Тёмный

ንባዓል ገዛይ ፕራንክ ገይረዮ 😱😀😁 

Nueud (ንኡድ) Tube
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 62 тыс.
50% 1

like, share, comment and subscribe our channel 🙏👈

Опубликовано:

 

27 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,3 тыс.   
@ደሰታጓልሃገረትግራይ
@ደሰታጓልሃገረትግራይ 4 месяца назад
ብናሙዑዝ ዓቅሊ ደስ ዝበለክን ላይክ ናፀፋዕክናኒ ሕለፍ ደቁ ማድ ሕኒኡያ ዘይ ፈድስ ወዲ ኣድግ ከምዛ ኣሕርር ዘበለትካ ኤሚ ልቃሕካ መሊስ ንፅበ ኢና ግን ብፋቅሩኩም ሙሰዙይ ነይርኪ ሙስዙይ ነይርካ ዝብሉ ኘራንክ ከይትለምዱ ፍቅርኩም ንፋስ ከይተእትይሉ ብመመሀሪ ክኮን ኣለዎ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤🎉
@britgraweyti
@britgraweyti 4 месяца назад
ሕንኡ ይፍደ ትብሉ Like ውቀጥኒ😅🤣
@ሂወትጓልትግራይ
@ሂወትጓልትግራይ 4 месяца назад
🤣
@genet3442
@genet3442 4 месяца назад
😂እወ ሕንኢ ኪፈዲ ኣለዎ ሙቁራት ዝከኑ ፍጥረት ኣነሰ ኪፈትየም ❤❤❤❤
@ኣቢነኝየራያዋ
@ኣቢነኝየራያዋ 4 месяца назад
ፅብቅት ሓሳብ😂
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro 4 месяца назад
ሙዑዝ ልቁሑ ይምለስ ትብሉ ላይክ❤❤❤❤
@semiraabrahim1264
@semiraabrahim1264 4 месяца назад
ብራንክ ፅቡቕ ኣይኮነን ናይ ብሓቂ ፅቡቕ ኣይኮነን ናይ ብዙሓት ፍቑራትን ማሓዙትን ናይ መፃኢ ሰላም ዝዘርግ እዩ ስለዚ ይትረፍኪ ዝሓፍተይ ኮመንቲ ከምተንብቢ ተስፋ ይገብር❤
@user-genet
@user-genet 4 месяца назад
ጏለይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል ታይ ኢኽን ተካብዳ ፕራንክ ኣይትግበሪ ግዛዕ ውይይ ተጋሩ ገርና መትሐዚ ተስኢኑና እኒኦቐፅልሉ ምቅርተይ❤️
@shewitMesele
@shewitMesele 4 месяца назад
ጎይታ ዓቅሊ ቃላት ሲኢነሉ ኡነት ብጣዕሚ እዩ ምስኪን ሓዳርኩም ይባረክ ኣብሳኣላተይ
@Titi_ዓጋማዊት
@Titi_ዓጋማዊት 4 месяца назад
ውይ መዓረይ ክንደይ ይልውህ ዙወዲ❤የመዳም ቀመሞች ከምዝወዲ ዝበለ ሰብኣይ ይፈጠረልና🙏😅 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅቡቋተዬ😍
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 4 месяца назад
ዝያዳይ ደምርኒ❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
አሜን አሜን አሜን ይግበሮ 😁😁😁
@ዩቱዩብ
@ዩቱዩብ 4 месяца назад
ግን ሓደ ነገር ክነግረኩም ፕራንክ ኣይትግበሩ ኣብቲ ፅብቅ ሓዳርኹም ንፋስ የተእትዉሉ ፅብቅ ኣይኾነይ ምዑዝ ክም ስሙኻ ምዑዝ ኢኻ ዘለካ ትዕግስቲ ዋዉዉዉ እዩዘብል😍😍😍
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@Hagush_gal_kiki21
@Hagush_gal_kiki21 4 месяца назад
ቆልዓ ናብ ካሜራ ኣይተምጽእዮ ኤሚ ሽኮር።
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 4 месяца назад
አቱም ሰባት ብራንክ ዝበሃል ዘይ ስሩዕ ክትገድፍዎ ይግባእ አሕዋተይ መዓረይ ንፋስ መእተይ እዩ አብየት ዓቅሊ ተዓድልካ ቀፅለሉ ❤❤❤❤
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን 4 месяца назад
1ማዕተብ እሰሪ 2 ሰላም ኢና እግዚአብሔር ይመስገን እዩ ዝበሃል ጋል ዓበይቲ ምስጋና ንአምላክ አይክፈሎን ብዝተረፈ ፍቅርኩም ይብዛሕ ⛪❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ብሓቂ መጀመሪያ ከብኩሉ አምንትና ገብዘት ንኩን አሕዋተይ
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 4 месяца назад
ዋውውው ጠባይ ግን ተዒዲልኪ በኡነት ኣስጢምኪ ሓዚ ስብኣይኪ🌹🌹ናተይ ተዝከውን ከምኡ ካልብሎ ነይረ እቲ ቆልዓ ደብርይለይ እዩ ክከድ ነይሩ ንደገ ዓቅሊ የብሉን😂😂😂
@ዩቱዩብ
@ዩቱዩብ 4 месяца назад
በጃኺ እቲለዋህ ስብኣይ ኣብ ሚድያ ኣይተዉፅእዮ ብዙሕ ደስ ክብለካ ለዋሀይ ፍቅርኹም የብዘሐዮ ምስ ዉላድኹም መዓረይ ፅቡቃት ስድራ ኢኹም ❤በተለይ ዘለኩም ስነስርዓት ኣከዳድናኹመ ኣነጋግራኹም ርጉዓት ኡፍፍፍ ኩሉ ዓዲልኩም ፅቡቃተይ😍😍😘
@salamaaa905
@salamaaa905 4 месяца назад
ካልኣይ ግዜ ፕራንክ ከይትገብርዮ ሓዳርኪ ከይፈርሰኪ ተጣዒስኪ ኣይትወፅዮን ኤሚየይ ስባኣይኪ ግን ዓቅላም እዮ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 4 месяца назад
ፕራንክ ይቅረይኩም አብ ሓዳር ጭቅጭቅ እዩ ዝፈጥር ብዝኮነ ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤❤
@tarhastube9099
@tarhastube9099 4 месяца назад
ፍጣሪ ከምዝይ ዓነት ሰብአይ ሃበና አብ ሰደት ዘለና ታዓዲልኪ መዓረይ❤❤❤❤
@ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ
ብኡነት ታዓዲላ እያ❤❤❤
@Selam-k4p
@Selam-k4p 4 месяца назад
ምሕረት የዉርደልኪ ማዓረይ🙏ኣብየት ዓቅሊ ዝናተይ እማ እሰይ ገበርኩ ምበለኒ ቅጭ እዩ ዘመፆ ዘይገበሮ ተኾይኑ😂
@Atseatsbeha1212
@Atseatsbeha1212 4 месяца назад
ሽኮሪና ከምዚ ዐይነት ነገር አቁሚ ደስ አይብልይ ካብ ስራሕ መፅዩ ከምዚ ከይትደግሚ ከምልማድኪ አቀራሪብኪ ተፀበይዮ እምበይ አቤት ትዕግስቱ ❤❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ለክፍእ ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 4 месяца назад
ፕራንክ ከይትደግም ተኸታተልትኽ ከይትከስር ማዓረይ ኣንሕና ንደልዮ መምሃር ካብ ሰብ ሓዳር ንደልዮ ነገር ትምህርት እዩ ስለዝ ፕራንክ ብጣዕም እዩ ሰብ ፀልእዎ ዘሎ ፕራንክ ተጀምርኽ ሓዳርኽ ከይበላሸይ ማዓረይ ቡዙሓት ዩቱበራት ብፕራንክ ንፋስ ኣትዩዎም እዩ ስለዝ ይትረፊኽ ከምዝ ዓይነት ማዓረይ ከም ናይ ወትሮኹም ፁቡቕ መደብ ዳኣ ሱሩሑሉና ብዝተረፈ ብጣዕም እየ ዝፈትወኩም ዘኽብረኩም ዓድ ወለላይ ከም ናትኹም ሓዳር ይፊጠረልና ❤️🥰🥀
@sarahsarah4584
@sarahsarah4584 4 месяца назад
ታአዲልኹም ኩልኹም ርግዕ ዝበልኹም ቀፅልሉ አይትጥፉዑ ሕነኻ ፍደ ኢኻ❤
@MeriGaltewahdo-h5h
@MeriGaltewahdo-h5h 4 месяца назад
ፕራክ ምግባር ይትረፍኪ ኤማየ ማዓረይ ኩሉ ግዜ ፅብቅ ኣይመፅእን ሓደ ሓደ ናይ መፃሓፍ ቅዱስ ጥቕስታት ተትታሓታተቱ ክንደይ ጥዑም ነይሩ 😢🤲💜ካብኡ ለ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳር ኣብራሃም ሳራን ይግበረልኩም 💜💜💜
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@AaA-m2x4i
@AaA-m2x4i 4 месяца назад
ወድኩም እማ ስምዕዎ ግደፉ ይብለኩም ኣሎ ኣጨኒቅኩምዎ እዚ ፕራንክ ግን ግደፍዎ ንፋስ መእተዊ እዩ ሙዑዝ ግን ኣሕዚኑኒ ቱ ዓቅሉ ግን ኣቢየ እምነቱ ንክጎድል ኣይትግበርዮ ከምዚ ሕማቅ እዩ ብዝተረፈ ይመቸኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💞💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💗💗💗💗😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ብሓቂ ተከክል አለኪ አብቲ ግዘ እዝየስ ❤
@ummeritigraweyti
@ummeritigraweyti 4 месяца назад
ኣድነቅቲ ሙዑዝ👍ግጨው😘😘😘
@seft5286
@seft5286 4 месяца назад
ኣቤት ትዕግስት ክፈትወኩም ኣነስ ፍቅርኩም ይብዛሕ ክቡራተይ❤🤲
@ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ
@ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ 4 месяца назад
አምለሰት ግደፈ ተዘይ ኮይኑ ሕነካ ፈደ ክንብሎ እና ንሙኡዝ😁😁😁 ደሞ ፈቅረኩም የብዛሓዮ❤❤❤❤
@سلامهمنجحي
@سلامهمنجحي 4 месяца назад
ሙዑዝ ናብ ሕጊ ኣቅርባ😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅
@birtukan1145
@birtukan1145 4 месяца назад
😂😂😂😂😂😂
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 4 месяца назад
ኤምየይ ምዓርይ ፕራንክ ይትረፍኩም ካሊእ ስርሁልና ስብአይ በረካ ዊዕሉ ደኪሙ መፅኡ ደስ አይብልን bzkhone ኤምየይ እዚ ቀሊል ፕራንክ እዩ ግን ከም አነ ፕራንክ አብ ውሽጥኩም ምቅይያም ከይፈጥር ከምዚ ኢለ ምፅሓፈይ ግን ከይኮርየኩም sorry
@deradubai1754
@deradubai1754 4 месяца назад
እግዚአብሔር የይፈትወ ስራሕ ኣይትስርሑ ሓዳርኩም ፈተና ከይኣቱ ተጠንቀቁ
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 4 месяца назад
ዋይ ሓወይ ለዋሃ ኣትየ ኢሚ ግደፍዮ ክንዲ ማይ ንብላዓ ምቅራቡስ ከይትደግምያ 😮😮😮😮
@ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ
አቤት ትዕግስትካ ትዕድልካ ክብር ሓውይ ማዓርይ ብዝከነ ሓዳርኩም ይብርክ እግዚአብሔር አምላኽ
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 4 месяца назад
ማዓረይ ደምርኒ😍
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 4 месяца назад
ዋዉዉዉ ለለዎ ትዕግስቲ ከየድነቅኽዎ ኣይሓልፍን እግዛብሄር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ለባመይ❤❤❤❤
@እመቤቴማርያም19ኣባቴ
@እመቤቴማርያም19ኣባቴ 4 месяца назад
ኣብ ሓደርኩም ከምዚ ኣይትግበሩ ፅቡቁ ኣይኳነንን ❤😊
@makbiel21
@makbiel21 4 месяца назад
❤❤❤ምሕረት የውርደልኪ ውዴ ዋው ባዓል ገዛኪ ትእግስተኛ እዩ
@ftaw6221
@ftaw6221 4 месяца назад
ኤምዋይ መኣረይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም 🥰❤ግን ኣይደልን ፕራንክ በቃ ይትረፍ 😔
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 месяца назад
እዛ ፕራክ ትትረፍ ባሃሊት እየ አብ መንጎ ፍቅርኹምን ሓዳርኩምን ንፋስ አይተእትዉ
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 месяца назад
@@NuedTube 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️
@LemlemTeklmchale
@LemlemTeklmchale 4 месяца назад
ጎይታ ጰባይ ሙኡዝ ኹሉኹም አወዳት ትግስቲ ይሃልኹም ኤሚየይ ምሕረት የውርደልኺ❤❤❤❤❤
@aasaas7284
@aasaas7284 4 месяца назад
ታዓዲልኺ ምርጉዑ ትዕግስተኛ ጠባይ መሊኡ ኣብሳላተይ ፅሪቲ ኸም ናትኺ ይፍጠረለይ❤❤❤
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 4 месяца назад
እህ😢ምስክን ታይ ገይርኪ ጓለይ ክንድ ነብስኺ ትሓፅብኪ ዓይኒ ደርሆ ዝኾነት ቡና ምስራሕ ድዩ ተኸኽ ተብለክዮ
@SamiGuesh-jy3nl
@SamiGuesh-jy3nl 4 месяца назад
Nebsey hxebeni elatka dya toblak 😢
@ميريميريي-س3خ
@ميريميريي-س3خ 4 месяца назад
ንሓዳር ፅቡቅ የኮነን ዝሓፍተይ እምነትካ መቀነሲ እዩ
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 4 месяца назад
ኣቲ ምቅርቲ ታይ ገበረኪ ኣብ ተካል ብዕራይ ዉዒልካስ ኣብተካል ሰበይታ ኣይትእተ ኮ ጌርክዮ ኣሕዚኑኒ ወለላኺ ምስኪናይ ከብደይ ቡጭ ቡጭ ኢሉ እስኻ ዉን ሕኔኻ ፍደ ሸቆጥቆጥ ኣብላ 👌👌👌።
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 4 месяца назад
እግዚኣብሔር ምሕርት ይወርደልኪ ኢሚዋይ ጸርይቲ 🙏ፕራንክ ተሳኪዕልኪ እዬ😂😂 ሶ ፍቅርኩም ይብዛሓዬ ሙቁራተይ🙏
@ZfanMehari
@ZfanMehari 4 месяца назад
ዘለኻ ሓቅሊ ታዓዱሉ ሕሪሪ ናበለስ ስቅ ኩሉ ብዉሽጡ❤❤❤
@alexslovelove8904
@alexslovelove8904 3 месяца назад
ብጣዕሚ ፁብቁ ዓቅሊ ኣካ ቀፅለሉ ዛሓወይ ዓቅሊ ንባዕለካ እዩ ሶ ምሕረት የውረደልኪ ሓዳርኩም ድማ ይባረክ እና እሙ ሓፍተይ ፕራንክ ኣየድልየኩምይ ፅልዋ ከየምፀልኩም ኣብ ሓዳርኩም
@akberetgezae4268
@akberetgezae4268 4 месяца назад
አብ ሓዳር ከምዚይ ዝበለ ቀልዲ ፅቡቅ አይመስለኒ
@MAaZuYouTube
@MAaZuYouTube 4 месяца назад
ልቃሕካ መልስ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝዋዓሎቶ😂😂😂
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 4 месяца назад
ኣብየት ትዕግስቲ ምዑዘይ ❤❤❤❤ ግን ከምዙይ ዓነት ብራክ ኣየድሊይ 🥰🥰🥰🥰🥰
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ 4 месяца назад
ሙዕዘይ ትዕግስተኛ ኣሕዝንካኒ🥹❤️ልቃሕካ ምለስ😂😅ኤማየ Prank ግደፊ😅
@kdstiKidu-bu7qt
@kdstiKidu-bu7qt 4 месяца назад
ካብ ፕራንክ ወፃኢ ተጫወቱ ደስ ኣይብልይ ብፕራንክ እውን ተሰላችዩ እዩ ተከታሊ ዩቲዩብ ብካሊእ ደስ ዝብል ናይ ቤተሰብ ማሓዛ ዝኣመሰሉ ጨወታት ልቀቁ።
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 4 месяца назад
ምሕረት የውርደልኪ❤ፕራንክፀላእኩ ናእሙ ተከታተልቲ ሳብስክራይብ በሉኒ🎉
@dadsfade477
@dadsfade477 4 месяца назад
ዋይ ጎይታዋይ ከሕዝነካ ገለ ሰቡኡት እማ አብስራሕ ውዒሎም ከምዚ ዓይነት ዘረባ ተት ፀንሓም ጀላሊዖም ምዓረፉ😍ተዕግስትካ ከየድነቅኩ አይሓልፍን
@FyoriBaraki
@FyoriBaraki 4 месяца назад
ውይ ፀባየ ሰናይ ልኮነ ሰብአይ አለኪ ❤ ሽኮራት ደስ ትብሉ ሰብ ሓዳር❤
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 4 месяца назад
ትዕግስቲ ትፅልእ❤❤❤❤🎉🎉 ኤሚዋይ ምሕረት የውረደልኪ ጓልኖ🙏❤️💞
@tebebehareya
@tebebehareya 4 месяца назад
ዓብዩ ሰብ እዩ ኣቢ ግደፊ😊 ረግዓቱ ግን ዋው♥️🥰
@JgHgf-b5k
@JgHgf-b5k 4 месяца назад
ሕነ ኻ ፍደ😆😆ሙዕዝ ከይትምሕሯ🤨💚❤️
@user-uv9rw3zv1l
@user-uv9rw3zv1l 4 месяца назад
ምሕረት የውርደልኪ ዝያዳይ ኣይትሐመኒ ኣይባሃሊይ ማሓረኒ እዩ ዝባሃል እሞ ምሕረት የውርደልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤
@DejenGebreyesus
@DejenGebreyesus 4 месяца назад
መጋባእያ በሊ ችሎት ኣምሓርኛ እዩ ኣየተምሐርሕሪ ጓል ዓበይቲ
@GebreMezgebe
@GebreMezgebe 4 месяца назад
ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዒና ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
@AbushKiros-bo2zb
@AbushKiros-bo2zb 4 месяца назад
ናይ ሕጊ ሙሁር ክኮን ተሞንየ ብሰንክካ ኣቤት ርግዓት💚 ግንሲ ፕራንክ ጌርክኒ ኢሉ ችሎት ከይግትረኪ ኣቲ ቆልዓ😂
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 4 месяца назад
Ami meherere normal eya teblo 😂😂
@BiruEbs
@BiruEbs 4 месяца назад
😅😅😂😂
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 4 месяца назад
🤣🤣🤣🤣
@hthf454
@hthf454 4 месяца назад
ወለላይ ክብል ከሎሰ ደሰ ክብለካ ተዓዲልኪ ኢሚዋ😊
@princess4698
@princess4698 4 месяца назад
ኣብሳላ marey btaemi eye ልፎትየኪ ሙዑዝ አኔዎ ዓቅሊ mariamn ልገርም ስብኣይ eyu ❤️
@GhhSd-p4t
@GhhSd-p4t 4 месяца назад
እንየኪ ስብኣይ ግን እዋይ ትዕድልቲ ፈጣሪ ድዩ ወለላይ ተዝኮዉን ግን 😮😮
@titiy11
@titiy11 4 месяца назад
ብጣዕሚ እዪ ትዕግሰተኛ ሙዑዘይ ኣሕዙኑኒ ኣይትፈታተንዮ በጃኺ ኣብ ሓዳርካ ጹቡቅ ኣይኮነን ፕራንክ😊ኤሙዋይ ጺርቲ❤❤
@ቲቲዩቲብ
@ቲቲዩቲብ 4 месяца назад
ሙዑዘይ ዝሓወይ ክብረተይ ቃላትካ ከም ሽምካ ምዑዛት እዮም ማርያምን መልስታትካ ድስ ክብል❤❤❤❤❤ሕድሪ ግን ሕነኻ ፍደ😂 ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ🙏
@Selam62420
@Selam62420 4 месяца назад
ሞሕረት የውርደልኪ ኤሚየይ ከምዘይ ዓይነት ፕራንክ ግደፈ❤❤❤
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 4 месяца назад
ዉይ ጎይታዋይ ከብደይ በሊዑኒ የኔ ለዋህ 🥺ኤምዋይ ምኣረይ ታገበረኪ ሙዑዘይ ሒኑእያ ዘይፈድስ ወድ ኣድጊ ዉዓለላ ሓደ ምኣልቲ😁❤️
@mairyleb9245
@mairyleb9245 4 месяца назад
ትዕግስት አለዎ ብጣዕሚ እናም ብዓልቲ ሓዳር ምካንኪ አይፍልጥን ኔር ምቅርተይ ደስ ትብሉ 🥰🥰🥰😘
@melataskal9201
@melataskal9201 4 месяца назад
ዋይ ጠባይ ስብኣይኪ ጠባይ ሚሌን ፈጣሪ ፎቅርኹም ያኣብዘሐዮኦ❤❤❤
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 4 месяца назад
እተን ፍሩት ናብ ድንካን መልሰን አይሓመመትን 😂😂😂 ዝፈትወኩም ❤❤❤❤
@LciGalkeshi
@LciGalkeshi 4 месяца назад
ንሱ ወለላይ ይበልኪ ንስኪ ጎይታይ በልዮ ብዚኣ ፅብቅቲ❤❤❤❤
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 4 месяца назад
መዓረይ ኣሕዚንኒ 😢 ኢሚ ግን ባሓቂ ተዋሳኢት ኢኪ ንሱ ኣይኮነንስ ንኣና ነጊርክና እናሃለኪ ፕራንክ ምኳኑስ ክሳብ ዛ ፕራንክ እዩ ትብልዮ ምስኡ ተጨኒቀ ምንም ዘይትፍለጢ 😂😂 ብዝኮነ ንፅበ ኣለና ሕነካ ፍደ ሙዑዝ ጎይታ ፀባይ
@ርችጋልትግራይ
@ርችጋልትግራይ 4 месяца назад
ብራክ እብ ሓዳር ሕማቅ እዩ ሳብራዝ እዩ ፅቡቅ😢
@yyghhu9146
@yyghhu9146 4 месяца назад
ወለላይ ማዓር ኣፍ ሸኮርይ እፍ እሕዝነኒ😢🥰💘💘💘
@ጓልተንቤን
@ጓልተንቤን 4 месяца назад
ታዓደልኪ ተዕግሰቱ ማርያምን ፍቅርኩም የበዘሐዮ ዞም ናትና🥰🥰🥰🥰 ግን ምሰ የቅርታ ወላድኩም ናበ ሚደያ አተወፅእዎ ዓይኒ ሰበ ሕማቅ እዩ ኢሚየይ
@selamabrah6512
@selamabrah6512 4 месяца назад
ዋይ አረ ሕደጊ ልዓቅላም ሰብ ፕራንክ ምግባር ይከብድ እዩ
@سلامهسلامه-ذ1غ
@سلامهسلامه-ذ1غ 4 месяца назад
ቖልዓ አብ ከሚራ እንድሕር አቱዩ ሲ አይቖፅር ይብልዎ ተጠንቀቑ❤❤❤❤❤
@janoberhe
@janoberhe 4 месяца назад
Lemoanti tsibuk gerki bsru ezi nay kdmi hezi video tatki voice over slezkone des aybln kemzi dmtskum live tkon telo wow gn plzz kll zbele gberyo ena sebayki gn bsmammm👌👌👌👌 humble eyu btaemiiiii stay blessed familys 🙌
@JfUd-de8dl
@JfUd-de8dl 4 месяца назад
ማኣረይ😢 ክሕዝነካ የዋህ ስብኣይ ስጦታ ኣብዮ ብነኪ🥰
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 4 месяца назад
ዝያዳይ ደምርኒ❤
@ZaydGalTigray
@ZaydGalTigray 4 месяца назад
ስብኣይኪ ኣሕዚኑኒ ከይትለቃ ጊደካ ግበራ ሙዑዝ
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 4 месяца назад
ደምረኒ ኽብረተይ❤
@ኣቢነኝየራያዋ
@ኣቢነኝየራያዋ 4 месяца назад
ኣቤት ኮሞንት መናኸሶ ባዕልቶም ይቃረቡ። እሱ ዘይደለየ ኣለቀቆቶን ቪድየኡ። ስቅ እልኩም ሓዊ ኣይትቆስቁሲ😮
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 4 месяца назад
ጎይታ ዓቅል እዝያብሔር አምላክ ፍቅርኹም የብዘሐዮ🙏♥️♥️♥️❣️ታይ ድየ አስሕቃትን ኤምየ ኹራ ትኽእል አይመስለንን ነይሩ እና ብዝ ተረፈ ፍቱዉዉዉ እየ ዘብለኩም🥀🥀🥀🥀❣️
@Monliaz
@Monliaz 4 месяца назад
ታዓድልኪ ጋልነየይ ሙኡዝዬ የዋህ ኩሉ ዝዓድሎ ❤❤❤❤❤❤❤ብፍቅረ ይንብረኹም ❤ኢሙ ግድፍ ፕራክ አይትግብረዩ😂❤
@rsjv415
@rsjv415 4 месяца назад
ምሕረት ይውረደልኪ ኢማየይይይይ ማዓረይ
@MerfaBajgimv
@MerfaBajgimv 4 месяца назад
እግዚአብሔር ምሕረት ይሃብክ ኢሜየ🥰🥰 ቅልል ዲበለ ፕራንክ ስለ ዝኮነ ደስ ባሃል እዩ🥰 ግን ኣሕዝኑን😁
@aynalemaynalem-xb9qo
@aynalemaynalem-xb9qo 4 месяца назад
ግን ፅቡቅ የኮነይ ይትረፍኪ ፕራክ ዝብል ሰራሕ ብዚአ ትወዳእ
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@tg-ty3cn
@tg-ty3cn 4 месяца назад
እሙየ እንተ ኪኢልኪ ፅቡቅ ነገር ገይርኪ ፕራንክ ግበርዬ ኣየለን ከምዚ ዓይነት ፕራክ ግን ከይትደግምያ ሓዳርኪ ከይተፍርሲ
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@nasirAli-lv5ku
@nasirAli-lv5ku 4 месяца назад
ዋዉዉዉዉዉ ኣብያት ዓቅሊ❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@zaidzaidzaid1419
@zaidzaidzaid1419 4 месяца назад
ሓዳርኩም ይባረክ ኢሙየ በዛኪ ዝየዋህ ሰብኣይኪ ፕራንክ ኣይትግበርኞ 😍
@HaderaAbera
@HaderaAbera 4 месяца назад
ሓሪፊ ሰብ ኢኻ ብሓቂ ክንምሃር ኢና ካባኻ ሓቅነት
@helenafi-dg2hz
@helenafi-dg2hz 4 месяца назад
ውይ ኣባይካ ኣቤት ትዕግስቲ ተዓዲልኪ መዓረይ
@Shook160
@Shook160 4 месяца назад
ታዓድልኽ ተእግስት ለለዎ ስዉአይ❤👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@HelaHela-q3f
@HelaHela-q3f 4 месяца назад
ምሕረት የዉረደልኪ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ZananSkskw
@ZananSkskw 4 месяца назад
ወይ እዚ ወዲ እንዬዎ ተዕግሰቲ. ናይ ባሓቂ ለባም❤❤❤ፍቅርኩም ይባረክ ፁሩያት
@اللالل-ف2ل
@اللالل-ف2ل 4 месяца назад
ሙቁረይ ኣሕዝንኒ ዋይ ካላኣይ ማዓልት ካትደግሚዮ ብነኪ 😢😢
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 4 месяца назад
ንሰብ ሓዳር ብራንክ ክቀሪ ኣለወ ፅቡቅ ኣይኮነን❤❤❤
@gullala4624
@gullala4624 4 месяца назад
ልቅሑ ዘይመልስ ዘይ መልስ ወዲ አድግ 😂😂ልቃሕካ ምለስ
@maazahadgu1989
@maazahadgu1989 4 месяца назад
ምሕረት የውርደልኪ ኢሜየ❤
@ሸገመቐለ-ፐ8ሠ
@ሸገመቐለ-ፐ8ሠ 4 месяца назад
ጎይታ ዓቅሊ አምበሳ በረኻ ዋውው ❤❤
@SalmaRiy
@SalmaRiy 4 месяца назад
ንገዘኩም ጋሽ እየ ደስስስስስ ኩቱብሉ❤❤❤❤❤
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
ኣብሳላየይ ክንዳኪ ኣነ ፈረሐ ከመይ ገይሪእያ ብራክ ትገበሮ ይብለኩ ጎይታ ዓቅሊዩ ትዕግስቱ ሓደሓደ ኣወዳቶማ ኣብ ስራሕ ዊዒሎም ከምኡ ተይልካዮም ይፃፊዕለዎ ኣነ በዘይ ገበርክዎ ተይልኒ ሰብ ሞጎት ኣይክእል ይበኪ እየ እዙዩካ ቃሊሉዩዋ ብራክ ናብ ሓዳርካ ፅብቅ የኮነን ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤
@NuedTube
@NuedTube 4 месяца назад
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@destakonjo2505
@destakonjo2505 4 месяца назад
ተዕግስቱ ብጣዕሚ ፎትዮዮ ሙዑዝ ታጋሽ ሰዉ ብራክ ዝበሃል ፀሊእዎ እዩ ኒሆ ሰብ ትትረፍኺ ኤሚ ❤❤
Далее
ዮአዳን (ክፍል 31)
29:20
Просмотров 272 тыс.
ንሓማየተይ ፕራንክ ገይረያ 😆😆
20:41