Тёмный

ተፀዋዕነቱ ንኣብይ ስለ ዝኾነ ኣብይ ዝመርሖ ግዚያዊ ምሕደራ እዩ ዘሎ | ደስታ ገብረሃዋሪያ (ባሻ ደስታ) 

Yabele Media
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 2,4 тыс.
50% 1

ያበለ ሚዲያ ብቑዕ ማዕኸን ሓበሬታን ሓሳብን ንኽኸውን እጃሞም የወፍዩ!
RU-vid: / yabelemedia
Facebook: / yabelemedia1
Twitter: / yabelemedia
GoFundMe: gofund.me/b35a1736

Опубликовано:

 

21 янв 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 11   
@user-sg9ir2hn6m
@user-sg9ir2hn6m 5 месяцев назад
Well done basha your explanation is really good
@kibromhaile1798
@kibromhaile1798 5 месяцев назад
ኩሉ ግዜ ወገንተኛ እካ ፀቢብ ብመንደር ትሐስብ ሀዚ ውን ደብሮፅዬን አለም መንጀሪኖ ክመርሑና ትደሊ እነታይ ክደግሙ ሐደ ሚልዮን ህዝቢ አወዲኦም አንህና እኮ ደራሁ አይኮናን እዞም ዝበስበሱ መራሕቲ ዐይኖም ከይንሪኦም ብሕጊ ክጥየቁ አለዎም ከማካ ዝበሉ ደገፍቲ ጭምር ናይ አሕዋትና ደም ፍትሒ ክረክብ አለዎ።
@kibromhaile1798
@kibromhaile1798 5 месяцев назад
ሐሳዊ ናይ ሕዋሕት መዐኮር ሐፃቢ ካድረ ናይ አለም ገብረሀውድ ተከፉሊ ደጋፊ ምኳንካ ኩሉ እዩ ዝፈልጠካ።
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 5 месяцев назад
👋👋👋👋👋👋👋
@saragezaw4834
@saragezaw4834 4 месяца назад
ካሊ ነገር እታለይ ሓሊዩ ጌታቸዉ ረዳ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልክሰርሕ ክሕገዝ ይግቦኦ እምበር ካሊ ጣጣታት ምዝራብ ታይ ኣምፆኦ ?
@genetgrbremichal3942
@genetgrbremichal3942 5 месяцев назад
niska teswainetka ni hiwaht iyu inskatkum arskum fetsciu asafari neh sewyew
@AlulaGebremichael
@AlulaGebremichael 4 месяца назад
13 መዓልቲ ምሉእ 1.9 ሰባት ጥራሕ ሪኦም ስለምንታይ ባሻ ዝባሃል ዕንጉለ ጎጠኛ ሓሽከር አለም ገብረዋህድ ዓዲምኩም መን ክሪአልኩም ሀጠው ቀጠው ናይ ደቅ ቁሸቱ እዩ ዝልፍልፍ ዑዕ
@Bahgi_
@Bahgi_ 5 месяцев назад
እንቋዕ ድሓን መጻእኻ ተሻገር ጽጋብ። ባሻ እውን ናብ ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ዘለዎ ሚድያ ናብ ምቕራብ እንቋዕ ኣብቀዐካ።
@calebalex2593
@calebalex2593 5 месяцев назад
ግዝያዊ መንግስቲ ምስ ፌደራል ኢድን ጓንትን ኮይኑ ክሰርሕ ግዴታ ኣለዎ Basha መስመር ኣይትስሓት (ኣታ ሕቶ ተቅርብ ዘለኻ ጋዜጠኛ ግዝያዊ መንግስቲ+ካልኦት ጉጅለ ህወሓት ኩሎም ገበነኛታት እዮም እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ህወሓት ምዃኑ ኣይትረስዕ እዚ ረሳሕ መንደርተኝነት ኣተሓሳስባ ኣይረብሐናን
Далее
Wedding Miku and Haru (ጓል ዳዊት ሽላን)
39:01
زمان چیست؟ پرگار
54:00
Просмотров 149 тыс.
The must-watch moments of the CNN Presidential Debate
35:29