Тёмный
No video :(

ናትናኤል ኣቕሽሽቲ ጸልዮሙለይ ተዓዊተ tewahdo zebeaman ብመ/ምስጢር ኣማኑኤልመ/አብ 

Tewahdo zebeaman
Подписаться 29 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

ንደቂ ቤተክርስቲያን ነበራትዓዮም ተሃድሶ መናፍቃን ከይ ነጥቅዎም ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam

Опубликовано:

 

30 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 83   
@alemtesfai525
@alemtesfai525 Месяц назад
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Месяц назад
Amlake ERITREA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤❤❤
@afomrede9153
@afomrede9153 Месяц назад
ክብሪ ንዝግብኦም ክብሪ ሃቡ መጋቤ ምስጥራት መምህረ ቡሉያትን ሓድሽን ብሉጽ ካህን ቃለ ሂወት የስምዓልና ቀዳሚሃ ለጥበብ ፈርሃ እግዚኣብሄር እዩ ፈርሃ እግዚኣብሄር ዘይብሉ ስራሕ ኣይሰልጥን እዩ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘይብሉ ሓዳር ኣይቀውምን እዩ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘይብሉ ጀኒራል ኣይዕወትን እዩ ፈርሃ እግዚኣብሄር ዘይብሉ ዶክ ኣይሕክምን እዩ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘይብሉ መራሒ ሃገር ኣይቆመሉን እዩ ወዲ ሰብ ምዓስ እዩ ፈራሕ ዝከውን ካብ እግዚኣብሄር ምስ ዝርሕቅ ጥራሕ እዩ ኣዳም ኣዳም ኣበይ ኣለኻ ፈሪሓ እየ ሄዋን ሄዋን ኣበይ ኣለኪ ፈሪሓ እላቶ ስለምንታይ ምስ በሎም እቲ ካብቲ ኣይትብልዑ ዝበልካና ስለዝበላዕና ኢሎሞ ብሓጺሩ ቀዳሚሃ ለጥበብ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ሙካኑ ረሲዖም ወዲ ሰብ ፈራህ ዝኸውን እምብኣር ካብ እግዚኣብሄር ምስ ዝርሕቅ እዩ ብተወሳኪ እየሱስ ክርስቶስ ነቶም ሕሙማት ምስ አጥዓዮም ኪድ ርእስካ ንካህን ኣርእይ ይብሎም ንምንታይ እንድሕር ኢልካ ካህን ኣብ ሞንጎ ሰብን እግዚኣብሄር ብንስሓ ብጸሎት ብስይደት ዘተዓርቅ ስልጣን እግዚኣብሄር ስለ ዝኮነ ግደፍዶ ኣብ መሬት ኣብ ሰማይውን ተከፍተ ካህናተ ሰማይ ድማ ቁዱስ ቁዱስ እንዳበሉ ብዘሙቁራጽ ክጽልዩ ኣየንበብናን ዲና ኪዱ እሞ ንኢዮብ ጻድቅ ጸልየልና በልዋ ጸሎቱ ኣብ ቅድመይ ቁቡል እዩ ዝብል ኣየንበብናን ዲና ሰለሙን ጸሎትካ ተስሚዑልካ እዩ'ሞ እንታይ ትደሊ ክምዝተብሃለ ኣየንበብናን ዲና ዘካርያስ ዘካርያስ ጸሎትካ ተሰሚዑልካ እዩ እሞ ክትወልድ ኢካ ዝብል ኣየንበብናን ዲና ሓዋርያ ቁዱስ ጵጥሮስ ክሉ ገዲፍናስ ንዓካ ስዒብና ኣብ መጸርስታ እንታይ ኢካ ክትህበና ምስ በሎ ብሓቂ ብሓቂ ይብለኩም ኣለኩ ኣብመጨርስታ ልክዕከማይ ኣብ ዓስርተ ክልተ ወንበር ኮፍ ኢልኩም ንዓስርተ ክልተ ነገድ እስራኤል ክትፈርዱ እኩም ነቶም ኣየማልዱን ዝብሉ ጽባሕ ፈረድትካ ክኮኑ እዩም ንበሎም ንምስትውዓል እንኮዕ ኣቦታት ሊቃውንቲ ሃልውና ናቲ ወድና ድማ ዝበለጸ ሒዝካ ኣለካ ን አምላክ እምድሕር ሕዝካ ክሉ ግዜ ዕውት ኢካ 7ተ ግዜ ወዲቅካ 7ተ ግዜ ተሲእካ ጸሎት ኣቦታትካን ኣዴታትካን ኣይፈላካ ኣጆካ በርትዕ እዚወደይ!!!!!
@Natnael12
@Natnael12 Месяц назад
ክብርን መስጋናን ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩን ቃለሂወት ይስመኣልና ናይ ኣጎልጉለት ዕድሜኩን እግዝኣብሄር ኣምላክ ይባርከልኩም ኣሜን ኣኤን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@robielgebrehiwet8712
@robielgebrehiwet8712 Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር መም ዘኣማኑኤል
@Fievi7222
@Fievi7222 Месяц назад
Amen senay qal kab kibur memhirna Edme yihabelna amlakina xega yebzihalkum kibur,memhirei❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zaidmehari7450
@zaidmehari7450 Месяц назад
አሜን አሜን አሜን እግዚኣብሄር ይመስገን
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 Месяц назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ "ወኩሉ ዘይፄውዕ ስመ እግዚኣብሔር ውዕቱ ይድኅን" ቃለ ህይወት የስመዓልና።
@Maryameyy12
@Maryameyy12 Месяц назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና❤❤❤❤❤❤
@Fievi7222
@Fievi7222 Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኪቡር መምሂርናን ኣቦናን ❤❤❤❤❤❤ ነዊሕ ዕድመ ይሃበልና ኣብ ጸሎትኩም ዘኪሩና ኢኹም ❤❤❤
@nebaynegasie6251
@nebaynegasie6251 Месяц назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ksanetgoitom7826
@ksanetgoitom7826 Месяц назад
Amen Amen Amen ❤
@adhanetnagash1766
@adhanetnagash1766 Месяц назад
ቃል ሂውት የስምዓና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@SaimonAndom
@SaimonAndom Месяц назад
❤🎉Amen qalehiwet yes mailman.
@dawittekleab9375
@dawittekleab9375 Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@esutekie360
@esutekie360 Месяц назад
ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏
@user-pe5jb1cc9c
@user-pe5jb1cc9c Месяц назад
❤❤❤❤ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ክቡር መምህር ንሕዋንናት ዕድሙናን ጥዕናን የሃብኪም ❤❤❤
@tsigishabrha2983
@tsigishabrha2983 Месяц назад
Kale hiwet yesmaelna amen amen amen 🙏
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 Месяц назад
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna
@mebrhitamanuel3090
@mebrhitamanuel3090 Месяц назад
ቃለ ህወት የስማዓና መምህረይ
@shadowgamingtubehotshis7023
@shadowgamingtubehotshis7023 Месяц назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zaydzersenayZaydzersenay
@zaydzersenayZaydzersenay Месяц назад
Amen ❤❤❤❤❤❤
@ruthagerensiae8977
@ruthagerensiae8977 Месяц назад
Amen amen amen abona qal hiwet yesmalna Egizabher
@mihretkibrom4561
@mihretkibrom4561 Месяц назад
Kalhwet yesmalna
@safiyasafiya5671
@safiyasafiya5671 Месяц назад
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna. Nhawna natnael dma amlak ab zkedo msu yikun.
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z Месяц назад
__እግዚአብሔር ኣምላኽ ይክበርን ይመሰገን ሰለ ኩሉነገር ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ቃል ህይወት ቃል የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 Месяц назад
AMLAK MSAKUM
@tsehayetekeste6753
@tsehayetekeste6753 Месяц назад
ብሃቂ ምስጋና ይብጻሓዮ ልዑል ኣምላኽና ስሙ ስለ ኣትጽውዑ ክብሩ ይሰማዕኩም ኣቦና ዘማራይ ቅዱስ ዳዊት መዝሙር 105 ቃለ ህይወት የስማዓልና ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-yu1yy8sm2t
@user-yu1yy8sm2t Месяц назад
Amen kelhwet yesmaln Natu hawey embrhn aytflyka🙏🙏🙏
@user-ff3cc4cs9l
@user-ff3cc4cs9l Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤
@AngesomMesfin
@AngesomMesfin Месяц назад
ስለ ኩሉ ነገር ስም ኣምላኽ ይመስገን ❤❤❤
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Месяц назад
ኣሰይ ኣቦይ ማዓረይ ብሓቂ ደስ ዝብል ንኑብስን ንስጋን ዝጠቅማነን ዝሃስየናን ጽቡቅ መደብ ኢኩም ተቅርቡ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷💙❤️💛💚🕊🙏🕊🇮🇱
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Месяц назад
Amen AMEN AMEN EGZIABHER ymesgen Kalehiwot yesmalna AMEN ❤️ ❤️ ❤️
@user-ce7uk8li5w
@user-ce7uk8li5w Месяц назад
Amen qale hiwet yesmealna❤
@ShishayAbadit-xe1uu
@ShishayAbadit-xe1uu Месяц назад
Kale hiwet yesmealna
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 Месяц назад
ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን፡ኣሜን።
@EthopiaEthopia-cc4er
@EthopiaEthopia-cc4er Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ቃለሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms Месяц назад
ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና እቶም ቀዳሞት ዳሕሮት እቶም ዳሕሮት ቀዳሞት ቡዙሐት ክወጹ ክኽብሉሉ ከለው በዞም የሕዋትና ድማ ከምዚ ክትርኢ ከለኻ ባህታ ይፈጥረልካ አምላኽ ይመስገን
@fitsumberhanegebremedhin668
@fitsumberhanegebremedhin668 Месяц назад
ብሓቂ ኣቦ ፡ ኣምላከ ድንግል ማርያም ይሓልዋ
@abbyha7518
@abbyha7518 Месяц назад
Abet kabzkemzi ysewrena Amlakey kubur Abona 🙏🏽
@tewelde9778
@tewelde9778 Месяц назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ንኩሎም ደቂ ቤተክርስቲያን ኣብ ስጋውን መንፈሳውን ስርሖም ኣምላክ የሰንዮም።ክብሪ ንልዑል ኣምላክ ይኩን።
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Месяц назад
Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen. amen
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z Месяц назад
kemakum yebzhalna ABKULU mistafom ABARATIEKMWOM KINEBR SRAH yedliyeka malet sinetbabwyan kea srah eyu EZINATKU MIBRTAE EYU AGOKUM AMLAEKUM ENDA ZEKERKUM EGAMKUM ABERKTU MIBALKUM TANKS keep it 🙏🙏🙏
@miriamkeyrkayotarikey8947
@miriamkeyrkayotarikey8947 Месяц назад
Ewe haki eu egziabiher ketemesgin Nardin eu miknyatu fetarina halawina , redaena , wehabi xega , wehabe hiwet , mengedin hakin hiwetin slezikone begeku men alena kibrin n egziabiher amlakna goyta eyeusna ykun nizelealem alem Amen
@ereyalemey190
@ereyalemey190 Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ❤️❤️❤️
@elk5824
@elk5824 Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ሽም እግዚአቢሔር ኣምላኽና ይመንገን ይኽበር። ኣሜን ኣሜን ኣሜን። እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤።
@makerma3853
@makerma3853 Месяц назад
ሓቁኩም እኩም ኣባና።እግዚኣብሔር ምስኩሉና ይኩን
@user-yw5is4if9k
@user-yw5is4if9k Месяц назад
ቃለ ሕይወት ያስምዓልና
@merrygoytom9357
@merrygoytom9357 Месяц назад
Amen amen amen Nay bhaqi qal Egziabiher haylna eu qale hiwet yesmalna Abona ab tseletkum zekuruna Nana ndkumat deqkum❤❤❤❤❤❤❤❤
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 Месяц назад
ሰላም አምላክ ምስ ኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ይኹን ክብርን ምስጋናን ንእግዝአቢሄር አምላክ ይኹን አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤
@fshalefsha2735
@fshalefsha2735 Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና
@user-fl2tj3vv9m
@user-fl2tj3vv9m Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣቦና ዕድመ ይሀብኹም
@abrhiwadebru2401
@abrhiwadebru2401 Месяц назад
Amen amen amen
@Welat-kj8yl
@Welat-kj8yl Месяц назад
Qal hiwet yesmalna
@bege8567
@bege8567 Месяц назад
ብሓቅ ቃለህይወት ያስመዐልና ኩቡሩ ኣቦና❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Месяц назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ መጋቢ ሓዲስ ዘኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ። ኣብዚ ዓለም፡ዘሎ ፉጡር ኩሉ ብዘይእግዛኣብሔር ኣምላክ ዋላ ሓደ ነገር ክገብር ኣይክእልን ኢዩ። ስለዚ ወትሩ ንእግዛኣብሔር ኣምላክ ለይትን፡ቀትር ከመስግን ይግባእ። ንእግዛኣብሔር ኣምላክ ዝፈርሕ ሒማቅ ተግባራት ኣይገብርን ኢዩ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ክትነብር ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
@AwetKesete-cx5lb
@AwetKesete-cx5lb Месяц назад
Memhr mkan qelil eyu Krstyan mkan eyu kebid Krstyan nkun❤❤❤❤❤❤❤
@DawitWeldeslasie-f1f
@DawitWeldeslasie-f1f Месяц назад
Amen amen amen ❤fetiru Heyman amlak aygdefena❤❤
@freweynighebremariam7770
@freweynighebremariam7770 Месяц назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher
@ameteberhane3678
@ameteberhane3678 Месяц назад
🙏🏾 zemenka yebzha abona
@abebagrmay9200
@abebagrmay9200 Месяц назад
Amen Amen Amen kal hwit ysmalna Abma
@Samuel-3838
@Samuel-3838 Месяц назад
ክበረት ይሃበልና ነዚ ኣገዳሲ ጉዳይን ዝኮነ ብምቅራብኹም መጋቢ ምስጢር ዘኣማኒኤል፡ ጾሙና ጾም ሰላም በረከትን ረዲአትን ይግበረልና፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ይሃበና ንኹልና ልኡል እግዚኣቢሔር ኣሜን
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q Месяц назад
ክብሪ ይሃቦም ብሓቂ መሊስኩም ክትእክብዎም ኣብ መንፈሳዊ መደባት ክተሳትፍዎም ንዕዖም ተባሂሉ ኮርስ ክዳሎ ኣለዎ ወላዲተ ኣምላክ ነዚ ክትገብሩ ትሓግዝኩም
@debesgoblel8546
@debesgoblel8546 Месяц назад
Amen amen 🙏 thank you Abona
@debesgoblel8546
@debesgoblel8546 Месяц назад
Great teacher Anona , god bless you and your family 🙏🙏🙏
@muraeltadese5856
@muraeltadese5856 Месяц назад
Des zibil Egzihebiher ymesgen .shim Egzihebiher zxiwie ayhefirn eiu
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 Месяц назад
Kale yiwet yesmana kubur abona
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Месяц назад
❤❤❤
@GdeyBayre
@GdeyBayre Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🌺🌺🌺
@user-xg6gq8vm4h
@user-xg6gq8vm4h Месяц назад
❤!
@tewoldegebrewold2632
@tewoldegebrewold2632 Месяц назад
Nay behaki mergieta memhrna hawuna
@Mhretab-ec8ok
@Mhretab-ec8ok Месяц назад
Ewe netom zeamnwo ydhnom iyu
@tesfaytsegay3194
@tesfaytsegay3194 Месяц назад
አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ሐዉናን መምህርናን ብጣዕሚ ዝተባባዕ እዪ ከምዚ ጌርካ ኸተመሐላልፎ ከለኻ። ግን ናይ መዝሙር ዳዊት ጸሎት ዝጠቀስካያ አበየናይ ምዕራፍ ትርከብ?
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 Месяц назад
Kibri niamlak yikun
@flimonzerabrukgoje
@flimonzerabrukgoje Месяц назад
Nay behaqi
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q Месяц назад
Nay bhaki kbri yhabkum xbuk senay mskrn astemhron eyu ብሓቂ ነቶም እስፖርተኛታትናን፡ ስነጥበባውያናንን፡ ኣብ ዝተፈላልውዩ ዓውዲታት ዘለው ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልእን ዘለው ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያንን ክትጥርንፍዎም ሃይማኖቶም ክተፍልጥዎም ሓደራ ንብል ቀጽልዎ ሰናይ ኣገልግሎት
@ShishayAbadit-xe1uu
@ShishayAbadit-xe1uu Месяц назад
Nay bhaki Lewah eyu Ami wn n Merhawi Kubus dekimka eka emo ygbeaka eyu elu kedamay kwexie hadiglu eyu zeyrsae
@hagosgebrekidan4316
@hagosgebrekidan4316 Месяц назад
ቆባ እዚና ከልባ እታይ ኣፍልጦ ኣለካ
@ejduy
@ejduy Месяц назад
ሐውና ኮነ ኢልካ ዘይኮንካስ እቶም ስነጥበባውያን ከይተረፈ ዝተላሉ ኣሎው። ሐውና ናይ ጸላኢ ኣብ እምነታ ከባላሽይ ዝጥቀመሉ ስልቲ ክንፈልጦ ይግባእ። እቲ ገካዮ ዘለኻ ካባ ናይ በተክህነት ኣብቶም መልኣኽታት ዘሎ ሰብ ክንፊ ይመስሎ ግን ኣይኮነን እንታይዳኣ እቲም ርኹሳት ኣመንቲ ሰያጣን ዝገብርዎ ምልክት ንዓና ንምሽዋድ ብዙሕ ሜላ ይጥቀም እታ ምልክቶም V እያ ቅርጺ ናይ ክንፊ ከምኡ ኣይኮነን ብክልተ ጎኒ V ብዓቢ ማለት እቲ ካላይ ምልክቶም ክልተ V ብላዕልን ብታሕትን ዝተግጣጠማ እየን። ከሙ ኣብ ኣደና ማርያም ውን ብልሽው ዝኾነ ስእሊ ይስእሉ በቲ ምዕርባውያን ዝገርዎ መናውራ ልክዕ እንዳመሎም ይኽርውን ምናልባት እቶም ናትና ዝጋገዩ ዘሎው መስለኒ ንቅድስት ኣዴና lipstic ኣብ የእዳዋ ሕኛ ከሙኡ ኣብ ሐደ ገዳም ዝረኣኽዎ በዚ ዓዲ ኻላ ሐሊፍካ ዘሊ ገዳም እዩ ይመስለኒ ኣደና ማርያም ጡባ ቃልዕ ኣውጺኣ እንድጠወት ንጎይታ እዚ ጊጋ ተባሂሉ ኣብዚ ምዕራባውያን ነሩ ሕጂ ኣልየሞ የለን። እዚ ተለቂሖም ዝገብርዎ መናውራ ነፍስወከፍ ኣስእል ብጥቃቀ ትዕዝብቲ ክግበረሎም ኣሎዎ በዓል ቅዱስ ሚካኤል ኮነ ካልኦት ሰንሱር ክግበር ኣሎዎ ነቶም ስነዝጥበባያን ክምከሩ ኣሎዎም።
@Unitedworldsounds
@Unitedworldsounds Месяц назад
Why you fight The priests!?
Далее
ጒዕዞ እቲ ንግደት The Pilgrim s Progress
1:48:09