Тёмный
FaNus NetWork
FaNus NetWork
FaNus NetWork
Подписаться
Fanus Network endeavours to share views and analyses on events, politics in Eritrea and all issues that affect Eritrea and the lives of the Eritrean people in a candid manner. It aims to stimulate dialogue, foster critical thinking and build bridges of understanding and respect among Eritreans, irrespective of their political or religious beliefs or their backgrounds. It also envisions to help ignite once again the Eritrean people’s “can do” spirit where all Eritreans united, work together, hand in hand to bring about Eritrea of the people, by the people, for the people. An Eritrea where the will of the people and the rule of law is supreme and where each of us can be proud of.
Комментарии
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 3 дня назад
Thank you.
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 3 дня назад
Thank you both.
@user-ue5lz7nb7f
@user-ue5lz7nb7f 5 дней назад
ብትኽክል ሕብቢ ዝይቡሉ ኣገላልጻ ኣቦ ኣሕመድ ቀይሲ
@user-qf4mk8tt9n
@user-qf4mk8tt9n 5 дней назад
مشكور د/ابراهيم سراج
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 6 дней назад
Nmntay hji tekeyrka semhar belitsatka tegagika
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 6 дней назад
Semhar jg a eki kab najery keytweldi hadera
@Miamialemey
@Miamialemey 6 дней назад
Eta enko fethwite Media eza terai eya
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 9 дней назад
Tiwiway eyu zerebaka
@KheihBahri-cg7on
@KheihBahri-cg7on 9 дней назад
ካባኻ ንላዕሊ ጸላ ኢ ዶ ኣሎና ትብል ጊላ ዓረብ። ስምካ ኳን ዘይናትና።
@user-ph3ty5nd4x
@user-ph3ty5nd4x 10 дней назад
Seket
@AWET605
@AWET605 11 дней назад
ደስ ድብል ኣጋላልጻ ዶ/ር ናስር 🎉🎉🎉
@semeretesfay905
@semeretesfay905 11 дней назад
Political strategy has to be flexibility there is no permanent friend it is interest
@Demmbe
@Demmbe 12 дней назад
Very informative ! We need educated & nationalist to lead the reformation campain.
@alayeesami
@alayeesami 13 дней назад
መምህር ናስር ኣብ ሓሳባትኻ ኩልሻዕ ዝሳማማዕሉ እዩ። ኣጽቢቀ ዘክብረኻን ዝኮርዓልኻን ኣፍልጦ ዘለኻ መምህር ኢኻ። ኣብ ኤርትራ ናይ ምሕደራ ጸገም እዩ ዘሎ። ኩለን እዘን ሚኒስትራት ብነጻ ዝምሕደራ ኣይኮናንን ኩሉ ብሓባር እየን ዝውስና እዚ ዝዓበየ ጸገም ኣብ ኤርትራ። ምሕደራ ብልክዕ ትምህርትን ኣሰራርሓን ተዝህልዎም እዚ ብድሕርኡ ዝመጽእ ናይ ፍትሕን ቁዋምን ክንዛረብ ንክእል። ሕጂ ውን ኣብ ምሕደራ እዩ እዚ ዝዓበየ ጸገም።
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq 13 дней назад
Eid Mebruk Nasr
@afewerkiaregai2869
@afewerkiaregai2869 13 дней назад
ብሓፈሻ ኣብ ሀግር ሰናይ ምሕደራን ፍትሕን ሰላምን ናይ ኩሉ ድሌት እዩ።ኮይኑ ግን ቦታ መዋግኢ ካብ ምምራጽ ቦታ ሰላም ምድላይ ይምረጽ እቶም ትሐቱን ትሕተቱን ፈለማ ትሳተፉ ዲኹም ኣብ ቲ ኩናት ምስ ስድርስኹም
@peacfuleri8147
@peacfuleri8147 13 дней назад
What? Did he really say we missed an opportunity when TPLF was in power?! Outrageous! They're the ones who seed this evil that we see today! They're the ones who prolonged the "life" of dictator Isaias Afwerki! They divided those who opposed Isaias's regime and wanted to "fight" being in Ethiopia, only to be divided and dis-united based on religion, region, and other sub national parameters... only to serve for the benefit of Isaias!
@peacfuleri8147
@peacfuleri8147 13 дней назад
He's speaking "my mind" ... I share the same ideas and principles, especially in our relationship with Ethiopian forces! Thank you Nasir
@Saron_yacob99
@Saron_yacob99 13 дней назад
ተስታስ ከልቢ ዉራሕ እንታይ ኣለኩም ኣብ ኤርትራዉያን ኤርትራዊያን ንኤርትራዊያን ጢራሕ አያ ሕራይ አስካ ግና ናይ ተጋርካ ግበር
@gheriebeyene3187
@gheriebeyene3187 14 дней назад
ናስር ዘለኒ ኣኽብሮት መዳርግቲ ዝላዓለ እዩ ዓይነት ኣታሓሳስባ ዘለዎም ኤርትራውያን ክትሰምዕ ኩርዓት ይስማዓካ ስለ ሃገር ዝሓስቡ ኣጆካ ኣለና ኣብ ጉንኻ ዮኤል በጃካ ሕጅውን ደኒመ ክምሕጸነካ ዝደሊ ከምዚኦም ሕድነት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ሃገር ኤርትራ ነንሕድሕድና ክንፋቀይ ዝሰብኩ ሰባት ኣቅርበልና ደጊመ ከመስግነካ ናስር ዑመር በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይምነዬልካ
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 14 дней назад
እቶም ዝቃለሱ ዝውስንዎ ክህሉ ግድን እዩ። ንስኻ ግን ተቓላሳይ ኮንካ ኣይትፈልጥን፡ ኣይነበርካን የለኻን። ስለዚ እንታይ ሓበጠካ? ብኣኻ ዝደናገር ዘሎ ሰብ ይመስለካዶ? 😅😅😅
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 14 дней назад
Nasr edmen tinan yhabka amlak ❤❤❤
@jemalabdu2458
@jemalabdu2458 14 дней назад
@deramcarbmws4856
@deramcarbmws4856 14 дней назад
ናይ በሓቂ ዓቢ ስብን መስተውዓልን ኢኻ።እዚ ኩሉ ዝተዛረብካዮ ኣብቲ ጽሩይ ኤሪትራዊ ኣተሓሥስባ ዘሎ እዮ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 14 дней назад
ምኪኣኤል ካሕሳይ ትጋገ ኣሎካ ነቲ ሕጊ ዝጣሓሰ ስርዕት ኢትይጵያ ብሰላማዊ መንገዲ'ዩ ተሳዒሩ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገራት ለውጢ ከ ባርያ ኮንካ ሕራይ ኣያይ እንዳበልካ ዲዩ መጺኡ ስርዓተ መንግስታት ብእምኒ ገለ እትብልዎ ቁርሲ እዩ። ብሴፍ ዝመጸ ብሴፍ እዩ ዝጠፍእ። ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ግፍዒ ኣብ ርእሴና እንዳተካየደ ትም ኢልና ኣይንርእን። ብዛዕባ እቲ እንወስዶ ጸዋዒትን ስርሒትን ንስካትኩም ባራዩ ኪትምዕዱና ኣይንፈቅድን።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 14 дней назад
ሓው መሓሪ ትድሮስ ወቅሪ ገዲፍካ ምክንይ ዝመስልን ክትምህር ምተገባኣካ። ኣብቲ ፍትሒ ይንግስ ምልኪ የልግስ ዝብል ክልተ ዘይስማማዕ ሓሳባት ምካኑ ክንርድኦ ይግባእ። ንሱ ድማ ተንቂ ምምጻእ ተቓውሞ ሓደ ውልቀ መላኪ ኣነ ወዲ እገለን እገለን ክብል ዘድፍር ትግራዋይ ጥውጥዋይ ኣብ ዝባንካ ሕስንጊርካ ነቶም ካብቱ ዘሎ ጭንቕን መከራ ንምንጋፍ ክምቲ ተጋደክቲ ኣንጻር ባዕዳዊ ጸላኢ ንምንጋፍ ብድንጎላ ዘይኮነስ ብዝረክብዎ ተረባሩቦም ልዕላውነትና ዝረጋገጹ። ሕጂ ድማ ቁዋም ዝደርበየ ህዝባዊ ምርጫ ዘይፈቅድ ገበተ ስዓናጺ ዓላቒ ጉጅለ ንምፍራሱ ኣብ ዝግበር ቃልሲ ንስካን ዝከማካን ነቲ ህዝባዊ ማዕበል ኪትውድስዎ ዘይባህርያዊ እዩ ድገፍካ ንምልኪ ኪትህብ ናይ ምውርዛይ ቃላት ዘምጻካ እንተኣምጻካ እትግብሮ ለውጢ የልቦን። ቲፎዞ ናይ ፎርኦን ምካን ናይ ስዕረቱ ጊዜ ስለዝኣከለ ዕድሚኡ በሊዑ ዕድመ መን ክቕርምም ደሊካዮ። ብዛዕባ ተቓውምቲ 75% ትግራዎት እዮም ትብሎ ዘለካ መቕጸሪ ዘይብሉ ሓሶት'ዩ ኣግሂድካ ኣብቶም ተቓወምቲ ደቂ ኣከለ ጉዛይ ብምዝሖም ትግራይ ከትስፍሮም ናይ ጸለመ ስልቲ ህግድፍ ሃርጋፍ ምካኑ ብሩህ'ዩ። ኣብ ስነ ሓሳብ ዝጭበጥ ሰነ ሞጎት ከትምጽእ ዓቕሚ ስለ ዘይብልካ ነቲ ንክምዚ ከማካ ድንዙዛት ንምድንጋር ኢላ እትብሎ ፕሮፖጋንዳ ህግድፍ ፓፓጋሎ ክስብ ምካን ሃገረ ኤርትራ ብሕግን ፍትሕን ኪትምራሕ ዝግበር ቅስልሲ ንዝደለኩሞ ስም ኪትህብዎ መሰልኩም ህዝባዊ ሓርነት እንታይ ማለት ስለ ዘይትፈልጦ ኣቕልቦ ህግድፍ ኪትርክቡ ራሕሩሕኩሞ ወርቂ ኣዴታትኩም ኣንስትኩም ሸጥኩም ኣሕዋትኩም ድርለይቲ ፍትሒ ቅድሜኩም ዝወጹ ኣሽጊርኩም ኣብ ምችእ ቦት ንስ ሓዝኩም ትፋእኩ ከትልምጹ ትራዩ ኣለኩም ልቢ ኪትገብሩ ንምዕደኩም ብዝተረፈ ሕማቕ ወዲ ላምካስ ትሸጦ ትልውጦ ሕማቕ ውልድካ ግን እንታይ ትገብሮ ምስትውዓል ይጎድለኩም ኣሎ። ምሕረቱ ይሃብኩም ፈጣሪ! ለውጢ ግን ዘይተርፍ ሓቂ እዩ ንዓካትኩም ሒዝካ ግን ምናልባት ከተታዓንፍቑ ትፍትኑ ኣለኩም። ሰዓት ናይ ለውጢ ሰዓት ስለ ዝእከለት ግን ኣይተርፍን'ዩ ድሕሪ ለውጢ ይጋንየና። ክሳብ ሽዑ ምቕናይ!
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 14 дней назад
ኢትዮጲያ ን ኤርትራ ትደልያ እያ ዘይኾነስ ባሕሪ ኤርትራ ንቡር ሓላል ንብረት ኢትዮጵያ እዩ: ምስርን ካልኦት ዓረብ ሃገራትን ጀበርትን ጀበሊን ሒዞም ዘስዓብዎ ዝገበርዎ ተንኮል እዩ;; ሕጂዉን ብሸፋቱ ዝተታሕዘ ግዝአት ኢትዮጵያ ድኣ እንበር ኤርትራ ዝብሃል.ባሕሪ ድኣ እንበር ኤርትራ ዝበሃል ሃገር የለን:; ኣልገፊፍ:;
@abduadem8106
@abduadem8106 14 дней назад
Dejin bi alim derja kitkiwen kimtekil kithasbo zelika Abza Alim bihabar kithaseb eu it xebuk
@kahssaygebremedhinhabtemic8295
@kahssaygebremedhinhabtemic8295 14 дней назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሕሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ሓይሊታትን ምሥጢራዊት ሰልፊን ኢዩ ዝነግረና ዘሎ'ሞ ኩሉና ነስተውዕለላ ።
@kalMHe
@kalMHe 15 дней назад
Hamas zgeberiwo dea b kemey eyu mis harinetawi kalsi tekawemti Eritrawian kimesasel? Hamas n nitsuhat sebat eyom bzey almama elama gerom!
@salehtaha826
@salehtaha826 15 дней назад
It's dep analysis well said
@milionafeworki914
@milionafeworki914 15 дней назад
A lier one ,muhamed was a terorist man ,he was not religieos person .he reap women kill jews & christians 12:17 .
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 15 дней назад
Tefeletodika Dejenemaletete
@user-tt9ys7jz1j
@user-tt9ys7jz1j 15 дней назад
ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ከምዚኦም የድልዩዋ ሃገርና
@aliali-ru2gu
@aliali-ru2gu 15 дней назад
Well done
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 15 дней назад
Nasr bro waww thanks 1/2/9 keep it up opssition means correction any leadership in the world have opposition but compromise ....
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 15 дней назад
Nasser, I always admire your thought. I learn a lot from you, and please continue to show and teach people. Also, Yoel you have the best media. Thank you very much!
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 15 дней назад
እዚ ሰብኣይ ብዛዕባ እንታይ ይዛረብ ኣሎ፡ መጀመርታ ብዛዕባ ባይታ ክዛረብ ተኮይኑ ነየናይ ሓይሊ ሒዙ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ፡ ኣንጻር ብርጌድ ንሓመዱ ኢዩ፡ ስለዚ ኣብዘይ ምልከቶ ብዛዕባ ባይታ ክትንትን 😂
@eriblood803
@eriblood803 15 дней назад
😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...ghena kinkustirekum ina
@hassebmicael2030
@hassebmicael2030 15 дней назад
ነቶም ኣብ ጽባሕ ነጻነት ዝተኣስሩ ኣስላምከ ንምንታይ ትርስዕዎም
@meharitedros4196
@meharitedros4196 15 дней назад
ናይ በሓቂ ንምዝራብ ! ኤርትራ ተቓዋሚ ውድብ ኮነ ማሕበር ኣለዋ ድዩ ? እምበር'ከ መባእታዊ ኣምር ስነ-ሓሳብ ተቃውሞ ኣሎ ድዩ ? መቸም ተስፋ'ገብር ነዞም ኣባትር:ካራሩ:የእማን: ሒዞም ኣበየ ውራይ : ዝክር : ከበሮ..ዲም ኣብዝበለታ በዓላት ፊንፊን ክብሉ ዝውዕሉ ኒን በርገር በጋሚንዶ እምበር ተቓወምቲ ኣይኮኑን ። ተቓዋሚ ዝበሃል ብምንም ተኣምር ሃገራዊ ረብሕኡን ሉኡላውነቱን ሃገራዊ ድሕነት ሃገሩን ህዝቡን ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን እዋን ዘይዋገየሎም ቀይሕ መስመር እንተኾይኑዩ ተቓዋሚ ዝበሃል ። ሰማያዊ ማልያ ስለዝለበስካ ተቓዋሚ ኣየብልን እዩ። ( እቲ ዝገርም ዳርጋ 3/5ት ተጋሩ እዮም)። ንኤርትራን ህዝባን ክጸርፉ ዝውዕሉ ንታሪኽን ክብርታትን ገድሊ ኤርትራ ከራኽሱን ከከሻምሹ ዝውዕሉ ሰባት :ከመይ ዝበልዎ ህዝቢ'ዩ ክሰምዖምን ክኽተሎምን ? ይትረፍ መንግስቲ ኮይኖም ሃገር ክመርሑሲ ነዛ ተራ ኮይኖም ክምርሑኴ ጋዶ !!
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 15 дней назад
Stay local
@samsontesfazgi2827
@samsontesfazgi2827 15 дней назад
Dess zebl zereba gn ezkulu zbelkayo gele agelgelti alewu
@temesgengebregergshio402
@temesgengebregergshio402 15 дней назад
Selam hawey yol ni adimas form ab medebka zeytekirubo buzuh hasab mekafel nitekatetelkika
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 15 дней назад
Eid Araffa plus you forgot it's fathers day also .
@frezgitewelde3022
@frezgitewelde3022 15 дней назад
Ane zigermeni nayzi resi methan yoel zibahal seb u. Kindey eyom zikefluka ezom jahadist.?
@eriblood803
@eriblood803 15 дней назад
😂😂😂 aye midre fara fera cenewuti donkoro haghereseb tewelige...ghena kitsilelu ikum....degalat duhurat duhulat funfunat fitret
@davidharcot220
@davidharcot220 15 дней назад
እንሆ ልዕሊ ዓሰርተ ደቒቕ ኮይኑ ኪኖ አርእስትን ዛዕባን ክዛረብ እዛ ዒድ አድሓ ዒድ ሐደ ደአሞ አብ ግዜኹም ዘይትገብሩዎ እቲ አርእስቲ እኮ ኻልእ እዩ ኔሩ አይተታልሉና እባ "ዛዕባና" ከም አርእስትና ክኸውን አለዎ ይአክል ንዝመጽእ ዘድሊ አይመስለናን። ኢትዮጵያ ኸምዚዶ ኸምዚ ኢልካ አርእስቲ ሂብካስ ደሓር ዛዕባ ዒድ አልፈጥር? ዝገርም እኮ እዩ።
@user-gz3ki2jp9q
@user-gz3ki2jp9q 15 дней назад
ናስር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ከማኻ ለባማት ይብዝሑ፡ዪኦል ሓውና ድማ በጃኻ ኪኢላታት ከም ናስር ዘኣመሰሉ ለባማት ሰባት ከተቕርበልና ይላበወካ።
@adonairm2252
@adonairm2252 15 дней назад
እዚ ሕጂስ ምኽሪ ክህበና ድዩ ናይ ብልቡ?😂😂.ኢትዮጵያ ደጀን ጥራይ ዘይኮነት ግንባር ዩ ዝብሃል። ኢሰያስ ረፈረንደም ጌሩ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ከይመልሳ ዩ ኔሩ ስግኣትና። ሕጂ ግን ንኤርትራ ዋላ ኢትዮጵያ እንተ ኣተወት ምናልባት ደንከል ምስ ዓሰብ ክፍትኑ ይኾኑ ግን ኣማራጺ የሎን። ኢትዮጵያ ክትወርር ውን ዝኽልክላ የሎን። ኣበይ እሞ ሕራይ ኣይብሉን።
@eriblood803
@eriblood803 15 дней назад
😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret
@adonairm2252
@adonairm2252 15 дней назад
@@eriblood803 ጋዕጋዕ ደምብያ። ኣንቱም ሃላያት :ደናቑር። ኢሰያስ ዓጋመ ዩ ክትፈልጥ። ካብ ሰብ ናብ እንስሳ ዝሓስቡ ደናቑር ንመን ትድግፉ እንታይ ትገብሩ እኳ ኣይትፈጡን።
@Bitew12
@Bitew12 15 дней назад
yoel hawina ezom xebebti kikalesu sile zeykielu ente zeymexaekayom yimirex. biflay ezi seb ezi kalot buzuhat alewu rae zelewom amxayom.
@semeremeh
@semeremeh 15 дней назад
አብ ደገ ኩዌን ካ ደጀን ክትከውን ?ትርጉም ደጀን ት፣ፈልጦ ዲካ ? በጃካ መስጊድ ኬድካ ሰበክ
@eriblood803
@eriblood803 15 дней назад
😂😂😂😂 1 million agame ab tihti gudgad alewu...ab kereba ghize keterkibom ika