Тёмный

ናይ ዓለትን ቤተ ሰብን ምሕደራ by Activist Tesafay Niguse Wedi Raya 

Habesha Agaezi Media
Подписаться 1,6 тыс.
Просмотров 13 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 91   
@RigatRigat-g8j
@RigatRigat-g8j 8 месяцев назад
አጆካ ወዲ ራያ ሐቂ ምሳካ እያ አምላክ መሳካ እዩ ሐቂ ዝመሮም ከፍ ዝቅ ይበሉ
@ZebBur-v3i
@ZebBur-v3i 7 месяцев назад
ጳጳሳት ዓድዋ ፀሓፊኦም ነኸራዮም ቀሺ ፀጋይ በርሀ አቂቢት እሞይ ቅድሳን ነጋ ሊቀ ተሃድሶ ጳጳስ ይስሃቅ ደይ ምስ ጋዕ ገልጠሞም !!
@eritreawihagerawi6219
@eritreawihagerawi6219 8 месяцев назад
Thanks you so much wedi Raya,For talking the truth. You have somebody/Tegaru/ saying really in the grand! All the nation of Eritrea,we could give you the greatest Credit!
@GereGere-q1j
@GereGere-q1j Месяц назад
ይመችካ ወዲ ራያ ዓረከይ
@solomonsolomon0272
@solomonsolomon0272 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤ wedi raya ሓየሎም ሞይቱ እለ ይሓዝን ነይረ ክንዲ ሓየሎም እካ ንስካ ተስፋሽይ
@teklaybelay1367
@teklaybelay1367 Месяц назад
Wedie raya Nay klte hwahat ba Esi megaha hari krbi Teba Asutaya
@danielbelay8570
@danielbelay8570 2 месяца назад
ተስፋይ ዕደ ናይ ሃላያት ዘረባ መዋእልካ
@هافتوساكاتوفاساك
@هافتوساكاتوفاساك 8 месяцев назад
❤Ayeka wedi tigray tesfay
@ArodomAbade
@ArodomAbade 6 месяцев назад
ይመችኻ ተስፍሽ❤❤❤❤
@LulaGde
@LulaGde 23 дня назад
@BKMGA
@BKMGA 7 месяцев назад
the right music at the right time. thank you wediraya.
@HariHailu-yt2ky
@HariHailu-yt2ky 3 месяца назад
WOW❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hadastesfazion4678
@hadastesfazion4678 8 месяцев назад
❤️❤️
@ReshanGmikael-zw4vc
@ReshanGmikael-zw4vc 9 месяцев назад
አጀኻጀግና
@ffmoffenbach
@ffmoffenbach 8 месяцев назад
🙋💯💯💯💯
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 8 месяцев назад
Wedi Raya Shkor ❤❤❤❤
@GereGere-q1j
@GereGere-q1j Месяц назад
ደቂ ዓድዋ እዮም
@hirtiwold1838
@hirtiwold1838 3 месяца назад
🙏🙏🙏🏻🙏
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 9 месяцев назад
አተም ከረኔለት አወን ሓደ ሓለወተምነ መሻረኸቱን አይፈላሎዮን ጀነረል አተዘጠዒዮ ኸሉ መጣዓዮ
@yemaneGezhegn
@yemaneGezhegn 2 месяца назад
you are wright
@AmiraEbrahim-j9l
@AmiraEbrahim-j9l 7 месяцев назад
Wesi raya shkor ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AsterYohannes-t4t
@AsterYohannes-t4t 9 месяцев назад
True Ture True True💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@AbrahimShoook
@AbrahimShoook 5 месяцев назад
ራያ wede ወለዳ ተሰፋይ
@ffmoffenbach
@ffmoffenbach 8 месяцев назад
❤👍👍👍👍💯💯💯💯
@solomonsolomon0272
@solomonsolomon0272 7 месяцев назад
wedi raya ajeka ab godnka aleku serqetiy khnequ alewom
@ZebBur-v3i
@ZebBur-v3i 7 месяцев назад
😊❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉
@محمدالغزاوني
@محمدالغزاوني 5 месяцев назад
Hagos Gebrht malet Jgna Tegadaly ARtisT Kul Eyu
@AbrahimShoook
@AbrahimShoook 5 месяцев назад
❤️🥰❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰👌👍
@hariyaaregawi313
@hariyaaregawi313 9 месяцев назад
😭😭😭🎉
@MerhawiGaim-n6v
@MerhawiGaim-n6v 26 дней назад
Yenaty
@Azsx23-pg8ix
@Azsx23-pg8ix 6 месяцев назад
Selam Wedi Raya
@KasawenAyenalem
@KasawenAyenalem 15 дней назад
ጉጅለ ዓድዋ አበይ ተማህርካ ኣፀይ ዩሃንስ ውይስ ንግስት ሳባ እናበሉ ይፈላልዩ ዶ ነይሮም?
@አላህወኪል-ፈ4ጰ
@አላህወኪል-ፈ4ጰ Месяц назад
ሓንት መዓንት ጡዑም ቀልወፂኡካ ዘይፈልጥ ዓሻ በዒራይ ራያ
@hayaluberha5887
@hayaluberha5887 7 месяцев назад
Wedy Raya anbesa nezy Selam Fkry kltiu Hzby Hagazy eka nber eska agoka wedy Raya nezom lyabu belom
@meseretyebio9390
@meseretyebio9390 29 дней назад
Are you talking this to Tegaru ? STOP MESSING WITH T P L F and T D F United Tigrai
@HaftuMoges-l3o
@HaftuMoges-l3o 7 месяцев назад
አይዘኻ
@Haylushgushen
@Haylushgushen 9 месяцев назад
Sebiay arkeyy
@KB-ou7xs
@KB-ou7xs 5 месяцев назад
እስኻለ ምስቤተሰኽኻ ወፂእኻ ትቃለስ ክሞቱ እዮም በረኻ ወፂኦም
@hailesamuel3451
@hailesamuel3451 Месяц назад
ወዲ ራያ ተስፋይ ትምህርቲ ተምሃር መሃይም ኮይንካ ከይትነብር
@MazaBerhe
@MazaBerhe 3 месяца назад
Wedi Raya weyane gujele tfat nhzbi tigray jonesaid ab gezaii hzbu Festigung iyu
@محمدالغزاوني
@محمدالغزاوني 5 месяцев назад
Ajoka Wedraya Jgna
@DeEf-z6q
@DeEf-z6q Месяц назад
ኣየ ወዲ ራያ ተትነን
@MazaBerhe
@MazaBerhe 3 месяца назад
Hiwahat ab gezaii hzbu jonesaid festzustellen iyu nhzbi Tigris dem anbewom iyu
@Sol-mx2ty
@Sol-mx2ty 8 месяцев назад
Wedi raya Asha zeyegaNazb
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 8 месяцев назад
Aye.tegaru..masta.deki.eriy.komalat.
@abrahamhaddish5875
@abrahamhaddish5875 3 месяца назад
Tegorami teref Talian
@abdalkadrabdala1703
@abdalkadrabdala1703 5 месяцев назад
ሕጂ ኣብ ረያ ኣትያ እያ ስልጣን ከይትለቁ
@TaklyeTaklye
@TaklyeTaklye Месяц назад
ሕርር በል ካምታ ዑድ ኣንታ ደርጊ
@ZebBur-v3i
@ZebBur-v3i 7 месяцев назад
አመሎም እዩ ምጉሳዕ ምስ ዝጎስዑ አይትጉሳዕ ዝለሎም ዓሌት እዩም ዓጋመ ለ ኔትወርክ ይጅምሩ አለው ደቂ ዓድዋ ዝበልዕዎ ይምሓረና ካብ ብሉዕ እንዳማትካ ምእታው
@هافتوساكاتوفاساك
@هافتوساكاتوفاساك 8 месяцев назад
100nigna wedraya
@Ethiop12
@Ethiop12 3 месяца назад
ተስፍሽይ አረ ተሌግራምኻ ልኣኸልና
@NigusHaftu-v7e
@NigusHaftu-v7e 9 месяцев назад
አጀኻ ወድ ሓረስ ነብሪ
@arayameleke3471
@arayameleke3471 3 месяца назад
Wedii rraya blom blom .
@IbrahimIbarhim-iz7gq
@IbrahimIbarhim-iz7gq 7 месяцев назад
አጀካ ወዲ
@themadman5763
@themadman5763 7 месяцев назад
Wedi raya yeak 😂😂😂😂😂
@KB-ou7xs
@KB-ou7xs 5 месяцев назад
አታ እዚ ዓሻ ራያ አይትወልድይ የብልናይ መንጋለ ብድቃድዶ አፉ ንቶም ጅጋኑና አይፃረፊይ ክፈላሊይ ትሸጠ እዩ
@hiwotgebrehiwot8008
@hiwotgebrehiwot8008 2 месяца назад
ስቅ በል ሱሱዕ ካድረ
@Yo.222
@Yo.222 8 месяцев назад
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@IbrahimIbarhim-iz7gq
@IbrahimIbarhim-iz7gq 8 месяцев назад
❤abasa ❤❤❤❤❤❤❤❤
@IbrahimIbarhim-iz7gq
@IbrahimIbarhim-iz7gq 8 месяцев назад
Yaes❤❤❤❤❤❤
@IbrahimIbarhim-iz7gq
@IbrahimIbarhim-iz7gq 8 месяцев назад
Wadi raya yeaa wa ana deulaku hathey nay raya mariyat
@IbrahimIbarhim-iz7gq
@IbrahimIbarhim-iz7gq 8 месяцев назад
Malesaly
@AbrahamDesta-l9r
@AbrahamDesta-l9r 8 месяцев назад
ንገሮም ዞም ሌያቡ ቐኝ ጅብ ዶ በለ መሽረፈት !!!!!
@Zeleul-f8r
@Zeleul-f8r 5 месяцев назад
ከ ም ሱስመሳሊ ዶ የሽግረካሎ አብገፅካ ይርኤ አሎ ተስፍሽ
@solomonsolomon0272
@solomonsolomon0272 7 месяцев назад
ሃይለ ኣረፋይነ ዝብሃል ደደብ ክሕነቅ ኣለዎ
@beletu7041
@beletu7041 3 месяца назад
ተነጋሕ አንተ ጋሕባብ አፍ ባዓቲ ተስፍሻ ሰፈርተኛ አግፍሕ አቢልከሰቲ ንህዝቢ ሕሰብ ካበይስ ክተመፀኦ ግን ተኸራኸር ይሸርሸርካ
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
ናይ ትግራይ ጸላእቲ ከምኒ ስብሃትን ደ/ጽዮንን ዘኣምሰሉ አህባይ እዮም። ዞም ጋዋኑ እዚኦም ናይ ሥርቅን ግዕዝይናን ብሙዃን ጽንተት ሕዝብና አስኢቦም እዮም። ቀንዲ ድኽመቶም STRATEGIC GOAL ሎም ዘይምፍላጦም እዩ። ሕዚውን ከምኣ! መሊሶም ውን ናብ ጦርነት ዘየእተዉዎ አይተርፍን። ንሥልጣን ክብል ዝወዲ ኾማሪት አንበጣ ደ/ ጽዮን ናብ ዘይንወጾ ጉድጓድ አእትዩና ይርከብ። ሐዚውን ዛርዕሲ ሽክና ርእሱ፣ዛድሙ ተምጽኣለዋ ዘብል እዩ። ቀጻላይ ጽንተት የስግእ እዩ። ጀነራላት ትግራይ ሓቂ ተዘይተኸቲልኩም ብነበረ ያ ነበረ ተኸቢርኩም አይትነብሩን። ኸም ምግበይ ቀለብለብ አይትበሉ። ኽብሪ ሞያኹም ሓቂ ሒዝኩም ሕዝቢ ወጊንኩም ተዛረቡ። ከም መሓይም ምግበይ ብመኣኮርኩምን ብአፍኩምን በጠጠጥ አይትበሉ። ንኣርስኹም አኽብሩ። አለበለዝያ ዛጩግራፍ ኽነንጉዳ ኢና። በጃኹም አገብ በሉ።
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
እግሪ ኸይዱ ኸይዱ ናብ ጉድጓድ ሓርኢ ይአቱ! ምግበይ ከምቲ ጅግንነቱን መሪሕነቱን ንፈትዎን ነኽብሮን ነይርና። ብዛዕባኡ ነጋሪ አየድልየናን ነይሩ። ይኹንበር ተደጋጋሚ ቀይሕ መስመር ሓሊፉ።። ኻብ አንደበቱ ሰሚኢና ብትዕግስቲ ሐለፍናዮ። ዝሓለፈን ቀይህ መስመራት አየን እየን? 1. አብ ትግራይ ብዙህ ሰብ አይሞተናን ኢሉ ብቴለቪዥን ተዛረበ። ደያስፖራ ድማ ሀደ ሚለዮን ሕዝብና ጸኒቱ ኢሉ ናብ ዓለም ይገልጽ ዝነበረሉ አዋን ነይሩ። ቀዳማይ ክሐሕደት ምግበይ! 2. ኻልኣይ ቲዲኤፍ ውቁአት ምእንታና ዐይነ እግሪ ድስአኑ፣ ጠሚና ህክምና ስኢና ኢሎም እንተጠርዑ ጀጋኑና ከዋርድን ከፋራርህን ብጋህዲ ልኡኽ ኮይኑ አጸያፊ ብዝኾነ አንደበት ክድህሎም ሞከረ። ኣዝዩ አሕዚኑና። ኼድካ ኼድካ ናብ ጸድፊ ፖለቲካ መራሕቲ ሕወሃት ዝለመድናዮ እዩ። ኸምናይ ወታደራዊ መራሂ ግን አብዚ ርካሽ ናይ ፈትለ ጉጅለ ኸም ኳዳ ተንጠልጢሉ ኽድህሎም አይንፈቅደሉን። ምኽንያቱ አብዘይ ቦትኡ አትዩ ሐተፍተፍ ኸሕስሮ እዩ። ንኽብሩ ኢሉ ተተአርነበ ጽቡቅ ንብል። አለበለዝያ ሕብረ-ባሕሪኡ አይንሓብኤሉን ኢና። ብጀጋኑ ውቅኣትና ንህበን! ፍቅርና ሐፍትና ቅድምያ ንቲደኤፍ ንግበር!
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
ሕወሃትን ደ/ጽዮንን ሃድነቶም እንታይ እዩ? 1. ሥልጣን ተተርኢስካ ገንዘብ ስርቂ 2. ሥልጣን ተተርኢስካ ብዘይገደብ ጓል አንስተይቲ ምዕማጽ፣ሰበይቲ ሰብኣይ ምሕዳግ። አንስቲ ተጋደልቲ ዘይቀረያ ፡ ብምኽንያት ሰብኡተን አሲርካ፡ ኸፍትሆ ሰብኣይኪ "ሀብኒ ታ ዐቅሓኺ" እንዳበልካ ምዕማጽ። አብኡ ኸይአክል ምስጢረን እንዱውጻእኻ ምፍታሕ፤ ብአክሊል ተመርዓዉ ሰባት አናቂርካ ሓሽከርካ ተዘይኾይኖም ምፈታሕ። 3.አብ ስሪዖም ኽሳብ ዝሸኑ አልኮል ምዝጣር። 4. ድንቁርና ምንጋስ፤ አብዝሓ ካደረ ወያነን መራሕትን ሐለውቲ አድግን አጣልን ካብ 3ይ ክፍሊ ዘይሓልፉ ግንከ ድሕሪ ሥልጣን ምሓዞም ማስተርን ዶክተርን ብሰብ አቅራሽ ኸፊሎም እንዳስርሁ ኮረጆም ምሁራት ኢና ንኽብሉ አጭበርበርቲ ምዃን 5. ሐሰውቲ ብምዃኖም 6.ኸዳአት ብምዃኖም 7. ናይ ሕዝቢ ትግራይ ሕይወት ስለዘይግድሶም 8. እክብካብ ዒዋሉ ብምዃኖም 9. ወለዶም ሥርአት ዘየምሃርዎም ድቃሉ ታብ ሸራሙጥን ኤርትራውያንን አምሓሩኖ አውቲስታታት/ወታሃደራት ተወለዲም ደቂመን ተባሂሎም ዘይጽውዑ ብምኸቀኖም። 10. ናይ አዕምሮ ጸገም ሃልይዎም አብ አማኑኤል ዘይምዕታዎም 11.ምስ GSTS አዘማዳቶምን አእርኽቶምን ብጥቅሚ ተአሳሲሮም ረብሓ ትግራይ ብምጥፋእ 12.ታሪኽናን ባህልናን ብምጥፋእ 14.ንሥልጣን ክብሉ ጉልባብ "ራዕሰ ውሳነ" ኢልካ ናብ ኹናት እእቲኻ ናብ ጽንተት ብምእታዉ 15. ደ/ጽዮን ንሥልጣኑ ኢሉ ውድብ ፈረሰት ኢሉ ብምድንጋር። 16. ደ/ጽዮን አመራርሐ ዘይኽእል ደነቆሮ ብምዃኑ ዓዲጉ ዝረኸባ ዶክትሬት ባዶ ምዃና አረጋጊጹ እዩ። TPLF ትባሃል ውድብ ናህና ትውልዲ አጥፊኣ ናይ ደቅናን ደቂ ደቅናን ንምጥፋእ ሑኽ ትብለላ። ዳያስፖራ ትግራይ ሰልፊ ወጺዕኻ መሪሕነት TPLF ካብ ሥልጣኑ ኽዕለ ተቃለስ። GSTS TPLF ዝወደበቶ መዳመቂ opporfunist ጉጅለ እዩ። ውሱናት አለዉ 'በር መብዛሕትኦም GSTS ደናቁር እዮም። ካባኻ አይሕሹን። ደ/ጽዮንን ዛውድብ ሕወሃትን ኤህ ንበሎም! አወዳድቅኦም አየጥዕመሎም እንዳበልና ንቃለሶም፣ ንጸልይ!!!!
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
ኣሻስያ ሃደ ደርፉ - ዘረባ ደ/ጽዮን "ውድብ ከፍርስዋ" እንዳበልካ ዘረባ ታይ ማለት ዩ? ታይ ንምዕፋን እዩ? ደ/ጽዮን አብ ሃደ እውን ምስ ግዱሳት ተጋሩ ኾይና ናብ መቀለ 6 ጠበቃታት ከቀይና ካብ አዲስ አበባ ገይሽና ረኺብናዮ ኔርና። እቲ ጉዳይ ኸምዙይ ይስዕብ ነይሩ። ነዚ ሓሳብ መልኣሊ ፍጹም ገ/ክርስቶስ ነይሩ። ቀንዲ እላማ ብዛዕባ አብ ጎንደር ተቀቸሉን ንብረቶም ተወረረን ተመዛበሉን ተሓታቲነት ሃ/ማርያም ንምኽሳስ ነይሩ። ነዚ ድማ መረዳእታን ሓገዝን ንምእካብ ካብቶም ሓደ ክንረኽቦም ዘደለናዮ አቶ ደ/ ጽዮን ነዮሩ። ናብ መቀለ ኸአ በረርና። ቆጸሮ ሒዝና አተናሞ ኸፍ ምስበልና ገጹ ኸም ዘኹረፈት ቦኻርያ ተጸዊጉ ተቀበለና። መን ኢኹም አይበለናን፣ ታይ መምጺኢኹም አሉ አይሓተተናን። እንታይ ድኣ? ንስኻትኩም ንአይ ታብ ሥልጣንካ ውረድ ኽተብሉ ዲኹም ተላኢኩም መጺእኹም? ተበለጽቲ ሙሑራን በሃልቲ? አብ እግርግር ሰር ኢልኩም ሥልጣን ኽትምነሸጥሉ ደሊኹም ዲኹም? ልኡኻት CIA ምዃንኩም በጺሕናሉ አለና በለ። መራሂ ጉጅለና ዝሓረነሠዮ ጠዘቃ ፍጽም ንኹላሕና ጠመተና 'ሞ ከምዙይ በለ። ዘረባኻ ሰማአሰነሠዮ። እንታይ አምጺእኩም ተትብለና ንቡር ሕት ነይሩ። መምጺኢና አብ ጎንደር ብዘጋጠመ ጸገም ገበን ሐ/ማርየሠም ንምኽሳስ ነይሩ። ታባኻውን መረዳእታን ሓገዝንንምርካብ ዝዐሐመ እዩ ነይሩ። ሕዚ ግን ብምምጻእኔ ይቅርታ ኢሉ ተላእለ። ንህናውን ተኸቲልናዮ ፈጻእና። ኖምሸታ ነሠብ አዲስ አበባ ተመለስና። ኣዝዩ ኻኣ ሐዘን ተሰምኣና። እዙይ ዝመሰለ ደንቆሮ ንመሪሕነት ብቅኣት ዘይብሉ ምዃኑ አረጋገጽና። አይተጋገናን። ሕዚውን ኸምኣ። ውድብ ፈፍርሳ ባዕሉ ብሕምቀቱ!ድማ እንኳይዶ ወድብሰ ትግራይስ አፍሪሰዋ 'ዶ አይነሔን።መ እንታይ'ዶ ቀሪይዋ አሰዩ!!!! ደ/ጽዮን መጭበርበሪ ኤርትራዊ እዩ። ብኸመይ ኽንገለሰጾ አና ተጸበዩና። "ውድብ ከፍርስዋ" እንዳበልካ ዘረባ ታይ ማለት ዩ? ታይ ንምዕፋን እዩ? ደ/ጽዮን አብ ሃደ እውን ምስ ግዱሳት ተጋሩ ኾይና ናብ መቀለ 6 ጠበቃታት ከቀይና ካብ አዲስ አበባ ገይሽና ረኺብናዮ ኔርና። እቲ ጉዳይ ኸምዙይ ይስዕብ ነይሩ። ነዚ ሓሳብ መልኣሊ ፍጹም ገ/ክርስቶስ ነይሩ። ቀንዲ እላማ ብዛዕባ አብ ጎንደር ተቀቸሉን ንብረቶም ተወረረን ተመዛበሉን ተሓታቲነት ሃ/ማርያም ንምኽሳስ ነይሩ። ነዚ ድማ መረዳእታን ሓገዝን ንምእካብ ካብቶም ሓደ ክንረኽቦም ዘደለናዮ አቶ ደ/ ጽዮን ነዮሩ። ናብ መቀለ ኸአ በረርና። ቆጸሮ ሒዝና አተናሞ ኸፍ ምስበልና ገጹ ኸም ዘኹረፈት ቦኻርያ ተጸዊጉ ተቀበለና። መን ኢኹም አይበለናን፣ ታይ መምጺኢኹም አሉ አይሓተተናን። እንታይ ድኣ? ንስኻትኩም ንአይ ታብ ሥልጣንካ ውረድ ኽተብሉ ዲኹም ተላኢኩም መጺእኹም? ተበለጽቲ ሙሑራን በሃልቲ? አብ እግርግር ሰር ኢልኩም ሥልጣን ኽትምነሸጥሉ ደሊኹም ዲኹም? ልኡኻት CIA ምዃንኩም በጺሕናሉ አለና በለ። መራሂ ጉጅለና ዝሓረነሠዮ ጠዘቃ ፍጽም ንኹላሕና ጠመተና 'ሞ ከምዙይ በለ። ዘረባኻ ሰማአሰነሠዮ። እንታይ አምጺእኩም ተትብለና ንቡር ሕት ነይሩ። መምጺኢና አብ ጎንደር ብዘጋጠመ ጸገም ገበን ሐ/ማርየሠም ንምኽሳስ ነይሩ። ታባኻውን መረዳእታን ሓገዝንንምርካብ ዝዐሐመ እዩ ነይሩ። ሕዚ ግን ብምምጻእኔ ይቅርታ ኢሉ ተላእለ። ንህናውን ተኸቲልናዮ ፈጻእና። ኖምሸታ ነሠብ አዲስ አበባ ተመለስና። ኣዝዩ ኻኣ ሐዘን ተሰምኣና። እዙይ ዝመሰለ ደንቆሮ ንመሪሕነት ብቅኣት ዘይብሉ ምዃኑ አረጋገጽና። አይተጋገናን። ሕዚውን ኸምኣ። ውድብ ፈፍርሳ ባዕሉ ብሕምቀቱ!ድማ እንኳይዶ ወድብሰ ትግራይስ አፍሪሰዋ 'ዶ አይነሔን።መ እንታይ'ዶ ቀሪይዋ አሰዩ!!!! ደ/ጽዮን መጭበርበሪ ኤርትራዊ እዩ። ብኸመይ ኽንገለሰጾ አና ተጸበዩና። "ውድብ ከፍርስዋ" እንዳበልካ ዘረባ ታይ ማለት ዩ? ታይ ንምዕፋን እዩ? ደ/ጽዮን አብ ሃደ እውን ምስ ግዱሳት ተጋሩ ኾይና ናብ መቀለ 6 ጠበቃታት ከቀይና ካብ አዲስ አበባ ገይሽና ረኺብናዮ ኔርና። እቲ ጉዳይ ኸምዙይ ይስዕብ ነይሩ። ነዚ ሓሳብ መልኣሊ ፍጹም ገ/ክርስቶስ ነይሩ። ቀንዲ እላማ ብዛዕባ አብ ጎንደር ተቀቸሉን ንብረቶም ተወረረን ተመዛበሉን ተሓታቲነት ሃ/ማርያም ንምኽሳስ ነይሩ። ነዚ ድማ መረዳእታን ሓገዝን ንምእካብ ካብቶም ሓደ ክንረኽቦም ዘደለናዮ አቶ ደ/ ጽዮን ነዮሩ። ናብ መቀለ ኸአ በረርና። ቆጸሮ ሒዝና አተናሞ ኸፍ ምስበልና ገጹ ኸም ዘኹረፈት ቦኻርያ ተጸዊጉ ተቀበለና። መን ኢኹም አይበለናን፣ ታይ መምጺኢኹም አሉ አይሓተተናን። እንታይ ድኣ? ንስኻትኩም ንአይ ታብ ሥልጣንካ ውረድ ኽተብሉ ዲኹም ተላኢኩም መጺእኹም? ተበለጽቲ ሙሑራን በሃልቲ? አብ እግርግር ሰር ኢልኩም ሥልጣን ኽትምነሸጥሉ ደሊኹም ዲኹም? ልኡኻት CIA ምዃንኩም በጺሕናሉ አለና በለ። መራሂ ጉጅለና ዝሓረነሠዮ ጠዘቃ ፍጽም ንኹላሕና ጠመተና 'ሞ ከምዙይ በለ። ዘረባኻ ሰማአሰነሠዮ። እንታይ አምጺእኩም ተትብለና ንቡር ሕት ነይሩ። መምጺኢና አብ ጎንደር ብዘጋጠመ ጸገም ገበን ሐ/ማርየሠም ንምኽሳስ ነይሩ። ታባኻውን መረዳእታን ሓገዝንንምርካብ ዝዐሐመ እዩ ነይሩ። ሕዚ ግን ብምምጻእኔ ይቅርታ ኢሉ ተላእለ። ንህናውን ተኸቲልናዮ ፈጻእና። ኖምሸታ ነሠብ አዲስ አበባ ተመለስና። ኣዝዩ ኻኣ ሐዘን ተሰምኣና። እዙይ ዝመሰለ ደንቆሮ ንመሪሕነት ብቅኣት ዘይብሉ ምዃኑ አረጋገጽና። አይተጋገናን። ሕዚውን ኸምኣ። ውድብ ፈፍርሳ ባዕሉ ብሕምቀቱ!ድማ እንኳይዶ ወድብሰ ትግራይስ አፍሪሰዋ 'ዶ አይነሔን።መ እንታይ'ዶ ቀሪይዋ አሰዩ!!!! ደ/ጽዮን መጭበርበሪ ኤርትራዊ እዩ። ብኸመይ ኽንገለሰጾ አና ተጸበዩና።
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
ዘይርድኣኒ አተሓሳስባ አሎ። ሕወሃት ኽትንቀፍ ተላ ሃድነትና ተዘረገ ይብሉ። ንምንታይ? ወያነ ሰብ ኽተጽልምን ኽትአስርን ኽትቀትልን ተላ ተናኢዳ 'በር አይተወቀሰትን። ብስርሃ ጸለመ ኽመጻ ተሎ ድማ አጸለሙኒ ኢላ ተእዊ ፣ ትበኪ። ውድብ ከፍርስዋ እንዳበለት ተዳናግር። ዘግርም! መሃይም ደ/ጽይን አምሪሕኻ ዝመጽዕ አወት የለን። ቅድሚ ኹይናት ተዛሪብናዮ ኔርና ኢና። ጦር አውሮፕላንኩም፣ ባንኪኹም፣ ታንኪኹም ሓዲግኩም መጺእኹም ኹይናት ኣይተዋጣውጡ እንተበልናዮም ቻይና፣ እስራኤል፣ ዶኋ ዝሃባና ሐደሽቲ መሳሪያ አለና በሉና። ሕዝቢ ትግራይ በሉ አእጥቅዎ እንተበልና ተተአጢቁማ ነቀደም ሥልጣና ከሕድገና እዩ ኢሎም አብዮም ጽንተት ተፈጺሙልና። ምፍራስ ዝብል ቃል ኻብተለዐለ ድሕሪ ፕሪቶርያ ናይ ድያስፖራ ማሕበራት ከፍርስ ተንቀሳቀሰ ባእሉ ደ/ጽዮን እዮ። ብኸመይ? ድምጺ ድያስፖራ ክትኾን እያ ዝበላ TMH ምፍራስ ቀዳማይ ስርሁ ገበረ። ተበለጽቲን አፍረሰቲን ሰደደ።ብንዋይን ኻልኦት ጥቅምታትን ደደቢት ማድያ ንትግራይ ሕዝቢ ኽትኸድዕ ገበረ። ደ/ ጽዮን እንታይ ከ ዘይገበሮ እኩይ ስራሕቲ አሎ? ምሁራትን ተገደስትን ተጋሩ ንደ/ጸዮንን ኸዳኣት ጀነራላትን ብግልጺ ኽትቃወሙ አለኩም። ናይ እንታይ ሃድነት? ትግራይ ዳተበተነትን ዳጸነተትን ንደ/ጽየን ተወቀስካስ ውድብ ፈረሰት ሃድነትና ፋህ በለ? ታብ መኣዝ ከ ሃደ ኾይና ንፈልጥ? ንፕሮፓጋንዳ ተዘይኮይኑ። ክምኣራረ እንተኾይኑ 1. ደ/ጽዮን ናይ መሪሕነት ብቅአት ብዝረኣይናዮ ስለዘይብሉ ይውረድ። 2. ተካኢ ሕዝባዊ መንግስቲ ይጣየሽ ብ 1991 ሙሉእ ዐወት አብ ኢድና ቶሎ ትግራይ ነፃ ዐዲ ትኹን ወይ ምስ ኤርትራ ትሕበር እንተበልና 3 አመት ምሉእ ጸለመ አካየዱልና። ነዚ ጸለመ መራሓይ ዝነበረ ብርሃነ ገ/ክርስቶስ ነበረ። እኒ ገላዲዎስ እውን ኢትዮጵያ ትብሉ ነበርኩም። በሉ ርኣይዋ ኢትዮጵያ ትባሓል እማ በላኢት ሕዝብና እያ። ኽነፍሰለይ ግን ቁሩብ ክጻረፍ ነዚ መሃይም ጓዕጻጽ Genocider ወዲታ ኾማ ሪት ደ/ ጽዮን። ተዘይፈቅድኩምለይ በይደር ክሓድጎ ነዚ ወዲ ዛ ግዕዙይ ሌባ ሰራቂ ሐጺን!!
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
እጥቅና አይንፈትሕን! ትኽክለኛ መርገጺ እዩ። ኸመይ? ጻዓዱ ምዕራባውያን አፍሪካ ናይ ምቁጽጻርን ናይ ምውራርን ሕልሚ አለዎም። ነዙይ ናብ ስራሕ ንምትግባር ቀጺሉ ዘሎ ሽርሂ ይኽተሉ። 1. ብብሔር አናቂርካ ነንኣርስቶም ኸምዝጣፍኡ ምግባር 2. ብዝጣፍእሉ እዋን ብዝሆም ከምዝቅነስ ምግባር። ኹይናት ብnegative logarithmic scale እዩ ዝትሕት። ብ Population Council ዝብሃል NGO አብዚ ጉዳይ እዙይ ኽተት ኢሎም ናይ ጽንተት ኢላማ አጣይሾም እዮም። 3. ምሁር ናይ አፍሪካን ናይ ኤስያን ብጥቅሚ ሒዞም መሳሪሕኦም ይገብርዎ አለዉ። ሀደ ተነጺሩ ዝጥርጠር ካብ ተጋሩ ማስረጃ ብመርበብና ምስ አረጋገጽና ክነፍልጦ ኢና። 4. ካብ መራሕቲ አዲ ክሳብ ታሕቲ information ዝእክብሉ መርበብ አጣይሾም እዮም። ንኣብነት ድሕሪ 9/11 ካብ ሕንዲ፣ ፓኪስትን ስሪላንካን ፊሊፕስን በቢአመቱ 11ሺሕ ሰለልቲ እንዳሰልጠኑ አብ ምውፋር ይርከቡ። 5. እዚ ዘይርድኦም ወይ ዘየግድሶም መራሕቲ አፍሪካ መጻውቲ ጽንተት ይገብሩና አለዉ 6. ሥልጣን ሕዝቢ ሒዝካ ምዃኑ ዘይጥምቱ መራሕቲ ብዝኾነን ብዘይ ካነን የጣፍኡናን የጽንቱናን ይርከቡ። 7. ተጠቀምቲ ደርቢ ሓፋሽ ናብ ስሚኢት አእትዮም ራያን ወልቃይትን ኢሎም የዋግኡና ይርከበ። እዚ ንአሜሪካን አውሮፓን እሥራኤልን 'በር ንኢትዮጵያውይን ንኤርትራውያንን ንተጋሩን አይጠቅምን። ሎሚ ንኻሊእ ጽባሕ ንኣኻ ምኸቀኑ ምርዳእ የዳሊ። መፍትሒ: 1. ታብ ኺናት ንተአቀብ 2. ክውኤካ ንዝመጸ እኹል ምድላው ምግባር 3. ዕጥቂ ዘይምፍታህ******! 4. እጥቂ ትግራይ እጥቂ አምሓራን ኦሮሞን ምዃኑ ምንዛህ 5. ተመሊስና አብ ናይ ፊውዳል አተሃሳስባ አብ ናተይ እዩ ናትካ አይኮነን ገዲፍካ ተዛራሪብካ እቲ ቦታታት ወዲ ሰብ ኹሉ ተጠቃሚ ምግባር። ተተስማሚዕኻ ንኹሉ ይኣክል እዩ ጎልጎል ኢትዮጵያ! 6. ዲሞካራሲ መፍትሒታት አቅሚጥካ አብኤን ተገዛኢ ምዃን። አለበለዝያ አሜሪካን እሥራኤልን ናብ ጽንተት ኢትዮጵያ ኸቅጽላ ብማይክ ሀመርን 'አንክል ታም' ናይ አሜሪካ አምባሳደርን፣ ተጋሩ ተበለጽቲ ከምኒ ዘርኡሠይጣን ተለአአኽትን ሒዞም ምውንጫፎም አይቀርን። ነዙይ ትኣልይ አብ ኣድኻ ዲሞክራሲ ብምትካል ጥራይ እዩ። መጀመርያ ትግራይ ድሓር አምሓራ ደሕራይ ኦሮሞ ንምቃዕ አሜሪካ ትገብሮ ዘላ ምሽብሻብ ኹሎም ውድባት ኢትዮጵያን ትግራይን ኤርትራን ሕዝብን ኽርድኦ ይግባእ። ጻኣዱ አብ መወዳእትኡ ንመራሕቲ ሃደ በሃደ ከጥፍእዎም እዮም። እዚኣ ታብ ምግባር ንደሃር አይብሉን። ንኹሉ ብኸመይ ንገብሮ ዝግጅዋት እዮም። አብሊጽና ንትኣጠቅ! ጸላእቲ ኢትዮጵያ ምዕራባውያን ጸኣዱ እዮም! ኩይናት ነኒአርስትና ዐወት አየምጽእን! መራሕቲ ልቢ ይሃብኩም!!!!***** ክፍሊ 2 ዕጠቅ 'በር አይትፍታሕ ይቅጽል።
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
መራሕቲ ትግራይ መቦቀሊኦምን ናብ ስልጣን አመጻፅኦምን ከመይ ንርእዮ? ቀዳማይ መበገሲኦም ቅንዕና ዝመልዖ ነይሩ። ዝተአጠቅዎ ideology እውን ነቲ ቃልሲ ናይ አመራርሓ ብቅአት ሂብዎ ነይሩ። ናብ ዓወት እውን አብጺሑዎም። ነገር ግን ድሕሪ ዓወት ብሥልጣን ተሠርኒቆም። ዘቢሎም። ዝንበባ መጻሕፍቶም ደብረይወን ፣ አቃጸልወን። እውቅት ትዛረብ ነበረት አፍ ብቢራን አረቂን ዊስኪን ጠልቀየት። ዝሙት አብዝሑ፣ ተጋዳልቲ አንስቶም ፈትሁ፣ ብHIV ተለኸፉ ነሻሐት እውን አልከፉ። ብሰንኮም ብዙሓት ትሕቲ መሬት ተቀበራ። ንሳቶም ግና ብመናውሒ ይሓውዩ ጀናሳይድ ኣዲሞም ጽንተትን ጥምየትን የናውሑ። መናእሰያትና እውን የጥፍኡ። "ውድብ አይትጋገን" እያ ኢሎም እውን ብሰበኻን በትርን ጥይትን ንወዲአዲ አዕመኑ። ንንአርስቶም ተባልዑ። ናያ 19 አመት ብመስዋእቲ ዘመጸ አወት ብናይ ቄሮ-አማራ ደንጎላ ተጓይዮም ሥልጣን አረኪቦም ናብ ትግራይ ሀደሙ። ጭርሖን ከዘራን አዋጣወጡ። ኹናት ዐደሙ፣ ናብ ቆላ ተመቤን ተሓብኡ። መንእሰይ ትግራይ በረኻ ቆላ ተምቤን ወሪዱ ቦምብ እንዳረገጸ ታንክ እንዳማረኸ ቅያ ሠሪሁ አብ 7ሕጉም ተአምር ሰሪሑ አድሓኖም። እስትራተጂክ ጎል ዘይነጸረ ቃልሲ ኻልአይ ሸዋ ኸይዱ ምስ አሜሪካን ድሮን ተዋጊዑ ትግራይ ተመለሰ። ምዕራብን ራያን አረኪቡ ናብ ሐጺን መጺንን ናይ እርዳታ ሕሩጭን ዘየቲን ሰርቂ አተወ። ሕዝብና ተዳሃለ፣ ዓለም ተጸየፎም፣ መሪሕነት ወያነ በሽቂጡ ተባህለ። ደ/ጽዮን ሕሩመይ ሥልጣን አይለቅቅን በለ፣ ተጋዐረ፣ ብሰንኩ ተፈናቀለ አይተመለሰ። ሰአን አያ ሕዝቢ ትግራይ ጠሚዩ ትሕቲ መሬት ደቀሰ። አረፈ። ወይጋዶ ተባሕለ። ደ/ጸዮን ቢልየነር ኾነ፣ ጡባት አህዋትና እንዳተቆርጸ። አኼባ አሜባ ኾነ፣ ሕዝቢ ትግራይ ድማ ብናቱ ደም ተጠመቀ። ከደሙ ንጹህ ነኝ ንኽብል 64 መዐልቲ ተሐጸነ፣ መከራ ተጋሩ ተኾመረ። ለካስ ደቂ ኾመርቲ ናብ ሥልጣን ደይቦም እዮም ዐወት አሕሲሮም ድንቁርና ዝነገሠ። ጾመርብዐ ዘይአተወ ሕወሓት ኸምጠፍዐ!!!! GSTS ጭጭ በለ፣ ሓቂ እንዳሓንከረ። ጽንተት ዘዋፈረ GSTS አብታ ቁርጺ ጊዜ ጭርኡ ደጊሉ ተኸወለ። ዘርኢሰናይ ኢና ዝብሉ መሳርሕቲ ይሁዳ ዳግም አጽቀጡ። ተጠቀምቲ ናብ ይፍትሓላ ካምፕ ተኾመሩ፣ ትግራዋይ ወያነ መን ምዃና ብጋሕዲ ተረድዖ፣ ሕልምን ሕማማትን ኾኖ። ቢስምላህ በስመአብ እንተተባህለ ደ/ጸዮን እንክሊል ሕወሓት አይሰምዕን በለ። ተፈናቀለ ጠመየ ሞተ፣ ወያነ ብዊስኪ ዐለለ። ርጉም መራሕቲ መጺዖማ ትግራዋይ ተማህለለ። መራሕቲ አውሪድካ፣ አሲርካ፣ ኔትወርክ በጣጢስካ ዝሰረቅዎ አምሊስካ፣ መሪጽካ ተመሪጽካ ናይ ዲሞክራሲ ባላ ተኺልካ አዮኻ ትግራዋይ ኽትላዐል ኢኻ።
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
ዘርዑሰይጣን ናይ ሙሁር ደንቆሮ! አጽሚ አሪኻ ካርቦን ደቲንግ ኸይመስለካ ፖለቲካ ሕወሃት። እንኳን ምጭብርባር ኽትቀትል ውን ንድሃር ምስዘየትብል ጉጅለ ኢኻ ትቅልብለብ ዘለኻ! ምሁር ተበላጻይ ኸምትብለካ ፍለጥ፤ ድማ አብ ኩላህና ዐይኒ ጥርጥር አቲኻ አለኻ ብብዙህ ነገራት። ከመይ ከምትሃስቡ ዘግርም! አብ ወርሂ ግዲኢኹም ትነብሩ? ሕወሃት ትሕቲ መሬት እያ ዘላ። ንሳ ትብሎ ኻሊእ፣ ንስኹም ትብልዎ ኻሊእ። መዳናገርቲ! ሰልጣን አብ ኢድ ደ/ጽዮንን መንጃርን አዕቲኻ እንቅዓ ሃተፍ ዘረባ መን ንምጭብርባር እዩ? "ሕወሃት ገዛ አጽያ አነ ንኡሽተ ሠሪቂ ንስኻ ግን ብዙህ ኢኻ ሰሪቅካ እንዳበለት ኽትካታዕ ጥምየት ን ምፍንቃልን ዘይግድሳ ሕወሃት ከትቅየር እያ እንዳበልኩም ትነፍሆ ሙሁራን በሃልቲ ብሓቂ መሃይማን ኢኹም ወይ ተልእኾ አለኩም። ዘርዑሰይጣን አገብ ድኣ በሉ። "ሕወሃት ዐይኒ ብሌን ትግራይ" ዘይኮነትስ 'ሓባል ዐይኒ ሕዝቢ ትግራይ' እያ። ሓቂ ተልይኩም አብ አፍ ደገ ሕወሃት ተቃውሞ ሠልፊ ግበሩ ተበለጽቲ ነዙይ'ማ መኣንጣ የላን!!!!
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
ኮሎኔል ብዶንጎላ ማራኺ???? ሓቂ ድዩ? ነፍሒ? ደ/ጽዮን ዝመርሆ ጉጅለ ሕወሃት ብናይ ቄሮ ደንጎላ ተዳናጊጹ ኸም ሃላሊ አድጊ ጫደሩ ኸምዝሃደመ ኢና ንፈልጥ። እሞ ታንኩን ባንኩን መዳፍዑን ናይ ጦር አውሮፕላኑን ጀነራላቱን ወታደራቱን ወዘተ አረኪቡ ጥራህ ኢዱ እንዳየሱስ ኣሪዱ አውቂኡና። አጽኒቱና። ጠሚና ሐገዝ ሕዝቢ አለም ሕሩጭን ዘይትን ምስ ካድረታቱ ኾነ ኢሉ አስረቀና። ሥልጣን ስርቂ ዝለመደ ደ/ጽዮን አይወርድን እየ ኢሉ አኽሰረና። ዝጸማም ርዕሲ ጨው ሥልጣን ንስርቂ መቂራቶ ብድምጺ ምስተሣዕረ CIA ብTDF አፍረሳ እንዳበለ ምስ መሳርቅቱ ጋዕጋዕ ስብሓት ካብ ዝባን ትግራይ አይወርድን በለ። ሕዚ ማ አይኸውንን ንብል አለና? ኽንርእኤ ድማ ኢና!!! ዝገርም ደ/ጽዮን ልዕሊ 10 ዓመት አብ መሪሕነት ተቀሚጡ ዘይሰርሖ እንታይ ኮን ይኸውን ሥልጣን ዘድለዮ? የለን! ሥርቂ ናይ ሕዝቢ ሀብቲ ንምቅጻል እምበር። በሉ... ኽንራኸብኢና ገና ንበሎ።።።
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
ጥሙይ ስብሐት ነጋ ዝፈንድኤ ብጌጋ። ኽሩምቲ ስብሐት ነጋ ዘይሓይኽ ስጋ። ጀነራላት ትግራይ ኸብዳማት እርይራይ መልቲ ደቂ ኾመርቲ! ደቂ ኾመርቲ!!!!! ስብሓት ካንሰር ትግራይ ሌባ መጭበርበሪ፣ ዕድመ ዘይገርሆ ብዕራይ ጥሪ መዐልትኻ ሓሉ ባርያ አሸባሪ። አንቱም ጀነራላት መቃጠርቲ፣ ኽንውድኣኩም ኢና ብሓንቲ ለይቲ።። ስብሓት ነጋ፡ ተጋሩ ዘጽነተ፣ ደቂ አድዋ ኣኪቡ ህወሐት ጠፍኤት ማለት አድዋ ጠፋእኹም ማለት እዩ ኢሉ ንደቂ አድዋ ናብ ድሕንነት ዝመልመለ፣ አድዋ ሹም ተበለጸ ጸላኢ ዓድዋ ምዃና ኽንፀር ይግባእ።አድዋ ኻብ ትግራይ ቀዳማይ ዝነበረት ንድሓር ዘቅየሰ! መዋናበዲ! ንሕና ደቂ አድዋ ተጥምየና ዘለኻ ነዚ ደነቆሮ ደ/ጽዮን ሸኺልካ እዩ። ሄዚ መአልትኻ ተወዲኡ እዩ። ሰረቅቲ ኩሉኹም ክነፍርሰኩም ኢና። ታ ውድብ ተፍርሳ ዘለኻውን ንስኻን መሰልካን ኢኹም።እዚ ኢልካ ቃለምልልስ የጥዕመልካ ዶ ደንቆሮ! እሞ ብጻይካ ኢሱ እንቸኾይኑ ሓቢርካ ኢኻ ሕዝብና ዘጽነትካዮ። ካካ ድዉይ! ተባኻ ዝሕሎ መማእበሊ ሐሳባት ምቅራብ። እንታይ የፍርስ ኢልካ ምዝታይ። ዕውቀት አብ ሕዝቢ ኸምድሰፍህ ምግባር። ንሠላም ባይታ ምትዕርራይ እምበር ናይ ሌያቡ መዕወዪ ምዃንካ አሕፊሩና እዩ አንታ ጸማም። እዚ መሃይም ሰብሓት ትማሊ ብፈትለን ደ/ጽዮንን ክትምራህ የሕዝን ዝብል ዝነበረ፤ ናይ ትዕምንት ቀዳማይ ጉሒላ ዝኾነ ስብሓት መዓኮሩ ዝሕልዉሉ ሌባቡ ሰብ ስልጣን ኽጸንሁሉ መሪዚ ይዘርእ አሎ።። ሕዝቢ ትግራይ ክኸፋፍል እገለ ናይ CIA አብ TDF አሎ እንዳበለ ዝጨናዊ ስሪኡ ሐሶት ይዘርእ አሎ። እኒ ወዲ ሓላዊ አእዱግ ነበረ ምግበይ ሃይለ ተለአአጸ ኺ ጌርካ መናእሰይ ትግራይ አውዲእኻ ገና ኸንፋረደካ ኢና። CIA ማ ሕሩጭ ዝሃበና ጉጅለ ደ/ጸዮንን ፈትለን ሰሪቆሞ። ካብ ትእምንት ብቢልዮናት ድሰረቅካዮ፣ አብ LONDON ናይ TPLF ንብረት ዘሕደግካዮ ሎሚ ትሕከመሉ ዘለኻ አንታ ቦኽባኽ፣ ሻምበል ባሻ ምግበይ እንዳልኣካ ውጉኣት መናእሰይ ኸይሕከሙ ዝድህሎም ሻምበል ባሻ ምግበይ ኸልቢ 'ሁህ' ተብሎ አለኻ። ሞትካ አይንምነን ግንከ ሕማቅ ናይ ሰብ አራዊት ኢኻ! ደ/ጸዮንን መንጫር ፈትለ ሓፍትኻ እውን ኽንቡቅሶም ኢና። ደሞክራሲ ይተኸል! ይዕበ! ይተዐወት አብ ትግራይ! ንብሔረ ሰባት ኢልካ ሥልጣን መውጺእን ግዕዝይና መዓንደርን ኮይኑ፣ ቃልሲ ሕዝቢ ትግራይ ጠሊምካ አጥሊምካ ኢኻ፣ ደንቆሮ ብዝመልኦ አተሓሳስባን አካይዳን እውን ሙሀር እዬ ብዝብል ደንቆሮ ዳያስፖራ (GSTS) ኺናት አዲምኩም ሕዝብና አድኪኹሞ፣ አጽኒትኪሞ፣ አጥሚኹሞ። ስብሓት አንታ መሃይም ሎሚማ ኽንቃለሰካ ኢና አንታ ደንቆሮ! ሲ አይ ኤ (CIA) እንዳበልካ ዘረባ ዳሕራይ ትረኽባ! አንታ ስዲ ኢዋላ አድሓሪ እንዳበልካ ዝቀተልከዮም ወለድናን መናእሰይን አይረሳዕናን።TDF CIA እዩ ማለትስ እንታይ አምጽኦ! ተዛብኣ አዕምሮ ሒዝካ ንሕዝቢ ትግራይ ዘይምጥን ሐሰት አይተምጽኣልና፤ ተምጺእኻዮ ድማ ሓሳብካ ኽንጸፍዖ ዒና። ሓሳብና ካብ ድሮን ይዓቢ። ኽንቅንጭረካ ኢና፣ ታብ አሜሪካ አባሪርና ውን ናብ አልባንያ ኸነሰደካ ኢና።ወይ ናብ ቻይና አባሪርና ኹሊትካ አውጺኦም ጠቢሶም ኽበልዕዋ እዮም። ርካሽ ኽብሪ ዘየፍትወሉ ኢዋላ! ድርባይ ወራዳ አረጊት፤ ሰብ ከም ሰብ ዘይትሓስብ አውሬ ዘኾንካ ዕደመ ጸገብ ባለጌ!!!!
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
ገበን ደ/ጽዮን ድሕሪ ውዕል ፕሪቶርያ ክነስተውዕሎ ተለና 1. ስምምዕ ፕሪቶርያ ወያነ ተላዒሉ ጊዜያዊ መንግስቲ ይጣየሽ ይብል ነይሩ። ነዙይ ኸይግበር ኤርትራዊ ባንዳ ሙሉወርቅን ታደሰ ወረደን ብጥቅሚ አሲሩ ንአርሱ ኽምረጽ ገበረ። ፌደራል አጭበርባሪ ኢኻ፣ ሕዝቢ አይመረጸካን። ንሓዱሽ ወለዱ ሃቦም። ንስኻ አይትኾንን ተባሂሉ ተሰጎገ። ቁጽሪ ሀደ ኾይኑ ውዕል ፕሪቶርያ አፍረሰ። 2. ናይ ውድብ አኼባ አፊኑ ጌታቸው አምረጾሞ ብድሕሪት ኮይኑ ካቢነ ጊዝያዊ መንግስቲ ብፍሉጥን ብፈይፍሉጥን 95% ደጋፊኡ ገይሩ ነደቆ። እዙይ ዘሻቀሎ ጌታቸው መንግስትን ውድብን ይፍለ በለ። ደ/ጽዮን አኻልብ ካድረ አኪቡ አብ ምጽላም ወፈረ፣ ሥርቂ ሕሩጭ ሐጺን መጺን ጀመረ፣ ሃንግ ጉጅለ መስረተ፣ አዶታት በረተኽስያን ብንግሁኡ ትኸዳ ተደፈራ፣ ተጸፍኣ፣ መቀነተን ተበጠሰ። ኣቦታት ተሃነቁ፣ ቆሰሉ፣ ተቀተሉ። መርበብ። ጀነራላት ዐውዑር ብገንዘብ አሰሊሙ ካብ አቦ ወንበርነት ተሸኺለ ኽቀሪ እየ ኢሉ ሃንገደ። እዳጋ አርቢ ጉጅለ ብገንዘብ ሃይሊ ደ/ጽዮን አጣየሸ። ዛእምባይ መን የሰወርሳ እንዳበለ አለኹ ኽብል ከምኮልኮል ደድሕሪ ጌታቸው ተንጠልጠለ። ናይ ፓርቲ በር ናይ ትግራይ መራሂ አይኮነን። ከምስል ግና ህዝቢ የዳናግር ኣሎ። ሕወሀት ዝወደባ GSTS ምስ ሠረቅቲ መሁራን ኢና ዝብሉ መጭበርበርቲ ናይ ዓለም የኸ ሓገዝ ቸሰ ፍሰፉ ሰረቅቲ ገይሩ አብ ጻዕአ ሞት ይርጰብደ በሰንኪ ደ / ጽዮን ኤርትራዊ ግን ብገጊዜኡ ደሰስራህ እዮታት ኽውነን አይተኻእለን። ሞ/ትግራይን ራየሠን ዘይተመልሰሉ ቀንዲ ምኽንይት ከኣ ጸላኢ እዙይ ስለቸረድኤ እዩ። ብሰንኪ ዘጓዕጻጽ ግናይ ጽንተት የፍጽመልና አሎ! ዘርጉም 7 ዘርኡ የጥፍኣልናደ አዶ ትግራይ ኣጆኺ አምላኽ ሕነ ኽፈድየልኪ እዩደ በኺኺ አይትተርፍን! ዲሞክራሰመያዊ መነሸግሥቲ መጸመኡ ጸምደቅጸ ኺ ኽጥውረኪ እዩ። ኽንዲደቅኺ ግን አይኾንን። ብጅግንነት ዝሃለፉ ደቅኺ ሕያው እዮም። ደ/ጽዮን ግን ገሃነም ክዋረሶ እዮ! ኤህ በልዮ ነዚ ዘርኢ ኤርትራ ርጉምን ጽሉልን!!!
@mustoffa-qd6bb
@mustoffa-qd6bb 8 месяцев назад
ሻምበል ባሻ ምግበይ ተለኣኣኺ ድዮ? እወ አጥሊኡ! ዝኸብዳም ታፍቶም ሌባ ሠራቂ ተባሂሉ ናይ ሐጺን መጺንን 3 መኪና ምስ ዲሞርክኣን ሕሩጭ እኽሊ አጥፊኡ ተገምጊሙ ክሲ ዝቀረበሉ ሓላዊ አድጊ ዝነበረ እዩ። ንተጋደልቲ ድሃሎም ተባሂሉ ብኒ ቆሻሻ ስብሓት ተላኢኹ ንአርሱ ዘዋረደ መሃይም ናይ ጣልያን ሻምበል ባሻ ከሐዲ እዩ። ጉድኣት ተጠወርቲ TDF ሠላማዊ ሰልፊ ኽገብሩ አይፍቀድን ዝብል ዝወጸሉ ሓሽከርን መሃይምን እንተኾይኑ ጥራይ እዩ። ዝወዲዛማዕምን አቡኡ ዘይፈልጥ ወዲ ሃንታ ናይ ሱዳን ማእምን ምዃንካ ውን ተፍልጥ። ገና ኸነቃልኤካ ኢና! ተጸበዬና!!!
@GereGere-q1j
@GereGere-q1j Месяц назад
ይመችካ ወዲ ራያ ዓረከይ
@GereGere-q1j
@GereGere-q1j Месяц назад
@ሰላምዲወዲሰብ
@ሰላምዲወዲሰብ 9 месяцев назад
❤❤❤❤
@ArodomAbade
@ArodomAbade 6 месяцев назад
ይመችኻ ተስፍሽ❤❤❤❤
@KelaliHailu-l8f
@KelaliHailu-l8f Месяц назад
@هافتوساكاتوفاساك
@هافتوساكاتوفاساك 8 месяцев назад
❤❤❤
@Ahammed-yy3kx
@Ahammed-yy3kx 5 месяцев назад
❤❤
@ffmoffenbach
@ffmoffenbach 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@atsbehatsadik2471
@atsbehatsadik2471 8 месяцев назад
❤❤❤❤
@ReshanGmikael-zw4vc
@ReshanGmikael-zw4vc 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤
Далее
Episode 64 - Alireza Eskandari | Boghche CEO
2:56:19
Просмотров 643 тыс.
Meshery Development Meeting
1:09:53
Просмотров 6 тыс.