Тёмный

#ነዛ 

Zedawit wezeyared Tube
Подписаться 2,8 тыс.
Просмотров 609
50% 1

ኣማላድነት ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኹን ኣሜን!!!
• #ነዛ ዓመት እዚኣ ሕደጋ:: ሉቃ 1...
#Zedawit_wezeyared_tube
#aneyonnas@yahoo.com
#facebook_Zedawit_Wezeyared_Yonnas

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 6   
@Tirhasarya
@Tirhasarya 5 дней назад
ኣሜንንን ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና
@dawitt1123
@dawitt1123 7 дней назад
ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@genettewelde6372
@genettewelde6372 7 дней назад
አሜን ቃል ሕይወት የስመዓና❤
@natuboy1185
@natuboy1185 7 дней назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 7 дней назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስማዓልና ንዝማሃረናን ንዝገሰጸናን ንልዑል አምላኽና ምስጋና ይብጽሓዮ ብሓቂ ኩሉ ብአኻ ኮነ !👉🔴⛪✝️💠🎇🕯️😇🙏🏾🤷😍🍃🕊️ 💒📖🧎 እታ አብዝሓ ምእታና እህህ እትብል ንሳ እንድያ 'ዳአ ወደይ ኮይና እታ ንጽህቲ ድንግል አዴና ተስፋና ÷ኩሉ እንትናናኣ ማዓተብና ንስኺ ፡ መጻእትና ህይወትና ንስኺ ኢኺ አደ አምላኽ ÷አቤት እማ አብ ኢድኺ'እኮ ተረኽቡ ኩሉ መቀረት አለወ ኩሉ÷ቅድስቲ ተዋህዶ ኦርቶዶኩስ እምነትና ከምዚ ዓይነት መቀረት አለዋ እለ ሓስበ ንቅድስቲ ቤተ -ክርስትያንና አይፈልጥን ነይረ አነ ደካማእ ፍጥረት 🧎🤷🥲አብዛ መቀረት ዘይብላ ጸልማት ዓለም ንሱ ጥራይ እዩ መቀረታኣ 💒✝️😇💠🎇🕯️🍒🍇🙏🏾🤷🧎 ክቡር ስጋን ክቡር ደሙን ናይ ጎይታ ንሱ ጥራይ እዩ ህይወት ክብርን ምስጋናን ይኹኖ መድሃኔ -አለም ኢየሱስ ክርስቶስ ብሓቂ አነስ መን ኮይነ አብ ቅድሚኻ ሰናይ ገይርካለይ ንዓይ ንባራኻ እንታ ርህሩህ ጎይታይ ÷ከም ምሕረትኻ እዩ ጎይታይ ÷ ከም በደለይ/ና አይኮነን 🙌🧎🥲አሜን ሰለ መዝሙሩ እግዚኣብሔር ይመስገን ብሓቂ ዝናሳሕ አእሙሮን ዝምለስ ልቦና ሃበና ንስኻ ቕንዕናን ሓቅን ኢኻ ትፈቱ እሞ ጥበብ ማሃረና 📖🙏🏾 ብመንፈስ ሓቂ ዝግበር አምልኾ ፣ እቲ ኩሉ ዚኽእል እግዚኣብሔር አምላኽና ይዛረብ አሎ ። 👉🔴⛪✝️💒✝️⛪✝️💠🎇🕯️ካብ ጽዮን ÷ካብታ ብጽባቘአ እተንጻባርቐ ከተማ እግዚኣብሔር በሪሁ ይግለጽ አሎ ⛪ ንዑ ÷ነቲ እግዚኣብሔር ዝገብሮ ግብሪታት ርአዩ ÷ነቲ አብ ምድሪ ዝገብሮ ዜደንቕ ነገራት ጠሞቱ ⛪✝️💠📖😇😇😇🙏🏾🤷🧎 እግዚኣብሔር ይኽብረልና ክቡር ሓዊና መምህርና አሜን ዓመተ ሰላምን ፍቅሪን ይግበረልና /ኻ መምህረይ አብ መጽሓፍ ህይወት ይጽሓፈልኹም ጸጋ በረከቱን ጥበቡን ምስጥሩን የብዝሓልኻ ብሩኽ ሓውና 💒✝️💠🎇🕯️🙏🏾🤷🤝😍🍒🍇🍁🌻🎂☘️🌾🌿🍂🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🍃✨💫🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
@zedawitwezeyaredtube1123
@zedawitwezeyaredtube1123 6 дней назад
ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ርሑስ በዓል ይግበረልና🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Далее
Добрая весть 😂
00:21
Просмотров 347 тыс.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 789 тыс.