶጉትሪንካ ስለ ዘፍረሱልካ ዎላ እዚ ንስኻ ታኣምኖ ኣይወሰደን 3/4 ኽፍለ ዘመን ኒሩ እዩ ከምዚ እዚ ትምህርቲ ኣብ ኦርቶዶኽስ ስለ ዞሎ ናይ ሃይማኖት ኾይኑ ይስማዓካ ከይህሉ ዓርከይ ስጋን ደምን ወሲዱ ጀነቲኽ ወይ ዘርኢ ኒርዎ እዩ ወዲ ዳዊት እዩ የሱስ ንምባል እዩ እንተ ዘይኾይኑ ንሓጥያት ሲዒርዎ ንብሎ human genetic እንተ ዘይ ኒርዎ ኣይፍተንን እዩ ብሓጥያት። ዘይተፈተነ ኻኣ ኣይስዕርን።
Далее
ОБЗОР ПОДАРКОВ 🎁 | WICSUR #shorts
00:55
Tesfamicael ( Kusun )
47:51
Просмотров 1 тыс.