Тёмный
No video :(

ንሰብ ዕዉት ዝገብርዎ 10 ብሉጻት ባህርያት part 1 (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation)  

Lbona media
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

ንሰብ ዕዉት ዝገብርዎ 10 ብሉጻት ባህርያት-10 QUALITIES THAT MAKE A PERSON SUCCESSFUL(ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) #lbonamedia
ብቐዳምነት ግና ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ።
እዛ ቭድዮ ማለት ንሰብ ዕዉት ዝገብርዎ 10 ብሉጻት ባህርያት-10 QUALITIES THAT MAKE A PERSON SUCCESSFUL (Tigrigna motivation ) ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ድማ ተስፋ ይገብር።
ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ዕድላት ምፍጣርን ምሕጋዝን እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ እዮም። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ኣብ ህይወትና ዘጋጥመና።
ሰለዚ ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር እዩ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ናይ ሓባር ዓወት ፣ ናይ ሓባር ሓጎስ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእሎይ ኣቐድመ ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 17   
@lbonamedia
@lbonamedia 2 года назад
ንኹልኹም ሳብስክራይብ ዝገበርኩምን ብቐጻሊ ተባራትዑኒ ዘለኹም ተኻታተልተይ ካብ ልቢ እንዳኣመስገንኩ፡እግዝኣብሄር ካኣ ኣብ ህይወትኩም ሰሰናዩ ክህበኩም ካብ ልቢ ይምነ። ክብረት ይሃበለይ። I would like to thank you all my supporters and subscribers and I wish you all the best in the name of God. ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 2 года назад
Thanks
@lbonamedia
@lbonamedia 2 года назад
You are welcome my dear brother ❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍
@luilkflom1245
@luilkflom1245 Год назад
ዋውው ናይ በሃኪ ደስ ዝብል ምክሪ ዩ ብዙህ ክሲብና መምህረይ❤❤❤❤ ክጽሎ ከማካ ይብዝሁ
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you Luil ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@hanibaldaniel7184
@hanibaldaniel7184 Год назад
ቀጽሉ ሓቢ ትምህርቲ ዮ thank you
@thth6608
@thth6608 2 года назад
የቀንየልና መምህር
@lbonamedia
@lbonamedia 2 года назад
You are welcome. Thank you for your participation.
@tesfayhaile2629
@tesfayhaile2629 2 года назад
Behaki Lebam Seb .Sile Eti TIHBENA Senay zikone TMHIHRTI belibi NEMSGINKA.Amhakj memlisue YIBHARKA.
@lbonamedia
@lbonamedia 2 года назад
ሰላም ተስፍሽ። የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ። ስለ ቀጻሊ ምትብባዕኻን ተሳትፎኻን ካብ ልቢ የመስግነካ ሰሰናዩ ይስዓብካ ሓወይ ናተይ።
@user-rw3iy3sj6k
@user-rw3iy3sj6k 2 года назад
Thanks for shering my bro
@lbonamedia
@lbonamedia 2 года назад
You are welcome my dear brother.
@user-rw3iy3sj6k
@user-rw3iy3sj6k 2 года назад
@@lbonamedia Ane kabto bzuhat teketatelti ye Beti gizeka hibka thibena zeleka Ajoka ab awet ktiriena eka
@debishgirmay3268
@debishgirmay3268 Год назад
nay bhake xubuk temhrti nemsgenaka kmaka yebzhu .
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you Debish ❤️❤️❤️❤️❤️
@mengsandebrhan6987
@mengsandebrhan6987 2 года назад
Thanks
@lbonamedia
@lbonamedia 2 года назад
❤️❤️❤️🌹🌹🌹👍👍👍
Далее
Девочки, у вас тоже так? 💅🏻✨
00:17