Тёмный

'' ናይ ንህጻናት ሽም ትርጉሙ ክንፈልጠሉ ዝሕግዘና መንገዲ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ) 

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

12 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 72   
@militiub
@militiub 2 года назад
ኣሜን/ ፫/ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ካሳሁን ሓውና ዘይንፈልጦ ክንፈልጥ ንዓኹም ኣይኽለአና ፈጣሪ 🙏⛪️✝️♥️
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 2 года назад
Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽🤲🙏🏽🤲🙏🏽
@selamaredae3569
@selamaredae3569 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና
@user-od4ry5qs7g
@user-od4ry5qs7g 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
@miniab4348
@miniab4348 2 года назад
ሰላም ክቡር ሓው ስለ ምህሮኻ ቃለ ሂወት የስምዓልና። ጽቕጥ ከቢለላ ናይ ትግርይና ስም ደኣ ነሰስን። መርሃዊ ፥ ተስፋይ ፥ ምሕረት ፥ መርሃዊት ፥ ሰናይት ፥ ዘርኢሰናይ ፥ ወጋሕታ ፥ ኮኾብ ፡ ተስፋብርሃን ክብሪኣብ ፥ ሓይሊኣብ ፥ ወዘተ እንከዉና፡ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ይብሉ ወለዲ ።
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 2 года назад
እወ ጽቡቅ ኣለኻ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ዘተኣሳስር ስማት ግን ኣይኮኑን፡ ስለዚ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ዝተታሓሓዘ ስም ከነዉጽእ ኣምላኽ ይሓግዘና፡ ምኽንያቱ እስራኤላውያንን ኩሉ ስማት ናቶም ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ዝተኣሳሰር እዩ ስማቶም፡ ናትና ግን ኣብ ሽም ቀሺ እንተ ዘይኮይኑ ፡ እቲ ካልእ ምስ ሃዋህዉ ኣጋጣሚታት ዛወጽእ እዩ። ንኣብነት፡ መርሃዊ፡ ናጽነት፡ ሓርነት፡ ቅሳነት፡ ራህዋ፡ ተስፋይ፡ ረዘነ፡ ሮዚና፡ ምላሹ፡ ካልኦትን ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ፍጹም ዘተኣሳስር የብሉን፡ ስማትና ስም ኣምላኽ ዝጽዉዕ ክከዉን ኣምላኽ ይሓግዘና
@user-st7us4jf5g
@user-st7us4jf5g 2 года назад
እግዝኣብሄር ይመስገን እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ኩቡር መምህርና ቃል ህወት የስመዐልና💐🌼
@ysyhsh5894
@ysyhsh5894 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐና ተባረክ መምህርና 🙏
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብሓቂ ምስትውዓሉ ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ🌺
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 2 года назад
ቃል ህወት የሰመዐና ክብር
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 2 года назад
Amen qali hiwet yesmalna
@andemariam1763
@andemariam1763 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaena
@user-gy2uk5vn1u
@user-gy2uk5vn1u 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ዳሓን መፃእካ መምህርና አሜን አሜን አሜን
@yorsyosief6807
@yorsyosief6807 2 года назад
Yeqenieley memhrey egziabhier edmen tenan yhabka 🙏
@jemberamen9554
@jemberamen9554 2 года назад
አሜን /፫/ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ👏
@selam801
@selam801 2 года назад
እንኳን በሰላም መጣህ ውድ መምህራችን በእውነት ጸጋውን ያብዛልህ
@nyatbrhane6889
@nyatbrhane6889 2 года назад
L8
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 2 года назад
Egziabher Amlak Ymesgen Kubur Memhrna Enkae dehan Mexakum
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 2 года назад
Kalehiwet yesmalna, Amen.
@user-vk2vz8iy6j
@user-vk2vz8iy6j 2 года назад
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣር
@user-oe1yl3jb4z
@user-oe1yl3jb4z 2 года назад
ቃለ ህይወት የሰመዐና መምህረይ✝️🌷
@natsnettesfay2721
@natsnettesfay2721 2 года назад
kal hiwet yesmealna
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህር❤
@mihrettesfamichael9451
@mihrettesfamichael9451 2 года назад
Kale hiwet yesmalna
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር ሐውና 🙏🙏🙏
@user-xu4ye9qi4s
@user-xu4ye9qi4s 6 месяцев назад
Qal hiwet yesmaelna
@senaitestifanos6724
@senaitestifanos6724 4 месяца назад
@user-pz3wg3dr6j
@user-pz3wg3dr6j 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህር ና
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣሜንንን 🙏🤲
@rahwagebrehiwethailu4356
@rahwagebrehiwethailu4356 2 года назад
Gal hiwet yesmealna Abona
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 2 года назад
Amen Amen Amen
@fkri299
@fkri299 2 года назад
Hto alatni . Nay adena kdst Mariam shm Maletkab geez . Mariham zbl Alo . Gega dyu Mariham elna mwxae tegediska ba meleseley.
@dtft5616
@dtft5616 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ትእማር ትርጉም ንገረና፣
@samrawittsgehans7792
@samrawittsgehans7792 2 года назад
ትርጉም ናይታ ሲም፡እካ ብልክዕ ኣይፈልቶን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ግን፡ትእማር ትበሃል ሰበይቲ ኣብ ናይ፡ድንግል ማርያም፡ስደታ ኣብቲ ሃሩርን፡ቂሪን፡ግዜ ተሰዻትሉ፡ኣብ፡ዝነበረት ማይ፡እንዶ፡ኣስትይኒ፡ምስ፡በለታ ንስኪ ትመስሊ ጽብክቲ ካብ፡ገዛኪ፡ዶ፡ምወጻኪ፡ደፋር ኮይንኪ፡እምበር ኢላ ንድንግል ማርያም ክብሪ ዘይሃበት ሰበይቲ ኢያ
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 2 года назад
እንኳን በሰላም መጣህ መምህራችን አሜን ፫ ቃለ ህይወት ያሰማልን
@user-tq7oq3fq3u
@user-tq7oq3fq3u 2 года назад
ኣይ ትሓጥያተይ ኣይትድክመተይ 😥ሓወይ ኣዶናይ በልዎ ኢለዬም ንወለደይ ይቅረይበለለይ ፍጣሪ የቀንየለይ ክቡር መምህረይ
@user-dq5kv7bz2q
@user-dq5kv7bz2q 2 года назад
ኣነ እውን እየ ክብረተይ ኣምላክ መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና
@ትግራይ-ሐ6ጀ
@ትግራይ-ሐ6ጀ 2 года назад
❤❤❤❤❤🌿🌿🌿
@Mt-21
@Mt-21 2 года назад
ክብሪ ይሃበልና መምህርና።
@selammulugeta7771
@selammulugeta7771 Месяц назад
Hanibal ka
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 7 месяцев назад
እግዝኣቢሄር ይመስገን. ኣሜን ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ ኣዝዩ ኣገዳስን እዋናውን እዩ ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና ። እሞ ፍቓድ እንተኾይኑ ብዛዕባ ( ላሜክ እትብል ስም ከ መጽሓፍ ቁዱሳዊ ዶ ትከውን ኣብ ጎጉል እኮ ረኺበያ ኔረ ግን ብናትና ትርጉም ደልየ ኔረ ምስናይ ይቕሬትኡ መምህረይ ።
@fkri299
@fkri299 2 года назад
Enkae bdehan mexaka Memhr.
@user-ib4hu8mt3q
@user-ib4hu8mt3q 2 года назад
❤❤❤❤❤
@user-sj9tq9yd4x
@user-sj9tq9yd4x 2 года назад
ቃል ኀይወት የስመዓልና ካሳሁን ሓውይ ድስስስ ዝብል ት/ት እዩ ።
@wedigerye556
@wedigerye556 2 года назад
Welcome
@sameraabraha5728
@sameraabraha5728 2 года назад
👍
@dtft5616
@dtft5616 2 года назад
ሰለአም ከአመየ ትእማር ኪትነግርናአ ደልይናአ ትሪግማአ
@teferisemret4130
@teferisemret4130 2 года назад
Qale hiwet yesmalna Btaemi xubuk Eta ab Google txhaf eba xehafelna?
@nazrawiandit7864
@nazrawiandit7864 2 года назад
Selam Neaka kubr hawey Hito aleni melseley eka hawey mearey Deqey kemzi dseb iyu Emo tgedska melseley bzterefe egzabher aezzu abzhu ybark 1, Noh 2, Nazrawe 3, Naher eyom tirgum kfelto delye Deqey win trgum ngerna sle zbluni eye
@biemnethidru5182
@biemnethidru5182 2 года назад
ቀፅሎ ብሓቂ ሓበን ናትናኻ
@helenawet3936
@helenawet3936 Год назад
መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ (ኣኪም) ትርጉሙ አባ ንገረኒ የቀንየለይ
@ኣምላክይስድራይሓድራ
ኣዳም ኤልካ ምስያም ፉቁድ ድዩ ይሐዋት 🙏🙏
@binyamsiumkidane6182
@binyamsiumkidane6182 2 года назад
Emo nmntay dea asmatke melekot drsane ze qudus Mickael,Gebriel,Rufael,Fanuel,Raguel wo Afnin nbl?
@lemlemhaile730
@lemlemhaile730 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውና !ስም ጋለይ ሚካል አዩ፡ትርጉሙ ግን ኣይፈለትክዎን ትርግሙ አባ ሃግዘ፧የከንየለይ
@user-tj9ep3ks9p
@user-tj9ep3ks9p 7 месяцев назад
ቅል ሂወት የስምዐልና ዖዝያን እንታይ ማለት እዩ
@sanaitairo8565
@sanaitairo8565 2 года назад
selam memhrey semaria tergomado mnegrkani ab israel zerkeb botayu ab filstem kodse yewhanes metmq zetsyfelo botyu keydeyo nere
@sunlight9
@sunlight9 2 года назад
Selam neakhum ykhun Bzaba kbri enda hazen malet enda hazen kemey khonka tkheyden abu zeyfqedu alalat wey zeygberu negerat kem arasti gerkum teteqrubulna xbuq nere, Kabti zegetemini negerat gega zblo nabnet bzaba politics malal,n bun tuam bun mbal wey bet bereka betsheshay kemti nblo mbal , kemu wn enda hazen kedka mulu gizekha ms mobile mtwaq wey mdwal .... etc
@Shitameror
@Shitameror 2 года назад
መም ግርማ ወንድሙ ከም ዝገለጽዎ " ቤንሁር ማለት ናይ ኣጋንንት ሓለቓ " ኢዩ ::
@user-uh2ds1pl9i
@user-uh2ds1pl9i 8 месяцев назад
ኦዝያን እንታይ ማለት እዩ
@samrawitaskale9955
@samrawitaskale9955 Год назад
Aebron antay malet eiyu
@nfreek5276
@nfreek5276 2 года назад
የቐንየልና አዋይ. እዚ. ህዝቢ. ረኺብዎ. ደሎ. ናበይ. ዳይና. ንኸዶ ጎግል. ሃሰስ. ክንብል መልስና. ልብና. ደይመላልና. እንዳተተራተርና. ከነውጽእ ናብ. አባት. ነብስኹም. ከድኩም. ሕተቱ. የሕዋተይ ለምንካ. ኮይኑ ምሕረቱ. ይላከልና. ፈጣሪ
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 2 года назад
እሞ እንታይ ዘይገበረ መምህርና ፡ ክንደይ ስማት ኢሉ ክሕብር እቲ ዝቀለለ ባዕልኻ ምምሃር እያ ኣብ google ኣይ ኮነን ኣብ ዩቱብ ዶ ኣይኮነን ተገቲሩ ዝዉዕል ዘሎ እዚ ህዝቢ፡ ኣባት ነብሲ ድኣ እንተ ዝፈልጥዎ ዶ ሰብ እንዳ ተጋገየ ስቅ ኢሎም ምርኣዩ፡ ስለዚ ለባም ሰብ ፍልጠት እዩ ዘኻዕብት ፡
@selamaredae3569
@selamaredae3569 2 года назад
ኣነ ኹሉ ግዜ ፆሎተይ ስም ቁዱሳን ከውፅ እየ ሃረር ዝብል ንኣብነት ጓል እንተ ወልደ መርና ወድ እንድር ወልደ ድማ ኣባኖብ እየ ዝምነ ናይዞም ቅዱሳን ሰማእታት ብምኻኖም ጥራይ እየ ትርጉሙ አይፈልጦይ ትርጉሙ ዘይፎልጦኾ ሽግር ኣለዎዶ
@letaykeshy7666
@letaykeshy7666 2 года назад
ሓሳብ ልብካ/ኪ የስምረልካ/ኪ ደስ ኢሉኒ
@letaykeshy7666
@letaykeshy7666 2 года назад
ኣባኖብ ፡-ኣቦ ወርቂ መርና፡ ሙሉእ ሰላም
@nfreek5276
@nfreek5276 2 года назад
ሓሳብ. ልብኺ. ይሃብኪ. ፈጣሪ
@maranata21.26
@maranata21.26 2 года назад
"ብመጀመርታ ስለ'ቲ ኩሉ ትገብሮ መንፈሳዊ ጻዕሪ ብልቢ የመስግነካ፡ ብዝያዳ ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዕ ከኣ ተስፋ ይገብር፡ እንበኣር ንሕጂ ክብሎ ዝደለኹ ኣብታ "ኣስማት" ትብል ሓረግ ምስ ጥንቆላ ኣታሓሒዝካዮ'ሞ ቅር ስለዝበለትኒ እየ፡ ምኽንያቱ እዛ ቃል እዚኣ ብልምዲ ምስ ጥንቆላ ኣተሓሒዝማያ እንበር፡ እቲ ቀንዲ ትርጉሙ ኮምኡ ከም ዘይኮነ ካብ መምሃራን ዝሰማዕክዎ ትምህርቲ ኣሎ፡ ከምቲ እቶም መምሃራን ዝብልዎ ከኣ እቲ *እቲ ኣስማት ዝብል ቃል ንኣስማት ዝውክል እንበር ምስ ጥንቆላ ዝተሓሓዝ ኣይኮነ፡ ስለዚ'ዩ ኸ ንሓደ ወኪልና *ስም* እነተኢልና፡ ንቡዙሓት ክኸውን ከሎ ኸኣ *ኣስማት* ይበሃል ማለት'ዩ 'ሞ፡ ሓሳበይ ንምጥቅላል ብልማድ ዝበሃል እንበር ብልክዕ ቃሉ ዝተረዳእናዮ ኣይመስለንን'ሞ መስተውዓልቲ ሙዃን ከድልየና'ዩ፡ ብድጋሜ ቃለ ሕይወት የስምዐልና።
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 2 года назад
(ኦሪት ዘሁልቊ 23፤23) ኣብ ያእቆብ ኣስማት፡ ኣብ እስራኤል ከኣ ጥንቊልና የልቦን። ብዛዕባ ያእቆብን እስራኤልን ብጊዜኡ ኣምላኽ ከመይ ዝበለ ግብሪ ገበረ፡ ኪብሀል እዩ። (ራእይ ዮሃንስ 9፤21) ካብ ነፍሲ ምቕታሎም፡ ወይስ ካብ ኣስማቶም፡ ወይስ ካብ ምንዝርናኦም፡ ወይስ ካብ ስርቆም ኣይተነስሑን።
@maranata21.26
@maranata21.26 2 года назад
"ብልቢ የመስግን ካሳሁን ሓወይ፡ እታ *ኣስማት* ትብል ቃል ብኻልእ ክትርጉሙዋ ስለዝሰማዕኩ እየ፡ ካብ ንኽፉእ ንጽቡቕ ስለትቀርብ እየ።
@ትግራይ-ኘ3ረ
@ትግራይ-ኘ3ረ 2 года назад
Xxf
@selamaredae3569
@selamaredae3569 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና
@user-ib4hu8mt3q
@user-ib4hu8mt3q 2 года назад
❤❤❤❤❤
Далее
ዓበይቲ ኮሜድታት
19:28
Просмотров 4,7 тыс.
3ቱ ማሚዎች የደራ የበዓል ጨዋታ
28:11