Тёмный

ናይ መንቅሒ ደወል።ሓቀኛ ሚዛን ናይ እግዚኣብሄር ኢያ።ሓሳዊት ሚዛን ግን እግዚኣብሄር ይፍንፍና። 

ግብሪ ሃዋርያት Gbri hawaryat
Подписаться 528
Просмотров 19 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 371   
@MichaelTesfagabr-jc5xy
@MichaelTesfagabr-jc5xy 18 дней назад
ኣምላክ ይባርኽካ፡ ኣጆካ ወሲኽካ ንጥብቅነት ወንጌል ተዓጠቕ፡ ን ጌጋ ነቐፌታትን ርአይቶን ኣይተቅልበሉ፡ክሳብ ክንደይ ከስተውዕል ከም ዝግብኣኒ ኣረዲአካኒ፡ ንስካ ብክርስቶስ ብሩኽ ኢኻ፡ማራን ኣታ
@lemlemmebrahtu2110
@lemlemmebrahtu2110 5 месяцев назад
ጎይታ ይባርካ። ኣነስ ካብ እናቃበጠሩ ሓሶት ዝምህርኒ እና ገሰጹ ሓቂ ዝምህሩኒ ይሕሸኒ❤ባባ ብጹእ ስሕተት ትምህርቲ የብሉን ብዜካ ቁጣዓን ጸርፍን።Proverbs 27 ትግ - ምሳሌ 5: ካብ ሕቡእ ፍቕሪ ግሉጽ ተግሳጽ ይሐይሽ።ንቃሓቂ ብቅንዕና ዝመቅል፡ዘይየቃጥን ፡ሓሶት ኣይንበን ሰብ እዩ ባባ ብጹእ።ኣብ ባዓል የማነ ግን ማዓት ስሕተትን ሕውስውስ ዝበለን ሕቶ ዝፈጥርን እዩ ።ስለዚ ህዝቢ ኣምላኽ እንታይ ከምትሰምዕ ምረጽ።ኣነ በዛ ነብስይ ካብ ችኮላታ ዝተለኸየ ሓሶት ፡ተግሳጽ ዘልዎ ሓቂ ይሕሽኒ።Hebrews 12 ትግ - እብራውያን 11: ቅጽዓት ዘበለስ ንጊዜኡ ንጓሂ እምበር፡ ንሓጐስ ከም ዚኸውን ኣይመስልን እዩ፡ ንዳሕራዩ ግና ነቶም ዝለመድዎ ናይ ሰላም ፍረ ጽድቂ እዩ ዚፈሪ።
@haregutseggai4916
@haregutseggai4916 5 месяцев назад
Tebareki lemlem haftey kabza zegeltsa zelo eqa ayteredaken deyu temeherti nayJesus zeyqebel nayemen ketemahri nayresu temheri?yehadgelki ❤
@user-og7kk9uh8t
@user-og7kk9uh8t 5 месяцев назад
Haqi xbuk eyu , xerfi gna hatiyat eyu. Enda xerefe zmhr seb shitu alo. Knsah alewo.
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ይጭልድወካ ዝብል ትምህርቲ ስሕተት ኢዩ እኮ ኣይተረድኣክን ድዩ።መምህር እኮ ዘይዋቃዕ ኢዩ ክኸውን ዘለዎ 1 Timothy 3 (ትግ) - 1 ጢሞቴዎስ 3: ዘይሰክር፡ ዘይዋቓዕ፡ ግናኸ ልኡም፡ ዘይብኣስ፡ ፈታው ገንዘብ ዘይኰነ።
@Godisgood-yd7xv
@Godisgood-yd7xv 5 месяцев назад
💯
@nazarethteklezgi4245
@nazarethteklezgi4245 4 месяца назад
Baba aytegageyoun haki yom bruk gedim wifuy agelgali you baba bislet krstna niska keytweledka ab kristna zeneberu nay lomi welodo tigermu
@user-mn9zm1vn7d
@user-mn9zm1vn7d 5 месяцев назад
ኣቱም ኣሕዋተይ በዚ ሎሚ ዘሎ ክርስትና ብጣዒሚየ ዝጎሂ ኣምላክ ምሕረት ይግበረልኩም በደል ኣሕዋትኩም ክንዲ ምጽላይ ነደባባይ ከዉጹኡ ዝርበጽ ዘመን ኣየናይ ቤተእምነት ዪ ጌጋ ኣቦታቶም ኣሕዋቶም ዘዉጽኡ “ሴምን ያፌትን ድማ ክዳን ወሲዶም ኣብ መንኩቦም ገይሮም እናኣድሓርሓሩ፡ ሕፍረት ኣቦኦም ከደኑ። ገጾም ንድሕሪት ገይሮም፡ ሕፍረት ኣቦም ኣይረኣዩን።” - ኦሪት ዘፍጥረት 9፥23
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እሞ ንስኻ ኸ ድኣ ንምንታይ ኣብ ኣደባባይ ትጽሕፍ ኣለኻ ብውሽጢ ዘይትምዕደና ንኩልና።ሮሜ 2:1
@danielghirmai
@danielghirmai 5 месяцев назад
ሓወይ በጃኹም እባ፡ ወንጌል ጥዑም ብስራት ዕዮ መስቀል፡ ንዓለም ኣምላኽ ተዓሪቕኩም እዩ ንበል። ወንጌል ክንሰብኽ እንበር፡ ነንሕድሕድና ከምቲ ዓለም ትመዝኖ ጌርና ኣይንካሰስ።
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እንታይ እሞ ዘዝሰበኽናዮ ወንጌል ብዓል የማነ በዓል ብጹእ መጺኡም ይጽይቅዎ እንተኾይኖምሲ እንታይ ኢዩ ትርጉሙ።እምበር ወንጌል ዳኣ ራኣዮ እንዶ ኣቲኻ እዚ ናተይ ብዙሕ ኣሎ እንታይ እሞ ብዘይጥንቃቀ ዘገልግሉ እንድዮም በዚሖም ምስራሕ ከሊኦምና
@yohannatekia3211
@yohannatekia3211 5 месяцев назад
Yes tebarek hawey ❤❤
@amine4019
@amine4019 5 месяцев назад
Ezia n mogosn asern ika tnegrom ezi haw tkkl wengel u znegr zelo entetetediukas
@ermiyasandom4320
@ermiyasandom4320 5 месяцев назад
Daniel ኪድ ንስኻ ዝተረዳእካ ግበር። ወንጌል ትሰብክ ትመስል...
@mahariabraha7512
@mahariabraha7512 5 месяцев назад
Josi Ezia natka Aykonetn Eziom Amlak zelewom B Krstos ms Egziabier Erki zirekebu Eyom . Kem kedemka yhsheka . Xegaka aytihawawso . Nbzuhat Ortodox nab goita zemxaka haw Eka . Bejaka Eza Medeb Ezia gdefa goita ybarka Josi Tebarek .
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ማሓሪ ብሩኽ ሓቅኻ ምበልኩኻ ኔረ ግን ኣብቲ ኣገልግሎተይ እንዳኣገልገልኩ እንከለኹ እቶም ኦርቶዶክሳውያን ጎይታ ክቅበሉ እንዳደለዩ እዞም ኣገልገልቲ ይዕንቅፍዎም ኮይኖም ስለዚ እቲ ኣገልግሎትና ድኻም ይኾነና ኣሎ።ስለዚ መሓሪ ብሩኽ ተጠንቂቆም ከገልግሉ ኢለየ ብጣዕሚ ኢዮም ዘይግደሱ ንዓና ክሕልዉና ኣይከኣሉን ከምድላዮም ኢዮም ዝሰብኩ ስለዚ ነቲ ኣገልግሎትና ክግደስሉ ይግብኦም ዩ።
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 5 месяцев назад
True, Mahariabraha hawey🙏
@brukmark7675
@brukmark7675 5 месяцев назад
@@YosiefB እዚኣ ጉዳይ ኣዝልቐላ ዝዓርከይ።
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 5 месяцев назад
​​@@YosiefB ጆሲ ቡሩኽ... ሞጎስ ብግሩህ ልብን, ብንኣሽቱ ነገራትን ጀሚሩ እዩ...ደጋጊምና ግደፍ እንዳበልናዮ...ኣብ ከምዚ ደረጃ በጺሑ ዘሎ...ኣብልዕሌካ ውን ፍርሃተይ እሱ እዩ!! ጎይታ ይመጽእ ኣሎ, ብታአምራቱ ሰስርዓትና ኣትሒዙ ይምለሰና 😪🙏 ኣሜን 🙏 Galatians 5 ትግ - ገላትያ 15: ንሓድሕድኩም እንተ ተናኸስኩምን ተባላዕኩምን ግና፡ ንሓድሕድኩም ከይትጣፍኡ ተጠንቀቑ።
@Tech-gn4rg
@Tech-gn4rg 5 месяцев назад
Bejaka Hawey በጃኻ ሓወይ ትሓዋውሶ ኣሎኻ። ሓዋሲ ኣይትኹን። በጀኻ ካብ በዓል ሞጎስ ገዲዲካ። በቓ ብዛዕባ ክርስቶስ ገለ በለና!!!! ይኣኽለና!!!! ሕጂ ዲማ ሞጎስ number 2 ደሓር ከኣ ሞጎስ number 2 and then number 4….5…6…et
@mehariwoldehisan2890
@mehariwoldehisan2890 5 месяцев назад
ጆሲ ብሩኽ! ነዊሕ ጊዝየ ተኸታቲለካ፡ ዘረባኻ ኩሉ ብቓል ወንጌል ዝተሰነየ እዩ፡ ቃል ኣምላኽ ዘይተጣምም ኣምላኽ ዘተንስኣካ ሓቀኛ ኣገልጋሊ ምዃንካ ተረዳኤ ኣለኩ፡ ከምዚ ኢልካ ክትቅጽል ከኣ እምነየልካ ጎይታ ሓይልኻ እዩ።❤
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
መሓሪ ብሩኽ ሰብ ተባረኸለይ።ናይ መንፈስ ቅዱስ ድምጺ ፈሊኻ ከተለልዮ ዝገበረካ ጎይታ ስሙ ልዕል ይበል 1 John 4 (ትግ) - 1ይ ዮሃንስ 6: ንሕና ኻብ ኣምላኽ ኢና፡ ንኣምላኽ ዚፈልጥ ይሰምዓና፡ እቲ ኻብ ኣምላኽ ዘይኰነ ኣይሰምዓናን እዩ። ንመንፈስ ሓቅን ንመንፈስ ስሕተትን ከኣ በዚ ኢና እንፈልጦ።
@mulugetaweldelibabos8020
@mulugetaweldelibabos8020 4 месяца назад
amlak ybarka xbuk aleka
@semira911
@semira911 5 месяцев назад
ንሰባት ምውድዳር ንጌግኦም ኣብቲ ሚዛን ኣቐሚጥካ ናይ መን ይምዘን ምባል ከ ኣበየናይ ጽሑፍ ረኸብካዮ ወደይ? ንሱ ድተራኣዮ ተዛሪቡ ኣሎ:እስኻ ኻኣ ድራኣኻዮ ተዛረብ: ግድን ድዩ ምስ ሓሳብካ ክሰማማዕ እስኻ ዳኣሞ ምስኡ ደይትሳማማዕ? ስለዚ ነናትኩም ግበሩ
@fretachannel
@fretachannel 5 месяцев назад
ክርስቶስ እዩ ዝግለጸልናን ዝመጻናን። ብቅዱሳትን ብነብያትን ብሃዋርያትን ብቤተ ክህነትን ፍጻሜ የለን። ናብ ፍጻሜ ዘብጽሓና ርእሰ መኣዝን ክርስቶስ እዩ። ንምውታት ምጥያቅ ጥንቁልና እዩ።
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ተባረኺ
@howtodoit5466
@howtodoit5466 5 месяцев назад
ምስ በዓል ጳውሎስ ክትራኸቡ ኣለኩም፡ምስ ብዓል ጴጥሮስ የዕልሉ፡ ንሳቶም ክጽልዩልኩም ኣለዎም ዝብል ቃል ፈጺመ ኣየንበብኩን፡ ተሰቢኸ እውን ኣይፈልጥን፡ ፈለማ እዝነይ። ነዚ ሰብ ዘይክኣል mission ሂቡ ከዕነንዮ ኢዩ ደልዩ። መንፈስ ቅዱስ ኢዩ ዝማልደልና። እዋይ የማነ😢 ካብ ቃል ኣምላኽ ገላጺ ቃል ኣምጺእካ ንየማነ ምምልስካ ቅኑዕ ጌርካ። ብጹእ ኣምላኽ ግን ዝያዳ ኮሜድያን እንዳኾነ መጺኡ፡ እቲ ጸርፉን ትዕቢቱን ደሓን ንግደፎ። ሕማቕ ዘመን በጺሕና፡ ክርስትና ከምዚ ኣይፈልጦን ኢየ ኔረ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ኣነ ፍጹም ኮይነ ዘይኮነስ፡ እቶም ክመርሑናን ኣብ ጉዕዞ ክርስትና ከሳልዩና ዝግብኦም ዓበይቲ ስባት (ብፍላይ ከም ብዓል ባባ ብጹእ) ኣብ ከሚዚ ምውዳቖም ኢዩ ኣሕዚኑኒ። ተባረኽ!!
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ናይብሓቂ ዝገርም ዩ እንታይ እሞ ክንገብሮም ኣምላኽ ግን መፍትሒ ኣለዎ ዳሓን
@mitslalgebremichael1288
@mitslalgebremichael1288 5 месяцев назад
You’re so blessed well said God bless you richly
@TiekaMsgye
@TiekaMsgye 5 месяцев назад
የማነ ሓቁ ኣሎ እስካ ነቲ ኣገላልጽኡ ኣይተረዳእካዮንን
@user-bs5jt1oq9j
@user-bs5jt1oq9j 5 месяцев назад
ወይ ይገረም መንዮ ፍራዱ ገይሩ አቀምጥኩም ብጣዓሚ ደፍራት አክብሮት ዘይብለኩም
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ደፋራት ብምባልካ ኸ ንስኻ ትፈርድ ዲኻ ዘለኻ እንታይ
@MedhanieJesus
@MedhanieJesus 23 дня назад
Joki hawey blessed
@MedhanieJesus
@MedhanieJesus 23 дня назад
Josi hawey blessed
@GolgothaCyrenian
@GolgothaCyrenian 2 месяца назад
ጆሲ ቡሩኽ ተባረኽ።
@solomonmesgena209
@solomonmesgena209 Месяц назад
ቡሩኽ ሓወይ እቲ ትምህቲ ስለ ዘይተረድካ እዩ እሞ ደዊልካ ግለጸለይ እንተትብሎ ዝሓሸ እዩ እንተዘይኮይኑ ግን ኣብ ነብስኻ ተምጽኦ ዘለካ ነገር ግን ኣብ መወዳእታ የጸብቐልካ ጥራይ እየ ዝብለካ
@Tech-gn4rg
@Tech-gn4rg 5 месяцев назад
Bejaka Hawey በጃኻ ሓወይ ትሓዋውሶ ኣሎኻ። ሓዋሲ ኣይትኹን። በጀኻ ካብ በዓል ሞጎስ ገዲዲካ። በቓ ብዛዕባ ክርስቶስ ገለ በለና!!!! ይኣኽለና!!!! ሕጂ ዲማ ሞጎስ number 2 ደሓር ከኣ ሞጎስ number 2 and then number 4….5…6…etc
@hadashabtom3482
@hadashabtom3482 5 месяцев назад
Mary. She’s the holy mother of God, and she pray for us. Thank you, Lord Jesus Christ.
@selamzeray5345
@selamzeray5345 24 дня назад
ብጣዕሚ ፍትሓውን ቃል ኣምላኻውን ኣገላልጻ ካብ ኩሉ ግን ከም ኤርትራዉያን ስሒትናዮ ዘሎና ንዝገበረልና ወይ ንዝተቀበልናዮ ሰብ ብጣዕሚ ዋላ ጌጋ ይግበር ጽቡቅ ኣለኻ ቀጽል ምባል ጌጋ በጃኹም ንጌጋ ጌጋ ምባል ኣምላኻዊ እዩ ሓውና ኣምላኽ ይባርኽካ ቀጽሎ ንርእስኻ ከይትፋተን ከኣ ተጠንቀቅ.....
@Abeltekle1971
@Abeltekle1971 5 месяцев назад
Great job about Yemane
@DawitGoitom
@DawitGoitom 4 месяца назад
Romans 2 ትግ - ሮሜ 1: ስለዚ፡ ኣታ እትፈርድ ሰብ፡ ዝዀንካ እንተ ዀንካ፡ ነቲ እትፈርዶስ ትገብሮ ስለ ዘሎኻ፡ በቲ ንኻልእ እትፈርዶ ንርእስኻ ትዂንን ኣሎኻ እሞ፡ ምኽንያት የብልካን። 2: ንሕናስ ኣብቶም ከምዚ ዝበለ ዚገብሩ እቲ ፍርዲ ኣምላኽ ሓቂ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና።
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 5 месяцев назад
❤እግዚኣብሄር ፍቅሪዩ❤ የሱስ ክርስቶስ ጎይታ ጎይቶት፡ ንጉስ ነገስታትዩ፡ በይኑዩ፡ተበጃዊ መድሓኒን ፈዋስን❤ኣንቱም ብሩኻተይ፡- መንዩስከ ክትፈርዱ መሰል ሂቡኩም? "ኣይትፍረድ ከይትፍረዶ ኣይኮነን ዝብለና ቃሉ? እንታይከ ኣድለየ እዚ ኩሉ? ጾር ሓድሕድና ጸርና ኣብ ቅድሚ ዙፋን ኣቦ ክወድቅን ክንነብዕን ብሓቅን ብመንፈስን ብቅጥቁጥ ልብን ንጹህንዶ ኣይምሓሸን? አረ ንመለስ!!!❤ ጎይታ ክረድኣናን ክረድኦምንባ ንጸሊ? መንዩከ እቲ ብጹእ? ጌጋ ዘይብሉን ዘይገብርንከ ኣሎ ድዩ? ንጠንቀቅ!!!! 1 Thessalonians 5 ትግ - 1ይ ተሰሎንቄ 12: ግናኸ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ነቶም ኣባኻትኩም ዚጽዕሩን ብጐይታውን ዚመርሑኹምን ዚምዕዱኹምን ክትፈልጥዎም፡ ንልምነኩም አሎና። 13: ስለቲ ዕዮኦም ብብዙሕ ብሉጽ ፍቕሪ ኣኽብርዎም። ንሓድሕድኩምውን ብሰላም ንበሩ። 14: ኣቱም ኣሕዋትና፡ ነቶም ብዘይ ስርዓት ዚመላለሱ ግንሕዎም፡ ነቶም ሕሊናኦም ዝዓረቦም ኣፋጥንዎም፡ ነቶም ድኹማት ደግፍዎም፡ ንዅላቶም ተዓገስዎም ኢልና ንምዕደኩም አሎና። 15: እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ኽፉእ ከይፈድዮ፡ ተጠንቀቑ። ግናኸ ኵሉ ሳዕ ንሓድሕድኩም ንዅሉን ሰናይ ንምግባር ተጋደሉ። 16: ኵሉ ሳዕ ተሐጐሱ። 17: ከየባተኽኩም ጸልዩ። 18: እዚ ምእንታኹም ብክርስቶስ የሱስ ፍቓድ ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ብዅሉ ኣመስግኑ። 19: መንፈስ ኣይተጥፍኡ። 20: ትንቢት ኣይትንዓቑ። 21: ንዅሉ ተዓዘብዎ፡ ነቲ ሰናይ ሐዝዎ። 22: ካብ ክፉእ ዘበለ ዅሉ ርሐቑ። 23: ኣምላኽ ሰላም ባዕሉ ኸኣ ንዅለንትናኹም ይቐድሶ፡ በቲ ምጽኣት የሱስ ክርስቶስ ብዘሎ መንፈስኩምን ነፍስኹምን ስጋኹምን ብዘይ መንቅብ ኪርከብ ይተሐሎ።
@berekethagos3539
@berekethagos3539 5 месяцев назад
ሰላም ብሩክ ሓወይ፡ ስለምንታይ ኣሸር ወይ ሞጎስ ነዞም ትብሎም ዘለካ ሰባት ሽሞም ጠቂሶም ይቓወምዎም ኣለው ዝብል መሰረታዊ ሕቶ ክትምልስ ይግባእ፡፡ እዚ ብዛዕባ ሰባት ወይ ሚዛን ኣይኮነን፡፡ እቲ ምህያስ ትብሎ ዘለካ መሰረቱ፡ ትምህርቲ እዩ፡ ብዛዕባ ብጹእ ክትዛረብ እንተኮንካ እንትርፎ እቲ ናይ ባህሪ ነገር ሓንቲ ናይ ሓሶት ትምህርቲ ዝምሃሮ ምህሮ የለን፡ እቶም ካልኦት ግን ናይ ሓሶት ትምህርታት ኣብ ኣደባባይ ወጺኦም ስለዝመሃሩ እዮም ኣሸር ዝቓወሞም ዘሎ፡ እዚ መጽሕፍ ቅዱሳዊ ሓቂ እዩ፡፡ ናይ ሓሶት ትምህርታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ወጺኡ ንዝምህር ምብድሁ ንሓሶቱ ምግላጽ ወገንነት ኣይኮነን፡፡
@user-og7kk9uh8t
@user-og7kk9uh8t 5 месяцев назад
Nay hasot tmhrti hatiyat eyu enda texarefkan enda teragemkan wengel msbak wen hatiyat eyu.
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ተጻረፍቲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይወርስዋን ኢዮም ይብል 1ይ ቆሮንጦስ 6፥9 ስለዚ ብጹእ ክእረም ኣለዎ ትምርቲ ይጥወይ ይጻረፍ ኩሉ ሓደ ኢዩ።ኣድልዎ ኣይትግበር
@habibaasmera5266
@habibaasmera5266 24 дня назад
እዋይ የማነ እዝንካ ቺው ዘበል በየሱስ ስም ኣታ ንዓ ተማሃር ገና ጸባ ጥራይ ኢካ ትሰቲ ዘለካ ተመለስ ተማሃር ፍልጠት ሓራ የውጽእ ንዓ ንክርስቶስ ፍለጥዎ ክርስቶስ ዝሰረሖ ስራሕ ይግለጸልና በየሱስ ስም ተባረኽ ይብዛሓልካ
@rozinatusfu4555
@rozinatusfu4555 5 месяцев назад
Please pray for oll
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ተባረኺ
@habtomtesfu8201
@habtomtesfu8201 5 месяцев назад
ተባረክ ብሩከ ኢካ ንስካ
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንን ሃብቶም ብሩኽ ሰብ
@muzithaile6686
@muzithaile6686 5 месяцев назад
Bejaka hawna xbuq gerka temaharo mexhaf qdus nska eka tefika zeleka
@kibromfissehaye7259
@kibromfissehaye7259 8 дней назад
selam neaka ykun zhawey abta tzarebo zeleka mzan antetmezno nska nbealka btami ms egziabher zeyerakbeka kal tzareb aleka
@YosiefB
@YosiefB 5 дней назад
@@kibromfissehaye7259 ሕራይ እንታይ ኢየ ተዛሪበ ምስ ቃል ኣምላኽ ዘይራኸብ ትብሎ ዘለኻ እስከ ንገረኒ እንተተጋግየ ክእረመሉ እዚ ኢልካ በለኒ ተጋጊኻ ጥራይ ምባል ዘይኮነስ ብጭጢ ኣርእየኒ እንተዘይኮይኑ መኽሰሲ ንምርካብ እንተኼንካ ጽቡቅ ኣይኮነን ጌጋ እንተሎ ሃየ ኣምጽኣዮ
@TiekaMsgye
@TiekaMsgye 5 месяцев назад
[ ወንጌል ዮሓንስ 11 ] 25 ኢየሱስ ከኣ “ትንሣኤን ሕይወትን ኣነ እየ፤ እቲ ብኣይ ዚኣምንሲ እንተ ሞተ እኳ ብሕይወት ኪነብር እዩ።
@estifbatu1468
@estifbatu1468 4 месяца назад
Neka balka nbutsuamlal msatom hwiska ketemtso gube aykonen bzkone kthasbelu bthtna yhateka tebarek ❤
@berhaneasge3728
@berhaneasge3728 5 месяцев назад
እዚ የማነ ዝምህሮ ዘሎ ምህሮ ኣጋንንቲ እዩ እቶም ናቱ ተከተልቲ ድማ የደንግጹካ ቃል ኣምላክ ከምዚ ኣይብልን ኢሎም ክሃትዎ እኮ ድፍረት የብሎምን ካብ ንኣምላክ ንሰብ ስለ ዝፈርሁ እንተ ናይ ብጹኣምላክ ዘረባ የብሉን ከም ኣገልጋሊ ወንጌል ከማን ንክትቅበሎ ኣሸጋሪ እዩ ኩሉ ትምህርቱ ኣንነት ጽርፊ ንዕቀት ኣብ ልዕሊ ክርስትያናት ዘለዎ እዩ
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ተባረኽ ብርሃነ ብሩኽ ሰብ ዝገርም ዩ።
@Gelilatube788
@Gelilatube788 5 месяцев назад
ብጹኣ ኣምላኽ፡እንታዩ ጌጉኡ እንታይ ጌጋ ምህሮዩ ኣሕሊፉ ስለምንታይ ብጭብጢ ምህሮኦም ዘይተምጾኦ
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ብጹእ ይጭልድወካ ይብል ኣሎ ቃል ኣምላኽ ግን ኣገልገልቲ ዘይዋኣቅዑ ክኾኑ ከምዘለዎም ኢዩ ዝገልጽ እዚ ቃል ኣንብቦ 1 Timothy 3 (ትግ) - 1 ጢሞቴዎስ 3: ዘይሰክር፡ ዘይዋቓዕ፡ ግናኸ ልኡም፡ ዘይብኣስ፡ ፈታው ገንዘብ ዘይኰነ።
@Gelilatube788
@Gelilatube788 5 месяцев назад
@@YosiefB ሰበይትኻን ደቅኻን ክቐትል ዝመጸ ታይ ምገበርካዮ?
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
@@Gelilatube788 ኦ ጎይታይ ዝገብሮ ኣይፈልጥን ኢዩ እሞ ምሕረት ግበረሉ ምበልኩ። Acts 7 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ 60: ተምበርኪኹ ኸኣ ብዓብዪ ድምጺ፡ ጐይታይ፡ እዚ ሓጢኣት እዚ ኣይትሐዘሎም፡ ኢሉ ጨደረ። እዚ ምስ በለውን ዐረፈ።
@Gelilatube788
@Gelilatube788 5 месяцев назад
@@YosiefB ከተቕትሎም ማለት ድዩ ንስድራኻ
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
@@Gelilatube788 ንየሱስ እንዳቀተልዎ እንከለዉ ኣዲዩ ማርያም ስቅ ኢላ ትርኢ ስለ ዝነበረትሲ ኣቅቲላቶ ማለት ድዩ?
@Solvlove495
@Solvlove495 5 месяцев назад
ነቶም ደሪቖም ወንገል ሚስማዕ ኣቦምና ዘለዉ መሊሶም ከድርቕዎም አኮ አዩ ካሊ አንታይ እላማ ኣለዎም ፡አዚ ድማ አቲ ሚፍሊላይ ግዘ ከም ዝበጽሀ እዩ ኪርዳና ዘለዎ ኣህዋት ።ሞጎስ ከኣ ኣዘ የድንቖ ነይረ ሂጂ ግን ኣለለዮ ኣለኩ ፡አግዛብሀር ይምለስኩም ።
@isakghebrebrhan7635
@isakghebrebrhan7635 5 месяцев назад
ሰላም ኣምላክ ይብዝሓልካብ ሓወይ ኣብታ ናይ ብጹእ ዝበልካያ ሓሳብ ክህበካ ነቲ ትምህርቲ ኩሉ ስምዓዮ ናይ ኩሎም ክትሰምዕ ደኣ ከይታሓዋወሰካ እምበር ብጹእ ዝተዛረቦ ከኣ ሓቂ ኢዩ ሎሚ ሓሶት ትንቢት ዝተዛረበ ነቢ ጽባሕ ክትምለሶ ከለኻ ኢዩ ክልተ ግዜ ምጽፋዕ ኢሉ ገሊጽዎ ዘሎ። ንዓኻ ትኸውን ቲፕ ከኣ ቅድም ኮፍ ኢልካ ተምሃር!!!
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እሞ እቲ ይጭልድወካ ዝበሎኸ እንታይ ኢዩ ሳልሳይ ጽፍዒት ዲና ክንብሎ።እስከ በል ተርጉመልና ነቲ ምጭልዳው ኮፍ ኢልካ ዝተመሃርካ ኢካ ትመስል
@user-xw4sg1eu5p
@user-xw4sg1eu5p 5 месяцев назад
Antabtuk seb goyta ybarkka memelisu xegaka ybzah bruk nayamlak seb tebarek bruk eka
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንንን ሓለፋይ ተባረኽ ፈታዊ ሓቂ
@joyosief9472
@joyosief9472 4 месяца назад
ፈትየካ❤
@nahom9192
@nahom9192 5 месяцев назад
ዝበልካዮ ኣዝዩ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ፥ ብርግጽ ሚዛናውያን ክንከውን ይግባእ። ንስኻ ግን ሓደ ግዜ ክርስቶስ የሱስ ካብ ማርያም ስጋ ኣይወሰደን፥ ሰማያዊ ስጋ እዩ ወሲዱ መጺኡ ክትብል ሰሚዐካ ኣለኹ እሞ፥ ንስኻ ውን ኣብ ዓቢ ስሕተት ከም ዘለኻን ክትምለስ ከም ዝግብኣካን ኣስተውዕል።
@hadashabtom3482
@hadashabtom3482 5 месяцев назад
Moses and Elijah came down. They was talking to Jesus in the mountain
@yohanneskeflemariam1775
@yohanneskeflemariam1775 5 месяцев назад
Mului hasabat semika mzrab yhayshi.iza baba buxiu zbela nikali hasab iya tgelts.neti nay goyta tmhrti aykoneni zkawomo zelo. Hasabu teredika mzrab xibuki iyu. Niriska ketgage tetenkeki
@JavasOrent
@JavasOrent Месяц назад
እዚ ናይ ሚዛን መደብካ ናይ መወዳእታ ክትከውን ተስፋ ዪገብር።ንዝደሓኑን ዘይደሓኑን ትድህልዎም ኣለኩም😂
@amanuelokbu506
@amanuelokbu506 5 месяцев назад
James 3 ትግ - ያእቆብ 1: ኣሕዋተየ፡ ዚገድድ ፍርዲ ኸም እንቕበል ፈሊጥኩም፡ ብዙሓት መምህራን ኣይትኹኑ።
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንንንን ሓቅኻ
@haregutseggai4916
@haregutseggai4916 5 месяцев назад
Shalom Shalom antahawena kemey gerka Orthodox teblo ezidea baelka ika handiska tezareb zelka Orthodox dea b shem Jesus elom humuate kefewes ykelu eyu meheret yegebrelka hawey
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እቲ ትምህርቲ ናይ ኦርቶዶክስ ኢዩ
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej 5 месяцев назад
Goyta yesus yebarka buruk nay amelak seb 💐💐💐
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንንን ብሩኽ ሰብ ሓለፋይ
@user-gh1jg8zi6h
@user-gh1jg8zi6h 4 месяца назад
Aytedegagem zereba zehawey hansa tezarebka nab kalie areste ked aselchwe keykewen
@edenwinea
@edenwinea 5 месяцев назад
Kudusan zeykunu zilmululina si ab yemanay edu tekemitu mientana zemalidelina zelo kiristos eyu .. Jesus is the only way to heavenly father..
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ናይብሓቂ ኤደን ተባረኺ
@azieb6996
@azieb6996 5 месяцев назад
Abza nay yemane zbelas giega zelewa aymeslenn.eta meseret krstna b hawaryat iya jemira .neom krstos mhirwom . nsom dma neana b Bible qalu gedifomlna.
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣዜባ እሞ ከምዛ ንስኺ ትብልያ ዘለኺ ደይኮነ ዝብል ዘሎ።ንስኺ bible ገዲፎምልና ኢኪ ትብሊ ዘለኺ።ንሱ ግን ካብ ላዕሊ ይመጹ እሞ ይቀብኡኻ ከምኡ ድማ ኣብኡ ኾይኖም ይጽልዩልና ኢዩ ዝብል ዘሎ ስለዚ ምስዛ ናትኪ ፍልልይ ኣለወን ከምዛ ንስኺ ትብልያ ዘለኺ ግን ጽብቅቲ ኢያ መጽሓፍ ቅዱስ ቃሉ ገዲፎምልና ዝብል ጽቡቅን ሓቅን ኢዩ።እታ የማልዱልና ይግለጹልና ይቀብኡና መጺኡም ዝብላ ግን ናይ ኦርቶዶክሳውያን መረዳእታ ስንክሳር ካብ መስከረም ክሳብ መፈጸምታ ዘሎ ኢዩ
@milinegash6856
@milinegash6856 5 месяцев назад
ተባረኽ ጆሲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንን ሚሊ ብርኽቲ ሰብ
@luluteynatey5110
@luluteynatey5110 5 месяцев назад
እዚ የማነ ዝበሃል ከመይ ዓይነት ጸልማት እዩ ዝነብር???
@DawitGoitom
@DawitGoitom 4 месяца назад
Romans 2 ትግ - ሮሜ 21: እምብኣርሲ ኣታ ንኻልእ እትምህር፡ ንርእስኻስ ኣይትምህራን ዲኻ፧ ኣታ፡ ኣይትስረቑ፡ ኢልካ እትሰብኽ። ባዕልኻዶ ትሰርቕ፧
@TiekaMsgye
@TiekaMsgye 5 месяцев назад
ብርክ ሃወይ ነቲ ሓሳቡ ኣስተውዕለሉ
@astergebretsadk2946
@astergebretsadk2946 4 месяца назад
Ane kmekreka abti natom bota werdka aytzareb nriska metan kytften gdefom iti egziabher ab lbka zekemetelka hizka mguyay yhsheka.
@genetabrehe4078
@genetabrehe4078 5 месяцев назад
Bruk hawey ab zetbahle arsti alielka nsebat aytegagi nmejemeria prophet Yemane komu aykonen zbl zelo bzaebu gele. Ktbl entekonka gzie wesidka kulu tmhrttatu smayo qunchl abilka mzrab xbuq aykonen tebarek
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ብሩኽ ሰብ ወገን ሰብ ኣይትኹን ንኣምላኽ ፍራሕ የማነ ኣብ ላዕሊ ዘለዉ ቅዱሳን ይጽልዩልና ኢዮም ይብል ኣሎ።ስለዚ ካልእ ትምህርቱ ጽቡቅ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ኣብታ ጌጋ ዝገበረላ ድማ ተጋጊኻ ትብሎ ንሰብ።ስለዚ ነቲ ጌጋስ ጌጋ ድኣ በሎ
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 месяцев назад
Eway shgr, kndey gzie burukatey tebareku elka, duhulat haqi zeyblu melhas entay yteqm, tedengxu.
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እሞ ብሩኻት ምባለይ እንታይ ሕማቅ ኣለዎ ድዩ ብሩኻት ምባለይ ጌጋ እንተኾይኑ ድማ ይቅሬታ ግበሩለይ ክብልሲ ኣረድኡኒ።ቃል ኣምላኽ መርቁ ስለዝብለናስ ብሩኻ ኢየ ክብል እምበር ርጉማት ኣይብልን ኢየ ስለዚ ንጽቡቅ ሲ እባ ተቀበልዎ
@astertsegai3690
@astertsegai3690 5 месяцев назад
Goyta yebareka,
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንንን ኣስቴር ብርኽቲ ሰብ
@user-bs5jt1oq9j
@user-bs5jt1oq9j 5 месяцев назад
መክበብ 10 :6መነ አዩ አቅሚጥኩም አነስ ይገረመኒ ቃል አምልካ አጺቢቅኩም ዘይተማሀሩ መን ዓራቂ ጊሩኩም
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ወሸለ ዝዓርቅ ተረኺቡ
@TigstiWerie
@TigstiWerie 4 месяца назад
Ayni lbonaka yikfetelka zhawey
@muzithaile6686
@muzithaile6686 5 месяцев назад
Tebarek yemane qale hiwet yesmalna
@ZaidKassa-ut8yu
@ZaidKassa-ut8yu 5 месяцев назад
ርእስካ መርምር ኩቡር ሓው ማርያም ዳኣ ተማድን ፈርቃን
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
መረጋገጺ ቃል ኣምላኽ ኣምጽእ ከምኡ ዝብል
@yohanesmehari-gl5sq
@yohanesmehari-gl5sq 5 месяцев назад
​@@YosiefBማርያም ኣይተማልድን ዝብል ካብ (ቃል-ኣምላኽ) ኣምጸኣለይ ብሩኽ ሓወይ።
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
​@@yohanesmehari-gl5sq ሓደስ ማርያም ኣደ የሱስ ደራፊት ኢያ ኢልዎ ንብጻዩ እቲ ብጻዩ ድማ ተጋጊኻ ማርያም ደራፊት ኣይኮነትን ኢልዎ።እቲ ሓታቲ ድማ።ማርያም ደራፊት ኣይኮነትን ዝብል ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምጽኣለይ ኢልዎ።እቲ ብጻዩ ድማ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከምኡ ዝብል ጽሑፍ የለን ኢልዎ።እቲ ሓታቲ ድማ እሞ ደራፊት ኢያ ምኽንያቱ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ደራፊት ኣይኮነትን ዝብል ጽሑፍ ኣይረኸብካለይን ኢልዎ።ስለዚ ንናትካ ሕቶ ውን ከምዚ ኢዩ።ስለዚ ማርያም ተማልድ ኢያ ዝብል ክሳብ ዘይረኸብካ ተማልድ ኢያ ክትብል የብልካን
@MrGezai
@MrGezai 5 месяцев назад
ጻዕዳ ጻዕዳ እዚኣ እያ ሞጎሲኖ: ኣሸር ግን ንብጹእ ክከላኸለሉ ኣይሰማዕክዎን: ዘይምህያሱ ግን ሓቂ በልካ ተባረኽ
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ተባረኽ ብሩኽ ሰብ ኣሸር ንብጹእ ኣብዚ ኣለካ እንዳወደሶ።ነቲ ጌጋ ጌጋ እንዳበለ ክእርሞ ኔርዎ ኣብዚ ግን ግሩብ ኢዮም ኮይኖም facebook.com/share/v/Lj9ZzrhN2mnohZit/
@marthapaulos6176
@marthapaulos6176 5 месяцев назад
I am sorry for you brother, brother Moge is doing a good job. It is better for you your self to check in spirit.
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 5 месяцев назад
❤Proverbs 12 ትግ - ምሳሌ 18: ከም ዚቘርጽ ሰይፊ ገይሩ ዚዛረብ ሰብ ኣሎ፡ መልሓስ እቶም ጠቢባን ግና ጥዕና እዩ።❤
@user-qw9fm7sf8r
@user-qw9fm7sf8r 5 месяцев назад
በጀኻ ቀጽሎ እቲ ሓቂ ኹሉ ይፍለጦ ተባረኽ።
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንን ሓለፋይ ሓቅኻ ብሩኽ
@Awet-sd7fi
@Awet-sd7fi 5 месяцев назад
Amlak ybarka sleti bqal Amlak nehwatka ktmedomn and ktgstsomn b fqri mgbarka. Gn ka eta baba mbalka qal Amlak aykonen. Mknytu Goyta Yesus Krstos ab qalu nhade eka abo aytbelu iluna. Heavenly Father. God bless you my brother
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ተባረኽ ስለ ርኢቶኻ ብሩኽ ግን ቃል ኣምላኽ ንኣረጊት ከም ኣቦ ስለ ዝብል እየ ባባ ኢለዮም።እምበር ኩልና ኣሕዋት ኢና ተባረኽ እዛ ቃል ኣንብባ ከም(( ኣቦ ይብል)) 1 Timothy 5 (ትግ) - 1 ጢሞቴዎስ 1: ንኣረጊት ሰብኣይ ከም ነቦ ምዓዶ እምበር፡ ኣይትዝብሐዮ። ነቶም መንእሰይ ከም ነሕዋት ምዓዶም።
@Awet-sd7fi
@Awet-sd7fi 5 месяцев назад
Amlak ybarka. Kem nebo medo eu zbl zelo ember abo ilna kntswe aykonen zblena. Nhdhdna ahwat ina enbhahal. Kmti Goyta Yesus Krstos zbelo ab qalu hade abo alona nsuka Heavenly Father.
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
​@@Awet-sd7fi እሺ ብሩኽ ሓው thanks ክእረመላየ
@Awet-sd7fi
@Awet-sd7fi 5 месяцев назад
Tebarek. Wedi ka eykonkun gal eye
@yonatanmehari7919
@yonatanmehari7919 5 месяцев назад
Amlak yebareka jossi hawena❤
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንን ይናታን ብሩኽ ሰብ
@whaki9540
@whaki9540 5 месяцев назад
ማዘር ተሬዛ ግን ከምቲ የማነ ዝበሎ ኢያ ትኣምን፡ ንሳ ንባዕላ ቅድስቲ ስለዝተባህለት ውን ኣብ ሰማይ ኮይና ከምተማልድ ኣእምን
@RahbotNhzbey
@RahbotNhzbey 5 месяцев назад
ብሩክ ሐወይ ነቶም ናይ አምላክ ሰባት ፍለጥዎም እዩ ዝብል ተግሳጽን አብ ቃል አምላክ ምስሐትን ፈላሊካ ፉለጦ። ሰብ አንጻር ቃል አምላክ እንተ ሚሂሩ ፍጹም ኢካ ትቃወሞ። ካብ ቆንጭልካ ተምጽኦም ብወግዒ ቃለ መሕትት ግበረሎም። ተጋጊካ አሎካ እታ ትምህርቲ ኩላ አምጽአያ ናይ ቡጹእ። ንስካውን ፉራሕ ወገን አምላክ ኩን።
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እሞ ብጹእ ውን እኮ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዘሎ ጽሑፍ ኢዩ ዝግልብጦ ዘሎ ካልኣይቲ ገጽካ ሃቦ ዝብል ቀይሩ ይጭልድወካ ይብል ኣሎ ስለዚ።ንሓቂ ድኣ ደው በሉ ኣይተዳልዉ።ናይ ብጹእ ኩሉ ቪድዮ እንተምጺኤዮ እሞ ካብኡ ዝገደደ ክትሰምዑ ኢኹም
@RahbotNhzbey
@RahbotNhzbey 5 месяцев назад
@@YosiefB አታ ሐወይ አነ ሰሚዔዮ እየ መንፈስ አምላክ እንተ አለካ ብቅኑዕ መንፈስ ስምዓዮ እቲ ትምህርቲ። ንብጹእ ስሕተት ሚሂሩ እንተ ኢልካዮ ጠቅላላ አብ እዛ ምድሪ ጥዑይ አገልጋሊ የለን። ብጹእ ማለት ሂወቱ ጊዚኡ ገንዘቡ ቤተ ሰቡ ጠቅላላ ንጎይታ ዝሃበ። ዋጋ ክፊሉ ንረብሐ ሰብ እምበር ንርእሱ ዘይነብር ሰብ እዩ ምፍራሕ ጽቡቕ እዩ እዚ ሐወይ ፍራሕ ሽግር ከይተምጽእ። ድሐር ክአ ይጨልድወካ እምበር ናይ ስጋ አቦካ ክይጨልደወ ድዩ የዕብዩካ ነገሩ ኤርትራዊ አቡኡ ክጭልድዎ ዕድል አይገበረን መዋእሉ በረካ እንድዩ እቲ መንእሰይ እዩ አብ ተዓሊም ነቡኡ ጨልዲው ሂወቱ ዘሕልፎ ብክምዚ አብ ተዓሊም ዝሞቱ አቦታት ብዙሐት እዮም 🥲ነዚ ወሎዶ እዚ ቃል አምላክ ጨልዲው ዘዩዕረዮ ብጹእውን ይጽዕር አሎ እምበር ከቢድ እዪ። ቃል ኣምላኽ ተናዒቁ ተደፊሩ ጓሂ አለዎ ክምዞም ሸቃጦ እና አቀባጠሩ ሂወቱን ገንዘቡን ዝብዝብዝዎ ዘለው አይኮነን ባባ ብጹእ ጥንቅቅ በል ንሂወትካ ፍርሐላ ንቃል አምላክ አይተጣምሞ።🥲
@beyob199
@beyob199 5 месяцев назад
You have to listen carefully Baba buxue didn't say like that. 1st you have to understand properly before you talking the topic.
@radiohope1334
@radiohope1334 5 месяцев назад
I think it is better to see the whole picture of the Israeli Government of Israel against Hamas baba butsue was bringng that picture
@yordanostewelde5307
@yordanostewelde5307 5 месяцев назад
Wow nay bihaqi hakegna seb eika you are blessed
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንን ዮርዳኖስ ብርኽቲ ሰብ
@filmonaforki1419
@filmonaforki1419 5 месяцев назад
Tebarek josi hawey sle thtnaka kemzi elna bhdue menfes knradadae amlak yrdana
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንንን ፊሊ ብሩኽ ሰብ ሓለፋይ
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 5 месяцев назад
❤1 Peter 3 ትግ - 1ይ ጴጥሮስ 9: ምርቓ ምእንቲ ኽትወርሱ፡ ነዚ ጽዉዓት ኢኹም እሞ፡ መርቑ ደኣ እምበር፡ እኩይ ኣብ ክንዲ እኩይ ወይስ ጸርፊ ኣብ ክንዲ ጸርፊ ኣይትምለሱ። 10-12: ኣዒንቲ እግዚኣብሄርሲ ናብ ጻድቃን እየን ዚርእያ፡ ኣእዛኑውን ናብ ጸሎቶም እየን፡ ገጽ እግዚኣብሄር ግና ነቶም ገበርቲ እከይ ይጻረሮም እዩ እሞ፡ እቲ ህይወት ኪፈቱ ጽቡቓት መዓልትታት ከኣ ኪርኢ ዚደሊ፡ ልሳኑ ኻብ ክፉእ፡ ከናፍሩውን ተንኰል ከይዛረባ ይኸልክል። ካብ እከይ ይዝበል ሰናይ ከኣ ይግበር፡ ንሰላም ይድለያ ይስዐባውን። 13: ስለ እቲ ሰናይ እንተ ጸዐትኩምከ፡ መን እዩ እከይ ዚገበረኩም፧
@wordoftruth8727
@wordoftruth8727 5 месяцев назад
"22፤ እዚ ምስ በለ፡ ካብቶም ገላው ሓደ ኣብኡ ደው ኢሉ ዝነበረ፥ ንሊቀ ኻህናትናዶ ኸምዚ ኢልካ ትመልሰሉ አሎኻ፡ ኢሉ ንየሱስ ጸፍዖ። 23፤ የሱስ ከኣ፥ ክፉእ እንተ ተዛሪበ፡ ክፉእ ምዃኑ መስክር፡ ጽቡቕ ተዛሪበ እንተ ዀይነ ግና፡ ስለምንታይ ትወቕዓኒ አሎኻ፡ ኢሉ መለሰሉ።" (ወ.ዮ 18፥22-23) መጀመርታ ንዓኻ ሕቶ፡ ስለምንታይ ደኣ የሱስ ኣብዛ ሰዲደያ ዘለኹ ጥቅሲ፡ እታ ካልኤይቲ ምዕጉርቱ ዘይሃቦ፧ መጀመርታ መጽሓፍ ቅዱስ ዓውደ ጥቅሲ (verse context) ሒዝካ ኣንብቦ። ንኣያ ብጽኡ ኣብዛ ቆሪጽካ ኣምጽካያ ዘለኻ ቪድዮ ኩላ ሰሚዐያ ኔረ እየ። ኣያ ብጹእ ውን "ገዲፈዮ ይሃድም" ኢሉ ኔሩ። እዛ "ይጭልግዎ" ዝበላ ኣያ ብጽእ ውን ኣካቢድካያ እምበር ብልክዕ ሓደ ዓሻ ሰብ ምስ ዝጸፍዓካ ደፊኢካዪ ትሃድም ወይ ትጪልግዎ እምበር እዪ ዝብል። እዚ ኸኣ ዓሻ ብልቡ ኣምላኽ የለን ስለ ዝብል፡ ብኸምዚ መንገዲ ኢኻ ትጋላገል ንኽብል እዪ። ንኣያ ብጽእ ዝገሰጽካዮ ጌጋ ኣለኻ ለኹሳስ ክርስትና ምባሉ ነቶም ንክርስትና ዘይትርጉሙ ዝሃብዊ እዪ እምበር ንክርስቶ ኣይሰምዕን እዪ ኮምኡ እንተ ኾይኑ ደኣ ስለምንታይ የሱስ ክርስቶስ ምስ ተጸፈዐ ደጊሙ እታ ኻልኤይቲ ዘይሃቦም፧ ኣብዛ ናይ ኣያ ብጽኡ ፍልጠትን ምስትውዓልን ጎዲልካ ኣሎ ሓውና። ኣያ ብጽኡ ሓደ ካብቶም ብቅንዕናን ብግብርን ንኣምላኽ ዘገልግሉ እዮም።
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ሰላም ንዓኻ ይኩን።እሺ ሕቶኻ ክምልሰልካ።የሱስ ክርስቶስ ምስተጸፍዐ እታ ኻልኣይቲ ገጹ ሂብዎ ዶ እንድሕር ኢልካ ሓቲትካኒ እቲ መልሲ ድማ እወ ሂብዎ ኢዩ ክኸውን ካልኣይቲ ገጹ ጥራይ ዘይኮነስ ኩሉ ኣካላቱ ኸማን ሂብዎ።ምስጸፍዖ ብድሕሪኡ ቀጺልካ ኣንብቦ።መሊሶም ብእስሩ ኢዮም ሰዲደሞ እዚ ድማ ካልኣይ ጽፋዕ ይበሃል ቀጺሎም ውን ይገርፍዎ ሳልሳይ ቀጺሎም ውን ይሰቅልዎ ራብዓይ ክንደይ ከ ክንብሎ ናይ የሱስ ዳኣ ካልኣይቲ ጥራይ ዘይኮነስ ኩሉ ኣካላቱ በጃ ሂቡ ከም በጊዕ ተሳሕበ መከራ ተቀበለ።እዚ ኩሉ እንዳጋፍዕዎ ድማ ንሓደ እካ ኣይጨልደወን ኩሉ ክገብር ዝከኣሎ ክነሱስ ኣይጨልደወን እቶም ዝገርፍዎ ዝነበሩ ወተሃደራት ኣህዛብ ኢዮም ኣምላኽ ዘይኣምኑ ስለዚ የሱስ ኣይጨልደዎምን።ብጹእ ግን ይጭልድወካ ኢዩ ዝብል ዘሎ ስለዚ እዚ ድማ ግጉይ ተግባር ኢዩ ሓደ መምህር ስለ መከራ ናይ ክርስቶስ ኢሉ ክዕገስ ዘይክእል እንተኾኑ ኮፍ ኢሉ ክመሃር ኢዩ ዘለዎ።እዚ ቃል ኣንብቦ መከራ ምስ ኣጽገብዎ ዘየፈራርሐ ይብለካ ኣሎብጹእ ግን ይጭልድወካ እንዳበለ ኢዩ ዝፍክር ዘሎ።ስለዚ ተኣደቡ ነቲ ክርስትና ኣይተጽርፍዎ።ጸግዒ ናይ ብጹእ ኣይትኹኑ እዚ ሰብኣነቲ ጌጋ ጌጋ በልዎ ኣይትዓምጹ 1 Peter 2 (ትግ) - 1ይ ጴጥሮስ 23: ምስ ጸረፍዎ መሊሱ ዘይጸረፈ፡ መከራ ምስ ኣጽገብዎ ኸኣ፡ ነቲ ብቕንዕና ዚፈርድ ደኣ ነገሩ ኣሕሊፉ ሀበ እምበር፡ ዘየፈራርሄ።
@edenteweldemedhin5019
@edenteweldemedhin5019 5 месяцев назад
Antum brukt bzaeba mdhan zeytmskru abzi mewedaeita zemen Yesus sbeku
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እሞ ብዛዕባ ምድሓን እድዩ እዝስ ንሰብ ሚዛኑ ትኽክል እንተዘየላ ናይ ዘልኣለም ሞት ክትረኽቦ ኢያ ስለዚ ምድሓን ግን በቲ ሓቀኛ ሚዛን ዩ ሓቀኛ ሚዛን ድማ ናይ ኣምላኽ ዩ።
@weynits571
@weynits571 5 месяцев назад
ወይ ጎይታ ርድአና እ ቲ ንስብ ሓንሳእ ሞት ካልኣይ ፍርዲ ከ ዝበለና ቃል ኣምላኽ ከ?ብኸመይ ተርጉምዎ ፕሮፌት የማነ 😂ብጸሎት ንበርቲዕ ጎይታ ክረድኦምዩ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ኣጆኩም ሕዝቢ ኣምላኽ ❤❤❤
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እሺ ወይኒ ብርኽቲ ተባረኺ
@gracemcan3520
@gracemcan3520 5 месяцев назад
When you try to correct things don’t say anything about other religions just stick on the wrong teachings that contradict with the bible who ever teaches it. Watch your words next time but I like your comments.
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 5 месяцев назад
James 3 ትግ - ያእቆብ 5: ከምኡ ድማ ልሳን ንእሽቶ ኣካል እያ እሞ፡ ብዓብዪ ነገር ትምካሕ። እንሆ፡ ንእሽቶ ሓዊ ኽንደይ ዓብዪ ዱር ዘይተንድድ። 6: ልሳንውን ሓዊ እያ፡ ዓለም ዓመጻ እያ። ልሳን ኣብ ማእከል ኣካላትና ሰፊራ ንብዘሎ ስጋ ተርክሶ ኣላ፡ ንመዘወር ንብረት ከኣ ተንድዶ፡ ብገሃነምውን ዝነደደት እያ። 8: ግናኸ ንልሳንሲ ሓደ ሰብ እኳ ኺገዝኣ ኣይተኻእሎን፡ ንሳ ዘይተዐርፍ እክይቲ፡ ዚቐትል ሕንዚ ዝመልኤት እያ። 9: ብእኣ ጌርና ንጐይታን ነቦን ንምርቕ፡ ብእኣ ጌርናውን ነቶም ብምስሊ ኣምላኽ እተፈጥሩ ሰባት ንረግም። 10: ካብ ሓደ ኣፍሲ ምርቓን መርገምን ይወጽእ። ኣሕዋተየ፡ እዚ ኸምዚ ኪኸውን ኣይግባእን እዩ።
@jesuslord2431
@jesuslord2431 5 месяцев назад
God bless you bruk xbuq meglexi eyu
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንንን ብሩኽ ሰብ ሓለፋይ
@adhanomredda
@adhanomredda 5 месяцев назад
Ata fikri aytibel hasot damxaka . Baba Betsuamlak haki iyu zikelakelelu Mann seb aykelakelelun iyu.Asher tegagiyu neru yikreta hatitu iyu.
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ንስካ ንባዕልኻ ትከላኸለሉ እንዲኻ ዘለኻ ነቲ ጌጋ ተጋግዩ ዘይትብሎ ብቃል ኣምላኽ እንዳላገጸስ ንኽንደይ ሰባት ምዕንቀፊ ኮይኑ ዘሎስ እንታይ ክትጣበቀሉ ኢኻ እንተኺኢልካ ተመለስ በሎ የሱስ የፍቅረኩም ዩ ተኣረሙ ብሩኻት ንኣምላኽ ፍርሑ ይጭልድወካ እንዳበልካ ብላግጽን ብነድርን ንሰብ ምምሃር ጉጉይ ኢዩ
@TiekaMsgye
@TiekaMsgye 5 месяцев назад
ብሩክ ሃወይ ንኩልኩም ኣይፈልተኩምን ኢየ ግን ናይ የማነ ኣገላልጻ ጽቡቅ ኣሎ ንባእልካ ኢቲ ወንጌል ትርጉሙ ኣይተረዳእካዮንን ወይ ርክበኒ
@Selie444.
@Selie444. 5 месяцев назад
አንታይ ትብል ኣለካ/ኪ አንድሕር ምውታት ዝልምኑልና አንተ ኮይኖም ንምንታይ ኦርትዶስ ግዲፍና ምጺና ክምኡ ኢሉ ከማን ክምህር ኣይግብኦን አዩ shame on yu yemane ብሓቂ shame
@tsegahizkias4114
@tsegahizkias4114 5 месяцев назад
Papa betsu nefu memher eyou neru gen hiji nay ergan deyou seytan yeatwo alo. . tserfyn mergemen tezgedfo tsubuk neru. Egzabeher zemenka kulu yebark. Kemzi gerka be memtsaka.
@samrawitsolomon9783
@samrawitsolomon9783 5 месяцев назад
Haki
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ተባረኺ ብሩኽቲ ሰብ ልክዕ
@tesfaymichael1754
@tesfaymichael1754 5 месяцев назад
ኣንቱም ሰባት፡መን እዩ ንመን ክፈርድ ስልጣን ተዋሂብዎ፡ ወንጌል ስበኹ፡ ንዝተጋገየ፡ኣምላኽ ክመልሶ እዩ፡
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እሞ ኣምላኽ ንዝተጋገዩ ብመን ጌሩ ድዩ ዝመልሶም ብሰብ ጌሩ ደይኮነን ዝመልሶም?ንዝተጋገየ ተመለስ ምባል ድማ ወንጌል ምዃኑ ክትፈልጥ ይግብኣካዩ
@senaitkahsay5990
@senaitkahsay5990 5 месяцев назад
Mogos mstwalka ikfetelka Amlak 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንን ይኽፈተሎም ንኹሎም
@user-dn1tk5gq2m
@user-dn1tk5gq2m 5 месяцев назад
Niska buruk ika josi hawey buruk lomi nab agelegelti enber nab goyta yesus zereyu ayamaselenin josi buruk ❤️🙏‼️
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንን ናይብሓቂ ንስካ ዝተረድኣካ ሰብ ኢኻ
@helenblessed6254
@helenblessed6254 5 месяцев назад
Wey halewilew yemane kea halaw eyu 😢
@muzithaile6686
@muzithaile6686 5 месяцев назад
Leke alo yemane mariam amaladit eya nska do kab ade goyta belixka kedem nska xbuk gerka mexhaf qdus xbuq gerka temaharo bruk hawey
@yemanehaleluya3433
@yemanehaleluya3433 5 месяцев назад
ከም ተሰማዝዕካ ምዝራብ ጽብቅ ድዪ
@Jerusalem192
@Jerusalem192 5 месяцев назад
Jesus, he don’t say don’t defend yourself Christianity you don’t have to start war frist but if someone come to kill you you need to defend yourself ✨🕊️
@MengsTesfa
@MengsTesfa 5 месяцев назад
ንስካ ንባዕካ ጠፊእካ ኣለካ መንገዲ ጸጋም ትከይድ ኣለካ ተመለስ
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
መን ዳኣ ቅኑዕ ኣሎ?
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 5 месяцев назад
❤❤❤❤ ብሉጽ ምኽሪ ሓውና።
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ተባረኽ ገርግሽ መስተውዓሊ
@tesfitwelde9127
@tesfitwelde9127 5 месяцев назад
ኩቡር ሓወይ የማነ ዝብለካ ዘሎ እታ ሓቀኛ ቤተክርስትያን ኣብ ጴጥሮም ዝተመስረተት እያ እሞ እንታይ ዲኣ ደሊካ ባዕልካ ዝመስረትካያ ሓዳሽ ቤተክርስትያን ደሊካ ፡እመ ኣምላኽ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ከምተማልድ ኣሚኑ ኣሎ ሓቁ እዩ
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
መረጋገጺ ቃል ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኢኻ ተምጽእ እምበር ሑቁ ዝብሉ ዳኣ ብዙሓት ክለዓሉ ይኽእሉ እንድዮም ስለዚ መረጋገጺ ኣቅርብ
@tesfitwelde9127
@tesfitwelde9127 5 месяцев назад
ሓቁ ዘበለኒ ኣብታ ሃዋርያ ቁዱስ ጴጥሮስ ዝመስረታ ቤተክርስትያን ንመለስ ምባሉ
@efremyohannes4549
@efremyohannes4549 5 месяцев назад
Nska keman kem kulom etom tblom zeleka eka kulatkum atsebikulna elkum gudkum ab adebabay tdrguhuwo btaemi tehznu sm amlak abtom zeyamnu bsenkikum yxref alo mflilay shara ekum tsebku
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እስካ ከም ኩሎም ኢኻ ትብለኒ ኣለኻ እሞ ንስኻኸ ዳኣ ስለምንታይ ጉደይ ኣብ ኣደባባይ ጽሒፍካዮ ስለዚ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ርአ እንድሕር ኣብ ኣደባባይ ደይዝረብ ኮይኑ ንስኻ ውን ንዓይ ኣብ ኣደባባይ ክትጽሕፈለይ ኣይነበረካን
@efremyohannes4549
@efremyohannes4549 5 месяцев назад
@@YosiefB Thank you so much, I will check my self God bless you!!!
@NetsanetHaile-ez8sj
@NetsanetHaile-ez8sj 5 месяцев назад
Wow yes brother GOD bless you
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንን ናጺ ብርኽቲ ሰብ
@YesusmistirAwet
@YesusmistirAwet 5 месяцев назад
ተባረክ ጆሲ ቡሩክ ሳብስክራይብ ግበሩሉ ቡሩካት
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣሜንንን መራ ብሩኽ thanks
@senaitkahsay5990
@senaitkahsay5990 5 месяцев назад
Tuuy sbek intay dika zbelkayo n Aboy Bxaamla
@AlexanderKebede-yq3qm
@AlexanderKebede-yq3qm 5 месяцев назад
ሓወይ ምሉእ ትምህርቲ ኣስምዓና። ቆን ጪልካ ጽቡቅ ኣይኮነን። ሓደ ነገር ክሓተካ ኣብ ሞንጎ መምህርን ጋሳን ዘሎ ፍልልይ ትፈልጦ ዶ። እንታይ እዩ መጽናዕቲ የድልየካ እዩ
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ምሉእ ትምህርቲ ዳኣ ክንደይ ሰዓታት ኢለ ከስምዓካ ናይ ብጹእ 2 ሰዓት ናይ የማነ 2 ሰዓት ስለዚ እንታይ ይኹን ከምኡ ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ።ስለዚ ነቲ ዘድሊ ሓሳብ ኢኻ ወሲድካ ተረድእ።ምሉእ እንተደሊኻ ግን ኣብቲ ናቶም ረኣዮ እሞ ሽዑ ኣመዛዝን።
@whaki9540
@whaki9540 5 месяцев назад
ጽቡቕ ኣሎ የማነ፡ ቅዱሳን ኣብ መንግስቲ ጐይታ ዓቢ ግደ ኢዩ ዘለዎም
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ዓቢ ግደ ከምዘለዎም እሞ ክልና ንፈልት ብዛዕባ የማልዱልና ኢዮም ዝበሎ ኢና ንዛረብ ዘለና ኣብ ላዕሊ ዘለዉ ቅዱሳን የማልዱ ኢዮም ይብል ኣሎ ስለዚ ብወገንካ እንታይ ትብል
@whaki9540
@whaki9540 5 месяцев назад
@@YosiefB ኣየማልዱን ዝብልከ ኣበይ ኢና ንረኽቦ፡ ብሩኽ ሓው
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
​​​@@whaki9540 እንታይ ትብለኒ ከምዘለኻ ምእንቲ ክርድኣካ እዚኣ ኣንብባ።ሓደ መምህርሲ ንተማሃርኡ ከምዚ ኢሉ ምሂርዎም።ኣባጊዕ ይነፍራ ኢየን ከም ረጋቢት ኢሉ ምሂርዎም።እሶም ድማ ናብ ሓደ ናይ ኣምላኽ ሰብ ከይዶም ጽቡቅ ትምህርቲ ተማሂርና ። ኣባጊዕ ከም ርግቢት ይነፍራ ኢየን ዝብል ትምህርቲ ተማሂርና ስለዚ ኣባጊዕ ከምዝነፍራ ፊሊጥና ኢሎሞ።ንሱ ድማ ኖ መምህርኩም ጌጋ ትምህርቲ ምሂርኩም። ኣባጊዕሲ ኣይነፍራን ኢየን ኢሉ ከምዝተጋገዩ ነጊርዎም እቶም ተማሃሮ ድማ ኣይነፍራን ኢየን ዝብል ካብ መጽሓፍ ቅዱስ መረጋገጺ ጽሑፍ ኣምጽኣልና ኢሎሞ።ስለዚ ንስኻ ድማ ቅዱሳን ኣብ ላዕሊ ዘለዉ ኣየማልዱን ኢዮም ዝብል ኣምጽኣልና ትብለኒ ኣለኻ እዞም ተማሃሮ ድማ ኣባጊዕ ኣይነፍራን ኢየን ዝብል ካብ መጽሓፍ ቅዱስ መረጋገጺ ኣምጽኣልና ኢሎም ስለዚ እንታይ ዓይነት ሕቶ ትሓትት ከምዘለኻ ይረድኣካ
@whaki9540
@whaki9540 5 месяцев назад
@@YosiefB ቅዱሳን ኣብ ላዕሊ ዝለዓለ ፍጽምና ዝለበሱ ኢዮም፡ ስለዚ ካብቲ ኣብዚ ምድሪዚ ዝነበርዎ ንላዕሊ የማልዱ ኢዮም፡ እዚ እቲ ካብ መጀምርታ ክፍለዘመን ዝጸንሐ ትምህቲ ቤተክርስትያን ኢዩ፡፥ ንኣብነት ካቶሊክን ተዋህዶን ኣብ 5ይ ክፍለዘመን ኢየን ተፈላልየን፡ ብብወገነን ግን ነዚ ኢየን ዝምህራ
@whaki9540
@whaki9540 5 месяцев назад
ኣብ ላዕሊ ዘለዉ ቅዱሳን ብውሕዱ ብዛዕባ ኣብ ምድሪ ዘሎ ነገር ተገዲሶም ከምዝሓቱ ዘረጋግጽ ራኢ 6፥9-11፡ 5፥6-8፡ 8፥3-4 ኣሎካ፡ ምስቶም ኣብ ልዕሊ ዘለዉ ቅዱሳን ሓደ ሰብነት ኢና ከየማልዱልና ዝኽልክሎም እንታዩ?
@senaitkahsay5990
@senaitkahsay5990 5 месяцев назад
Iway Saba astikani nMogos axebika maharo
@gal.jesus2
@gal.jesus2 5 месяцев назад
Beruk eyu music background atfika entetzareb aymehashekan music gerka emo tezareb ageb
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
እቲ ሙዚቃ ካብ ናይ መዝሙር ኢንግሊሽ ኢየ ኣምጺኤዮ እምበር ናይ ደርፊ ኣይኮነን እንተደሊኻ ሊንኪ ክሰደልካ ይኽእል ኢየ
@mulieblessed
@mulieblessed 5 месяцев назад
Eza nay baba butsue hasab politics diya ? Ms Hamas atehahizu yzareb alo entay eyu eti mulue hasab ? Bzkone loksa tmhrti zmehal ab metsah kdus yelen .
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ሓቅካ ኣብ መጽሓፍ ሎኽሳስ ዝበሃል ተለን
@senaitkahsay5990
@senaitkahsay5990 5 месяцев назад
Nhna nebi ina tblu nezi kea armom
@awetwelde8987
@awetwelde8987 5 месяцев назад
መእተዊ ገንዘብ ዲካ ቆንቺልካ ናይ ሰባት ተምጽእ ዘለካ፧
@YosiefB
@YosiefB 5 месяцев назад
ኣታ ዓወት ናይምንታይ ገንዘብ ኢዩ ትኸፍለኒ ዲኻ?
Далее
Эконом такси в твоем городе 😂
00:59
Вопрос Ребром - Булкин
59:32
Просмотров 1 млн