Тёмный

abune gebremenfes qdus ተኣምር ዘይፍለዮ ገዳም ማየ ጸሎት ገብረ-መንፈስቅዱስ ደርዓንቶ documentary film eritrean monastry 

HIRUT TV
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 160 тыс.
50% 1

ብዛዕባዚ ገዳም ዝኾነ ሓበሬታ ምስ ትደልዩ፡ ናብዘን ቴለፎናት ምድዋል ይከኣል፦
ቀ/ኪሮስ መንግስ፦07268208
ቀ/ተስፋማርያም፦ 07472444።
ናብዚ ቻነል ዝኾነ ሓሳብ ንምሃብ በዞም ኣድራሻታት ርኸቡና፦
dattekle@gmail.com accounts.google.com/SignOutOp...

ተለፎን 07618536
ብሩኽ ጾም ይግበረልና ጾም ድሕነት ጾም ስርየት ይበሎ።

Опубликовано:

 

8 авг 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 705   
@munaaman4152
@munaaman4152 Год назад
እልልልልል፡ ተመስገን ፍጣሪ ነዚ ኩቡር ገዳም ጋ/ገ /መ/ቁዱስ ዘርአኻና። ምስክርነተይ ክህብ አብ 1/2002 ቅዲ 20 ዓመት ካብ ዓዲ ዐረብ ገይሸ መጺኤ ሃንደበት/ልደት ማዓልቲ አብ ገዛ ስድራይ ሕማቕ መንፈስ አትዩና፡ አብ ሰሙናይ ድማ ሐሚመ፡ነብሰይ ለሚሱ፡ ማይ ጮሎት ንእንዳ ጋ/ገ/መ/ቁ፡ ከይደ ድማ አብ ሳልስተይ ለውጢ ጌረ፡ 3 ሰሙን ተሓጺበ ድማ ሐውየ፡ ሎሚ አብ ኤሮጳ አለኹ። ናይ ቡዙሓት ሕሙማት ድማ ብዙሕ ተአምር ሪኤ፡ ብጹኑዕ ሕማም ሓሚሞም አብ አግራብ ይአስርዎም አብ ወጋሕታ ድማ ጋብር ፈቲሑና ኢሎም ምስ ሙሉእ ሃለዋቶም፡ ናብ ስድሮኦም ይምለሱ፡ ምስክርነቶም ድማ ይህቡ ነይሮም። እዋይይይ ይቕረ በለለይ ጋብረይ ከም መብጻዓይ አይገበርኩን እሞ፡ ሕጂ ግን እግዚብሄር ይሐግዘኒ ንኸተግብሮ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ገዳማት ሃገርና ተርእዮና።
@qesistefamichaelkflemariam8743
waww des zbl mskrnet እዚ ንባዕሉ ዓቢ ስራሕ ዩ ተለፎን ናይቲ ገዳም ኣበይ ይርከብ ይከውን
@qesistefamichaelkflemariam8743
ተለፎን ናይዚ ገዳም ደልየ
@datlove
@datlove Год назад
ብዛዕባዚ ገዳም ዝኾነ ሓበሬታ ምስ ትደልዩ፡ ናብዘን ቴለፎናት ምድዋል ይከኣል፦ ቀ/ኪሮስ መንግስ፦07268208 ቀ/ተስፋማርያም፦ 07472444።
@qesistefamichaelkflemariam8743
@@datlove የቀነልና
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m Год назад
Xegu yebzhalki haftey mearey 🙏🙏🙏
@havenabraham5252
@havenabraham5252 8 месяцев назад
ኦ ጎይታ ኩሉ ትክእል አብዚ ቅዱስ ቦታካ ክበፅሕ ቅዱስ ፍቃድካ ይኩን ❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@user-gs8zp9yf4p
@user-gs8zp9yf4p Год назад
ደስ ዝብል ቅዱስ ገዳማትና ጸሎት ናታቶም ኢዩ ዘቃሳቅሰና ዘሎ ኩቡር ሓውና ጸጋ የብዝሓልካ እግዚአብሔር ስደትና ኣብቂዑ ነመስግኖም ይግበረልና ክብር ይኩን እግዚአብሔር ኣሜን
@akberetashmelalh1533
@akberetashmelalh1533 Год назад
🙏🙏🙏
@leteyletey3923
@leteyletey3923 Год назад
አሜን🙏🙏🙏🙏
@cristianoronaldo4228
@cristianoronaldo4228 Год назад
Amen Amen Amen
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m Год назад
Amen amen amen 🙏 🤲 🙏
@dngleywahseydngleywahsey4351
ጋብር ኣቦይ ማዓረይ ካብ ስደት ተመሊስና ዳግማይ ማየ ጸሎትካ ክንሕጸብ ኣብቃዓና ኣብዚ ገዳም ታሓጺበ ተማሒረ ኢየ ናይባሓቂ ታኣምራት ዘለዎ ገዳም ኢዩ ስደት ሑሱም ካብ ኩሉ ይፈልየና ኣሎ መድሃኔኣለም ኣቦይ ማዓረይ ስደትና ኣሕጽረልና።
@misganabirhane8970
@misganabirhane8970 Год назад
ጋብር ኣቦይ ምሓርና
@ebetesfahiwet9658
@ebetesfahiwet9658 Год назад
ዓሕ ነዚ ቅዱስ ማይ ጨሎት ዘይምርካብና እባ ኣብ ስደት ከርተት ንብል ኣለና ኦ ኣቦይ መዓረይ ስደትና የሕጽረልና
@halenamotivation5065
@halenamotivation5065 Год назад
ምሕረቱ ዘይውዳእ እግዝኣብሄር ፡ምሒሩኒ እዩ፥ሞ። ኣነ ግን መብጽዓይ ንኣባጋብር ከምቲ ዝድለ ኣይገብርኩሉን። ይቅረ ይበለይ!!! በስመ ስላሴ ሰናይ ክዛረብ ኣምላክ ሓግዘኒ ኣነ ሮቤል ይብሃል ኣብ ዓዲ ስደት ኣብ ኤውሮፓ ድማ ሕልሚ ብዝመል ፡ደብዛዝ ሂወት ምንባር ይሓልፎ ኣሎኩ።ኣብ ኣባጋብር (ገብርየ ፡ገብረሂወት) ደርዓንቶ ኣብ ኤርትራ ተማሃራይ ላዕለዋት ትምህርቲ ኮሎጅ ኣብ ዝነርክሉ ፡ብጹኑዕ ሓሚመ ፡ኣብ ፈቀዶ መወከሲ ዓበይቲ ሆስቢታላት ኦሮታን ፡ካልእ ናይ ልምዳዊ ሕክምናታት ፈቲነ፡ ተጋፊለን፡ምኮን ኣብይኒ ፡ገንዘበይ ፡ግዝየይን፡ዝነበርኒ ናይ ምሕዋ ተስፋ በኒኑ።ብመንጽሩ ካብ ትምህርተይ ኣቆሪጸ ፡ዓዲ ውዕል ኮይነ።ካብ ሰባት ተነጺለ ድሕሪ ምሕላፍ ።ሃንደብት ከም ፍቃድ ኣምላክ ሲንቅን፡ክዳንን እኮ ከተማልእኩ ናብ #ኣቦይ ኣባ ጋብር ደርዓንቶ ከይደ ።ድሮ እግረይ እትው ከይበለ ፡ኣብታ ናይ ምሸት ምህልላ እትግበረላ ቦታ ተኣምር ናይ ምህርተ እግዝእዝኣብሔር ጀሚረ።ክብራት የሕዋት ኩሉ እቲ ዘገረልይ ክጽፎ ቦታን፡ዓቅሚ ኣገላልጻን ሰለ ዘይበልይ።ብድብዱ ካብ ኩሉ ዝነብረኒ ሕማመይ ተፈዊሰ ፡ኣቆሪጸዮ ዝነብርኩ ትምህርተይ ቀጺለ ብዝለዓለ ነጥቢ ብጽብቕ ዛዚመ ኣብ መምረቅታይ በቅዓ።ሓውየ ተማሒረ።ሰለዚ ብወትሩ ንኣምላክ ኣባጋብር የመግን።ዳግማይ ድማ ገጽ ዓደይን ፡ገጽ ዘፍቅሮ ማጨሎት ኣባ ጋብር(ገብረሂወትይ )ድርዓንቶ ተሳፋ ይገብር። ኣብ ዘለክዎ ክሕልወኒ ድማ ጸሎቶም ኣይፈለየኒ።ክብር ሓውና ድማ ሰለ ምድላዋትካ የመግን።ሓሳብ ልብካ የስምረልካ
@MercyEritrea17
@MercyEritrea17 Год назад
በስመስላሴ ተመስገን ድያቆን ሓወይ ስለቲ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ የመስግነካ ኣብ ውሽጠይ ዝሓልሞ ዝብህጎ ቦታ ጻድቅ ኣቦና ኣብነ ገብረመንፈስ ቅዱስ(ጋብር) ዘርኣኻኒ። ኣነ ኣብ ቤተ-ክርስትያን እንዳ ጋብር (ደብረ ምሕረት) ኣኽርያ ኢየ ተወሊደ ዓብየ ካብ ግዜ ህጻንነተይ ብጸሎቱን ብረድኤቱን ክሳብ ሕጂ ኣለኹ። ኩሉ ግዜ ኣብ ሂወተይ ዘይፍለየኒ ጋብር ኣቦይ።ናይ ጋብር ኣቦይ ውዕለት ቡዙሕ ኢዩ። ኩሉ ግዜ ጸሎተይ ናብ ኤርትራ ተመሊሰ ኣፍደገ ቤቱ ክስዕም ተስፋ ኣለኒ ብጸሎት ሓግዙኒ ናይ ጋብር ኣቦይ በረኸት ረዲኤት ምስ ኩልና ይኹን 🙏🏽💒🙏🏽🇪🇷
@user-nj7jo5ph6n
@user-nj7jo5ph6n Год назад
Amen Amen Amen Ajoka Ezgeabiher amlak kulu ykealo eu
@freweinigebrmariam6636
@freweinigebrmariam6636 Год назад
Amen Amen Amen
@tdflove3582
@tdflove3582 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጀካ /ኪ. እግዚአብሔር ኣምላክ እኮ ድለትኩም ዘበል ክትርክበስ ናባይ ንዑ እዩ ዝበለና ስለዚ ነብኡ ንለምን እንበር ክንበፅሖ ኢና 🙏🙏🙏
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Год назад
ኣየይይይይይይይይይይይይይ ትዕድልቲ ኣየይይይይይይይ እዋይ ቅንኢ ተዋሒጠ ቅዱስ ቅንኢ ስደተይ ኣብቂዒካ ኣብ ገዳምካ ኣብ ጸበልካ በረከትካ ኣውስደኒ ጋብረየ ጋብር መንፈስ ቅዱሰየ❤❤❤❤❤❤❤❤😭🙏🏽💐✝❤❤❤❤❤
@sabashamsabeto8642
@sabashamsabeto8642 Год назад
ኣሜንንንን
@angesetmhtsunangesetmhtsun571
ኣሜን 🙏🙏🙏
@havenabraham5252
@havenabraham5252 8 месяцев назад
Amen 🙏🏽🙏🏽
@luwamblata1521
@luwamblata1521 Год назад
ከዘንቱ ታሪኮም በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ከዘንቱ ታሪኩም ናይ ቅዱሳን ኣቦታተይ ከዘንቱ ታሪኩም ኣንጊሆም ዝወፈሩ ምእንቲ ሃይማኖቶም ብቅዓት እኾ እንተጎደለኒ ንገድሎም ከዉሪ ዓቅመይ ግን ክብል ብሓይሊ ፈጣሪ ብመኖም ክፍልም ነብያት'ዶ ሃዋርያት ፍቅሪ ጎይታ ዘብጽሖም ክሳብ ሞት ገሊኦም'ውን ክሳዶም ዘሕለፉ ሰማእታት ደመም ኪዖም ክረክቡ ኣክሊል ዓወት ኣለዉ'ዉን ካብ ቪላታት ዝመረጹ ደብሪ መከራ ጸጊቦም ክሓፍሱ ሰማያዊ ክብሪ ጻድቃናት ክብሎም እምነቶም ፍጽምቲ ኣብ ምድሪ ከለዉ ስሞም ዝተቀየረ መላእክቲ ፍትወት ናይ ዓለም ቁሊሕ ከይበሉ ኣብ ፍቀዶ በረከታት ኮለል በሉ ንነዊሕ ጠሚቶም ንቅዱስ ዕላማ ስግኦም ኣሕሰሙ ክለብሱ ግርማ ፈጣሪኦም ዘይፈልጡ እምነት ዘብዝሑ ንስሊኦም ነቢዖም ንጸሎት ዝነቅሑ ኣምላክ ኣዲልዎም ዘስተዉዕል ጥበብ ንዓለም ሰበኹ ቃል ወንጌል ዘይጽገብ ከምዚ እዩ ታሪኮም ቅዱሳን ኣቦታትና ትእዛዙ ዝክበሩ ክሳብ መወዳእታ ብሰናይ ግብሮም ዝዘርእዎ ሓፈሱ ዝበለጸ ሃብቲ መንግስቱ ወረሱ መዓስ እዚ ጥራይ ኣላ'ዉን ብኩሉ ክብርቲ ኣደ ሉዕል ጎይታ ናይ ሰማይ ንግስቲ ስማ ጥዑም ካብ መዓር ጸባ ማርያመይ ክብላ ዝተጨነቀ ቤተሰባ ተስፍኡ ንኣዳም ዝወጸላ ካብ ሲኦል ጸዋሪት መሎኮት ብክልተ ወገና ድንግል ብርሃን ወሊዳ ሰላም ዝኣወጀት ዊሒድዋ'እዃ ናይ ጸጋ ስግደት እቲ ተኣምር ግድሎም ገሪምኒ ኣነስ ኣብ ቅድሚኦም ፈንፊነዮ ናተይ ምምልላስ ጽድቂ ተገበርኩ ይንፋሕ ይትዕነን ይቅረ ደኣ ይበለለይ ኣምላከ ቅዱሳን ስብሓት ለእግዚኣብሄር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር መዘከርታ ጻድቕ ንዘልኣለም ይነብር። (መዝ 112፡6) ኣ ሜ ን
@hadasmisgina3627
@hadasmisgina3627 Год назад
በረከትን ረድኤትን ጋብረመንፈስቅዱስ የካፍለና ምሕረትካ ሃበኒ ሓሚመ ኣለኩ ኣሜን
@edenz7956
@edenz7956 Год назад
ድያቆን ሓወይ ጸጋ የብዝሓልካ በረከት ናይ አቦና አብነ ገብረመንፈስ ቅዱስ አይፈለየና
@user-ry3ve8kh2n
@user-ry3ve8kh2n Год назад
ኣሰይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኸ ተመስገን ኣታ ኹቡር ኣቅራቢ ብፍጹም ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ዘይ ደሊ ብፍጹም ኹቡርን ፉቱውን ሓወይ ብምንታይ ጀሚረ ብምንታይሞ ክውድኦ ሓጎሰይ እዚ ድማ ኹሉ ሳላኻዩ ፉቁር ሓወይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ፉጹም ሰማያዊ ሓጎስ ይሃብኻ ኣብ ጉዕዞ ሂወትካ ውን ወትሩ ምሳኻ ይኹኑ ፉቁር ሓወይ ወትሩ እየ ዝካታተለኻ ኣዚየ ውን የመስግነኻ ነዚ ቪድዮ ናየቦይ ምስ ራእኹ ብሓጎስ ካብ ባይታ ሓፍ ኮፍ ብምባል ሓጎሰይ ብብክያት እንዳራእኩ እየ ጀሚረ ወዲአያ ምክንያቱ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ንዓይ ሂወተይ መድሕነይ ከም ፍቃድ ኣምላክ ውን ናቶም ጥራሕ ኣልቦን መዝሙር ከውጽእ ይሓስብየ ዘለኹ ግጥሚ 12 ወዲአ ዜማ ጀሚረ ኣለኹ ፍቱው ሓወይ ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ ብፍጹም ኣጆኻ ኽብለኻ ይፈቱ በርትዕ : ኣነ ንጋብር ደርዓንቶ ሓንቲ መዓልቲ እየ ከይደ ንሱ ኸኣ 7 ዓመት ጌሩ ኣሎ ብጸለቱ ብረዲኤቱን ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ገዳማቱ ኹሉ ብብዝሒ ተመላሊሰዮ ሕጂ ዝርኸበሉ ኣብ ፍራንስ እዩ ነቦይ ኣለኹልኩም ክብሎም ብፍጹም ፍቃዶም ይኹን ነቦቀሺ ኪሮስ ድማ ኣዝየ ዘክብሮምን ዝፈትወምን ኣቦ ደዊለ ኣጀኹም ክብሎም ፍቃድ ኣቡየ ይኹን ንዓኻ ድማ ኣብ ኣምደ ወርቆም ይጽሓፉልካ ።
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Год назад
በረከት ናይ ጻድቅ ኣቦና ይሕደረና በጣዕሚ ደስ ዝብል።
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i Год назад
በለስ እንዳ በላዕኩ ጥሪት እንዳ ሓለኹ ዘዕበየኒ ቅዱስ ቦታ ሎሚ ግን ኣብ ስደት ብማዕዶ ኮይኑ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ሓደራ ስደትና የሕጽርዎ ታሪኽና ቀይርዎ
@luliatesfay
@luliatesfay Год назад
Fkadu ykun temelisna knhxebo
@medadejen7196
@medadejen7196 Год назад
edelena eka abzi qdus sfra mbayka hawey
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 Год назад
ኣብ 2004 ከባቢ ገና ወዲ 11-12 ዓመት ከለኹ ጸላኢ ሰናይ ስለዝነበረኒ ኣዝየ ይብህርር ነይረ ብጸሎት ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣብዛ ገዳም ሓውየ ብድሕሪኡ እቲ ዝሓሞ ዝነበርኩ ሕማም ገዲፉኒ ሎሚ ኣብ ስደት ኮይነ ነዛ ቪድዮ ክርእያ ከለኹ ንድሕሪት መሊሱ እቶም ምሳና፡ዝሕጸቡ ዝነበሩ ሞስሊምን ሓሚሞም ዝመጹ እሞ ሓውዮም ከምዚ ከማይ ዝተመለሱ የዘክረኒ። ኣምላኽ ገብረመንፈስ ቕዱስ ስደትና የሕጺሩ ዳግማይ ናብዚ ቕዱስ ገዳም ከመልሰና ሕማምና ክፍውስ ቕዱስ ፍቓዱ ይኹን።
@fkreykahsay5665
@fkreykahsay5665 Год назад
ኩብር ሓው ናይብሓቂ፡ ኣነ ዋላ ከምዚ ናትካ ሕማም ነርኒ ናይ ምብህራርን ኣብ እግረይ ድማ ብጣዓሚ ሳሓ ይገብረለይን ነሩ, ምስ ሓኸኽክዎ ድማ ብጣዓሚ ይሓብጥ ነሩ , ኣብ እንዳ ኣቡነ ገብረመንፈስቁዱስ ደርዓንቶ ምስተሓጸብኩ ክሳብ ሎሚ ሓሚመ ኣይፈልጥን ኤ, እዚ ክብለካ ከአኩ ግን ማራ ንእሽተይ እየ ነረ ግን ኣይርስዖን ኤ ክሳብ ሕጂ, ከምዚ ዝበልካዮ ኣብስደት ኮይነ ወትሩ ኤ ዝዝክሮ ነቲ ገዳምን ጸበሉን, ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስቁዱስ ንወትሩ ካኣ ኣይፈለየና ኩቡራት የሕዋተይ, ከምዚ ዝበልካዮ ካኣ ንዓድና ተመሊስና ዳግማይ ንበጽሖ ይበለናና ልዑል ፈጣሪ።
@user-dani173
@user-dani173 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ነዚ ቁዱስ ቦታ ስለ ዘረኣኩመና ነቶም ብስም ጥራይ እንፈልጦ ድማ ናብዚ ቁዱስ ስፍራ የብቀዓና ኣሜን🙏🙏🙏
@mendeferaeritrea6610
@mendeferaeritrea6610 Год назад
ኣዝዩ ደስ ዘብል እቲ ዝዓበኽሉ ብተኣምርን ኣማላድነት ኣቡነ ገብረመብፈስ ቅዱስ ካብ ኣዝዩ ከብዲ ሕማም ተፈዊሰ ከም ሰበይ ኮይነ ሂወት ክመርሕ ዝክኣልኩን ኣዙ በረኸት ዘለዎ ክትፍለዮ ዘይትደሊ ማይ ጸሎት ኢዩ ሓውና ከኣ ከምዚ ገርካ ብምቅራብካ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ሊዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ኣማላድነትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና
@mahderemesfun5039
@mahderemesfun5039 Год назад
ኣሜን በርከቶምን ልማኖኦምን ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ምስ ኩሉ ኣማኒ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይኹን።
@luwamkifletsion3891
@luwamkifletsion3891 Год назад
ኣሰይይ ድያቆን ሓወይ ኣዚና ነመስግነካ ናይ ኣቦና ገብረመንፈስ ቅድስ ምስ ኩልና ይኩን💒🙏
@kibreabanday1396
@kibreabanday1396 Год назад
አቡነ ተክለሃይማኖት ፍሸይ (ለሚናት) ከመኡ ክልእ ጸጋታት ሃገርና ከተላልየና ክንጺበ ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mihreteabandebrhan8615
@mihreteabandebrhan8615 Год назад
ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ነዚ ቅዱስ ስፍራ ክንርኢ ካብ በረከት ናይ ጻድቕ ኣቦና ገብረ መንፈስ ቅዱስ ይፍቀደልና። እግዚኣብሔር ብቅዱሳኑ ድንቂ እዩ። ኣጆኩም ኣጆና ህዝበ ክርስትያን ነዚ ዝተቀደሰ ስፍራ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክሰጋገር ዝጸንሐ ንሕና ውን ኣሰሮም ስዒብና ካባን ናብ ዝመጽእ ወለዶ ከነሰጋግሮ ኣሎና።
@Wedi_asmerom_abraham
@Wedi_asmerom_abraham Год назад
ኣሰይይይይ ድያቆነይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕል ፀጋ ይዓድሉኩም እመ ብርሃን ምሳኩም ትኩን ብሓቂ ደስ ዝብል ገዳም ዓድና ናፍቀዮ ብሓቂ 🥺🥺😥😥🕊🕊️✝️✝️✝️🕊️✝️✝️✝️🕊️✝️✝️✝️✝️🕊️🕊️🕊️✝️
@fnankaleab322
@fnankaleab322 4 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። በረኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l Год назад
አቦይ ገብረመንፈስቅዱስ ማሐሪ እዩ ሕጂ አየ ተመሊሰ ምስ ደቀይ ንስደት ክልተ ሠሙን ታሐፂብና ተፈዊስና ጽርየቱ ማዩ መደቀሲኡ ኩሉ ነገሩ ጽቡቅ ሪኢና ናይ እስልምና ተኸተልቲ ከይተረፉ ብዙሐት ይሕፀቡ ክማሐሩ ድማ ሪኢና የቀንየልና ነዚ ክቡር ቦታ ዘቅረብኩምልና ነመስግነኩም
@shmendibrhane6371
@shmendibrhane6371 Год назад
ነዚ ምስ ረኣክዎ መንፈሰይ ይሕጎን ሓጎስ ይስማዓኒ ደስ ዝብል ኣምላከ ቅዱስን አግዚኣብሔር ብምሕረት ኣቡነ ገብረህወት ብጸለቶም ድንግል ማርያም ብኣማልድነታ ትሓልወና ።
@user-ge6pt2fr3e
@user-ge6pt2fr3e Год назад
ናይ አቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ በረከት ይሕደረና ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብለካ ኣእምሮካ ዘሐድስ ደስስስ ክብል እቲ በረካታት✝️❤️
@genetkifle1970
@genetkifle1970 Год назад
Amen amen amen
@genetkifle1970
@genetkifle1970 Год назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-oc4io6fs8m
@user-oc4io6fs8m Год назад
ናይ ኣቦና ገብረመንፈስ ቅዱስ በረከቶምን ረዲኤምን ኣይ ፈለየና ምስኩላትና ይኩን ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ኣእምሮካ ዘሐድስ በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ጻድቃንን ኣቦታትን ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@rutahans9724
@rutahans9724 Год назад
ጾሎቱን ርዲኢቱን ኣቦና ጋብር መንፍስ ቁዱስ ኣይፈለየና።🙏🙏🙏⛪
@rutahans9724
@rutahans9724 Год назад
@rishane9576
@rishane9576 2 месяца назад
ጋብር ገብረመንፈስ ቅዱስ ዘዕበካኒ ኣቦይ ኣቦ ስድራቤተይ ኣቦ ደቀይ ገዳምካ ንምርጋጽ ፍቃድ ጎይታ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡❤❤❤❤❤
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg Год назад
ኣሰይ ዲያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኦቦና ገብረመንፈስ ቅዱስ ጸሎቶምን በረኸቶምን ተራዳእነቶምን ምስ ኩልና ይኹን 🙏🙏🙏⛪❤️ 🍀🕊️🌿🍀🕊️🌿🍀🕊️🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@user-ox1lk3om3y
@user-ox1lk3om3y 3 месяца назад
አሜን አሜን አሜንንን ጸሎትን በረኸትኒ ናይ አቡነ ገብር መንፈስ ቅዱስ አፈለየና ስለ አቡነ ገብር መንፈስ ቅዱስ ይማሓረናአ ስለ ክሎም ቅዱሳን ይማሓረና❤❤❤❤❤❤❤
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 Год назад
ኣሰይይይይይይይይይይይ ነዚ ክንሪኢ ዓይንና ዝከፈተ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ስለ ኩሉ ውዕለቱ እንቃዕ ናትኩም ኮና ጸጉኡ የብዝሓልካ እሁየ ቡሩክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ብጸሎት ኣቦታትና ይምሓረና በረከት ኣቡየ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ይሕደረና❤💒❤
@user-ez6bj6pu8o
@user-ez6bj6pu8o 3 месяца назад
Amen3(3)gabire mefes kudus bani mihretom yzekuruna burukatey❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@abrahamjoseph9960
@abrahamjoseph9960 Год назад
ኣነ ንባዕለይ ወርሒ 7/2022 ኣብዚ ገዳም ጋብር መንፈስ ቅዱስ ን (7) መዓልቲ ተሓጽበ ግን ኣነ ሰብ እንዳ ጋብር ክብሉ እስምዕ ነረ እንተኾነ ኣነ ንጋብር ጥራሕ ደይኮነ ሃይማኖተይ ክፈልጥ ክኢለ ኣነ (45)ዓመት ኣብ ስደት እየ ድነብር እቲ ዘውሰደኒ ከኣ ሓውየ ጋብር ደራንቶ ልዕሊ ኹሉ ሃይማኖተይ ከምዝፈልጥ ገርንሎ (ኣሜን )
@user-rx1jx2cl3c
@user-rx1jx2cl3c 2 месяца назад
ጸሎቶምን በረከተምን ናይ ኣባ ገብረ መንፈስ ቅደስ ኣይፈለየና 🙏🙏🙏🙏
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Год назад
በሓቂ ደስ ኢልና *መድሓኔዓለም* ይመስገን ናይ *እመኣምላክን* ናይ ኣቦና *ጋብርመንፈስቅዱስን* ጽአሎት ይኽፈለና!
@teklekflay6880
@teklekflay6880 7 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ገብረመንፍስ ቁዱስ ኣማላድነቱ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን❤
@matyasyosiyas5092
@matyasyosiyas5092 Год назад
ተመሊ ክሕጸብ ኣምላክ የብቅዓኒ ናይ ጋብር መንፈስ ቁዱስ ክልተ ግዜ ትሓጺበ ኢየ ብጣዕሚ ትእምርቲ ዘለዋ ኢዩ ስደትና ኣሕጺሩ ጋብረይ ተመሊሰ ኣብ ማጫሎትካ ክሕጻብ ቅዱስ ፍቃድካ ኢዩ
@user-uc5gr5ot9z
@user-uc5gr5ot9z 7 месяцев назад
Amen Amen Amen Xeletom Bereketom Ayifelyena Nay Abona Gebremefis Qidus Ayifelyena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@freweiniasmelash4760
@freweiniasmelash4760 11 дней назад
ኦ ኣቦይ ገብረ መንፈስ ቁዱስ መሓረኒ ኣሜን 🙏🌹♥️
@GedamabuneBrukamlak
@GedamabuneBrukamlak 6 месяцев назад
በረኸቶምን ረዲአቶምን የካፍለና ቁዓነዚ ረአና ዘድሊ ሓገዝ ተገርሉ ኽንርእዮ እግዚኣብሄር ኣምላኽ የብቃዓና እዞም ባካል ዘይርኣናዮ ድማ ምአጺና በረኸቶም ተኻፊልና ክንከይድ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ሰናይ ፍቃዱ ይኹነልና ❤❤❤❤
@user-ln4mn1qu5k
@user-ln4mn1qu5k 7 месяцев назад
amen amen amen kal hiwet yesmana nay abona gebremnfeskudus bereketom ayfeleyena bhaki nezi gedam ms reakwo thagushe temesgen amlak nezi zerakani
@muluberhane13
@muluberhane13 6 месяцев назад
ኣሰይ ❤ ኣሰይ ❤ ኣሰይ ❤ ኣቦይ መዓረይ ጋብር ጉብረ መንፈስ ቅዱስ ስምካ ይኽበር ይመስገን ከመይሲ ምሕረትካ ዕፁብ ዲንቂ ገድልኻ ኣንቢብካ ከም መዓር ወለላ ዝጥእም ❤ ኣቦየ ናይ ብሓቂ መግለፂ ቃላት የብለይን ሕጂ እውን ክበር ተመስገን ኣቦይ መዓረይ ❤ውእለትካ ብዙህ እዮ ተመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@weredeeyasu9750
@weredeeyasu9750 Год назад
ኣሰይይይይይይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ጾሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና ቃል ሂወት የስምዓልና ሓውና ዲያቆን
@abrahaletsegay7767
@abrahaletsegay7767 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረክት ገረ መንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና ኣንቱም ክምዚግርኩም ምስ ገዳማትና ክንላለ እትጽዕሩ ዘለኩም እግዚአብሔር ዘይውዳእ ሓይሊ በረከት ይሃብኩም!!!
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m Год назад
እንኳዕ ደሓን መፃካ ኩብር ሓውና ብሓቂ ኣሰይይይይ ደስ ክብል ክንደይ ታዓዲልኩም ኢኩም እዚ ዝረገፅኩም እንኳን ከይድካዮስ ኣብዚ ኮይንካ ኮ መንፈስካ ይሕድስ ኣብቀዐና ላብዚ ኣምላከይ😢
@brhanbrhan6523
@brhanbrhan6523 Год назад
ብሓቂ በረከቶም ናይ ኣብነ ገ/መንፈስ ቅዱስ ኣቦና ይሕደረና ክቡራት ኣሕዋትና ነዚ ቅዱስ ቦታ ዘረኣኸምና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-fb9wc3ce2n
@user-fb9wc3ce2n Год назад
ዲያቆነይ ጸጉኡ የብዘሐልካ በረከት ናይ አቦና አብነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ይሕደረና አሜን። ሊንክ ናይታ መዝሙር አቅምጠልና መዘምረይ
@adhanomtesfay2514
@adhanomtesfay2514 6 месяцев назад
amen amen amen xegun bereketun nay abona gabrfas qudus ayflyna mes kulna hezba kerstyn ykun amen amen amen
@salamibraha1721
@salamibraha1721 Год назад
ኣሰይይ ደሰ ዝብል ቅዱስ ገዳማትና ዳም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዲያቆን ሓውና
@freweynifsehaye
@freweynifsehaye Год назад
ቃለ ሂወት የስመኣልና በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ምስ ኩልና ይኩን
@virgotg8543
@virgotg8543 Год назад
ኣሰይይይ ደስ ኢሉኒ ናይ ዝመሓረኒ ጻድቅ ኣቦይ መዓረይ ገብረመንፈስ ቅዱስ ወዲ ኣቅላስያ (ጋብር ደረዓንቶ)በረኸቶም ይኽፈለና ኣሜን ከምዚ ናተይ ዝተማሕረ ብዙሕ እዩ ናይ ዙቃላ ኣቡየ ናብ ቤተይ እቶ🙌🙏🥰😍❤️❤️❤️😍🥰🙌🙏
@user-cw1zp3xg2k
@user-cw1zp3xg2k Год назад
ኣሜን ጸሎቶምን በረከቶም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ስደትና የሕጺሩ ናብ ቤቱ የብቅዓና 🙏🙏🙏
@lidufsehastin9118
@lidufsehastin9118 Год назад
Amen xoltman berktoman Ms kultna hzbe krstiyan ykun sdetna Ahxiru nab betu yebqena Amen Amen Amen
@user-cf8fo8li4b
@user-cf8fo8li4b Год назад
ብሐቂ ቃለ ህይወት ያሰመዐልና ክቡር ሓውና ገዛናለ አሎ ከምዚ ትአምረኛ ናይ አቦነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ናብኡ ያብቀዐና
@elentesafy6867
@elentesafy6867 Год назад
አሜን አሜን አሜን ፀጋ በረከቶም ናይ ኣቦና ፃድቅ ገበረመንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና ኣቦታተይ ኣሕዋተይ አበይ ኣከባቢ እዩ በይዛኹም ሓቡሩኒ
@Filipos610
@Filipos610 Год назад
ኣብ ዞባ ደቡብ ከባቢ ከተማ መንደፈራ እዩ። ንዝያዳ መብርሂ ኣብ መእተዊ ኣበይ ከባቢ ሙኻኑ ገሊጽዎ ኣሎ።
@hanatesfamichael-mp2sz
@hanatesfamichael-mp2sz Год назад
Amen amen amen xelotonm bereketomn ayfeleyena ezi kubur gedam gaber menfes qudus mis kulatna ykun hzbi kristiyan
@filimonbrhane5998
@filimonbrhane5998 Год назад
ነዚ ክሰምዕ ዝፈቐደ እግዚኣብሄር ይመስገን በረኽት ገብረ መንፈስ ቅዱስ ምስ ኩልና ይኹን
@almazdesale8329
@almazdesale8329 Год назад
ጋብርመንፈስ ቅዱስ ጸግኡ ይብዘሓልና 🙏🙏🙏
@rahelfssehation8913
@rahelfssehation8913 Год назад
ተመስገን ኣምላከይ ነዚ ቅዱስ ገዳም በዚ መስኮት ምድያ ዘራካኒ ድያቆነይ ከኣ ኣምላክ ቅዱሳን ጻድቃናት ምሳካ ይኩን እድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@teamehaile7097
@teamehaile7097 Год назад
ጸጋን በረከትን ናይ ኣቦና ጋብር መንፍስ ቁዱስ ምስ ኩላትና ይኩን ቅድሚ 18 ዓመት ወዲ ሓሙሽተ ዓመት እከለኩ ንመጀመርያ ግዜ ካብ ማህጸን ወላዲተይ ዝውጻእኩላ ጽበል ዝጣዓምኩላ ቤተይ ኢያ እሞ ኣብ ሽውደን ኮይነ ብልበይ ይናፍቃ ሓደ መዕስልቲ ድማ ንዓደይ ተመሊሰ ካልኣይ ግዜ ንክበጽሓ ይምነ።
@user-dj1ge7in9z
@user-dj1ge7in9z 9 месяцев назад
ስለ ሁሉ ነገር ተመስገን አምላክ ክንደይ ቅዱስ ቦታ አዩእንዩ ዓደይ ማዓረይ ነዚ ዘርአካናእልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል በረከትኩም ይሕደረና. አሰይይይይይይይረ
@freweinietesfamichael1826
@freweinietesfamichael1826 Год назад
ቃልእ ሂወት የሰምአና አቧና ቴልፎን. ጲሐፍሎይ ሞባአ ክንሰድድ
@user-wj2so6gv1k
@user-wj2so6gv1k Год назад
ኣሰይ እልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ በረከቶም ረዲኦቶም ኣማላድኖቶም ኣይፈለየና ናይ ጻድቅ ገብረ መምፈስ ቁዱስ ,ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ብሩካተይ, ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም
@user-rl4bj2di4g
@user-rl4bj2di4g Год назад
ጸሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🙏🙏🙏
@anbesaghebretnsa2639
@anbesaghebretnsa2639 10 месяцев назад
ኣሜን (3) ኣባ ኣቡነ ጸሊ በእንቲኣነ ናይ ብሓቂ ዩ ዲያቆን ሓውና በረከት ናይ ኣቦና የካፍለና ንዓኻ ደሞ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ
@kdstiasfha2361
@kdstiasfha2361 Год назад
ክቡር ሐወይ ብጣዕሚ ደሰ ዘብል አነ ካአ ክሕብረካ አምላክ ምሳካ ይኩን አብ ሰላዕዳዕሮ አላ ገዳም እንተ ኪኢልካ ብጽሐዮ መለከጻድቅ እዪ ዝባሃል 3ጳጉሚ ይንገድ ምርአይ ምእማን እዮ እዚሐወይ አምላክ ምሳካ ይኩን
@user-jm1om6bd8w
@user-jm1om6bd8w Год назад
ገብረ መንፈስ ቅዱስ ኣቦይ ባዓል ቡዙሕ ዉዕለታይ ፆሎቶም በረኮቶም ኣይፈለየና አሜን ፫ ግን ኣበይ ከባቢ እዩ ይቅርታ ካብ ሰደት ተመሊስና ክንከይድ እግዚአብሔር ይሓግዘና❤🥰
@flimonbakimos
@flimonbakimos Год назад
ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ጋብር ደርዓንቶ
@abrahamjoseph9960
@abrahamjoseph9960 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንሃገርናንገዳማትናን ሃይማኖትናን ኣምላኽ ይባርኸልና
@fanatewelde9305
@fanatewelde9305 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዕና ናይ አቦና ገብረ መንፈሰ ቁድሰ በረከቶም አይፈለየና 🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹
@fama7407
@fama7407 Год назад
ኣሰይይይይይይይይይይይይ ብጣዕሚ ደስ ዘብልን ሂይወትካ ዘረስርስን ብሓቂ ጸሎት ኣቡነ ገብረመንፈስ ምስ ኩልና ይኩን ቃለ ሂይወት የስመዓልና ኣሜን 🌿🌿🌿
@selemawittekle5890
@selemawittekle5890 2 месяца назад
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 Aboy gebremenfes kudos 🇪🇷🌹🇪🇷🌹❤️💕💞🌾🌺🍎🙏
@temesgenamlakey250
@temesgenamlakey250 Год назад
ኣሰይይይ እልልልል ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ኣቦይ ሓደራ ገዳምኩን ንምስላም የብቅዓኒ ኣነስ ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ ድያቆን ሓወይ ከኣ ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ ልዑል ፈጣሪ ገዳማት ዓድና ንከተላልየና ስለ ዝጸዓርካን ዝተበገስካ ኣብ ዓንደ ወርቁ ይጽሓፍውልካ እግዚኣቢሄር ኣጆካ በርትዕ ክብለካ እየ ዝክእል እሞ ሓገዝ ማለት በረከት ክሳተፍ ንዝደሊ ብከመይ ክሳተፍ ይክእል ። መልሲ ክጽበየካ እየ ንበረከት ክንሳተፍ ንደሊ ሰባት እንደሊ ኣለና
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u Год назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና በረኸቶም ናይ አቦና አቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ይሕደረና ብዓይንና ንሪኦ ይግበረና
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጾሎቶምን በሮኮቶምን ጋብር መንፈስ ቁዱስ ኣይፈለይና ::ቅድሚ 24 ዓመት ኣቢሉ ሓፍተይ ዓይና ሓምማ :ክትሕጸብ ከይዳ :ኣነ ክኣ ኣስቤዛ ኣብጽሕላ ተባህለ :ከይደ ንእሽተይ ስለ ዝነበርኩ ወላሓንቲ ኣይተሰማዓንን :ግን ኢቲ ማይ በየን ይመጽእ ኣሎ ኢሉ :ከይደ በቲ ላዕሊ እንተራኩ ወላሓንቲ ዋሓዚ ዘይብሉ :ካበይ ድኣ ይመጽእ ኣሎ ኢለ ንሓፍተይ ሓቲተያ ኣምላኽ ባዕሉ እዩ ዝሰዶ ኢላትኒ ::ብዝኾነ ሓፍተይ ዓይና ሓቢጡ ተሻፊኑ እዩ ነይሩ ደምን ሙግልን ይወጽእ ነይሩ ::ማዕረ ንመርዓ ዝተከልከለትሉ እዩ :ሓውያ ኮላ ዓይና ትሓምም እያ :ትባሃል neyra ኣምላኽ ይመስ ግን ክሳብ ሕጂ
@fevengebreeyesus8612
@fevengebreeyesus8612 7 месяцев назад
Bereket nay abona gebre menfes kudus ayfeleyena Amen Amen Amen 🙏
@senaittesfay7526
@senaittesfay7526 7 месяцев назад
Aboy kudus gebr menge kudus baelu ymharena Amen 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💒💒💒
@sofanit5174
@sofanit5174 Год назад
እልልልል ተምስገን ኣቡነ ጋብር መንፈስ ቁዱስ ስለ ኩሉ ነገት 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@tirhasabrham4725
@tirhasabrham4725 Год назад
Temesgen fetari nay abona gabremenfes qudus bereketn redietn ayfeleyena amen
@yhhgi1597
@yhhgi1597 Год назад
ናይ ኣብነ ገብረመንፈስ ቅዱስ በረኸት ይሕደረና❤❤❤❤❤❤
@amoreamore7823
@amoreamore7823 Год назад
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓና 🙏🙏🙏
@awetnasr3229
@awetnasr3229 Год назад
ኣሚን ኣሚን ኣሚን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረኸት ረዲኤት ናይ ኣቡነ ገብረ መንፈስቁዱስ ይህደረና ኣሚን
@esayaskesete5413
@esayaskesete5413 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማረ ማላእክቲ የስማልና፡ናይ ኣገልጉሎት ዕድሚካ ኢግዛቢሄር ይባርከልካ፡ ኣባ ጋብር መንፍስ ቁዱስ ጸጋ በረከት የካፍለና ኣሜን።
@semusemu4176
@semusemu4176 Год назад
ኣሰይ ብጣዕሚ ደስ ዝብለ በረከቶምን ጸሎቶም ረዴቶምን ናይ ኣቦና ጋብር መንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና አዛብሄር ኣምላክ ፍቃድካ ኮይኑ ኣብኡ ኣብጽሐና !!!
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 Год назад
አሰይ ደስ ዝብል ጸሎት አቦና ገብረመንፍስ ቅድስ በረከቶምን ይሕደረና። እግዚአብሔር አምላክ ዝከበረን ስተመስገነን ይኩን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏❤️🙏
@abrehetgebrehiwot1062
@abrehetgebrehiwot1062 Год назад
12 ጊዜ አሜን---------- አብ ጸሎትኩም ዘክሩና
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 Год назад
Asey temesgen fetari kabti bereketom redietomn nay abona gebre menfes kudus yekaflena bruk diyakon hawna igziabher amlak agelglotka yibarkelka 🙏🙏🙏
@Adoniram1032
@Adoniram1032 Год назад
ኣሜን ክብሪ ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን። ናይ ኣቦና ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ በረኸቱ ይሕደረና። ዲያቆን ሓውና ድማ ኣማላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርኸልካ። ገዳማትና፡ቅዱሳን ቦታታን ኣብ ምልላይ ትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ኣምላክ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ።ቃል ሂወት የስምዓልና።
@berhegeremar9205
@berhegeremar9205 Год назад
ደስ ዝብል ብጣዕሚ ዓድና ርእና
@hareguyemane8272
@hareguyemane8272 Год назад
Amen Amen Amen Kalehiwet yesmealna. Amlak bemehretu temitu tsega berektom nay Tsadek Abona kenkafel yebkana.
@InnocentMacawBird-no4jg
@InnocentMacawBird-no4jg 6 месяцев назад
Gaber menfes kudus xelotika ayfelyna sedetina yehxeru ab debrika yehixbna amen
@hermonmehanedsuraj406
@hermonmehanedsuraj406 Год назад
በረኸት ናይ ወላዲተ ኣምላኽ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረኸት ናይ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ በረኸት ናይ ኩሎም ቅዱሳን የካፍለና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ ክቡር ሓውና
@mullinaable
@mullinaable Год назад
ብሓቒ፡ ኤርትራ ሃገርና እግዚኣቢሄር ዝባረካን ዝቐደሳን ሃገር እያ።እሜን!!
@wedieri7465
@wedieri7465 Год назад
Amen ፡ Amen ፡ Amen ፡ 🙏🏾 ፡ በረኸት ናይ ጋብረመንፈስ ቁዱስ ይኽፈለና ፈጣሪና።
@tsegaanday2089
@tsegaanday2089 Год назад
ኣሰይ ክንደይ ደስ ክብል ጸበል ኣባ ገብረ መንፈስ ቁዱስ ናዓና እዉን ይልከየና
@user-pw5fr5vt7i
@user-pw5fr5vt7i 3 месяца назад
Berektom redietom nay abona gebremenfes qudus ms kulatna ykun 🙏🙏🙏
@hienokfshale-zh6zk
@hienokfshale-zh6zk 9 месяцев назад
Amen dat hawey qal hiwet yesmoana qexulo wedi erey shikor
@lidayeyob7727
@lidayeyob7727 3 месяца назад
Amen Amen Amen bereketn xelotn nay Abona gebre menfes qudus ms kulatna ykun
@ghenetdesta4540
@ghenetdesta4540 Год назад
ድያቆን ዳት ሓውና ብሩኽ፡ እግዚኣብሄር ጸጉኡ ኣብጺሑልካ ንባዕልካ በረኸት ረኺብካ ነዓና ንኣብ ስደት ዘለና እውን ነዚ ቅደስ ገዳማትና እባ ረኣና ንባረኽ ስለና እሞ ኣጆኻ ደኪመ ከይበልካ ንኹለን ቅዱሳን ገዳማትና ብምብጻሕ ንህዝብናበረኸት ኣካፍለና።ነጺ ክትገብር እግዚኣብሄር ይሓግዝካ። ነዓይ ንሓፍትካ ምስ ስድራቤተይ ብኣካል መጺና ምሕረት ክረክብን ክንባረኽን ኣብ ጸሎትካ ዘክረና።
@BiniBinyam-wg2gv
@BiniBinyam-wg2gv Месяц назад
Amen amen amen gabir aboy balka halwna
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን ❤❤❤ እልልልልልልልልልል አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና .አሰይ በጣዕሚ ደስ ዝብል ገዳም አቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ቃላት የብለይን በረከቱ ይብፀሐና ❤❤
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Год назад
ክብረት ይሃበልና ዳት ሓወይ ኣጆኻ፡ በረከት ቅዱሳን ይሕደረና😍።
Далее
[RU] Winline EPIC Standoff 2 Major | LAN | Final Day
9:48:47
ገዳም ኣቡነ ገብረ ናዝራዊ!
20:11
Просмотров 80 тыс.