Тёмный
No video :(

የሱስ ክርስቶስ ካብ ማርያም ስጋን ደምን ኣይወሰደን ! ቃል ፓስተር ኢሳቕ ሓይልኣብ 

Maranatha Tv / Mogos Nguse
Подписаться 38 тыс.
Просмотров 4,7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 33   
@mebrahtutewelde5123
@mebrahtutewelde5123 Год назад
Tebarek ፓስቶር ሓይለኣብ ብንጹር ገሊጽካያ ::
@eritrea3560
@eritrea3560 Год назад
ፓስተር ኢሳቕ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽካ ጽቡቕ ምግላጽ ከማኻ ይብዝሑ ምኽንያቱ ማርያም ካብቲ ቀዳማይ ኣዳም ኢያ ተፈጢራ ንሱ ካኣ ሓጢኣተኛ ስለዝኾን ።
@skufseb1skufseb118
@skufseb1skufseb118 Год назад
ፓስተር ኢሳቕ፡ ተባረኹ ።
@tesfaymichael1754
@tesfaymichael1754 Год назад
ኣምላኽ ዪባሩኽኹም ብሩኻት እዚ ግና ቃል ኣምላኽ እንበር ቃል ፓስቶር ሓይለኣብ ኣይኮነን መጌ ሓወይ
@fetsumkidanne9679
@fetsumkidanne9679 3 месяца назад
Good to see you Pastor😮
@ftsumkflom4256
@ftsumkflom4256 Год назад
100% እዚ እዩ፡ ሓቀኛ ቃል ኣምላኻዊ ማንነት የሱስ ክርስቶስ። ብክርስቶስ የሱስ ብሩኽ ኢኻ ፓስቶር ኢሳቅ ሓወይ።
@robelyohannes4752
@robelyohannes4752 Год назад
ሜጌ ሓወይ ብሩኽ እዚ ኣገዳሲ ኣርእስቲ እዩ ቀጽሎ GBU .💞💕❤💖
@asghedeshtekle8409
@asghedeshtekle8409 Год назад
Paster bleesd
@kamoka6578
@kamoka6578 Год назад
ናይ በሓቃ ካብ ማረያም ስጋ አይወስደይ
@amanueltesfamaryam7940
@amanueltesfamaryam7940 Год назад
ፓስተር ኢሳቅ ሓይልኣብ ክቡር ኣቦ ለባም መስተውዓሊ ፍቃር ብ ግብሪ ኣብ ታሪክ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዓቢ ተራ ዘበርክት ዘሎ ኣቦ እዩ ኣምላክ ክሉ እንተንኡ ይባርኽ
@mussieeyob6009
@mussieeyob6009 Год назад
ሰላም ሞጌ ብዛዕባ እዛ ትምህርቲ ተዛሪበካ ስለ ዝነበርኩ ንተፈቅዱሉ ዝብል መልሲ ክምልሰልካ አሎኒ ፡ እቲ ዝሃበካ ወዲ አይተፈቀደሉን መን ከም ዝሃበካ ንስኻ ጥራይ እካ ትፈልጦ ብዝኾነ እቲ ሰባት ክማሃሩ ምድላይካ 1000---+++ ጽብቕ እንተ ኮነ እካ እዛ ትምህርቲ ካብ ቤት ትምህርቲ ስነ ሞሎኮት ቓል ሓቒ ብዛይ ፍቃድ ከም ዝወጸት ካብ F.B ከም ዝረኸብካያን ወይ ከም ዝሃብኻን ግን 100% ርግጸኛ ኮይነ ይምልሰልካ ። ብዝኮነ ናይቶም ካል'ኦት ከም ድላይካ ናይ ሓውና መምህር መጽሓፍ ቁዱስ ( ፓስተር ) ይስሃቅ ትምህርትታት ኮነ ስብካት ግና ቕድሚ ምቑንጫልካ ተወከሶ ከን ቶም ካሎኦት ደዊልካሎም ዘይቅበሉን ቆጽሪካዮ ከም ዘይሃድምን ንስኻ ትፈልጥ እካ ፡ ብሓቂ ሰባት ክማሃሩ ትደልይ እንተ ኮንካ እዚ'አ ሼር ግበራ Registration for 2023 is open, check our website www.tmwt.org
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 Год назад
ስሕተት ዝመልኦ ትምህርቲ እዩ እዚ ትምህርዎ ዘለኹም ቃል ስጋ ኮነ ዝብል ዘሎ ካበይ ዝመጸ ስጋ እዩ ኮይኑ ዘሎ እቲ ጸጋን ሓቅን መሊኡዎ ኣባና ሓደረ ዝብል ቃል ከ? ኣብዚ እንድዩ ስሕተትኩም ዝጅምር። ብተዋህዶ መለኮታዊ ቃል ምስ ስጋ ድንግል ማርያም ተወሃሂዱ እዩ። ስለዚ እያ ከኣ ቤተክርስትያንና ተዋህዶ ትብሃል። ብምቅጻል እሞ ካብ ድንግል ማርያም ስጋ እንተ ዘይወሲዱ ደኣ ከመይ ጌሩ ወዲ ዳዊት ወዲ ኣብርሃም ይብሎ መጽሓፍ ቅዱስ ማቴዎስ 1 (Matthew) 1፤ መጽሓፍ ወለዶ ኢየሱስ ክርስቶስ #ወዲ_ዳዊት_ወዲ_ኣብርሃም። ብስጋ ካብ ድንግል ማርያም እንተዘይኮይኑ ከመይ ገይሩ ብስጋ ካብ ኣቦታት ይብል መጽሓፍ ቅዱስ? ሮሜ 9 (Romans) 5፤ ኣቦታት ከኣ ናታቶም እዮም፡ #ክርስቶስውን_ብስጋ_ኻባታቶም እዩ፡ ንሱ ንዘለኣለም ብሩኽ ኣምላኽ፡ ልዕሊ ዂሉ እዩ። ኣሜን። ነብያት ዝተነበይዎ ኸ ኣይትኣምንሉን ዲኹም ጉንዲ እሰይ ጠጥዒ ክጭብጭብ እዩ እንዳበለ? ኢሳይያስ 11 (Isaiah) 1፤ #ካብቲ_ኽሩት_ጒንዲ_እሰይ ከኣ ሓደ ጠጥዒ ኺጭብጭብ እዩ፡ ሓደ ጨንፈርውን ካብ ሱሩ ፍረ ኺፈሪ እዩ። እዚ ዝነግረና እቲ ካብ እሰይ ዝጭብጭብ ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ካብ ጉንዲ እሰይ እንተዝጭብጭብ ኮይኑ ካብ ድንግል ማርያም ጓል እሰይ ኣይወሰደን ክትብል ከመይ ትደፍር። ኣዕይንተ ልብኹም ይኽፈተልኩም ፈጣሪ
@samuelzemickael2120
@samuelzemickael2120 Год назад
ሂወትኩም ኣድሑኑ ግዜ ከይነውሐ ቤትኩም ትሕሸኩም ኣቡኣ ንሓሶት ድያብሎስ ኣይዕሽኹም ኣቱም ኣሕዋተይ ክሳብ ማዓስ ኣብ ጸልማት ጎይታናን መድሓኒናን እሰሱስ ኩሩስቶስ ዓይነ ልቡኹም የብራሃልኩም
@divinemercyministry2018
@divinemercyministry2018 Год назад
How can I get the original teaching.
@yorussalem474
@yorussalem474 Год назад
Eway ati weladit amlak yqre bellom wo eyesus aboy mhretka eba leakelna
@rahwakalab4390
@rahwakalab4390 Год назад
Hebrews 10 (ትግ) - እብራውያን 5: ስለዚ ናብ ዓለም ኪኣቱ ኸሎ፡ ይብል፡ ስጋ ኣዳሎኻለይ እምበር፡ መስዋእቲ ሕሩድን መስዋእቲ ብልዕን ኣይደሌኻን፡
@user-nz8se8qb9z
@user-nz8se8qb9z Год назад
ዋይ አታ ጉድ ካብ ማርያም ሓትያት አይወሰደን ያ😒🤭 ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲት አምላክ ሓጥያት አለዋ ዝብል አበይናይ መፃሓፍ ረኪብካዮ❓
@newgenerationchanel9585
@newgenerationchanel9585 Год назад
Romans 3 (ትግ) - ሮሜ 23: ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም።
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Год назад
Eza kulom hatiyom tibil zella eko nkulu seb eyu ,Maryam dea bkemey kabu ketewxiya?
@eritrea3560
@eritrea3560 Год назад
ማርያም ሰብ ናይ ኣዳም ፍጥረት ኢያ ካብ ኣዳም ዝተፈጥረ ካኣ ኩሉ ሓጢኣት ኣለዎ የሱስ ክርስቶስ ካኣ ካብ ሓንቲ ድንግል እምበር ካብ ብዙሓት ክውለድ ኣይመጸን ስለዚ ልክዕ ከምቲ ንደቀመዛምርቱ ካብ ብዙሕ ህዝቢ ፈልዩ ዝመረጾም ንማርያም ካኣ ክብ ብዙሓት ደናግል መሪጽዋ ኣምላኽ ድላዩ ክገብር ዝኽእል ፈጣሪ እዩ ከም ሰብ ኣይኮነን ማርያም ሞይታ ተሪፋ እያ የሱስ ግን ካብ ሞት ተንሲኡ እዩ ካብ ዘይትፈልጦ ዘረባ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቡ ቃሉ ንበርሉ።
@yorussalem474
@yorussalem474 Год назад
Rkus menfes hizkum tkedu weylkum nskum enber maryamey dea emo hatiyat zeybla bsemayn bmdrn bxieti tebahila eya yqre ybelelkum egzsbiger amlakna neta bxieti mehderit amlak zkonet adena enteawaredkum egzabiher kmhrekum thasbu thlwu
@eritrea3560
@eritrea3560 Год назад
ርኩስ መንፈስ ምሳኻ ከይህሉ መርምር
@eyoelalem5325
@eyoelalem5325 Год назад
This teaching doesn't make sense to me; my question is, if Jesus isn't taking blood and flesh from mary, why use mary's womb? Jesus took 100% of blood and flesh from mary, But But....Holy Spirit protected him from Mary's sinful nature!
@tesfaldetgebru8428
@tesfaldetgebru8428 Год назад
ካብ መን ወስዱ ድኣ ሰብ ኮይኑ ተማራመርቲ
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Год назад
እዚ ኅወይ ብ ሳይንስ እንተ ደሊኻ ደኣ፡እሞ ዕሸል ብዘይ ኣቦን ኣደን ይፍጠር ድዩ በል ባዕልኻ መልሳ።
@fetsumkidanne9679
@fetsumkidanne9679 3 месяца назад
አዳም ስጋ ካብ መን ወሰደ? ካብ አምላኽ በተአምር!
@kidanegebreysus7351
@kidanegebreysus7351 10 месяцев назад
እዚአ ምህሮ እዚአ ናይ ዉልቁ ወይ ከአ ናይ ካልኦት ከምኡ ናይ እትርድኦም ደአ እንበር ናይ ተኸተልቲ ወንጌላዉያን አብያተ ክርስቲያናት መሠረተ እምነት ከምዘይኰነት ኩልኹም ሰማዕቲ ክትፈልጡ ይግባእ።
@natsnethabtemicael4583
@natsnethabtemicael4583 Год назад
ንስኻን ፓስተርካን ትምህርቲ የድልየኩም ኣሎ
@eritrea3560
@eritrea3560 Год назад
ኣይትጋገ መጀመርያ ኣንብብ ቃሉ ምስ መንፈስ ቅዱስ ሕብረት ግበር እሞ ኩሉ ሓቂ ክገልጸልካ ኢዩ።
@mussieeyob6009
@mussieeyob6009 Год назад
ሞጎስ እዛ ትምህርቲ 10000000++++++++ ግዜ ቁኑዕ ሓቒ እንተ ኾነ ዋላ መንፈሳዊ እንተ ኾነ ብዘይ ፍቓድ መምህር ንረብሓኻ ክትብል ዝለጠፊካያ እያ እሞ አውጻያ ቀልጢፊካ አውጻያ እቲ ዝሃበካ ሰብ ሰርቑ እዩ ህብካ ብስርቒ ድማ ሞጎስ ዘይኮነስ ሕፍረት እዩ ዘለዎ ሞሆስካ ከይተቐንጠጠ ቀልጦፊካ ከተውጻ ደግመ ይሕብረካ አሎኹ ። "" እንታይ ጸገም አለዎ መንፈሳዊ ኢዩ ሰብ ይለውጥ ጥራይ እንባልካ ቕጫኻ ምኹላስ ወንጀል እዩ ። ከሙኡ እንተ ኮይኑ እስከ ሰብ'አይን ሓቐኛንብኩን ናይ ብዓል ፓስተር ጅሪስ ማካንዲዋይ ትምህርቲ አምጽኻ ለጥፎ ። እዚ ወንጀል አይትድገሞ ናይቶም ዝለመድካዮም ጠራዕራር ዝብልን ሽም አብ ፈቆዶ ጎደና ዝደልዩን ጠቅ'አዮ
@MaranataTv
@MaranataTv Год назад
ሰላም ሓወይ ናተይ ፓስተር ኢሳቕ ኣፍቂዱሉ እዩ ነቲ ነዛ ቪድዮ ፖስት ዝገበራ ሰብ ፡፡ ኣነ ድማ ባዕለይ ፍሒረ ዘምጻኽዎ ኣይኮነን ሰባት ሰዲዶምለይ ሰብ ክመሃረላ ድማ ለጢፈያ ካልእ ምንም ዝገበርክዎ ነገር የለን፡፡ ፓስተር ኢሳቕ ግን ፍቓድ ሂብዎ ኢዩ ነቲ ሓውና ተደዋዊልና ኔርና ንግሆ ፡፡ ካልእ ዘየድሊ ነገር ብዙሕ ጽሒፍካ ኣሎኻ ኣዳማዊ ነገረይ ኣብ ጸጽባሕ ይቐትል ስለ ዘለኹ ክፉእ ክዛረበካ ኣይትጸበ ጎይታ ይባርኽካ ጥራይ ኢየ ዝብለካ፡፡ እምበር ከምቲ ጽሑፍካ ካልእ ምመለስኩልካ ኔረ ግን ኣይውዕሎን ኢየ፡፡ ድሓር ክኣ እንታይ ኢኹም ተካብድዎ ? እንታይ ጸገም ኣለዎ ፖስት እንተ ገበርናዮ እዚ እኮ ኣብ ኣደባባይ ዝመሃርዎ ኢዩ ኣቦና ኢሳቕ ንምንታይ ሕርኽርኽ ኢልካ ? ባዕሎም ዝኣመኑሉ ምሂሮሞ ኣለው ሰብ ድማ ይመሃረሉ ምንም እኮ ጸገም የብሉን ኣይተካብድ ሓወይ ፡፡ ኣነ ናይ ኩሎም መምሃራን እንዴ ዘቕርብ ስለምንታይ ሽዑ ድኣ ዘይትዛረብ ? ሕጂ ውን ህድእ በል ኣይትተሃወኽ ሰብ ዘይሓሰቦ ኣይትሕሰብ፡፡ ኣነ ብንጹሕ ሕልና ሰብ ክመሃረሉ ኢየ ፖስት ጌረዮ ፡፡
@mussieeyob6009
@mussieeyob6009 Год назад
ሰላም ሞጌ ፊሕሪካ ከም ዘይተረኽባ ርግጸኛ ኢየ ፡ እቲ ዝሃበካ ሰብ ድማ ስጋብ ንዓይ ዝርዳ'አኒ አፍቅድዎ እለ አይግምትን ብዝኮነ አብ ቐጻሊ። እቲ ንሰባት ክማሃሩ ምባልካ ከይነ'አድኩኻ ክሓልፍ አይደልን ።
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp Год назад
Esika Mogos Sriat Giber Haymanotika Betiy Esika Tiamino Akibri. Nay Kalie Haymanot Eminet Aytitenkif Ayteqalil. Kimzi Endabel Dijemere Eyu Ab Misihihab Ab Mibiasin Zibetsihu Zelewu Gorebabitna Siriat Giber Hizbina Tekebabirun Haymanetu Hizu Nay Kaliot Ahiwatu (Eritreawan ) Haymanot Kaytenkefen Kayqaleln Dinebr Hizbiy Esikatikum Hawiy Kaytiwliulu Tetnqeqe
Далее
ብሱል ሓሳብ ካብ ብሱል ሰብ
12:18
Просмотров 2,1 тыс.
ልዮ ዝግጅት
Просмотров 251