Тёмный

4ይ ክፋል (ዘሕጉስ ፍጻመ) ንብዓት ኣይነብዕን እየ ዝወደይ 

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Подписаться 160 тыс.
Просмотров 38 тыс.
50% 1

Авто/Мото

Опубликовано:

 

4 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 479   
@bemnetnkhu5423
@bemnetnkhu5423 16 дней назад
ዓዓቅምና ንሓግዞ gofund.me/08f6c1e0
@fiyorimichael1396
@fiyorimichael1396 2 дня назад
Tail saddley abo naye hawen
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
ሐለቃ ሰራዊት ሐያል መልአክ ቁዱስ ሚካኤል ብጽበልካ ኣሚኑ ዝሰተይ ታአምርካ ኣርኢ🙏🙏🙏። እዋይይይይይ ክሕይል 😢😢😢 በል እስከ መድሃኒኣለም ጽላሉ ይኩን ከምቲ ኣሚንካ ንኡኡ ዝሀብካዬ ንሱ ባአሉ ይጓስዬ🙌🙏 ኩሉ ሸጉርኩም ቅንጥጥ ኢሉ ይኪድ🙏🙌ናይ መጻኢ ሂወትኩም ብጽጋ, ብጥእና, ብሐጓስ ይባርኩምምምምምምምም🙏🙏🙏🙌🙌🙌🙌🙌🙌 ሐያል ኣቦ ኢካ። ብጣእሚ ተገሪመልካ ። እግዝአብሄር ኣምላክ ሐድሽ ሄወት ይሀብኩም🙏🙌😢
@danielhaile423
@danielhaile423 16 дней назад
ወደይ መዓረይ ንባዕልካ ቆልዓስ እዚ ኩሉ መከራ አምላክ ምሳካዪ እዚ ኩሉ እምነት ንስካ አብነታዊ ሐቀኛ ወላዲ ዕድመን ጥናን ይሀብካ እዚወደይ 😢😢❤
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 16 дней назад
Egzabher xhifwo nenatna u zhbena mo zkeberen ztemesgenen ykun
@hermonsbahtu1378
@hermonsbahtu1378 16 дней назад
Be egziabihier aminka ekamo aykehfrekan eyu eska zkaleka gierka eka emo zterefe nay fetari eyu kemti emnetk tamru yereyeka ykown bzkone naka edmen tenan ybabka nwedka dma muleu mhret geyrulus dagmay ms wuladka mskrnet thbulu gizi yemxalkum qdus michael abzuryakum ykun ajoka hawey natey 🙏🙏🙏
@Dated.
@Dated. 15 дней назад
ጅግና ኣቦ ኢኻ ሜሮን ሓወይ፡ ብኣኻ ኮሪዔ፡ እቲ ኣቦ ንውልዱ ክገብረሉ ዝኽእል ኩሉ ጌርካ፡ ገለ ጥዑይ ውላድ ረኺቦ ይኽሕዶን ይድርብዮን ገለ ከምዚ ከማኻ ከኣ ኣይኮነን ክድርብዮ ንኸይመውት ክሳዕ መወዳእታ ይቓለስ፡፡ እመነኒ ንዓይ ጅግና ኣቦ ኢኻ፡ ብድሕሪ እቲ ጅግና ሰብኣይ ከኣ ደግኛ ሰበይቲ ከም ዘላ ኣርጊጸ ይፈልጥ እየ፡፡ ብሩኽ ኢኻ፡ ብርግጽ ኣምላኽ ምሳኻ ኣሎ፡ ወድኻ ውን ኣይክመውትን እዩ፡ ነዚ ኹሉ ዝገብር ከኣ ስሙ "እግዚኣብሄር ጎይታ ሰራዊት ይበሃል" ሃሌሉያ ! ክብሪ ንጎይታ የሱስ ይኹን !!!
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 14 дней назад
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ናይ ዓለም ነገር ስንክሳር ዩ ብዝረኸብካዮ ተመስገን ምባል ዩ ዝሓይሽ ጥዑም ዘረባ ድራር ኣምላኽ ዩ ዝበሃል እሞ ከነመስግኖ ይግባእ
@AlazarGebru-ob8ku
@AlazarGebru-ob8ku 14 дней назад
ሓቂ እዩ ከም ናትኻ ጠንካራ እምነት ኣይረኣኹን ምክንያቱም መብዛሕትኡ ሃይማኖተኛ እየ ይበል እምበር እምነት የብሉን እስኻ ግን ናይ በሓቂ ናይ ሓበሻ መምህር እኻ እግዛብሔር ኣምላክ ሙሉእ ደስታ ፊፃመ ይበረልኻ ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@SabaFissha
@SabaFissha 11 дней назад
AMLAKI HJJWEN MßAKA YKUEN ❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 16 дней назад
ኣነስ ካባካ ክንደይ ተምሂረ ❤ዝሓወይ ፅሩየይ❤ከምቲ ናትካ😢እምነት😢 ይዓድለና😢😢😢
@freweiniguck8726
@freweiniguck8726 16 дней назад
አምላኽ እምነትካ የጽንዓዮ ንዘላአለም ንስካ ዓቢይ መምህር ኢካ አብነታዊ አቦ ኢካአብ ጸሎትና ኩሉ ግዜአሎካ ሕጂ እውን እምነትካ የጸንዓዬ ምሉእዕድምን ጥዕናን ምስ ስድራቤትካ ይሃብካ መሮን ብሐቂ ቅቡእ ሰብኢካ እኖና ቅድስቲ ድንግል ማርያ ምስ ወዳ ሃለዋአ አፈለካ አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 16 дней назад
Kbret yhabeley amen
@selamtuquabo-girmazion3068
@selamtuquabo-girmazion3068 3 дня назад
ክብርን ምስጋና ንጎይታና የሱስ ክርስቶስ ልበይ ተንኪፍኒ ሐይሊ አምላክ ብሩኡይ አርእዩና ነዞም ወለዲ ድማ መመሊሱ ጸግኡ ይሃብኩም አብታ እምነትኩም ጸኒዕኩም ብምርካብኩም ዓቢ ትምህርቲ እዩ ክብድ ፍረ አድሪ እንተሎኩም እምነት ኢሉና እዩ የሕዋተይ እምነትና እዩ ዘድሕነና ዘሎ ጸሎት አይነቋርጽ ሜሮን ሐወይ ሐይሉ ጸግኡን ይሃብካ እግዝአቢሄር ❤❤
@user-jq9mp7lp1w
@user-jq9mp7lp1w 15 дней назад
ታይ ይሰኣኖ ፈጣሪ እግዚኣብሄር ኣብዚ ህጻን እዚ ዓቢ ዕላማ ከምዘለዎ የረድኣካ።ዓቢ ሰብ ክኸውን ዩ።
@mebrahtomtadese4675
@mebrahtomtadese4675 8 дней назад
ቅዱስ ኣምላክና ሙሉአ ምህረት ይግበረሉ ነዚ ህጻን ምኒም ኣበር ዘይብሉ. ነዓካ ድማ ኣምላክ ጽንዓት ትብዓትን የሃበካ ኩቡር ወላዲ፡ ናይ በሓቂ ነቢዒ ድንግል ማርያም ትኩን ጽላልካ. ቅዱስ ሚካኤል ብምህረቱ ይብጽሓካ
@njaysteamconquuredeurope8402
@njaysteamconquuredeurope8402 8 дней назад
Gele wladu derbyu kolel ybil gele Kae kemzi qalkidanu zeydrby 😢😢😢 Egzianhier Amlak yhagzka mhret yewrd.amen
@beilulbilly2636
@beilulbilly2636 День назад
እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገይሩልካ፣ ብሓቂ ንስኻ ሓያል, ተባዕ , ኣብነታዊ ኣቦ ኢኻ ወድኻ ውን ሓያል እዩ፣ ኣለኹ ክህሉውን እየ ኢሉ ማዕሬኻ እዩ ተቃሊሱ፣ እግዚኣብሔር መመሊሱ ሓይሊ ይሃብካ ንወድኻ ድማ ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ ፈጣሪና
@AbrahamNguse
@AbrahamNguse 6 дней назад
ሜሪ ሓወይ እንቃዕ ሓጎሰካ ጻማኻ ኢዩ እግዚአብሔር ሂቡካ ኣጆኻ ኣብ እምነትካ ጥራሕ ጽናዕ ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ ኣለኹ ። ንዑ ኸኣ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሉ።❤❤❤❤❤
@abebayewhans2381
@abebayewhans2381 3 дня назад
ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሉ እስካ ከ ኣምላክ ዕድመን ኣጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@Samrawit-n8r
@Samrawit-n8r 6 дней назад
Amlakey nezi kulu kab mot hiwot zhabkayo kbrn msganan yibsahka goytay mearey ezi tibotat ab hasir gize kab nebsu awusika mulue tienau temelisu kishk kibelik kinkesakes kizareb gbero entay ke yisaneka amennn
@martasila5996
@martasila5996 5 дней назад
Thank you for sharing your testimony. You have trusted God, and God has given you strength to overcome the difficult times. We thank God for your sons recovery. May God continue to restore your son and make him healthy.
@solomonhabtemicael7808
@solomonhabtemicael7808 16 дней назад
እግዚኣብሔር ዓስቢ እምነትካን/ትብዓትካን ይሃብካ። ውሉድኩም ምሉእ ምሕረት ሂብዎ ኣቦይ/ ኣደይ ኢሉ ዘኽብረኩም ውዕለት ኣምላኽ ዝተገብረሉ ዝሰምዓ ኣእዛን ናይ መንፈስ ይስኩዓሉ🙏🙏🙏
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 15 дней назад
Amen amen amen yekenyelna
@SemharArefaine
@SemharArefaine 14 дней назад
Amen Amen Amen 🙏
@yedinglelij42
@yedinglelij42 14 дней назад
እግዚአብሄር ይመስገን እንኳዕ ምሃረልክ መሊኡ ፈውሰ ምህረት የውርደሉ አሜን
@medhanittesfu1222
@medhanittesfu1222 10 дней назад
ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ኩሉ ጉዕዞኻ ከሰንየካ እዩ ክቡር ሓው ከመይሲ ንስኻ ዓቢ ናይ እምነት ኣብነት ኢኻ 🙏🌺
@bqse6142
@bqse6142 16 дней назад
ስም እግዚኣቢሄር ዝተመስገነ ይኹን "ኣሜን" ንእግዚኣብሄር እንታይ ይሰኣኖ ኣብ እምነትና ጥራይ ንጽናዕ ኣጆኻ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ እዩ ። ውሉድካ ክሓዊ እዩ ኣገልጋሊ ኣምላኽ ኮይኑ ንቡዙሓት ከድሕን ክነብር እዩ ።ንመን ኢሉዎ ኣምላኽ ኩሉ ዝከኣሎ።
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 16 дней назад
ኣጆካ ዝሓወይ ኣምላክና ሓያልን እሙንን እዩ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ ኣቤት ተዓዲልካ እኘካ እምነት ቀፅለሉ ፅጋበይ❤❤❤❤ክብርን ❤ምስጋናን❤ን ቅድስት❤ስላሴ ይኩን❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤ኣሜን❤ኣሜን❤
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 13 дней назад
ቅዱስ ሚካኤል አባቴ የባሕራንን የሞት ደብዳቤ ወደ ሕይወት የቀየርክ መልአክ ሆይ የዚህን ሕፃን በታምራትህ ታሪኩን ቀይርለት በምሕረትህ ጎብኘው🤲🙏ለወላጆቹም ትግዕስቱንና ብርታቱን ስጣቸው አሜን 🤲❤
@Anketsebrhan
@Anketsebrhan 7 дней назад
እግዚኣብሔር ይባርኻ መምህር እምነት ክብለካ ይደፍር፡ኣጆኻ ይብለካ፡
@lidugheb7960
@lidugheb7960 2 дня назад
Nay behaqi nefuo abo ika agzabiher xeguau yebzehalka azi kulu dkamkan oqlikan riyu mewdatu yexebiqelka senay osibi yihabka dangal maroyam tibarika nay behaqi memhir konkana tebarek.❤❤❤❤
@user-yd3gc9xm1t
@user-yd3gc9xm1t 2 дня назад
ሐወይ መዐረይ አምክ ይሐግዝካ 🙏🙏
@user-hi7vk1rg3p
@user-hi7vk1rg3p 17 часов назад
አግዚኣብሐር ሙሉአ ምሕረት ይግበርሉ ንዓካ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ምስ ብዕልተ ቢትካ ኣምላክ ጽጋ ምሕርቱ የብዝሓልኩም❤❤❤
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 5 дней назад
Bzey afelalay kbret yhabeley neti kulu halyetkumn nay tesfa qalatkumn blbi yemesgn❤❤
@sabagedhu3026
@sabagedhu3026 5 дней назад
Betami zegerem u Amlak hayli selzekonleka Semu ybark. Ajoka tenfas nay Amlak ya Amlak aloka entedea elwo zechenko yle Teray Ementka Abti kulu zekel Amlak Axineio. Semay medri Abeaten zelo kulu reference zekoxaxern Amlak teamrat kigebrelka u Selam Amlak neaka nefamilkan ykun
@selammati8684
@selammati8684 10 дней назад
Egziabher Amlak ab srhu aygagen u bhaki. ❤❤❤
@WdaseHabteab
@WdaseHabteab 2 дня назад
❤❤😢🙏 Mulu Mhret yegebrelu fetari
@asterkiflay4470
@asterkiflay4470 16 дней назад
ወደይ መዓረይ 😢😢😢😢😢😢😢ንስካሰ ሙሉእ ፍልይ ዝበልካ ቸሩ መድሐኒአለም ናዓካን ንወድካን ሕቍፍ የብልካ ወደይ ናተይ ❤😢😢😢
@rigatalazar6950
@rigatalazar6950 2 дня назад
Temesgen,kemakum sebat mhlau,❤agekum🙏🙏🙏🙏
@LunaFitsum-wi5gl
@LunaFitsum-wi5gl 4 дня назад
Egziabher yidefka ms wiladka nwedina win mulue mihret yimineyelu ..... temesgen amlak🎉🎉🎉
@kidistiamaniel6524
@kidistiamaniel6524 16 дней назад
Deeply heart touching message for all of us, special fathers and moms you are amazing father
@enigebreghergish8967
@enigebreghergish8967 14 дней назад
ተመሰገነ ተመሰገነ ተመሰገነ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 16 дней назад
ስም እቲ ልዑል ፈጣሪና ይኽበር ይመስገን ብሓቂ ደስ ዝብል ዛብታ እዩ😢😢😢
@elk5824
@elk5824 16 дней назад
እግዚአቢሔር ይኽበር ይመስገን።እግዚአቢሔር ዝሳኣኖ ነገር የሎን።ብሓቂ ጅግና ኣቦ፡ሜሮን ሓውና እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልካ፡ኣብ እምነትካ የጽንዕካ። ብሓቂ እዚ ህጻን እዚ ከም ፍቓድ እግዚአቢሔር ቡዙሕ ስራሕ ኣለዎ ጂ ውን ንእግዚአቢሔር እንታይ ይሳኣኖ፡ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ ኣጆኻ እምነትካ ዓቢ ዩ።ጸሎት ቅዱሳን ጸሎት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ምስ ቅዱስ ሚኪኤል ሊቀ ማላእኽቲ ምስኩሎም ቅዱሳን መላእኽትን ምስ ቅዱሳን ሰማእታትን ፡ምሳኻ ይኹን ኣሜን❤❤❤። ክቡር ሓወይ ብእምነት ንቅሑ እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልካ ኣሜን።
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 15 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን የቐንየለይ ክብረት ይሃብኩም ኣነ ወላዲ ዝገብሮ የ ዝገብር ዘለኹ ክብረት ይሃብኩም
@arsemahabtom2288
@arsemahabtom2288 3 дня назад
Betaemi kabaka bezu temahire jegna Abo ika neseka amlka melu mehret yegberlu newedeka ❤
@AbrahamNguse
@AbrahamNguse 6 дней назад
ሜሪ ሓወይ ኩነታት በዓልቲ ቤትካ ኸ አብ ከመይ ትርከብ❤❤❤
@edenm0berhane347
@edenm0berhane347 День назад
ኣነ በቃ ኣይካኣልኩን ብ ብኽያት ብሓቂ ኣምላኽ ጸጋ ሂብካ አዩ ሜሪ ሓውና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዚ ህጻን ካኣ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሉ ሕጂ ካኣ ይኣክል ይበልኩም ኣምላኽ ብ ሓጎስ ተደነሱ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን
@finansereke3869
@finansereke3869 15 дней назад
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣቦ፡ ንፉዕ ጥራሕ ውን ኣይገልጸካን ዩ, እግዚብሄር እምነትካ የጽንዓዮ፡ ንወድኹም ከኣ ምሉእ ምሕረት ይሃቦ, ክምሕሮዩ ውን ብዘይጥርጥር, ንገለ ትኣምር ዩ ኣምጺእዎ ጎይታ, ዓቢ ክከውን ኣማን ብኣማን🙏🙏🙏 ኩሉ ግዜ ጸሎት ጥራሕ እዚኣብሄር ምሳኩም ዩ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንክልቴኹም ወለዲ .❤❤❤
@mussietewelde3546
@mussietewelde3546 4 дня назад
ሙሉአ ምሕረት ይግበረሉ።ብኣምላክ ዝኣመነ ኣይሓፍርን አዩ።
@AsterHadgu-vm9zp
@AsterHadgu-vm9zp 14 дней назад
Jigna ika beka enqe fetari nkulu akaleka . Fetina zbeziho hiwet emo b wiladka kibdetu yrdeana iu emo ms hiwet isreal .Amlak kea mulue mhret yewrdelu & niaka bealti betika edmen tenan yhabkum fetari ❤❤
@mhretgebru8657
@mhretgebru8657 5 дней назад
Maryam Ayrefeda ms weda msaka tkun zweday mhret yewrdelka Amen❤❤❤.
@madenmerebay6085
@madenmerebay6085 2 дня назад
Mulu mhret ygberelu fetari 🙏🏼🥺
@shambeltesfay2938
@shambeltesfay2938 14 дней назад
ንወድና ሙሉ ምሕረት ይግበረሉ ኣምላክ እተ መሮን ግን መግለጺ የብለይን ንዓካ ዝከዉን ቃል❤❤❤❤❤❤
@asterfitsum4933
@asterfitsum4933 14 дней назад
Betami bezuhe temahire amlke mulue mehret yeweredelu you are super strong my brother. Amlke mesakume yekune
@adameynatey172
@adameynatey172 3 дня назад
Mlue mhret ygberelu 🙏🙏🙏
@rebeccablessed7214
@rebeccablessed7214 4 дня назад
Tebarek nay bhaki n Egziabher ziamene ayhafrn eyu ❤ n wedka mulue mhret ygberelu ❤
@yordadebrom1184
@yordadebrom1184 11 дней назад
Mule Mihret yeheberlu Amen 🙏
@tewentsegezeab4906
@tewentsegezeab4906 10 дней назад
Btaemi zegerm oaqln tegstn boabyeu dma emnet ab amlaka zgelxeka qalat ayrekebkun jgna abo memhr ewn konkana mo zhawey mlue tona uhabo medhanialem 🙏
@user-yd3gc9xm1t
@user-yd3gc9xm1t 2 дня назад
አጆኻ ዚሐወይ ኡምላክምሳካ ይኩን🙏🙏🙏
@user-teklehaimanotaboy
@user-teklehaimanotaboy 16 дней назад
Kbri n medhani alem U r very strong and faithful Father GBU
@luwamtikue4573
@luwamtikue4573 7 дней назад
ናይ ብሓቂ ጅግና ኣቦ አግዚኣብሔር ኣምላክ አምነትካ ሪኡ ሙሉአ ምሕረት ይግበረሉ
@mokaTseg
@mokaTseg 2 дня назад
ብጣዕሚ ኮሪዐ ሜሮን ሓወይ ጅግና ኣቦ ኢኻ ናይዚ ዘመን ኢኻ
@abrehetgebrekidan1425
@abrehetgebrekidan1425 16 дней назад
ንእግዚኣብሔር ዝሰአኖ የለን እሞ ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃቦ እንዕ ሐጎሰኩም .❤🎉🎉
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 16 дней назад
እዋይ ወደይ ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ባሐቂ ዝኣመነ ኣይወድቅን እዩ ሐወይ እምነትካ ናይ ባሐቂ ደስ ዝብል እዩ❤❤❤❤❤❤
@mussiekaleab4429
@mussiekaleab4429 15 дней назад
Meron hawey goyta aqli naka zhabe tegsti fetari endi meglexi yebleyin meharzgi wedey kea mulue mhret yewrdela fetari🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 15 дней назад
Natkum nay yehwatey weside so thank
@user-ff1pm5bl1m
@user-ff1pm5bl1m 15 дней назад
ጸበል መርቢል ቁዱስ ጅወርገስ ተዝሕጽብ ፈጣሪ ዝሳኣኖ ነለንሞ ምሕረት የዉርደል ንወድና እመብርሃን ምስኡ ትኩን ብጣዕሚ ኣብእምነትካ ዘላካ ጽንዓት ትኣምር እዩ ፍጣሪ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ
@saminatey6157
@saminatey6157 16 дней назад
ኢቲ ቲኣምኖ መላኣክ ኣሕለፋ ኣይህብን'ዩ ኣጀካ ሓወይ ምሉኡ ምሕረት ይግበረሉ ፍረ ጻዕሪካ ዝከፍለካ ይግቦሮ ፈታሪ ።
@gkdksy9577
@gkdksy9577 4 дня назад
Egziabher mulue mhret ygberelu nay bhaki nfue abo
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 13 дней назад
Eway nsikas jigna eka Egziabher mlue mhret ygberelu ajoka
@tsehaiokuse2102
@tsehaiokuse2102 4 дня назад
Halewa kudus mikael msaka Mskulu sdraka ykun
@TesfazghiAbrahamGebremedhn
@TesfazghiAbrahamGebremedhn 5 дней назад
Mechem kalt ybleyn naka zigelthe ,nwedka kaia amlak mula mhret yfterelu ❤🎉🎉🎉🎉
@weiniahferom4880
@weiniahferom4880 10 дней назад
ሐወይ እንቃዕ ከም እምነትካ ገበረልካ ልኡል ፈጣሪ ኩሉአለም እንታይ የሳአኖ እግዝአቤሄር ከምላክ
@senaytande
@senaytande 14 дней назад
ናይ ብሓቂ ሜሮን ሓወይ ንብሕጂ ንዝመጽእ ግዜኻ ውን እግዝኣብሄር ምሉእ ሓይሊ ይሃብካ ኩቡር ሓወይ❤❤❤
@maeshotweldebrehan8444
@maeshotweldebrehan8444 14 дней назад
Egziabher mhret yewrdelu zehawey ajoka ::
@luchiakidane9398
@luchiakidane9398 2 дня назад
ብሓቂ ዝገርም ታሪኽ አዩ ኣጆኻ ኣብ እምነትካ ጽናዕ ኣምላኽ ከኣ ኣይሕፍረካን አዩ
@user-ub2ub8mq8y
@user-ub2ub8mq8y 5 дней назад
Hawey Nay behaki emenetka bgibri Arekana ajoka emnetka eu Haylieka axinewo emo nay behaki sabe kirstose eka mulau mhiret ygeberelu 🙏🏼🥹🤲. Jigna Welad Xolot kudusan ayfeleyka
@SenaytFshaye-jl3mq
@SenaytFshaye-jl3mq 14 дней назад
Amlak kem emnetka ygberelka nay bhaki jgna weladi ❤❤❤❤❤❤
@weiniahferom4880
@weiniahferom4880 10 дней назад
ንፈጣሪ አንታ ይከብዶ ዝመሀፈት ትንፋስ ዝመልስ ዝዐወረት ዐይኒ ዘብርህ ዝተቆረጸት እዝኒ ዘልግብ ንእግዝአቤሄር ኩሉ ዝካአሎ መስግንኡ ይባረክ
@godloveseveryone1765
@godloveseveryone1765 14 дней назад
Behaki Abo malet ❤️🤗 abzi zebtsehaka egziabiher aygedfekan eu, kbri kulu ngoyta ykun 🙏🙏🙏
@edeng.kesete3747
@edeng.kesete3747 14 дней назад
No words to describe you. You are truly great and faithful dad. I pray to God to give you and your family strength in whatever you do. May God give your baby boy full health❤
@zlove8820
@zlove8820 16 дней назад
ጸሎታን ተራዳእነታን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም, መላእክታን ነብያት, ሓዋርያትን ሰማዕታትን ጻድቃንን ቅዱሳንን ኣይፈለየካ ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ እግዚኣብሄር ግን ንዝፈትዎን ንዝክእሎን ኢዩ ዝፍትን ናይ ብሓቂ ምሂርካና! ብህጂ ከኣ እግዚኣብሄር ኣብ ጎንኻ ይኹን!
@user-dj1ge7in9z
@user-dj1ge7in9z 16 дней назад
ኣጆካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ከዓ መፈፀምቱኡ ንፅቡቅ ይግበረልካ ፆሎት ቅዱሳን ፆሎት ቅድስቲ አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለካ ብዙሕ ኢና ተማሂርና አብ እምነትካ ዘለካ .እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ ዝሓወይ..ቀፅለሉ በርትዓካ.
@tsigereda-rose5534
@tsigereda-rose5534 16 дней назад
A very strong faithful father!!! May Egziabher be with you always.
@denaytselemun3118
@denaytselemun3118 10 дней назад
Egzabiher amlak mulu mihret ygberelu ziwedey marey kab 1 kisab tiwidi danebaku nay kudus Michael teamir kitzareb enkeleka endatehagosku semieya abi timrti temahire kabaka meri hawey ab xolotey kulu gize kizkiro eye niwedka Kibrn misganan nilul fetari amen amen amen ❤❤❤❤
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 16 дней назад
Likemalaekt kudus michael ykber ymesgen amen amen amen
@milkatekle228
@milkatekle228 15 дней назад
Nay bhaki jgna abo eka wedka kea ms abeye agelgali amlak kkewn eiu edmen tenan yhabo❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥
@user-ye7ow6nq9j
@user-ye7ow6nq9j 8 дней назад
Amlak mulue mhreti yGberlu wedi amlk eu🎉🎉🎉
@amanuelmehari3624
@amanuelmehari3624 14 дней назад
ኣምላኽ ይሓግዝካ።ናይ ብሓቂ ኢትይ ዝምካሕ ብእግዣኣብሄር ይመካሕ። ጽኑዕ ኢኻ ኣምላኽ ይሓግዝካ።
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 11 дней назад
Egziabhier ymesgen. Btami hayal fetena halifka zihawey.ab Egziabhier ziwkel ayhafrn 🙏🏽
@berhanesolomon8915
@berhanesolomon8915 16 дней назад
ክቡር ሓውና እጆካ ፡እግዚኣብሔር ኣምላክ ኩሉ እምነትካን ድካምካን ሪኡ ንውላድኩም ምሉእ ጥዕና ይሃቦ፡ ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ ምላእክቲ ከኣ ውትሩ ኣብ ዝርያክም ይኩን ፡ጅግና ኣብነታዉ ኣቦ ኣምላክ ሓይሊ ይሃብካ
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 16 дней назад
Kidamy nger jagena abo eka eom ezgbeher melu meherti ywerdilu Kab kidamy kaleyn tkatatileyo betiami ye adinkeka eom ezgbeher meska yakun 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@rutatkue3739
@rutatkue3739 16 дней назад
@user-ch6mp1gy5z
@user-ch6mp1gy5z 13 дней назад
Nay behaki xnuen amani abnetawi abo eka emo egziabiher n kulum sdrabiet edmen tenan yhabkum hji wun egziabiher yexnieka n hxan wedna kea egziabiher mlue b mlue yfewuselna🙏🙏🙏
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie 5 дней назад
እንካዕ እግዝኣብሔር ማሓሮ ፃዓርካ እንካዕ ራኣየልካ
@Metkel6755
@Metkel6755 10 дней назад
Amen Amen Amen 🙏
@MuluGermay
@MuluGermay 16 дней назад
አሰይ ተመስገን ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ ዝአመነ ይድሕን
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 16 дней назад
AMLAEK MULUE MIHRET YGBRELU EMNETKA ASBI ALOWO AGOKA ❤❤❤💛💛💛💙💙💙
@AsmeretWeldigabrielAndom
@AsmeretWeldigabrielAndom 16 дней назад
Eway wedeyi mehret yewred🙏✝️⛪✝️🙏
@selammebrhtom2438
@selammebrhtom2438 13 дней назад
Egzabher mlue mhret ygberelu nay bhaqi Amani
@user-kn5dq8zm8x
@user-kn5dq8zm8x 16 дней назад
Amlki mhretu ylakelu
@mahrrat1866
@mahrrat1866 15 дней назад
ጀግና እካ ናይዝ ዘመና ሰማዕት ክርስቶስ አምላክና ፅጉኡ የብዘሐልካ ዘሓወይ ቃላት የብለይን ብከመይ ክገልፀካ አምነትካ፣ተሰፋካ፣ ፍቅሪካ ፍቅሪ ውላድካ ኮታስ ኩሉ ህወትካ መምህር እዩ ❤❤❤ ግን እቲ ዝዕገሳ ፍሬ ትዕግሱቱ አይስእን እዩ ይብል ህያው ቃሉ ❤❤❤ ናይ ዘመና መምህር ከምዝይ አሎ ድዩ ክሳብ ዝብል እዩ ኮይኑ ❤❤❤
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 15 дней назад
ብልቢ የቐንየለይ ክብረት ይሃብኪ/ካ
@yesus_goytayu1233
@yesus_goytayu1233 15 дней назад
ንእግዙኣብሔር ኣምላኽና እንታይ ይስኣኖ❤✝️ ጸበል እንተ ተሓጺቡ ሙሉ ብምሉእ ክሓዊ ይኽእል ኢዩ ምሉእ ዕድሚኡ ካብ መድሃኒት ምውሳድ ውን እንተኾነ ከድሕኖ ይኽእል ኢዩ ፍጹም ምሕረት ይግበረሉ መድኃኒ አለም🤲✝️❤️
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 15 дней назад
Amen amen amen xelotkum aygadefena kburat sdrana
@yesus_goytayu1233
@yesus_goytayu1233 12 дней назад
@@mhretabmeron2640 ብዓቢኡ ቅዱሳን ጸሎቶምን ተራዳእነቶም ኣይተሓደገና🤲✝️❤️
@ruthawelderufael9935
@ruthawelderufael9935 15 дней назад
Waaaaaa abo malet anbesa amlak msaka ykun nhxan wedka ka amlak msu ykun amlak yhagzkum. 🎉🎉🎉🍀🍀🍀
@zewdi0987
@zewdi0987 9 дней назад
Hawey natey eska abo xnat eka kemti abotatka gedln mesgedeln naxnet kblu bemnet fetari naxnet demxu eskawn kudus mikaal xnatka relka temesgen fetari eska abiy memhr meneseyat Amlak edmen Tena yhabkum fetari ms sdraka🙏🙏🙏🙏🙏
@binyamsiumkidane4185
@binyamsiumkidane4185 16 дней назад
ንስኻ ናይ ብሓቂ ጅግና ኣቦ ኢኻ ጅግና ጥራይ ዘይኮንካ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢኻ ኣጆኻ እዚ ቆልዓ ክሓዊ ኢዩ ሓውዩ ከማን ወይ ቀሺ ወይ ጳጳስ ክኾነልና ኢዩ እግዚኣቢሄር ነዓኻ ዕድመን ጥዕናን ን ወድኻ ከኣ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኩም እግዚኣቢሄር።
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 15 дней назад
Amen amen amen
@smrettesfay795
@smrettesfay795 14 дней назад
Beluxe Abo eka mo amlak melue mheret ygberalu
@AhmedHalima-pd3tw
@AhmedHalima-pd3tw 8 дней назад
Mulu mehrte yegberlo rebi hawey ❤❤❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@genetfantu2109
@genetfantu2109 15 дней назад
ክትዛረቦ ምቅላሉ, እግዚአብሔር ኣብዝከድናዮ ኣሎ እዩ. ፈጣሪ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኻ 🙏❤ ወድኻ ታሕጉኣስ ጥራይ እዩ ዘድልዮ ኣጆኻ 🙏❤️
Далее
(1ይ ክፋል)3ሞት ካብ ሓደ ገዛ
35:15
Просмотров 7 тыс.
ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ
18:16
Amazing weight loss transformation !! 😱😱
00:24
This or That 🛍️
00:52
Просмотров 5 млн
(1ይ ክፋል) "ኣይትሙቲ ዝበላ ነፍሲ"
35:35
ኣምላኽ ነዚ ምተቐበሎ ዶ
9:26
Просмотров 5 тыс.
[እግዚኦ] ስምዕዋ ካልእ ክሕደት
27:52
ክሳዱ ሓኒቅኪም ሓዙለይ
24:14
Просмотров 59 тыс.
Вложил 500К? Велокурьер?
0:53
Просмотров 913 тыс.