ካብ ድኽነት ክንላቐቕ ከነማሓይሾም ዘለና 9 ልምድታት (9 main points that make us rich for Tigrgina speaers - Motivational video for tigrigna speakers )
ኩቡራት ተኻታተልቲ እንቛዕ ብሰላም ናብ ልቦና መድያ መጻኹም ፣ ምሳኹም ዘሎኹ ተስፉ እየ። ናይ ሎሚ ማዓልቲ ንዛረረበሉ ኣርእስቲ ካብ ድኽነት ክንላቐቕ ከነማሓይሾም ዘለና 9 ልምድታት እና ክንርኢ።
ኣቐድመ ግና ነቶም ሓደስቲ ሳብስክራብ ብምግባር ኣባል ልቦና መድያ ብምዃን ዝተፈላለየ ትምህርቲ ሓዘል ቨድዮታትን ኣብ ግዝኡ ክበጽሓኩም ነታ ደወል ምልክት ክትሃርሙ ምስ ናይ ኣኽብሮት ክሕብረኩም እፈቱ። ነቶም ሃናጹ ርእቶኹም ብምልጋስ ተባራትዑኒ ዘሎኹም የሕዋት ካኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም፣ክብረት ይሃበለይ። ናተይ ቀንዲ ሕልምታተይን ባህግታተይን ሰባት ናይ ኣታሓሳስባ ለውጢ ኣታኣታትዮም ህይወቶምን ህይወት ካልኦት ሰባትን ንምምሕያሽ መርሕ ታራ ክጻወቱ እዩ።ነዚ ክውን ንምግባር ካኣ ናታትኩም ሃናጺ ርእቶን ምትብባዕን ዓቢ ድፍእት ከምዝኾነ በዚ ኣጋጣሚ ክሕብረኩም ይፈቱ።
ነዛ ኣናቛቛሕት ቭድዮ (9 main points that make us rich for Tigrgina speaers - Motivational video for tigrigna speakers) ተዓዝብና ኣብ ህይወትና ለውጢ ኣታኣታትና ዕውትን ሕጉስን ህይወት ከነስተማቕር እዛ ቭድዮ ገለ ኣበርክቶ ክትገብር ተስፋ ይገብር።
ቅድሚ ናብቶም 9 ነጥብታት ምእታውና ( 9 main points that make us rich for Tigrgina speaers - Motivational video for tigrigna speakers) ንምንታይ ነዚ ኣርእስቲ ክንርእዮ ኣድለየ ዝብል ሕቶ ክመጸና ይኽእል’ዩ፣ እዚ ልሚ ንዛራረበሉ ኣርእስቲ ጽቡቕን ሕማቕን ባህርያት ብዝግባእ ፈልጥና ዝሓሸን ዝበለጸን ህይወት ክንፈጥር ዓብ ኣበርክቶ ኣለዎ።
ru-vid.com/show-UCvET...
tesfumussie.com/
/ ambtionsuccess
/ tesfu59719400
22 май 2021