Тёмный

ንሓወይ፡ ቐቢርናዮ ዝብሉ ክሳብ ዘይረኸብና፡ ከመይ ኢልና ንቐብጽ" Mehari Gebriel 

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 28 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 188   
@tadesetesfai6526
@tadesetesfai6526 4 года назад
ክቡር ሐው አብ ከባቢ ማይዓደጋ ነይሩ ኢልካ እሞ አብቲ ከባቢ ዝነበሩ ተጋደልቲ ክሐተልካ እየ ከምኡ ከአ እዛ ቪድዮ ናብ ኩሎም ዝፈልጦም ተጋደልቲ ተሐኤ ሸር ክብላ እየ።
@user-cd1nr8sx1x
@user-cd1nr8sx1x 4 года назад
የቀንየልና ስለ ምትሕብባርካ !እዚ ዛንታ ኩሉ ግዜ ድቃስ ዝኸልኣና ኢዩ።
@ttek9180
@ttek9180 4 года назад
መሐሪ ገብርኤል አንበሳ!! ኩሉ አተሐሳስባኻ አዝዩ ምዕቡል ንኩሉ ከአ ጠርናፊ! አጆኻ በዚ መንገዲ አተሐሳስባኻ ቀጽሎ። ንክቡር ሐርበኛ ሐውኻ ጅግና ስዉእ ፍስሐ ከአ አምላኽ ናይ ዘለአለም ዕረፍቲ ይሃቦ። ንስድራ ቤትኩም ከአ ወትሩ ምጽንናዕ ይሃብ።እዛ ትብላ ዘለኻ ሐይሊ አብ ከባቢ ክሳድ ዒቃን ራማን ውግአት ተካይድ ዝነበረት ክሳብ 1978 ዝነበረት ግን ምናልባት ሐይሊ 363 ኢያ ነይራ። እቲ ሰነድ ኦርነክ ብጽፉፍ ክሳብ መጨረሻ ይምዝገብ ኔሩ ኢዩ። ምስቲ ዝተረኽበ ምክፍፋልን፣ ድሕሪ ውግእ ሕድሕድ ብጽዑቕ ምጅማሩ ከአ፣ ብዙሕ ሰነዳት ይኹን አጽዋር ንምዕቃቡ ዝተቐብረ፣ ገሊኡ'ውን ህዝባዊ ግንባር ዝረኸበቶ ብዙሕ ሰነዳትን አጽዋርን ከምዝነበረ ከይሐበርኩኻ ክሐልፍ አይደልን። ብዝተረፈ ክንሐተልካ ጻዕርታት ክንገብር ኢና። ብርግጽ ቃንዛኹም ቃንዛና ኢዩ፣ ዕረፍትኹም ከአ ዕረፍትና ኢዩ። ክቡር ሐው አብርሃም ነጋሲ ግን ቅድሚ ቅሩብ ዓመታት አብ ካሊፎርኒያ ሕ/አሜሪካ ብሞት ዕረፍቲ ሐሊፉ ኢዩ።
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 4 года назад
ብራቮ መሓሪ ሓወይ። ክንዛረብን ክንሓትትን እንተክኢልና ሽግርና ክፍታሕ ምዃኑ ድማ ክኣምን ጀሚረ ለኹ። ዛንታ ብዙሓት ስለዝተዛረብካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ሎ።
@tesfaluulmichael8020
@tesfaluulmichael8020 4 года назад
ተስፋ ይገብር ናይ ጅግና ሐውኻ ድሀዩ ክትረክብ ። አበስረና ።
@mulubrhanberaki8518
@mulubrhanberaki8518 4 года назад
እፍፍፍፍፍ ከብድካ ዝበሊዕ ዘረባ ናይ በሓቂ ንርእሲ ዘለዎ እዩ
@asfhadesbele885
@asfhadesbele885 4 года назад
ሐወይ እዛ በርክናሃ ዝበልካያ ዓዲ አብ ወረዳ ሰንዓፈ እያ አብ ከባቢ እንዳዳሽም ዝባል አከባቢ እያ እሞ ደቂ በርክናሃ እንዳዳሽም ኢልካ እንተትሃትስ ገለ ናይዚ ሳልሕ ዝበልካዮ ሓበሬታ እንተረኸብካ አይፍለጥን እሞ እግዝኣብሄር አምላኽ ይሓግዝካ መሓሪ ሓውና ።
@jesusislordgodisgood74
@jesusislordgodisgood74 4 года назад
Muhurey hawey jigina tsubuk gerika gelitsikayo God bless you
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 4 года назад
መሓሪ ሓዊና ብጣዕሚ ጽቡቅ እቲ ኣብ 17 ዙር ዚውረደ ገሊጽካዮ ኣጆና ጥራይ ተቃሊስና ከም ንዕወት ሽዑ ኣትሒዚና እና ገሚርናዮ ነርና።
@abeltsegay4026
@abeltsegay4026 4 года назад
my father was with a ELF. one time he told me that there was a list of martyrs in their office in port Sudan. if you have any connection with some of the ELF members, who knows some of their comrades in Sudan ( especially port-sudan and kassala) is best. hope you find a good news about your brother.
@ghenetberhane9909
@ghenetberhane9909 4 года назад
መሓሪ ሓወይ ኣጆና ብሓይሊ ኣምላኽ ደሃይ ክትረኽቡ በዓልቲ ምሉእ ተስፋ እየ:: ደሃይ ዘለኩም ተጋድሎ ሓርነት ዝነበርኩም እንተለኹም ኣብ ሲያትል ትቅመጡ: ኣነ ውን ኣብ ሲትይትል ስለዘለኹ ምስ መሓሪ ከራኽበኩም ይኽእል እየ:: ገነት ብርሃነ ይበሃል::
@user-kv1ch1qj7v
@user-kv1ch1qj7v 4 года назад
ألله يرحم شهداءنا الأبرار وربي يجمع شملك مع أخوك ألله يوفقك✌✌✌✌✌✌✌
@jwow8821
@jwow8821 4 года назад
ብተፈጥሮይ ቦቅባቅ አየ ግን ንስምዒተይ ቀንዲ ዝተንከፈትኒ እታ ምስ ውላዲትና ዝተዛረባ ብድሕረኡ ካኣ ወላዲና ምስ ውላዶም ሓንቲ ምዓልቲ ተራኺቦም: ከም ውሉድን ወላድን ከየዕለሉ ምትራፎም ዝርንዛሕ ንብዓት እንዳነባዕኩ ኢየ ዝጽሓፋ ዘለኹ :: ኣጆኻ ሓውና መሓሪ ብሂወት እንተሎ ክንደይ ዓቢ ጸጋ ምኾነ :: እንተዘይኮይኑ ካኣ ቅባጸት ድ ጽቡቅ አዩ :: ፈጣሪ ሓይልን ብርታዔን ንምሉእ ስድራ ይሃብኩም ::
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Amen 🙏
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 года назад
😭😭😭😭😭😭😭😭bhaqi 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 4 года назад
Youela, We appreciate your hard work 👏👍🏽⭐️❤️
@suadmohammed9816
@suadmohammed9816 4 года назад
Bjakum Azey Nikulu Halafnet Ertraweu Ajoka Zkone ikun qbaxet ihabkum Zhawey🇪🇷
@givif5807
@givif5807 4 года назад
ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ ኢዩ ግን ካኣ ኣብ በይኑኩም ኣይ ካነን ቡዙሕ ኣሎ ዘይ ተገንጸለ ታርክ ብጣዕሚ ግን ኑፉዕ ኣጆኻ ጥራይ ኣይ ቲታሓለል ሓደ ማዓልቲ በለክ ክብል ኢዩ ኢቲ ሓቂ ዩአል ካኣ ኣጆኻ በርቲዕ ቀጽሎ ብሊቢ ኢና ንካታተሎ ነዝመደብ
@bd1260
@bd1260 4 года назад
ወይ ሓወይ እዚኣስ ንዓይ ኣጋጢማ ነራ ኣጆኻ ተስፋ ኣይትቅረጽ። ህግደፍ ካብ ሱዳን ዝጨወየቶም ብዙሓት ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ. ኣለው ብፍላይ ተሪር ኣብ መትከሉ ጽኑዕ ኣብ ኣራእያኡ እንተነሩ ብፍላይ ካብ ከሰላ ንመዳ በብሓደ ተውሲዶም እዮም ተ.ሓ.ኤ. ካብ ባርካ ምስ ለቀቀት።
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 года назад
Kkewn ykel kem beal Teweldea Eyob
@senayalem12
@senayalem12 4 года назад
ቀጽሎ ፋኑስ ሎሚ ኢቲ ሓቀኛ ታሪክ ኢንዳመጸ ዩ።
@meharighebrezghi8938
@meharighebrezghi8938 4 года назад
What untold story we have.I wish good time will come and we will enjoy our history in audio and movies. It’s really hard to look for zitesewea hawka. I experienced it.
@MahderHtsanat
@MahderHtsanat 4 года назад
ኣጆካ ምሃሪ ሃወይ ኣይትትሓለል ግን ኣይትጨነቅ ኢካ ኣጆኩም በሎም ንኩሎም ስድራበትካ ክኣ። ዩኤል ሓውና ክኣ ነዚ መደብ ዘቅረብካልና ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣጆካ ቀጽሎ።
@edentekeste6703
@edentekeste6703 4 года назад
Ajoka kubur hawey Amlak msaka ykun 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SolutionByBrain1
@SolutionByBrain1 3 года назад
thank you brother...... i saw the really Eritrean ppl on your view of ur family which makes me crying and proud tooooo .......
@samsonermias6303
@samsonermias6303 4 года назад
I'm sorry brother you and your family have to go through this I hope one day you find your brother. God be with you
@asfhadesbele885
@asfhadesbele885 4 года назад
ዩኤል ሓውና እዛ ዓዲ በርክናሃ ከባቢ ዓዲቀይሕ አይኮነትን አብ ከባቢ እንደሰዳሽም ዝባሀሰል ወረዳ ሰንዓፈ እያ እሞ ነዚ ሓውና ምናልባት ገለ ሓበሬታ ብዛዕባ እዚ ሳልሕ ዝበሎ ነዞም ደቂ እዛ አብ እንዳዳሽም እትርከብ ዓዲ ደቅታ ዓዲ እንተዝሓትት ጽቡቅ ኔሩ ይብል እግዝኣብሄር አምላኽ ይሓግዞ ።
@yordanosyouhanes1461
@yordanosyouhanes1461 4 года назад
Very good you are super man wedi Hzbi
@absechanel7839
@absechanel7839 4 года назад
kedamay xehife bnay yol srah ztehagose like ygber
@user-sm2fe9ow6x
@user-sm2fe9ow6x 4 года назад
መጀመርታ ዩኤል ምስጋና ዝግበኣካ ተቃላሳይ ኢካ'ሞ ኣይትተሓለል:በዚ ሒዝካዮ ዘለካ ተወፋይነት ዓስብካ ካብቲ ውጹዕ ህዝቢ ክትረክቦ ኢካ:: ቀጺለ :-ዶግተር መሓሪ ሓየት ኤርትራዊ ብሉጽ መንእሰይ #መረታዊ #መረታ #ሰበነ ትክክል ንእሽቶ ሳሕል ተባሂላ ትጽዋዕ ዝነበረት ሓቅካ ምሕርየ ሓወይ : ኣብዚ ናይ ዓቢ ሓውኻ/ሓውና ነዚ መኮነን ዝበሃል ወዲ ደግሳ ኣብ ካናዳ ዝቅመጥ ዘሎ ብዛዕባ ተጋድሎ ሓርነት ብዙሕ ይትንትን ስለ ዝነበረ ኣብ ሱዳን ውን ነዊሕ ተቀሚጠ ይብል ስለ ዝነበረ ገለ ሓበሬታ እንተሃሐዎ:ወይ ይፈልጦ እንተ ነበረ ከም ወዲ ከባቢ መጠን ምውካሱ ጽቡቅ እዩ ይብል ብወገነይ
@asmkese7535
@asmkese7535 4 года назад
***hi mehari hawey I really feel your pain and I was listening your interview carefully.your story has very much similar to mine and surely many other eritreans.i can only wish you Best of luck in finding something....After I hear the story though I would like to share one likely possiblity... I left Eritrea through Sudan...I was listening stories that Eritreans in mid 80s& early 90s were traveling through the Sahara desert to Libya. Pleas try to kind of descover on that area as well. Because if you go back to what you said one of your own relative told you that your brother was one the group who were headed towards west which will help us to believe that the Sudan story could actually be true. Then when we start to think what could have really happened from there I feel that's one of the possibility. Any way I'm sorry for talking too much but I hope you will understand that it's only cos I really really feel your pain. Good luck in your search From your ERiTREaN brother.
@jwow8821
@jwow8821 4 года назад
ከምዚ ዓይነት ተረኽቦ ንዝወለዱ ኣይኮነን ንዝኾነ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዘደቅስ ኣይኮነን :: መሓሪ ሓወይ ከምቲ ዝበልካዮ ፍስሃ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ሓላፍነት አዩ ::
@user-rl1ox4nx6n
@user-rl1ox4nx6n 4 года назад
ሓው ምሓሪ፡ ናይ ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ። ብራቮ!! እዚ ታሪኽ እዚ ታሪኽ ብዙሓት ስድራቤታት እዩ። ኣጋጣሚ ኣነውን ኣብቲ ከባቢ ደቀምሓረ ስለዝኾንኩ እሞ ኽኣ ኣብቲ ግዜቲ ቆልዓ ስለዝነበርኩ ብዛዕባ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ተጋደልቲ ብዙሕ እንዳ ሰማዕኩ እየ ዓብየ። ካብ ተጋደልቲ ጀብሃ ድማ ብፍላይ ኣብርሃም ነጋሲ ዝብል ስም ኣዝዩ ግኑን እዩ ኔሩ። ከም ዝመስለኒ ዓዱ ውጡሕ ዝብሃል ጥቓ ማይዕዳጋ ዝርከብ ዓዲ እዩ። ብርግጽ ንፍስሃ ሓውኻ ዝፈልጡ ኣብቲ ግዜ ዝነበሩ መንእሰያት ብዝሓት ክርከቡ ይኽእሉ እዮም። ኣብቲ ግዜ ቲ ዓባይ ሓብተይ ተወዲባ ትሰራህ ስለዝነበረት ተመሳሳሊ ከም ገዛኹም ገዛናውን እንዳ ተጋደልቲ እዩ ኔሩ ብፍላይ ህዝባዊ ሓይልታት። ሓደ ግዜ ኣብ ማይዕዳጋ ብርቱዕ ውግእ ሕድሕድ ከምዝነበረን ካብኡ ንድሓር ድማ ተጋደልቲ ጀብሃ ነቲ ከባቢ ከምዝገደዎን በቲ ፍጻመ ብዙሕ ሰብ ከምዝሓዝንን ይፍለጥ። እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ወለድና እዚኹሉ ደቆምን ሂወቶምን ወፍዮም ከምዚ ኣብ ስድራኹም ኣጋጢሙ ዘሎ ከጋጥሞም ከሎ መግለጺ የብሉን። ኣምላኽ ጸግኡ ንስድራኹምን ነቶም ከምኦም ዝኣመሰሉን የብዝሓሎም። ጉዳይ ፍስሃን ካልኦት ከምኡ ዝኣመሰሉን ኣብ ማዓልቦ ክበጽሕ እግዚእብሄር ይሓግዝኩም። ብወገነይ ክሓትት ምዃነይ ቃል እኣቱ።
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Thank you brother.
@teklitberhane7412
@teklitberhane7412 4 года назад
I hope you ill find him well bro. Sorry about happening, your brother is hero by any way, jebha love.
@lulatecle7093
@lulatecle7093 4 года назад
You right I have some problem
@teweldeasfaha4211
@teweldeasfaha4211 4 года назад
ባረክናሃ ኣብ አባቢ ሰንዓፈ እያ ትርከብ ማሓሪ ሓወይ አብ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ አይትርከን ከም መኤረምታ ካሊእ ኩሉ ጺቡቕ ትገልጽ ንፉ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ ቐጽሎ
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Thank you Tewelde Hawey eti kebabi sle zeyfelto eye.
@abeltsegay4026
@abeltsegay4026 4 года назад
​@@wedihalecag8074 find people who knows Elf members in port-sudan and kassela brother. my dad was with ELF until 2002. he told me that there was a book with the list of elf martyrs list and I think he also mentioned to me that it includes pictures if am not wrong. my dad found a lot of his friends in that list. home you find your brother a live.
@eriboy1532
@eriboy1532 4 года назад
Fanus ayeni hezbi ❤️❤️😭
@mussaibra3882
@mussaibra3882 4 года назад
ስላም ፋኑስ ----ናይ ተ ሓ ኤ ናይ ስውኣት መዝገብ ብ ምጽሓፍ መልክዕ ዝውጸ ኣሎ ምናልባት ምስ ሰልፊ ዲሞክራሲ ይህልዎም ይከወን ይሕተት------ ኣልማዝ ዮሃንስ ኣብ ፍራንክፍርት ወናኒት ኣፍሪካ ሪስቶራንት ኢያ ቴል 069-24248505
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Thank you brother.
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 4 года назад
Almaz eko eliliti hgdef eya yoeilaa tetenkek
@eliaslondon7738
@eliaslondon7738 4 года назад
@@freweynikidane4943 bzaeba eritrawi zeytehasbi ezi equa dembe arawit tequamerti Deki mahber malelit tigrai zeblena
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 года назад
KEmit Zibekayo Eyu Mehari Hawina Nihna Abzi Weldo Zilena Wersti Terik Jagnuna Ena Ab Hizbawi Ginbar Yikunu Ab Tegadilo Harinet Eritrea Fiqrin Kibretin Alena Ni Natsinet Eritrea Elom Kab Gezana Diwetsu Kuburat Akalina Hizbina Eyom Eritreawan Weledi Direkebiwo Bitami Libika Debiki, Aemiroka Ditnkif Eyu Aegabi Habereta Kitrekib Dima Bilib Yimneyelika Kibrin MOGESIN NISIWATINA Eritrea Hagerina Haqafit Deqa Yigibera. Bi Fiqrin Sintin Mikbibarn Ninebr Yigeberna Egzabihar
@eriboy1532
@eriboy1532 4 года назад
Ajoka hawey natey kulatena kamaka Ena eseyas dekala texawetelna abotatena atefeu heji Kea neana ketefie yexeir ajoka Mehari habibi❤️😭
@senayalem12
@senayalem12 4 года назад
ፋኑስ ነዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ኢንዳመስገንኩ እንታይ መልሲ ረኪቦም ድማ ንገረና ክሎም ዞም ሰቦም ዝደልዩ ዘለዉ ቀሲኖም ዶ ገና ንገረና።
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 4 года назад
Eza Hager Kndey Jeganew Zeybelet! Bhlfey Hbtey Selfey! Kbur hawey anbesa lebam ajoka😢👍🏽☀️⭐️❤️
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 года назад
Ajoka Hawey 🙏🏽🙌🏼
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 4 года назад
ኣነ ንባዕለይ ናይ ተሓኤ እየ ኔረ. ግን ኣብ ደንከል እየ ኔረ . ክሓትት እየ
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Thank you bro.
@user-sm2fe9ow6x
@user-sm2fe9ow6x 4 года назад
Pls ተገዲስኩም ሕተትሉ እቶም ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ዝነበርኩም ንስለ መቃልስትኩም!
@thanksgod5311
@thanksgod5311 4 года назад
Bravo bro
@wedigermen2776
@wedigermen2776 2 года назад
ቡሩክ ስብ ብዓቅመይ ክተሐባበረ እየ ካባክ ዝደልዬ ሹሙ ሽም አቡኡ ዓድ አብዚ ናይ ሱውአት መዝገብ ክሪኤልካ አብ ሱዳን አትዮ ዝተስውኡ እወን አለወ አልማዝ ጸባሕ ጽቡቅ ግርንና ንፍለጥ ዓርካወን ትክ ትንፍስ ኢና ነርና ካብ ተሐኤ ምስ አተወ ማለት አብ ግዳሪፍ ሱዳን አልምዝ አብ ሱዳን እያ ዘላ ይመስለኒ አምላክ ይሐግዝ ዝሐወይ ቡዙሐት ናይ ተሐኤ ስለ ዘለው አብዚ ዘለናዬ ክተሐባበረካ እየ አምላክ ምሳክ እዩ 🙏✌️
@seluselu3925
@seluselu3925 4 года назад
Ajoka mehari hawey
@sababahta4635
@sababahta4635 4 года назад
Ajoka hawey natey 🙏🇪🇷
@wehazitsemere3637
@wehazitsemere3637 4 года назад
btami tsbuk gn kbur Mehari hawna ab teinawi gudayat habreata entetekrbo tsbuk neru
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 4 года назад
Dr-mahare Amlak yhagezka zbezuhu tegadelo harenet ab americ eyom gnEmelka negerom
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 4 года назад
አልማዝ የውሃንስ አብ ጀርመን እያ ትነብር አጋወጋሕታ ኢላ ዝደረፈት ስለ ዝኾነት ብአጋ ወጋሕታ ስለ ትፍለጥ አብ ጀርመን አላ ባዕልኻ ኼድካ ርኸባ አብዚ ቀረባ ዓመታት ቃል መሕትት ቀሪባ ነራ እንዳ መግቢ አለዋ ተዘይ ተጋግየ ፍራንክፎርት ተዘይ ኮይኑ ጀርመን አላ የረጋግጸልካ አአብ ገዝኡ ዘሎ ሐዘን ኤርትራ ምስካም ሲኢናዮ ጀርመን ብአካል ኪድ የቅንዓልካ ⛪⛪⛪🌹❤🇪🇷
@Tec217
@Tec217 4 года назад
ጌጋ ይክልኣለይ እንበር ኣብ 1975 ታዕሊም ናይ ጀብሃ ኣብ ርእሲ ዓዲ ዝነበረ ኣይመስለኒን ባሕሪ ባራ እያ ንሳ ድማ ናይ ሻዕብያ እያ መስለኒ እሞ ኣፈ ታሪኽ ስለዝኾነ ምእንታን ንጹር ሓበሪታ ክትረክብ ኣጻርያ ምስናይ ይቅሬቱኡ፡
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 4 года назад
ኣቱም ነዚ ታሪክ ትሰሙአ ዘለኩም አዚ ሐላፍነት ኩልና አዩ ንታሐባበሮ ብፍላይ ኣብ ተ ሐ ኤ ዝነበርኩም ደቂ ደቀምሐረ ኣብ ቲ ግዜ አቲ ኣብቲ ከባቢ ምስ ኣብራሐም ነጋሲ ዝነባርኩም ሕጂ ኣብ ጀርመን ዓዲ ኤንግሊዝ ኣሎኩም ተሐባበርዎ በጃኹም ፍንጫሕ መሰንገለ ሐዉኩም eyu
@bahrnameretna5687
@bahrnameretna5687 2 года назад
Deki eray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@dawitkidaneweldeamlak3373
@dawitkidaneweldeamlak3373 4 года назад
Ajoka muhure hawey.
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 4 года назад
ክቡር ሓው መሓሪ ኣጆኻ,,, ኣብቲ ዝነበረ ሰውራ ብወገን ህዝባዊ ግንባር ብዙሓት ብብጾቶም ዝተቐትሉ ስድርኦም ኣይተነግሩን ሞ ምናልባት ተመሳሳሊ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከም ዝነበረ ይርድኣካ እምበር ካብ እዞም ኩሎም ብሂወቶም ዘለው ተጋደልቲ ጀብሃ ምተዛረቡ ኔሮም ዝብል ግምት ኣለኒ ብዝኾነ ሓውና ክስዋእ ኢሉ እዩ በረኻ ክሰፍር ዝጀመረ ሞ ኣብ ልብና ስፍራ ኣልዎ ንስኻ መሓሪ ድማ ንቑሕ መንእሰይ ስለዝኾንካ ኣብ ሂወትካ ዝተፈተንካዮ ድዩ ን ብጾትካ ዝወረዶም ኣስተባሂልካ ን ተሞኪርካን ትኸዉን ኢኻ ስለዚ ንነብስኻ ክትእምና ዘለካ ሓውኻ ዘጋጠመ የጋጥሞ ምእንቲ ናጽነት ክስዋእ ዝወጸ ተባዕ ኣብቲ ግዜ መንእሰይ ኮይኑ ንገሌና አያና ንገሌና ኣቦና ጅግና እዩ ::
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Thank you 🙏
@tsegayzede4867
@tsegayzede4867 4 года назад
ኣልማዝ ሕጂ ኣብ ጀርመን ኣላ መስለኒ ኩቡር ሓው
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 года назад
ኩቡር ሓው ንኹሉ ዝበልካዮ ብኣድንቖት ስሚዐዮ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ። ብጣዕሚ ዘሕዝን ናይ ሓውኻ ንኹላትና እውን ሓውና ክሳብ ሕጂ ደሃይ ዘይምርካብኩም ብሓቂ ከቢድ እዩ። ተሰዊኡ እንተ ኮይኑ ንሓዘንኩም መዕጸዊ ዘይምርካብኩም ብሓቂ ዘሕዝን እዩ። ንሱ ብዝኾነ ኣገባብ ይሰዋእ ጀግና ስውእ እዩ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንዕኡ ይኹን። እንተ ሃልዩ ድማ ብሰላም ምስ ቤተሰቡ ክራኸብ ይምነ። ኣነ ነቶም ኩሎም ዝፈልጦም ናይ ተ.ሓ.ኤ. ሸር ኢለዮ ኢሎኹ። ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት ንኣኻን ንኹሎም ኣሕዋትና መስዋእቶምን ሃለዋቶም ዘይፈለጥና ኣሕዋትን።
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 года назад
Bhaqi jeugna u ahh beal Essays tenban TIGRAWAY jugna belih zeyfetwu beal Teweldea Eyob dehayom kemza nzi hawna u tarikom hadea
@suadmohammed9816
@suadmohammed9816 4 года назад
Haqka Nhizbey Hara kwixau kaidu GINKE wei Alo Wai Tsweu ZBIL Zra'ayo Bjakum Thababruwo Bjakum Bjakum ERTRAWIAN
@abrahamkiros8140
@abrahamkiros8140 4 года назад
😭😭😭amlak dihay mekabr hawka yerakbka hawey natey kemzi natka himam zelona keman alona emo nikulatna kab gelieom gudusat ahwatina dihay nikgbrulna nilabo🙏🙏
@elenmerke4003
@elenmerke4003 4 года назад
Ajoka💪 anshala dehay hawika kitrekib beal abi tesfa eye
@gedemb1961
@gedemb1961 4 года назад
ባረክንሃ አብ እንዳዳሽም ወረዳ ሰንዓፌ ኢዩ
@selamhaile8324
@selamhaile8324 4 года назад
Dr Mehari nay hawuka hade neger kitsemie Egziabher yihagzka. Yoel hawey kea Egziabher Edmen Tienan yihabka.
@andebrhan2
@andebrhan2 4 года назад
Great job Fanus Net Mehar hawey kea ajoka.
@y.g5890
@y.g5890 4 года назад
ክቡር ሓው እዚ ሰብ ንዓኻ ሓውኻ ናዓና ኻኣ ጂግና ሓውና እዩ እንተ ኾነ ናይ ጀብሀ ተጋደልቲ በጃኹም ተሓባበርዎ እዚ ናይ ኩልና ጉዳይ እዩ
@olgaberhane3684
@olgaberhane3684 Год назад
❤❤❤❤❤we love You
@nghistyokbagabir7426
@nghistyokbagabir7426 3 года назад
መርሐባ ዩኤል መርሐባ መሐሪ። መሐሪ ሐዘንንካ ቃንዛካ ንኩላትና ተጋደልቲ ጀብሃ እስማዓና ስለምታይስ ንዓካ ናይ ስጋ ሐዉካ እዩ ንዓና ክአ ናይ መንፈስ ናይ ዕላማ መቃልስትና ሕአዉና እዩ። ቡዙሐት ከም ፍስሃ ሐዉና ዊን ኣለዉ ሕጂ ግን ተዛርብካሉ ስለዘለካ ተስፋ ይገቢር ካብቶም ምስኡ ብህወት ክህልዉ እሞ ኣብ ዝሐጸረ ግዜ ድሃይ ክህቡና።
@luhciatekle2142
@luhciatekle2142 4 года назад
I hope you ii get same thing. i ii trying to ask.
@aziebeyob2143
@aziebeyob2143 4 года назад
Amlak yhegzka hewey natey
@gobodena7567
@gobodena7567 4 года назад
እዚ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ።ጀብሃ ትባሃል ድህልቲ ውድብ ይሕዋትና ሒዛቶም ጠፊኣ
@eriwedi2222
@eriwedi2222 4 года назад
ሱቅ በል ጎሐፍ የሕዋትና ዳኣ ሽዕብያ ኢያ በሊዓቶም ልዕሊ ስውኣት ብኢዶም ዝጠፉኡ ይበዝሑ ታሪክ ኣንብብ ወዲዛ ድቃላ ብጽልኢ ተላዕብጥኩም ሃለውለው ኣይትበሉ ዝብሎ ዘሎ ስምዓዮ እዚ ጀብሃ ናይ ኣስላም ነይራ ዝባሃል ሐሶት ምኳኑ ተማሃሩ ጀብሃ ሐቀኛ ናይ ሕዝቢ ሐላይትን ኣብ መትከሎም ጽኑዓት ኢዮም ነይሮም
@nighistiz7218
@nighistiz7218 4 года назад
እቲ፡ዕላማ፡ንሓርነት፡ንፍትሒ፡ሂወቶም፡ኣጥፍኢ ኦም፡ኣብ፡ዓዲ፡ሓረነት፡ነጻነት፡ንነብር፡ነርና፡እንተንከውን፡ኤረትራ፡ነጻነት፡ምስተረክበ፡ ንሃገር፡ሂወቱ፡ዝሃበ፡ብክብሪ፡ብዓጀባ፡ክንገር፡ዝግባእ፡ኣብ፡ሪኢኩምዶ፡ኢሉ፡ውልቀስብ፡ክሓትት፡ብዙሕ፡ኢዩ፡ዘሕዝን። እዚይ፡መንግስቲ፡ክገብሮ፡ዝግባእ፡ኢዩ፡ነሩ። ፍስሓ፡ወን፡ኣብ፡ዕላማ፡ሓረነት፡ኤረትራ፡ብዓወት፡ ዝተቃለስ፡ግቡእ፡ኢዩ፡ታሪክ፡ጀንነት፡ሓውና፡ክንገር፡ክእወጅ።
@almazmehari4160
@almazmehari4160 4 года назад
Ajoka hawey natey
@bsryeeritrean5654
@bsryeeritrean5654 4 года назад
ፋኑስ ሕዝቢ ኤርትራ
@reganbirhane5068
@reganbirhane5068 4 года назад
Bizkone ajokum kulatkum sidra tsbuk agelaltsa Eta Adi Barknha zbelkaya Senafe eyu
@dogoldogol1619
@dogoldogol1619 4 года назад
1975 tegadilo harinet ertitrea ab risiadi ayneberun kifli taelim nay jebha ribda wey barka eyu neru
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
ክቡር ሓው እቲ ታሪኽ ናይ ኣፈነታሪኽ ስለ ዝኾነ ኢዩ፡ እቲ ጸገም ኣብቲ ግዜ ኣነ ኣይተወልድኩን፡ ብርግጽ ካብ 1974- 1976 ኣበይ ከባቢ ኣብ ከበሳ ተዓሊም ኔርዎም ትፈልጦ እንተኮይንካ ክትሕብረኒ ይምሕጸነካ።
@wedigermen2776
@wedigermen2776 2 года назад
ሹሙ ጥራይ አክሊ አኮነን አበየና ሐሊ ብርግደ ጋንታ ንገር
@zeraymahari9372
@zeraymahari9372 4 года назад
ኩቡር ሐው ዘሕዝን ታሪኽ እዩ እሞ እዛ ኣልማዝ ትብላዘለኻ እታደራፊት እንተኾይና ኣብ ጀርመን ፍራንክፎርት ስለዘላ ደጊምካ እንዶ ሕተታ
@hiritysahle4088
@hiritysahle4088 4 года назад
ajoka Amlak msaka ekun zhawey 🙏
@rezenegebre6779
@rezenegebre6779 2 года назад
Nmesfn mengsti ab Holland zelo. Gedim tegadalay jebha tarik slezfelt ktrekbo fetn.
@hanaphoto1646
@hanaphoto1646 4 года назад
እዚ ታሪኽ ከድካ ዝበልዕ ሕማቕ ኣጋጣሚ ቡዙሐት ስድራ ቤት ከምዚ ናትኩም ኣለዎ
@filmonhaile2765
@filmonhaile2765 4 года назад
ንጹር ስ እሊ ከም ገለ አንትዝርከብ ኣነ ብወገነይ ኣብታ ናይ ሱዳን ዝበልካያ ም ፈተንኩ
@abeltsegay4026
@abeltsegay4026 4 года назад
please try in port-sudan or kassela. my dad found some of his friends in ELF office of port-sudan.
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
ኣጋጣሚ እዛ ስእሊ ጥራይ ረኺበ፡ ንሳ ውን ንእሽቶይ ከሎ ኢያ። ዝኮነ፡ትፈልጦ እንተኣሎ ግን እዛ ቪዶ ስደደሎም። የቀንየለይ።
@filmonhaile2765
@filmonhaile2765 4 года назад
ምስ አንዳ ድምጻዊ የማነ (barya) ፍልጠት አንድሕር ነሩዎ ንሃይማኖት በዓልትበት ንየማነ ኣብትግዜ ትብሎ ዘለኻ ኣብ ኣውስትራልያ ኣላ ሰምዐ ኣብ ኣውስተራልያ ሕተት ብወገነይ ክሓተት አየ
@filmonhaile2765
@filmonhaile2765 4 года назад
ሰላም ገለ ደሀይ ዶ ረኺብካ? ኣንታይ ኣሎ ሐዲሽ ነገር?
@meraabraha2593
@meraabraha2593 4 года назад
Dekter amlak nay ayna Fsha xbuk yesmaana
@mrhalibowedyhager2229
@mrhalibowedyhager2229 4 года назад
Ajoka zearky we will find him
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Год назад
Sinikulani abi kesela alowuko ..alowu mihitati stibukuyu..
@user-uq3xc3yq9p
@user-uq3xc3yq9p 4 года назад
YOEL ኣፍ ውጻዓት ኢኻ ፡ገለ ገለ ኣባላት ሂግደፍ ሕማቅ ክጽሑፉ ይኽእሉ ዮም ልቢ ክሳብ ዝገብሩ ኣይቲገደሰሎም ትራሕ መርሽ፡
@elenmerke4003
@elenmerke4003 4 года назад
Nay behaki jgna eka💪
@mussieabraha354
@mussieabraha354 4 года назад
I hope you will find your dear brother. i will try to ask my ELF comrades.😂
@nighistiz7218
@nighistiz7218 4 года назад
ክቡር፡ሓው፡ሓው፡ጅግና፡ሓበን፡ኤረትራ፡ ኢካ፡ሞ፡ግቡእ፡ኢዩ፡ኣበይ፡ወዲቁ፡ኢልካ፡ክትሓትት።ክሳድ፡ዒቃ፡ንራማ፡(ትግራይ፡)ኣብ፡ዶብ፡ኤረትራ፡እንዳገርግስ፡ሓሊፍካ፡ዝርከብ፡ቦታ፡ኢዩ፡ንደቂ፡ቲ፡ከባቢ፡ክሓትት፡ኢየ። ናይ፡ስም፡ክ ኣ፡ሳጋ፡እውን፡ክህልዎ፡ይክእል፡ሽሙ፡ውን፡እንተዘይቀየረ። ንናጽነት፡ንሓርነት፡ንሓድነት፡ዝዕቅብ፡መንግስቲ፡እንተዝነብረና፡እዚይ፡ንስካ፡ምሓሪ፡ትገብሮ፡ዘሎካ፡መንገቲ፡ኢዩ፡ክገብሮ፡ነርዎ። ውጹዕ፡ህዝቢ፡ኤረትራ፡ወጽዓካ፡እ/ሔር፡የብቅዕ፡ይበሎ!!!
@senaitsolomun6527
@senaitsolomun6527 4 года назад
Merhaba wedi hagerey natey
@michaelmeharena9964
@michaelmeharena9964 4 года назад
Mereta sebeut eyom seb sre tebayom ka chonte eyom as I know them
@amentube4610
@amentube4610 4 года назад
Zelealemawi Zkri Nsemaetatna ❤💔😭
@ahdk6464
@ahdk6464 4 года назад
ኣብ ዴንማርክ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝነበሩ ኣለው ተወከሶም ምናልባት ገለ ሓበሬታ እንተረኸብካ ኣይፍለጥን እዩ::
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Mnalbat tfeltyom entealewu xehafley eki ab Facebook natey texahifu alo kbrti habtey.
@ahdk6464
@ahdk6464 4 года назад
Wedihaleca G ይፈልጦም እየ: ክሓተልካየ: ባዕልኻ ክትረኽቦም እንተደሊኻ'ውን ከራኽበካ ይኽእል እየ: መብዛሕትኦም ኣብ Copenhagen እዮም ዝቕመጡ: ኣብ Messenger መልእኽቲ ሰዲደልካ ኣለኹ ረኣዮ:
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Selam Almaz habtey Facebook bsmey eya zela ab messenger zmexani yelon check gberya ( Mehari Gebriel) elki rkebni.
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Selam Almaz nay messenger meleektki ayrekebkwon. Degimki eba check gberya.
@kirostesfagergish3726
@kirostesfagergish3726 4 года назад
ሓው ማሓሪ እቲ ሓምሳ ቅርሺ መሕዘኒ ተባሂሉ ዝዋሃብ ብውድብ ተ ሓ ኤ እዩ ኔሩ ነፍልጦኻ ኢለ እየ:
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 года назад
Ewa kemeiu u elu
@eriadikeyh7974
@eriadikeyh7974 4 года назад
Fanus nay eritra ኣጆኻ ናይ ሂዝቢ youelino
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 4 года назад
Erisat ቀተልቲ ዓፈንቲ ህዝቢ ኢዮም፡፡ወዲ ኣውራጅኡ ኢኻ ናይ ውልቂ ክንሳ ናይ ህዝቢ ዝብልዋ ሱዳን ተወሊዱ ኣስመራ ኣትዩ፡ግን ወዲ ኣስመራ ኣይኮነን ዮኤል ትውልዱ ሕተቶ Erisat ኢዩ
@robelgede5020
@robelgede5020 4 года назад
ZKeberka meHari Hawey nasties Haberieta kHbeka Ahaduu 102 ilka lemuru zbehal Shad anywhere At I gzie serene BoTolonitat Au Nehru Ab kebabiKu znqesaQes Znebere BoToloni 107 Au Nehru Diehar bribed 61 bribed aqumu Brgied Susan Haden ilka Htet
@abdumohammed5303
@abdumohammed5303 4 года назад
@@tv-gc1yxmalet?
@bokretsiongebrekidan3423
@bokretsiongebrekidan3423 4 года назад
Kbur hawey,nay bhaki bzuhat kemzi nay hawka alowumo,ab gele fah elom zelowu,nay harnet tegadelti entenegeruka tesfa ygebr,kendi gna ksab 2013 ab sudan kartuom office nerwom hji endie
@rezenegebre6779
@rezenegebre6779 2 года назад
Zkeberka hawey. Ab jebha znebere bhiwet zelo. Jebha neber dehar nab shabiya zmese uqbay halibo zbehal abti kebabi znebere bhiwet alo. Kifelt slezikiel asmera alo ktrekbo fetn.
@jwow8821
@jwow8821 4 года назад
ዩኤል ደጊመ የቀንየልና ክብል ፍቀደለይ :: ብጣዕሚ ዝንኣድ ስራሕ ኢዩ :: ናይ መሓሪን ፍስሃን ታሪኽ : ታሪኽና አዩ :: ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ተ. ሓ. ኤ ይኹን ኣብ ህ. ግ. ሓ. ኤ ዝተስለፈ ኩሉ ንናጽነት ኤርትር አዩ ዝነበረ :: ከማኻ ልክዕ ኣሕዋተይ ኣብ ሻዕብያ ኣነ ካኣ ኣብ ጀብሃ ኔርና :: ከምቲ ዝበልካዮ ካኣ ሕማቁን ጽብቁን እንተላይ ናይተን ካልኦት ውድባት ሓዊስካ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ :: ሕማቅ ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ ባህጊ ህዝብና ተጨውዩ ብሉጻት ኣሕዋትና ኣብ ውግእ ሓድሕድ ኣጥፊእና :: ብዝኾነ ብዛዕባ ሓውኻ ዝምልከት ምናልባት ንተስፋይ ተኽልዝጊ ዝባሃል ኣብ ፈረንሳ ዝቅመጥ ገዲም ተጋዳላይ ተወከስ :: በዚ ኣጋጣሚ ሓውናን ኣያናን ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽልዝጊ ተመክሮ ሂወተይ እትብል መጽሓፍ ኣሕቲሙ ስለ ዘሎ : ገዚእኩም ኣንብብዋ :: ብተወሳኺ ንኹሎም ኣብ ጀብሃ ይኹን ኣብ ሻዕብያ ዝነበርኩም ተበግሶ ወሲድኩም ተመኩሮኹም ንህዝቢ እንተተካፍልዎ ጽቡቅ ነይሩ :: ብመልክዕ ውድበይ ውድብካ ዘይኮነስ : ብመልክዕ ሃገራውያን ተቃለስቲ ::
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Kbur haw nay Tesfay Teklzgi telefon wey Facebook ente aloka xehafley ab fb. Tegedasnetka kab lbi yemesgn.
@tsehayeteklehaimanot812
@tsehayeteklehaimanot812 4 года назад
ክቡር ሓውና እዚ ትብሎ ዘለካ ሓውካ ድሃዩ ንምርካብ እትገብሮ ጻዕሪ እንዳ ኣመስገንኩ ገለ ገለ ሓቤሬታ ክእረም ዘለዎ ክሕብረካ ይፈቱ ኣብ 1975 ኣብ ጀብሃ ኣብ ርእሲ ዓዲ ተዓሊሙ ትብል ኣነ ካብ 1974 ወርሒ 03 ክሳብ 1975 ወርሕ 09 ኩሎም ተጋደልቲ ኣብ ባሕሪ ዝነበሩ በብሓደ ይፈልጦም እየ ጀብሃ ውን ትዕሊም ኣይነበራን እቲ ቦታ ብግምት ካብ 1974 ወርሒ 09 ኣብ ትሕቲ ህዝባዊ ግንባር እዩ ነይሩ፡ እቲ ናይ ራማ ኲናት ምናልባት ኣብ 1978 ከይከውን ፡ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ ጸጥታ እንተ ነይሩ ኣብርሃም ነጋሲ(ተወልዋሊ ዘይቲ) ወይ ድማ ፍረዝጊ ወዲ ሰገነይቲ ክፈልጥዎ ኣለዎም፡ ብካልእ ጀብሃ ጀማሪት ሰውራ ትብል ቃል ተገደፍናያ ይሓይሽ ምክንያቱ እቶም ሻዕብያ እውን ኣብ ጀብሃ ዝነበሩ እዮም፡ክትፈልጦ ዘሎካ 1 ብዝተፈላለየ መገዲ ጀብሃ ነቶም EDM (ፋሉል) ትቀትል ነይራ እያ 2 ነፍሲ ወከፍ ብርገድ ናይ ጀብሃ ሃዲምካ፡ ንሱዳን ሕሲብካ፡ ናብ ሻዕብያ ሓሲብካ ወዘተ ኢለን ካብ 12 ሰብ ንላዕሊ ረሽነን እየን (ሓርፋፍ ግምት) ብዝኮነ ናይ ሓውካ ጥዑም የስምዓና።
@letinatekali3335
@letinatekali3335 4 года назад
Bejaka aytdhelo ezi keman nfue koynu ezi tarik eka nhna keyteweledna eyu. Eza tarik Aefe tarik eyu zbehal.
@jesusislordgodisgood74
@jesusislordgodisgood74 4 года назад
Kemieu ayibehalin eyu zihawey nisukoyinu eyu keyitewelede hatitu eyu ezikulu tariki rekibiwo nufue koyinu
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 4 года назад
ኩቡር ሃዊ ኣብ ኣብ ሰሳሕ ከለው ህ ግ እንተ ዘይተጋግየ ኣብ ቀይህ ኮር ናይ ተ ሓ ነይሮ ባዓል ኣለም -ገብራይ ዝባሃሉ ኣለም ኣብ ኣመሪካ ኣሎ ኣድራሹኡ ግን ኣይፈልጦን ኢየ ዓዱ ተድረር ኢዩ
@dannysg6637
@dannysg6637 4 года назад
ኣብርሃም ነጋሲ መንግስተሰማይ የዋርሶ ባብዚ ዓለም ምሳና የሎን።
@ynwaliverpool37
@ynwaliverpool37 4 года назад
Selam Kubur Hawey Adi Ab part 1 Ay Tekskyon Narka Gen Wedi Mereta Sebna Muknka Gakxkayo Narka Hiji Gen Xebuk Agalalexa eu Tewro Adi ጀግኑ አያ Be Habar Deki Mereta Sebana Adiy Aab Zelnayo Selamn Tenan Deki Adiy Mereta Adiy Kemlas Tesfa Aleni Ab Ruba Sebana Emo Hawey Natay Ajoka Kulkum Deki Eriy
@haylutesfu6471
@haylutesfu6471 4 года назад
duldul fara eka adi entay yehteweka , foe entay aynet jij majij zkonkum hzbi.
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 года назад
@@haylutesfu6471 Entay Eyu Detsarifeka Miarey Adikai Meleley Meninetika Eyu. Adi, Wereda,Awraja, Hager Kemu Eyu Eti Nay Wediseb Hareg. Kulom Deqi Hager Zegatat Eritrea Bi Maer Higin Siriatin Kugaseyu Hager Bi Haniti Ayni Kitriom Demb Eyu. Adika Mitsiwae Adinaqotika fiqir Miglats Gin Gaga Aykonen way Miflilay Malet Aykonen Negerat Bi Selam Mitrgamu Senay Eyu.
@ynwaliverpool37
@ynwaliverpool37 4 года назад
@@haylutesfu6471 Ata Hawey Hiji wen Adiy Kebratay eu Ezi Ka Hawey eu Teb Bel, Mexrfkuka Gen Ab Derjka Ay werdin eya Oky
@ynwaliverpool37
@ynwaliverpool37 4 года назад
@@SS-ck9xp Hawey Natay Gedafo Sakit eu Hiji wen Mereta Adiy eu kebretay
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 года назад
@@ynwaliverpool37 kibretina Eritrea Hagerina Eya Kemu Silezikone Dima Waga Hiwet, Akal Hizbina Tekefilu . Gin Diabekalu Diteweldikalu Adiy Mitsiwae Fqirka mihlatsi Gin Gega Aykonen Eyu Zibelku Love to Erena9
@hailemariamjoinhayness5725
@hailemariamjoinhayness5725 4 года назад
Abrahm negasi wtuh iyu adu gn meytu iyu
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 4 года назад
Nebsu ymharo
@abdusiad8729
@abdusiad8729 4 года назад
🙏👍🇪🇷❤
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 3 года назад
ብዛዕባ ሳልሕ ሙሳ እብራሂም ን ኣብራር ዑስማን እንተትሓቶ ምሓሸ ብሃሊ እየ : ምናልባት ንሱ ይፈልጦ እኸውን ::
@almazwoldeselase1358
@almazwoldeselase1358 4 года назад
Ane kem zmesleni eza Almaz tbla zeleka ab germen ala, Restaurants ab Frankfurt am Main alowa. Restaurants "Afrikan Queen tbehal alata. Nsa kthgzeka tesfa ygebr ezi hawey.
@abitifili3597
@abitifili3597 4 года назад
Naye Shaebeya yekunu naye jibeha nemenetay eyome tarike bexotome shefinomo zekedu negerewo tefeletewo
@tesfyegrande2467
@tesfyegrande2467 4 года назад
መጀመርያ ሰላም ብምቅጻል ኣዝዩ ዘሕዝን ታሪክ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ንክቡር ዕላማ ካብ ቤቱ ዝወጸ ክሳብ ሕጂ ሃለዋቱ ዘይ ምፍላጥኩም ድርብ ወጽዓ ዩ እሞ እግዝኣቢሄር ወጽዓኩም ይርኤ ዘይቀበጸ ኣየዕርፍን ዝበልካዮ ኣብ ስድራበተይ ዘጋጠመ ነገር ኣዘኪርካኒ ናዓይ 2 ሓውቦታተይ ተጋደልቲ ናይ ህ ግ ኣብዕለተ ምንጋር ስዉኣት ኣይተነግሩን ስድራ ተጸብዮም ብሂወት ክመጹ ስለ ዘይከኣሉ ስድራ ብጣዕሚ ተረቢሾም ምድላይ ጀሚሮም ዘይበጽሕዎ ቤት ጽሕፈት ኮነ ውልቀሰብ ኣይነበረን ንኣስታት 4 ብጣዕሚ ኣህላኪ ብዝኮነ መንገዲ ብጾቶም ነሮም ንዝባሃሉ ዓዲ ዓዲ እንዳ ከዱ ድሕሪ ምድላይ 1997 ብብጾቶም ዝነበሩ መስዋእቶም ተነጊርና ቀቢጽና ስለዚ ክቡር ሓው ነዚ ዘሎ ናይ ተክኖሎጂ ዕድል ተጠቂምካ ስድራበትካ ዘዕሩፉሉ መንገዲ ክተገብር ኣምላክ ይሓግዝካ ንምሉኣት ስድራበት ድማ ሓይልን ብርተዐን ይሃብኩም
@wedihalecag8074
@wedihalecag8074 4 года назад
Thank you 🙏
@selamweldetensae9972
@selamweldetensae9972 4 года назад
Ajoka ane ewin kihatelka eye
Далее
Самое неинтересное видео
00:32
Просмотров 844 тыс.