Тёмный

ንህዝብኻ ይቕረ ምባል ፥ // ካብ ጉድጓድ ኣውጺእናዮም! 

Eritrea nEritrawiyan
Подписаться 17 тыс.
Просмотров 3,5 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

19 мар 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 111   
@uytre4667
@uytre4667 Год назад
ተዓወት ወዲ ኤረይ ኣጆካ ኣንቅሕ ህዝብካ ሰጉም ጥራይ ተባዕ ማሃረና ኣብራሃ ሓወይ💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷❤️🌹🥀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🥀💪💪💪ብዛሓት ንስዕበካ ኣለና ክንማሃር ስለ ንደሊ
@ghenetghebremicael7226
@ghenetghebremicael7226 Год назад
ኣብራሃ ሓውና ክብረት ይሃብካ 🙏በቃ ኤርትራና ጹቡቕ እዩ ዕድላ ንዝርደኦ :: 🇪🇷♥️💪!!
@ksanethaile2624
@ksanethaile2624 Год назад
ናይ ብሓቂ በሊሕ ሰብ ኢካ ቀጽሎ ይጣዓም ይሕሰም ሃገርካ ኢዩ ክብረትካ ❤❤😊 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
@edenkidane1625
@edenkidane1625 Год назад
አይትገደሰሎም ቀጽል ዝበሉ ይበሉ ሰብ ይጋገ እዩ ቀጽል ኢልካ እኮ አብጌጋ ኔረ ተመሊሰ ኢልካ ከሰናኹሉኻ እዮም ደልዮም ቀጽል ይቅሬታ ናይለባማት እዩ አለና አብጎንኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@adiamyonasbana
@adiamyonasbana Год назад
ጽቡቅ ኢካ ትቅጽል ዘሎካ ዓይኒ ሓሳድ ይክላኣልካ ኣነ ከም ኣድያም ኣዝየ ኢየ ዝጸልኦ ኔረ እቲ ስነ ሓሳብካ ሕጂ ግን እንቃዕ ሞ ከምዚ በልካ ብሕጂ ካኣ ደጊምካ ኣይትወድቅን ትከውን ማዕረ ክንደይ ሓዳግ ህዝቢ ከምዘሎካ ካኣ ትኣምን ስለዚ ደጊም እዚ ህዝቢ ካሓሶ ድንን ኢልካ ይቅረ በሎ ንሱ ውን ክቅበለካ ኢዩ ❤
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Год назад
አብርሃ ሐውና የድንቀኻ እየ አብ ሶሎ መድያ ተከታቲለኻ ብሐቂ አንበሳ ከማኻ ይብዙሑ ። ወዲ ባሻይ ፡ዘርኢት ፡መኩነን ሰሰኑ ዘመሕዎተይ ኤርትራ ከማኩም እብዙሑላ ነቲ መንእሰይ ባህሉን ሀገሩን ሕብረተሰበን ይፈልጥ ትጥርንፍዎ ።🇪🇷❤️🇪🇷291 ክልተ ሀይማኖት ትሸዓተ በሄር ሐደ ህዝብ 💯💯
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Год назад
I Proud of you Brother 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💯💯
@almazamanuel5437
@almazamanuel5437 Год назад
❤❤ አብራሃ ሐውና አጆኻ ንስካ ጅግና መምህር ኢካ❤❤❤❤❤
@godislove7204
@godislove7204 Год назад
ኤፌሶን 4 31፤ ብዘሎ መሪርን ነድርን ኵራን ታዕታዕን ጸርፍን ምስ ኵሉ ኽፍኣት ዘበለ ካባካትኩም ይርሐቕ። 32፤ ግናኸ ከምቲ ኣምላኽ ብክርስቶስ ይቕረ ዝበለልኩም፡ ንሓድሕድኩም ተላዋህትን ተዳናገጽትን ኴንኩም፡ ይቕረ ተባሃሃሉ። 🙋🏽‍♀️🐪🇪🇷🐪🇪🇷
@nakfanakfa5035
@nakfanakfa5035 Год назад
ናይ ሰብ ግዲ ኣይትግበረሉ ኤርትራ ንኤርትራውያን ከምታ ቃልካ ንቕድሚት ጥራይ ቀጽል ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 Год назад
ኣብራሃ ሓውና ክብረት ይሃብካ ናይብሓቂ ለባም ዘረባ ኣብልብና የሕድሮ ካልእ እቲ ዝላዓለ ቃል ህዝብን መንግስቲን እዩ ውልቀ ሰባት ግን ከም ኣራዳድኦም ክጣራጠሩ ውን ንቡር እዩ ንዝኾነ ሰብ ክውስኑሉ ኣይክእሉን እዮም። ሃገራውነት ዝህብን ዝምንጥልን ኮቶ የለን ስልዚ ክትቅጽል ጥራይ እየ ዝላዎበካ ዝተፋላለየ ሰብ ዝትፋላለየ ሓሳብ ክህልወ ግድን እዩ ክትጽበዮ ውን ግድን እዩ።
@sporttime5745
@sporttime5745 Год назад
Ajoka ab gonka alena Wedi Erey shkor. Ajokum hagerawyan Eritrawyan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@issakabraham7663
@issakabraham7663 Год назад
ኣጆኻ ኣብራሃ ሓወይ ሓማሴን ነዓኻ ይቀርብ ተባኢስካዮ ኔርካ እንተ ኮንካ ንሓማሴን ከኣ ናይ የሕዋት እዩ መባስትኻ የጸብቀልካ ከማን ዝባሃል። 🇪🇷❤
@saidabdu1888
@saidabdu1888 Год назад
ኣብርሃ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷💪💪
@okbayaraya3237
@okbayaraya3237 Год назад
ጽቡቕ ኣብራሃ ሓውና የቕንየልና
@Warsay5zur
@Warsay5zur Год назад
I am proud of you, you are an educated person, it is a pleasure to have you among us. God bless you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merigualkeren6510
@merigualkeren6510 Год назад
Abraha Hawina busul Zereba Ajokum nihna kea ab gonikum alena kidmi kulu Hagerin Hizbin 🇪🇷❤🇪🇷❤
@peaceforever8115
@peaceforever8115 Год назад
ተባዕ ስጉምቲ ካብ ተባዕ መንእሰይ ኣጆካ ኣብርሃ ኣያይን ሓወይን መምህር ኤረና ክትከውን ተስፋ ይገብረልካ መንእሰይ ቀይሮ ሽዑ ነብስካ ክትሕጎስ እያ ሰብ ጽቡቅ ምስ ረከበ ጻዕርካ ክትርእዮ ከለካ ካቡኡ ዝጥዕም ባህታ የለን ቀጽሎ ክብር ሓወይ
@trhasbahta2869
@trhasbahta2869 Год назад
ይቅሬታ ዝብል ሃያል ሰብ ዩ ኣድኒቀካ ብጣእሚ ሰብኣይ💕💕🇪🇷🇪🇷
@godislove7204
@godislove7204 Год назад
Abraha ጀግና ዌዲ ጀጋኑ እዩ።❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@redbag3453
@redbag3453 Год назад
ኣርግት ጋሕባ ተረፍ ራሻይዳ
@yared928
@yared928 Год назад
ብጣዕሚ ኢካ ብሉጽ ካብ ኩሉ ትህትናካ ርግኣትካ ባህልና ብተግባር ተርእየና ኣለካ፣ ኣነ ወዲ ሓማ የ ኤርትራ ንዝበለ ሙሉእ ፍቅሪ ኣለኒ ይቅሬታ ዘብል ውን የብልካን መክኒያቱ የሕዋት ይኮራረዩ እምበር ኣይፈላለዩን ኢዮም ኣብርሃ ሓውና Thank you
@godislove7204
@godislove7204 Год назад
ልቦና ዝመለኦ ዘረባ 🙋🏽‍♀️💐🌺❤️
@yared928
@yared928 Год назад
@@godislove7204 Thank you
@godislove7204
@godislove7204 Год назад
Thank you for sharing your thoughts and knowledge🙋🏽‍♀️🇪🇷❤️🇪🇷
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Год назад
ን ዓንቀፍቲ ገጽ ኣይ ትሃቦም። ሶጉም🇪🇷🚶‍♂️ብጻይ🇪🇷🏃‍♂️ ኣብርሃ ተባዕ!🦁 መንእሰይ! ወትሩ💪ሃገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 Год назад
ጸገም የብሉ ኣጆካ ጥራይ ህዝብና ለባም ኢዩ። ድሓር ኩላትና ክንጥንቀቀሉ ዘለና ብሓፈሻ ኩሉ ሕብረተሰብ አርትራ ኩቡር ኢዩ። ስለዚ ከም ለበዋ ንኩሉ አርትራዊ ሕብረተሰብ ኣልዓልካ ምጽራ ደው ነብሎ ኩላትና። ክቡር ሓው ኣብርሃ ገብረ በርትዕ አርትራውነት ንቅድሚት
@sporttime5745
@sporttime5745 Год назад
Ykre !!!🇪🇷 bedile key kewn nebsey tegagiki ybla aleku.... mbalka....... adnikeka..... keep it wedi Erey shkor
@gideyalem6475
@gideyalem6475 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌠🌠🌠🌷🌟🌟🌟🌟🕊💪ህዝቡ ሃገሩ መግስቱ ዘክበረ ክቡር ኢዩ።ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና።
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r Год назад
#ብጽቡቕ ይኹን ብሕማቕ ብዙሕ ሰብ ኢዩ ይፈልጠካ ቡዙሕ ክኣ ይከታተለካ ኣሎ , ንቡዙሓት ተጋግዮም ዝጸንሑ መንእሰያት ናብዚ መጺኻዮ ዘለኻ ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ክትመልስ ትኽእል ሰብ ስለዝኾንካ ከይተሓለልካ ክትቅጽል ኣለካ
@erunselamn
@erunselamn Год назад
ሃየ ንዚ ኩቡር ሓውና ንታባባዓዮ ❤️❤️ ሓይልኻ ብምውሳኽ ንዚ ንጹህ ህዝቢ ናቱ ንገረሉ ❤️❤️❤️!
@loveyoueritrea9817
@loveyoueritrea9817 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-xr1ee6hv3c
@user-xr1ee6hv3c Год назад
Abrsh hawna btaemi mehar medeb nberelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrahamteklehans5590
@abrahamteklehans5590 Год назад
አጆኻ አብጎድንኻ አለና
@temesgentemesgen1916
@temesgentemesgen1916 Год назад
Eritreawi Kubur Meninet 🇪🇷👌❤👌
@thomaszerai174
@thomaszerai174 Год назад
Xubuk medeb...please nezom kolu misti jhon black zibluwo zelewu b ghele gherkum nab libom milesuwom..hixawunti kolu turgum politics keman zeyfeltu.. please nisika kea zikealeka ghiber nikimilesu ..thanks God bless Eritrea and the people 🙏 ❤
@user-vk3fl3oz9r
@user-vk3fl3oz9r Год назад
ኣብርሃ ሓወይ እቲ ምቅዋም ለውጢ ኣብ ሃገርና ክመጽእ ኣቦትኡ ኮይኑ ኣብ ጎኑ ከኣ ሃገርና ታሪክና ዝድውኑ ይመጹ ኣለው ኣብ ጎኑ ሃገርና ንኩን ሃገር ተዘይ ሃልያ ታሪኽና ህዝብና ኩሉ ኮንቱ ኢዩ ኣጆካ ዎትሩ ኣብ ጎንካ ኢየ😊
@user-hd3hb1ey5r
@user-hd3hb1ey5r Год назад
You are a Hero. Proud of you .
@saratewelde5350
@saratewelde5350 Год назад
Ajoka qtsle teray Wedi afi eko willcome elkum Sebe kea yegage yerme 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniam5667
@biniam5667 Год назад
🎉🎉🎉🎉 ንህዝብኻ ይቅርታ ምብል ልቦና እንብር ክፍኣት ስዕረት ኣይኮነን።
@godislove7204
@godislove7204 Год назад
Jegna wedi Jeganu 🙌🏾👏🏽👏🏽
@eritreamahder303
@eritreamahder303 Год назад
ኣጆካ ኣብራሃ ሓውና ክብረት ይሃብካ ይቅሬታ ዝብል ሃያል ሰብ ዩ ኣድኒቀካ ብጣእሚ 🇪🇷♥
@hanceyebio6807
@hanceyebio6807 Год назад
Abrha gebre 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Melakal
@Melakal Год назад
እዋይ እዛ ዓደይ ክጥዕም ጅግንነታ ዓቢ መሪሕ ኩነልና በል❤❤❤❤❤
@semsem4563
@semsem4563 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌🙏
@Vivastella9
@Vivastella9 Год назад
ኣቤት ልቦና ኣቤት ትብዓት❤
@michaelokbatsion2137
@michaelokbatsion2137 Год назад
ንፉዕን ተባዕን ሓው ኣብራሃ ገብረ። ብዙሕ ፍልጠትን ልቦናን ኣሎካ ብዙሕ ድማ ክንጽበ ኢና። ሰፊሕ ከለኻ ጽብብ ምባል ንኹልና ሃሳዪ 'ዩ እሞ ብሕጂ ዘሎ ይበዝሕ። ካብ ቀደም ይከታተለካ 'የ ቁሩብ ሓደ ህዝቢ እምበር ክልተ ዘይኮነ ክንሱ ሓማሴን ኣከሎጉዛይ እናተባህለ ዝተፈጥረ ጋግ ኣብ ምጽባቡ ተራ ከምትጻወት ይኣምን። ዝተበደለ ንኡስ ወለዶ መሊኡ 'ዩ። ኣብ ጎንኻ ድማ ኣሎና!
@godislove7204
@godislove7204 Год назад
👏🏽👏🏽👏🏽🙋🏽‍♀️💐🌺❤️
@okbasweat3921
@okbasweat3921 Год назад
Xbuk aleka kexlo tray Eritreawinet kubur mennet eyu
@wobatwaldy5852
@wobatwaldy5852 Год назад
Eritrea live forever god bless eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtemariyamteklebrihan9993
ምግግጋይ ነውሩ አይኮነን ይቅር ምሕረት ልቦና እየ
@Hiyba123
@Hiyba123 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 Год назад
መምህር ኣብራሃ ገበረ ቀጽሎ
@rahwaghebre6426
@rahwaghebre6426 Год назад
Good job brother 👍
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Год назад
Enka natna konka, abrha hawna bal mulue lbna, kabaka buzuh kinxbe ena,menesyatka ankih hji 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 ✨️ 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 ✨️ 😍
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 Год назад
ኣጆኻ ጥራይ ንስኻ ሕልናኻ ዝሓተካ ግበር እዚ ክትጽበዮ ኣለካ ምኽንያቱ ኣብውሽጢ ህግደፍ ዘሎ ከማን ክንደይ መቃጠሪት ለኽባጥ ኣላ ነዚ ተጋማዶሖ ከምዚ ኣ ዓፍሽ ኢያ ኣጆኻ ብሱለይ ብዓል ዓቅሊ❤❤❤❤
@mehari4521
@mehari4521 Год назад
✅💯👏🇪🇷
@tsegamedhane1156
@tsegamedhane1156 Год назад
Anbesa wedi Erey shkor jgna
@mussiegebru
@mussiegebru Год назад
🎉🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@amleset7382
@amleset7382 Год назад
Keep going deki Rimey Eritra ❤❤❤❤for eritrawyan ❤🎉❤
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 Год назад
hizbi Eritrea kabaka buzuh eyu zixbe abraha hawna
@yacobaraya5235
@yacobaraya5235 Год назад
❤❤❤❤❤❤ Well done Abrihimo, u r class and class is permanent ❤❤❤❤
@negodanegode5390
@negodanegode5390 Год назад
🇪🇷🐪🇪🇷👍👍👍 ዘይጋገ ሰብ የለን: እቲ ጌጋ እናፈለጥካ ኣብ ጌጋኻ ምንባር ጥራይ እዩ::
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 Год назад
ሓውና ኣብራሃ እንቋዕ ኣብ እቕረ ምባል ተራኸብና እምበር እቕረ ይኹንካ ኢልና ኢና ኣነ ሓደ ካብ ሓማሴን እየ ድሕሪ ሕጂ ካባኻ ንጽበዮ ግን ኣሎ ነቶም ምሳኻ ሓንጊዶም ዝነበሩ ከምዚ ናትካ ናብ መረበቶም ንኽምለሱ ኣስተዋጽኦ ክትገብር ክንጽበየካ ኢና ክትገብሮ ድማ ዓቕሚ ኣለካ ሙሉእ ጥዕናን ናይ ስራሕ እዋንን እምነየልካ ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትሕመቑ ደቂ ኤረይ ነታባባዓዮ ካብ ጸልማት ወጺኡ እዩ መጺኡና ዘሎ እዚ ሓውና
@habteabwelday9383
@habteabwelday9383 Год назад
Abrha awey tbatka blhka agelalxaka afltoka ,,,etc bzey qelalem adnikeka ajoka keytkulef
@MatiasBeyene-ui3qg
@MatiasBeyene-ui3qg Год назад
ካድር ኣብርሃ ገብረ ካባኻ ንምሃሮ ብዙሕ እዩ ቀጽል ጥራይ ንሰብ ቀንጠመንጢ ዘይምግዳስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Moka_1985
@Moka_1985 Год назад
❤❤❤ ጽቡቕ ኣሎኻ ክቡር ሓው
@lucchi3902
@lucchi3902 Год назад
Eritrea wi net kibur meninet 🌴🇪🇷🐪🇪🇷🌴🐪🐪🇪🇷🌴🇪🇷
@yorsalemgesesew-ch8ei
@yorsalemgesesew-ch8ei Год назад
Ajoka Abriha hawey nezi nishtey weledo ankihayo bizaba hageru halafinet kisikem❤
@tesfuniguse1337
@tesfuniguse1337 Год назад
Ajoka keytijaju, nkdmit segum.
@helensam976
@helensam976 Год назад
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌸🍒🍒God bless you brother always 🇪🇷🇪🇷🍒🍒🌹🌹🌸🕊✅✅🌺🌺☘️🥰💕💕💕💕
@sporttime5745
@sporttime5745 Год назад
N bal solo & zersenay. Hagzom ageb zbahal ageb bel ab rsi Eritrawyan zgber Hagzom
@adikeyh7770
@adikeyh7770 Год назад
ኣብርሃ ጅግና
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 Год назад
❤ gobez
@absienice5013
@absienice5013 Год назад
ብራቮ ኣብረሃ ይቕሬታ ናይ ለባማት እዩ ።
@AdaRaMs402
@AdaRaMs402 Год назад
Keep it up! People have always something to criticize.
@nahomhaile256
@nahomhaile256 Год назад
❤❤❤❤❤❤
@ts69977
@ts69977 Год назад
ቀደም ይካታተለካ ኔረ እየ ህዝብካ ሃገርካን ተፍቅር ኔርካ ኢካ❤❤❤❤❤
@Warsay5zur
@Warsay5zur Год назад
I appreciate you kunur hawey ❤
@asgedomtekie1738
@asgedomtekie1738 Год назад
አብርሃ ገብረ። ሕጂ ዝበልካ እንተበልካ ዝኣምነካ ሰብ የለን። መንግስትን ግምባርናን እንተኮነ'ውን ኩለን ዝበልካየን ሰኒድወን ስለዘሎ ድቅስ ኣይትሕደር። በዙሕ ኢካ ኣቢስካ። ነዚ ህዝቢ ኣተፋኒንካዮ ልዕሌካ ትግራዋይን ወያነን ከም ዘይነበረ ትፈልጥ ኢካ። እዞም ወያነ ልኢኮሙኻ'ውን ክኾኑ ስለዝክእሉ ብቀጻሊ ክንፍትሸካ ኢና።😢
@eritrea941
@eritrea941 Год назад
👍👍👌👌👏👏
@ta-sy6up
@ta-sy6up Год назад
Thanks bro for all❤🎉❤🎉
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 Год назад
Selam abrha Wede Gebrhwet xaida Xbuki nedeb Gin dmxka btami thtulo Nqexali amhaysho
@hadishketema1545
@hadishketema1545 Год назад
Keep going Abraha jigna
@Aba-nebri
@Aba-nebri Год назад
Abraha tmhrtka btaemi sbuq sne hasabka bzuh seb ksiebo zkiel eyu qesl aythmeq wedi ere
@gulsiumnhameda2029
@gulsiumnhameda2029 Год назад
🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌😍😍😍😍😍😍
@biniamftsum2610
@biniamftsum2610 Год назад
You are smart boy 🤔🦁🦁
@letinagebreweld8296
@letinagebreweld8296 Год назад
Selam abrha ertra nertrawyan ketslo sebayyyy
@worldnine8153
@worldnine8153 Год назад
ለባም ዘረባ
@aronmehari917
@aronmehari917 7 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏አጆኻ ቀጽሎ ሳብስክራይብ ግበሩ ንክሎም ብማዕረ ነዕብዮም ብትፌዞ አይንርአዮ ደቂ ኤረይ ያላ ዓወት ንሓፋሽደ🥰🥰🥰
@teagestesfalidet5763
@teagestesfalidet5763 Год назад
Please hamasien malet Hamsame malet eyu Deki hamn Deki samn malet eyu
@weredelugano1015
@weredelugano1015 Год назад
great abraha
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 Год назад
ሰላም ኣብርሃ ሓወይ ምስ ተቃወምቲ ትቃያዪመ ኢልካ ዓዶቦካ ካይ ትጸርፍ ( ኣከለ ጉዛይ) ክትድግፍ ክትቃወም ውልቃዊ መሰልካ ኢዩ። ጥራይ ንስካ እመነሉ ወድሓንካ ❤
@hdhcndhch1320
@hdhcndhch1320 Год назад
Ajeuoka
@tigraiprivel9249
@tigraiprivel9249 Год назад
Ajoka ketxlo wedi eri
@MohammedAhmed-bq6js
@MohammedAhmed-bq6js Год назад
ውትሩ ኣብ ጎንኻ ለና
@tigraiprivel9249
@tigraiprivel9249 Год назад
Hej Abraha filutat sebat amtxie chanelka yebiya eritrea bi eritrawyan
@optimist9813
@optimist9813 Год назад
Ajoka Abraha hawna seb slezeylemedwka eyu ember kulu n natka channel kem zfetwa rgxena eye
@wintanamedianetwork
@wintanamedianetwork Год назад
ni tarik tseazega zewaredkayo ka yikreta tetihatelu txibuk neru
@nahomhaile256
@nahomhaile256 Год назад
ነመስግነካ ስለ ኢቲ ቡሱል ትንተናኻ
@abrahameyob2871
@abrahameyob2871 Год назад
ኣባሳ ካ
@tsegayeweldeab6392
@tsegayeweldeab6392 Год назад
ለባም ወዲ ለባም እዩ ይቕረታ ዝብል ኣዉራጃ ዝባህል የለን ክንጋደል ከለና ሃይማኖትን ኣዉራጃን ኣይበለናን ኤርትራ ናይ ኤርትራዉያን ኢያ
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 Год назад
እዛ የሕዋት ኢና ምስ ተጋሩ ተገዲፍካያ ኩሉ ግዜ ክሰምአካ እየ ገሊኡ የስሕቀኒ ዘረባኻ ዘርእሰናይ ከአ ትሰሐቁ የስሕቀኒ ክስሕቅ የጸብቀሎ ስለ ዝኾነ አዛ የሕዋት ግን የሕዋት ተንኸውን ደአ ንናጽነት ኤርትራ ዘይጋደሉ ሕጂ አባይ ትግራይ መን በለ ግደፋ ዛዘረባ ሰአብቲ ከይትስእን በታ ሐደ ምሸት ክንደይ ተቃውሞ መጺአትካ ሪኢኻ ናይ ይበተኹ አይትዛረብ
@kiflaitesfai8538
@kiflaitesfai8538 Год назад
Abraha, please name your channel in English. Otherwise, you will not reach the wider young generation you need to educate. 🌴 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🌴
@nahomhaile256
@nahomhaile256 Год назад
ቡሉጽ ትንተና
Далее
Старый Дим Димыч вернулся😱
00:16
ብልሳን ኣቦይ ጠዓመ ደስታ
12:46
Просмотров 12 тыс.
መንዩ መጀመሪያ አፍቅሩ
12:04
Просмотров 61 тыс.
ሜሜ ብቅንኢ ብፅብፅ ኢሉ
14:44
Просмотров 23 тыс.
ደራሲ በየነ ሃይለ እንክዝከር
16:15