Тёмный

ታሪኽ ራስ ወ/ሚካኤል ስለሙንን ናይ'ቲ ሽፍታ አሉላ አባነጋን፣ብ ሃ/ሚካኤል ሃ/ስላሴ(ሊንጎ) 

Michael T
Подписаться 7 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 164   
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 года назад
ጅግና ራእሲ ጎሚዳ ተጠሊምካባ ብጠላማት። ሓንቲ ዓርሞሽሽ ኣውራጃ ሓማሴን ንምሉእ ትግራይን ቱርክን ለሚንለሚነይ ዘበለት ሓማ ጭደድ ያኽ
@er2531
@er2531 3 года назад
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
@dejenkidane8519
@dejenkidane8519 3 месяца назад
ሓማ ምድረ ገይ ምድረ ሺንቲ ታሪኽ ኣልቦ ተረፍ ጣልያን
@AaSs-vv8jv
@AaSs-vv8jv 11 месяцев назад
ወይ ታ ተረዋኢ ተረፍ ጥልይያን
@jeremiasseedmary1616
@jeremiasseedmary1616 4 года назад
super
@tahtayadyabo9177
@tahtayadyabo9177 4 года назад
እዋይ ወዲ ክሕሱ ናይ ታሪክደቆሮ ብሃም
@GGGG-ys4sc
@GGGG-ys4sc 3 года назад
Turgum zeybulu hasot.
@especially4657
@especially4657 4 года назад
You are right lingo.all you said is right
@Filmontesfa
@Filmontesfa 4 года назад
ኣሉላ ኣባ ነጋ ሽፍታ ኣይኮነን ጅግና እዩ። እዚ ሓሶት ታሪኽ ድማ ኤርትራውያን ሓሰዉቲ ኣይኮናን። ሓሶት ታሪኽ ንመን ኢኻ ክትነግር። ሓሳዊ።
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 года назад
Nay shfta shufta u bzay adu mexiu zwagae shufta u Alula
@Filmontesfa
@Filmontesfa 4 года назад
@@asterpeniel4487 ጥልያን ከ ኣብ ዓዱ ኮይኑ ድዩ ምስ ኢትዮጵያ ዝዋጋእ ኔሩ። እንታይ ዓይነት ደንቆሮ ኣተሓሳስባ ኣለኪ ሓፍተይ። ክሳብ ካራ ሒዙ ኣብ ገዛኺ መጽዩ ዝሓርደኪ ንስኺ ድኣ ይርእየኪ ኣለኹ ደርሆ ጌርኪ ክትቕበልዮ ኢኺ። Sorry gin gual erey entekonki.
@ምንጪመልሃሰይካብልበ-ወ8ቸ
@@asterpeniel4487 guhaf
@metkeltesfay6516
@metkeltesfay6516 3 года назад
@@Filmontesfa sfta eu alula serqi hesur seb eu neru
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
@@Filmontesfa Gual eri eya kes elka aredaya
@Gghagos2
@Gghagos2 2 года назад
ኢለኒ ጓል ስባጋድስ እያ። ራስ ወለንኪኤል ወዲ እለኒ እዩ። ራስ ወለንኪኤል ወዲ ሓፍቱ ዩ ንዴጋት ሓጎስ መሬት ፀበቦ። ፈለማ ኩሎም ተጋሩ ሙኻኖም ፍለጥ። ኢሳያስውን ኣዲኡ ዓድዋ፡ ኣቡኡ ተምቤን እዩ። መንዩ ኤርትራዊ? በጃኻ ናይ ኣብራሃ ገብረ ዝገለፆ ስምዓዮ። እቲ ትብሎ ዘለኻ ደብዳቤ ናይ ሃይማኖት ሮማ እዩ። እሱ ድማ ኣብ ኢሮብ ኢኻ ትረኽቦ። ኢሮብ ቅድሚ 150 ዓመት ዘመናዊ ቢት ትምህርቲ ኔሩ እዩ። እዚ ፍርያት ካቶሊክ ኢኣዲግራት፡ ሰገነይቲ፡ ካብ ኢሮብ እዩ ዝጅምር። ዘይኮነ ታሪኽ ካብትዛረብ፡ ኣምብብ።
@HandInhand123
@HandInhand123 4 года назад
You are lied to our people based on Eritrean historical fiction
@michaelkeleta5345
@michaelkeleta5345 4 года назад
እዚ ጥራይ ኣይኮነን ቶንኩል ናይ ኣቦሓጎታቶም ነኣቦና ራእሲ ወ/ሚካኤል ዝገብርዎ ጽልዋ ኣሎና ታሪኽ ናይ ትግራይ ከዘንትውልና ከለዉ ኣቦሓጎታትና ጣላማት ከም ትግራዋይ የልቦን እናበሉ ከም ጽንጹዋይ ጌሮም የዘንትውልና እዪም ኔሮም ሕጂ ከኣ እቲ ብታሪኽ ንፈልጦ ዝነበርና ብግብሪ ረኪብናዮ ተግባራት ወያኒ!
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 года назад
Zanta teray keykonea ab nebsnawn bxhu u nbretna gebto asirom abesabiso zsogoguna hawey bqedemu lbi Tigray tweyway xgabu zeyxawer ms xegebewn zshenadah u
@ምንጪመልሃሰይካብልበ-ወ8ቸ
Anta bilibikum dikum Eway mergem ayhalfelkumin eu Catholic guhaf nab Italia mis tegohafe tarikum kitfelitu ekum Illiterate ppl
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
@@ምንጪመልሃሰይካብልበ-ወ8ቸ nay tegaru lbi 80%100 ayrkebn eiu
@ghebreselassieghebregziabi597
@ghebreselassieghebregziabi597 20 дней назад
ብኣኻን ከምዚ ከማኻን ጃዕፋ ፋት፡ ጅግንነትን ልቦናን ኣሉላ ዝብለል ኣይኮነን። ንግብጻውያን ወረርቲ ናብ ባሕሪ ዘጽደፈ ጀነራል እዩ። ኣንታ ባርያ ዓረብ ።
@MesfinTsehaye-g8g
@MesfinTsehaye-g8g 4 месяца назад
Alula Aba Nege the commander enchief of the Ethiopian army succeeded. Hanabel of cartagena failed to conquered the Roman empire.
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 4 месяца назад
እዞም ተጋሩ ኣብዚ ኣቲኹም ሓሶት ዘለፋ ትጽሕፉ ካብ ብእግርኩም ትሓስቡ መዓስ ኢኩም ብልብኹም ትሓስቦ ኣብ ዓለም ሓሶት ጸለመ ዘይናቱ ታሪኽ ከም ናቱ ጌሩ ዝትርኽ ስእሊ ጀጋኑ ከም ናቶም ጌሮም ዝቅርቡ መን ድዮም ተጋሩ ሰይኮንኩምን ሓቂ ተላመዱ ወይሲ ደግሲ ናይ ጠላማት ናይ በዓል ኣሉሉ እዩ ደጊስኩም ንሕና ኤርትራውያን ሓቂ እምበር ብዘይናትና ታሪኽ ንንየት ኣይኮናንን፡
@ts69977
@ts69977 9 месяцев назад
ከመይ ከመይ ኢካ ትገብሮ ዘለካ አሉላ እዩ አስርዎም ንራእሲ ወልደኪኤል ሰለሙን ንሐማስየን እንዳ ማሐልካ ንዶርሆ እክሊ እንዳሃብካ ኢሎም ብሐሶት ሚሒሎም አሉላ
@tsegus
@tsegus Год назад
ኣየ ዞም ዓያሹ ኤርትራውያን ክሳብ ማዓዝ እዮም ላሓሰወ ክነብሩ ባንዳ ናይ ጣልያን ዝነበረስ ኣብ ኣፍሪካ ዝዋዳዶሮ ዘይነበረ ኣልላ ክተዋዳድሮ አረ ሕፈሩ ሓደ ኤርትራ ትባል መሬት ኣይነበረትን ብትግራይ እያ ትፅዋዕ ኔራ ብዘይ ትፈልጥወ ፅልኢ ኣይተንግሱ ደናቁር ዘልኣለም ኣብ ባርነት ላነበርክንስ
@malattedrose
@malattedrose Месяц назад
አሉላ አባ ነጋ ጀግና ነው ፤፤
@yonasweldeab6452
@yonasweldeab6452 4 года назад
ከከከክክክ ሊንጎ ለክባጥ. ሻዕቢያ ኮምኒስ ሰለ ዝመሃረካ ሓሶት ጥራይ ኮነካ ሰራዊት ኣሉለ ዝበዝ ሰራዊቱ ደቂ ሎጎ ጭዋ. ኢዩ ነይሮም።
@yeshiwoldehiwot9977
@yeshiwoldehiwot9977 4 года назад
አንታ ንስኹምስ ኩሉሻእብ ናይ ሁሰት ታሪክ ምስ ፈጠርኩም ወለድና ባእዲ ከይገዝአኩም ይሞትልኩም ነይሮም እንተ አቦታትኩም ግና ፀላኢ እንዳመርሁ የምፅኡ ነይሮም ወ/ሚኬኤል ሽፍታ እውን እሱብ ናይ ጥልያን ባንዳ እዩ ነይሩ ቲረሳህ አፍካ አይትኽፈት ባንዳ
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
Rasi weldemichale dea hero enber kem rasi alula kurukur zeykone deliki ni Egypt segigewa
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 4 года назад
ሕጹብ መዓንጣ ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሞን (ጎሚዳ)፣ ካብ 1820 ክሳብ 1906 ኣብዛ ዓለምና ን87 ዓመታት ብህይወት ዝነበሩ ኮይኖም፣ ካብ 1841 ክሳብ 1879 ኣብ ፖለቲካ ምድሪ ባሕሪ ካብ ተራ ተዋጋኣይ ክሳብ መራሕ ሃገር ምድሪ ባሕሪ (ሓማሴን) ንምዃን በቒዖም ዝነበሩ ኢዮም። ኣብ ወርሒ መስከረም 1879 ውዕል ሰላም ንምፍራም ናብ ትግራይ ብዝኸዱዎ ብጥልመት ን10 ዓመታት ዝኣክል ኣብ ኣምባላጀ ተኣሲሮም ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 10ይ ዓመት ማእሰርቶም ማለት ብ1879 ሃጸይ ዮሃንስ ኣብ ውግእ መተማ ድሕሪ ምዕራፎም ሃጸይ ኢትዮጵያ ብምዃን ናብ ስልጣን ዝመጹ ምነሊክ ፈትሑዎም። ካብ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምፍትሖም ድሮ ጣልያን ንኤርትራ ተቖጻጺሩዋ ብምጽንሑ፣ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ኣይካኣሉን። ኣብ ክንድኡ ኣብ ጎድኒ ራእሲ መንገሻ ብምዃን ኣብ ውግኣት ኮዓቲት፣ ሰንዓፈ፣ እምባላጀን መቐለን ኣንጻር ጣልያን ተዋጊኦም። ኣብቲ ብዕለት 02 መጋቢት 1896 ኣብ መንጎ ጣልያንን ኢትዮጵያን እተገብረ ውግእ ዓድዋ ኣብ ጎድኒ ሃጸይ ምኒሊክ ብምዃን ድሕሪ ምስታፎም ድማ፣ ናይ ውትህድርና፣ ፖለቲካን መሪሕነትን ጉዕዞኦም ኣብቂዖም ተማላላሳይ ቤተ ክርስትያን ማርያም ጽዮን ብምዃን ቆሪቦምን ተነሲሖምን ክነብሩ ድሕሪ ምጽናሕ ብ21 ጥሪ 1906 ኣብ መበል 87 ዓመት ዕድሚኦም ካብዛ ዓለምና ብሞት ተፈልዮም። ኣሽሓት ህዝቢ ክልቲኡ ሃገር ኣብ እተረኽቡሉ ኣጋጣሚ ድማ ሬስኦም ኣብ ኣኽሱም ማርያም ጽዮን ቤተ ክርስትያን ሓመድ ኣዳም ለቢሱ፣ እኖሆ ሎሚ ዓመት ድማ መበል 114 ዓመት ዕረፍቶም ኣብ ምዝካሮም ኣሎና። ክቡር ኣቦና ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሞን (ጎሚዳ) ኣብ ውትህድርና ጥራሕ ኣይኮኑን ሓያል፣ ሓቦኛን ብልሐኛን ኔሮም፣ ኣብ ዲፕሎማሲ እውን ካብ ምስ ፖለቲከኛታት ወጻኢ እውን ማዕረ ምስ ንጉስ ፈረንሳ ንጉስ ሉዊስ ናፖልዮን ቦናፓርተ፣ እንግሊዛውያን፣ ግብጻውያንን ቱርካውያንን ፖለቲከኛታትን ተለኣኣኽትን ዝራኸቡ ንፉዕ ዲፕሎማሰኛ ምንባሮም ኣብ ግዚኦም እተጻሓሓፉዎን እተለኣኣኹዎን ደብዳቤታት ህያው ምስክር ኢዩ። ራእሲ ወልደሚካኤል ንዲፕሎማሲ መታን ክሕግዞም እውን ንወዶም ደጃዝማች መስፍን ወልደሚካኤል ናብ ግብጺ ብምልኣኽ ቋንቋታት ዓረብን እንግሊዝን ከም ዝማሃር ጌሮም ኢዮም። ኩሉ'ቲ ብእንግልዚን ዓረብን ዝጸሓፍ ዝነበረ ደብዳቤታቶም ካኣ ባዕሎም ደጃዝማች መስፍን ወልደሚካኤል ዝጽሕፉዎ ምንባሩ በዚ ኣጋጣሚ እዚ ክግለጽ ይካኣል። ደጃዝማች መስፍን ወልደሚካኤል ናብ ሃገሮም ክምለሱ እንከሎዉ ብግብጻውያን ማዕርግ ጀነራል ዝተሸለሙ ኮይኖም፣ ካብ 1887-1889 ዙፋን ኣቡኦም ንምምላስ ፋሕፋሕ ንዝበሉ ናይ ቅድም ወተሃደራት ኣቡኦም ብምእካብ ንምድሪ መረብ ምላሽ ከመሓድሩ ፈቲኖም ኔሮም። እንተኾነ ጣልያን ናብ ኤርትራ እግሩ ድሕሪ ምስፋሩ፣ ንዕኦም ንፍሉይ መርመራ ናብ ሮማ ብምልኣኽ ብኡ ኣቢሎም ሕልፈተ ህይወቶም ኣብ ጣልያን ዘብቀዐ ተዋጋኣይን መራሕ ሰራዊትን ዝነበሩ ኢዮም።
@mosestewelede8362
@mosestewelede8362 4 года назад
Wow thanks for the brief info.
@jerusalemthurston399
@jerusalemthurston399 4 года назад
Thanks you are right. That's the true story of Ras weldemichael.
@God-db9vp
@God-db9vp 3 года назад
ጽቡቅ ታሪክ አዩ ግን ንህዝቢ ጸዓዘጋ ጨፍጪፎሞ ዝበሃል ከ ሓቂ ድዩ፡ ናይዚ ዝጸሓፍካዮ ታሪክ መወከሲ ታሪክ ከ እንታይ ኢዩ፧
@one7910
@one7910 3 года назад
@@God-db9vp chefchifwom ewe ab church enda ateka keman u neyru
@God-db9vp
@God-db9vp 3 года назад
@@one7910 ኣብ ቤተክርስትያን ኣትዮም ይቀትሉ ኔሮም፧ እሞ ዝኮነ መወከሲ ጭብጢ ይህልወካ ዶ ዝሓወይ፧
@eritreatesfaisenay9703
@eritreatesfaisenay9703 Год назад
ሰላም "ሊንጎ"! ንትገብሮ መጽናዕቲ ብዛዕባ Eritrea ፈጣሪ ኣሳልጦ ኽህበኻ እምነየልኻ። እንተኾነ ኣብ'ዛ ቓለ- መሕተትኻ "መንግስቲ ጣልያን ናብ ሃጸይ ዮውሃንስ... ንሕና ናብ ዓድኹም ንመጽእ ዘለና 'ባሕርኹም መሬትኹምን'... ኽንወስድ..." ዝብልኻ ይመስለኒ። ንምዃኑ እዞም ". ..ዮውሃንስ " ኣብ'ቲ ዘመን'ቲ ነዚ ኣፈደገ ባሕሪ (...ባጽዕ) ኤርትራ ይገዝእዎ ነይሮም ድዮም፧ ኸም ንባበይ እዚ ዝተጠቕሰ ባሕሪ ፖርትጋል፡ቱርኺ፡እንግሊዝ፡ጣልያን (ንስኻ'ውን ኣብ'ዝኣ ዝጠቐስኻያ) ግዝኣቶም ነይራ፡ተደመሮ ዝኾነ ብባጽዕ ንኽሓልፍ ንዝደሊ'ውን ነዞም ዝጥቐስኽዎ ስርዓታት/ገዛእቲ "ግብሪ ገቢሩ) ይሕልፍ ነይሩ። ትግራዎት'ውን ግብሪ ኸፊሎም ይሓልፉ ነይሮም። ተስፋ እግብር ሓሳበይ ኣረዲአኻ ኽኸውን፡ንስኻ'ውን ተረዲእኻኒ ኽትኸውን። ስለ'ዚ "ነታ ባሕርኹም..." መብርህ ዶ ምሃብኻኒ። እምብዛ የቐንየለይ!! N.B. ኣብ'ዚ ቐረባ'ዋን "ዓዲ ኹልና ዝኸዱ" መም/ገብሪሂወት(ትግራዋይ) ዝጻሓፍዋ መጽሓፍ እውን ነዚ ዝብሎ ትትርኾ'ያ።
@MesfinTsehaye-g8g
@MesfinTsehaye-g8g 4 месяца назад
The American profeser in Harvard University witnessed that Alula of Ethiopia defended his country from the colonizers of Europe & others.
@ነዛዘውዲዝተንከፋወይልኡ
ኣልግስ ሓሳዊ ንመን ኢኻ ከተታልሎ
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
Ehi haki aytezareb diyu
@AsmeraEritre
@AsmeraEritre 2 года назад
*Rasi woldemichel Gomida king of kings*
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
ሩሑስ ኣውዳመት ኣመንቲ ክርስትና እዘን ኣፍ ኣውጺክን ን ሰራየ ትዳፈራ ወኻሩ ክርስያን ኢና ባሃልቲ ንእምነትኩምን መንነትኩልን ዝዓቀበልኩም እኮ ሰረወቶት እዮም ወራር ማሕመድ ግራይ ንሙሉእ ምድረ ሓበሻ ሰራዊቱ ኣኽቲቱ ከመስልም መንነትና ክቅይር ምስተበገሰ እኮ ሰራየ እዮም 3 ግዜ ኪናት ገጢሞም ሲዒሮሞ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኣጥፊኦሞ እበር ሕጂ ኣላህ ውኣክባር ትብሃል ምሃለኽን ኔርክን ኢኽን ኣብቲ ግዜ ብሓይሊ ዝመስለሙ እዮም ሕጂ ዓረብ ኢና ዝብሉና ዘለው እቶም 3 ግዜ ነቲ ኪናት ዝመርሕዎ ዝነበሩ ኣቦታት ሰራየ እዮም ኣብ ቀዳማይ ግጥም፡ኪናት ዝመርሖ ዝነብረ ባሕረ ነጋሲ ያቆብ ቆራይ ኣብ ካልኣይ ግዜ ኪናይ ዝመርሖ ዝነበረ ክኣ ባሕረ ነጋሲ ተስፍልዑል ሓንሳብን ንሓዋሩን ንማሕመድ ግራይ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኦም ክኣ ሰራዊት መረብ ምላሽ ኣኽቲቱ ቑሩብ ሓገዝ ካብ ፓርቱጋል ረኺቡ ኣዛዚ ናይቲ ኪናት ዝመርሖ ዝነበረ ባሕረ ነጋሲ ድሩይ ፍንጋጋ እዩ ሰረወቶት እዚ ኩሉ ኣቦታቶም ጅግንነትን ንኽንደይ ሓያል ባዕዳውያን ዝስዓሩ ክንሶም ታሪኾም ተሰሪቁን ሃገር ክብሉ ታሪኾም ታሓቢኡን ተሪፉ ሰራየ ዝብል ሽም ካብ ባሕረ ነገስታት ድባርባ ዝመጸ መጸውዒ እዩ እቲ ሰራየ ዝብል ሽም ንብዓሉ ታሪኽ ኣለዎ እበር እዛ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሕጂ ባሕረ ነገስታት እያ ትብሃል ኔራ ንዘመናት ካብ ክንደይ ባዕዳውያን እንዳተኻላኽሉ ዘምሓድርዎ ዝነበሩ ክእ ኣቦታት ሰራየ እዮም ነዛ ሕጂ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ካብ ቀደም ዝመስረትዋ ሰረወቶት እዮም ኣብዛ ሃገር ልዕሊ ሰረወቶት ታሪኽ ዘለዎ የለን ኩልኻ ሰረወታይ ካብ ገለ ሰባት ወኻሩ ከጸልሙኻን ዘይሽምካ ክህቡኻን ምስ ዝፍትኑ ከምቲ ንሳቶም ዝገልጹኻ ዘለው ሰለ ዘይኮንካ ኣፍልብኻ ንፍሕ ዕጅብ ኣይበልካ እታ ታሪኽ ኤርትራ ጹቡቅ ጌርና ሰለ ንፈልጣ ዘታልል የለን ኣብ ገለ ዝሪኦም ዘለኹ ነቲ ታሪኽ ሰራየ ባዕላቶም ከምዝገብርዎ ክዛረብሉ ከለው ግርም እዩ ዝብለኒ እሰከ በል ሓደ ጥቀሰለይ ካብቶም ናትካ ተሊካዮም ክኣ ነቶም ሰረወቶት ይጠቅሱልካ ክክክክክ ታሪኽና ተሰሪቁ ብደቂ በራዩ ጣልያን በራዩ ግብጺ በራዩ ናይ ሃይለስላሴ በራዩ እንግሊዝ ካብ ሓውኹም ወዲ ባሕረ ነገስታት እየ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 года назад
Game over you are from Tigray
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 4 месяца назад
Lingo, you are always hero!
@redaealfa3078
@redaealfa3078 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤ lingo best educated person ❤❤❤❤
@جعفرالا
@جعفرالا Год назад
Hasewiti bi nay hasot tarik tetsneanau enber zeyblka kabey ktemtsie
@محمدعواتي-ذ2ف
@محمدعواتي-ذ2ف 2 года назад
ጽጽዋይ ዘምጾኦ ውጻኢት የለን ትግራዎት ኢትዮጵያውያን ኢዮም ፡፡ ኤርትራውያን ብትሽዓተ ብሄራቶም ሃገረ ኤርትራ ኢዮም፡፡
@tarikamanueil1089
@tarikamanueil1089 4 года назад
Alula shifta eyu nay bahaki tkhikl eyu
@johnyem1573
@johnyem1573 Год назад
ሊንጏ መኣስ ኢካ ሓቂ ትዛረብ ???
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 4 месяца назад
welcome lingo
@anditmebrahtu9979
@anditmebrahtu9979 Год назад
bzuh tark aytezanabee zehawey. eritrawi meare kindu denkoro aykonen, raesi weldemikael kea belihn hayaln eyu nieru, n tgray kikeyd kelo kea atalilomo eyom ember, raesi weldenkiel kea ab maryam ktur emnet sle znebro neza bko eziea mezmizom , meemanom sle zseanom b sim maryam mihilom tihilom eyom wesidemo, abeu ms wesedewo kea telimo, tilmet nay tegaru eyu kulu gzie
@redaealfa3078
@redaealfa3078 3 года назад
Lingo kem beal nska tarik ente znegru eritreawya shet aymbelnan zfelt zeyfelt ab masmedya zzareb shm abahagom zeyfeltu denakur bezihom
@michaelsuper6087
@michaelsuper6087 4 года назад
Tigrawiy yekan amharay yekan bezygades cab hijey abi ertra ertrawi tray eu zenages aydlnane eu cab gorabit zmaxna
@yonasweldeab6452
@yonasweldeab6452 4 года назад
ለክባጥ ሚለሊክ አይኮን ንራእሲ ወልደሚካሌኤል ራእሲ አሉላ. አሲርዎ ነይርዎ እንድዩ።
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 4 года назад
ትክክል ዓቢ ሓውና ።
@nameloading953
@nameloading953 4 года назад
*i'm from Hamasen and my heroes are Haxey Yohannes and Raesi Alula*
@barinegashyo204
@barinegashyo204 3 года назад
Hasawi
@malattedrose
@malattedrose Месяц назад
ሃማሴን ምን ማለት ነው ??
@TheHassen12
@TheHassen12 4 года назад
ስምዓኒ ማሕስእ እዞም ሓለፍቲ እልካን ዝጸዋዕካዮም ጣልያን ዝመስረቶም እዮም ንምንታይ ኢኹም እቲታሪኽ ኣብኢክርስትያን ጥራሕ ከምዝነበረ ትዝክሩ ግን እቲ ናይ ሓቂ ታሪኽ ሓዚሉ ዘሎን ዝነወሐን ታሪኽ ናይ ዓዲ ታሪኽ ከተጥፍኡ ናዓ ኣታ ሃታ እቲ ቁኑዕ ታሪኽ ከተንብብ እተደሊኻ !!!! ባጽዕን ዓሰብን ካልኦት ቦታ መን እዩ ንጥልያን ኣብ 1880 ዓ.መ ምስጣልያ ተሰማሚዑ ዝሸጣ ቅድሚኡ ዝነበረ መንግስቲ ንምንታይ ኢኹም ዘይትቆርሕዎ ብጣዕሚ ከቢዱኩም ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ እታይ ክገብረልኩም እዩ ታሪኽ ምርቃዕ ኣብ ፍልጠት ዘይብሉ ሕብረተሰ ኣየሐፍርን እዩ ግን ኣብ ቅድሚ ፍልጠት ዘልዎ ንምርቃዕ እምኒ የኾልሰካ ዝኾለስካዮ እምኒ ሓይኮ
@ZACRO-y4n
@ZACRO-y4n 3 года назад
ኪድ፡ያኽ አንታይ ታሪኽ፡ኣለኩም ብጀካ፡ምሕራድ፡እንታይ ኢኩም ከተዛርቡና፡ደሊኩም ካብ ኣሉላ፡አንታይ ይፈልየኩም ሞስሊም
@TheHassen12
@TheHassen12 3 года назад
@@ZACRO-y4n ታሪኹ ዘይፈልጥ ታሪኽ ኣይትፈልጥን ኢኻ ክብለካ'ንኮሎ ብጣዕሚ'ዩ ዘሕፍር ብዛዕባ ናይ ምቅታል መጽሓፍካ እንታይ እንዳበለ ከምዝመርሐካ ተመልከት""ዮሻዕ16 ሳሙኤል 3-6 ማትዮስ 30-6 ሰላም ከስፍን ኣይኮንኩን ዝመጻእኩ ንምንታደኣ ንምቅታል ሎቃ 40-6 ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ዕንጨይቲ ኣውጸኣዮ??????? እዚ ብውሕዱ መልሲ ብፍልጠት ሃጠው ቀጠው ዘይብሉ ጥብ ትብል ፍልጠት እንተለካ!!!!!!!
@ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ
@ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ Год назад
ራሲ ወደንኪኤል ጥልያን ንኤርትራ ክቃጻጸራ ከሎ ዘይነበረ ኣብ ትግራይ ታኣሲሩ ነሩ ድሕሪ ራሲ ወደንኪኤል ዩ ጥልያን ንኤርትራ ሑዝዋ
@TheHassen12
@TheHassen12 Год назад
@@ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ አረ ዒጎ ታሪኽ ክትፈልጢ ጀሚርኪ በለስ ምሻጥ ገዲ ፍክነኦ ከረጢት ናይ ልመና ኣኪበ'ለኹ ንኽዕድለክን ነዓኺ ብሕሱር ክሸጠልኪ'የ ሳብስክራብ ግበሪ🤣🤣🤣🤣
@ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ
@ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ Год назад
@@TheHassen12 ክክክክክክክክ ቅደም ሲ ሳላ ጥልያን ማዕብሊና ነርና ንተጋሩ በለስ ንዕድገሎም ነርና ሎምስ ባዕልና ኢና ንባልዖ ንሸጦ ዘለና 20 ዓመት ዕጽዋን ክባን ዝገደፈትልና የብላን
@maharenagebreslasie5596
@maharenagebreslasie5596 3 года назад
Etom txarefu zelekum nmtay hasabkum zey tzarebu ....
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
Rasi weldemichale General eiu neru not king King bahari negasi yakob eiu ab eritrea neru
@helentesfay7467
@helentesfay7467 3 года назад
Sekt
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 года назад
ራሲ ምኪኤል እትብሎ ናይ ጣልያን ሓጻቢ ማዓኮር እዩ ነይሩ ቁሩብ ሕፈር ምስቲ ጅግና ኣሉላ ኣባነጋ ክተዋዳድሮ ዓለም ዘይፈልጦ ሰብ ኣይምጽእ ኣሉላ ኣባነጋ ብዓለም ዝተፈለጠ ጅግና ጀነራል ኣፍሪቃ እዩ ኪድ እዚ ናይ ሓሶት ታሪክ ነቲ ስብኣይካ ጣልያን ብሎ ክፉት ጢዙ
@senaitafewerk1638
@senaitafewerk1638 3 года назад
ራሲ ምኪኤል ጅግና He is the honest guy history history going on going on going on
@senaitafewerk1638
@senaitafewerk1638 3 года назад
First of all when you make this documentary we don’t even know your name second who are you are ? Eritran or Ethiopia ?
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 года назад
De
@isaakafewerki1703
@isaakafewerki1703 3 года назад
Ata yim zeytibl kab abona weldemeriam nlaelis Idris awate yibelih neyru tibli aleka. Ala beal nska beqa teasibkum tray kitnebru bhasot aytmeskiru. Imo slemtay dea sewra n Alula aba nega nmiwxa gemiru enkelo dihri gele ametat b Idris Awate tebahilu zixiwae.
@yonasweldeab6452
@yonasweldeab6452 4 года назад
ተጋሩ ጸላእትና ዳበልካ እምበአር ፍቅሪ ኢካ ተሰብክ ዘለካ።ብዝኮ ብሃጸይ ዮውሃንስን አሉላ አባ ነጋን ህዝብ ትግራይ ጥራይ አይኮነን ዋላ አብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ኢዩ።ነዚ ሕጂ ኤይሮጳ. ዝክተለኦ ዘለዎ ሓደ መንነትን ባህልን ቋንቋን ዎሎዶን ሓደ ንምግባር ኢዮም ዝቃለሱ ነይሮሞ።ዘይ ከም ጀብሃ ዓረብ ንምምጻእ ፡ዘይ ከም ሻዕብያ ኮሚኒስት፡ ህዝባ ንምጽናትን ባህሊን መንነትን ንምቆያር።
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 года назад
They
@samsonmehari4268
@samsonmehari4268 3 года назад
You can read the true history of greatest General of Africa from Italian documents
@291goje
@291goje 3 года назад
Thoes who colonized you which u don’t admit plus ras alulu is not man of his words just like the majority of u
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
Rasi alula Mafia why should I learn from mafia man
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 2 года назад
History nay shaebya jebah geda zeytxhf Lingo
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
ኣቦታትና ዝነደቅዋ ሃገር ብሽፍታ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ፈሪሳ ኣቦታትና ሂወቶም ከፊሎም ዘምጽዋ ናጽነት ብሽፍታ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ተጨውያ ኣብቲ ኣብ 1940ታት ኤርትራ ናብ ሱዳን ኢንግሊዝ ጣልያን ኣንድነት ምስ ኢቶጵያ ኣብትማቀቀሉ ዝነብረት ወቅቲ ኣብ 1947 ኤርትራ ን ኤርትራውያን ዘቆሙ 1/ሓርበኛ ኣጅማት በርሀ ገብረኺዳን 2) ደግያት ኣስመሮም ወልደገርግስ እዮም ብፈኽራ ኢንግሊዝን ብፈኽራ ኣንድነታውያንን ከይተዳህሉ ብ 1949 ውድብ ሰልፊ ናጽነት ኤርትራ ዝመስረቱ ጀጋኑ ሓርበኛታት ኣቦታትና እዮም ኣሰሮም ሲዒቡ ኣቦና ወልድኣብ ወልደማርያም ንናጽነት ኢሉ ተበጊሱ ኩሉ ህዝቢ ስዒብዎ ስውራ ንኽጅመር ዓቢ መንጸፍ ዘንጸፈ ሓደ ኣቦና ወልደማርያም እዩ ናቱ ተኽቲሉ ውን ብደብዳበታት እንዳገበረ ሰብ ናብ ሰውራ ከምዝኽትት ዝገብር ዝነበረ ኣቦ ትግርኛ ኪዳነ ኩፍሉ እዩ ህዝባዊ ግንባር ብስነ ሓሳብ ኪዳነ ኩፍሉ እዩ ተመስሪቱ 1/መጀር ጀነራል ኣስመሮም ገረዝጊሄር ሓደ ካብቶም መራሕትን መስራቲ ህዝባዊ ግንባር እዩ ኣዛዚ 6 ወራርን ሎጆስቲ ህዝባዊ ግንባር እዩ ኔሩ ካብ መስረቲ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ 2/ /ስውእ ተጋዳላይ መራሒ በጦሎኒ ዘምኪኤል ከተማ 3/ ስውእ ተጋዳላይ ኪዳነ ጎቦዛይ 4/ ብርጋደር ጀነራል ግርማይ ማሓሪ 5/ስውእ መምህር ኣበራ 6/ ስውእ ተጋዳላይ መራሒ በጦሎኒ ተስፋሂወት ስእለ 1/ስውእ ብርጋደር ጀነራል ከሰተ ብርሃነ ገብርሂወት ሓላፊ ሓለቃ ስታፍ ሰለያ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ ጅግና እዩ 2 /ጅግና ጀነራል ቢተወደድ ኣብርሃ ኣዛዚ ወደብ ዓሰብን ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊትን ከተማታት ምሕራርን ዝነብረ ጅግና እዩ 3/ ጅግና ስውእ መኮነን ተኽለ ጉቡጣን ኣዛዚ ኩማንዶ ፍሉይ ስርሒታት ከተማታትን ኣዛዚን መራሒ ኩማንዶ ቅያ 18 ደቂቅ ሰበል 4/ መጀር ጀነራል ሃይለ ሳምኤል ቻይና ኣዛዚ ግንባር ፈንቅል ኣዛዚ ግንባር ጸጋማይ ግንባር ናደው 5/ ጅግና ብርጋደር ጀነራል መብርሃቱ ተኽልኣብ ቫይናክ ኣዛዚ ፉሉይ ስርሒታት ከተማታት ደቂ ኣራዊት ሓላፊ ፈዳይን /6 መጀር ጀነራል ብርሃነ ገረዝግሄር ኣዛዚ ግንባር ምዕራብን ድሕሩ ክኣ ምኽትል ሓለቃ ስታፍል ህዝባዊ ግንባር ድሒሩ ክኣ ሓላፊ ሕክምና ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ እዩ ጅግና እዩ 7 ናይዝጊ ኩፍሉ ላዕለዋይ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ግንባር 8/ ዘውዲ ሃይለ ካብ ላዕለወት ጻሕፍቲ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ግንባር ቡዙሓት ደቂ ሰራየ ጀጋኑ መራሕትን ሓርበኛታትን ኣለውና ቅንጭል ኣቢለ እየ እተን ነጥብታት ዓቅሪበልኩም ዘለኹ ንዓይ ትገርመኒ ብገለ ደናቁር ህዝባዊ ግንባር ናትና እዩ ክብሉ ክትርኢ ከለኻ ንሕና ዘይብሉ እንታይ እዮም ጌሮም እካድኣ ብኣንጻሩ ብርእሲ ደቂ ሰራየ ይዝውሩ ኔሮም ከምኡ ክብሉም ከለው ንስኻ ውን ናትና እዩ በሎም ምኽንያቱ ጀጋኑ ኣቦታትና ኣሕዋትና ዝኽፈልናሉ ሰለ ዝኾነ ኣቦታትና ሂወቶም ንእስነቶምን ከፊሎም ዘምጽዋ ናጽነት ብሽፍታ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ተጨውያ ፍቆዶ ስደትን ሳሕራን ሞትን ኮይና ንርከብ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 года назад
Nska eka techwika zeleka
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 года назад
He is no like you awrajawi,he knows the exact history
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 2 года назад
@@senaittesfazgi9707 if you don’t believe me pls ask to anyone hid the killer he killed so many innocent people children
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 года назад
ሓማሴም ማዓስ ጅግና ፈጢራ ትፈልጥ ናይ ጣልያን ማዓኮ ዝሓጽብ እንበር ሓማሴን ሓሰቲ ንባኒ ማዓኮርኩም ትሽጡ ነይርኹም ድሁላት ሓምሴን ጅግና ኣይፍለጥን ሓሰውቲ
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 4 года назад
Berihu gerezgiher ኣታ ቆንዳፍ ሳሕሳሕ ዓጋመ ዓወት ወያነ ኣብ ግዜ ደርጊ ደቂ ሓማሴን እዮም መሪሖሞ ሓቂ ሸፊንካ ጅግና ክትመስል ኣይትፈትን እንታደኻ ትፈልጦም ሓማሴን ቆንዳፍ ለማኒ ኣቦታትካ ኣብ ሓማሴን ተሰዲዶም ለሚኖም እዮም ዝምገቡ ኔሮም ኣብ ግዜ ደርግ ብሂወት ኣለዎ ኣቦታትካዮም ንገሩኒ በሎም ዓጋመ ዳኣ ብዘይካ ልማኖን ርሳሓትን እንታይ ታሪኽ ኣለኩም ቆማሎት
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 года назад
@@yonaskeshi1863 ክክክክ ኣታ ዘይትሓፍር ፈሳዊ ኣብ ሓማሴን ጅግና ተፈጢሩ ኣይፈልጥን ጅግና እተትክውን ማዓኮርካ ተጎቢሕካ ንጣልያን ኣይምሃካን ወረዳ ጫሉቅ ሓሳዊ ዋእ ኣብ በድመኮ ንፋለጥ ኢና ናይ መንዲካ ጅግና ጻሕጻሕቲ ክትጽሕጽሑ ኢና ንፈልጠኩም ሓማሴን ሳሕል ትመስክር ወያነ ዝዋዓለቶ ውዕሎ ደርጊ ሻዕብያ ክጥፍኦ ወያኔዶ ኣይኮነትን ሓመድ ዝገበረቶ እዙይ ክትክሕድዎ ልዕሊ 300 መስዋእቲ ዝክፈልናሉ ውግእ ሻድሻይ ወራር እሪ መሬት ክምስክር እዩ ኣቱም ካሕዳማት እቶም ኣብህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ ጀጋኑ ኣክሎግዛይ እዮም ኣብ ሓምሴን ጅግና ተፊጢሩ ኣይፈልጥን ነኻላት ጣልያን ምስ ኣንኮለኩም ነኪልኩም ተሪፍኩም
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 4 года назад
@@berihugerezghier6451 ለኽባጥ ለማኒ ሳሕሳሕ ቆርባዕ ቅጻዕ ሳእኑ ረሳሕ ዘይዋዓልካዮ ጅግና ክትመስል ዓጋመ ኢኻ ኣከለጉዛይ ክትመስል ኣይትድለ ኣከለጉዛይ ኤርይራውያን እዮም ወላሓንቲ ኣይብጹሑኻን እዮም ኪድ ናብ ኣምሓራን ኦሮሞን እሳቶም እዮም የሕዋትካ ኣከለ ሓማን ወነንቲ ባሕሪ እዮም ባሕርና ኣብ ተለቪዥን ጥራይ ኢኻ ትርእዮ ኣታ ቆማል ካሕዳም ዝበልዓሉ ጻጅሊ ዝሰርቕ ሕሱር ጀነራል ወዲ ኤፍሬም ጀነራል ዉጩ ጀነራል ፍሊጶስ ጀነራል ተኽላይ/ ህብተስሉስ ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ጀነራል ኣብራሃም ዓንዶም ጀነራል ወዲ ሊቀ ካብቶም ቡዙሓት ዉሑዳት ጠቒሰልካ ኣለኹ ኩሎም ደቂ ሓማሴን እዮም ንወያነ ዝመርሑዋን ዝማሃሩውን እዚኣቶም እዮም ሕጂ ተቐረጽ
@ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ
@@yonaskeshi1863 Abey Emo yfeltwom Dey Afom Eyu komeu zbel Deqzia qoneduf
@edenkahsaymekolen3925
@edenkahsaymekolen3925 4 года назад
@@berihugerezghier6451 nskum dea ketekti agame hassad
@danityhayelom5011
@danityhayelom5011 3 года назад
Alula eko kedi dogale gurie gundat daerokenat you will see the marbele ane hostory adwo ok
@geze3185
@geze3185 3 года назад
Thank you! Ras w/michael Solomon is Eritrean found father 🇪🇷
@abramnehemiah782
@abramnehemiah782 3 года назад
You all probably dont give a damn but does someone know a tool to get back into an instagram account?? I was dumb forgot my account password. I love any tricks you can give me!
@jadenreginald8991
@jadenreginald8991 3 года назад
@Abram Nehemiah Instablaster :)
@abramnehemiah782
@abramnehemiah782 3 года назад
@Jaden Reginald Thanks for your reply. I got to the site thru google and I'm waiting for the hacking stuff atm. I see it takes a while so I will get back to you later when my account password hopefully is recovered.
@abramnehemiah782
@abramnehemiah782 3 года назад
@Jaden Reginald it did the trick and I finally got access to my account again. Im so happy! Thanks so much you really help me out !
@jadenreginald8991
@jadenreginald8991 3 года назад
@Abram Nehemiah You are welcome =)
@arsemasereke5569
@arsemasereke5569 Год назад
hasawiiiii
@mardokayfessehaye4787
@mardokayfessehaye4787 5 лет назад
Thank you so much for your sharing us
@elisabethghirmay6920
@elisabethghirmay6920 4 года назад
Adien gedifen hatnein ynafka !!!!! Wedi akurur Wedi belalih belaie shagiya beles.
@ashemelash
@ashemelash 2 года назад
ኣታ ሊንጎ ዘይከውን ኣይተዘንቱ
@wedihabte9488
@wedihabte9488 Год назад
Tarik aytebalashu
@danityhayelom5011
@danityhayelom5011 3 года назад
Eba da awata shefitse mes alula katadarego daleka eze atale atefau neharndwa zeshefte
@Tube-dc1tx
@Tube-dc1tx 3 года назад
ዋይ ኣነ ስጋ ብፆት ወልደሚካኤል ዝበሃል ስብኣይ ሰሚዐዮ ዘይፈልጦ ጥስጡስ ሓሳዊ እሞ ምስ ኣሉላ ክተዋዳድሮ ንፉስ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 года назад
Game over junta you are from Tigray definitely why don’t proud of yourself
@ምንጪመልሃሰይካብልበ-ወ8ቸ
Lingo bisbis kurkur Italian
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
B ade mariyam mihilom eyom wesidemo Nrasi weldemichale
@musiearegay765
@musiearegay765 5 лет назад
Ata aythasu bejaka raesi weldemkael kurkur naybaedawyan eyu neru Raesi Alula alem tfelto Jigna 1 Jeneral amAfrica Mushmush eka nska tkiyro tarik yelen
@medhanem7588
@medhanem7588 4 года назад
Musie Aregay ሳሕሳሕ ቆማል ስቕ ኢልካ ተማሃር
@kidaneafewerki1860
@kidaneafewerki1860 4 года назад
Musie aregay alula brasi weldemikal kemteketle ke tfelt do
@sirajidris4551
@sirajidris4551 4 года назад
Alla aba negaka abzi geze ezi entezeneber mes yohanskan neskan ab Lahay ferdi bet mekerebkum nerkum heji wen ayterfekumen eyu deki may telamit.
@ምንጪመልሃሰይካብልበ-ወ8ቸ
@africa cyclingclub sik bel Hibey tilyan Weldemichale kurkur gibxi kurkur tilyan kemey geyru eu jigna zikone anjal teref vatican
@fachekse9429
@fachekse9429 4 года назад
@@ምንጪመልሃሰይካብልበ-ወ8ቸ Kef aleki
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 3 года назад
Zerei gonder eka zereka tdemses
@dajen3868
@dajen3868 5 лет назад
zixbobo arbis mekabr abue fahiter ewa da
@Erifutuer
@Erifutuer 5 лет назад
Ras weldmichale Solomon askrnome ab Axume alo sele mentye adui zeye atui.
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 4 года назад
Ab Satu kinwesdo ina
@God-db9vp
@God-db9vp 3 года назад
Axum wn adu eyu
@barinegashyo204
@barinegashyo204 3 года назад
@@God-db9vp aykonem
@vasu3062
@vasu3062 2 года назад
Rasi alula is from Eritra background anyway..from Saho trip
@dahlakkebir6736
@dahlakkebir6736 4 года назад
ኣታ ወዲ ሓሳዊ እቶም ቀንዲ ወታሃደራት ኣሉላ ዝነበሩ ደቂ ሓማሴን እንዲዩም ከም ባዓል ደጊያት ኣበራ ካልኣይ ነገር ድማ ራእሲ ወልደንኪኤል ወላ ጂግና እንተነበሩ ምስ ግብጺ ወጊኖም ነይሮም ዮም
@God-db9vp
@God-db9vp 3 года назад
Alula won ms England weginu neru eyu.
@mr.t9096
@mr.t9096 4 года назад
ሓሳዊ ደንቆሮ።
@tewoldetesfay6251
@tewoldetesfay6251 3 года назад
ሊንጎ ካብ ታሪኽ መሳፍንቲ እንዳደጋገምካ ዓጅው ትብል ብዛዕባ ህልው ሃገርና አርትራ ዘላቶ እንተትእፍት ወይ እንተትገልጽ ክንደይ ቅቡል ምኾነ ነይሩ።
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 года назад
Anta seb kndmtay HALEWLEW tbel hasawi naka ztemeka aykonkan tterter weldeab tblo zeleka Eritreawi aykonean selezi xxway guedifeka kale tezareb ayneamnekan hamasan dika konka dika tarik kexebq elka dika tarik tebelashew zeleka
@alikh8571
@alikh8571 5 лет назад
አላላ ሽፍታ ባንዳ ክንደይ ኤርትራዊ ዝቀተለ ለኽባጥ ጠላም ካሕዳም ቶኮለኛ ረኹስ ሳሕሳሕ ቦሎ
@Zemen271
@Zemen271 4 года назад
ነስላም ዳኣ እወ ቆሪፅዎም ፅቡቕ ግበሩ
@ትግራይሃገርእያ-በ9ኰ
ኽላኽላ ሓሻው
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 года назад
Telamat
@fachekse9429
@fachekse9429 4 года назад
Ykreta zehawey hateftef tbl Aleks bejaka akmka drut eu nehansab ab reastat txenh ne hansab ab weyane txenh ne hansab ab sheabya txenh etay eu weridka bejaka Tarik tigrgna temaha
@kidaneab4030
@kidaneab4030 4 года назад
ከመይ ዱምዙዝ እኻ ወደይ ምስክናይ ክክክክክክክክክ
@maharenagebreslasie5596
@maharenagebreslasie5596 3 года назад
Ehi entay gerka
@saluftwi8381
@saluftwi8381 4 года назад
Dedeb kamaka kebdam haxabi moakor talian mesilka ALULA is our hero Eritreawian Gn btigaru btaemi ekum tikenu menkegnatat Suk elkum agame belu Halifnaku my nked alena I am from agame meda wolwalo
@brhaneteklay4820
@brhaneteklay4820 4 года назад
Bravo Lingo tarik Abotat Eitrea Senidkum Azentwulna
@redaealfa3078
@redaealfa3078 3 года назад
Wereja wedi werazut
Далее
Катаю тележки  🛒
08:48
Просмотров 534 тыс.