Тёмный

ነብሱ ዘይረኸበ ሰብ ንነብሱን ንኻልኦትን እንዳ ሃሰየ ክነብር ግድን እዩ 1ይ ክፋል (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) 

Lbona media
Подписаться 11 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

lbona Media ነብሱ ዘይረኸበ ሰብ ንነብሱን ንኻልኦትን እንዳ ሃሰየ ክነብር ግድን እዩ 1ይ ክፋል (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation)
ብቐዳምነት ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ።
እዛ ቭድዮ ማለት ነብሱ ዘይረኸበ ሰብ ንነብሱን ንኻልኦትን እንዳ ሃሰየ ክነብር ግድን እዩ 1ይ ክፋል ትብል ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ተስፋ ይገብር።
ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ትምህርትን ማዕዳን ምሃብ እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ ግድን እዩ። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ናብ ህይወትና ዝሳሓቡ።
ጠንቅን ሰዓብናቱን ቱሑት ርእሰ ተኣማንነት ኣብ ዓበይትን ቆልዑትን ዝረአ ጸገም/consequences of low confidence Tigrigna Motivation part 1
• ስለምንታይ እና ቱሑት ርእሰ ተኣማን...
ሰለዚ ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር ዝሕግዞም ትምህርቲ ምሃብ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ህበ ከምዝሰርሕ ክህብረኩም ይፈቱ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ዓወት ፣ ሓጎስን ምጉንጻፍ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእለይ ኣቐድመ ብትሕትና ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
መም ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

Опубликовано:

 

5 июл 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 41   
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 6 дней назад
ኣሰይ ደቂ ኤረይ ቡሩኻት ጎይታ ይባርኽካ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤ኣገዳሲ ትምርቲ ጠቓሚ
@lbonamedia
@lbonamedia 5 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና❤❤❤
@sabateame7312
@sabateame7312 Год назад
ዝኸበርኩም መማህራ ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርቲ እዩ ነብስና ዘይምፍላጥ እዩ አብ አዚ ኩሉ ክሳራ ዘውድቀና ዘሎ እሞ እንተተረዲኡናስ ብጡርሑ እዚ ዝአመሰለ ትምህርቲ ምረካብና ዓቢ ምስጋና ይግበአኩም አጆኹም ቀጽልዎ 🦾🦾🦾💯💯🙏👍❤️
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you Saba. We appreciate your comments.God bless you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-vr1rn2ms2g
@user-vr1rn2ms2g 27 дней назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ ምኽሪ❤
@user-yt2wu1ty5e
@user-yt2wu1ty5e 9 месяцев назад
የቀንየልና ጥበብኩም ይሰስን። ብቀሊሉ ክትሃንጾ ዘይትክእል ሓዳር፥ ብቀሊል ተፍርሶ። ብሱል ዘረባ።
@lbonamedia
@lbonamedia 9 месяцев назад
Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️
@tsegatesfahanes7325
@tsegatesfahanes7325 11 месяцев назад
ብጣዕሚ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ❤❤❤🙏
@lbonamedia
@lbonamedia 11 месяцев назад
Thank you
@samuelyehdego
@samuelyehdego 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ብልጽ ሰብ
@filmonfkadu3
@filmonfkadu3 3 месяца назад
Good job 👌🙏
@michaelabebe1216
@michaelabebe1216 10 месяцев назад
ቡሉጽ ትምህርቲ ብሉጻት መምሃራን ኣብ ቀጻሊ ኣብ ካልእ መደብ ብድሓን ሙጹና
@BertaDeNazare
@BertaDeNazare 3 месяца назад
Great lecture my mentor Mebrie. Keep knocking our sleeping consciesness "Tsehaye Andetsion"
@lbonamedia
@lbonamedia 3 месяца назад
Thank you so much my dear brother
@selamgereziharr8400
@selamgereziharr8400 Год назад
ዋውውውውው ቡሉፅ ሰብ ቡሉፅ ሓሳብ ይዉንን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ።❤ቅንዕናኩም ይቀፅል🎉
@eyerusalemdm3177
@eyerusalemdm3177 11 месяцев назад
ፈጣሪ ቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቡሉጽ ቡሱል ሓሳብ ዩ ሞ ቀጽልዎ ❤❤
@lbonamedia
@lbonamedia 11 месяцев назад
Thank you
@betelihemmehretab2194
@betelihemmehretab2194 Год назад
Thanks so much for sharing
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you God bless you ❤️❤️❤️❤️❤️
@sabagidey6013
@sabagidey6013 7 месяцев назад
Nay behaki tebuki temherit thanks
@HagossBerihu
@HagossBerihu Месяц назад
Yes natka temeslom hiwetka zexlmtu keman alewu tetenqequ ya jema🥰💔❤️
@MuluAbreha
@MuluAbreha 14 дней назад
ክብሪ ይግባኣኩም ናይ ሂወት መማህራን ኢኹም የቀንየልና🙏
@lbonamedia
@lbonamedia 14 дней назад
Kbret yhabeley mulu hawey❤️❤️❤️
@mikiokubazgi2545
@mikiokubazgi2545 3 месяца назад
Wwwww amlak xegueu yebzhalkum kubrat ahwat kexlwo.
@lbonamedia
@lbonamedia 3 месяца назад
Thank you
@samrawitmlash7672
@samrawitmlash7672 11 месяцев назад
Wawwwww bulux seb bulux abuk
@lbonamedia
@lbonamedia 11 месяцев назад
Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 7 месяцев назад
Welcome Lbona media
@lbonamedia
@lbonamedia 7 месяцев назад
Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️
@misgnaoqubaghebreal4343
@misgnaoqubaghebreal4343 Год назад
woww I really appreciate you
@teklitwelday9782
@teklitwelday9782 Год назад
xbuk hasab zkone nice qexilwo yihwatey
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@henokweldetinsae4398
@henokweldetinsae4398 Год назад
edmene tenani yhabkumi yhwati xebuk medebi kexlewo
@fkriuemnetey9115
@fkriuemnetey9115 10 месяцев назад
Xbuk tmhrti u egziabher edmen tenan yhabkum lbonakum hasabkum ybzah
@muluekahsay5990
@muluekahsay5990 Год назад
Odmen tonan yhabeley fetari xbuk kexlwo lbona midya greet
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Amen thank you very much brother ❤️❤️❤️❤️❤️
@saraberaki3916
@saraberaki3916 Год назад
Behaki agedasi eyu ketslwo❤
@tiegstigyohans1672
@tiegstigyohans1672 Год назад
Xbuq tmihirti
@hadnetlovely2664
@hadnetlovely2664 4 месяца назад
👍👍👍👍👍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@waltashow8732
@waltashow8732 11 месяцев назад
ሰላም ወሰናይ መብርየ ከም'ኡ ውን ተስፉ! ኣብዚ ሕብረተሰብና ብዙሕ ሓገዝ ምትብባዕን ዘድልየና ዘሎ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ብምጻኩም ብልቢ ነመስግነኩም። ኣብ ወጻሊ ድማ ከምዚ ዓይናት ኣርእስቲ ሒዝኩም ክትመጹና ንላበወኩም።
@lbonamedia
@lbonamedia 11 месяцев назад
Thank you Mera hawey
Далее
skibidi toilet zombie universe 34 ( New Virus)
03:35
Просмотров 2,3 млн
3 ስግንጢራት ባህሪ ደቀ’ንስትዮ!
19:48