Тёмный

ናትካ ብላዕ እንዳ ቦይ ቀሺ ኣስመላሽ 

Gedam media- ገዳም ሚድያ
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 95   
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 3 месяца назад
መምህር ጸጋይ ከመይ መንፈስ ቅዱስ ዝሓረየካ ብሩክ ኢኻ ወደይ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒኤልኻ ካብ ስደት ተመሊሰ ከምዚ ናትኻ ሰናይ ተግባር ክሳተፍ ወሰን ዘይብሉ ባህጊ ኣለኒ ፈጣሪ እንተፈቂዱለይ 👏 ኣቱም ኣብዛ ምድሪ ኢድኹም ትዝርግሑ ዘለኹም ንእግዚአብሔር ኢኹም ተለቅሕዎ ዘለኹም ኣብ ሰማይ በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ተግባር ቤትኹም ተሃኒጻ ክትጸንሐኹም እያ ። እቲ ንብጻዩ እቲ ንስኡን ጎሮቤቱ ዝገበረ ንዓይ ኸም ዝገበረ እዩ ይብል እቲ ቅዱስ ቃሉ ። 6ተ ወንጌለ ቃለት 1) ጠምየ ማዓዝ ኣዐንገልኻኒ 2) ጸሚኤ ማዓዝ ኣርወኻኒ 3) ሓሚመ ማዓዝ በጻሕኻኒ 4) ተኣስረ ማዓዝ እግዚአብሔር ይፍታሕኻ ኢልኻኒ 5)ጋሻ ኾይነ መጽየ ማዓዝ ተቀቢልኻኒ 6) ዓሪቀ ማዓዝ ኣልቢስኻኒ ጎይታ ናቶም ጻድቃናት ጠምየ ኣዐንገልኩሙኒ ጸሚኤ ኣረወክሙኒ ዓሪቀ ከደንኩምን ኣቶም ናይ ኣቦይ ብሩኻት ንዑ ናብ ናይ ዘላኣለም ቤትኹም እተዉ ክብሎም እዩ እሳቶም ድማ ጎይታይ ጠሚካ ሪኢናኻስ ማዓዝ ኣዐንገልኻ ጸሚእኻስ ማዓዝ ኣርወናኻ ዓሪቀኻስ ማዓዝ ኣልበስናኻ ክብልዎ እዮም ጎይታ ድማ እቲ ንስኡን ብጻዩ ዝገበረ ንዓይ ኸም ዝገበረ እዩ ክብሎም እዩ ። ንሓጣኣን ድማ ጠመየ ኣየብላዕኹምንን ፀሚኤ ኣየሰተክሙንን ዓሪቀ ኣይከደንኹምንን ኣቱም ርጉማን ካባይ ራሓቁ ክብሎም እዩ እሳቶም ድማ ጎይታይ ጠሚኻ :ዓሪቅኻ : ጸሚእኻ : ሓሚምኻ : ኣበይ ሪኢናኻ ክብልዎ እዮም ጎይታ ድማ እቲ ንስኡን ንጽጉም ብጻዩ ዘይገበረ ንዓይ ኸምዘይገበረ እዩ ክብሎም እዩ ይብለና ኣብዛ ጠፋኢትን ሓላፊትዝ መታለሊትን ዝኾነት ከንቱ ዓለም እግዝአብሔር ኣምላክ ንልብና መንፈስ ቅዱስ መሊኡ ሰናይ ተግባር ሰሪሕና ምስቶም ናይ ኣቦይ ብሩኻት ዝባሃሉ ይግበረና ኣሜን ፫ “ሰማይን ምድርን ኪሓልፍ፡ ቃለይ ግና ኣይኪሓልፍን እዩ በለ ጎይታ ።” - ወንጌል ማቴዎስ 24፥35
@ሳምሪባዓልቲተስፋ
@ሳምሪባዓልቲተስፋ 3 месяца назад
አምላክ ዓስብኻ ይሃብካ ክቡር ሓወይ
@AbelDesta-qm3dd
@AbelDesta-qm3dd 3 месяца назад
ኣነስ ደገ እተ ኣትየ ከሕግዞም እየ ጾሎት ጉበሩለይ ❤❤❤❤❤
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 3 месяца назад
አምላክ ብምሕረቱ ይሓልውካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ብሰላም ይምለስካ ምሕረት እግዚአብሔር አምላክና ፀሎትን አማላድነትን ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎትን በረከትን ረዲአትን ቅዱሳን መላእክትን ፃድቃናትን ቅዱሳንን አይፈለይካ ዝሓወይ 🙏🙏🙏🕊🕊🕊🥰🥰🥰🥰🥰
@AbelDesta-qm3dd
@AbelDesta-qm3dd 3 месяца назад
ኣሜን ዘሓወይ❤❤❤❤
@3koye
@3koye 3 месяца назад
❤❤❤
@ShewitHaile-xm6iq
@ShewitHaile-xm6iq 3 месяца назад
Tebarek
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 3 месяца назад
Egziabher Amlak dlaykum yhabkum kuburat weledi kola Nezom genzbeb zhbu ahwatna
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 3 месяца назад
ኣምላከይ፡ሓንቲ፡መዕልትዶ፡ኣብሰናይ፡ስራሕ፡ኣውእለኒ😢😢😢😢😢
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 месяца назад
ገበርቲ ሰናይ አሓትን አሕዋትን ብዝወፀ ይተክአልኩም መምህር ፀጋይ ወፊርካ እተው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@binyam1578
@binyam1578 3 месяца назад
መምህረይ ምስ ቡጾትካ ፍረ ናይ ድካምኩም ይክፈልኩም 🕊✝️💒☔️😇🌿🌻
@silasnerea
@silasnerea 3 месяца назад
ኀኀሙሜ❤መ🎉
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 3 месяца назад
🙏🕊❤️❤️
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ 3 месяца назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኩም ንኩሊኩም ኣብዙይ ሰናይ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ታዓዲልኩም ቡሩካተይ❤❤❤❤
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 3 месяца назад
ገዳም ሚድያ ትገብርዎ አመስጊንካ ዝውዳእ እይኮነን፣ ኩላህና ተጋሩ ናይ ህዝብና ናብራ ክንርዳእ እውን ዝረድእ መልእኽቲ እዩ። አብ መንገድኹም ከዓ ብዛዕባ እተን ቁሸታት ታሪኽ እውን ካብቶም ወለዲ አብ ናት ታሪኽ መዝገብኩም ተተሓወሶ ጽቡቅ ይመስለኒ።
@ttww9470
@ttww9470 3 месяца назад
😢😢😢 ሱበሀን አላህ ሲያሣዝኑ አላህ ሙሢባን ያረቅልን ህይረ ሥራ የምትሠሩ እድሜና ጤና ይሥጣችሁ አላህ ኢህድኩም
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
ገበርቲ ሰናይ አሕዋትና እግዚአብሔር ሂወትኩም ገዛኩም ይባርክ ምረቃ ወለድና ይብፅሓና 🙏❤❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 3 месяца назад
ኣምላኽ ሓይልኩም ይባረኮ ኣሕዋተይ
@bettyboo7783
@bettyboo7783 3 месяца назад
መምህር ፀግሽ ከመይ ኣምላክ ዝባረከካ ብሩክ ኢካ እድመን ጢኢናን ይሀብካ 1000 ኣመት ንበረልና ምስ ጢኢና ተባረክ
@MK-rg1og
@MK-rg1og 3 месяца назад
መምህር ሓወይ እግዚአብሔር ይባርኽካ ፍቁር ሓወይደስ ዘብል ❤❤❤ Matthew 6 ትግ - ማቴዎስ 19-21: መዝገብካ ኣብ ዘለዎ፡ ኣብኡ ድማ ልብኻ አሎ። ስለዚ ብልዒ ኣብ ዘይበልዖ፡ ነቐዝ ኣብ ዘየንቅዞ፡ ሰረቕቲ ዅዒቶም ኣብ ዘይሰርቅዎ ኣብ ሰማይ ደኣ መዝገብ ግበሩ እምበር፡ ብልዒ ኣብ ዚበልዖ፡ ነቐዝ ኣብ ዜንቅዞ፡ ሰረቕቲ ዅዒቶም ኣብ ዚሰርቅዎ ኣብ ምድሪ ንኣኻትኩም መዝገብ ኣይትግበሩ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alemgerezgiher4721
@alemgerezgiher4721 3 месяца назад
መምህር ምስ መሳርሕትኻ ፈጣሪ ይባርኽኩም ብጣዕሚ ደስ ዘብለ ስራሕ ኣቦናን ኣዴናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም !❤
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 3 месяца назад
መምህር ጸጋይ ከመይ መንፈስ ቅዱስ ዝሓረየካ ብሩክ ኢኻ ወደይ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒኤልኻ ካብ ስደት ተመሊሰ ከምዚ ናትኻ ሰናይ ተግባር ክሳተፍ ወሰን ዘይብሉ ባህጊ ኣለኒ ፈጣሪ እንተፈቂዱለይ 👏 ኣቱም ኣብዛ ምድሪ ኢድኹም ትዝርግሑ ዘለኹም ንእግዚአብሔር ኢኹም ተለቅሕዎ ዘለኹም ኣብ ሰማይ በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ተግባር ቤትኹም ተሃኒጻ ክትጸንሐኹም እያ ። እቲ ንብጻዩ እቲ ንስኡን ጎሮቤቱ ዝገበረ ንዓይ ኸም ዝገበረ እዩ ይብል እቲ ቅዱስ ቃሉ ። 6ተ ወንጌለ ቃለት 1) ጠምየ ማዓዝ ኣዐንገልኻኒ 2) ጸሚኤ ማዓዝ ኣርወኻኒ 3) ሓሚመ ማዓዝ በጻሕኻኒ 4) ተኣስረ ማዓዝ እግዚአብሔር ይፍታሕኻ ኢልኻኒ 5)ጋሻ ኾይነ መጽየ ማዓዝ ተቀቢልኻኒ 6) ዓሪቀ ማዓዝ ኣልቢስኻኒ ጎይታ ናቶም ጻድቃናት ጠምየ ኣዐንገልኩሙኒ ጸሚኤ ኣረወክሙኒ ዓሪቀ ከደንኩምን ኣቶም ናይ ኣቦይ ብሩኻት ንዑ ናብ ናይ ዘላኣለም ቤትኹም እተዉ ክብሎም እዩ እሳቶም ድማ ጎይታይ ጠሚካ ሪኢናኻስ ማዓዝ ኣዐንገልኻ ጸሚእኻስ ማዓዝ ኣርወናኻ ዓሪቀኻስ ማዓዝ ኣልበስናኻ ክብልዎ እዮም ጎይታ ድማ እቲ ንስኡን ብጻዩ ዝገበረ ንዓይ ኸም ዝገበረ እዩ ክብሎም እዩ ። ንሓጣኣን ድማ ጠመየ ኣየብላዕኹምንን ፀሚኤ ኣየሰተክሙንን ዓሪቀ ኣይከደንኹምንን ኣቱም ርጉማን ካባይ ራሓቁ ክብሎም እዩ እሳቶም ድማ ጎይታይ ጠሚኻ :ዓሪቅኻ : ጸሚእኻ : ሓሚምኻ : ኣበይ ሪኢናኻ ክብልዎ እዮም ጎይታ ድማ እቲ ንስኡን ንጽጉም ብጻዩ ዘይገበረ ንዓይ ኸምዘይገበረ እዩ ክብሎም እዩ ይብለና ኣብዛ ጠፋኢትን ሓላፊትዝ መታለሊትን ዝኾነት ከንቱ ዓለም እግዝአብሔር ኣምላክ ንልብና መንፈስ ቅዱስ መሊኡ ሰናይ ተግባር ሰሪሕና ምስቶም ናይ ኣቦይ ብሩኻት ዝባሃሉ ይግበረና ኣሜን ፫ “ሰማይን ምድርን ኪሓልፍ፡ ቃለይ ግና ኣይኪሓልፍን እዩ በለ ጎይታ ።” - ወንጌል ማቴዎስ 24፥35
@Welete.Maryam.21
@Welete.Maryam.21 3 месяца назад
❤❤❤
@yordanosgoitom7553
@yordanosgoitom7553 3 месяца назад
ኣምላኽ ዕድመ ይሃብኩም 🇪🇷🥰
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 3 месяца назад
መምህረይ ብሓቂ እግዚአብሔር ክንደይ ይፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ውለድና ፀሎት ኣይፈለይኻ ታወተፅዮን ምስ ወዳ ፅላል ከለላ ትኹንካ❤
@sas7080
@sas7080 3 месяца назад
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ኣሕዋተይ ምርቃ ናይ ህዝቢ ናይ ወለድኩም እውን ኣይፈለየኩም ❤️🙏
@helenberekt3774
@helenberekt3774 3 месяца назад
😢❤❤❤aye weledina ❤ memhrey eidmen teina yhbkum kulukum🙏🥰
@Mariyam21adey
@Mariyam21adey 3 месяца назад
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዝወፀ ይተከአልኩም። ጉልበትካ የፅናዓዮ መምህረይይይ❤❤❤❤❤
@MebartMehari
@MebartMehari 3 месяца назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግልት ዘመኹም ይባረኽ መምህር ፀጋይ ሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤
@yduedydygsys
@yduedydygsys 3 месяца назад
ብዝወፀ ይተካኣልኩም የሕዋተይ🙏🙏🙏
@LemLemLemLem-e1k
@LemLemLemLem-e1k 3 месяца назад
እግዛብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተከአልኩም❤❤❤❤
@berryfamily2846
@berryfamily2846 3 месяца назад
አይ ወለድና ለባማት ናትካ ብላዕ
@bisrigmichael6934
@bisrigmichael6934 3 месяца назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን አሕዋት እቲ ጊዜ ይውዳእዩ ዘሎ ፅቡቅ ምግባር ንነፍሲ ድሕነትዩ ኢደይ ኢድካ ንበል ።ናይ ባንኪ ቁፅሪ አቀምጡ ብትኽክል ዘብፅሕ ክርከብ ከሎ ግዴታናዩ።ተባረኹ ንወለድና ኸአ እፎይ የብሎም።
@Subomh
@Subomh 3 месяца назад
I am eritrea btgebri gedam media fetari yhagzka
@BelayneshSyum-nu2sv
@BelayneshSyum-nu2sv 3 месяца назад
አጆክም አሕዋት ንዓኩም እውን እስበርቱ እዩ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@ShewitHailu-h5w
@ShewitHailu-h5w 3 месяца назад
መምህር ፀጋየ ተመስገን ትርክቦ ዝለካ ፅድቂ አምላክ ምሳካ ይኩን ሙቁር ሓወይ የክብርካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@binyam1578
@binyam1578 3 месяца назад
አቱም ሰባት ሕጊ የለን ድዩ?ካልአይ እንተ ወሊዱ ሳልሳይ ወሎድኡ ክርገም እዩ።ዋላ ሐፍቱ እዝግዮ እዋይ ቡሩካት ወለዲ💔😭😭😭🕊🔔😇💒🔔🔔
@mrhafytu5944
@mrhafytu5944 3 месяца назад
አሜን አሜንአሜን
@berekettesfamhret1814
@berekettesfamhret1814 3 месяца назад
Kbret yhabka kubur hawey welidka tehagos !!gn Account kfetelom shefatu keyketluwom ezom weledi genzeb ketali eu zmxe so ane yferhalom aleku
@freweyni-jk3yi
@freweyni-jk3yi 3 месяца назад
selam sedrabet abana Aden edme tina yhabkom 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@birhan694
@birhan694 3 месяца назад
❤❤❤❤🎉🎉
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 3 месяца назад
ተመስገንፈጣሪክቡርሓዉናኣብዝሑይባርክካፈጣሪ❤❤❤
@solomentsegay4788
@solomentsegay4788 3 месяца назад
Respekt 🙏🙏🙏memher tsegay nay behaki nab Tigray mes metsaku geden kerkbeka eye
@gedamtube
@gedamtube 3 месяца назад
🎉🎉ክፅበይ እየ ኣነ ውን
@genetkebede3379
@genetkebede3379 3 месяца назад
Medahnyealem edmey edmey edmey teiyena. Yiseytachu 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹
@helenberekt3774
@helenberekt3774 3 месяца назад
Degime eindey zetshif zelku zom yhwatey may aytfleyu keb eidkum zkulu mengedy 😢❤❤
@gedamtube
@gedamtube 3 месяца назад
እሺኒኒኒኒኒኒ
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 месяца назад
መምህረይ ኣምላክ ይባርክካ ዝሓወይ ❤❤❤🙏🙏🙏
@ዕድልቲ-ቈ1ጘ
@ዕድልቲ-ቈ1ጘ 3 месяца назад
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤😍
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 3 месяца назад
ፅግሸይ ሰሪሕካ ብላዕ ዓድና እዩ 😂 ናብ ዓድና በፂሕኻ የቅንየልና ብሩኸይ 🙏🕊
@gedamtube
@gedamtube 3 месяца назад
ዋዉ ሰሪሕኻ ብላዕ ደስ ዝብል
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 3 месяца назад
@@gedamtube እወ ፀግሸይ ካብ ስደት ብሰላም አምላክ ይመለሰኒ እምበር ንዓካ አብ አክሱም ክረክበካ ይምነ ነይረ እየ ንስካ ግን ጎበዝ ሰላ ዝኮንካ ንዓድና ቀዲምካ ፈለጥካዮ ፀኒሕካ 🙏🕊 ካብ ስደት ብሰላም ይመልሰና እምበር ኩስሚ 20 ጥሪ ከነኹስመካ ኢና መንገዲ ዓድና ተላሚድካ ፅናሕ ብደንቢ ፀግሸይ 😁😂
@zaidbeyene7868
@zaidbeyene7868 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@edenmesfun9507
@edenmesfun9507 3 месяца назад
Weldet amlki adey meary tebarka
@TamaraSamha
@TamaraSamha 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤😢😢😢🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Trhas-qx7jk
@Trhas-qx7jk 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@AwAw-m1y
@AwAw-m1y 3 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@MizanBreho
@MizanBreho 3 месяца назад
ተባረክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mowdave9578
@mowdave9578 3 месяца назад
Nimntay eti hawom zeytekribo
@bestebeste5137
@bestebeste5137 3 месяца назад
ክቡራት ወለዲ ኣምላክ ዕድመን ጥዒናን ይሃበልና 😊😊😊
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam 3 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FanialYemane
@FanialYemane 3 месяца назад
ፀግሸይ ብጣዒሚ ተሐጉስ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwet817
@hiwet817 3 месяца назад
💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 3 месяца назад
ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤ክቡራትወለድና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@LeltiyGirmay
@LeltiyGirmay 3 месяца назад
Amen mrka weledna ybtahk tegsy
@ghirmaytsehaye
@ghirmaytsehaye 3 месяца назад
❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏
@brllabay3842
@brllabay3842 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@UgccHgdf
@UgccHgdf 2 месяца назад
😢😢😢😢
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 3 месяца назад
🌹🌹🌹💖💖
@hskf4344
@hskf4344 3 месяца назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@malataregawe8730
@malataregawe8730 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@albadralbadr5199
@albadralbadr5199 2 месяца назад
❤❤❤❤❤
@comceill6635
@comceill6635 3 месяца назад
❤❤❤🙏
@mabRihit
@mabRihit 3 месяца назад
❤❤😢😢
@ፀሃይገስላሴ
@ፀሃይገስላሴ 3 месяца назад
❤❤❤❤❤
@UgccHgdf
@UgccHgdf 2 месяца назад
አሜን አሜን አሜን
@shewit3442
@shewit3442 3 месяца назад
❤❤❤❤
@ፍርወይኒ-ወ1ፀ
@ፍርወይኒ-ወ1ፀ 3 месяца назад
💒💒💒💒❤❤💐💐
@AfariMadSleuthExportedSalt
@AfariMadSleuthExportedSalt 3 месяца назад
ቀውስ ቡዳ ውሻ
@hadiyamollatube6921
@hadiyamollatube6921 3 месяца назад
❤❤❤
@hadguluul8785
@hadguluul8785 3 месяца назад
Enkae biselam mexakum jiganu yehwatey ❤❤❤❤❤❤
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 3 месяца назад
Ezgbeher adimen tianani yhabeka memeher xigay ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb 3 месяца назад
Ne wehabeti nayzom weledi bereket yebtsehekum nay behaki betami des yebel memhrey wen kufue aynkeaka newih edme yehabeka lebam❤❤❤❤❤
@መብሪጓልትግራይ
@መብሪጓልትግራይ 3 месяца назад
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም መም/ር ፀጋይ ምስ መሳርሕትካ ❤❤
@RahwaGEBREGZABHIER
@RahwaGEBREGZABHIER 3 месяца назад
ብረኹቱ የብዛሓሉኩሙ ኣሕዋተይይ
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 3 месяца назад
❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐💐💐
@xbdhdvvvhh1811
@xbdhdvvvhh1811 3 месяца назад
💒💒💒💒💒❤❤❤🙏🙏
@elenigebremichael405
@elenigebremichael405 3 месяца назад
Asey ❤❤❤🙏🙏🙏
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 3 месяца назад
❤❤❤
@FyuhYytyuuy
@FyuhYytyuuy 3 месяца назад
😢😢😢😢😢
@ብተስፋይነብርክሳብዘለኩ
❤❤❤❤❤🎉
@MussieEden
@MussieEden 3 месяца назад
🙏🙏🙏
Далее
Teeth gadget every dentist should have 😬
00:20
Просмотров 880 тыс.
# Rural Funny Life Wang Ge
00:18
Просмотров 673 тыс.
Teeth gadget every dentist should have 😬
00:20
Просмотров 880 тыс.