Тёмный
No video :(

ንሩስያ ንክትሕግዝ ዝገብሩ 

Renaissance Media
Подписаться 26 тыс.
Просмотров 3,3 тыс.
50% 1

Renaissance Media
ሃንቲንግተንን ፉኩያማን ፡ • ሃንቲንግተንን ፉኩያማን "እስላማዊት...
#Eritreanews , #ethiopianews , #tigrignazena #zenatigrina #eritreandocumentary
መተሓሳሰቢ፡
ንሩስያ ንክትሕግዝ ዝብል ዘሎ ኣርእስቲ ቃል ብቓሉ ሩስያ ን'ወራር' ዩክረይን ኣብ እትገብሮ ስርሒት ንምድጋፍ ከም ዘይኮነ ክበርህ ንደሊ። ብተወሳኺ ኣብቲ ወራር እናተባህለ ተገሊጹ ዘሎ ክፋላት ድማ እቲ ወራር ዝብል ቃል ኣብ ቅንፍ ዝኣተወ ('ወራር') ከም ሙዃኑ ክትርድኡልና ብኽብሪ ንሓትት። እዚ ማለት፡ እቲ ወራር ዝብል ቃል ኣብ ቅንፍ እንተኣትዩ፡ እቲ ዝብሎ ዘሎ ኣካል፡ ናተይ መርገጺ ኣይኮነን ግን ካልኦት ብኸምኡ ይጽውዕዎ ንምባል'ዩ ዘስምዕ።

Опубликовано:

 

7 мар 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 15   
@judithhabtu5312
@judithhabtu5312 2 года назад
God bless Eritrea
@asmarinabesera9457
@asmarinabesera9457 2 года назад
Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DrWisdomForPresident
@DrWisdomForPresident 2 года назад
👍
@yaar4371
@yaar4371 2 года назад
Good job
@lwmtichannel9882
@lwmtichannel9882 2 года назад
Kemzi aynet tintena zihbu politicians 'yom zedlywa zelewu eza hager. Viva Eritrea
@lovepeace1919
@lovepeace1919 2 года назад
ከምዚ ዓይነት ኣብ ፖለቲካዊ ኣፍልጦ ዝተመስረተ ትንተና ፡ናይ ውልቂ ዘይኮነ :ነዚ ወለዶ ዘድልዮ ዘይወገናዊ።የቀንየልና ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ
@akileakile3263
@akileakile3263 2 года назад
ኣንበሳ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ ግን ሓቂ ስለትዛረብ ሳዓብትኻ ክውሕዱ እዮም ግን ኣብ መትከልካ ርገጽ ጀግና ናይ ጀጋኑ ኢለካ ኣለኹ።
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 2 года назад
ናይ ኤርትራ መርገጺ ንጹር ኢዩ።በይንኣዊ እገዳ ንቃወም ኢዩ እቲ ተቓውሞ። በቲ ኮይኑ በቲ ግን:ዩክሬን ልክዕ ከም ወያነ ከዳሚት ኢያ።
@dawitahferom8236
@dawitahferom8236 2 года назад
Nice observation 👏👏👏
@kibromafewerki6406
@kibromafewerki6406 2 года назад
Ybel srah👌👏👏👏👏👏
@abdilazizhassen8924
@abdilazizhassen8924 2 года назад
አብ ባይታ ዘሎ ሐቂ ገሊጽካዬ አለካ 10q
@bagumbagun
@bagumbagun 2 года назад
ጽቡቕ ትዕዝብቲ'ዩ። ምዕራብ ኣንጻር ሩስያ ዓጢቑ ከም ዘሎ ንርእዮ ዘለናዩ። ንምዕራብ ግን ከም ሩስያ ዝኣመሰለ ተመጣጣኒ ሓይሊ የድልዮ ዩ።
@a..f..t..4593
@a..f..t..4593 2 года назад
ምዕራባውያን ይኩኑ ኤሜሪካ ንረበሔን ተዘይ ኾይኑ ኩሉ ዝገብርእ ከም ዲሞ ክራሲ ይኩን መሰል ደቂ ሰብ መሰል ሃይማኖት ወዘተ ኩሉ ሐሶት እዩ መስአክርነት ዝደሊ ተሎ ኺናት ሩሰያን ዩክሬን እኹል እዩ
@biniamteklemariam4911
@biniamteklemariam4911 2 года назад
ፖሎቲካዊ ኣፍልጦኻ ከተካፍለና ምብጋስካ ከየድነቕኩኻ ኣይሓልፍን፡ ብ ሓፈሻ ግን ኣብ መጻኢ፡ ሓቒ ዝሓዘለን ብ ፍትሓውነት ዝተደገፈን ትንተና ከተቕርበልና ይላቦ፡ የቐንየለይ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-nu6id7lj3p
@user-nu6id7lj3p 2 года назад
እዚ ንሓደ ደንቆሮ ጥራይ ኢኻ ከተደናግረሉ ትኽእል ክቡር ሓው!! - ህዝቢ ዓለም ምስ ዩክሬን ደው ኢሉ ዘሎ ንምዕራባውያን ስለዝደገፈ ኣይኮነን ፡ ሓንቲ ሃገር ንኻልእ ሃገር ክትወራ ገበን ስለዝኾነ እዩ። - ዝኾነት ሃገር ኣብ ደስ ዝበላ ማሕበር ክትጽንበር መሰላ እዩ። ዩክሬን ናብ ኔቶ እንተተጸንበረት ንሩስያ ምናልባት ጸጥታዊ ስግኣት ክኸውን ይኽእል እዩ። እሞ ጸጥታዊ ስግኣት እዩ ኢላ ሃገር ክትወርርን መንግስቲ ክትቅይርን መሰል ዝሃባ የለን። - ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ሩስያን ዘሎ ጉዳይ ንኣሜሪካን ሩስያ እዩ ዝምልከት ፡ ኣሜሪካ ንሩስያ ናብ ኔቶ ንኸይትጽንበር እንተኸልኪላታ ንኣሜሪካ እምበር ንዩክሬን ኣይኮነትን ክትወራ ዘለዋ። - ኤርትራ ንሩስያ ክትድግፍ ትጽቢት ናይ ዝኾነ በሃም ሰብ እዩ። ገባሪ እከን ንገባሪ ሰናይ ክድግፍ ሪእና ስለዘይንፈልጥ። ስለዚ ከተጸባብቖ ኣይትፈትን። - ኣሜሪካ ን ዒራቕ ስለዝወረረት ፡ ሩስያ ድማ ን ዩክሬት ክትወርር ቅኑዕ እዩ ክትብል ዘሕፍር እዩ። በዚ ኮይኑ በቲ ነዚ ምስኪን ህዝቢ ኣይተደናግርዎ በጃኩም!!
Далее
Bassem Youssef | This Past Weekend w/ Theo Von #521
1:54:40