ТёЌМый

ናይ ኮሮና ቫክሲን ክሳዕ ሕጂ ዘይተወጋእኩሉ ቀንዲ ምክንያት/ ውልቃዊ ኣካይዳይ 

ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
ПрПсЌПтрПв 34 тыс.
50% 1

👉 ብጜሞና ስለዝተኞታተልኩምኒ ካብ ልቢ እንዳ ኣመስገንኩ ነዚ ቪድዮ ሌር ብምግባር ንስኹም ንዝሚኞብኩምዎ ፍልጠት ንካልኊት ኣካፍሉ።
ኣብዚ ቻናል ሓደሜቲ ዝኮንኹም ነታ ናይ ሳብስክራይብ ምልኜት ብምጥዋቕ ናይዚ ቻናል ቀተሰብ ኩኑ።
👉ትግርኛ ጞሎት ሰኔ ጎልጎታ ንምስማዕ ኣብዚ ሊንክ ጠውቑ • ጞሎት ሰነ (ሰኔ) ጎልጎታ ብትግርኛ...
👉ናይ ጞሎት ቊታ ብኞመይ ነዳሉ ነዚ ቪድዮ ተመልኞቱ • ናይ ጞሎት ቊታ ብኞመይ ነዳሉ ንቕሑ‌
👉 ትግርኛ ጞሎት ድርሳነ ሚካኀል ንምስማዕ ነዚ ሊንክ ጠውቑ • ጞሎት ድርሳነ ቅዱስ ሚካኀል ብትግር...
👉ተአምሚ ማርያም • ድንግል ማርያም
👉ሎፈ መለኮት • ሮፈ (ሰይፈ) መለኮት ጞሎት Orth...
👉 መንፈሳዊ ዕብዚት
• መንፈሳዊ ዕብዚት
👉ቀስተ ደመና ምልኜት ድሕነትና ኪዳነ ምሕሚት • 🔎 ናይ ምሕሚት ቃል ኪዳን / ኪዳነ...
👉ትርጉም ጞሎት • ትርጉም ጞሎት ምርዳእ (ምፍላጥ)
©ንቕሑ Nkhu27
👉Telegram t.me/nqhu27
#ንቕሑ #ክታበት #ኮሮና
#Nkhu #ንስሓ #ሓጢኣት
#Eritrean #Orthodox #Tewahdo #Nkhu27
#ንቕሑ #ተዋሕዶይእቲ #tewahdo #ተዋህዶ #ተዋሕዶ #ኊርቶዶክስ #Eritrean #orthodox #mezmur #Eritreanorthodoxtewahdomezmur
#ንቅሑ #Gerema #Nkhu
#ርኹስ #መንፈስ #ንቕሑ #Nkhu #ድንግል #ማርያም #ኣቡነ #ኣሚጋዊ #ንቕሑ #ኣስመላሜ
#ጞሎት #ንስሓ #ቁርባን #ተዋሕዶይእቲ #tewahdo #ተዋህዶ #ተዋሕዶ #ኊርቶዶክስ #Eritrean #orthodox #mezmur #ገድሊ #ቅዱሳን #ገድለ #Eritreanorthodoxtewahdomezmur
#ንቁ #Gerema #Tamirtsion #Nku

ОпублОкПваМП:

 

6 Пкт 2021

ППЎелОться:

Ссылка:

Скачать:

ГПтПвОЌ ссылку...

ДПбавОть в:

МПй плейлОст
ППсЌПтреть пПзже
КПЌЌеМтарОО : 342   
@nkhu27
@nkhu27 2 гПЎа МазаЎ
ኣሕዋት ናይ ሎሚ መደብ ጠቓሚ ሓሳብ ኮይኑ እንተሚኪብኩምዎ ንካልኊት ኣሕዋት ሌር ንግበሹሎም ኣብ ጞሎትኹም ዘኜሩኒ እግዚአብሔር ምስ ኹልና ይኹን! ሓደራ ንቕሑ!!!
@elsamehari742
@elsamehari742 2 гПЎа МазаЎ
ሰላም ኣምላክ ምሰ ኩልና ይኩን ክቡር ሓወይ ብሓቂ ቃል ሂወት ዹሰመዐና ቅድም ውን ነጊርካና ነይርካ ብ ፆሎት ምኳኑ ካብ ሓጥያትና ምኳኑ ክሉ ሚሂርካና ብእምነትን ተፀቢና ግና ሓወይ ኣብ ሱዑዲ ዓሚብ ለሎሰ ግዎታ ኮይኑ ካብ ጎዶሎ እምነተይ ምንም ዘይኮንኩ ካብ ክልተ ሓንቲ መርፍእ ወሲደ ተጹናኒቀ ዘለኩ ግና እታ መሪፊእ ምውሳደይ በጃካ ኣብ ፆሎታ ዘክሹኒ ክቡር ሓወይ 🙏🙏🙏
@user-zq9hs1yt9c
@user-zq9hs1yt9c 2 гПЎа МазаЎ
ቃል ህይወት ዹሰመዐልና ክቡር ሓውና ድያቆነይ እሺ ብጣዕሚ ጠቃሚ ትምህርቲ እዩ ፀጉኡ ዚብዝሐልካ
@begenayaleku4475
@begenayaleku4475 2 гПЎа МазаЎ
ሰላምታ እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኹን ኩቡር ሓወይ ናይ ብሓቂ ኣነ እዉን ኹምዚ ናትካ ሓሳብ እዩ ዘለኒ ክንደይ ግዜ ደብዳበ ሰዲዶምሐይ ኣይተቀበልክዎን ኣይተወጋእኩን።እግዚአብሔር ኣምላክና ምሳና እንኚሎ ሓንቲ ኣይንኚውንን ኢና። ነቶም ዝተወግኡ ኣሕዋትና ኚኣ ጜላሉ ዚንኩሎም ኩሉ ኹም ፍቃዱ ይኩነልና ፋቁራት ኣሕዋተይ🙏🙏🙏
@awetboki8023
@awetboki8023 2 гПЎа МазаЎ
Bejaka ba krekbeka delye .bkemey yrekbeka bejaka btaemi eye techenike aleku.ane ab mot ayferahkun kab max nebsi mit eye ferihie zeleku. Kem ĺomi giere keman amlak keribeyo ayfeltn.
@nkhu27
@nkhu27 2 гПЎа МазаЎ
@@awetboki8023 ክቡር ሓው ነዚ ናይ ቎ሌግራም ሊንክ ብምጥዋቅ ክንራኞብ ንኜእል ኢና ኣብኡ ጜሓፈለይ t.me/nqhu2716
@abaditkidane4396
@abaditkidane4396 2 гПЎа МазаЎ
እንጌራ እዝጊ ብላዕ ድያቆን ሐውይ ናይ ልበይ ምዝራብካ ዘመንካ ይባሚኜ ።ብሐቂ ትውክልትና ኣብ እግዛኣቢሄር ይኹን ፍትዋተይ ብምሕሚቱ ይጥምተና ክም ምጋብርና ዘይኩነ ክም ምሕሚቱ ዳኣ ይኹነልና🙏🙏🙏
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 2 гПЎа МазаЎ
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኢዩ ሓውና ድያቆን እግዚኣብሔር ኣምላክ ጥበቡን ምስትዉዓሉን ይዓድለና ነቲ ሰማይን ምድሪን ዝፈጠሹ እግዚኣብሔር ኣምላክ እንታይ ይሰኣኖ ኚምቲ ኣብ ወንጌል ማ቎ወስ ም/ፍ 7፥7-8 ዘሎ ለምኑ ኺወሃበኩም እዩ፥ ድለዩ ኜትሚኜቡ ኢኹምፀ ማዕጟ ኻሕኹሑ ኪሚሓወልኩም እዩ ። ኹመይ ዝለመነ ኹሉ ይቕበል ፥ዝደለዚ ይሚክብፀ ማዕጟ ዝኻሕኩሐ ድማ ይሹሓወሉ እዩ ። ኹም ዝብለና ንሕና ድማ ኣሚና እንተለሚንናን እንተተማዕቅንናን ዘይ ኚልእ ሩሁርህ መፍቀሪ ሰብ ንሓደ እካ ኜጠፍእ ዘይ ደልዹና ጎይታናን መድሓኒናን ኢዚሱስ ክርስቶስ ስለ ዘለና ዚዕንትና ናብኡ ቓሕ ኣብልና ናብ ልዑል ፈጣሪና ጥራይ ንለምን እንበር ዘይሰኣኖ ኣምላክ ኣለና ኣሜን ።እግዚኣብሔር ኣምላክ ኚኣ ጞግኡን ጥበቡን ዚብዝሓልካ ድያቆን ሓወይ ንዓይ ድኩም ሓውኩም ኚኣ ኣብታ ትገብርዋ ጞሎትኩም ዘኩርኒ
@sabanugusephonetastic8432
@sabanugusephonetastic8432 2 гПЎа МазаЎ
አሜን ቃለ ሂወይ ዚስምዓና
@isaacfilmon3514
@isaacfilmon3514 2 гПЎа МазаЎ
በስመ ሥላሎ በስመ ኣብ ወወልደ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ለይኩን፡ ትም ኢለ ኣለኩ ድሕሪ'ቲ ዝበልካዩ ቃላት ዹለን እሞ ቃላት ኚይባልሹ፡ ቅድስቲ ድንግል ኣብ ቅድሚካ ትቁመልካ ጞሎት ቅድሳን ኣይፈለይካ ዳይቆን ዮናታን ሓውና ።
@yosieftsegay2485
@yosieftsegay2485 2 гПЎа МазаЎ
Amen amen amen
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m 2 гПЎа МазаЎ
🙏🙏🙏
@fitwiteklay9785
@fitwiteklay9785 2 гПЎа МазаЎ
Kal hiwet ysmalna (Amen)3
@saragee8428
@saragee8428 2 гПЎа МазаЎ
እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠሹ ኣምላክ ኣማካል ኣህዛብ ካብ ኩሉ ፈተናይ ካብ ሓለወኒ መንዩ ዘፍሹሓኒ 😥❀ ብፍላይ ሱዑዲ ዓሚብ እንርኚብ ተገዲድና እና ተወገእና ዓድና ኹማን እስካብ ዘንሳፈሚሉ እዩ ተቾጊርና ስለዚ እግዚአብሔር አቀድምና ተወጊና ሰባት ቡዙሕ ቃላት ዘፍርሕ ይዛሚቡ አነ ብግለይ በ እግዚአብሔር ኩሉ ኹምዛሓልፎ ታኣማሚነ ፀሎተይ ገይሹ እዚ ተወጊአ አምላኹ ቅዱሳን ኚብ ኩሉ ኡኩይ ያሓልወና 😥💔
@eseymekseb7822
@eseymekseb7822 2 гПЎа МазаЎ
እወ ተወገኡ ይብሉ እንድዮም ንክትሳፈር ክሳብ ሕጂ ግን ብግዎታ ዹለን ብፍላይ ንኀርትራ አብ ስራሐወ ግን ክኚልኡካ ይክእሉ እዮም ግን ዘይ ምጭናቅ ብጟሎት ዘይ ፍታሕ ሜግር ዹለን እግዚአብሔር አምላኜ ምሳና እዩ
@saragee8428
@saragee8428 2 гПЎа МазаЎ
@@eseymekseb7822 ናዓስ አገዲደምና እዮም ብፍላይ ደገ ክትወፂ አይትክልን ዝኮነ ይኩን እስፖር ማርኬት አይትኣትውን ሓሚምኪ ኹማን ምሕኻም አትክልን ብጣሚ እዩ ጭንቀት ዘሎ አምላክ ዹውገሓልና ደቅቅነይ
@eseymekseb7822
@eseymekseb7822 2 гПЎа МазаЎ
@@saragee8428አሜን አጆኪ ዚሓፍተይ እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m 2 гПЎа МазаЎ
ቃለ ሂወት ዚስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ፡ብሓቂ ኣምላክ ኣብ እምነትና ዚጜንዓና ፡ምሕሚቱ ይስደደልና ባዕሉ ኣነስ ሎሚ ጜባሕ ክብል ቀንዹ ፡2 ግዜ ቆጞራይ ቀይሹ ኩሉ ዝኮነ ንሰናዹይ ዹ ብሓቂ ፡ኣምላክ ሰላሙን ምሕሚቱን ዹውርደልና ፡ኣብ ጞለትኩም ዘክሩኒ ኣሕዋት
@hewatgatyj2644
@hewatgatyj2644 2 гПЎа МазаЎ
ኣቱም ኣህዋተይ ጜቡክ 666 ወላሃንቲ ዘራክብ ዚቡልን
@user-vv9jj4se8q
@user-vv9jj4se8q 2 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በሚኚት ዚስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓውና
@merhawizereslasie4059
@merhawizereslasie4059 2 гПЎа МазаЎ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት ዚስምዓልና ዲ/ን ዮናታን ሓወይ ብሓቂ።
@user-ms1ch3fp9n
@user-ms1ch3fp9n 2 гПЎа МазаЎ
ጜቡቅ ገበርካ ድያቆን ሓወይ ኚምቲ ዝበልካዮ ክሳብ መወዳእታ ምዕጋስ እዩ ዹቀነዹልና ።
@user-hx4uc3pv2d
@user-hx4uc3pv2d 2 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ ቃል ህይወት ዚስምዐልና ድያቆን ሓውና ድንግል ማርያም ትሓሊካ ፡አብ እግዚአቢሄር አምላክ ይኩን ትውክልትና ፡ ፍቁራት ደቂ ተዋህዶ!
@hermongbreslasie5114
@hermongbreslasie5114 2 гПЎа МазаЎ
ሰላም ንዓኻ ይኹን ድያቆን:: ኣነ ዉን ምስ ናትካ ሓሳብ እሰማማዕ እዚ:: ኣብዚ ግን ሰብ ክነቅሓሉ ዘለዎ እዚ ክታበት ምስ'ዚ ዘሎ ናይ ብዙሕ ሰብ ስክፍታ እንደሕሪ ተኞቲብና ማሕተም ናይቲ እኩይ እዩ ኢሎም መድምደምታ ይህቡሉ ኣለዉ:: ኩላትና ንፈልጩም ኢና:: ናተይ ሓሳብ ኣብዚ እዚ ክታበት EXPERIMENT ንዓለም ቅድም ኚለማምድዋ ኣለዎም:: ክንደይ ሰብ እዩ ዝቅበሎ? ክንደይ ይቃወሞ ክፈልጡ ሰለዘደልዩ እዮም:: ዝቃወሙ ሙሁራት ዉን ዶክተራት ድዮም ዋላ ፕሮፈስራት ክህለዉ ግድን እዩ :: እዚ ናይቲ ሰይጣን እቲ እኩይ GAME እዩ:: ዓለም ግን ነቲ ወዲ ዓመጻ መገዳ ተቅንዕ ኢያ ዘላ ንሱ ክይመጾ ወይ ክይተገልጾ ኣይኚዉንን እዩ:: ካብዚ ሓይለ ቃል ክንርዳእ ንኜእል:: 2ይ ተሰሎንቄ 2 (2 Thessalonians) 1-2ፀ ግናኞ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብዛዕባ ምጜኣት ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ናብኡ ምእካብናን፡ መዓልቲ ጐይታ ሕጂ ቕርብቲ ኾም ዘላስ፡ ብመንፈስ ወይስ ብቓል ወይስ ኚምታ ኻባና ዝመጞትኩም ደብዳበ፡ ካብቲ ኣእምሮኹም ቀልጢፍኩም ኚይትናቓነቑን ኚይትስምብዱን፡ ንልምነኩም አሎና።2ይ ተሰሎንቄ 2 (2 Thessalonians) 3-4ፀ ቅድም ክሕደት ኚይኰነ፡ እቲ ርእሱ ኣምላኜ ምዃኑ እናኣርኣዚ፡ ኣብ መቕደስ ኣምላኜ ክሳዕ ዚቕመጥ፡ ኣምላኜን ቅዱስን ኣብ ዚብሃል ዘበለ ዚትንስእን ዚዕበን ሰብኣይ ዓመጻ፡ እቲ ወዲ ጥፍኣት፡ ኚይተገለጞ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ኣይትመጜእን እያ እሞ፡ ብዝኰነ እንተ ዀነ ሓደ እኳ ኣዚስሕትኩም። ብእትገብሮ መንፈስዊ ኣገልግሎት እግዚኣብሄር ኣምላኜ ጞጉኡ ዚብዝሓልካ:: ብዛዕባ ኩሉ ትምህርትኻ ብፍላይ ኚኣ ንስሓ ዓቢ ትምህርቲ ኢኻ ትህበና:: ሰብሓት ለእግዝኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!
@user-bg6sc8lo2u
@user-bg6sc8lo2u 2 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ ክብር ሓውና ቃል ህይወት ዚስመዐልና እሜን እሜን እሜን
@magi12
@magi12 2 гПЎа МазаЎ
Bihaki diakon hawna! Izi zibelkayo kinikilo akaelo yihabena fetari goyta alem, nay agelgulotka zemen yibarik fetari.
@shewittewelde2319
@shewittewelde2319 2 гПЎа МазаЎ
Egzbher Amlak zemnka ybarko. Kale hiwet yesmealna hwena diyakon 🙏❀
@lulinatey1622
@lulinatey1622 2 гПЎа МазаЎ
Ezgabher amlak mlue mhretu ylakelna hawna kea Ezgabher amlak xegu yebzhalka 🙏🙏🙏
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 2 гПЎа МазаЎ
ጜቡቕ ምርጭ ቃለ ሂወት ዚስምዓልና ናይ ብሓቂ አግዚኣብሄር ጥራሕ አዩ ፈዋሲ ✝💚⛪💛
@user-iq2ty7nx8t
@user-iq2ty7nx8t 2 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ ቃለህይወት ዚስምዕልና ክብር መምህርና ዓይነ ልቩናና ይክፈተልና እግዚአብሔር አምላክ ❀✝
@TesfayTadese-yp7gy
@TesfayTadese-yp7gy 9 Ќесяцев МазаЎ
እግዛኣቢሀር ብምህሚቱ ይተምተና
@tirhashabte5814
@tirhashabte5814 2 гПЎа МазаЎ
Kal hiwet yesmalna hawna 🙏🙏
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 2 гПЎа МазаЎ
ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዚአብሔር ይኹን አሜን አሜን አሜን ✝🀲🀲🀲🀲🕊ብአምሳሉ ዝፈጠራ ነፍሲ ንሱ እዩ ጓሳኣ ✝🀲🕊ካብ ክፉእ ነገር ይሰውሹና በዓሉ ኹሉ አብ ኢድ እግዚአብሔር እዩ ሞ ኹሉ ካኣ በፍቃድ ንሱ ይኹነልና ይሕዋት ✝🀲🕊🕊🕊
@mebalehager236
@mebalehager236 2 гПЎа МазаЎ
qal hiwet yesmalna kubur haw nay bhaqi xbuq aleka kulu ab thti egzabiher amlak u Amen🙏 🙏🙏
@selamgebru6118
@selamgebru6118 2 гПЎа МазаЎ
Kale hiwet yesmaelna
@tsigereda2299
@tsigereda2299 2 гПЎа МазаЎ
ጜቡቅ ኣለካ ድያቆን ሓወይ እግዚአብሒውር ጞግኡ ዚብዝሓልካ ኣነ እውን ኹም ናትካ ሓሳብ እዩ ዘለኒ ጎቲቶም ክሳብ ዝወስዱኒ እዚ ዝብል ኣምላኜ ይሓግዝ በዝይካ ቅዱስ ስጋን ደምን ወልደእግዚአብሔር ካሊእ መድሃኒት ዚለን።
@m.measho7019
@m.measho7019 2 гПЎа МазаЎ
Nay bhaki kale hiwet yesmalna hawna ane ewn kemzi natka rdiet aloni ezgabiher kem emnatna ygberelna
@sarayared1786
@sarayared1786 2 гПЎа МазаЎ
ቃለ ህይወት ዚስመዐልና ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏
@brhananatey2780
@brhananatey2780 2 гПЎа МазаЎ
Dyakon hawna qale hiwet yesmealna. Ane bwegeny kekteb hasibeyo ayfeltn eye amlak yerdeana mebzhatu seb gen kab srah keynsgog kab megesha keynterf eilom eyu zmesleni kemti zbelkumo kea tewegiom kelwu zehamu alewu bzhat wen zey semamelu alewu slezi ay ntehawek ygermekum eyu amlak resienayo Ne bona Alazar kab mot zetensie ayfeleyena.🙏
@akialga426
@akialga426 2 гПЎа МазаЎ
Kal hiwet yesmealna tsgabereketu ybzhalka Diacon hawey Aman beaman Egziabher Amlak resiena ykire ybelelna 🙏🙏🙏
@twentytwenty2274
@twentytwenty2274 2 гПЎа МазаЎ
Aeziye eye zfetweka gn shfe aey kalon eye
@tomassamuel4922
@tomassamuel4922 2 гПЎа МазаЎ
Amen Amen Amen egzeabher aminka tgebro hanti kua aytkownn teketibna zmexena lewti yelen hawey
@SalamSalam-rm8qd
@SalamSalam-rm8qd 2 гПЎа МазаЎ
መላእክት ቃለ ሂወት ዚስመዐልና እግዚአብሔር ምህሚት ዹልአኹልና አሜን ፫🙏🙏🙏
@elsamehari742
@elsamehari742 2 гПЎа МазаЎ
እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቀቱ ዚንብርካ ብሓቂ ወና እምነት ዩ ቃል ሂወት ዹሰመዐና
@wxmn6837
@wxmn6837 2 гПЎа МазаЎ
እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ቀቱ ዚንብርካ ብሓቂ ወና እምነት ዩ ታል ሂወት ዹሰመዐና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🌞🙏🙏🙏🙏🙏➕➕🙏🙏🙏🙏🌞🙏
@samigere5282
@samigere5282 2 гПЎа МазаЎ
Amen amen amen
@sabanugusephonetastic8432
@sabanugusephonetastic8432 2 гПЎа МазаЎ
ቃለ ሂወት ዚስምዓና👋🀲👋🀲🕯🀲🕯👋🀲👋✝⛪
@21maranataeyesusnea86
@21maranataeyesusnea86 2 гПЎа МазаЎ
ትክክል ኣለኻ ወላ ዝግድድ እንተ ኣካል እንተ ኣሎ ኹማን ፍጹም ብዘይ ድሌተይ ኣይውጋእን፣ኣነ ንባዕለይ ምስ ደቀይ ምስ ስድራቀተይ ኣይተወጋእናን ዘለና ተቅሊልና ድማ ኣይንውጋእን ኢና፣ወላ ካብ ኣድና ውጻኣልና ኢሎም ይስጎጉኒ ወላ ስራሕ ይሰጎግ ወላ ዝደለይዎ ይግበሩ ኣነ ግን ጾበል ኢዚ ዝሰቲ ይሕጞብ ምስ ስድራቀተይ፣ኣብዚ ዓዲ ዘለኩዎ ንባዕልና ኮሮና ሕዙኩም ተባሂልና ኢና ኔርና ድሕሪ ዓሰርተ መዓልቲ ኣብ ገዛ ምስተዓጞና ድማ ውጹ ኢሎምና ብሂወት ኚኣ በቲ ሓያል ኣምላኜና ንነብር ኣለና ጥዕናና ኚኣ 100% ኢዩ፣ስለዚ ብፍርሓት እውን ሞት ኣሎ ኢዩ፣ኣይትፍርሑ ኣሕዋት እግዚኣብሔር ዘይወሰኖ ዘይሓለፎ ማንም ሰብ ፍጡር ኣይሰግሮን፣ጜንዑ ህዝበ ክርስትያን ንስሐ ኚኣ ንእቶ ንስሐ ናብ መድሓኒት ዝመርሓና መገዲ ኢዩ፣እቲ መድሃኒት ድማ ሥጋን ደምን ናይ ክርስቶስ ኢዩ፣ካብኡ ኣይትፈለዩ፣ምስ ደቅኹም ስድራቀትኩም፣ንውልቅኹም እውን እንተ ኪንኩም ነቲ መድሃኒት ናይ ኢዚስይስ ክርስቶስ ሥጋን ደምን ተነሲሕኩም ውሰድዎ፣በቃ ብዘካ እዚ ናይ ዘልኣለም መድሃኒት ዚለን፣እዚ ወድሓንኩም ካብ ድኹም ሓውኹም ሓጢኣተኛ ዝኟንኩ ንእሜተይ ግብራዊት ምኜሪ ይህበኩም።ሰላምኩም ይብዛሕ።
@user-zq9hs1yt9c
@user-zq9hs1yt9c 2 гПЎа МазаЎ
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ዚስመዐልና ድያቆነይ አነ እውን ብናትካ ሓሳብ እዚ ዝሰማዕማዕ አብ ዓዲ ዓሚብ ብግዎታ ምስ ባዕሎም ወሲዶም እዬም ዘውግኡ እና ብጣዕሚ ፈሪሐ ነይሹ እግዚአብሔር ይመስገን ክሳብ ሎሚ ማዓልቲ ብዛዕባ ክታበት ተናጊሮምኒ አይፈልጡን ተተናጊሮምኒ ግን ኹም ፈቃድ አምላክ ገዲፈዮም ክወፅእ ወይም ተወግኀ እዚ ኢለ ኚይተወጋእኩ ክምለሶም እዩ ሓሳበይ መሹጋገፂ ወሚቀት ዳአ ኚይቡሉኒ እምበር ኚይተወጋእኩ ተወጊኀ ምባል ካአ ሓሶት እዩ ዝኹዉን ዘሎ እንዲዒ በቃ ግን ክታበት ዝበሃል ክውጋእ አይደልን እዚ ብዛዕባ ክታበት ኹዹልዑልለይ አብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ ቞ሩ መድሃኒአለም አብ ዘለናዩ ይሓልወና ምሕሚቱ ይልአኹልና አሜን፫
@sabanugusephonetastic8432
@sabanugusephonetastic8432 2 гПЎа МазаЎ
ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሄር አምላክ ውዳሎን አምሎኮ ንዓካ ይኩን አነ ንዓካ ይአምን አምላኹይ ዹቀንዹልና ዲያቆን ሐውና ናይ ባሐቂ
@milonmilon6338
@milonmilon6338 2 гПЎа МазаЎ
ቃለ ህይወት ዚስመዐልና ክብር ሓዉና
@hayabyeabyo3831
@hayabyeabyo3831 2 гПЎа МазаЎ
እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ጌታ አገልጋሊ ዝኮንካ ሐዉና ድያቆን ዮናታን ጜቡቅ መጾናኒዒ ሂብካና ኚምቲ ነቢ ኢሰያስ ንኑጉስ ህዝቂል ዘጾናንዖ
@tekatgrmay264
@tekatgrmay264 2 гПЎа МазаЎ
Kalehiwet yesmealna hawey
@hewi.yeemebrhan-lij
@hewi.yeemebrhan-lij 2 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ ቃል ህይወት ዚስመዐልና ደስስ ዝብል ሓሳብ እዩ አብ እግዚአብሔር አምላክ ክንውኾል ባዕሉ ይርድአና
@letebrhan783
@letebrhan783 2 гПЎа МазаЎ
ሰላም እንኳዕ ደሓን መጻኣኻ ክቡር ሓዉና🀲🀲🀲
@helenitaluli4790
@helenitaluli4790 2 гПЎа МазаЎ
Nay bhaki Dyakon, Kal hiwet yesmealna
@awetashebr9167
@awetashebr9167 2 гПЎа МазаЎ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ድያቆን ሓወይ ቃለ ሂወት ዚስምዓልና ድያቆን ሓወይ እግዚቢሂር ኣምላክ ይቕሹ ይበለለይ እንበር ኣነ ኹምዛ ዝበልካያ ዝገደደኒ ዘይብለይ ተሃውኾ ተወጊአ ኣብ ጟሎትካ ዘክሹኒ ድያቆን ሓወይ ንዓይ ሓጠተካ ሓውካ
@emnetkesete152
@emnetkesete152 2 гПЎа МазаЎ
ናይ ብሓቂ እግዛቢሐር ምሳኻ ይኹን ዲያቆን ሓወይ ብሩኜ
@atakltisultan7544
@atakltisultan7544 2 гПЎа МазаЎ
Kalihiwet yesmalna hawey natey
@mahletabreha8649
@mahletabreha8649 2 гПЎа МазаЎ
Kale hiwet yesmealna diyakon hawey 🙏🙏🙏
@tigistighenzebu2084
@tigistighenzebu2084 2 гПЎа МазаЎ
Kal hiwet yesmaaelna amen kale hiwet yesmaelna.
@senaitaraya2589
@senaitaraya2589 2 гПЎа МазаЎ
Qale hiwet yesmealna
@nazretande9430
@nazretande9430 2 гПЎа МазаЎ
ዹቅንዹልና ክቡኡር ሃውና ቃለሂወት ዚስማኣልና!!!!
@feresalamfesaye3796
@feresalamfesaye3796 2 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ ቃለ ሂወት ዚስምዓልና
@yonashabton235
@yonashabton235 2 гПЎа МазаЎ
Naybehaki egziabher xegu yebzhalka hawey
@aziebabraham5586
@aziebabraham5586 2 гПЎа МазаЎ
ቃለ ሂወት ዚስምዓልና ድያቆን ግን ብክታበት ክድሕን ኢልና ዘይ ኮናስ ብስርሕ ዚገድዱ አለዉ ወይ ሳርሕ ገዲፍካ ኮፍ በል ወይ ክታበት ይብሉ አለዉ መብዛሕቱ ምስ አሚግቶት ንሰርሕ ስራሕ ገዲፍካ እንታይ ክንገብር 😪
@mykitchen4324
@mykitchen4324 2 гПЎа МазаЎ
Kubur hawey. Mot mfrah zeykone abti n serhalu tkal ztegedede wn alo
@yordanosmamo6642
@yordanosmamo6642 2 гПЎа МазаЎ
ቃለ ሕይወት ያሰማልን መምህር ወንድሜ ትክክል እኛ በስደት አስገድደዉን ተኚትበናል እጄን አሰያመመኝ ነዉ አሁን በመቁጠሪያ እዚቀጠቀጥኩ ነዉ እንጅ ምን እንደኚተቡን እግዚአብሔር ነዉ ዚሚያዉቀዉ ሰዉነቮን ሁሉ ያድክመኛል።
@weynihagos5835
@weynihagos5835 2 гПЎа МазаЎ
ኣሜንንን(3) ቃለ ሂወት ዚስምዓልና እግዚኣብሄር ብፈውሲ ምሕሚቱ ይኞልለና። ነቶም ዝጭነቑ ኚኣ ምጜንናዕ ይሃቊም።
@mrkudusgebrenugus2032
@mrkudusgebrenugus2032 2 гПЎа МазаЎ
Btami kalhiwet yesmana ⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏
@adiamtesfazghi6714
@adiamtesfazghi6714 2 гПЎа МазаЎ
Kale hiwet yesmaalna.
@maezenhiwetchanel4565
@maezenhiwetchanel4565 2 гПЎа МазаЎ
ጜቡቅ ኣገላልጻ ድያቆን ዮናታን እቲ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ኢዚ ዘፍልጠኩም እቲ ዉሳነ ግን ናትኩም ኢዩ።ብጣዕሚ ብልሕን ልቩናን ዝተሓወሶ ማዕዳን ኣገላልጻን ኢዩ ሞ እግዛብሔር ኣብ ዉሳነና ቅኑዕ ክንዉስእን ይሓግዝ።
@awetadmas6272
@awetadmas6272 2 гПЎа МазаЎ
Nay bhaki nxur meliekti thanks brother agelguletka ybark 🙏
@-4587
@-4587 2 гПЎа МазаЎ
ንሞት ፈሪሕና ዘይኮንኩስ እካዳኣስ ነቲ ክትባት ስለ ዝፈራሕክዎ ኣይውጋእን ለ ዓድዓሚብ ስለ ዘለኩ ብግዲ ኣውጊኊምኒ ዓዲ ንክትኚዲ ክትባት ዚድልዚኪ ተዘይ ኮይኑ ሰራሕ ኣይትሰርሕን ኢሎምኒ እና 1ይ ዙር ተወገአ ኣለኩ ኣብ 2ይ ዙር ንኚይወስድ ብፀሎትኩም ሕሰብኒ ኣሕዋተይ ዹቀንዹልና ቃለ ሂወት ዚስመዐልና ኣሜን3 ነዚ መፂና ዝኒሀ ቜግርን ፀበባን ሰላም ዹውርደልና ፈጣሪ ኣሜን3
@yohannesnegassi174
@yohannesnegassi174 2 гПЎа МазаЎ
ቃለሂወት ዚስመዓልና ድያቆን ሓወይ ።እቲ ትብሎ ዘለኻ ጜቡቅ ኣለኻ ትውክልትና ኣብቲ ብመልክዑን ብምስሉን ዝፈጠሹና እዚኣቢሔር ኣምላኜና እዩ ክኾውን ዘለዎ።ንሞት ድማ ኣይንፈርሕን ኢና ምኜንያቱ እተሞትና ናይ እዚኣሔር እንተለና ውን ናቱ ኢና ።ክሳብ እታ ግዎታ ዝብሉና ኚኣ ኜንጜመም ኣለና።እተደኣ ኣገዲዶምና ውን ኚምቲ ዝበልካዮ ምስ ኣቊነብስና ተሚዲእና ብጞሎት ጌርና ካብ እዚኣቢሔር ፍቃድ ሓቲትና ክንክተብ ንክእል።እዚኣቢሔር ኚኣ ኞምቶም ቅዱሳን ሰማእታትቱ ነቲ ስሚ ክሰትዩ ኹለው ናብ ማይ ዝቀዚሮሎም ንዓና ውን ናብ ማይ ይቀይሚልና።
@bisratyemane4196
@bisratyemane4196 2 гПЎа МазаЎ
Amen kal hiwet yesmealna nay bhaki.
@temasgenamlakey2795
@temasgenamlakey2795 2 гПЎа МазаЎ
Kal hiwet yesmalna kubur hawna nay bhaki nabe egizabher amlak miwakal nay adena kideste dingel marime xslotan berketan mes kulatna yekun 🙏🙏🙏
@blackdiamond7410
@blackdiamond7410 2 гПЎа МазаЎ
Amen amen amen kal hiwet yesmalna nay bhaki rfta dhb kal eye thx you bro🕊🙌🏟❀
@motheroflight-yesusistheon5720
@motheroflight-yesusistheon5720 2 гПЎа МазаЎ
Well done my Brother Deacon. ..God bless you +++
@twentytwenty2274
@twentytwenty2274 2 гПЎа МазаЎ
Amne
@wegahtagedey7294
@wegahtagedey7294 2 гПЎа МазаЎ
Ndue edmen tnan yhabka fetari xegu yebzhalka
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 2 гПЎа МазаЎ
Egziabher ymesgen Kalehiwot yesmalna Amennnnnn (3)
@twentytwenty2274
@twentytwenty2274 2 гПЎа МазаЎ
Zwedey bruk aemlak ybarkka
@freweinidumtsu4577
@freweinidumtsu4577 2 гПЎа МазаЎ
Hawena D /N egzhtnemarim tbarka Abamlakna Ab abdena mariaym netsnah
@anegach9112
@anegach9112 2 гПЎа МазаЎ
ብጣእሚ ትኜክል እዩ አምላኜ ይሀልወና አምላኜ ቃልህወት ያሰመዐልና አሜን🙏🀲❀
@yerusalemasmelash2138
@yerusalemasmelash2138 2 гПЎа МазаЎ
Naybhaki kal hiwet yesmalna hawna
@mwwqpbpp3049
@mwwqpbpp3049 2 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ ቃለ ሂወት ዚስመዓልና ክቡር መምህሹይ እግዚኣብሄር ፀግኡ ዚብዘሐልካ 🙏🙏🙏
@letshabadi6062
@letshabadi6062 2 гПЎа МазаЎ
እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት ዚስመዐልና ክቡር መምህር ንዓዹ ንደካማ ሓፍቱኹም ወለተሚኬኀል እናበልኩም ዘኩሩኒ እስካብ ሐዚ ነ7ወርሒ ዝኣክል ኣይወሰድኩን ሕጂ ግን ስራሕ ኹሊኩምኒ ፀኒሑ ዉን ናቧ ኣብተብስ ምስፋር ዹለን ኢሎምዎ እና ልበይ እካ ተዘይኮነ ኣብ ኢደይ ይቷሚፋ ክወስዷ ተጠዲደ ብጣዕሚ እዩ ኚቢድኒ ዘሎ😭😭😭😭
@zenebeshabraha171
@zenebeshabraha171 2 гПЎа МазаЎ
ሰላም ንዓኻን ንኹቡር እግዝአብሄር ይኹን አነ ውን ምስ ደቀይ ኚምዚትብሎ ዘለኻ ኢና ዘለና እሞ ብሓቂ እቲ ዝበልካዮ ደቀይ ካአ ኚሙኡ እዮም ዝቡሉ ስለምንታይ አምላኜኪ አሚንኪ እመኒ ይብሉኒ ስብሓ ንግዝአብሄር ወንወላድቱ አሜን አሜን አሜን
@heranmulugeta1614
@heranmulugeta1614 2 гПЎа МазаЎ
Diyakon hawna kale hiwet yesmalna
@twentytwenty2274
@twentytwenty2274 2 гПЎа МазаЎ
Kdwl eye aey lavyou
@senaitkidanefishatsiyon1229
@senaitkidanefishatsiyon1229 2 гПЎа МазаЎ
Nay behaki kale hiwet yesimealina 👏👏👏 ane ewuni kemaka eye kisabi mewediata abi ሰላሮ eyu eminetey
@awettesfankal1755
@awettesfankal1755 2 гПЎа МазаЎ
ንኣምላክ ክብርንን ምስጋናን ንዑኡ ዚኩን ንዓካ ኚኣ ዕድመንን ጥዕናንን ይሃብካ ሰለ ኩሉ ነገር
@semhargerikiel1288
@semhargerikiel1288 2 гПЎа МазаЎ
Amen kali hiwet yesmalna Deyokan hawan egzbhre amlak xega yebzehelka!!!
@hmigod659
@hmigod659 2 гПЎа МазаЎ
Emnetkum ab Amlak haku bravo ezi hawna 🙏👍
@jokatv216
@jokatv216 2 гПЎа МазаЎ
እቲ ጾገም ዘሎ ንኹይ ንመውት ዘይ ኮነ ዘሎ ጾገም ካብ ትነብሮ ሂወት ብሰንኪ ዘይ ምክታብካ ትካላበቶ ዘሎ ጾገም ዩ ንሰብ ዘተሓሳስቊ ዘሎ ። እምበር ኣምላክናስ ካብ ኩሉ ጞበባ ዚውጻና ዩ። ሓቅካ ።ኣባ ቀሺ
@gebarbrhane2900
@gebarbrhane2900 2 гПЎа МазаЎ
Nay bhaki hawey natey kalehiwet yesmana, etekone gn teketbe eye Bwegeney🙏🙏🙏
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 2 гПЎа МазаЎ
እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና መጻካ ኩቡር ዳ.ን ሓውና ጜቡቅ ኣለካ ኣነ እውን ምስ ሓሳብካ እዚ ዘለኩ ኚምፍቃድ ልዑል እግዛብሄር ልምላኜና 💖🙏ብሓቂ ጜቡቅ ኣገላልጻ ልዑል እግዛብሄር ይመስገን ኣሜን 3+✝⛪💖🀲🙏🙏🙏ብሓቂ ቃል ሂወት ዚስምዓልና 🙏🙏🙏
@nebyattesfay3788
@nebyattesfay3788 2 гПЎа МазаЎ
Biayinmhretu yitemtena fetari bruki hawey 🙏🙏🙏
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 2 гПЎа МазаЎ
AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalna
@yodithagos1206
@yodithagos1206 2 гПЎа МазаЎ
Bhaki Kulu Ab Ed Egziabher Amlak Eu
@futsumbrhankahsai9122
@futsumbrhankahsai9122 2 гПЎа МазаЎ
Kale hiwet yesmialna Amen
@esayasgenrab1996
@esayasgenrab1996 2 гПЎа МазаЎ
🙏በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን🙏 ክቡር ዲያቆን ሓውና። ብመጀመርያ ኣብ ዘልኻዮ እግዘኣብሄር ኣምልኜ ይሓልወካ። ብጣዕሚ ጠቃሚ ዝኟነ ሓሳብ ኢኻ ኣቅሪብካልና። ቃለ ሂወት ዚስምዓልና፡ተባሚኜ።
@helentesfay110
@helentesfay110 2 гПЎа МазаЎ
You are right god bless you brother
@genettedla4209
@genettedla4209 2 гПЎа МазаЎ
Thank you our brother it's important having fete in God God bless you 🙏🙏🙏
@rutmussie2906
@rutmussie2906 2 гПЎа МазаЎ
Naye bahqe kibre hawye qalhwte yasmlna 🙏🏻
@kidanemihret6091
@kidanemihret6091 2 гПЎа МазаЎ
bhaki deakon hawna qale hiwet yesmalna msaka ysemameaye dekisebat zelealemawi mot zeyefrhana sgawi mot ferihna
@tesfu87
@tesfu87 2 гПЎа МазаЎ
Kalehiwet yesmalna xeguau yebzihaka ezgabhier amlak kubur hawna
@iamnotalone2365
@iamnotalone2365 2 гПЎа МазаЎ
Xbuk aleka diakon hawina ane win kem natka hasb u zeleni ksab hji win ayteketebkun ab amlak tewekile aleku yekenyelna kubur hawina tesfa zhb zereba 🙏🙏🙏
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 2 гПЎа МазаЎ
Nay Bhaki kale hiwet yesmalna Diyakon hawna 🙏✝🙏✝🙏✝🙏
@habendesta260
@habendesta260 2 гПЎа МазаЎ
እግዚኣብሄር ይመስገን ኣምላክ ኹምዚ ዝበልኩም ኣሕዋት ዘዳለወልና ዲያቆን ሓውና ኣምላክ ይባርኚካ ድንግል ማርያም ምሳካ ትኩን
@yordiyordi888
@yordiyordi888 2 гПЎа МазаЎ
Ezgabhier ybarkika Edmen teenan yhabka
@gamerking9790
@gamerking9790 2 гПЎа МазаЎ
Kale hiwet yesmalna gebari kulu amlak eyu
@temesgenamiak1409
@temesgenamiak1409 2 гПЎа МазаЎ
ናይ ባሕቁ ዱኣቁንአይ ቃለ ሂወት ዚሰመኣልና አግዝኣብሕሄር ኣምላኜ ፁጋኡ ዚብዝሃሉኩም ኣሜን
@amanuelzeru2273
@amanuelzeru2273 2 гПЎа МазаЎ
ብሓቂ ቃለ ሂወት ዚስማዕልና ሎሚ ሓቂ ቃል ኣምላኜ ምምስካር ኹም ሓዊ ቁሪ ጞድፊ ኮይኑ ዝፍራሕ ዘሎልሎ ዘበን ዩ ኹምዚ ኚማኻ ብርዲኢት ዘስተምህሩ ኣምላኚ ቅዱሳን ይስደደልና እምበር ንሱስ ባዕሎም ውን እቶም ዶጋትር ኢና በሃልቲ ሕማቅ ኚምዝኟነ ይገልጜዎ ኣሎዉ ኣምላኜ ግን ሓይሉን ጥበቡን ይሃበና ጞሎት እመ ብርሃን ይደግፈና ኣሜን (3)
Далее
Какую ПЎежЎу я Ме МПшу? 😱
00:13
ПрПсЌПтрПв 453 тыс.
Июль в Tanks Blitz
51:46
ПрПсЌПтрПв 89 тыс.
WE COOKED A SHRIMP KEBAB  #recipe #barbecue #food
00:21
ПрПсЌПтрПв 164 тыс.
ናይ ንግሆ  ጞሎት
44:56
ПрПсЌПтрПв 357 тыс.
አርጋኖን ዚዓርብ - Arganon
39:11
ПрПсЌПтрПв 720 тыс.
Какую ПЎежЎу я Ме МПшу? 😱
00:13
ПрПсЌПтрПв 453 тыс.