Тёмный

ንዕረፍቲ ዝመፀ ተጋዳላይ ኣዲኡ ምስ 3 ደቃ ተሰዲዳ ገዝኡ ተዓፅዩ ፀኒሕዎ Tegadalay Tigray 

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 43 тыс.
50% 1

Welcome to Awet Multi Media....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

Опубликовано:

 

2 апр 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 524   
@bhlbibrhane5568
@bhlbibrhane5568 Год назад
ኣብ ዘላቶ ምስ ደቃ አግዝኣብሔር ይሓልዋ ብሰላም ናብ ቤታ ይምለሳ ፈጣሪ፣ኣጆና ህዝብ ትግራይ ሓዉና አዚ ዉን ክሓልፍ አዩ ሰላም ንትግራይ ።
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b Год назад
ዋይ ህዝበይ ቃደማካ ስጥሕ የብለኒ አጀካ ዛሓወይ አምላክ ሉፁብካ ይግበርልካ ምስ ወለድካ ብስላም የራካ ጀግና ወዲ ህዝቢ ኩሉ ስብ ፍጣሪ ላብ ቢቱ የመሉሶ🙏😥😥😥😥
@newuaq1125
@newuaq1125 Год назад
ዓኽኽኽ አየ ትግራይ ሓወይ ማዓረይ ግግዜ ተመሊሱ ምስታ ብርኽቲ አዴኻይ አሕዋትኻይ እግዚአብሔር ያጋንይኹም🙏🙏🙏❤❤💛💛💔💔💔
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Год назад
ታይ ኢናሞ ንብል አምላክ ባዕሉ ምሕረቱ ሰላሙ የውርደልና እምበይ 💔😭😭😭😭😭
@bri7094
@bri7094 Год назад
😢😢😢ቶም ተጋደልቲ ቅድሚ ገዛ ምእታዎም መቐበሊ ኣዳራሽ ተዝገብሩሎም ፅቡቅ ኔሩ ሓቀይ በረኻ ካርተት ዝበልዎ ከይኣኽሎምስ ኡፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢
@user-cz2vy1yn2p
@user-cz2vy1yn2p Год назад
ኣይ ጎይታዋይ ፀላኢኻ ልቡ ዕፁዉ ይበል ህንዲ ዕረፍትኻ ኸልኣይ መንቃሕቲ ኾይንካዋ መድሃኒአለም ኣቦይ ብስላም ዓይኒ ላዓይኒ ተራኸብኻ ምስዛ ብርሃን ገዛ ኣዶዋኒ ምስደቃ የሪአና ፈጣሪ ወድነይ🙏😭💔
@user-ox5kj7qr6e
@user-ox5kj7qr6e Год назад
ኣነ ከምዝያ ዘበዐትኒ የላን ኩላ ከይረኣክዋ ከለኩ ግን ተመስገን ፈጣሪ እንቋዕ ተራኪቦም ረአና 👏👏👏
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 Год назад
እዎይ ህዝበይ ፅንዕት ይሀበና ንኩልና 🙏🙏🙏🙏 ህዝስ በዚሁና አይካልኩን አነስ😭😭 ሀወይ አጆካ ምስድራካ ክትራከብ ኢካ 🙏🙏እቶም ስድራካ ስድራይ አዬም ስድራ ህዝቢ ትግራይ ❤️💛ከምቲ ንህዝቢ ትግራይ ዘድሀካዬ መድሀኒአለም ይርዳእካ 🙏🙏አወይ ተጋዳላይ💪💪መድህን ህዝቢ ትግራይ 🙏🙏ተራኪብካ ተመሊስካ ክንዕምዕ ይፅበ ሀወይ ናተይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@leakegebreyesus9412
@leakegebreyesus9412 Год назад
ሓወይ ማዓረይ ይቅር ካብ በረካ ካብ ምግዳል ብናፍቆት ❤መፂካ ክትስእና ከለካ ኣነ ካብ ትምህርቲ ተመሊሰ ፀብሕን ፃይታን እንተሃለወ እነይ ተዘይ ረኺበያ ልበይ የጨንቀኒ ምስቶ ዝትፈትዎም ስድራኻ ኣምላክ የራኽብካ❤❤❤
@abrehetselomon.1001
@abrehetselomon.1001 Год назад
ተጋዳላይ ሓወይ 💔
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Год назад
😢😢😢😢😢ኣይይይይይ ዳኣም ለምስ
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Год назад
😢😢😢😢😢ኣይይይይይይ ልብና ትሰቡሩ ግን ግንንንንንን ሓደራ ኣድኡ ምስ ኣግነየ ኣሙፁኡልና ዋይይይይ ሓመድ ትብለዐን ሓወይ ህዝበይ እፀላእየ ቃረይረይ ይብል ወድነዋ😢😢😢 ኣሕሕሕሕሕ
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy Год назад
😭😭😍💪🇻🇳🤝🇪🇹💔🤲
@sabamesfen2249
@sabamesfen2249 Год назад
😭😭😭😭
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Год назад
እግዚአብሔር ተራኪቦም ንምርአይ የብቅዓና አሜን 🙏💛❤️
@hugfjfuhhg1555
@hugfjfuhhg1555 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hanahana4246
@hanahana4246 Год назад
Atum jeganu ado tigray adekum eya emo mes weldkumwin be selam yerakbkum salakum eyu hzbi tigray selam rekbu zelo selamen kesanten ne hagirna tigray yekun ❤💛❤
@user-yf7vd3uz9f
@user-yf7vd3uz9f Год назад
እኡኡኡኡኡኡፍፍፍፍፍፍ 😢😢😢እግዝኣብሄር ኣብ ዘላቶ ምስኣ ይኩን ብሰላም የጋኒኩም ጀግና ሓወይ
@m.y.g369
@m.y.g369 Год назад
ዋይ ተጋሩ ኣሕዋተይ ጸላኢኩም፡ ልበይ ተንኪፋትኒ😢፡ ማርያም ኣክሱምን ማርያም ኣስመረይትን ጽላላ የንብራላ ምስ ደቃ፡ ምስ ስደራካ ተራኪብካ ክሪኤካ ተስፋ ገብር፡ ነዚ ሓውና ዝዓቅመይ ክሕግዞ ኣድራሽኡ ተሓባበሩኒ።
@user-pv4ub8lh8w
@user-pv4ub8lh8w Год назад
ሓመድ ትብለዐኒ ንዓይ ጎይታዋይ ኣጆካ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ኣዴናን ደቀንን ይኩን ብሰላም የራክብኩም ኡፍፍፍፍ🙌🥺😭
@birhanefissahaye6999
@birhanefissahaye6999 Год назад
ዋይ ህዝበይ!!! ዓወት እውን ክብሪ ይግበአካ ቀጽለሉ፡፡
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
ጀግና ተጋዳለይ ሓወይ እመቤታችን ምስ ወላዲትካን ምስ ኣሕዋትካን ተራክብካ🙏❤️💛🥺🥺🥺
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 Год назад
ኩሉ ምስ ሃይማኖት ተጣብቓ ጨነውቲ ተረፍ ማሕበረ ቅርሱሳን ደቂ ዳኒ ኤል ክብረት ደናቑር
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
@@goiteomgezaei9066 ቅሩስስ እማ ንስካ ኢካ መን ድዩ ናይ ዳንኤል ክብረት ኣታ ሑሱር
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
@@goiteomgezaei9066ማሕበር ቁሩስሳን ምኳንካ እንኳዕ ፈለጥኩ ብዛዕባ ሃይማኖት ዳኣ እንታይ ኣፍለጠካ ሃዛው
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 Год назад
@@user-rs8bd8un8y ቅርሱሳን ኣምሓራ ገዲፎምኽን ምስ ከዱ ገና ኣይወፀልክንን። ጨነውቲ
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 Год назад
ሓወይ ኣጆካ ብሰላም የራክብኩም😢😢😢
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny Год назад
እግዚብሔር ኣምላክ ብሰላም ይገንኹም 😭😭😭
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Год назад
ጅግና ተጋዳላይ ክብሪ ይግባአካ
@user-el7uh1st1x
@user-el7uh1st1x Год назад
አፋፋ ቃደማተኻ ሰጥሕ ጎይታዋይ❤❤አጀከ ብፀይ ጀግነ ተገደለይ ከተረከበአከ
@user-ei7em1fd6h
@user-ei7em1fd6h Год назад
ወይይይውይይይ ወድነይ ማዓረይ ዕፅው ተብለኒ ሓፍትኻ ገን አጀኻ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሰኩም ይኽን💔💔💔💔💔🖤🖤
@hawegaltigray1174
@hawegaltigray1174 Год назад
አግዚአብሔር ምሰላም የራኽብኹም ሓወኒ ፀላኢና ይታዓፆ አፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@dhdj530
@dhdj530 Год назад
ኣጆካ ዝሓወይ ብሰላም የራክብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 Год назад
ኣጆካ ዝሓወይ ማዓርይ ብስላም የራክብኩም ፈጣሪ
@zhraazhraa1794
@zhraazhraa1794 Год назад
አጀካዝሓወይ
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ኣጆኻ ማዓረይ ኣባይኻ ዳኣ ጅግናየ ኣምላኽ ምሳአን ይኹን❤🙏😥
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 Год назад
ጀግና ሐወይ መዓረይ ከብደይ በልዕካንኒ 😭😭😭😭እዋይ ክመርር 😭😭ግን ደሓን ኩሉኹም ዕንቃዕ ብሂወት ሓለኩም ::ከምቶም ብድሮን ዝተደብደቡ ዕንቃዕ ኣይተደብደብኩም :ምጉርቲ ስድራኻ ትስም ይግበተካ 🙏🙏🙏ኣጆኹም ክሓልፍዩ ❤️ካብ ኤርትራ እየ ::
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Год назад
ብሓቂ ንሱ ምህላው እውን እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ሰናይ ትምኒትካ ነመስግን
@user-vm5fq7tt9w
@user-vm5fq7tt9w Год назад
😢😢😢😢😢😢😢😢❤
@shosho2526
@shosho2526 Год назад
ኣይይ ኣያኣነ ሓወይ ማዓረይ ቃደማኻ እስቲ ብሰላም የራኽበኩም እግዚአብሔር
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f Год назад
ዓወት ግደፍባ ብዛዕባ ናብ ስዑዲ ዝፈልስ ዘሎ መንእሰይ ገለ በለልና ግጥሚ ኮ ስምዒት እዩ😢😢 ኣየ ሓወይ ጉሂኻዶ😢😢
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 Год назад
መፍትሒኡ ሕውየት ኢኮኖሚ እዩ
@azebazeb2741
@azebazeb2741 Год назад
ወላድት አምላክ በሰላም የራክብኩም ጀግና ተጋዳላይ ሓወይ 💔💔💔 😢😢😢
@makurussom3123
@makurussom3123 Год назад
Eway ade terkebo ka eway tigraway meas u zewede mekeraka Eze kulu hewet belash tefeu etomerhatkum Kea beselam kenberu jemerom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 Год назад
ኣጀካ መዓረይ እግዚኣብሔር ብሰላም የራክብኩም 🙏🙏🙏
@birktilebasi7406
@birktilebasi7406 Год назад
Abzelato mesdka fetari yhalwa ajoka zhawey Egziabiher mska ykun zhawey 🙏🙏🙏💔😢
@malatkalayu8501
@malatkalayu8501 Год назад
ሓመድ ትብለዐኒ ጎታዋይ እዝይ ዶ ንዓኻ ምእንታና ዝኹሉ መከራ ኣሕሊፍኹም ኣይይይ ብክንደይ ኢና እንበኽዮ ኣቱይ ተሕለፍኻ እዝይ እህህህ እግዚአብሔር ምሰታ ብርሃን ገዛ ብሰላም የራኽብኻ 💔😭😭
@mmn7636
@mmn7636 Год назад
ኣፍፍፍፍዋይሓወይማዓረይኣጆኻብሰላምየራክብካ
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 Год назад
ኣየኻ ወድነይ ክወግሐ እዮ ምስ እታ ወላዲት ጅግና ኣዴኻ ክትራኸብ ኢኻ ዝሓወይ
@user-hy6yf6nq5n
@user-hy6yf6nq5n Год назад
እፍፍፍፍ ዋይ ህዝበይ ኣክ ኣጀካ ዝሓወይ ኣምላክ ብሰላም.የራክብኩም
@elsatesfalem7463
@elsatesfalem7463 Год назад
Efuuuuuuu ade Tigraweti xey rekeboto zegem alodo😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mulalemzingbong
@mulalemzingbong Год назад
ዋይ እሕዋተይ ቅድሜኩም ይስጥሐኒ እሺ ታይ ዓይነት ዘመን እዩ አምላክ አቦይ
@habenhager8658
@habenhager8658 Год назад
አጆኹም ተጋሩ የሕዋትና እዚ አካል ሐደ ሕዝቢ ንመሰሉ አብዝገብሮ ቃልሲ እዩ ቀሪብኩም ኢኩም
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r Год назад
ኣሕ ህዝበይ ረኻቢ መከራ ኣምላኽ ኣዴኻ ኣብ ዘላቶ ይምራሕካ 🙏
@galtigrayhalal5170
@galtigrayhalal5170 Год назад
ሓወይ ናተይ😭እግዚአብሔር ይሓልዋ ምስ ድቃ ወላድትካ እወን አየ ህዝብና ዝረከቦ😭😭😭😭
@abrahaleyweldegebrial512
@abrahaleyweldegebrial512 Год назад
እዛ ወላዲት ብሰላም ናብ ገዝኣ ይምለሳ።ምስ ተመለሰት ብሂወታ ኣብ ገዝኣ ክንሪኣ ተስፋ ንገብር
@user-rs5xl1tu5e
@user-rs5xl1tu5e Год назад
እፍፍ ቃደማኻ ስጥሕ ጎይታዋይ💔💔 ኣጆኻ ሓወይ ብሰላም የራክብኩም 🙏
@sarailove1881
@sarailove1881 Год назад
ስላምሰላምወዱህዝብ
@tigi4
@tigi4 Год назад
በጀኩም ምሰ ረከባ ረኪብዋ ኢልኩም ኣምፅኡልና ኢኩም😢😢❤
@asfsdadsdd-cd2og
@asfsdadsdd-cd2og Год назад
እውይ አባይኪ ወልላይ😢😢😢😢ይሕዝን ብስሞም ይራክብኩም😢😢😢😢መዳሃኒ አለም ይራክብኩም😢😢😢😢😢😢😢
@richyewkroljrichyewkrolj3294
Goytaway tselaeka ytselmto💔💔💔 aye ado tigray loms lbna eko kosilu amlak aboy brhan tigray areyena 👐👐👐
@FghhHh-me5pt
@FghhHh-me5pt Год назад
አህ ቅድመኻ ደኣነ ጅግና ተጋዳላይ ሓወይ ኣብ ዘላቶ ወላድትና ምስ ደቃ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓልዋ 😘😘ብሰላም ይመልሳ
@Sami-vq3vy
@Sami-vq3vy Год назад
ኣይዞካ ጅግና ዝሓወይ ኣምላክ ምሰ ቤተሰብካ የራክበካ 😭😭😭😭😭
@ufh4391
@ufh4391 Год назад
ኣደዋይ ቅድመኪ እባ ይግበረኒ 😭😭😭 ብሰላም ናብ ገዛኪ ይምለስኪ
@destaabusami9385
@destaabusami9385 Год назад
አጀኻ ጀግናን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@redaeabadi
@redaeabadi Год назад
እመብርሃን ታራኽብኩም ❤❤❤
@fretadesta7328
@fretadesta7328 Год назад
Ajoka zehawey meary jigena ika nezom serqeti jerikan hamed gerkayom beawet temliska . Hejiwen adeka ketrekba ika egziabher mesaka yekun Amen Amen Amen 🙏
@user-te9cr4sh8c
@user-te9cr4sh8c Год назад
ኣይይይይይይ ጎይታዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ኩለኩም ይኩን
@dswffeef9659
@dswffeef9659 Год назад
ኣጆኻ ጅግና ሓወይ ብሰላም የራኽብኩም
@user-tw8yk3is3r
@user-tw8yk3is3r Год назад
ኡፈ ወድነይ ምስድራ ብሰላም የራክብኩም😢😢😢
@tigi4
@tigi4 Год назад
በኪካ ዘይፀገብ ኣክክ ህዝበይ ረኪብዎ ዘሎ ኣጆካ ኣምላክ ይሓግዝካ😢❤
@medhindesta
@medhindesta Год назад
ኤህ ጎይታዋይ ዕፅዉ ተብለኒ 💔😢😢
@easyandtastyrecipes4512
@easyandtastyrecipes4512 Год назад
አጆኻ ዛሐወይ እግዚአብሔር ክአኻኽበኩም እዩ እንታይ ይሳአኖ ፈጣሪ😢😢
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
መወዳእታ ዘይብሉ ሓዘን💔😭😭😭😭 መድሃኒኣለም ብሰላም የራክብኩም ኣጆኻ ጅግና ሓወይ🙏😭😭😭😭😭
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 Год назад
አምላክ ምስ ወላዲትካ የራክብካ አጆካ ዝሓወይ
@user-hr4mz2gq3v
@user-hr4mz2gq3v Год назад
ኣይ ግዘ ኣጀካ ዝሓወይ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሰኩም ይኩን😢😢😢
@salamahb8652
@salamahb8652 Год назад
ትግራይ ዓደይ 💔💔💔😭😭😭
@RahelMisgna-go5be
@RahelMisgna-go5be Год назад
ከም ሎሚ እለ ነብዐ ኣይፈልጥን 💔😭 ኣጆኻ ሓወይ ማዓረይ ምስ ኣደካን ኣሕዋትካን ብሰላም ይርክብካ 💔😭😭
@user-nh1oe5pe3u
@user-nh1oe5pe3u Год назад
እዋይ ወዲነይ መዓረይ ጸላእኻ ልቡ ዕንፅል ይበል😢 ኣጆኻ ሓየተይ ክትራከቡ እኩም❤
@lamlamabdu7639
@lamlamabdu7639 Год назад
ኣጀካ ዝሓወይ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
አይይይ ግዜ አሕሕሕ ንሳካ ለዶ ምስ ፀላእቲ ወገንካ 😢😢
@yeshiadane7416
@yeshiadane7416 Год назад
ዋይ ኣዶ ዝረኸበቶ እታ ለዋህ ኣዶ ትግራይ
@azebgebremedhin566
@azebgebremedhin566 Год назад
ናይ ዓወት አድራሻ ትፈልጡ ሰባት ተሐባበሩኒ
@awetwedajmedia
@awetwedajmedia Год назад
0914745500 awet wedaj eye
@tdf3691
@tdf3691 Год назад
Bselam yetehakakfkumu zhawey maerey mhari haweyke maze eika gezaka ktmles kab zwetse dahay zyeblu hawey esti nkuluna akakbo yfterelna deki ney❤
@dawitdawit3522
@dawitdawit3522 Год назад
እመብርሃን ታገናኝክ ወንድሜ
@user-fj3gq3zt5v
@user-fj3gq3zt5v Год назад
ጅግና ሓውና ተገዳላይ ማዓረይ እግዚአቢሔር ብሰላም የራኽብኹም ምስ ወለድኻን ምስ ሓትኻን ማዓረይ
@negasegebresilasie5883
@negasegebresilasie5883 Год назад
ሰላም ዓዊታ ናይዚ ሓውና ቁጽሪ ሃበኒ በጃኻ ኣነ ብዓቅመይ ክሕግዞ 😢❤
@awetwedajmedia
@awetwedajmedia Год назад
0914745500
@user-jr3nk8or3f
@user-jr3nk8or3f Год назад
እህህህ ኣዶ ትግራይ
@goodfoon6415
@goodfoon6415 Год назад
ኡፍፍፍፍፍ ኣጀኻ ዝሓወይ ወላዲት ኣዲና እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ዘላቶ ፈጣሪይ ይሓልወና ጅግና ሓውና ብሰላም የራኽብካ,😢😢ምስ ስድራኻ
@meleywoldemichael5626
@meleywoldemichael5626 Год назад
🥲🥲🥲🥲 ehh Amelakh yihagezena 🙏🙏🙏kemey kabessedet khulu Tegaru negezeu yimelesso
@SelamawitTesemaZerisenay-pj1bx
Egziabiher bselam yerakbkum hawey mearey
@Mussie979
@Mussie979 Год назад
ኣበሳ ኩናት ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣጋጣሚ
@SameerKhan-lm9eb
@SameerKhan-lm9eb Год назад
ፀላኢና ይታዓፀፍ ጎታዋይ ኡፍፍፍፍ
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 Год назад
ሐወይ መአረይ ብሰላም የራኸብኹም
@azebtigray6298
@azebtigray6298 Год назад
እፍፍ ኣዶ ትግራይ ዝረኾቦቶ😢😢💔🙏
@user-rd7bs9wj1j
@user-rd7bs9wj1j Год назад
ሓወይ ምስ አድኻ ብሰላም የራኽብካ
@user-fh5pw6ov5k
@user-fh5pw6ov5k Год назад
ብሰላም የራኽብኩም እግዚአብሔር አምላኬ🙏
@wxzlli
@wxzlli Год назад
ሓወይ መኣረይ ኣጆኻ ኣምላኽ ምስ ኣዴኻ ብሰላም የራኽብኻ 💔💔💔💔
@hiwothagos3849
@hiwothagos3849 Год назад
Betami zehezen tarik eyou
@Gere.emun.
@Gere.emun. Год назад
እንኳዕ ብሂወቱ ተመለሰ ንሱ ክራኸቡ እዮም
@elsabelay4028
@elsabelay4028 Год назад
መጀመረያ ኩሉ ዘይሰአኖ ፈጣሪ ኩሉ አለም ብሰላም የራክቡኩም😢 ናይዚ ተጋዳለይ ሓውና ስልኪ ወይ አድራሻ ክረክቦ ምደለኩ ክሕግዘ ተገዴስኩም መሉሱለይ😢
@RegatGedey-dt3lk
@RegatGedey-dt3lk Год назад
ፈጣሪ ምስ ቤተሰብካ የራክብካ ጀግናና
@AdoEilyam214
@AdoEilyam214 Год назад
ፀላኢና ዕፅው ይበል አጆካ ወድነይ😢 ወላዲተ አምላክ ሓደራኪ አካክብዮም❤
@bahlbimezgebe5497
@bahlbimezgebe5497 Год назад
Bselam yerakbkum fetary❤🙏🙏🙏
@freweynihandy2006
@freweynihandy2006 Год назад
Heart breaking story💔 I couldn't stop crying haway ajoka 😢 💔
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Год назад
እዋይ ጎይታዋይ እህህ ተበልኻስ ጓሂ💔😭 ኣጀኻ ሰጋረይ
@hailemamo5227
@hailemamo5227 Год назад
አጆኹም ኣሕዋተይ😭😭ብሰላም የራኽብኩም ኣምላኽ😭😭እፍፍፍ
@berketgebreslasie9516
@berketgebreslasie9516 Год назад
Ageka nmeni elwo fetar❤🎉🎉
@user-wy7en8nw6k
@user-wy7en8nw6k Год назад
ብሰላም የራኽብኩም ሓወይ መዓረይ💔
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p Год назад
ኣይይይ ሓወይ ናተይ አጀካ አምላክ የራክብኩም ከብድካ ይበለዐካ😢ዋይ አዶ ዶ ትሰደድ ካብ ዓዳ
@jyy7434
@jyy7434 Год назад
😭😭😭 ጀግና ሓወይ አጆካ አምላክ ምስ ቤተሰብካ የራክብካ 🙏❤💛❤ ከብደይ በልዕኒ ኡፍፍ 💔💔💔💔
@berhanegmichaelabay2282
@berhanegmichaelabay2282 Год назад
ምስ ደቃ አግዝኣብሔር ይሓልዋ። ንእምሆይን ንቶም ሓገዝ ዘበርክቱ ዘለዉንውን ፈጣሪ ይሓግዞም። አግዝኣብሔር ይኣኽለኩም ይበለና ህዝብና ክሳብ ናብ ስሩዕ መነባብርኡ ዝምለስ ብዘለና ንተሓጋገዝ።
@zemedagebreabzemedagebreab278
ማረያምን ብጣዓሚ እየ ሓዚነ አደይ ከረከብ ናብል መፂኡሰ ገዛ ትዓፅዩ ፅኒሕዋ😢😢😢😢😢
@galtigray1251
@galtigray1251 Год назад
ኣጀካ ዝሓወይ ማዓረይ ፀላኢና ዑፁብ ይበል ወድነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም የራኩቡኩም ምስ ስድራበይቲካ 😢😢😢😢
@user-kw8lp8rf2z
@user-kw8lp8rf2z Год назад
ዓኽኽ ኣጆካ ማዓረይ ብሰላም ይኣካክብኩም ፈጣሪ💔😭
@kewaniweditdf1757
@kewaniweditdf1757 Год назад
ዓሕ ብታዕሚ እዩ ዘሕዝን ብሰላም የራክብካ ዝዓርከይ
@user-uy3ce5hk1j
@user-uy3ce5hk1j Год назад
ፀላኢና ይታዓፆ ኣጆካ ዝሓወይ ብሰላም የራክብኩም
Далее
Я ТВОЙ ОТЕЦ #большоешоу
01:01
Просмотров 266 тыс.
Я ТВОЙ ОТЕЦ #большоешоу
01:01
Просмотров 266 тыс.