Тёмный

ተገሪመ ፡ ተሓጒሰ ሓዚነ ኣለኹ። ሰነዳዊ ፊልም ገዳም ኣቡነ አንድርያስ ዕፉን eritrean monastry abune endryas efun 

HIRUT TV
Подписаться 32 тыс.
Просмотров 108 тыс.
50% 1

© Copyright: All Rights reserved. @HIRUT-TV ሂሩት TV
subscribe our you tube channel for more videos
you tube / @datlove
facebook www.youtube.co...

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 519   
@habtommisgna
@habtommisgna 2 года назад
በረኸት ናይ ኣቦና እንድርያስ ዕፉን ምስ ኩላትና ይኹም ከም,ኡ ውን በረኽ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ይኹን ኣሜን!!! ነዞም ወነንትን ኣቅረብትን ናይዛ ቻነል ከምኡ ውን ነዚ ኣቅሪብኩም ዘለኹም ክዉን ንኽኸውን ብኹሉ ወገን እጃሞን ነዘበርከቱ ወገናት ኣምላኽ ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ኣሜን!!! ናይዛ ቻነል ተኸታታሊ ካብዝኸውን ነዊሕ ኣይገበርኩን ግን ናይ ነዊሕ ጉዕዞ ተማሂረ ከምዚ ሒዝኩሞ ዘለኹም ናብ ኩለን ዓበይትን ነኣሽቱን ገዳማት እንዳኸድኩም ታሪኽ ናይ ቅዱሳን ገዳማት ናይ,ዛ ቅድስቲ ሃገርና ኤርትራ ከተፍሉጡናን ክትምህሩናን ብስም ኣምላኽ ንላወበኩም። መታሓሳሰቢ ኣብ ደገ ማለት ካብ ሃገር ወጻ ንዘለዉ ህዝበክርስትያን ብሕጋዊ መንገዲ ዝተኸፍተ ባኪ ወይ ወከልቲ ገርኩም ንገዳማት ዝኸውን ሓገዛት ክግበር እንተትሰርኹ ጽቡቅ ኔሩ ። ኣምላከ ቅዱሳን ምስኩላትና ይኹን ኣሜን !!!
@heavenmekonen9266
@heavenmekonen9266 2 года назад
Nay behaqi xbuq hasab u amlak ytehaweso 🙏
@peaceforall2405
@peaceforall2405 2 года назад
Deacon Amanuel ab swiz zkmet alo ngedamat ztahagagez ms mahberu (ማሕበረ ትንሳኤ) ybahalu ,etom senay qnaet nay gedamat hagerna zelena msu knrakeb nkael eya ,egziabhier edmen taenan hibu nezi qudusan gedamat knbexh senay fkadu ykum ,selam nhagernan ngorebabtnan nalemnan yhabena fetari .
@efrempersonal2030
@efrempersonal2030 2 года назад
@@peaceforall2405 xibuk hasab eyu hawna. Gn”ማሕበር ትንሣኤ “ tbehal betekristian aytfeltan eya. Nay wulke sebat eya mis bzuhat seabti.
@ተመስገንኣምላኸይ-ጨ6ጘ
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@almazalmaz9650
@almazalmaz9650 2 года назад
Amen 🙏🙏🙏
@ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
ኤርትራዊነት ክቡር መንነት ክርስቲያንን እስላምን በብፍቅሪ ዝነብረላ ሃገር ፧፧፧፧እግዛብሔር ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ፁምዋናፊቀ
@ፁምዋናፊቀ 2 года назад
ደስ ክብል መንፈሳዊ ቅናኣት ይሕዘካ ታዓዲሉኩም እዚ ቦታ ብኣካል ኸድኩም ትሪእዎ ትግራወይቲ እየ ግን ናይ ኤርትራ ገዳማት ክሪኦም ተስፋ ኣለኒ ኣሰር ቅዱሳን ኣቦታት የስዕበና ደቂ እመብራሃነይ👏❤
@datlove
@datlove 2 года назад
ajoki qdusan nay kulna krstyan'yom
@galqadi-qalaseraye6561
@galqadi-qalaseraye6561 2 года назад
Egziabhier nmen eilwo wegeney ktreyo eilki 💚🙏
@MorgenwirdbesseralsHeute
@MorgenwirdbesseralsHeute 2 года назад
ኣጆኺ ክትርእይዮ ኢኺ ኣነ ውን ን ኣኽሱም ጽዮን ክበጽሓ ድልየት ኣለኒ ሰላም ጥራሕ ይኹን እንበር ክበጽሓ'የ
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 2 года назад
Ajoki ktrEyo eki, ane wun buzuhat gedamat ab Tigray kriOm zdeli alewu
@ከምዓቅመይዩባህገይ-ዀ4ነ
Ktrieyo eki habtey
@ጸዋርንኣመስጋንንኩን
ናይ ኣብነ እንድርያስ ዕፉን ጸጋ በረከቶም ኣይፈለየና ሓውና ከኣ ጸጋ የብዝሓልካ ከምዚ ገርካ ተቅርቦ ዘለካ ገዳማትና ቅዱስ ቅንእ ስለዝሓደረካ ኢካ ብሓቂ ደኪመ ከይበልካ ኣጆካ ንዓና ከኣ እግዚአብሔር ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና ንዝተሸገሩ ክንረድእ ኣሜን (((3)))
@maharikidane1841
@maharikidane1841 2 года назад
Nab abne abneburuk kea tezawerwo ab meraguz eyu zrkeb asbkum dkamkum kab amlak rkebwo zom yehwatey
@senaitabraham8989
@senaitabraham8989 2 года назад
አሜን 🙏🙏🙏
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 2 года назад
ብሓቂ ደስ ዘብል ገዳም በረኸት ናይ ኣቦና እንድርያስ ምስ ኩልና ይኹን ንሓውና ከኣ ቃል ሂወት የስምዓልና
@samiandhaimanot9217
@samiandhaimanot9217 2 года назад
Amen Amen Amen
@maharigebrehiwet1943
@maharigebrehiwet1943 2 года назад
"ይትባረክ ኣምላከ ኣበዊነ " ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገዳማትና ዘይምፍላጥና ብዙሕ ንጠዓስ ግን ጌዜ መሊሱ ስደትና ኣሕጺሩ ክነግድ ናይ እግዚኣብኈር ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና ናይ አቡነ እንድርያስ ዕፉን ጸሎቶምን በረኸቶምን ምስ ኩልና ደቆም ይኹን ኣሜንንንንን
@habenyemane4357
@habenyemane4357 2 года назад
Amen Amen Amen
@selamangesom3096
@selamangesom3096 2 года назад
ናይ ባሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና መግለጺ ስኢነሎ ናብኡ ዘብጽሕ ግዜ ኣይክልኣና የሕዋተይ ማዓረይ
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 2 года назад
ደጋጊመ ሰሚዐያን ሪኤያን፡ዘይትምኖ ጽብቅቲ ታሪክ ቁድሳን ኣቦታትና!ኤርትራ ሃገርና ሰፈር ቁዱሳት!እግዚኣብሄር ንዘላኣለም ካብክፉእ ይሓልኪ!!!
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 2 года назад
Amen3 wala ane degagme mxgab sineya 😍🇪🇷
@wedimussie9149
@wedimussie9149 2 года назад
እግዚኣቢሄር ይባርኽኩም ባሓቂ መንፈስካ ዝርግእ ብጣዕሚ ደስ ዘብልን እዩ ኩሉ ግዜ ስደዱሉና እዛ መዝሙር ካኣ ምሳኣ !!!እግዚኣብሄር ኣኻኽቦ ምስ ስድራና የታኣኽኽበና ኣሜን!!!
@almaz.amenmehari1419
@almaz.amenmehari1419 2 года назад
Amen Amen Amen
@almaz.amenmehari1419
@almaz.amenmehari1419 2 года назад
Temesgen
@almaz.amenmehari1419
@almaz.amenmehari1419 2 года назад
Amen Amen Amen
@almaz.amenmehari1419
@almaz.amenmehari1419 2 года назад
Amen Amen Amen
@adeytube6750
@adeytube6750 2 года назад
‼️ኤርትራ አስላም ክርስቲያን ብሰላም ዝነብረላ ዓቢ ትዕድልቲዮ‼️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@Siembigboy
@Siembigboy 9 месяцев назад
ሶሪ ሓወይ ክሓተካ ጾሮና ዲዩ
@destat3583
@destat3583 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ክንደይ ደስ ዝብል ልሳን ህዝብናን ሃገርናን አምላክ ይባርክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 года назад
አሰይ ታዓዲልኩም ጽብቃተይ ማዓዝ ኾን ስደትና ሓጺሩ ናብቲ ቅዱስ ቦታ ብፍቅሪ❤️💊❤🇪🇷❤ ክንማላለስ አምላከይ🥺
@ሹኩሹካ
@ሹኩሹካ 2 года назад
ኣሜን ሓፍተይ❤️ ንዓኺውን ከምቲ ትምነይዮ ፈጣሪ ይሃብኪ።
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 года назад
@@ሹኩሹካ አሜን ናተይ❤️ንኩላትና
@biniyamwolday2974
@biniyamwolday2974 2 года назад
Ajoki zehaftey kem deqi Israel behabar knmiles ena 🥰🥰🥰🥰⛪🥰🥰🇪🇷♥️💊
@Knefe-rgb
@Knefe-rgb 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩክ ዲያቆን እግዚኣብሔር ይባርክካ፧ ብሩክ ዲያቆን ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለና ቀጽሎ ብሩክ ዲያቆን ሓወይ ኤርትራዊ ምእመን ነቂሑን ገዳማትና ንምህናጽ ነቂሑን ናይ እግዚኣብሔር በረከት ተረዲኡን ይርከብ ኣሎ ኣጆካ ዓስብካ ብዙሕ ኢዩ።
@datlove
@datlove 2 года назад
07618536
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 года назад
ጸጉኡ የበዘሐልኩም።በረከት ኣቦታትና ይሕደረና እግዚአብሔር ሰላምን ፍቅርን የወረደልና በዓይኒና ንምረኣይ የወቀዐና🤲
@טספאיזקאי
@טספאיזקאי 2 года назад
ኦ ኣምላኸይ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ባርኸልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🇪🇷❤️⛪️❤️🕌🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏💐🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@deqeyalemey5087
@deqeyalemey5087 2 года назад
Thank you for saying Eritrean people ❤️❤️❤️
@አርሴማ-ሰ9ረ
@አርሴማ-ሰ9ረ 2 года назад
በረከት አቦና አባ እንድርያስ በረከቶም ምሳና ይኩን 🙏 እግዚአብሔር ይስጥልን 🙏
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
በሓቂ ደስ ዝብል መንፈስካ ኣረጋጊኡ ፍስሃ ዝመልአ ትሕዝቶ'ዩ ኣምላኽ ኣቦታትና ሰላም ፍቅሩን ይሃበና ዓድና ተመሊስና ገዳማትና አንበጽሓሉ ግዜ የምጻልና ኣሜን [3]።
@lloveymama8011
@lloveymama8011 2 года назад
ብሓቂ ደስ ዝብል ገዳም በረኽትን ጽሎቶምን ናይ ኣቦ አንድርያስ ኣይፍለየና ዶቆን ሓውና ከኣ ናይ ብሓቂ ነምስገካ ኣምላኽ ጽጉኡ የብዝሓልካ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
@gualdengelmariam2364
@gualdengelmariam2364 2 года назад
በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን ምስ ኩላትና ይኹን ።ድያቆን ሓውና ኸኣ ጸግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ ቃለ ህይወት የስማዓልና ።
@destalemabrha9670
@destalemabrha9670 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂውት የስመዓልና ናይ ኣቦና ኣቡነ አንድርያስ በረከተሙን ረዲኤትናን ይሕደረና
@ጎስዓልብየቃለሰናየ
ናይ በሓቂ ክርስትና ምስልምና ከይበለት ዘዕበየትና ገዛውትና ዓድና ኣቤት እወ ትፍቅሪ🥺እንድርያስ ኣቦይ ተመሊሰ ቤትካ ክሳለም ተስፋ ኣለኒ😔😘🙏 በረኸትን ጸሎትን ናይ ኣቢነ እንድርያስ ዕፉን ምስ ኩልና ይኹን ድያቆን ሓወይ ናይ በሓቂ ጸግኡ የብዘሓልካ ደኪበ ከይበልካ በረከት ተሳትፈና ኣለካ ዕድመብ ጥዕናን ይሃበልና ኣጆጃ ቀጽሎ
@abrahamtesfay8154
@abrahamtesfay8154 2 года назад
እግዝኣቢሔር ኣምልካ ይመስገን ጸጉ የብዝሓልካ ድያቆን ሓውና ካብዚ ንላዕሊ ክትሕይል ኣምልካ ይሓግዝካ ጸሎት በረከት ቅድስት ድንግል ማርያምን ቅድሳንን ቅዱስ ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን ምስ ኩላትና ይኩን። Thank you bro
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና በረከት ጸሎት ኣቦና እንድርያስ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ሉኡል እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሐልካ ጽውዓትሲ ብዙሐት እዮም ምሩጻት ግን ውሕዳት እዮም ብጣዕሚ ደስ ኢልና ኣሎ ቀጽሎ ነዚ ቅዱስ ሐሳብ ዘዋፈረካ ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
@mebrahtomguesh689
@mebrahtomguesh689 2 года назад
ብሓቂ. ደስ. ዘብል. ገዳም. በሪኸት. ናይ. ኣቦና. እንድርያስ. በሪከት. ጸግዕ. ኣይፈለየና. እግዚአብሔር ናይ. ድንግል. ማርያም. ብርክት. ጸጋ በሪከትን. ምስ. ኩልና. ምስጋና. ጸጋ ጸሎት. ለታ. ይኣሉ. ኣንሕመቕ. ንበራታዕ. ምስናይ. ነገር. ናይ. እንድርያስን. ደስ. እልን. ዝማሬ. መልኣኽ. ይስምዓና ኣሜን.
@tewelde8618
@tewelde8618 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመኣልና ብሩክ ዲያቆን ሃውና ኣዚዩ ደስ ዝብል እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸገ የብዝሃልካ ከምዚ ገርካ ኣላልየና ምስ ገዳማትና ።
@ጓልገባርፃዕዳ
@ጓልገባርፃዕዳ 2 года назад
እሰይይይይ ኣይ ዓድና ክንደይ ደስታን ሓጎስን ዝመለኣ እያ እግዚአብሔር ምድረ ኣግኣዚት ኩላ ሰላም ገይሩ ኣብ ኩሉ ቅዱስ ቦታታት ዓድና ክንከይድ ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን ስደትና ካኣ እመ ብርሃን ወዳ ለሚና ስደትና ተሕፅረልና ኣሜን፫
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 2 года назад
ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ከምዚ ገርኩም ገዳማት ሃገርና ደክምና ከይ በልኩም ከተላልዩና እዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዝኩም ናብ ብሓቂ ውሽጢ መንፈስካ ዝሕድስን ዘደስትን ዘባርብርን እዩ ሞ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለጸልና ኣብ ጽላት ልብና የሕድሮ በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ኣቡነ እንድርያስ ኣይፈለየና ኣሜን።
@danayabrham1249
@danayabrham1249 2 года назад
እግዚኣብሔር ጸጋታቱ የብዝሓልኩም ገዳማት ኤርትራ ሃገርና ክሳብ ሕጂ ኣብ ዓለም ከይተላለየ ጸኒሑ ሕጂ ንምልላይ ብምብጋስኩም ደስ ኢሉና ቀጽልዎ ዘመንኩም ይባረክ ንመጻኢ ድማ ነቶም ዘለው ከም ዘላለኩምና ዝጠፍኡ ገዳማትና ክተላልዩና ንበዓል ከም በዓል ሳሕል(ናቅፋ) ሃገረ ናግራን መጠራ መስቀል ጉናጉና ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ክተላልዩና ብትሕትና ንሓትት ዘመንኩም ይባርከልኩም ንብል
@musseteklit2860
@musseteklit2860 2 года назад
እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልና ድያቆን ሓዉና ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ይኽፈልና።ህዝበ ክርስትያን እንተ ሓቢርና ብዙሕ ክንሰሮ ዝግብኣና ነገር ኣሎ በረኸት ዘዉህበና።
@ምድርባሕሪአድሉስ
@ምድርባሕሪአድሉስ 2 года назад
ናይ ብሓቂ ሓው 🙏
@iamchristian5735
@iamchristian5735 2 года назад
ማራ እና ናምስግነካ ሃቢቢ እግዚአብሔር ይባርካ:: በሃቂ ደስ በሃሊ ናይ መንፈሳዊ ቦታ እዩ... ✝️✝️✝️🙏 ጎይታ ኣምላክና ምስኩላትና ይኩን:: እግዚአብሔር በረከት ፀጋ ኣቦታትና የሃበና::
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ትባርከናን ተንጽሃናን ፡ በረከት ናይ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን ፡ ኣቅረብቲ እዚ መደብ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ።
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
በረከቶም ናይ ኩሎም ቅዱሳን አቦታትና ይሕደረና ብሩኸይ ከአ ቃለ ሂወት የስምዓልና ንገዳማትናን ቤተክርስቲያንን ንሐገዝ ሐፍ ንበል ። አነ ዝገርመኒ ካብ ናይ ሎሚ ዘለው ኑክለር ዝሰርሑ ማዕቢልና ዝብሉ ናይ ዓለምና ሐያላት ቅዱሳን አቦታትናስ ክንደይ ይሕይሉን ይብርትዑን እንቋዕ ናትኩም ኮና ንበሩልና እግዚአብሔር ዘይትምርመር ሓያል ኢኻ ተመስገን ይብለካ
@ed2821
@ed2821 2 года назад
Eritrean decency, respect of each other. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@yowhanskidane1817
@yowhanskidane1817 2 года назад
ወይ ኣሰይይይ ረኢካዮ ዝይምኖ ኣብነ እንድርያስ ኣባይ በረከቱኩም ረዲኤትኩም ይሕደረና ❤️❤️❤️🌷🌷🌷
@yaredmokanint9257
@yaredmokanint9257 2 года назад
Tselotomin berekotomin nay kudusan abotatina aba Endreas misain mis wedeyin yhder amen 🙏
@davemike7815
@davemike7815 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፡በረከቶምን ኣማላጅነቶምን ኣይፈለየና ኣብ ጽላል ኣክናፎም ይርማዕቁብና። ተሌፎኖም ክትጽሕፉልና ኣለኩም እቲ ዝሕግዝ ሰብ መታን ክረኽቦም።
@smyrhsmyrh6986
@smyrhsmyrh6986 2 года назад
በረከትኩም ይሕደረና ኣቡነ እንድርያሰ ኣቦይ ጸጋ በረከቱ የብዘሓልኩም ኣሕዋተይ ከኣ ብኣካል ንምርጋጽ የብቐዓና ንዓና ከኣ 🤲🤲🤲💞
@FanusWeldeamlak
@FanusWeldeamlak 11 месяцев назад
ብሓቂ ደስ ዘብል ታርኻዊ ገዳም ጾሎትን በረኸትን ጣሚ ፍቁሮም ናይ ኣቡነ እንድርይስ ዕፉን ምስ ኩልና ይኽን ድያቆን ሓውና ከኣ እግዝኣብሄር ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ቀጽሎ ኩለን ገዳማትና ኣላልየና
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 2 года назад
ብሓቂ ደስክብል ቃለሂወት የስመኣልና በረከቶም ናይ ኣቡነ እንድርይስ ዕፉን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትይን ይኩን ንዓኩም ከኣ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@rigatbahlbi8582
@rigatbahlbi8582 2 года назад
ብሓቂ አዚ ዝሰምዓ ኣአዛነይ አግዚኣቢሄር ይመስገን በረከቶም መስ ኩልና ህዝቢ ክረስትያን ይኩን ኣሜን።
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ 2 года назад
ብሓቂ ክንደይ ደስስስ ዝብል እዩ በረከት ናይ አቦና አቡነ እንዲሪያስ ይሕደረና አቦታትና በረከትኹም ይሕደረና ቃለ ህይወት ያስመዐልና🙏❤
@gmai-de
@gmai-de 2 года назад
ብሓቂ ኣይኮነን ዶ ንስኩም ብኣካል ኣብቲ ቅዱስ ስፍራ ተሳቲፍኩም ንሕና ከማን ነዚ ብካሜራኩም ቀሪጽኩም ዘምጻእኩምልና ክነርኢ ከለና ማእረ ክነደይ ብሃይማኖትናን ኣቦታትናን ንሕጎስን ንድሰትን ። እገደዝኣቢሄር ኣምላክ መንገዲ ኣቦታትና ክንክተይል ይደግፈና ጸሎት ቁድሳን ኣማላድነት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና🙏🙏🙏
@tasfalstawled1591
@tasfalstawled1591 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የሰምዓልና ጸጋኩም የብዚሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ
@tekileeritrea2282
@tekileeritrea2282 2 года назад
ናይ አቡነ እድርያስ ዕፍን በረኽቶም ምስ ኩሉና ይኹን ብሐቂ ልዕሊ ሚእቲን ሱሳን ክለሜተር ተጎዕዝካ ምስ ብጾትካ ብሐቂ አምላኽ ጸጉኡ የብዝሐልኩም በረኽቶም ናይቶም አቦና ካአ ምሳኹም ይኹን ብሐቂ ከምዚ ምግባርካ አምላኽ ሙሉእ ህወትካ ይባሪኽ ይባርኽልኩም ኩቡራት ይሕዋት
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 2 года назад
ደስ ዘብል ታሪክ ናይ ኣቦታትና በረክት ምስ ኹሉ ህዝቢ ክርስትያን ኣሜን።እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣብ እምንትና የጽንዓልና።
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና መድሀኒአለም ክርስቶስ ዕድመን ጥዕናን የሀብካ ክቡር ዲያቆን ሓውና ናይ ቅዱስ አቦና አቡነ እንድርያስ ዕፉን በረከቶም ይሕደረና . ብፀሎቶም ይምሓረና
@wedidebrom5128
@wedidebrom5128 2 года назад
ደስ ዘብል ገዳም ሓውና ካኣ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዝብል መንፈስካ ዘሀድስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ኣምላክ እስራኤል ናብዚ ቅዱስ ቦታ ክንበፅሕ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ብሓቂ ክቡር ሓውና ዲያቆን ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ዕድመ ማትሳላ ይሃብካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ነዚ ቅዱስ ቃል ክንሰምዕ ዝፈቀደልና በረከቶምን ጸሎቶምን ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣብነ እንድርያስ ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️💐💐🌿🌿🌿
@awettsegay7214
@awettsegay7214 2 года назад
ብሓቂ ቃልሂወት የስምዓልና ናይ ኣቦና በረከት ኣይፈለየና ስድራና ካ ጸጉ የብዛሓልኮም ኩሉ ዘኽእለ ፈጣረይ ንታካከበሉ ግዜ የፍጠረልና
@maazakiroshagosahned1450
@maazakiroshagosahned1450 2 года назад
amen amen amen kalehiwet yesmealna ab beatu yenbrkum edmen tenann yhabkum
@ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸት ናይ ኣቦና እንድርያስ ዕፉን የካፍለና።
@mikalkiflay4
@mikalkiflay4 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ በረኹቱ የብዝሓልኩም. በረኸቶም ይሕደረና, እግዚኣብሔር ኣምላኽና ከኣ ገዳማትና ክንሃንጽ የብቅዓና ብሰላም ንዓድና መሊሱ ቤተ-ክርስትያን ክንሕድስ ይርድኣና
@እግዚአብሔርእረኛየነ-ኘ7ፈ
የምገርም ቦታ ነው በረከታቸው ይደርብን አሜን
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 2 года назад
ጽጋ የብዝሓልኩም የሕዋተይ በረክቶም ጸሎት ናይ ኣቡነ እንድርያስ ኣይፈለየና
@debesaymengstab1525
@debesaymengstab1525 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋኩም የብዝሓልኩም በረከት ረዲኤት ጾሎት ምስ ኩላትና ይኩን እሞ ሓገዝ ብከመይ ክዋሃብ ይከኣል በረከት ክንሳተፍ ሓውና ድያቆን
@samigunners9982
@samigunners9982 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽ ኣስሚካና ብሩኽ ሓወይ ኣምላኽ በረከቱ ይሃብካ !
@filmonghebreamlak1925
@filmonghebreamlak1925 2 года назад
ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር ድያቆን ሓወይ ቀጽሎ ኣጆካ ኣምላክ ጽጉኡ ይብዝሓልካ በረከት ናይ ኣቡነ እንድርያስ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን።
@genetzerom7163
@genetzerom7163 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ብረከት ኣቡነ እንድራስ ዕፉን የካፍለና ኣሜን
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ድያቆን በረኸቶምን ጸጋ መንፈስ ቅዱስን ናይ ኣቦና እንድርያን ዕፉን ኣይፈለየና ምድሪ ሓበሻ ናይ በረኸትን ሰፈር ቕዱሳንን ሃገር ናብኡ ንምለሰሉ ግዜ እግሪ ይሃበና እዝጋብሔር ኣምላኽና ኣምላኸ ቅዱሳን ።
@selamfkadu4265
@selamfkadu4265 2 года назад
ኣምላክ ጸገኡ የብዘሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@dehabsolomon3617
@dehabsolomon3617 2 года назад
በረከቶም ናይ አቦና ቅዱስ እንድርያስ ምስ ኩላትና ይኩን ጸግኡ የብዝሐልኩም ብሩካት ሐይሊ ይሀብኩም ገዳማት ዓድና ከምዚ ጌርኩም ተላልዩና ዘለኩም ንበትኡ ምርጋጽ የብቅዓና ንሀገርና ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና አሜን
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶምን ጸሎቶምን ይሐልወና❤💒🇪🇷❤💒🙏🏽💒🇪🇷❤🙏🏽
@wenititewelde9012
@wenititewelde9012 2 года назад
በረክት ናይ አቦና አምነ እንድርያስ ዕፍንን ናይ ኩሎም አቦታትና ቅዱሳን ብረክቶም እይፍልይና ንዓካ ክእ ሐውና ክምዚ ጌርካ ብምቅራብካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓይን ልቦናና ይክፍትልና ❤️🙏 አሜን(3)
@ግረማነሸጓልተዋህዶ
ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሰይይይ ድሰ ክብልካ ብበክያት እዩ ወድእያ ኣነ 😓😓 ናይ ኣቡነ እንድርያሰ ብረከቶም ፆሎቶም ምሰ ኩላትና ይኩን ኩሉ ግዜ ላአክና ዛሓወይ ካብ ናይ ዓለም ነገረ ኩሉ ግደፈ ናብ አምላክ ክመልሰ አምላክ ይሓገዘነ በረከተኩም ይሕድርና
@danieltekle5146
@danieltekle5146 2 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yasemalena
@ምድርባሕሪአድሉስ
@ምድርባሕሪአድሉስ 2 года назад
ቃለ ሂወት ይስመዓልና፤ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል አይ፤ተዋሕዶ ሃብታማት ኢና ። ሓው ብከመይ ክንሕግዝ ንኽእል አሜን?
@amittesfamarian5194
@amittesfamarian5194 2 года назад
ናይ ኣቡነ እንድሪያስ ጸጋ በረኸቶም ምስ ኩላትና ይኹን
@semerebairu372
@semerebairu372 2 года назад
Nexla tetkdno ka betame memarkom koyno yesmane 🤗🙏🙏🙏 kale Hiywet yasmaln Xego yebzhlka amen Amen Amen
@fishwish2719
@fishwish2719 2 года назад
Amen Amen Amen !!! Egziabhier Amlak xegu yebzehalkum !! Bereketom yhdrena!!!
@samrawitiseyas5514
@samrawitiseyas5514 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገዳም ጸሎቱን በረከቱን ናይ ኣቦና እንድርያስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ። ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ መዓረይ
@alganeshafewerqi1168
@alganeshafewerqi1168 2 года назад
ቃለህወት የሰምዓልና በረኸትን ረዴኤትን አቦና አምኒድራሰ ምስ ኩሉና ይኹን ከምዝ ጌርካ ተቅርበልና ዘለኻ ጸጉኡ የብዝሐልካ ሓዉና ግን ቁሩብ ዓቅምና ክንሰድድ ሲ አድራሻ ጽሓፉሉና
@pishontesfaldet2983
@pishontesfaldet2983 2 года назад
ደስ ዘብል መደብ በረኸት ናይ ኩሎም ጻድቃናት ኣይፈለየና ኣቅረብቲ መደብ ከኣ ጻማ የሃብኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@teklyesteklyes4671
@teklyesteklyes4671 2 года назад
ኣዝዩ ደስ ዝብል በረከና ናይ ኣቦና እንድርያስ ኡፉን ኣይፈለየና ኣሕዋተይ ከኣ ከምዚ ገይርኩም ተርኢና ትምህሩናን ዘለኩም ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርከልኩም እግዛቢሔር ኣሜን(3)
@eriangelino7800
@eriangelino7800 2 года назад
We must develop a habit of planting trees when we visit these Holy and Revered places. Thank you for sharing.
@sillasfisahatsion5498
@sillasfisahatsion5498 2 года назад
11a1111aa
@lemlemteklehaymanot6083
@lemlemteklehaymanot6083 2 года назад
ናይበሐቂ አዝዮ በረኸትን መንፈስቀዱስን ዘለዎ ቦታ ናይአምላኽ ፈቃድ ኮይኑ ንበፅሖን እጃምና ነበርክት ይግበረና መድሐኒአለም
@aklilusereke4000
@aklilusereke4000 2 года назад
God bless you and Eritrea ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elk5824
@elk5824 2 года назад
እግዚአቢሔር ሃገርናን ገዳማትናን ይባርኽ።ናይ ኣቦና እንድርያስ ዕፉን ጸሎቶምን በረኸቶምን ምስ ኩሉና ይኹን ኣሜን ፡እግዚአቢሔር ይባርኩም ክቡራት የሕዋት ነዚ ኩሉ ገዳማት ሃገርና ከምዚ ጌርኩም ከተሪኡናን በረኸት ክንካፈል ድማ ጎይታናን መድሓኒና የሱስ ክርስቶስ ቅዱስ ፍቓዱ ይኹነልና። ስብሓት ለእግዚአቢሔር ሉዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
@merhawitkeleta5905
@merhawitkeleta5905 2 года назад
ተመሰገን ኣምላከይ ነዚ ቡሩክ ገዳምን ሃገርን ዘርእካኒ ብሃቂ ደስ ዝብልን ልብካ ዝትንክፍን በረከት እዩ ግን በተክርስትያን ሀገዝን ደገፍን ዘድልያ ዘሎ ኩልና ብአቅምና ዘለዎ ብገንዘብ ዘይብሉ በጸሎት ህያዋይ ኣምላክና መሳና ይኩን ኣሜን
@michealeabrham6756
@michealeabrham6756 2 года назад
በረኸት ናይ ቅዱስ አቡነ እንድርያስ ዕፉን የካፍለና፡ ገዳማትና ሓቕምናክንሕግዝ እግዚአብሔር ይሓግዘና፡ ዲያቆን ጽቡቕ መደብ ከምዚ ገይርካ ዝተረስዑ ገዳማት ንህዝቢ ንምልላይ እትገብሮ ዘሎኻ ቀጽሎ።
@MA-bf7yp
@MA-bf7yp 2 года назад
ጸጋኩም የብዝሕ። ኣዜ ዝናፍቆ ሂወት ኣርኢኩምኒ። ተስፋ ይገብር ደብረኮል ኣቡነ ብሩኽ ኣምላኽ ከኣ ከተምጽእዎ።
@almazhabtom658
@almazhabtom658 2 года назад
ጾሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቡነ እንድርያስ ኣይፈለየና ። ድያቆን ሓውና ከኣ ጸግኡ የብዛሓልካ
@nahomabraham4245
@nahomabraham4245 2 года назад
Btaemi des zbl nhna wn abzi kelena tebarikna bteami des zbl bhankewta ena texebenakum xenihna nay may wuey (holywater) ktekrbulna bthtna nhatt abi tarki zelewo eyu thanks l appreciated for your time and honesty 🙏
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 2 года назад
ጸለቶምን በረኸቶምን ናይ ቁዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና። ኣሜን ኣዝዩ ደስ ዝብል ቅዱስ ቦታ
@abiokuba7284
@abiokuba7284 2 года назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኢዩ የሕዋት በረኮቶምን ጸጎኦምን ምስ ኩልና ይኩን ኢታ ቴሌፎን ዳኣ ዘይትጽሕፈልና ብሩኽ ሓወይ
@galeritrea1162
@galeritrea1162 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ኣቦታተይይይ ብሓቂ ጸጋ በረከቶም ናይ ኣቡነ እንድርያስ ኣይፈለየና
@wediseraye1756
@wediseraye1756 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna nay behaki des zebl Diyakon hawey bereketom rediatom ayfeleyena.
@ለምለምማሓዛደስታ
@ለምለምማሓዛደስታ 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዕልና ክንደይ ደሰ ይቡል ፅግኡ የቡዘሐልካ እግዚኣቡሔር ኣምላክ ☝️🤲🤲
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 2 года назад
አሰይይይይይይይይይይ ልበይ ተሐጎሰ እግዝአብሄር ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ጻማ ጻዐርኹም አብሰማይ ዘርእኹም ይብዛሕ ነዓይ ፍሉይ ዝኽሪ ትቦታታት ንጸጋም ሐዲግናዮ ንስደት ዘምራሕናሉ ብሂወት ተመሊሰ ዝርኦ ግበረኒ ❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏
@hagerwalday8728
@hagerwalday8728 2 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
@እግዚአብሔርሓላዊናእ-ቈ2በ
ብሓቂ ክንደይ ደስስስ ዝብል ታሪክ ቅድስ አብና አቦነ እንድርያስ እዩ በረከቶም ይሕደረና ድያቆን ሓዉና ካዓ ነዚ ጥዑም ነገር ዘስመዓካናን ዘረአካናን እግዚአብሔር አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ፀጋ በረከቶም ናይ አቦነ እንደርያስ ምሳካን ምስ ኩላትናን ይኩን አሜን💐💐💐
@senaitweldeghiorgis3250
@senaitweldeghiorgis3250 2 года назад
Qalehiwet yesmealna brukat yehwat Behaqi Egzeabhier tsegeu yebzahalkum Egzeabhier slezfetewekum nezi Qidus sirah kitghebru akilkum behaqi kea des zibl senay negherin Meritskum Nsenay kitbghes kea Hiryet eyu emo Aezizu Bereketkum ybzah Brukat Habtam zikone Nay Qidusan Mehderi Alena Egzeabhier ymesghen 🙏🙏❤🙏🙏 Bruk adeamet ygberelna
@nugusemebrahtu6832
@nugusemebrahtu6832 2 года назад
Amen Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
@rahasiwediqeshi5516
@rahasiwediqeshi5516 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ኩብር ሓውና ናይ ኣጎልጉለት ዕድሜካ ይባርከልካ
@piterosamare3058
@piterosamare3058 2 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egzabiher Amlak xeguu ybzhlkum
@nigistihaile8323
@nigistihaile8323 2 года назад
በረኽት ናይ ኣቦና የካፍለና ቡሩኽ ሓውና ናይ ኣግርልግሎት ዘመንካ ይበረኽ
@letebrhanhaile1306
@letebrhanhaile1306 2 года назад
Nay bhaqi des ybileka, Qalehiwet yesimealna, xelotomin bereketomin ayfeleyena!!!!!!!
@brhaneyhdego350
@brhaneyhdego350 2 года назад
Waww ደስ ደብል ታሪኽ ጸጋ በረኸቶም ናይ ኣቡነ እንድርያስ ይሕደረና ንሕና ክኣ ኣይኮነን ኣበረኻን ገዳማትን ኣብ ከተማ ምስ ሰብና እንዳነበርና ኸማን ብምፍራሕ ንነብር ኣለና ኣብ ገዳም እሞ ንበይንኻ እዚ እግዝኣብሄር ዝሃቦ ጥራይ እዩ ክኽእሎ ዝኽእል
@hanilove5389
@hanilove5389 2 года назад
አግዚኣብሄር የክብርኩም ብሓቂ ኣ ሃገርና ዘሎ ድንቂ ገዳማት ክንሰምዕ ስለ ዝገበርኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብዚ ገዳም ከይድና በረከት ኣቦና ክንካፈል ናይ አግዚኣብሄር ቅዱስ ፍቃድ ይኩነልና ይሕዋት በጃኩም ቀጽልዎ ኣዚዩ ደስ ዝብል መደብ
@meramkchanel957
@meramkchanel957 2 года назад
ኣብየት ክትነፍዕ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና፡ ኣጆኻ ቀጽሎ።
@samuelkidane-k8u
@samuelkidane-k8u 8 месяцев назад
እግዚኣቢሔር ይሃበልና, ኣጆኻበርትዕ ዝሓወይ ገዳማትና ኣድባራትና ኣላልየና።
Далее
ЭТО НАСТОЯЩАЯ МАГИЯ😬😬😬
00:19
ЭТО НАСТОЯЩАЯ МАГИЯ😬😬😬
00:19