Тёмный
No video :(

" ናይ ሃገር ባህግን መጻእን ምስኦም ተኾሊፉ" ይርጋኣለም ፍስሃ 

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 18 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 79   
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 2 года назад
ኣነስ ልዕሊኦም ንስኪ ተደንግጽኒ ሰብ ብስጋ ክእሰር ከቢድ ዩ ልዕሊ ቃንዛ ስጋ ግን ቃንዛ ሕልና ይከብድ እንኮ ናይእሱራት መተኣስርቶም ብሕልና ኣጆኪ እስከ ሰስንልና
@tewalifak2919
@tewalifak2919 2 года назад
" እቲ ዝዝክር እናተዘከረ ይነብር" የቐንየልና ክቡር ሓው ዩኤል & ክብርቲ ይርግኣለም።
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 2 года назад
ጽቡቕ ገርካ ይኤል ንሓፍትና ይርግኣለም ፍስሃ ብምቕራብካ ኣርካናትና ብሰንኪ ሕመቕና ርኢና ንስእኖም ምህላዉና ብጣዕሚ እሓዝን። ኤሪትራዉያን ከም ህዝቢ ንጠፍእ ኣለና ስቕታ በዚሑ ርኢኻ ከምዘይረኣኻ ሰሚዕካ ከምዘይ ሰማዕካ እዚ ዓይነት ባህሊ ይሰርጽ ኣሎ እዚ ድማ መሊሱ ናብ ጸላም ዘእትወና እንበር ፍታሕ ኣይከዉንን።
@rahelmeasho7350
@rahelmeasho7350 2 года назад
ይርጋኣለም ዓባይ ሰብ ሓንቲ መዓልቲ ምሳኣቶም ተራኺብኪ እዚ ኩሉ ትገብርዪ ዘለኺ ተዕልልሉ ግዜ ክመጽእ ክንጽልይ ኢና። እግዚኣብሄር ምሳኣቶም ይኹን ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና እዮም። ዮኤሊኖ ከኣ ዘይሕለል ጅግና ቀጽሎ።🇪🇷
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 2 года назад
የቐንየልና ይርጋኣለም ድምጺ ህዝብን ድምጺ እሱራትናን መላግቦ ክትኮኒ ምብቃዕኪ ከነሞግሰኪ ይግባእ፡ቀደም ምሳኺ ሎሚ ኣብውሽጥኺ ኣብክንዲ ንበይኺ ንዝኽሮም ከም ፈልፋሊ ዛራ ማይ ብርዕን ማህደርን ዝኽርን ኣወሃሂድኪዮም፡ብርቂ እወ ሓንቲ ካብቶም ብሱላት ር ኢና ዝሰኣናዮም እንቋዕ ሃለኽልና ጽባሕን ሎምን ክትመርሕና ክብሪ ይሃብኪ ብስሞምን ብስም ስድራበቶምን ብስም ህዝቢ ኤርትራን ምስጋናይ ንዓኺ።
@yemanefissahaye9006
@yemanefissahaye9006 2 года назад
ናብ ኩሎም ጉዱሳት ኢሪትራዉያን!! ይእክል ዕንደራ ህግደፍ!! G15 ኣብ 2001 ዓም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ ቅሉዕ ደብዳቤ ብምዝርጋሖም፡ ከም ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ባይቶን፡ ኣደለዉቲ ናይ ብሕቲ ጋዜጠኛ፡ ካብ ዝቕየዱ 20 ዓመት ኮይኑ ኣሎ። ቁዋም ክትገበር፡ ፍትሒ ክነግስ፡ እምቢ ንምልኪ ዝበሉ፡ንዓና ከም ህዝቢ ኽጥዕመና፡ ብሕጊ ክንማሓደር፡ መሰል ዜጋታት ኽሕሎ እዮም ነዚ መሪር መስዋእቲ ዝኸፈሉ ፡ ነቲ ኣብ ርእሶም ዝወረድ ኢ-ሰብእዊ ዓመጽ ከብቅዕ፡ ፍትሒ ክረክቡ በብዓመቱ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀነቫ፡ ብፓልቶክ፡ብማሕበራዊ መራኸቢታት፡ ምስክርነት ስድራ ቤትን፡ መጋድልቶምን፡ ፈተዉቶምን ከም ዝተነገረሎምን፡ ዝተመስከሮሎም ኣብ መዛግብቲ ደምበ ፍትሒን፡ጉዱሳትን ብኽብሪ ተሰኒዱ ኣሎ። ኣብ 2021 ዓመት ንዝኽሪ ኣርካናትን ኩሎም ኡሱራትን ስድራ ቤትን መቃልስቶምን ብምዕዳም ብዙም፡ ፓልቶክ፡ሶሻል መድያ ምዝካሩ ጽቡቕ ኣኳ እንተኾነ፡ እንታይ ዉጺኢት ኢና ኽንረኽበሉ ?፡ ክንደይ ዓመት ኢና ብምዝካሮም ክንሓልፎ ? ሕጂ ግን ይእክል ብዙም፡ ፓልቶክ፡ ሶሻል መድያ ኣብቂዑ ኢዩ፡ ኣብ ግብራዊ ስራሕ ምእታው ኣገዳሲ እዩ። ብዝዉሓደ፡ ካብዞም እሕዋትና ትግራዎት ክንማሃር ይግባኣና። ኣብ ስደት ብሰላም ሂወትና ንመርሕ ዘለና ኤርትራዉያን ንዕሸላት ደቅና ንምጽናት፡ ሰለም ከየበለ ዝሓድር ጸላኢ ከለና። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቅድሚ ማሕበረ ሰብ ዓለምን፡ ኣህግራዉያን ትካላትን ቀሪቡ ተሪር ኩነኔ ኽዉሰድ፡ ብሓባር ድምጽና ከነስምዕን፡ኤርትራዉያን ዉድባት፡ ማሕበራት፡ጉዱሳት ደቂ ሃገር ሓላፍነት ክወስዱን ድምጽና ከነስምዕ ይግባኣ ። ድምጺ ንኹኖም ሃብተማርያን ( ወዲ ልጃም) ሚላኖ
@tesfayteklehymanot1343
@tesfayteklehymanot1343 2 года назад
ብሓቂ እቲ ዝክርክን ብቅዓት አገላልጻክን ዘንብዕን ልቢ ዝትንክፍን'ዩ ደሓን ግን ዋላኳ ንሕና እንተሓመቅና ግዜ ዘይቅይሮ ነገር ስለዘየለ
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ኩቡራት ኣሕዋት ዮኤልን ይርጋኣለምን ነቶም ኩቡራት ኣሕዋትና ዝተሓየሩላ መዓልቲ ክንዝክር ምባል እኳ ዘሕዝን እንተኾነ ግን ክንዝክሮ ስለ ዘለና ዘዘኻኸርኩሙና ነመስግን። ክብርቲ ይርጋኣለም ነዞም ጀጋኑ ኣሕዋት እንኳን ንስኺ ንገሊኦም ብኣካል ትፈልጥዮም ብዓቢኡ ድማ እቲ ዝሓለፍዎ ቃንዛን ሽግርን ሓሊፍኪ ዝወጻኺ ሓብቲ፡ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ እውን ብኣካል ስለዝፈልጦም ዘይኮነስ ዕላምኦምን ጻዕሮምን ንህዝቢ ሓራ ንምውጻእ ሓቂን ኩውንን ሕቶታትን ዛዕባታትን ስለዝጸሓፉ ስለዝተኣስሩ ኩሉ ሰብ ከም ኤርትራውያን ኣሕዋት ብዛዕባኦም ክሓርቕ ክትክዝ ክኝዝክር ናይ ነብሲ ወከፍ ዜጋ ሓላፍነት እዩ እቶም ብኣካል ዝፈልጥዎምን ስድራቤቶምን ምዝካር ጥራሕ ዘይኮነ እቲ ቃንዛን ናፍቖትን እቲ ኹሉ ቃንዛን ንኣኣቶም ዝያዳን ካብ ዝኾነ ሰብ ዝለዓለ እዩ። ስለዝስ ነዞም ጋዜጠኛታት ይኹኑ ምኒስትራት ወይ ኩሎም ብዘይጉቡእ ዝተኣስሩ ጀጋኑ ዝዝከሩ ንስለ ምዝካር ዘይኮነስ እዛ ሃገር ካብዚ ዘላቶ ንኽትወጽእ ኣሰራቶም ተኸቲሉ ከመይ ጌሩ እታ ፍትሓዊትን ካብዚ ኹሉ ድሕረታት ሓራ ክትከውን እንታይ ክገብር ክምዘለዎ ካብ ናታቶም ኣብነት መበገሲ ጌሩ ክኸይድ ኩሉ ግዜ ክዝክሮምን ሃገራዊ ሓላፍነቱ እዩ። ኣብ መጨረሻ ኩሎም እቶም ብፖለቲካ ተሓይሮም ዝሳቐዩ ዘለውን ዝነበሩን ኣሕዋት ብዛዕቦኦም ምዝካርን ምዝራብን ናይ ቤተሰቦም ጥራሕ ዘይኮነስ ብሉጻት ኤርትራውያን ሃገራውያን ስለ ዝኾነ ኩሉ ወዲ ሃገር ይፈልጦም ይዝክሮም ስለ ማእሰርቶምን ጭቀቶምን ድማ ይሓትትን ይሓስብን ይቃለስን። ንኹሎም ብዘይ ጉቡእ ተኣሲሮም ዝሳቐዩ ዘለው ደቂ ሃገር መዋጽኦ ይፍጠረሎም።🙏🙏🙏🕊️🕊️🕊️😢
@nebiatberhane394
@nebiatberhane394 2 года назад
እርገኣለም ዋዕሮ እየ ዝብለኪ ብርዒኪ የሰስን ኣምላክ ኣብ ድልየትኪ የብጽሕኪ ። ቀጽልዮ እንቃዕ እኮ ንዐኪ ሃበና ፈጣሪ ተባረኪ
@helentekle2822
@helentekle2822 2 года назад
ጅግና ይርጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።አጆና ክንዕወት ኢና።
@tesfalidetfesshaye8778
@tesfalidetfesshaye8778 2 года назад
ተመሰገን ገብረየሱስ (ክርቢት) ብቀረባ አየ ዝፈልጦ አብ አንዳ ማርያም ትምህርቲ አምላክ ፍኖቶብርሃን አየ ዝፈልጦ አብ ሓደ ኣከባቢ አና ዓቢና አቦይ ገብረእየሱሰ ከምእዉ ወላዲቱ ጥዕማት አየም ሓንቲ ከም ሓሙሰ አየ ነቲ ሰደራቤት አየ ከምእዉን ንፍዕ ተማሃራይ ሓያል መዳራይ ተዋዛያይ አየ ሓደ ግዜ ሓዚለዮ ከለኩ ይወደቅ አሞ ደም ይወጸእ አዋዋይ ደመይ ምሰ በለ ደመይ ኢልና ንጨርቀሉ ነርና ተመሰገን
@tesfaluulmichael1897
@tesfaluulmichael1897 2 года назад
Thank you Yergalem , not forgetting the innocent Eritreans languished for almost 20 years in Eritrean jail without a trial & also Yoel keep it up . We’re very proud of you for all the hard work you are contributing to community.
@berhetensea451
@berhetensea451 2 года назад
Fanus network a progressive network is trying its best to enlighten North Tegharu who are in distress as the result of the dictatorial regime. Thank you for presenting Yerga alem.
@MoReal2
@MoReal2 2 года назад
You def mean Eritreans. Tegaru left the country peacfully during the border war. Go spread your propaganda somewhere else.
@estifanosmassias5498
@estifanosmassias5498 2 года назад
You are doing great yrgalem👍 keep on and thanks Yoel
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 2 года назад
Ahhhh eway ana yehwatey mearey 💔😭thank you Yiergalem haftey shikor jegna 👍❤️🥰
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 2 года назад
You r an amazing lady to remember the brilliant young people and their future that has been gone for ever, tks
@user-up2bn3zb7o
@user-up2bn3zb7o 2 года назад
እርግሸይ ብርዕኪ ይሰስን
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 2 года назад
There is Time For Everything.
@habtekifle976
@habtekifle976 2 года назад
We are proud of you guys!! Please keep it up. I wish you have read the letters to put icing on the cake.
@luchaamiramir416
@luchaamiramir416 Год назад
Ikki778u9799
@nakura2460
@nakura2460 2 года назад
Until we stop pretending, the suffering of our people and nation will continue. Yergalem , thanks for reminding us elequently. Keep it up sister.
@semereteweldeyohannes7253
@semereteweldeyohannes7253 2 года назад
Ya yrglam kulu hasbiki kubl eyu zyada ka eti etgebryo mskirnet kulu seb kktelo zelewo eyu
@titichannel8465
@titichannel8465 2 года назад
ሰላም ❤️💊
@zekariasbereket871
@zekariasbereket871 2 года назад
lppll ll
@zekariasbereket871
@zekariasbereket871 2 года назад
lllllllpllplppplpll llll
@ghenetindrias7527
@ghenetindrias7527 2 года назад
Thank you sis for sharing your story and that beautiful poem. GBU both. O goytay fithi awexalom.
@tommygebar1930
@tommygebar1930 2 года назад
ይትረፍ 20ዓመት 20ደቂቅ እውን ትኹን ንፉጡር ወዲ ሰብ ብዘይ ፍርዲ ምእሳር ገበን ዩ። ኣምላኽ ጽላል የንብረሎም።
@hhg622
@hhg622 2 года назад
የሊል and እርግኣለም, ኣብዘለኩሞ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልኩም, ኣምላክ ነያታትና መዋጺኦ ይፍተረሎም, ንሕናዉን ሓራ ሃገርና ዉሕስትን ክንዉን ብሰላማዊ መግርዲ ንቃለስ።
@esiabu2261
@esiabu2261 2 года назад
Kibrti haftna yrgalem
@hisa3439
@hisa3439 2 года назад
Deki hagerey, deki Adey, fukurat ahwatey, ajokum zomhiwatey kinsegro ena bihayli amlak 🇪🇷🙏🏾 AJONA !
@erimanreefs8191
@erimanreefs8191 2 года назад
ኩሉ ቃንዝኦምን ብልሆምን ኣብ ልሳንኪን face expression ናትኪን ኣሎ ። Thank you very much God bless you Yirgalem
@trhashadish6175
@trhashadish6175 2 года назад
Yrgalem haftey eway echa eritrean eritrawin si abet. Edimenn tienan yhabki.
@bittynoahmikal1516
@bittynoahmikal1516 2 года назад
Anbesit kidishi niski
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 2 года назад
Edmen tenan yhabki Yrgalem haftna
@amangere595
@amangere595 2 года назад
Argealem warooo💥💥💯💪
@nigistyhagos31
@nigistyhagos31 2 года назад
Bravo 👍
@piratebc-ge1iq
@piratebc-ge1iq 2 года назад
ኣማኒኤል ጸላኢ ዝፈትዎ ዶ በልኪ ይርግኣለም? ጽቡቅ ኣለኺ ንሕና ኢና ዘይንፈልጦም እምበር ጸላኢ ጽቡቅ ጌሩ ይፈልጦምን ተጠቂምሎምን'ወ።
@hezbawitlijam2703
@hezbawitlijam2703 2 года назад
Welcome Brukat!!
@tarekeweldemichael2897
@tarekeweldemichael2897 2 года назад
ስነጥበባዊት ይርጋኣለም ፍስሃ ብሓቂ ብልጽቲ ዜጋ ዝበልክዮ ሓቂ ትገጥምዮ ዘለዎ ጥልቂ ልቢ ሰብ ተንጽባርቂ ኮኾብ ኢኺ
@girmayghebreab6446
@girmayghebreab6446 2 года назад
🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@agimie2291
@agimie2291 2 года назад
ተኾለፈ ይመስል እንበር ቅልጽምናን ፍልጠትናን ዘይኮነ እግዚአብሔር ራህዋ ከምጽእ እዩ
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 2 года назад
ሓቅኺ !ትብህጎ ተስፋ ዝህበካ ዓርኪ: መዘና:መሳርሕቲ:መቃልስቲ ክትስን እንኮለኻ ንባዕልኻ ጎዶሎ/ምዉት ይገብረካ። ሕሱም ከኣ ኢዩ። በይንኻ ጃጂኻ ተሰንኪልካ ምትራፍ ጸገም ኢዩ። ይኹን እምበር: ክትዝክርዮም ምብቃዕኪ ተመስገኒ።
@abebaberakhi6912
@abebaberakhi6912 2 года назад
Geliena bsenki hmeqna geliena bthlmet geliena sean flthet athfinayom jeganuna
@michalegebremeskel9739
@michalegebremeskel9739 2 года назад
Willkommen sis
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 2 года назад
Thanks so much God bless you ???
@yesabhabteab1680
@yesabhabteab1680 2 года назад
Ketetzenti amlak edmen tenan zhabkiiii kbrn msganan ybxhayooooo Yrgalemeyyyy Jigna hafteyyyy.
@tsbuqgbernmennmanm5900
@tsbuqgbernmennmanm5900 2 года назад
Edmen tnan yhabki yrga abey seb
@erdomande4594
@erdomande4594 2 года назад
Mahder Production Wedi memhrir eiba amisayo
@samiahmed712
@samiahmed712 2 года назад
👍👍❤
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 2 года назад
Brava Yergalem birki tisesin.
@Azmarinos
@Azmarinos 2 года назад
እዋይ ወሪዱና ዘሎ መዓት!!!! 20 ዓመት ንሰብ ወዲ ሰብ ኣብ ሸላ ክትኣስሮስ እንታይ ዝበለ ጭካኔ እዩ?
@fessehahabte637
@fessehahabte637 2 года назад
Thanks Yrgaealem for everything you have done . very wise and true voice.
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 2 года назад
Can you stand up Eritrean young Generation Kiki off to Hegdeff Mendff please please please other ways we’re the same problem
@wehazitsemere3637
@wehazitsemere3637 2 года назад
Rigo haftey blbi yemesgneki Yeola dma blbi yemesgneka
@kibromtsigeyohannes4008
@kibromtsigeyohannes4008 2 года назад
Eziom gazetnatat wala hanti geben yeblomin bsenki firhi nay milknet gidayt nay 20 mahayur koynom so sad mhret yhabom amlak kulu gize abzikrina alewu bhaqi geganuna eyom
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 2 года назад
I love you soooo much Ergalem Sister you’re the best sister ever
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 2 года назад
ኣብዞም ምስዋር ዝተዋስኡ ዲቂ ሃገር ፥ ብጪካንኦም ብሳዲስት ኢሰያስ ዝተፈልጡን፥ ግበሩ ኢልካዮም፥ ድህር ዘይብሉ፥ ወይውን ንምታይ ክብሉ ዘይክአሉ፥ ባህሪ ዝብኢ ዘለዎም፥ ጀጋኑ ዘይኮኑ፥ ጀጀውቲን ባህረርትን፥ ኢዮም፥ ምጋብርያ ክኮኑ፥ ነብሶም ኣህሊፎም ዝሃቡ፥ ዘርኢ ተመን መርገም ዝድራሮም፥ አዮም፥ ኣብዚ አዋን ግርህ ኢሎም ምሰብ ዘይጽንበሩ፥ ብቀባህ ባህ ብፍርህን ዝነብሩ፥ ሰባት ኢዮም፥ ንመንከ ኣጥፊኦም ደቂሶም ክሃድሩ፥ ዘይህሰብ ጉዳይ አዩ፥
@berhaneteame4141
@berhaneteame4141 2 года назад
ኢሰያሰ ካብቶም ዘሓለፉ ጨካና ኣረመናውያን ሓደኢዩ ግና ናትና ሰነፍና ሰለዝኾነ ከምድላዩ የኣሰር የቀትል ሕጊዘይብሉ ባይቶዘይብሉ ንኤሪትራ ከም ናይቱ ባቡላ ዝጻወተላ ሃገር ኢያ ሕሊፍ ሓሊፍዎእቶም ኣቦታትና ኣሓትና አደታትና ዝዕምጽ ሕጻውንቲ ነገ እነደኣባቱ እንዳይሆን እንዳበሉ አብሓዊ ዝጠብሱ ዝነበሩ አምሓሩ ተሻሪኹ አብሊዕሊ እቲ ምሰኪን ህዝቢትግሪይ ዘጽንት ዘሎ ንሱ ከይኣክልድማ ነዛንሰላሳ ዓመት አብዓለም ተዋዳደሪ ዘይብሉ ብረታዊ ቃልሲ ኣካይዱ ናጽነቱ ዝጨበጠ ህዝቢ እንደገና ምሰዞም በላዕቲ ሰብኣምሓሩ ንከሕብረና ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ ግን ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ዘሎ ሓሳቡ ከምዘይሰምረሉ ኢሰያሰ ኣጸቢቁ ይፈልጥ እሞኸ ንሕና እንታይ ንግበር
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 2 года назад
BRILLIANT presentation!!! Thank you!!! Shame on the brutal regime!!! 20 years in jail without trial!!! Unbelievable!!!
@kiflemariamtesfahawariat8461
@kiflemariamtesfahawariat8461 2 года назад
ንኹሉ ጸገም ናይ አርትራን ህዝባን ሓደ'ዩ። ንሱ ድማ ጸገምና ስርዓት ኢሳያስ ምስ ኮራኹሩ- ህግደፍ እዩ። ነዚ እኩይ ስርዓት ምልጋስ እዩ። በየናይ መገዲ ንዝብል ሕቶ ናይ ክሉ ደላይ ፍትሒ ብሓሳብን ብግብርን ኣበርክቶ፡ ንሕሰብ ሕጂ ንጀምሮ።
@merihhabte9006
@merihhabte9006 2 года назад
እዚ ዶ ዘይዚ ወለዶ ሙሉእ ኣጸልሚቶም ህግደፍ መንደፍ ፡ ሰብ ኣደንቂሮም ሃገር ኣባዲሞም እህምምምም ሰብ ብዘይ ፍርዲ ኣብ ሞቑሕ ደርቢኻ ኣባ ዓዲ ሃገር ኮንካ ሃገረይ ከኣ ይበሃለለይ ፡ ብዝኾነ ከም በዓን ይርጋኣለ ኣይሰኣና ኣይደኣኑ እምበር መጻኢናስ ኣይግድንን
@telaabay1856
@telaabay1856 2 года назад
ኢርግኣለም ሓፍትና ኢቲ ናትኺ ድምጺ: ድምጺ ውጽዓት ዘድምጽ: ድምጺኺ ይስማዕ ልዕሊ እቶም ሰብ መደፍዕ: እስማዕ ልዕሊ እቶም ሰብ ጹሩራ: እስማዕ ልዕሊ እቶም ከብዳማት ሰበ ሸጓጒጥ: ጠበቃ ኢኺ እትውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኢኺ እሞ ኣገናዕ ።
@piratebc-ge1iq
@piratebc-ge1iq 2 года назад
ዓይኒ ከዳዕ ነባዕ እዞም ትነብዕሎም ዘለኹም ከድዓት ውን ዓስቢ ክድዓቶም'ዮም ረኺቦም። ተስፋይ ግን ካብ ጌግኦም ተረዲኦም ኣፍረይቲ ሕብረተሰቦም ክኾኑ'ዩ።
@user-op7ol8ku8u
@user-op7ol8ku8u 2 года назад
اخي اولا اهلا وسهلا فيك ولي ديفتكا الكريمة مرحبا حبابكم عشرة هذاهي الفترة العسيبة علي الوطن علينا انحستب ونصبر لقد صبرنا الكثير بنسبة للاسرا نحن شعب كوانة وطعناهم في زهوريهم وخوناهم ولنا ان نستطيع ان نوفي اتجاه اسرا بعد ان خوناهم علينا اننصتحي من انفسنا كاشعب ارتريا اتجاه الاسرا الشرافا لي اجلنا دحو ثلاثين سنة ولي اجلنا داحو خمسين سنة ماالذي يمكننا النفعل للاسف لي اسراارتريا الان نحن في منعطف خطير اصبحنا لا نعرف من هو ااخ من هو العدو الان في هذا الزمن علينا انلتف حولا الجيش الوطني حول من يحكم ارتريا نترك كل شيء من خلال نزرية جراراننا ونواياهم بعد كل مافعلو بنا جيراننا كل هذا نسميهم اخوتنا هذاهو الخطر علي ارتريا اكثر ممانعبتر خطر علي الشعب والوطن صحيح الخطر موجود اذانحن منطقين هو الخطر الواياني هي الخطر علي البلد الان في هذا الساعة في تاريخ 2021/10/17 عند نا في ايدي وياني اكثير من 50000لا جي ارتريا ماسكنهم راهاين في معسكارات عدي حريش وماءعيني هوناكا ماساء لايعلم بها الا الخالق هم الراهاين عندا ذاك النظام الواياني علي هذا اخي بعد من معانة الشعب ارتري في تقراي الذي تسمونهم اخوتنا اخطرنظام علي البشرية في افريقية نقرو اعين لا جيء ارتري اختطفو لا جيين علي انهم جيشي اسرا اشعبية بلقسير اخي اليوم في هذا الزرف العسيب علينا النعمل علي ازالة هذا النظام الوحشي الخبيس الواياني ثم يكون الباقي علي الله هوايعود لنا ان لنا ندرس من السابق اما هذا الزمن لا تشويشو ولنا يعمل الكلام شيء احصن كلام ما قلا ودا وشكراا معليش اما الاسرا لن نستطيع ان نفي مايستحقون 🇪🇷❣️وبس اخي انا عندي فيك كثير مز الامل العقلية الراصك لديك والمودعية وشفاف لديك وتمنا لك الصحة وسداد وتوفيق وتمنا ان توفق علي الرؤيا الصحيحة والغادم احلا
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 2 года назад
Good morning how are you how’s family i know it’s very hard I’m so sorry about Eritrean Problems very long time unbelievable 20 Years a go
@mr.t9096
@mr.t9096 2 года назад
ኣታ ሙሽሙሽ! እቶም ንመንነትካን ክብርኻን ዝተቓለሱ ኣቦታትካ ናይ ሕብረትከ ምስቶም ንህላውነትካ ኣብ UN ቀሪቦም ዝኸሓዱ ስእሎም ዘይተቕርቦ? ድርባይ ዑሱብ። Do you know what Ibrahim Sultan said? በየና ርእስካ ክትፈልጦ፡ ሓንጎል ደርሆ። Here is what he said: “75% of the Eritrean people are moslems. The rest are tiny minorities who are Christians and pagans.” መቋጽርቲ!
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 2 года назад
???? ENTAY maletika Eyu ? Hataw Mehtewtewiy
@mr.t9096
@mr.t9096 2 года назад
@@SS-ck9xp ምዕንጅሉ፡ በየናይ ርእስኻ ክርድኣካ። ሓንጎል ተለቂሕካ ኣንብቦ ክበርሃልካ😂
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 2 года назад
@@mr.t9096 Meskinay Sebab, Esika Eka Hangol Milqah Dedliyeka, Ane Difelit Hizbiy kiqesin Bi Higin Siriatin Kinbir Eritrea Selam Kitrekib Entekonu Gegatat Endagihafika Etiy Senayin Tsibuqin Dihalefe Nay Hizbika Endaweresika Eyu Ember Kemiz Kemeka qedem Dihalefu Ab 50 tat 60 tat Zitegebere Gaga Endafehasika Aykonen You Miserable person Enteterediuka Eka Kulu Gegatat Gedifom Hadinet Gerom Meswaeti Sinkilina Kefilom Eritrea Melsemo kem Hager tetew Abilom Eyom Natika Ejam Ken Entey Eyu Gegatat Midigam Wayis Hadinet Delewo Kulu Hizbiy Eritrea Dihgoselu Fitih Lewit Midlay ?
@mr.t9096
@mr.t9096 2 года назад
@@SS-ck9xp ጌጋ ምድጋም ምዓስ ኮይኑ ዘዛርበኒ ዘሎ። ኣብቲ መእተዊ ዘርኣዮም ስእልታት ሪኢኻዮዶ? ነቦሓጎታቱ ገዲፉስ ነቶም ንህላውነቱ ዝኻሓዱ። እዚ ድርባይ ከበሳዊ ካብ ናቱ ናይ ጓና እዩ ዘፍትወሉ።
@Azmarinos
@Azmarinos 2 года назад
እዋይ ወሪዱና ዘሎ መዓት!!!! 20 ዓመት ንሰብ ወዲ ሰብ ኣብ ሸላ ክትኣስሮስ እንታይ ዝበለ ጭካኔ እዩ?
Далее