ትምህርቲ ፊደላት ትግርኛ ንኣብ ወጻኢ ዝነብሩ መንእሰያት፡ ልዕሊ 9 ዓምት ዝዕድሚኦም። እቶም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝነብሩ ቆልዑ ግን፡ ካብ ቀዳማይ ክፍሊ፡ ነዚ መባእታዊ ትምህርቲ ክጥቀምሉ ይኽእሉ። #ትምህርቲ #ፊደላት #ትግርኛ #Tigrinya_alphabets_for_young_people #ዓዲ_መ #ሀ #ሁ #ሂ #ሃ #ሄ #ህ #ሆ #ቤት_ትምህርቲ
30 июн 2024