Тёмный
No video :(

ንስሚዒትና መን ይዝውሮ ወይ ይቆጻጸሮ? ባዕልናዶ ወይስ ግዳማዊ ፍጻሜ ወይ ባእታ? 

Mesfin Gebremedhin
Подписаться 799
Просмотров 119
50% 1

ንስሚዒትና መን ይዝውሮ ወይ ይቆጻጸሮ? ባዕልናዶ ወይስ ግዳማዊ ፍጻሜ ወይ ባእታ?
መስፍን ደስታ ገብረመድህን
ግንቦት 2024
ተዘዝታ ስሚዒትን ምጽማድ ስሚዒትን
ተዘዝታ ስምዒታት ኣብ ኣካላትና ከም ስምዒታት ክጅምሩ እንከለዉ፡
ምጽማድ ስምዒታት ግን ካብቲ ብዛዕባ እቶም ስምዒታት እንሓስቦ ሓሳባት እዮም ዝፍጠሩ። ወይ
ብኻልእ ኣዘራርባ ምጽማድስምዒታት ንስምዒታት ብኸመይ ከም እንትርጉሞምን ክጥሕሉ ንገድፎምን እዩ።
ስለዚ "ተሰሚዑኒ" እትብል ቃል ንኽልቲኡ ኣካላውን ስምዒታውን ኩነተ ህላወ ንጥቀመሉ።
ኣተሃላልዋ ስሚዒታዊ ኩነታት - ኣሉታውያን
ጓሂ ዝዓሰሎ (0)
ሓዘን ዝዓሰሎ (0)
ዘፈንፍን ዘጸይፍን ዝዓሰሎ (+)
ሕንከትን ውርደትን ዝዓሰሎን ዝዓብለሎን (+)
ሰንባደን ሃንደበትነትን ዝዓብለሎን ዝዓሰሎንኣድንቖት ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ምድንጻው ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ዝርጋን (ዝግርግር ወይ ሕንፍሽፍሽ) ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ኣተሃላልዋ ስሚዒታዊ ኩነታት - ኣሉታውያን
ቅሉውላውን ምርባሽን ዝዓብለሎ ዝዓሰሎን
ጣዕሳን ሕርቃንን ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ፍርሕን ሕነ-ምፍዳይን ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ሻቕሎትን ዘይርጉጽነት ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ጽዕንዕን ዝበለ ስሚዒት ዝዓሰሎ (0)
ምረት ዝዓሰሎ (0)
ምጭካንን ምድፋርን ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ቅንኢን ሕስድናን ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ኣተሃላልዋ ስሚዒታዊ ኩነታት - ኣወንታውያን
ፍሱህነትን ባህታን ዝዓሰሎ (+)
ሓጎስ ዝዓሰሎን ዝዓብለሎን (+)
ዉዕዉዕ ስሚዒት ዝዓሰሎን ዝዓብለሎን (+)
ናይ ምዝናይን ሰሓቅን ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ኣተሃላልዋ ስሚዒታዊ ኩነታት - ማእከላይ ቦታ ዝረገጹ
ርግኣት ዝዓሰሎ (0)
ስላም ዝዓሰሎ (0)
ፍቕሪ ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ተቐባልነት ዝዓሰሎ (+)
ዕግበት ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ድንጋጸን ልውሃትን ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ወዘተረፈ
ዝበለጸ ዝተመርጸ ኣተሃላልዋ ስሚዒታዊ ኩነታት ኣየናይ እዩ? ጥሙርነትን ሓድነትን ኣተሃላልዋን ህዋሳትናን!
ኣወንታዊዶ ኣሉታዊ ወይ ማእከላዊ?
ርግኣት ዝዓሰሎ (0)
ስላም ዝዓሰሎ (0)
ፍቕሪ ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ተቐባልነት ዝዓሰሎ (+)
ዕግበት ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ድንጋጸን ልውሃትን ዝዓብለሎን ዝዓሰሎን
ወዘተረፈ
ንስሚዒታትና ዝዘርጉ ውሽጣውያን ረቛሒታት
ሕሉፍ ተዘክሮታት
ናይ መጻኢ ትንበያታት
ድሩትነት መረዳእታ መስርሕ ለውጢ
ድሩትነት ዓቕሚ ህዋሳትናን መረዳእታ ክውንነትን ኣተሃላልዋናን
ኣነነት
እታ መፍትሕ - መወልዒትን መጥፊእትን መን ይሓዛ?
ንስሚዒታትና ዝዘርጉ ግዳማውያን ረቛሒታት
ካብ ትጽቢትና ወጻኢ ዘጋጥሙ ባህርያውያንን ስበባት ደቂ-ሰባትን ተረኽቦታትን ፍጻሜታትን
ዝሓለናዮን ዝሓለምናዮን ምስዘይንረክብ
ህሉው ኩነት ህላዌን (status quo) ብመስርሕ ለውጢ ምስዝቕየር
ዘይሓሰብናዮ ምስእንረክብ
መጠቓለሊ - ኣይኣወንታ፡ ኣይኣሉታ - ንርገጽ ኣብ ማእከላይ ስሚዒታዊ ባይታ!
መውልዒትን መጥፊእትን ስሚዕትና ክንውንን
ንግዳማውያንን ውሽጣውያን ረቛሒታት ንስሚዕትና ከምድላዮም ከስራስርዎ ንዘይምፍቃድ ኣማራጺ ከምዘለና ኣይንረስዕ ወይ ኣይንዘንግዕ!
ኣይኣወንታ፡ ኣይኣሉታ - ንርገጽ ኣብ ማእከላይ ስሚዒታዊ ባይታ!
ውዒሉ ሓዲሩ ኩሉ ፍጥረት ኣብ ኣድማስ ተጋሂዱ ተዋሲኡ ብመስርሕ ለውጢ ከምዝስወር እናዘከርና ንርጋእ!
ድሩትነት ዓቕሚ፡ ግዜን መረዳእታን ኣብ ቦትኡ
ሰላም

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1   
@user-tw3od5yv6m
@user-tw3od5yv6m 2 месяца назад
🙏💙
Далее