ንፉዕ ተዛራቢ ክትከውን ዘኽእላኻ 5 መምርሕታት new eritrean Motivational speach
ኣብ ቅድሚ ሰባት ወጽና ብርእሰ ተኣማንነት ንፋዓት መዳሪቲ ንሙዃን ዘኽእለና ትምህርቲ።
#TigrignaMotivation
#ኣብቅድሚሰባትሓሳባትናክንገልጽዘኽእለናሜላ
#tigraymotivatio
#ብኸመይንፉዓትተዛረብቲንኸውን፣
#ብኸመይኣብቅድሚሰባትብድፍረት ንዛረብ፣
ኣብ ቅድሚ ሰባት ወጽና ብርእሰ ተኣማንነት ሓሳባትናን ክእለትናን ክንገልጽ ዘኽእሉና 5 ኣገደስቲ ነገራት ብሕጽር ዝበለ ቀርቦም ኣለዉ። ብዘይ ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት ንፉዓት መደርቲ ኮነ ንዘለና ፍልጠትን ክእለትን ኣብ ረብሓና ከነውዕሎ ኣይንኽእልን እና። ስለዚ ምብራኽ ርእሰ ተኣማንነት ኣዝዩ ኣገዳሲ ስለዝኾነ ኣብዛ ቭድዮ ብሓጽርን ጽፉፍን ኣገባብ ቀርቡ ኣሎ። ተጠቀምቲ ናይዚ ኣገዳሲ ትምህርቲ ክትኾኑ ግዜ ህብኩም ካብ መጀመርታ ክሳብ መጨረሻ ምሳይ ሓብርኩም ክትጸንሑ ብኽብሪ ይዕድመኩም።
© Copyright: lbonamedia
Any unauthorized use, copying or distribution is not allowed
24 фев 2024