Лучшее на RU-vid
Кино
Авто/Мото
Видеоклипы
Животные
Спорт
Игры
Приколы
Развлечения
Хобби
Наука
Авторизоваться
Зарегистрироваться
ዘይሰምዐ ይስምዓዮ
46:28
''መንፈሳዊ ውግእ ሰብ ሓዳር ምስ ኢሉሚናቲ! '' (ነዛ ፈረንጂ ዘለዋ ጸጋ፣ ዝገርም እዩ፣፣) (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
37:28
Stray Kids <ATE> Mashup Video
02:17
Испания - Франция | Евро-2024. Обзор матча 1/2 финала
04:55
ВАДИМ ИЗ СИНДИКАТА ТЕПЕРЬ ПРОДАЕТ ТАЧКИ
00:34
ТЫВА - самый ОПАСНЫЙ РЕГИОН РОССИИ! Людям тут СТРАШНО
59:12
ናብ ደብረሲና ክነግዱ ብሓደጋ ማኪና ንዝሞቱ
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Подписаться 159 тыс.
Просмотров 63 тыс.
50%
1
Видео
Поделиться
Скачать
Добавить в
Авто/Мото
Опубликовано:
30 май 2023
Поделиться:
Ссылка:
Скачать:
Готовим ссылку...
Добавить в:
Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии :
256
@eritreaasmerom860
Год назад
ቃል ሕወት ደስማዓና አሜን አሜን ኦ አምላክ ማሐረና ❤ ❤ ❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@user-ry3ve8kh2n
Год назад
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና : ደብረሲናወ ዓብይ ገዳም ልክዕ 5 ዓመት ጌሩሎ ኔርና ኢና ሽዑ 5 ግንቦት : 6 ሰነን እዩ ዝውዕል ኣማን ብኣማን እቲ ሓቂ ንሱዩ : ኣብ ወርሒ 6 ሰነ ንኹሉ ህዝቢ ብድጋመ ምስ ከድና ከምኡ ኢሎም ሓቢሮሙና ነጊሮሙናዮም ከምኡ ውን ድንግል ማርያም ተገሊጻያ ብረኸት እመ ብርሃን ይሕደረና 💖🙏💖🙏💖🙏።
@ermijesus4493
Год назад
እዋይ ኣበይ ድኣ ተገሊጻ ወደይ ሰይጣን ክምስል ብርሃን መልኣኽ ይምስል እዩ ዝብል ጽሑፍ ቃሉ እንዶ ግዳ ኣምብብ ሂወት ዝልኣለም ብክርስቶስ እዩ ብኻልእ ምድሓን የለን።
@haderakelati1160
Год назад
ዓቢ መረዳእታ እዩ እወ ሓደሓደ ጊዜ ከምኡ ይሠጽእ እዩ ግን ከአቋርጾስ ኣይግባእን ሰይጣናዊ ሓሳብ ናይ ዲያብሎስ ዩ። ነገር ግን ኣብ ጾሎት ምቁራጽ ኣይግባእን ዩ ሞ ንጾሎት ክንተግህ ጎይታ ይደግፈና።
@fethawifesshaye1739
Год назад
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmealina Ezi Diyakon Meron Negasi eu zibehal.
@wintaabraham7786
Год назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሓወይ ብቅጻል ኣምላክ ነብሶም ብሰላም የዕርፎም ናይ'ዞም ኣሕዋትናን ኣሓትናን ዘጋጠመ ሓደጋ ቅድሚ (4) ዓመት እዩ ነይሩ ኣነ ዉን ኣብ መንገዲ መኪና ይጽበ ሰለዝነበርኩ ንክማላኣኒ ሓቲተዮ ነይረ ግን ካብ'ቲ ዝነበርክዎ ኣርሒቑ ስለ ዝቆመ ግን ኣይተሰቀልኩን ብኸምዚ መኽንያት ካኣ ካብታ መኪና ተሪፍ ብድሕሪኦም ምስ ካልእ መኪና ስለ ዝኸድኩ ግን ብዓይነይ እየ ተመልኪተዮ ብጣዕሚ ዘስካሕክሕ እዩ ነይሩ። ከም'ዚ ምስ ሰማካ ካኣ ተመስገን ትብል እመ ብርሃን ደቅኪ ተቐበሊ ዘይበለ ሰብ ኣይነበረን
@ariamhaile5365
Год назад
Not 4 years it was before 5 years
@eskanovteame8220
Год назад
Yea 5 koynu 2018 eyu nieru
@fusfv877
Год назад
እግዞኦ ምሓረና ክርሰቶስ ካብዚ ኩፉእ ስራሕ ይሰውረና ፈጣሪ ኣሜን ፈጣሪ ናብ ልቡ ይምለሶ ኣሜን 🤲🤲🤲💒💒💒
@user-wm3lt3zo3v
Год назад
ኦ ኣምላኬ እንገብሮን እንሓስቦን እንልምኖን ኣይ ንፈልጦን እሞ በደልና ሓዲካ ይቅር በለና😥
@user-ds1bt1of4g
Год назад
ኣቤቱ ኣምላኸይ ንገብሮ ኣይንፈልጥን እሞ ይቅር በለልና 😥🙏ንንስሓ ሞት ኣብቀዓና ስደትና የሕፅረልና የሕዋተየ 🙏🙏🙏
@wenititewelde9012
Год назад
Amen Amen Amen🙏
@HaniHani-yz1mf
Год назад
Amen kal hiwet yesmalena naybahaki ngebro aynefeleten ena emo ykire ygberelena
@user-ds1bt1of4g
Год назад
@@HaniHani-yz1mf ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ 🙏❤️
@SB-en6ev
Год назад
ኣቲ ማርይም ሰቲ ማርያም ሰቲ ተለመንካያስ ሕያወይቲ❤❤❤🌹🌹🌹💖💖💖💖⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏😊😊😊
@ermijesus4493
Год назад
ኹሉ ዝኽእል ብዓል ስልጣን እግዚኣብሔር እዩ ብወዲ ብኢየሱስ ክርስቶስ ዝጽለ እዩ ዝስማዕ ዘይቃል ኣምላኻዊ ኣይትጽሓፍ ምድሓን ብኢየሱስ እዩ።
@eritreaasmerom860
Год назад
ብጣሚ የቀኒየልና ኩብር መምህር ብዙሑ ተማሂርና ክብር መምህር አምላክ ይባርካ ምስ ስድራቤትካ አምላክ ይምሐረና ❤️🙏🏽❤️
@user-jr1jl6cw7q
Год назад
ጸጋኡ የብዘሐልኻ ክቡር ሓውና ንኹላትና አደና ቅድስት ድንግል ማርያም ትቀበለና አሜን፫❤❤ ዋእ እንታይ ማዓቱ ወደ መስተ ሰትኻ ሓጥኣት ክድምሰስ ክንዲዚ ድና መስተወዐሊ ጠፍእና ወይኔ አምላኬ ለንስሃ ሞት አብቀዐና ግዜኡ እዩ ከፍኡ😢😢
@tiebetesfandrias9510
Год назад
2018 ኢዩ ቃለ ሂወት የስመኣልና
@user-xf2se1gj7d
Год назад
ብሩክ ሓወይ እዚይ ትብሎ ዘለካ ብመጽሓፍ ቅዱስ መስረጃ እተ ተብራህልና ክንዳይ ጽቡቅ ነይሩ ይመስለኒይ
@trhashadgu8366
Год назад
ንሓውና ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
@tirhastesfamariam5687
Год назад
Amen Amen Amen, kalehiwat yesmalna 🙏 🙏 🙏 💒💒💒
@semharestifanos-vg6us
Год назад
ኣሕሕሕ...ህዝበይ እምባኣር ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ኣትዮም ......ተጻወቱሉ ነዚ ህዝቢ ኣብ ቅድሚ. ኣምላኽ ክትሕተቱ ኢኹም😭😭😭
@wegahtagedey7294
Год назад
Kale hiwet yesmalna kbur hawna 🙏🏿🙏🏿💒💒egzaber ymesgen sle kulu neger ❤🇪🇷🇪🇷kab kufue zebale nayza alem ysewrena bselam adna ymlesena ❤❤
@bilhamfssahaye5431
Год назад
Kal hiwet ysmealna kubur hawey abza nay debressina hadega zegatemom yehwatnas klte yehwat zfelten msoem zmeta alewa azien brukat mesakin dkatat frhat egzabhier zneberen eyen hgi moten ms semaeku btami senbide emo kae nab adey mariam enda keda slemntay bhmak moiten endabelku bwshtey kulu gzie eye nedey mariam zhata niere hgi gn gziue akilu htoy temelisley btami tahagise kbrrin msganan ykuna nedy mariam.
@zebibtekietekie6072
Год назад
ቡዙሕ ኢና ንማሃር ሓውና ቃል ሂወት የስማዓልና
@militegebrenegus6390
Год назад
Kalehiwet. Yesmalna. Amen.amen .amen
@merhawitkidane9041
Год назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna( debresina kekedu bhadega zmetu)hmaq aresi gierkala zihawey eti znebere hadega yzkro eye sembide eye kegiteyo kemza meshabi eilom bnay alemawi zgebrwa aresti koyna entay alewo kemti zbelkayo dngl mariam adiena nebsom teqebila ente belka yqreta ndfretey ahwat sdra sle zkona eye
@ermijesus4493
Год назад
ዘጸአት 20 (Exodus) 4፤ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
@luwamgebrehiwot1882
Год назад
እግዚኦ መሃረና ህርስቶስ ኣቤቱ ይቅረ በለልና እሕዋተይ ሓጥያት ዘውግድ ንስሓ ምእታው ኩቡር ወቅዱስ ደሙ ወ ስግኡ ምውሳድ ጥራይ ዩ ናትና ሂወት መምህርና ቃለ ይስምዓልና
@BfjhHfudhrf-su8wx
Год назад
ቃል ህውተይሰመዐልን መምህራን እግዚአብሔር ይሓልውን አሜን
@user-jd8wn9lh3d
Год назад
ኦ አምላኽ ብየማኑ መንገዱ ይምርሐና ንኹልኩም ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራተይ
@zebibtekietekie6072
Год назад
ጎይታና ማሓረና ቃል ሂወት የስማዓልና ፈጣሪ,
@merrylovely1220
Год назад
ሓድሽ መሲልኒ እኮ ናይ ቀደም ኢዩ ኣርእስቲ ኣጸብቀሉ
@wegahtarezene6385
Год назад
Wela ane nay hji mesilni sembide
@sabakiflu7361
Год назад
Yeah exactly ane ewun nay hji mesilni bitami senbide neire,
@senaitgebremedhin7460
Год назад
❤️እግዚአብሔር ይመስገን ❤️ አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና 🙏 እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ንቅድስት ሀገር ኤርትራ ባርክያን ሓልውያን 💐🙏💐🙏💐🙏
@wegahtagebrehiwet9751
Год назад
Thank you Buruk hawey.kale hiwet yesmalna Amen
@user-yt4bj8wm9c
Год назад
ሐቂ ኢዬ አነ ኩሉ ግዜ ዘጋጥመኒ ኢዩ ፠ ሕጂ መምሕርና ዝበሉና ዓቢ ትምሕርቲ ኢዩ ፠ቃለ ሂወት ያሰማልን ፠፠፠
@user-lr1mo6vr8p
Год назад
አሜን ንኹልና ይሐልወና ፈጣሪና
@SirakYohannes
4 месяца назад
ክቡር ሓው ኣነ ንባዕለይ ኣብ መንጎ ጸሎት ብዙሕ ሕማቅ ሓሳባት እዩ ዝመጸኒ ኔሩ ግን ብጣዕሚ ተናዲደ ኣቃሪጸዮ እየ ዝድቅስ ኔረ ስለዚ very thanks .ab xolotka zekreni 🙏🙏🙏
@azekriedengleyadegoytay5981
Год назад
አቤት እግዝኦ ማሐረና ክርስቶስ እግዛቢሄር ይቅረ ይበለልካ ክቡር ሐውና ቃል ሂወት የስምዓልና ብሐቂ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@abbaaronghebretinsae854
Год назад
ኃጢኣተይና ክድኅን ደኣ እምበር ክዅነን ወይ ክጠፍእ ዘይደሊ ኣምላኽ፣ ብውድቀት ወለድና ኣዳምን ሔዋንን ሠይጣን ብዘስሓቶም ዝኣተወ ኃጢኣት ክኽሕስ እግዚኣብሔር ኣቦ ንእንኮ ወዱ ሥጋ ኣልቢሱ፡ ተሸንኪሩ፡ ተሰቒሉ፡ መይቱ ፡ ካብ ሞት ተንሢኡ፡ ንሰማይ ብዓወት ዝዓረገ እሞ መፈስ ቅዱስ ካብ ኣቦኡ ረኺቡ ንሓዋርያትን ምስ ድንግል ማርያም ዝነበሩ 120 ነፍሳት መሊኡ ኣዕጢቁ፡ ዝለኣኾም ኵሉ ክድኅን ደኣ እምበር ሓእኳ ክጠፍእ መደቡ ኣይኮነን። ስለዚ ኣምላኽና ድኅነት ኵሉ እናተጸበየ ኃውና/ኃፍትና ክጠፍእ ኡልና ምምናይ ናይ ሠይጣን ጸሎት ደኣ እምበር ናይ መንፈስ ቅዱስ ዘለዎ ሰብ ኣይኮነን። ኣብ ልቢ ትግራይ ደብረ ሲና ብግንቦት ክነግዱ ኪኸዱ ሓደጋ ዝረኸቦም ብወዝቢ ኣይነበረን። ንመነኮሳት ደብረ ሥላሴ ተነጊርዎም ንናይ ደብረሲና ኣበው መጠንቀቅታ ኣብጽሖሙሎም። ግንቦት ናይ ብሕቶም ሱባኤ ዕለት ደኣ እምበር ሕዝባዊት ከምዘይነበረት ገሊጾም ካብ ቍፅሮምን መደቦምን ወጻኢ ምኻኑ ነገርዎም። ኣንጻር መደብ ስለዝነበረ ኣብ ልቢ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮን ኣብ ረብቶን መንገዲ መታሕትን ሓደጋ ተረኺቡ። ግንቦት ኣብ ደብረ ምጥማቃት ማርያም ሠነ ከኣ ኣብ ደብረ ሲና እዩ ሕዝቢ ዝነግድ ዝነበረ። ኅብረት ብመንገዲ ኣምላኽ ንድለዮን ንማእዘዝን። ኣብ ልቢ ትግራይ ካብ ዝተጐድኡ ካብ ጀርመን ዝተጸንበሮም ሓደ ይራሕ መንእሰይ ከምዚደሓነ እየ ሰሚዐ። ቅድሚ ሓደጋ ምፍጻሙ ሓበሬታ በጺሑኒ ነይሩ። ዘሕዝን ፍጻሜ እዩ። ምንግሥተ ሰማይ ከዋርሶም ናይ ጸሎተይ እዩ።
@abtesfaglobal150
Год назад
ከም ፍቓድ ኣምላኽ ኣብዛ ነገር መብርሂ እንተ ትውስኹላ? ዳርጋ ዓመት መጸ ግንቦትን ሰነን ክትንገድየ ዝሰምዕ እሞ፣ እዚ ናይ እንዳ ስላሴ መጠንቀቕታ ነታ ዓመት ጥራይ ድዩ ንኹሉ ግዜ? ብመሰረቱ ድማ ኣብ በዓለ ሓምሳ ሱባኤ ኣሎ ድዩ? ማርያም ግንቦት ኣብ እዋን በዓለ ሓምሳ ዩ ዝውዕል።
@maden1044
Год назад
ቃለ ሂወት የስማልና ኩቡር ሓወና ኦ እግዝኣብሄር ኣቦይ ይቂረ በለልና እንገብሮን እንሰርሖን ኣይንፈልትን ኢና እሞ ብዓይነ ምሕረትካ ጠምተና ንዓና ዱኩማት ባሮትካ
@ruthmisgun8792
Год назад
Amen qale hewit yesmelna ,egzabher xega berktu yebzhelka beruk hawey 🙏🙏🙏
@simret.bereket6400
Год назад
እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ኩቡር መምህርና።
@user-ed5ms5dl5j
11 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዐና ቡሩክ ሓወይ አጎልጉለትካ ይባረክ
@eskanovteame8220
Год назад
Kalehiwet yesmealna hawey🙏🏽 eza nay debresina yzkra eye dedhri eta bus nierna nhna azyu asenbadi eyu nieru eti hadega, ane zzkra kea etom nay sheu zarefu nebsat 33 nieru adiena kdsti dngl mariam kea ab amet 33 beal alewa. Sheu etom abotat eziom semaetat eyom aytbkeylom eilomuna.egziabhier zkeberen ztemesgenn ykun🙏🏽❤🙏🏽
@rahelgoitom6686
Год назад
Nay bhaqi ab Debresina znebere hawahuw bfxum ayrsa'en eyu
@user-if2kb1uh9v
Год назад
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ክቡር ሓዉና 🙏😍እግዚአብሔር አምላክ ልቦናና ይኽፈተልና ማርያምን 🙏
@nadyhenok2816
Год назад
EGTHABER KALHWAT YASMALNA ❤EGTHABHER AGLGLTKA YBRKLKAI ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏🙏🙏
@snitsemhosi6417
Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እመብርሃን ኣደይ ይቅር በልልና ካብ ኩፉእ ነገር ኣድሕንና
@danielmihreteab8890
Год назад
AMEN AMEN AMEN QALE HIWET YESMALNA EGZIABHER AMLAK KAB KULU KFUE YSEWRENA
@susanmehari3133
Год назад
ማርያም ድብረሲና ገባሪት ትእምራት እያ ኩሉ ጊዜ ቅድሚ ነዊሕ አመታት ክልተ ስብ ሐዳር ግን ንብዙሕ ግዜ ውላድ ሰለ ዘይ ረከቡ አብ ማርያም ድብረሲና ተመባፂዖም ውላድ እንተ ረኪብና ክልተና ማለት ሰብአይን ስበይትን ዝተውልደ ውሉዶም ክምኡ ከአ ሐድ ብዕራይ ሒዝና ክንመጽ ኢሎም ቃል አትዬም ውላድ ውዲ ረኪቦም ስበይቲ ውዳ ሒዘ ምስ ሐማታ ብዕራይ መብጽዕ መጺኤን ስብአይ ግን ኣይ መጽን? ማለት ታቦት ይዘውር ስለስተ ግዜ ዜሩ ምስ አተው ስብ መብጽዕ ድማ ታቦት ይዞራ ውደንን ብዕራየን ሒዘን ብድንገት ብይ ምንም ጽገም ዝጽንሔ እቲ ሕጻን ይዓርፍ መብጽዕ አጉዲልኩም ይብሉ አባቀሺ ቃል እምት ክቡር እዩ ብትክክል ካብlዝርአክዎ ምስክርነት
@abtesfaglobal150
Год назад
ብድሕሪኡ ድኣ እንታይ ኮነ? እግዚኣብሔር መብጻዓና ከይንርስዕ ምስትውዓልና ይኽፈተልና። ኣሜን
@selamgh3379
Год назад
kale hiwet yasemalen 🙏🙏🙏
@leterufaelkiflu8230
Год назад
ቃል ሂወት የሰምዓና ገይታ ማዓረይ ብመገድካ ምርሐና አሜን አሜን አሜን
@meharigebrekidan4329
Год назад
Amen Amen Amen qale hiwat yasemalena
@slamhlkjjj930
Год назад
ቃል ህወት የሰመዕልና አሜን አሜን አሜን♥️♥️♥️🙏🙏🙏✝️
@eliasyakob6270
Год назад
Amen amen amen! qale hiwet yesmealna
@temesgenamlakey3881
Год назад
አዚ ምጽራፍ እዉይ ተመስገን ብጣዕሚ አየ ተጨኒቀ ኔረ ንዝፈልጦም ሰባት ምስ ሓተቱኩ መጺና ኣይፈልጥን እዩ ምስ በልኒ ኣበይነይ እዩ ኢለ ነባት ነብሰይ ክነግሮም ተሰኪፈ ናኣምላኽ ጸረፈዩ ዝብል ሓሳብ መጺኒ ክብሎም ኢለስ ባጣዕሚ አየ ዛሓዝን ኔረ ሕጂ ግን ተመስገን ባሓቂ ክብረት ያሃበለይ ኩብር ሓወይ ሊንክ ናይ ዲያቆን ሄኖክ ግደፈልና
@ezgahariateklom9896
Год назад
Kale hiwet ysemelna
@yarusimon1936
3 месяца назад
ሸቶ ሰምሃር ጨንያ መንገዲ ኣደይ ማርያም ሓሊፋ ግዲ🙏🙏🙏❤❤❤
@mogoshabteslase7921
Год назад
Amien Amien Amien qale hiwet yesmealna kuburat yehwatey xeguau yebzahalkum egziabihier amlak nay Agelguletkum zemen ybarek ❤❤❤
@kulusebukulusebu7588
Год назад
Amen (3)qal hiwet yesmana zhawey ✝️❤
@fkadugbremichael3026
Год назад
Bitami yekenyelna kubur hawna Egzabiher Amlak xekiu yebzhalka
@darkj-kh7bm
Год назад
Amen3 kab kfue adhnena amlak. Btaemi yeqenyelna memhr
@desiethayle4673
Год назад
Egziabihir bmhretu ytemtena qol hiwet yesmealna hawna
@tirhasamenamenamengebreger6058
Год назад
Kale hiwet yesmaalna 🙏🙏🙏⛪
@nfreek5276
Год назад
ብጣዕሚ. ኢዮ. ድሜጹና. ኩፉኣት ሓሳባት. ቃለ. ሂወት. የስመኣልና. 🎉❤
@abrahamrezene8692
Год назад
Kale hiwet yesemealna kubra hawna
@hienokfshale-zh6zk
9 месяцев назад
Amen nay egzabihier seb
@user-wx5ym1qo5w
Год назад
Kale hiwet ysmean goyta
@alsmhamobael32
Год назад
AMENAMEN
@mussiehannse8800
Год назад
Amen qale hiwet, esmiealna
@Joilel
Год назад
Amen Amen Amen nay behaki qal hiwet yesmealna❤❤🌹✝️💖
@asmormgerezgiher
10 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና
@rishant9980
Год назад
ክቡር ሐወይ ከተስተምህር ከለካ ለጸላ ተትገብር ጽቡቅ ነሩ አይጎድአካን እዩ ማለት ደስ ኢልና ካአ ምራአናካ ንኩሉ ወኪለ አይኮንኩን ዝዛረብ ዘለኩ አነ ብውልቀይ እየ ምስናይ ይቅሬታይ
@simonbrhane8471
Год назад
Kale hiwate yesemealna
@letinaaraya4315
Год назад
Kale hiwet yesmalna.
@wedimizelo8894
Год назад
Amen qal hiwet yesmealna
@user-cb2tr4cd9m
Год назад
ነብስ ይመሓር 😢😢😢
@fitwikesete4493
Год назад
amen amen amen qale hiwte yesmana ezgabhir xegu yebzahalaka❤❤❤
@user-ow3zz6jp4m
Год назад
Amen amen amen kalehiwet yesmaana
@emuna6511
Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሌ ሂወት የስመዓልና
@yoditbayere9476
Год назад
Yekenyelna zahawey neaka IGZABIHER FETARI XEGEU YEBZHALKA AMEN
@Eftah13
Год назад
Kal hiwet yesmalna
@fusfv877
Год назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲💒💒💒🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤ 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@salamteklesenbet-qz9zk
Год назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna ❤❤❤
@fikadushimhalal9475
Год назад
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
@abbyha7518
Год назад
Egzabher amlak xgu ybzhalka wedwy marey ❤️🤲🏽
@louatlouat9687
Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃሌ ሂወት የስማዓልና ንመምህርና አምላክ ዕድሜ ናጥዕና ያሃበልና
@rshanftwi3445
Год назад
Amen amen amen kal hiwet yesmaana
@merhawimebrahtom8270
Год назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏❤️❤️
@NATMAHARITV
Год назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብሓልካ
@user-ix6fq5xu9x
Год назад
አሜን ፫
@abbyha7518
Год назад
Amen Qal Hiwet ysmalna kubur hawina
@user-uy4so9fo1w
Год назад
Amen kal hewetyesmeaina habti huto alen stelast kab gize orit eyu kaeme elu msale krstsn mezmertun koynu
@sikosilo7487
Год назад
Aman aman aman kale Hiwet yesmana
@SofaniasSofanias
Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-bo6ye9vn5g
5 месяцев назад
Amen 🙏 kal hiwet ysemalna
@rutatesfaalem7536
Год назад
qale hiwet yesmalna
@tomastinti1904
Год назад
Kbur hawna amlak kab mesmerkan timhrtikan ayewxieka btaemi xbuk timhrti eka tekrbelna emo amlak miskulatna ykun kexilo nay wetru teketatalika eye.mebazshtuau gn kab nay srah dyablos mistrat mis meglexiau akrbelna.tebarek
@luwamhadgu9783
Год назад
Qale Hiwet yesimealna 🙏🙏🙏
@szazlzazm9647
Год назад
Kal hywet yesmealna kubur hawna❤❤ bflatin bzeyflatin ingebro igzabher ykre ybelelna 🤲🤲 Bhaki bzuh temahirna kubur hawey tsegiu ybzehelka nhna dma ztemaharnayo igzabher amlak ab tsnat lbonana yehdrelna 🙏🙏🙏
@nighistialamin966
Год назад
Mara des zibil mehari zikone xegeu yebzhalkum bejaka ba nayzi chanel amxalna
@user-wn5nq4lx1j
Год назад
Amen(3) Qal hiwet yesmialna.
@semharabrha
Год назад
4 years ago niru 😢 gen semeyawi abo bselam ykebolom 3 Sdra behansab eyom keydomuna kurub kbed teble nira neana gen fkadu kabe kone zgeber yelen ❤
@user-rk5xe7do2t
Год назад
ቃለ ሂወት ይስመዕሊና ኩብር ሓወና
@misghinaamanuel-nn4hx
Год назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ካብዞም መምሃራን ኢና ኢሎም ፖለቲካ ዝምህሩ ኣይኮንካን ቀጽሎ ኣምላክ ይሓግዝካ
@wintagebremkael8765
Год назад
Amen Amen Amen ♥️♥️♥️🙏🙏🙏kale hywet yesmalna
Далее
46:28
ዘይሰምዐ ይስምዓዮ
Просмотров 2,6 тыс.
37:28
''መንፈሳዊ ውግእ ሰብ ሓዳር ምስ ኢሉሚናቲ! '' (ነዛ ፈረንጂ ዘለዋ ጸጋ፣ ዝገርም እዩ፣፣) (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
Просмотров 51 тыс.
02:17
Stray Kids <ATE> Mashup Video
Просмотров 1,9 млн
04:55
Испания - Франция | Евро-2024. Обзор матча 1/2 финала
Просмотров 874 тыс.
00:34
ВАДИМ ИЗ СИНДИКАТА ТЕПЕРЬ ПРОДАЕТ ТАЧКИ
Просмотров 860 тыс.
59:12
ТЫВА - самый ОПАСНЫЙ РЕГИОН РОССИИ! Людям тут СТРАШНО
Просмотров 323 тыс.
10:52
Biniam Girmay ዓወት ቢንያም ኣስመራ ኣናዊጹ #eritrean #eritrea #eritreasportnews #eritreanmovie #eritreanmusic
Просмотров 8 тыс.
1:35:41
ህድሞና ሾው - ጥዑም ዕላል ምስ ስድራቤት ድምጻዊ በራኺ ገብረመድሂን | Beraki with his wife - New Eritrean Show 2024
Просмотров 69 тыс.
24:37
ዓገብ ንሞኒካን ከምኣ ዝኣምሰላን ምሕረት የውርድ 🙏
Просмотров 720
44:56
ናይ ንግሆ ጸሎት
Просмотров 365 тыс.
31:32
🔥 ቢኒ ሳልሳይ ተኣምር ሰሪሑ ዳኒኤሌ እንታይ ተማሂሩ ?
Просмотров 8 тыс.
19:12
CINEMA SEMERE UPDATE SPORT - HISTORY MAKER BINIAM GIRMAY Tour de France ኣሰመራ ብሓበን ቢኒ ምቂጽጻር ሲኢና
Просмотров 27 тыс.
44:56
ናይ ንግሆ ጸሎት
Просмотров 1,4 млн
58:41
ከምዝፈቀዳዮ | ዘማሪት ትርሃስ ገብረእግዚአብሔር
Просмотров 1,6 млн
58:18
ቊ.3 "መልሲ ንሕቶታትኩም" ቃለ ምልልስምስ ቆሞስ ኣባ ኪሮስ
Просмотров 3,6 тыс.
33:17
ፍርድካ ኣይተክብደለይ
Просмотров 7 тыс.
0:33
Делай, чтобы не убить новый мотор! Обкатка питбайка и эндуро #питбайк #пит #эндуро #мотосоветы #мото
Просмотров 595 тыс.
0:39
ЭКСПОНАТ С ФЕСТИВАЛЯ TRUCK DAY 2024! СТАВИМ КОНДИЦИОНЕР ГАЗЕЛЬ НЕКСТ
Просмотров 432 тыс.
1:00
Тест Подвески БМВ
Просмотров 203 тыс.
0:51
СТОЯНОЧНЫЙ ТОРМОЗ на Газель.
Просмотров 990 тыс.
0:12
Что делать, если отказали тормоза?
Просмотров 6 млн
0:20
Luggage to the Rear 🤣?! 2025 Porsche 911GTS Hybrid #shorts
Просмотров 19 млн
0:53
Тема BMW M5 CS закрыта #shorts
Просмотров 637 тыс.