Тёмный

ንብረት ትግራይ ርእስኻ የዝር🙆‍♀️ ንብረት ካብ Saudi ዶ ካብ ትግራይ🤔 

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 64 тыс.
Просмотров 33 тыс.
50% 1

#smile #tigray #ethiopia #video #tigrignamusic #video #youtuber #ethiopia #tigray #smile

Опубликовано:

 

22 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 562   
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Месяц назад
ክባር እዩ ትብላ ግን ኣብዚ ኾይንካ እዩ እምበይ ኣብኡ ኸለኻ ንኽትገዝኦ ቀሊል እዩ ሸርፊ ሓሪፍ ስለ ዘሎ ሙቁራተይ ኸይትድንግፃ🙏
@hfydyfrygr9134
@hfydyfrygr9134 Месяц назад
selu ስልኪ ናይ ኢሞ🙏 ተገዲስኪ ለኣክለይ ❤
@gsas4971
@gsas4971 Месяц назад
እሺ ምቅርተይ መባልዕቲኪ ይኹን ስልየ እዝዉቲ ናተይ❤❤❤
@Yrgutube
@Yrgutube Месяц назад
ደንጊፅና ብቻ 😂
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
እስኪ ክብራተይ ሳብስክራብ በሉለይ❤❤❤❤❤
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Месяц назад
​@@hfydyfrygr91340988131704
@amutube4686
@amutube4686 Месяц назад
ቃደምይቲ ባዕለይ ፅባሕ እኮ ኪዳነ ምህርተ ኣዴና እዩ እንካዕ ኣብፅሕኩም❤ ዝደልዮ ዉድዮ
@TamratTube67
@TamratTube67 Месяц назад
ደምሩኒ ወለላይ
@TamratTube67
@TamratTube67 Месяц назад
@SaraTobe-qb9tj ደምርኒ ወለላይ
@user-vo2kn3pf6j
@user-vo2kn3pf6j Месяц назад
Amen
@weynotube7
@weynotube7 Месяц назад
​@@TamratTube67ደሚረኪ መልሲ ንስኪለ🙏
@user-mo5jw7ym5g
@user-mo5jw7ym5g Месяц назад
🎉😊​@SaraTube-qb9tj
@hymiyoutubechanel6651
@hymiyoutubechanel6651 Месяц назад
2ይቲ እየ ብሽም ሰላም ሳብስክራይብ ግበሩኒ❤
@TamratTube67
@TamratTube67 Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@melisweet1875
@melisweet1875 29 дней назад
ሳብስክራይብ ባ ተሓባቦርኒ
@user-tl8tv6fi8x
@user-tl8tv6fi8x Месяц назад
ዘን ሓተይ አይንጫናነቅ ብተለይ ገዛና ተፈፅምና ካብኡ አምላክ ዝበሎ ቀሰ ብቀሰ ይግዛእ እዩ ዓደካ ወይ አብዙይ ናሃለና ገዛኢ ተረክብና ገንዘብ ልእክና ከምዙገዙእልና ንግበር
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
እሺኒ ክብረተይ ሳብስክራይብ ብምግባሪ ቤተሰበይ ክኒ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ግደፋ ግደፉ ተጋሩ ሳብስኽራይብ ግበራለይ ናዓልና ናሃለኹም ኣሕዋተይ ንኣምሓሩ ንልምን እና ንታሓላለ ሓብርና ንዕበ😢😢😢❤ኪዳነ ምህረት ኣዶይ ሓላዊትኹም ትኹን❤❤❤
@djheih3100
@djheih3100 Месяц назад
ገይረልኽ ማዓረይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
​@djheih3100 የቀንየለይ ወለላይ ❤❤❤❤❤
@weynotube7
@weynotube7 Месяц назад
@@user-uy4ek2zj3s ደሚረኪ ንስኪለ መልስለይ ዛሓፍተይ🙏❤
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 Месяц назад
ገይረልኪ ምቅርተይ❤
@wuwjusdjdjdhh7176
@wuwjusdjdjdhh7176 Месяц назад
ገይረልኽ ማዓረይ❤
@ashufkir8839
@ashufkir8839 Месяц назад
ካብ ኩሉ ዝገረመንስ ቱ ናይ ማይ መስተይ 500ያ😢😢😢 🙏
@AaAa-ot7xq
@AaAa-ot7xq Месяц назад
ደምርን ዉድዬ
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn Месяц назад
አረ ዋላ አነገሪሙኒ አነአለኒ እንዳ ዓሞይ ምስ ደቃ 5ተ ቅርሺ ሂብናሉ
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Месяц назад
ኣይ ዳሕና እዩ እንድያም ቅድሚ 6 ዓመት ንወደይ ንናይ ቆልዑት ትምህርቲ 200 ነይሩ
@weynotube7
@weynotube7 Месяц назад
@@birhankidanu5493 ሳብስክራይብ በልለይ መዓረይ🙏❤
@mariyamey555
@mariyamey555 Месяц назад
​@@HhBb-lr4tnሳብስክራይብ ግበርለይ ፡ወለላይ❤
@mmn7636
@mmn7636 Месяц назад
ናይ ዋጋ ፅዋ የብሉን ብጣዕሚ እዩ ክባር ኣብ ኣጋዛዝኣ ኣቅሑት ግን ብጣዕሚ እኺ ጎበዝ ሰሉዋይ ❤❤❤❤❤
@weynotube7
@weynotube7 Месяц назад
ደሚረኪ መልስለይ ንስኪለ🙏❤​@SaraTobe-qb9tj
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Месяц назад
እንኳዕ ዳሕና መፃእኽ ሰሉዋይ ደስ ባሃል እዩ ምርጫ ኣቁሑትኽ👏እስክ ናይ ሰላም ተኻታተልት ብመንገድኹም #ሳብስክራይብ በሉለይ ብቅንዕና🥰
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Месяц назад
@SaraTube-qb9tj እሽኒ👏😊
@user-ci1nr4uf7x
@user-ci1nr4uf7x Месяц назад
እውይይይ ትግራይ ዓደይ ደቅኪ ኣብ ሰደት ክንነብር ዱዩ ሓሰብኪ ታይ ማዓቱ እዩ ኩሉ ክባር እቲ ናይ ማይ 500ከምዚ ዓይነት ናይ መዳም ብዝሕ ኣሎ ኣብ ሰንጣ ሒዘዮ ክምፅእ እምበር ናብ ዓደይ 😢😂
@hhfhfhj4432
@hhfhfhj4432 Месяц назад
Kkkkkk
@herilove7188
@herilove7188 Месяц назад
ክክክክ ኣነ ውን ይሓስብ ኣለኩ🤣🤣🤣🤣
@salmevms5847
@salmevms5847 Месяц назад
😂😂😂
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 Месяц назад
😂😂😂
@Atsbiii
@Atsbiii Месяц назад
😁😁😁😁😁😁😍😁😁
@PanaJgs-kk9cf
@PanaJgs-kk9cf Месяц назад
ዋይ ማርያምን ኣነ ኣብ ሰደት ኽነብር እየ ዝመስል ታይ ምዓቱ ኣቲ ሰሊየ ኩሉ ኽባር እዩ ዘሎ ኣብ ትግራይ😢
@TamratTube67
@TamratTube67 Месяц назад
ደምርኒ መዓረይ
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha Месяц назад
ታይ ገድሹኪ ኣብስደት ትነብሪ ከ ከምዓቅምካ እዩኮ ልንበር ስልጣንያኪ ገዚእኪ ለይትነብሪ በጃክን እይትጫናነቃ ጉዳዩዋ😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h Месяц назад
ዛሓፍተይ ብሸርፊ ፅቡቅዩ ኣብዙይ ኮይንካ ቃዕምካ ምግዛእ
@mariyamey555
@mariyamey555 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ ዓደይ❤❤
@user-hd7xd6us4v
@user-hd7xd6us4v Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ በሃል እዩ ሰሉየ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ዝያዳይ❤
@weynotube7
@weynotube7 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Месяц назад
ሰሉይ ፅቡቅ እዩ ዋ ንእሸተይ ግና ክቡርርር እሉ አነለ ካብ ሓድሸ ዓመት መፂኤ ናብ ዓደይ ናብ ጉጀይ እየ ገና ይፍርሕ ኣለኩ ከይካብድኒ ታይ እዩ ምክባሩ ካብ ሓድሸ ዓመት ዳኣ ተረክሰ ፈጣሪይ👏😍
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h Месяц назад
ኣጀኪ ኣብዙይ ኮይንካ እዩ እመበር ቶም ወልድናሲ ተመስገን ፅቡቅ ዮም ዘለዎ
@mariyamey555
@mariyamey555 Месяц назад
አጆና ❤❤ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Месяц назад
አይትጨነቂ ብሓደ ከይድና ንገዝእ😂❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Месяц назад
@@SelamTekle-uk8kq እሸኒ ክብረተይ ቱሓቦኪ ከ ናይ መን ኮይኑ ጓል ዓደይ 😍🤗💟
@MmN-gl4mt
@MmN-gl4mt Месяц назад
ካብ ብኸዚኺ ቀስ እናበልኺ ግዝኢ ፈሪሕኺ ከብዲ ኣደኺ ዶ ክትኣትዊ ኾይንኺ ማፊ ኾፍ
@ssll7812
@ssll7812 Месяц назад
ዋው ሰሉ መናን ኢኪ ብዝኮነ ንሓበሬታኪ የቀንየልና ግን በቲ ሐዚ ዘሎ ሸርፊ ከይድካ ማዕረ እዪ ሐዚ ዛ መስተይት ማይ 12 እየ ብስዑዲ ቱሸርፊተከይዱ ግን ኣብ ትግራይ ይበዝሕ እና ብፅቡቅ ዋጋ ኢኪ ገዚእኪ ሰሉዋይ ዘይስበር መገልገሊኪ ይኩን❤🎉🎉
@user-cl7vy2kd3j
@user-cl7vy2kd3j Месяц назад
ዋጋ እኮ ኣይኸበረን ሰላመይ ግን እቲ ቅርሺ ሓደ ብቀሊሉ ኣይርከብን ካብኡ ድማ ኣብ ስደት ወርሓዊ ደሞዝ ኣሎ ካብኡ ድማ እቲ ሽሩፍ ክሽረፍ እንተሎ እሱ ባዕሉ እዩ ጥራሕ ተመስገን ዘይምምራር ጥራሕ
@Yrgutube
@Yrgutube Месяц назад
ክመፅእየ በቃ ከምዚታት ላረአኹ ብጭንቀትዶ ክፍንዳእ ህውከት
@Gal__madam
@Gal__madam Месяц назад
ክረክስ እዩ ኣጆኪ😂
@MeriHaylsh
@MeriHaylsh Месяц назад
ኣጀኪ ጥዕና ብቻ❤
@user-dr9fs2gn3k
@user-dr9fs2gn3k Месяц назад
waww seluye btaemi eyu des behali edmen tienann yhabki ❤❤❤❤
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha Месяц назад
መባልዕትኪ ይኩን ዋጋ ማእከላይ እዩ ቆዋሚ ንብረት ስለልኮነ ምርጫኪለ ጎበዝእኪ ግን ለግረመለይሲ ዙና እንጀራ ቆሪስካ መቀመጢ ንእስ ልበለ ሞሰበይ ለይሰፊ ሃልኪ ግዴታ ድዩ ክሉ ክንገዝእ😂ሳብስክራይብግጨዩናስቲ
@fada3193
@fada3193 Месяц назад
ብዝይካ ዛ ነይ ማይ ኹሉ ቆንጆ አዪ ተመጣጣኒ አዪ❤❤ ሰሉየ
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@hgf6568
@hgf6568 Месяц назад
ዋይ እግዚኣብሔር ኣምላኸ ንዓድና ትግራይ ናብቲ ዝነበሮ የምልስልና እምበይ አይካአልይ ካቢድ እዩ ሰሊተይ
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@user-bk2zb3if8o
@user-bk2zb3if8o Месяц назад
❤❤❤❤
@hlftihaftu4062
@hlftihaftu4062 Месяц назад
ሰሉየይ ሶፋኪ ክንደይ ዋግኡ እባ ጠይቅልና መኣረይ
@FfgdVcxffg-cp3qn
@FfgdVcxffg-cp3qn Месяц назад
❤❤❤
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 Месяц назад
ፅቡቕ እዩ ሰላመይ ሩሑስ ይኹን የቐንየልና
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@rahwaal863
@rahwaal863 Месяц назад
Aseyyyy seluyeyy anes lfetweki way bakal krekbeku kem fkad amlak,kab sdet temelise❤❤❤
@mulurom3315
@mulurom3315 Месяц назад
ሰሉየ ደስ ክብል ❤❤❤❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 Месяц назад
❤❤❤❤❤
@user-jv2by6fx2t
@user-jv2by6fx2t Месяц назад
❤❤❤❤❤❤
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm Месяц назад
ፅብቅ እዩ ሰሉተይ ምክንያት ኣብዘይ ኮነካ ቲትሓሰባ ቀሊለ እዩ እንካዕ ከመዘይ ኣሉ ደማ ኣሪእየና ዓደና♥️🙏
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ቲቲ የሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሰሉየ
@akbert-lt3qd
@akbert-lt3qd Месяц назад
❤❤❤❤❤😊
@selamkonjo2623
@selamkonjo2623 Месяц назад
ዉይ በፈጣሪ ታይ ኢዩ ምክባሩ ብስሩ ማአዚ ንምለስ ገዛና😢
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ሰሉ ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@Mesi1219
@Mesi1219 Месяц назад
ማይኽ ግበሪ ሰሉዬ ብደንቢ ምእንታን ክስማዕ ድምፂ❤❤❤💛💛💛💛
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h Месяц назад
ፅቡቅ ሰሉይ ❤❤ተመሰገን ሰለ ክሉ ነገር ብዙይ ኮይን 10ሽሕ 350ርያልየን ባዓዲ ዘለዎ የክእሎም እመበር❤
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤🎉
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h Месяц назад
@@Brktitube ገይረልኪ እየ ዛመተይ
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
@@user-xn5nt7mt5h ሓፍት ጂግና ኣብ ኩሉ ድየ ልረክበክ😂😂😂ብድየ ረአይለይ ዛናተይ💞💞
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h Месяц назад
@@Brktitube ናረከብክኒ ግዲ ብዙሕኮሞ የኮንኩን ሓበኛ እየ እመበር ኮሜቲ ክጥቀሙ ናበልኩ እየ እና እሽኒ
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
@@user-xn5nt7mt5h ገቡዚ ዛናተይ ኩሙት ን ላይክ መታባብዕ እዩ እሺ ቲበልክ ማሪያም ዛናተይ💕💞💗💖
@user-de7yz6ww5b
@user-de7yz6ww5b Месяц назад
ሰሉየይ ማዓረይ አነስ ንስኪ ሕጉስ ተበልኪ ይሕጎስ😁ንስኪ ጭንቅ ተይልኪ ለ ይጭነቅ ከምኡ እልኪ ፍሽክ እናበልኪ አውግዕና ኩሉ ግዜ ዛ ማዓረይ ብእውነት ብልመፃእኩ ተካዝእኒ እኪ ምልዋይኪ አማራርፃ አቅሕት
@slamsslam740
@slamsslam740 Месяц назад
ወሎ አነ
@ehyyyfnfnf2451
@ehyyyfnfnf2451 Месяц назад
❤❤
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 Месяц назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ዋላ ክብር ይበል ግን ዋንኡ እቲ ንብረት ፅቡቅ ክከውን ኣለዎ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@Muhammad-ch4bp
@Muhammad-ch4bp Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ
@HyabTadese
@HyabTadese Месяц назад
Betam hisar kabarett aykonen
@SameraAlmaji-uj5ni
@SameraAlmaji-uj5ni Месяц назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Месяц назад
ሳብስክራብ በሉለይ ❤❤
@user-bp8on3wp5n
@user-bp8on3wp5n Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rx4vb8xk3d
@user-rx4vb8xk3d Месяц назад
Selam gn nmntay eki kulu gize temarri
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 Месяц назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ሰሉዩ
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉
@Miri-rf3lr
@Miri-rf3lr Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@gsjshd3479
@gsjshd3479 Месяц назад
ዋይ እንየካ ግዜ🤔
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b Месяц назад
እዋይ ክባር እዩ ዝሮዝሮ ካብ ዓድና ሓሊፍና ናበይ ክንከይድ ዋ ዕምት እልናሰ ክንአቱ ኢና በር አጂና አሕዋተይ
@gd5yhd368
@gd5yhd368 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@RrRr-ku5sk
@RrRr-ku5sk Месяц назад
ኣመራርፃኽን ዋጋ ዕዳጋ ምውርራድክንደስ በሃሊ ዕዳጋ ከም ኣወራርዳኻ እዩ ጎበዝ እንተኾይንካ ውረድ ደይብ ኢልካ ብርካሽ ትረክብ ትኽእል ኢኻ እንድሕር ዋጋ ምውጋይ ብዙሕ ዘይኮንካ ብዝበሉኻ ኣልዒልካ ትገዝእ ተኾይነካ ግን ትግነለኻ ❤❤❤❤ እና ፅቡቅ እዩ ሰሉተይ መባልዕትኹም ይኹን
@sgzc8679
@sgzc8679 Месяц назад
ብጣዒሚ ኢኩም መናናት እና ንዓናለ ከማኩም ንዓድና የብቀዔና እግዚአብሔር አምላክ
@Linafamily5341
@Linafamily5341 Месяц назад
ሰሉየ ፅቡቅ እዪ ድማ ጎበዝ መራፂት ኢኪ ዋጉኡም ዳሓን እዩ ኣቁሒቱ ካሊቲ ተኮይኑ ፅቡቅ እዩ አብ ሱዑዲ እዉን እኮ ክንደይ ገልታዕታዕ አለዎ ኣነስ ዘይርሰዓን ናይ ካርጎ ነገር እና አሕዋተይ አብሱዑዲ ዘለክን ተኪእልክን ቅርሽክን ሕዚክን ንዕነ ዘየለ የለን ዓድና አምሸይ ፍሉስስ😂😂
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v Месяц назад
አብ ዓዲ ፅቡቅ ከምኡ ንገበር እና
@milli12354
@milli12354 Месяц назад
ካርጎ ኣየድልይ ዓድና ምስ ኣተወ ቲንብረት ገልታዕታዑ መዓት እዩ ገንዘብና ለ ኪሳራ፣፣ስለዚ ገንዘብና ንዓዲ እናሰደድና ብፍላይ ዝገዝአልካ እሙን ሰብ ተሃልዩ ፅቡቕ እዩ ኣብዚ ናሰራሕና ገንዘብ ንዒዲ ምልኣኽ እዩ ዘዋፅአካ ዓድና ዘየለ የለን
@Linafamily5341
@Linafamily5341 Месяц назад
ሰ@@user-yr6ik8zg7vሳብስክራይብ በልለይ ዝሓፍተይ
@user-jw7rc1wd5i
@user-jw7rc1wd5i Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eeee4739
@eeee4739 Месяц назад
ፅቡቅ እዮ ሰሉየ ፅቡቅ ንብረት ተከበረለ ችግር የብሉን❤❤❤❤
@weynotube7
@weynotube7 Месяц назад
ኣብታ ፕሮፋይል ብምንካእ ሳቭስክራይ በልለይ ማዓረይ🙏
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 Месяц назад
ገይረል ኪ ዝያዳይ
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 Месяц назад
ገይረል ኪ ዝያዳይ
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 Месяц назад
ገይረል ኪ ዝያዳይ
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 Месяц назад
ገይረል ኪ ዝያዳይ
@ebrahit55
@ebrahit55 Месяц назад
🥰🥰🥰🥰
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ኣብረሀተይ ደምሪኒ ክብረተይ❤❤❤
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c Месяц назад
ኣሕዋተይ ዳሕና እዩ ኣይንጨነቅ ብሸርፊ እዮም እኮ ዝሓስብዎ ዘለዉ🥰
@user-ih6ih4tg4e
@user-ih6ih4tg4e Месяц назад
በስማኣም ብጣዕሚ ክባር😢😢😢😢
@Tah-mo2pf
@Tah-mo2pf Месяц назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SesenBrhanu
@SesenBrhanu Месяц назад
ፅቡቅ እዩ እናደሞ ዝተረሰዐ እቃ ልምንይ 8:52 ከኣውዩ ሐዚ ፀበባ ግዜ እርሰበርሰሲ ዝተሓጋገዘሉ ግዜ እዩ ,ኣብግዛዕ ትሽኳዕ ታይ ማለት እዩ 4ሸሕ ማሸን ፅቡቅ እዩ ዋጋ ለጥፍሉ ወልዎም ደሞ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ዋጋ ተዘይ ውሰኽ ፅቡቅ ነይሩ
@user-kk6oc1by7m
@user-kk6oc1by7m Месяц назад
እዋይ ክከብር 🤔
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤ ❤❤
@user-mc1mg2rm5z
@user-mc1mg2rm5z Месяц назад
ዋይ ጽዋ የብሉን እንታይ መዓቱ ወደይ ብሱሩ ከ ምስ ከድና ዓድና ክንደገዝእ ዲና ኣቁሒት🤔😄
@WeghataGebru
@WeghataGebru 29 дней назад
@letshy
@letshy Месяц назад
ሰላመይ እንኳዕ ብሰላም መፃኺ 🥰 ሳብስራይብ ገይርክናለይ ሕለፋ ኣሕዋተይ 🙏😘
@weynotube7
@weynotube7 Месяц назад
ደሚረኪ ንስኪለ መልሲ ክብረተይ🙏❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@user-kl7cl9ww9d
@user-kl7cl9ww9d Месяц назад
@@user-uy4ek2zj3s ኣነ ደሚረኪ ወለላይ
@user-li6ux7dw9p
@user-li6ux7dw9p Месяц назад
አረ ብዙሕ ኣይጋነንይ ብሓቂ ፅቡቅ እዩ ካሊእ ገሚተ ናፀናሕኩ ኣነስ
@user-ty2mt2yd7t
@user-ty2mt2yd7t Месяц назад
ብጣዕሚ ፅብቅ
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@hayeee5187
@hayeee5187 Месяц назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SaraHp-hr5ow
@SaraHp-hr5ow Месяц назад
ዋው
@user-wc3fd8zt4c
@user-wc3fd8zt4c Месяц назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@HyatEbrahem-jb7ji
@HyatEbrahem-jb7ji 27 дней назад
ተመስገንኩሉ!አማሊአ!እየ!ብቻቅሳላ!ተረፍኒ❤❤❤❤❤❤
@user-pl4cm4ou6n
@user-pl4cm4ou6n Месяц назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Месяц назад
ግን እታ ኣደባየር. ምሽካዕ ትብልዮ ዘለኪ ታይ ማለት እ ኣነ ካብ ስዕዲ ገዚአ ሰዲደስ. ኤለትርክ ምስ ናይ ትግራይ ይስማዕማዕ ዶ. ሰላመይ❤❤
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv Месяц назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Месяц назад
ሰሉዋይ ኩሉ ደስ በሃሊ እዩ ጎበዝ መራፅት ኢኪ ግን ባዛር ውቅሮ ድዮም እኒአዉ ከዚ ተገድስኪ መልስለይ ዛሐፍተይ 🥰
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Месяц назад
@@Brktitube ጌረልኪ እየ 🥰
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
@@titinotitino2910 ኣብ ኩሉ ድየ ልረክበክ ናተይ😂😂 ብድየ ረአይለይ💞
@jiiuuu959
@jiiuuu959 Месяц назад
ፅብቅ እዩ ሰላዋይ
@user-nc2oq8eh8p
@user-nc2oq8eh8p Месяц назад
አብ ኩሉ እዩ ማዓረ ክብርተይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-eu1wf7pp6n
@user-eu1wf7pp6n Месяц назад
እዛ መጀመርታ ናይ ፀብሒ ዘርአክና ብጣዕሚ ርካሽ እያ ልዕሊኡ ገሚተ ነይረ እታ ሳሙናውን ደሓን ካልእ ግን ኩሉ ክባር እዩ።
@user-mp4sp5sw2s
@user-mp4sp5sw2s Месяц назад
ሰሊተይ ቅጭን❤❤❤
@hgfdg7858
@hgfdg7858 19 дней назад
❤❤😊
@tgr817
@tgr817 Месяц назад
😍😍😍
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ትግራወይት ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረይ❤❤🎉
@MuluMulu-vb3qt
@MuluMulu-vb3qt Месяц назад
Waww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 Месяц назад
🎉🎉🎉❤❤❤❤
@user-oy1bm3oh9u
@user-oy1bm3oh9u Месяц назад
🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@merahawitgaltigray
@merahawitgaltigray Месяц назад
ዋይ ፅቡቅ እዩ ዋጋ ማለተይ ምስቱ ግዜ ክተራኣዮ ከለካ ፅቡቅ እዩ ብናተይ ሓሳብ ግን❤️
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
መሪሃዉተይ ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv Месяц назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v Месяц назад
ፅቡቅ እዩ ሰሉየ በተለይ ሱዑዱ ዘለና አብዚ ኮይነና ተግዘእና ይሕሸና
@borhanborhan1453
@borhanborhan1453 Месяц назад
ብቱ ሸርፋ ኣንፃር ክትሪኦ ከለካ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ዘሎ ሰሉ ሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Месяц назад
ዋይ ሰሉየ ግን ኣይረእን
@user-yq6jj1fu2p
@user-yq6jj1fu2p Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@DdMm-vh4ne
@DdMm-vh4ne Месяц назад
❤❤❤❤😊😊
@maryjk6116
@maryjk6116 Месяц назад
❤❤❤❤🎉🎉
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 Месяц назад
seluway Mebaletki Ykun Mkrtey
@user-iq1xu6hr1n
@user-iq1xu6hr1n Месяц назад
የቀኒይልና መዓርይ🙏🙏🌹1
@saddvzx9822
@saddvzx9822 Месяц назад
ሰሉየይ ፅሪቲ❤
@SSalam-hr1qk
@SSalam-hr1qk Месяц назад
ሰላመይ እዳ ኣቃሑት እዶ ኣውፅእ ማዓረይ ቀስ እዳበልና ገዛና እተመላእናስ ብጣዕም ንፈትየክ ናኣምነክ ሓፉትና እኪ እለይ እየ ብካልእ ከይታሓስብዮ ሰላመይ ዋጋ ግን ሪእስካ እዩ ዘሕምም እዩ ኣቆሑት ምሪጫክ ግን ብጣዕም ደስ ዝብል❤
@user-hz5dq8mp8u
@user-hz5dq8mp8u Месяц назад
እዋይ ኣምላክ ኣቦይ ኣይካኣሊ ማሪያምን ምክባሩ😢😮
@berhaneberhe8784
@berhaneberhe8784 Месяц назад
1300
@ahmadsmali3598
@ahmadsmali3598 Месяц назад
እዘን ናይ ፀብሒ 1500 ብቻ ርካሽ እበር ኩሉ ክባር
@jiiuuu959
@jiiuuu959 Месяц назад
😂
@love-uw6ri
@love-uw6ri Месяц назад
ኣነ ሲ 4ሽሕ ኢለ ነይረ
@Httrtt6
@Httrtt6 Месяц назад
ወለኣ 2000 ሽሕ ኢለ ነረ😮​@@love-uw6ri
@brhanhaylu1015
@brhanhaylu1015 Месяц назад
waw
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube Месяц назад
ብሪሃነይ ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤🎉
@zenawetyoutube6238
@zenawetyoutube6238 Месяц назад
Selamey betamiy eko des teblni ❤❤❤❤
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Месяц назад
zambeytey🙏
@user-yh6ux5en3t
@user-yh6ux5en3t Месяц назад
እሞ ፅብቅዩ ብሖቂ❤
@user-yh6ux5en3t
@user-yh6ux5en3t Месяц назад
@SaraTobe-qb9tj እሺ ምዓረይ
@adyaboyoutube2481
@adyaboyoutube2481 Месяц назад
ኡውይ እዩ ዘብል😢😢 ሓሙሽተ ሚኢቲ ንማይ መስተይ
@SaraS-mh5is
@SaraS-mh5is Месяц назад
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
Далее