Тёмный

ትዝሓደረ ሙኩየየ ንከልብና ሃውየየ 🐆🐆ብምክንያት ብዓል ሓወርያ (ሓርያ)ዝነበረ ውዕሎይ part-1 

Titi Tube
Подписаться 15 тыс.
Просмотров 64 тыс.
50% 1

ትዝሓደረ ሙኩየየ ንከልብና ሃውየየ 🐆🐆ብምክንያት ብዓል ሓወርያ (ሓርያ)ዝነበረ ውዕሎይ part-1
Titi Tube(መንፀገባ)Is Ethiopia Change your linked AdSense for RU-vid account
If you are already approved for the RU-vid Partner Program, you can change the AdSense for RU-vid account associated with your RU-vid channel. Maintain an active AdSense for RU-vid account and link it to your channel to continue to be eligible with the RU-vid Partner Program.
Keep in mind that you can only change your linked AdSense for RU-vid account once every 32 days.
Sign in to RU-vid Studio.
Select the Earn section on the left menu.
Under RU-vid Partner Program Options, you'll see details about the AdSense for RU-vid account you currently have linked with your RU-vid channel.
Select Change to be redirected to AdSense for RU-vid. You’ll need to enter your password and re-authenticate using your chosen method. Learn how to re-authenticate your RU-vid account.
You’ll be taken to AdSense for RU-vid to link your existing account or create a new one.
Existing account: If you already have an AdSense or AdSense for RU-vid account, you need to sign in with the Google account that you use to access your existing account. Keep in mind that this may be different from the log-in credentials you use to log in to RU-vid.
New account: If you are creating a new AdSense for RU-vid account, please remember that we only allow one account per user.
The account you've chosen will be at the top of the screen and your RU-vid channel's URL will be under "Your website." If this info is correct, select Accept association. You'll be redirected back to RU-vid (if you're not redirected, select Redirect).
You're done setting up AdSense for RU-vid! To set your monetization preferences, follow the next steps on the screen.
It can take up to 24 hours for our systems to reflect the association after you link your AdSense for RU-vid account to your RU-vid channel.Channel From Tigray Region Presented In Tigrigna Language

Кино

Опубликовано:

 

11 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@user-nu2ki7ld5w
@user-nu2ki7ld5w 23 дня назад
ቲቲዋይ ፅብቅቲ❤ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ነተባባዓያ ኣብዚ ዘለና ናብ መሓዙትናን ናብ ንፈልጦም ሰባት ሼር ብምግባር ሳብስክራይብ ክገብሩላ ንግበር ናባዕልና ነተባባዓዮም❤
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 23 дня назад
ኩሉ ከጥዕመልኪ ተጋዳሊትን ከያኒትን መንፀግባ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 23 дня назад
❤❤❤❤ እዚኤን ነደና ሃብልና። ንዓና ውን ሃወርያ ናይ ዓድና ኢዩ እሞ እንቓዕ ሐቢሩ ኣብጽሐና።
@zerayreda3795
@zerayreda3795 22 дня назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉ ከቡር ባህሊን ናይ እኖታትና ዉሕልና ቡዙሕ እዩ ም ቀፅለለ ኢኩም ሓፋቲ ነይ መዓረይ አብ ኣሜሪካ ኮይነ ሰለ ዝረኣከዋ ብጣዕሚ ከብሪ አለኒ ንካለኦትዉን ቀፅልሉ
@AbrahamAbraham-re4di
@AbrahamAbraham-re4di 22 дня назад
ረአዩማ ናይ ኣዴታትና ውሕልነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ማማየ🎉🎉🎉❤❤
@user-wj6bz4ff5m
@user-wj6bz4ff5m 23 дня назад
እሰይይይ እዘን አዴታትና ጡዑማት ለዛ ካብ ስደት ናብ ዓድና ተመሊስና ብርክኽን ንምስላም የብቅዐና ለዋህ አምላክና ትርሓሰይ ሽኮርርር ብናፍቆት ዓድና አንቢዕክና ግን ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ አነስ ክፈትወኪ ምቅርቲ እኳዕ አብጽሐና መላእ ህዝቢ ተዋህዶ ❤❤❤
@tigrayadeytube7120
@tigrayadeytube7120 21 день назад
ቀፅልሉ ቲቲ ሓፍተይ ባህሊ : ታሪኽ: ሃይማኖትን ትውፊታትን ከምኡ እውን ፀጋታትን ጅግንነትን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምፍላጥ ኣፀቢቕኪ ስርሕሉ ከይተቋርፅዮ/ዎ ሰበይ😍😍😍😍😍 በርትዒዒዒዒ
@berhanehaile291
@berhanehaile291 22 дня назад
ኣነኳ ናይ ተዋስኦ ክእለት ዝተዓደልኩ ኣይኮንኩን ግና ብዝመስለኒ ዝናኣድ ክእለት ዘጥረኺ : ሞያኺ ብልቢ እተፍቅርን እተኽብርን ይመስለኒ ካብ ተዋስኦ ሓሊፉ'ዉን ካሊእ ዝተፈላለየ ጥበባዊ መዝናነይን መምሃርን ናይ ሚድያ ስራሕቲ ናይ ምስራሕ ዉሽጣዊ ዓቕሚ ዘለኪ ይመስለኒ :: ክብዚ ንላዕሊ ብዙሕ ክብል ዓቕመይ ኣይመስለንን :: ኣጆኺ በርትዒ ንምባል ኢለ እየ::
@user-nj1dw5jz9k
@user-nj1dw5jz9k 23 дня назад
መን ፀገባ ዞም ፖሊስ ሰዲደሙኺ ተሻቂለ ነይረ እየ❤😁
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 22 дня назад
ውሕልነት ኣዴታትና ኣሰይይይይ❤ ደቂ ሄዋና ካብ ኣዴታትና ንመሃሩ
@user-cn9zq7yn7w
@user-cn9zq7yn7w 22 дня назад
ቲቲ ወይ ክዓ መንፀገባ ጥዕምቲ ልሳን❤ ፈታዊት ባህላ❤ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ❤ጓል ዓደይ ፅሪቲ ❤❤ከምኡዉን መንፀገባ ሽም ናይ ኽብርቲ ወላዲተይ❤❤❤ ግዲ ኮይኑስ ማርያምን ማራ እየ ዝፈትወኪ።❤ኣድናቂኺ እየ ካብ ስዕዲ ዓረብ❤❤❤❤🎉
@user-hx9hu3qp2t
@user-hx9hu3qp2t 22 дня назад
ባህልና ክጥዕም ማማዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ እፍፍ ስደት ዓድናኮ ናፊቅና ሎምስ
@user-yx8cs4oq3t
@user-yx8cs4oq3t 23 дня назад
ኣሰይ 70 ኣንደርታ ዓደይ ዓዲ ጎጎ ኣይይ ናፍቆት❤❤❤❤❤❤
@user-gp5ns8qu4t
@user-gp5ns8qu4t 23 дня назад
ዓደይ ወለላ ናፍቅናኮ❤❤❤❤❤❤
@zaidzaidzaid1419
@zaidzaidzaid1419 23 дня назад
ኣድና ጥዑም ቲቲየ ሽኮር ሓደሔደ ግዝየ ከሙኡ እናገበርኪ ናይ ገጠር ኣቅርቢ ዛበይተይ❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 23 дня назад
መንፀገባይ ሽኮር በርትዒ ማዓረይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@maron278
@maron278 22 дня назад
መንፀገባይ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ማዓረይ እንኳዕ ሓቢሩ አብፀሐና ❤❤❤🎉 ብትዝታ ዘው አብልክና ተዘክሮ ንእስነተይ ❤😢
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 23 дня назад
መንፀገባ እንካዕ ኣብፀሐኪ ❤❤❤ ካሓሲት ከ ዳሓን ድያ
@TrehsGelase
@TrehsGelase 22 дня назад
ቲቲየ የቀንየልና ዝመደብ እዙይ ብምቅራብኪ ብፍላይ ንኣብ ስደት ዘለናስ ዓብዩ እዩ ከም ባሕሪ ቀዲሕካ ዘይውዳእ ናፍቆት ኣለና ❤❤
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 23 дня назад
መንፀግባዋይ ዞም ናምሓሩ ቓላት ግን ምሑው ኣቢልኪ ደብርዪዮም ኢኺ ዛወለላይ ❤
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 22 дня назад
መፀገባዋይ ምቅርቲ ኣደዋና ውን ምዕርግቲ ደስስ ክብላኻ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኽን ፈጣሪ ሙቁራተይ🙏❤❤❤❤ መንፀገባየ ኹሉ ዘጥዕመልኪ ጎበዝ እኺ ኣጠናኽሪኪ ቀፅሊሉ ማዓረይ ናይ ገዛ ስራሕውን ብደምቢ ልመድ እኺ አብ ስነ ጥበብ ጥራሕ ኣይታቶኩሪ😂❤
@MerhawitAbraham-fn8zd
@MerhawitAbraham-fn8zd 22 дня назад
Btami ye zfetwki menxgba shikor gorbetki 🇪🇷 admen tanan ymneyelki
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 22 дня назад
ኣሜን(3) ንዓኪ እውን ምቅርተይ🙏❤❤❤❤
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 20 дней назад
መንፀገባ ዳሃይ ካሓሲትባ ሑሹክ በልና😅ዙቦታ ልማማ ተልዓልለን ውሕልናኳ ታሓሚኪ ሎማዓንቲ ነዊሕ ዕድመ ልወለድና🎉🎉🎉ደቂሪመይ ሳብስክራይብ በሉለይ❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 23 дня назад
ትርሓሰይ ምቅርቲ❤ ፈለማይ ግዜ ኣትየ ናብ ገዛኺ😅 ላይክ ጌረ ኣለኹ❤ የቐንየልና ባህልና ስለ ዘርኣኽና ❤ #መንጸግባይ መሕረር😅 ከጥዕመልኪ ባህልና ❤
@gggh9299
@gggh9299 23 дня назад
መን ጸገባ ረኣይዮ በሎ ናብራ ገጠር ዛሕ ዶ ኢልኪ ብድካም 🎉🎉❤❤ ክብሪ ይግቦኦ ገባራይ ትግራይ
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 23 дня назад
❤❤❤❤ ካልእ እዚ ናይ ዩቱብ ቻነልኩም ብዝሒ ሳብስክራይብ ምእቲ ክትረኽቡ ኣብቲ ናይ ብረይ ትሰድሉ ቻነል ረክላም ግበርሉ። ምክንያቱ ብብዝሒ ኤረትራውያን ንብረይ ስለንካታተላ ብብዝሒ ሳብስክራይብ ክንገብረልኩ ንኽእል ኢና።❤❤❤❤
@TiTi-ll8sv
@TiTi-ll8sv 21 день назад
❤❤❤🙏🙏
@TafereNiguse
@TafereNiguse 22 дня назад
ንፈትወኪ ናትና ብረየሰ አጆኪ
@user-op3en7md2v
@user-op3en7md2v 21 день назад
ፅሩይተይ መንፀገባይ ኹሉ ዛጥዕመላ💋🥰🥰🥰🥰🥰
@afgcg5271
@afgcg5271 22 дня назад
ኣናፊቅክና መንፀግባይ😢 ብዝከነ እንካዕ ኣብፀሐና🎉❤
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 23 дня назад
አይ ዓድካ ምጥዓሚ❤❤❤❤😢😢
@user-be1tt7ok5s
@user-be1tt7ok5s 22 дня назад
ፍትሒ ንካሓሲት መፀገባ ነገረኛ ዲኪ ብአካል ከ መልሲ ንፅበ 😁🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@alemfivetube
@alemfivetube 20 дней назад
ንወልዳይ ገራርያም እንኳዕ ኣብፀሐካ በልልና
@helenkldane9221
@helenkldane9221 22 дня назад
የኔ ማር ክፈትወኪ ማዓት እየ መንፀገባየ እበር መንፀገባ ኢኪ ብሓቂ ኣይትፅገብን መቀረት ናተይ😘😘😘😘😘😘
@HanaZayon
@HanaZayon 22 дня назад
ጎብዚኪ ዛ እንበይተይ
@arsuhabeshawit5083
@arsuhabeshawit5083 22 дня назад
መፀገባ ደሃይ ካሓሲት ከመይ በለ😢😢
@abyabby9886
@abyabby9886 22 дня назад
ሞተይ😂😂
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 22 дня назад
ኣነ ፈሊጣ እያ ኣስቂጣ እየ ዝብለኩ🥺
@user-yu7sw7dr9y
@user-yu7sw7dr9y 22 дня назад
❤❤❤❤❤ገጠር ጥዑም ሩሑስ ኣውድኣመት ደቂ ዓደይ ማዓረይ ጎበዝ ኢኪ ብጣዕሚ❤❤😍😍😍😘
@Abi_boy02
@Abi_boy02 19 дней назад
መንጸግባ ኩሉ ዘጸብቀልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀጽልዮ ❤❤❤❤ ❤❤❤
@genetakeza2320
@genetakeza2320 22 дня назад
❤❤❤❤❤❤menixegiba mkirti🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MarabanaMarabana-v4l
@MarabanaMarabana-v4l 23 дня назад
ንመን ፀገባ ዝፈቱ ሳብስክራይብ ግጨዉኒ
@SishhshShhah
@SishhshShhah 22 дня назад
ኣደዋይ ክትፅብቅ😘🥰 ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s 23 дня назад
መንፀገባ ሽኮር ኣጀኪ ቀፅልሉ❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@znawuhagoss9176
@znawuhagoss9176 22 дня назад
መንፀገባይ የተኣሰርክይ ዲኪ ወይስ ኣውድኣመት ኢሎም ሰዲዶምኪ😂😂 ብዝኮነ ይመችኪ ቲቲየ ሽኮር ብጣዕሚ የ ዝፈትወኪ❤❤❤
@user-zd3pw9dv8lmara
@user-zd3pw9dv8lmara 22 дня назад
ብዉሕስ ኣዉፅእናያ😂😂😅
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 22 дня назад
​@@user-zd3pw9dv8lmara😂😂😂😂😂
@wedihawey1995
@wedihawey1995 22 дня назад
ናተይ ጭንቂ ካሓሲት ከይትሞት እንዳ ሕወሓት 25 ዓመት መአሰርቲ ከይፈርዱልኪ
@user-md6yv9zo4i
@user-md6yv9zo4i 22 дня назад
😂😂😂😂
@Askalgebrehiwet85
@Askalgebrehiwet85 22 дня назад
😂😂😂😂
@brhaneye9521
@brhaneye9521 22 дня назад
😂😅😅
@GenetGenet-xt7hr
@GenetGenet-xt7hr 21 день назад
😂😂😂😂😂
@SalmSalm-nv9qw
@SalmSalm-nv9qw 21 день назад
ኣነለ 😂😂😂
@brllabay3842
@brllabay3842 22 дня назад
ትርሓሰይ ፅርይቲ ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር ምላክ ንኩልክን❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰 አስይ ባህልና ደስ ክብል ዓድና ኮ ናፍቅና😢❤❤
@fotofoto378
@fotofoto378 23 дня назад
እሰይ ይብል ዓደይ 70እንደርታ ቲቲ ደሞ ትሕባሻና ኣፀቢቅኺ ዕየዮ ከይኸስኺ ደቂ ሓይራ ብደንቢገይርኺ ሓምብሽሎም ብዝተረፈ መልካ ሓወርያ ይገበርልኹም ይግበረልና 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@mezmurmariyam-ys7dd
@mezmurmariyam-ys7dd 23 дня назад
መንፀግባ ሽኮር ካሕስት አንድሞ መይታ አምበር ብጎያ መትክን ነርክን ብጣዕሚ አየ ዝስሕቅ ኔረ ክትጋየያ ከለኽን ከምቲ ናተይ ዝሓለፍክዎ ሂወት ልክዕ 😂😂😂😂😂😂
@tsegatsega238
@tsegatsega238 23 дня назад
ናይ መንፀገባ ተካታተልቲ ሳብስክራይብ ግበርልይ ብማርያምኩም❤🙏
@user-kf2pg4th2d
@user-kf2pg4th2d 23 дня назад
ናይ ማርያምገይረልኪኣለኩ🙏❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 23 дня назад
@@user-kf2pg4th2d የቀንየለይ ዝያዳይ
@tesfu87
@tesfu87 22 дня назад
መንጸግባ ብረይ ማሓዛኺ ኣበይ ገዲፍክያ ❤️❤️❤️
@user-fm1di6tp2b
@user-fm1di6tp2b 21 день назад
ዕድመን ጥዕናን ይብኪ አብ ውሕልልነት ስ ሓምየኪ ኣለኩ ዋ ተላማመዲ 😁
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 23 дня назад
ሳብስክራይብ ግበርሎም ተጋሩዋይ ብዓልትና ልባዓልትና ነተባብዐየም ብዚ ምሓግዞም20 እስከ ነብፀሐያ ሪእና ኣንሕለፍ ፍተውቲ መድነቅቲ መፀግባ❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 22 дня назад
ብሓቂ ንታሓጋገዝ ተጋሩዋይ ጽሩያት🙏❤❤
@TiTi-ll8sv
@TiTi-ll8sv 21 день назад
❤❤❤🙏🙏🙏
@TiTi-ll8sv
@TiTi-ll8sv 21 день назад
​@user-rs❤❤❤🙏🙏🙏8bd8un8y
@user-ip8lp7xn4x
@user-ip8lp7xn4x 23 дня назад
ናእንደርታ ጎጎኮ ይፍለ እዩ ናእንደርታ ጎጎ ዝናፈቅኩም ላይክ ግጨዩኒ❤
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r 23 дня назад
ይመችኪ ቲቲዋይ ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ ንማሚለ❤😍
@almazgiday9935
@almazgiday9935 22 дня назад
አሰይ ምቅርተይ መጠግባ ሕጂ ግርም ገርማ ገይርኪ ምስ ቁናኖ ክዳን ምስ ገበርኪ ፅብቅቲ እዲኪ መሊስኪ ፀቢቅኪ አየ ባህልና ክፅብቅ ክጥዕም ።ትርሐሲና ።
@fegffghhfh6393
@fegffghhfh6393 22 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berry-lc8lt
@berry-lc8lt 23 дня назад
ሰማዒ ስኢኑ እምበር ዙሊጥኮ ኡይይ😢ይብሎ እዩ😂ሕምባሻ ምምድማድስ ክኣብየኪ😂😅😊
@user-oy3lx7ps7z
@user-oy3lx7ps7z 23 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@heriheri369
@heriheri369 18 дней назад
አቤት ኣዴታትና ኮ ውሕልልና ኣደዋይ ካ መሲለን ተራኢየናኒ❤❤❤❤😊
@muludegol5950
@muludegol5950 22 дня назад
መንፀገባ ማዓረይ ደስ ባሃሊ ዓድና ኣዘኺርክና❤❤❤💋🙏
@user-di6nh4wi3f
@user-di6nh4wi3f 23 дня назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-tm2tt7hj6j
@user-tm2tt7hj6j 23 дня назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@GereDesale
@GereDesale 23 дня назад
መንፀገባ ሽኮር ኣጀኪ ኣብጎንኪ ኣለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 22 дня назад
መንፀግባይ ምቅርተይ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኪ ጎበዝ ኢኺ ❤❤❤🎉🎉😊
@sarayan525
@sarayan525 23 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@sabemaryoutube2367
@sabemaryoutube2367 17 дней назад
ንዓለ SB
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 23 дня назад
ብከምኡ እዩ ዘጥዕመልኪ ቲትየ ብባህልና ብዝሕ ሰለ ዝካታለኪ ዘምህር አካዳድና ክኮን አለዎ❤❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 22 дня назад
አስይ ደስ ክትብላ አደዋኒ ብራሃን ገፃ መን ፀገባ ምቅርቲ ❤❤❤💘💘💘💘💘💘
@Soozb
@Soozb 21 день назад
ይመችኪ ፅርይቲ ፍጥረት❤❤❤❤❤❤
@user-bv7si2gh7g
@user-bv7si2gh7g 21 день назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ኣደዋኒ❤❤
@tsehaytsehay1236
@tsehaytsehay1236 18 дней назад
ብስም ኣደዋይ ሳብሰከራይብ ኢለኪ ኣለኩ መንፀገባ ሽኮር❤❤
@HdgHx-vt3nk
@HdgHx-vt3nk 20 дней назад
አሰይ ምጸገብይ ፍትዉትዉ እየ ዘብለኪ ምአሪተይ ከብጓል ትግራይ እየ❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 23 дня назад
አሰይይይይይ ህያበይ መንፀገባ ፅሪቲ ኩሉ የጥዕምልኪ እዩ ባህልና ከዓ ብጣዕሚ እዩ ደስስስ ዝብል ቀፅልሉ እኪ❤❤❤
@Tigray341
@Tigray341 23 дня назад
ታማ ለምሉም ቱ ልጥ ቲትዋይ😌ዝረዝሮ እንደርታና ኣዘክርክን ቀፅልሉ ማዓረይ🥰
@WediMhrey-tk3yn
@WediMhrey-tk3yn 14 дней назад
እሰይ ዝሓፍትና ይበል ኣከዳድና ናይወለድና ደስ ምባሉ ኣጥዒሙልኪ❤❤❤❤❤🔥🔥💊💊
@XoXo-us7do
@XoXo-us7do 22 дня назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልል መነፀገባ ሓብብት ቀፂለሊሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣንካዓ ኣብፀሐና❤❤❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 23 дня назад
እንኳዕ ንበዓል ሃዋርያ ኣብፀሐና ቲቲ ቀፅልሉ ፅቡቅ ምልላይ ባህሊ እዩ 👏😍😍
@user-bv7si2gh7g
@user-bv7si2gh7g 21 день назад
ቲቲዋይለ ፍትው እየ ዘብለኪ ኣብ ኩሉ ቀፅሉሉ ጥራይ❤😊
@NebyatGdey
@NebyatGdey 15 дней назад
❤ኣሰይ ዝያዳ ሃብተይ ለባም ጋል ቡሩካት ስድራ ኣጆኪ ብርኪቲ ኢድመ ምስ ቲኢና ይምነየልኪ የነ ማር
@azebberhane3834
@azebberhane3834 21 день назад
Mentegba shkor aziye eye zednkeki🇪🇷❤❤❤👍
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 20 дней назад
ቲቲ (መንፀገባ)ብልፅቲ!!!❤❤❤
@amanuelsium9210
@amanuelsium9210 22 дня назад
ብህልና ጡዑም ናፍቆት ኣደ ድርሰት ዘይጸንት ቅርሲ ብክዖ ።
@user-bx9mt6wj6e
@user-bx9mt6wj6e 23 дня назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር ኣምላክ ❤️❤️❤️
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 20 дней назад
Egziabher. yemasgen. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿💊🌿
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd 21 день назад
Waero tegadalit nfetweki nekbreki ena bertiee 👍👍👍👌👌👌👌💛💛❤️
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 23 дня назад
መዓረይ ኩሉ የጥዕመልኪ 👏👏👏💋💋💋💛❤️💛❤️💛❤️🌹🙏
@user-qn3qk3ob1d
@user-qn3qk3ob1d 23 дня назад
አንሺቲነቲ ነአሺተይ ጎደልኪ አዩ አና ብዚከን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤🎉🎉
@user-vm8tm8xk9v
@user-vm8tm8xk9v 23 дня назад
Tigray nafiqeya ❤
@user-vh9zw2hc3t
@user-vh9zw2hc3t 20 дней назад
እሰይ ፅርይቲ ዓለም ❤❤
@mlatikalayu4408
@mlatikalayu4408 19 дней назад
Titi ምቅርቲ ፍጥረት አስሊ ኩለን❤💛💋💋❤❤❤
@DggFf-di4ce
@DggFf-di4ce 18 дней назад
መን ፀገባ ምቅርቲ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@dgdh5959
@dgdh5959 17 дней назад
kkkkk ኣታ ሕባሻ ምጥቃዕ ክኣብያ ደቂ ገጠር ልቅዲሚት😍😍😍😍
@user-ei8ne9je1i
@user-ei8ne9je1i 16 дней назад
ኣለና ድውቲ ትመስል ምጥቃዕ ኣብይዋ😂😂😂😂😂
@Geeztube21
@Geeztube21 23 дня назад
እሞ ብላዛ እንደርታ አዋግዕና እምበይ ፅርተይ ለይቃሪ ባሃሉ ላዝኡ❤
@user-uu9fu8st9t
@user-uu9fu8st9t 23 дня назад
ዛንበይተይ ክፈትወኪ ማዓት እየ❤🎉
@HappyBulldogPuppy-pk7um
@HappyBulldogPuppy-pk7um 23 дня назад
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ መምሃረይ እዩ❤❤
@SamiYewah
@SamiYewah 22 дня назад
መንፀገባ ሽኮር ደስ በሃሊት❤
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi 23 дня назад
Titiwayy enikae abitsahikum adiwayyy le edimen tienan yihabeley fetari ❤❤❤
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 23 дня назад
መን ፀገባ ሽኮር ሕንባሻ ምጥቃዕ ኣቢኪ ኣይካኣልክዮን ፅሪተይ ተላማመዲ ዳኣ ንገጠር ክነመርዕወኪ ኢና❤❤❤
@Awet355
@Awet355 23 дня назад
ቲቲ ሓፍተይ ካብ ፈረግዳዕሮሰ ናብ አምባትሻ ደይብክን ሓቀይ አረ ሰርሕልና ኣሞቺኪ ዋይይ ዙ ዓድና 💖💖💖💊
@Dsaer4
@Dsaer4 22 дня назад
መፀገባ ሽኮር ኣሰይ ዘነዴታትናስ ክጥዕማ💚💕💕
@user-be40h4fg6d7
@user-be40h4fg6d7 23 дня назад
መንፀገባ ንካሓስት ቅትልኪ ትኣስርክ ስምዐ ብጣዕም ሓዝነ ስሕቀ😂😂 ደሞ ደስ ክብል ዓድካ ጥዑም ❤❤
@rhstifqr7724
@rhstifqr7724 22 дня назад
Yene konjo edmen tanan yhabeley fetari
@sabagebru6850
@sabagebru6850 21 день назад
መንፀገባ ❤️💛🥰 በጣም ጎበዝ አርቲስት ነሽ በርቺ 🥰
@gs6su794
@gs6su794 23 дня назад
ኣያዋይ ናፍቆተይ 😢😢 ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም 😘😘😘😘
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 23 дня назад
አበይ ድኺ ዓብኪ ሓፍተዋይ እንቃዓ ኣርተ ፍሻል ትሸክምኪ ከመይ እልኪ ሕምበሻ ትጋግሪ😊
Далее