Тёмный

ንምንታይ ግን እቲ ሓቂ ክሕባእ ተደልዩ 

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Подписаться 158 тыс.
Просмотров 80 тыс.
50% 1

Авто/Мото

Опубликовано:

 

8 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 422   
@mussiehaile7567
@mussiehaile7567 4 месяца назад
ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ጸሊማ ቀይሓ ፡ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን ዋና ነገር እምነት ምስ ግብሪ እዩ የሕዋተይ ፡ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና እምበር 😢😢
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 4 месяца назад
ኣይትጋገ
@feruzmussie1611
@feruzmussie1611 4 месяца назад
Plz ninkah tirgum zelewo neger aykonen aynibel tirgum slezelewo eyom b nay xiadu keyiromo
@user-ls1qf4or2e
@user-ls1qf4or2e 4 месяца назад
That's the right thing my friend I totally agree. Neti knzarebelu zgbeana gedifna ab zeyedlyena neger gziena nehlfo zelena koynu ysmeani. Men xaeda neru men xelim hade amlak baelu tray eyu zfelto.
@tiblestgere2790
@tiblestgere2790 4 месяца назад
Atay aynet zereba ayu zi des zbeleka aymesln kla bzuh ztesewere mister alo ke ayrdakan
@sabamesfen2249
@sabamesfen2249 4 месяца назад
It matters! They purposely paint a white image to show the world white supremacy! The truth is coming out and we should change every fake image in our churches. People must know the truth that was covered from them for many thousands of years.
@amh9081
@amh9081 4 месяца назад
ብዝኾነግን ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ዘይትፈልጦ ምፍላጥ ፅቡቅ ስለዝኾነ ኣጆኻ ኣንቅሓና ኣነ ኣብስራሕ ኮይነ ሓድ ሓደ ግዘይከታተለካ እየ ቀፅለሉ (ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህርና🙏🙏🙏
@user-ry2cf2uu8n
@user-ry2cf2uu8n 4 месяца назад
ኣታ ብሩኽ ሓወይ ፡ብሓቂ ዲኻ እዚ መንፈሳዊ ትምህርቲ ኢልካ ኣምጺእካዮ ፡ እዋእ ሕብሪ ገጾም ንዓና ንምድሓን እንታይ እዩ ዝጠቅም ፡ ክርስቶስ ንዓና ክብል ከም ዝተሰቕለ ከም ዝተሰቕለ ፡እዚ ምፍላጥን ምእማንን እዩ ዘድልየና ፡ ካብዚ ወጻኢ ኩሉ ካብ ቅዱስ ጽሑፍ ወጻኢ እዩ ።
@kbratekie-mw9cd
@kbratekie-mw9cd 4 месяца назад
ygermeka eyu goyta mstwalom ykfetelom eti sili seb kemzsealon nay wlqe sebat mkanun enda feletu tedefinwom GYTA MENFES EYU BMENFES KEA NSGDELU ❤ brukatey kalie kolel eyu
@biniamtedeos6940
@biniamtedeos6940 4 месяца назад
​@@kbratekie-mw9cd ata buruk hawey llzi agedasi tmhrti zeyele nezi sean mflatkum endikum guguy tmhrti enda temharkum tefiekum zelekum
@senayawalom
@senayawalom 4 месяца назад
ከምቲ ዝበልካዮ ሕብሪ ደጋዊ ምስሊ ዘይኮነ : ልቦናን እምነት ኣብ እግዝአብሔርን እዩ እቲ መግለጺ ወድሓንካ አምላኽ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ ዝሓወይ
@user-km7pv2eq5b
@user-km7pv2eq5b 4 месяца назад
ዝሓወይ ን ኣምላኽክኣ ጸሊም ከደራይ ክትብሎ ጀሚርካ ጽቡቅ ቃል ኣምላኽ እንተ ትምህርግን ኣይመሓሸን ከምዚ ከማኻ ምስ በዝሑ እዮም ሰብ ብ ሃይማኖት ብእምነት ዝበኣሱ ዘለዉ
@WediGuji
@WediGuji 4 месяца назад
ኣነ ውን ምስ ናትካ ሃሳብ ይሰማማዕ እየ እዚ ወዲ እዚ ኩሉ ዘቅርቦ ሓዶሽነገራት ብምፍጣር ላይክ ሳብስክራይብ ንምርካብ እዩ ዝስርሕ ኩሉ ዘቅርቦ ናብ ፍልስፍናን ጥንቁልናን ዝከደ እዩ ንባዕሉ ተዋላዋላይ ኣማኒ ምካኑ ይርደኣካ ብዛዕክባ ምርጽሃፍ ቑዱስ ትምህርቲ ኣይህብን ኣብ ማስሜዳ ዝዘውር ወረታት እዩ ክእክብ ዝውዕል ሓሳዊመሲ ዩ ከምዚ ዛመሰሉ ሰባት ምስ በዝሑ እዮም ኣብ ዓለምና ሃይማኖታት በዚሖም።
@shewitsium5514
@shewitsium5514 4 месяца назад
ኣሜንንንን ❤እምነትና ተውጽዋና ኣምላክ ንመን ይመስል እካ ምፍላጥ ጽበቅ እንተኮነ ሰብ ምስ ፈጣሪኡ ዘራኽቦ ምስሉ ዘይኮነ ናትና ልቢ እምነትን እዩ መልክዕ ፈጣሪ ንፈጣሪ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና ፈጣሪ።❤ ብሱባሌ ንፈጣሪን ንእመቤታችን ምሕታት ኢዩ❤ ኣሕዋተይ።
@ariamrezene4170
@ariamrezene4170 4 месяца назад
Ewe xbuk aleki kbrti hafti. Gn iti xeadu neana nxelemti nsiltat nay amlakn melaiktn bnatom hbri inageberu nseytan dma natna hbri indahabu nebsnan melkinan kem netht zgebrwo ntfetat knfelton knneqhalun gn agedasi iyu.kemzelewo teqebilnayo knkeyd yeblnan.
@user-qi9qw3mu3k
@user-qi9qw3mu3k 4 месяца назад
እግዝኣብሔር ይመስገን ። ቃል ሕይወት የስመዓልና ሐውና ።
@firstoflove6828
@firstoflove6828 4 месяца назад
ጽብቅ እየ ተጻዊቶምልና እዮም ፡ ኣብ ኩሉ ነገር ጸሊም ከም ሓደ ሕሱር ነገር እዮም ሚሂሮምና ዋላ ኣብ እምነት ዋላ ። ድሕሪ ሕጂ ወይከ ብኣምላኽ ይኣምን ብመላእክቲ ውን ብስእሊ ግን ወይከ
@samiboy297
@samiboy297 4 месяца назад
Amlak menfes eyu xibuk aloka yeSus bisirhu enber b hubris gezu aykionen adhinina silesu yeSus ab kindi hatyatka kemzimote aminka menfes kudus tekebelo mahderu kigebrena eyu zideli
@ShewitZergaber-mm8lb
@ShewitZergaber-mm8lb 4 месяца назад
Anes zhasbo zneberku Amlak yqre ybeleley Goytana Medhanina Eyesus Krstosn Qdst dngl mariamn kulom Melaktin bhaqi kulom xadu malet du nhna gn xelemti xelemths yhlwwom euom ele yhasb niere hji gn Amlak ymesgen bhti mdri nezia semie 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@meseret65
@meseret65 4 месяца назад
ኣነ ሕጂ ሕብሪ ኣምላኽ ኣይኾነን ዘገድሰኒ ፀሊም ይኹን ቀይሕ ብዘየገድሰ ኣብዚ ግዜ እምነት ኣብ ኣምላኽ እዩ እቲ ኣገዳሲ ::ኣምላኽ ደም ግብኣት ከም ዘይብሉ ይሰምዕ ነይረ
@kestedemena177
@kestedemena177 4 месяца назад
ስለዚ እየሱስ ክርስቶስ ይኩን ድንግል ማርያም ኣፍሪቃውያን እዮም ኣዩ ማለትዩ በዚ ትብሎ ዘለካ 🥵 ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ግና ኣብ እስራኤል ከም ዝተወልደ እዩ ዝነግረና ስለዚ እስራኤላውያን ከኣ ቀያሕቲ ወይ {ጻዓዱ ) እዮም ስለዚ ቀይሕ ጌሮም ተሳኣልዎ ዝተጋነነ ክፋኣት ኣይኮነን ፡ ቅዱስ ሚካኤልን ሰይጣንን ከኣ ሰይጣን ጸሊም ዝተግብረሉ ምክንያት ኣቦ ጸልማት ስለ ዝኮነ ንዑኡ ዝክተሉ ውን ኣብ ጸልማት ስለ ዛኣትዉ ጸሊም ጌሮሞ፡ቅዱስ ሚካኤል ካኣ መላኣከ ብርሃን ስለ ዝኮነ ናብ ብርሃን ውን መሪሒካ ስለ ዛኣቱ መልኹዑ ብርሃን ተኮነውን ኣየክፍእንዩ ፡ ግን ካብቶም ኣብ የኣምሮና ሕማቅ ነገር ኣስሪኢጸሞ ዝበልካዮ ንስካ ካኣ ኣብ ኣእምሮ ደቂ ሰባት ዘይ መጽሓ ቅዱሳዊብ ዝኮነ ኣብ የእምሮ ደቂ ሰባት ትዘርእ ኣለካ ኮይኑ ተሰሚዒኒ ፡እዞም ቅዱሳን ኣሳእል ብጸሊም ቆርበት ዝተሳእለሉ ምክንያት ኣለዉ ፡ ጸሊም ዝተሳእለሉ ምክንያት ኣምላክን ደቂ ኣምላክን ቀያሕሪ(ጸዓዱ) ካብ ኮኑ ንዓና ቅድስና ንጸለምቲ ኣይምልከተናንን እዩ ኢሎም ከይሓስቡ እዩ ኔሩ ዕላሙኡ እምበር ብካልእ ኣይኮነን የቀንየለይ
@WeyniMurad
@WeyniMurad 4 месяца назад
Tankiw memhrna kal hiwet yesmaelna 🙏🙏🙏👏👏👏🛐🛐🛐🕯️⛪🕯️⛪🕯️⛪😘😘😘🤔
@user-pw9hj3eq5s
@user-pw9hj3eq5s 4 месяца назад
Nay Behaki Betami Zehzen kulna Abe Gezana Esatom Zesrehwo Eu (Abe Bitkrstyan kytrefe Selzie Bitkrstyan Etie hakga Mesli Kekrebula Yegbae Bejakum 🙏❤️🕊️ Kale hiwet Yesmalna Memhre 🙏❤️🕊️
@ksanethabtit7022
@ksanethabtit7022 4 месяца назад
ናይ ብሓቂ ምስ ክንደይ ኣሕዋት ትዛራሪብናሉ እዚ ናይ መልኣኽቲ ብፍላይ ናይ ቅዱስ ሚኬኤል ንሰይጣን ረጊጽዎ ከሎ ግን በቲ ኮይኑ በቲ ጽዓዱ ይኹኑ ጸለምቲ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ንኹሉ ኣብዚ ዓለም ዘሎ ሰብ እዩ መይቱልና ብትንሳኤኡ ድማ ዳግም ተወሊድና ስለዚ ኣምላኽ መንፈስ እዩ ንኹልና ድማ ኣብ ልብና እዩ ዘሎ ንስእሊ ከም መዘከርታ እምበር ካልእ ወልሓንቲ ዝጠቅም ኮይኑ ኣይስማዓንን እንተ ተጋጌ ኣርሙኒ የሕዋት
@selamberaki659
@selamberaki659 4 месяца назад
Seli yedheneka yu mezkerta tray aytebeli taerla sili adhno eyu naena orthodox
@user-ry2cf2uu8n
@user-ry2cf2uu8n 4 месяца назад
ኣበየናይ ቃል ኣምላኽ ኣሎ ብስእሊ ክትድሕኑ ዝብል ፡ ቃል እኳኣዩ ተዋሂቡና ፡ እዚ ሰባት ዝስኣልዎ እዩ ። ቅዱሳት ሰባት ብመንፈስ ከም ዝጻሓፍዎ እምበር ከም ዝሳኣልዎ ዝተጻሕፈ ኣበይ ኣሎ ።
@selamberaki659
@selamberaki659 4 месяца назад
@@user-ry2cf2uu8n orthodox diki/dika mejemerya ,,,,,,menafkan dika or diki
@user-ry2cf2uu8n
@user-ry2cf2uu8n 4 месяца назад
@@selamberaki659 ሳምራዊ ፈሪሳዊ ሶዱቃዊ ዝብሃል የለን ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብክርስቶስ ምድሓን ዝረኸብና ኢና ፡ እንድሕር ጌጋ ርድኢት ሒዘ ኣለኹ ኮይነ ኽኣ ፡እዚ እዩ እቲ ሓቂ ኢልኪ ንገርኒ ። ካብዚ ወጻኢ ግን ካብዚ እባ ካብቲ ኢኻ ዝብል ዘረባ ኣይሃንጽን እዩ ።
@user-wf3gc8it2f
@user-wf3gc8it2f 4 месяца назад
Thanks zehawey btaemi xibuk tmhrti Kalie zeynfelto entelo dma amxealna Ab srhaka asalto edmen tienan yhabka fetari❤❤❤
@mhretyowhans550
@mhretyowhans550 4 месяца назад
Amen Amen Amen egziabiher amlak ymesgen qale hiwet yesmalna nay agelgulot zebenkum ybariko fitari kulu mflati si xibuq eyu
@user-sp4dy2sg6m
@user-sp4dy2sg6m 4 месяца назад
Amen hawna qal hiwetu yesmalna.. Emo adetatnas haqen eyen kidane mhret si xelam eya kbla kubur hawey egziabher amlak xegeu yebzhalka 🙏🙏🙏 😊❤😊
@alemteffera
@alemteffera 4 месяца назад
ቃለ ህይወት ያሰማልን ወንድማችን:: በጣም ጠቃሚ information ነው ::
@user-st1hf3xt7q
@user-st1hf3xt7q 4 месяца назад
እንካዕ ብዳሓን መፃኣኽም ኽብር መምህርና❤❤❤🙏🙏❤💚💒💒
@user-ik6ns7rg9b
@user-ik6ns7rg9b 4 месяца назад
Btaemi xbuk tmhrti u amlak yhagzka kale entelo wn ketefltena.. thanks 🙏🙏🙏
@user-wn5nq4lx1j
@user-wn5nq4lx1j 4 месяца назад
ኣሜን(3) ቃል ሂወት የስሚዓልና።
@natisami1069
@natisami1069 3 месяца назад
ጎይታ የሱስ ስሙ ይባረኽ ነዚ ኩሉ ስራሕ ሰይጣን ስለዘቃልዖ
@nftaliemefriem785
@nftaliemefriem785 4 месяца назад
ኣብ መፅሓፍ ቅድስ ዘሎ ቃል ዲና ክንኣምን ዋላ ፃዓዱ ዝበሉና ኢና ክንኣምን ዳሓር ካኣ ናዕና ዘገድስና ሕብሪ ዘይኮነ ከም ኣምላክ ከምኣዶ ኣሚንካ ምቅባል ጥራይ እዩ ስእሊ ኣድህኖ ንበረከት እምበር ነምልኾ ስለ ዘይንጥቀመሉ ከለር ብዘየገድስ ሂወት ክንረኽበሉ ንክእል ትምርቲ ማሃረና
@zeromhaileberhe142
@zeromhaileberhe142 4 месяца назад
ክቡር ሓውና ምስናይ እቕረትኡ ኩሉ ግዜ እተቕርቦ ዓለም ከምዚእላ ዓለም ከምዚትኸውን እንዳ በልካ ካብኦም ዜና ኣክብካ ምምጻእሲ ብሓቂ ናብ ኣምላኽ የቕርብ እልካ ስለትሓስብ ድኻ ኣብዛ ሕጂ ተቕርባ ዘለኻ ጥራይ ቀይሕ ቀርቡ ጸልም ቀርቡ እቲ መሰረታዊ ድሕነት ዝህብ ቃል ኣምላኽ ብግቡእ ፈልጥካ ብእኡ ምምልላስ እዩ ንስኻ ግን መንፈስ ኣምላኽ ዘይብሎም ሰባት ዘዝበልዎ ናብ ህዝቢ ምዝርጋሕ ጥራይ ኮይንካ ቃል ኣምላኽ መናገዲ ገርክሞ በቃ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ምምሃር ድዩ ተወድእካ ኮይኑ መንፈስ ቀዱስ ከይተመልኣእካ ምምህር ምኻን ሽግር እዩ እምብር ዓለም ዘዝበለቶን ዘዝገበረቶን ክንደይ እልካ ከተምጽእ እኻ ፥
@michaelandehaimanot8651
@michaelandehaimanot8651 4 месяца назад
Asmirelka aleku ane wn mekniatu amlak menfes yu bzey mflilay elamana nab amlak yu kemey ylka tdhn ember mflilay trgum yeblun seb mukuaney ekul yu temesgen tray yu agedasy❤
@ozilYagunnersYa1011
@ozilYagunnersYa1011 4 месяца назад
ብሓቂ ዝገርመካ ነቲ ስእሊ ኣብ ኣማዞን ከድኻ ትገዝኦ ይብል ኣሎ . ። ካልኣይ ንኣቦታትና ኣብ ገዳም ዝነብሩ እግዝኣብሄር ይግለጸለም እዩ ስእሊ ኣድህኖ እዚ ኣይጠቀሙ ምስ በሎክ ነይሩ ባዕቢኡ ቤተ ክርስትያ ነናይ ድያ ስእሊ ኣድህኖ ትጥቀመሉ ገጋ እንተ ኮይኑ ከ ስለምንታይ ቤተ ክርስትያን ትጠቀመሉ ኣሎ .፡ ብድሕሪኡ ዞሎ ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዞሎ ከ ዳኣ ኣይርእዩን እዩ .እዚ ወዲ ብሓቂ ስእሊ ኣድህኖ እዚ ክትጥቀምሉ የብልኩም ይብል እንተ ኣሎ መጀመርታ ኣብትኣ ቤት ኣምላክ ከይዱ ስለምንታይ ከምዚ ስእሊ ኣድህኖ ትጥቀም ኣላ ዘይ ብል ነይሩ ምክናቱ ንሕና ምእመናን ቤተ ክርስትያን ትጥቀመሉ ስእሊ ኣድህኖ ኢና ንጥቀም. ባእ ካልእ ሂወት ዝህብ ክንዲ ዝምህር ስቅ ኢልካ ሂወት ዘይ ሂብ ትምህርቲ.ናይ ኮተልእክ እዚ ስእሊ ይጥቀሙ ገለ ይብል.፡ሓቂ እንተ ደልኻ ኣብ ቤት ኣምላክ ከድኻ ኣቅርባ እዝኣ ምስ ኣቦታትና ካህናት ከኣ ተዛረብ ቅድሚ ምቅራብካ ካልእ ሂወት ዝህብ ትምህርቲ ዘይ ምህር ወደይ ህኮት
@user-qg3ke3iz6r
@user-qg3ke3iz6r 4 месяца назад
እዋእ ገሪሙና እኮ። ነዚ ሰብ ኣብ ፈተና ከየእትዎ የፍርሐካ። መላገጺ ዘይኣመንቲ ክገብረና እዩ።
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 4 месяца назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🙏🙏ክቡር መምህር ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም 🙏
@systematize
@systematize 4 месяца назад
Knowledge is power thanks my brother ❤
@rigbezermaryam8299
@rigbezermaryam8299 4 месяца назад
Hakeka ika kuber hawey meknyatu ezom beal serbia,&boasnya orthodoxe zefeltom alwu ab gezom wey ab nay mefthom nay adey maryam tselam eyom zehzu.
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 4 месяца назад
አሜን ቃል ሂወት ዘስማካና አሜን ቃል ሂወት ዘስማካና አሜን ቃል ሂወት ዘስማዓና 🕊️❤️🕊️🙏🏽🕊️❤️🕊️
@ChakurTv
@ChakurTv 4 месяца назад
Kal hiwet yesmealna kexlo zehawey ❤️🙏🙏🙏
@asmeromwgeorge1750
@asmeromwgeorge1750 4 месяца назад
ክርስቶስ ፎቶ ኣይተሳእለን። በቅንዕና እንተሪእና ጻዕዳ ይምሰል ጸሊም ስጋኡ ድኣምበር ወዲኣምላኽ ካብዚ ወጻኢ እዩ። ግዳስ ካብ ጥንቲ ኣቦታትና ጀሚሩ ንኣምላኽ ብዘይምፍራሕ ኣብ ስግደት ውዳሰ ጸሎት ምስጋና ... ብድምር ኣምልኾ ንሰባትን መላእኽትን ገዲፍና ግዳ ንኣምላኽ ዘይነምልኽ።
@user-mo4vu6ic3k
@user-mo4vu6ic3k 4 месяца назад
Yes dingel maryam kab medri agazitya tawalida entebelnakum Kö mesmae abikumna👈🙏♥️
@abbyha7518
@abbyha7518 4 месяца назад
Thank you so much kubur hawey ❤👍🏽🙏🏽
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 4 месяца назад
Amen.amen Amen. Kalehiwet. Yesmalna ❤
@haregumarga3655
@haregumarga3655 4 месяца назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
@TesfayTadese-yp7gy
@TesfayTadese-yp7gy 4 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
@user-vh9jl9hc9b
@user-vh9jl9hc9b 4 месяца назад
እግዚአብሔር ይመሰገን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና❤❤❤
@meharifilimon
@meharifilimon 4 месяца назад
Amen Amen Amen hawen qale hiwet yesemealn kea.
@senaytgebreab505
@senaytgebreab505 4 месяца назад
Egzabhir zterfe zemenka bruk ygbero btami eye zemsgneka ❤❤❤❤❤
@user-lh2yp8cm5y
@user-lh2yp8cm5y 4 месяца назад
Kale hiwet yesmealna kbur haw
@user-dt1bt2tx4o
@user-dt1bt2tx4o 4 месяца назад
ሓወይ ቃለ ሂወት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ሂወትካ ቅሳነት ይሃብካ ንፑቲን ከኣ ዕድሚኡ ይንዋሕ
@user-ob1ry1kc4p
@user-ob1ry1kc4p 4 месяца назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ እግዝኣቢሀር ጽጉኡ ይብዝሃልካ ወላ ጽጉሪ ኣንዊሕሞ ኣለዉ
@user-tv2gw5sn8u
@user-tv2gw5sn8u 4 месяца назад
እንካዕ ብድሓን መጻኻ ኩቡር መምህርና ብቡዙሕ ሓበረታ ክትመጸና ተስፋ ኣለና
@mogoshabteslase7921
@mogoshabteslase7921 4 месяца назад
Seeli adhno ab betekrstiyana ab adtatna ekomo lekea kemza teriyena zeleka eya zela kubur hawna medhanie alem aboy beayne mhretu ytemtena ❤❤❤
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 4 месяца назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@yarusimon1936
@yarusimon1936 4 месяца назад
qal hiwet yesmealna kibur hawna🙏🙏🙏 nay qdst dingl Maryam adena nay qedm seli kemzi tereyena zeleka alatna ab Ertra
@z-rx6ly
@z-rx6ly 4 месяца назад
ቃለ ህይወት ያስመዐሊና ሓወይ ብሓቂ❤❤❤❤
@titishow9731
@titishow9731 3 месяца назад
Amen amen amen Egziabhir ymesgen
@user-cg5ns1mk9d
@user-cg5ns1mk9d 4 месяца назад
Kale hiwet yesmealna kubur hawna
@Fili_CR7
@Fili_CR7 4 месяца назад
ናይ ልበይ ተዛሪብካ ታንክስ👉🤝
@user-lq8bw1lm8e
@user-lq8bw1lm8e 4 месяца назад
❤❤❤❤ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonasasefaw3301
@yonasasefaw3301 4 месяца назад
ኣምላኽ ይባርካ ብሩኽ ሓወይ ❤️❤️❤️👌
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 4 месяца назад
Kal hiwet ysmelna👏👏👏💒❤
@luladaid9912
@luladaid9912 4 месяца назад
Amen Amen Amen Thankyau ❤
@LeltiOkbay
@LeltiOkbay 4 месяца назад
Amen kal hiwet ysmalna
@rahelmatusala1595
@rahelmatusala1595 4 месяца назад
Thank you for this beautiful revelation
@hanihaile5397
@hanihaile5397 4 месяца назад
Klae sakit eti kendi msli u wana
@ZewenjelTinsea-wg3qf
@ZewenjelTinsea-wg3qf 4 месяца назад
amen amen amen kal huwet yesmaeluna hawina edumen tenan yahabeka fetari
@adebabaygebre
@adebabaygebre 4 месяца назад
ቃለ ህይወት ያሰማልን በእዉነት እግዚአብሄር ይስጥልኝ
@dawithailemariam6112
@dawithailemariam6112 4 месяца назад
I am so glad you brought up this topic because people think it doesn't matter but it's about time our people understand we're the people of true Israelis.
@yeshialula3203
@yeshialula3203 4 месяца назад
Agree100%
@abbyha7518
@abbyha7518 4 месяца назад
Woww btami zgerim eyu temesgen Amlak wey fetari xelim zrekbo Eyosus Afrikawi eyu 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@user-dd5cj7tz6r
@user-dd5cj7tz6r 4 месяца назад
እግዝኣብሔር ይመስገን ቃል ሂወት የስምዓልና
@YohannesWeldeab
@YohannesWeldeab 4 месяца назад
Kal hiwet yesmealna burk hawey nemesgen
@binyamsiumkidane4185
@binyamsiumkidane4185 4 месяца назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓው
@zebibwelderufael89
@zebibwelderufael89 4 месяца назад
Btaemi yemesgneka egzabher edmen tenan yhebka
@user-oh2cf6km3m
@user-oh2cf6km3m 4 месяца назад
Kmzi. Gerom. Keyxawetulna eyu. Egziabiher. Siln msln naka. Aytgber. Zbele
@merhawighiwet21
@merhawighiwet21 4 месяца назад
ቃለ ህይወት የስመልና 🙏🙏🙏
@mikeleenkwandenamtahyohann9786
@mikeleenkwandenamtahyohann9786 4 месяца назад
Tebark wendemachin tsgawen yabzalke
@user-cu3dx7eq9k
@user-cu3dx7eq9k 4 месяца назад
Btami desi zbul tmrti ❤❤❤❤yekeniyelna
@user-ik6ns7rg9b
@user-ik6ns7rg9b 4 месяца назад
Xbuk tmhrti u nay behaki plz kale entelo wn amlak yhagzka ketefltena ...
@user-th8qd1xs3m
@user-th8qd1xs3m 4 месяца назад
ቃል ሂወት የስምዓና ኩቡር ሓው
@esromtesfahiwet2055
@esromtesfahiwet2055 4 месяца назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ሓውና ነመስግነካ
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 4 месяца назад
ይገርማል እንደዝም አለ እንደ እስካሁን አለወቅሁም ነበር
@user-bo3cf7dm5l
@user-bo3cf7dm5l 4 месяца назад
Hbri egziabiher zeykone lbna eyu seli adhno hasabna nab eziabher eyu zgebr
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 4 месяца назад
ኣይሁዳዉያን ጸለምቲ እዮም ንምስክርና ሞ መን ኣመኖ 🥺🥺🥺
@suzitsegay1897
@suzitsegay1897 4 месяца назад
Kale hiwet yesmaalna kubur hawuna
@user-cu3dx7eq9k
@user-cu3dx7eq9k 4 месяца назад
❤❤❤❤nay bhaki nay kulom nana eyom zmeslulu wala wun nhna trah ena 3 hbri zelewom koluet nwelid slezi nhna mejemrta ftret koykone ayterfin eu kuluna nnkah nay efrom tmriti bebhad kimexie eu ❤❤❤❤ yekeniyelna kubur hawey ❤❤❤xeguau yebzhalka
@SAHLNAKFA1991
@SAHLNAKFA1991 4 месяца назад
Qak hiwet yesmana kubur hawna bzhu felutna ❤❤❤
@rahelmatusala1595
@rahelmatusala1595 4 месяца назад
I am so proud of you for exposing the truth
@user-fk6im9gz4p
@user-fk6im9gz4p 4 месяца назад
Thanks and God bless
@simontewelde738
@simontewelde738 4 месяца назад
ሰላም ንዓኻ ኩቡር ሓው እዚ ብዛዕባ ሕብሪ ናይ ብሓቂ ዲካ ትምህርቲ ኢልካ ሒዝካዮ መጺኻ ቅድሚ ሕጂስ ጽቡቅ ተቅርብ ኔርካ ሕጂ ግን ኣይግድን ኣይወዳእክዋን ከማን እዛ ቪድዮኻ ብካልእ ካብዚ ዝበልጽ ሒዝካልና ክትቀርብ በዓል ሙሉእ ተስፋየ።
@user-rk1kn6ob1b
@user-rk1kn6ob1b 4 месяца назад
ኣጀኹም ኢየሱስ ኩሩስቶስ ናይ ልቢ እዩ ዝረኢ።
@fudjfif9314
@fudjfif9314 4 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-xt1jk4dm6h
@user-xt1jk4dm6h 3 месяца назад
ቐጽለሉ ዝህዝቢ ክሳብ ዝርድኦ ብዙሕ ተቃውሞ ውን ክበጽሐካ ይክእል እዩ ግን አጆኻ።
@erena-africa5909
@erena-africa5909 4 месяца назад
Yessssssss 💯 % it's very important to change to the original.
@user-xb1yp9oi9r
@user-xb1yp9oi9r 4 месяца назад
Nay flasha tarik eba amxaelna knxbeyeka ina ab kulu srahka egzabihier msaka ykun❤
@FanielTeklegergsh
@FanielTeklegergsh 4 месяца назад
Egzabiher yqre ybelelom xadu rgumat eyom
@rezeneshifare5387
@rezeneshifare5387 4 месяца назад
ትክክለኛ ዝኮነ መሰረት ዘለዎ ትምህርት የድልየና አሎ
@user-wf9bi1qh6n
@user-wf9bi1qh6n 4 месяца назад
ዝሓወይ ትክክለኛ ዝኾነ መሰረት እየሱስ እዩ ። ኣንብቡ እሞ ቃል ኣምላኽ ንሱ ኸኣ ሓራ ክውጻኣኮ እዩ ። እዚ ካብ ቃል ኣምላኽ ዮሃ 17:3 ዮሃ 8:32 ዮሃ 14:6 ሆሴእ 6:3 ሓወይ እዚ ኣንብቦ እኻ እቲ ዋና መሰረት ቃል ኣምላኽ እዩ ናብዘይ ሓንጽካ ጽንዋያት ኣይትድሃብ ናይ ዘልኣለም ህይወት ዝህበካ እዩሱስ እዪ ።
@natisami1069
@natisami1069 3 месяца назад
መጽሓፍ ቅዱስ ኣሚንካ ኣንብቦ መንፈስ ቅዱስ ክገልጸልካ ኢዪ
@user-ow9hx4fv9b
@user-ow9hx4fv9b 3 месяца назад
Ab debre sina rie nire ab 2020 seeli adina mariam xelim selezi ab hagerna'wun alo ❤❤❤❤❤
@adhanetnagash1766
@adhanetnagash1766 4 месяца назад
ቃል ሂውት የስምዓና
@Zebib8.
@Zebib8. 4 месяца назад
Yess people need to wake up🙏🏾
@user-gp1pr8wj5u
@user-gp1pr8wj5u 4 месяца назад
Kale hiwet yesmalna zhawey kemaka mestewalti sebekti ybzhalna Gn haki ydngu enber ayebetn eyu kewexe eyu ab seatu.
@selammebrahtu4747
@selammebrahtu4747 4 месяца назад
Seln msln aytemlku hiji xbuk geru tesekiruni entay saebenu 😢 mewaelna xaeda seli riena abina 😢
@titiTesfalem
@titiTesfalem 4 месяца назад
ቃለ ሂወት ይርስመዓልና ክቡር ሓውና
@user-cu3dx7eq9k
@user-cu3dx7eq9k 4 месяца назад
Wala keman adina kidste kudusan ngoyta byemana eya hakifato zela ❤❤❤slezi ahwatey kuluna kinnekih alena ❤❤❤❤
@natnaelabraham1738
@natnaelabraham1738 4 месяца назад
Btami kal hiwet yesmaelna
@user-nu9zc1hp5j
@user-nu9zc1hp5j 4 месяца назад
Kale hiwet
@kbratekie-mw9cd
@kbratekie-mw9cd 4 месяца назад
burk hawey ab silin mslin aytemenu zibl xhuf alo emo mstwalna ykfetelna goyta❤
@teklemariamnegash798
@teklemariamnegash798 4 месяца назад
Selam kbur haw Delyeka neyre zeytrekbeni. Gda gzye ab zeleka
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤🎉🎉ቃል ሂወት የስምዓልና❤❤ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@fitsumhayle4581
@fitsumhayle4581 4 месяца назад
Qale hiwet yesmealna ❤
@mogostekleab4101
@mogostekleab4101 4 месяца назад
Kbret yhab sle zi tmhrti hawey
Далее
እግዚኦ ናይ መወዳእታ ድፍረት
25:57
СТРИМ ► Elden Ring - Shadow of the Erdtree #5
5:07:46
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 625 тыс.
ምሉእ ምስክርነት ጀምስ ካዋልያ!
3:22:45
🚨"እቲ ፓስተር መስኪሩ"
41:42
Просмотров 13 тыс.
Magirus-Deutz 232 АНОНС
0:58
Просмотров 1,2 млн